መጽሓፉ ሄኖክ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ንምንታይ ከም ዝወጽእ ተጌሩ

  Рет қаралды 50,145

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Күн бұрын

Пікірлер: 215
@Elrio1314
@Elrio1314 3 жыл бұрын
ዝክኣል እንተኾይኑ እባ በበኽፋል እንዳገበርካ ኣንብበልና ኣምላኽ ያባርኽካ 🙏🙏🙏
@binibrown279
@binibrown279 3 жыл бұрын
የቀንየለይ ብጣዕሚ ሓጺራትኒ ኣይከም ዝተጸበኩዋን ጽቡቅ ጌሩ ከብርሃልና ተስፋ ይገብር ።
@filmonalembrhan2046
@filmonalembrhan2046 3 жыл бұрын
Ewe kbur haw edmen tenan Ezgabiher yhabka kemeu win nay agolgletkan xarin dkamin Ezgabiher xegeu yebzahalka kexile gin kemzi ahwatna ziblwo delewu nay Abona kdus Henok bebi kfalu ketkrbelna fkad Ezgabiher ykun AMEN bejaka bzitekaeleka meten kabzi ziabi menfesawi tmhrti yelen emo kula eta mexhaf ketekrbelna fkad Ezgabiher ykunin Ezgabiher nay agelglotka zemen XEGEU yebzhalkan ybarkelkan kbur kdus haw Ezgabiher zikeberen zitemesgenen zitewedesen zitemeleken nizelalem ykun AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 3 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻካ ክብር ሓወ እሞ ከም ፍቃድ ኣምላክ ነዚ ክብር መጽሓፍ ኣቦና ሄኖክ ዘይንፈልጦ መእመናን ስለ ዘለና ከተንብበልና ብትሕትና ንሓትት ክፍኣት ዓለም ምእንት ኢንፈልጥ
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@yorsalemtesfamihret9840
@yorsalemtesfamihret9840 3 жыл бұрын
Kubur hawna kedamnet kemesgneka yfetu,bmkxal kulu ftur nkfelto xbuk rdiet nkhlwena eba bnbab melki hizkalna kreb.kfatomn tenkolomn xbuk gerna knfelalyo.
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወረ ተተካኢሉስ ኩልና ኦርተደጉሳውያን ንውሉድ ወለዶና ኮነናስ እቲ መጽሓፍ ክሕደስ እንተ ዝክኣል ኮይኑ በቢዓቅምና ገንዘብ እንዳ ኣዋጸና ዘይንሐድሶ ዓብይ በረከት እንድዩ ✝️⛪️💖💞🤲🙏
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 3 жыл бұрын
እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ኩቡር ሓዉና፣ብእትገብሮ ዘለኻ መንፈሳዊ ትምህርቲ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ።ቐጽሎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም እየ ዝብል።ብፍላይ ኣብ ኣናብባኻ ልብኻ ዝምስጥ እዩ ተባረኽ።
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 жыл бұрын
አሜን፫ቃለ ሰናይ ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ አምላኽ ባዕሉ ሃይማኖትናን ህዝብና ካብ ክፉእ ይሓልወና 💒
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna በሰመኣብ በወወልድ መንፈሰ ቅድሰ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏👇 ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ኣቦ ቀሪቡ ኸምዚ ክብል ሓተቶም☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌿🍂🍂 ---------------------------------============= መንእሰይ🗣ኣቱም ኣቦ ሰለምንታይ ኢዩ ሸግርን መከራን ኣብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ጥራይ ዝወርድ። ካልኦት ብሰላም እንዳነበራ ሃይማኖትና ግን ሰላም ሲኢና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም? ኣምላክ ምሳና ሰለ ዘየለ ድዩ? ኣቦ🗣 ዝወደይ ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ገረብ ነበራ። እታ ሓንቲ ፍረ ዝብሃል የብላን ፡ እታ ሓንቲ ግና ኣዝዩ ብዙሕ ፍረ ነበራ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 እዞም ነበርቲ ዓዲ በቲ መን እተን ገረብ ዘለውኦ ክሓልፋ እንከለዉ እምኒ ናበይ ይድርብዩ ይመሰለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣 መንእሰይ እዋእ እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ፡ ናበታ ፍረ ዘለዋ ገረብ እዩ እቲ ሰብ እምኒ ዝድርቢ ኣቦ👈🏾 ስለምንታይ ናብታ ፍረ ዘይብላ ዘይድርብዩ? እታ ፍረ ዘለዋ ከ ሕማቅ ዘይትጠቅም ስለ ዝኮነት ዲያ ብእምኒ ትውረ ር ዘላ እንተይ ይመስለካ ዝወደይ? 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂 🗣መንእሰይ ፍረ ዘይብሉስ እንታይ ክረክቡ እሞ ናብኣ ክድርብዩ? እታ ሓንቲ ግን ፍረ ስለ ዘለዋ ግድን እዬም ፍረ ክረከቡ ኢሎም ናብኣ ክድርብዩ ኣቦ 👈 ጽቡቕ መለስካ ዝወደይ። 🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂📞 እዚ ዝሓተትኻኒ ድማ ከምኡ ኢዩ። ሰይጣን ናብ ፍረ መንፍስ ዘለዎ ድኣሉ ቀስቱ ዝዉርዉር እምበር ፡ ናብቲ ፍረ መንፈስ ቅድስ ዘይብሉስሰ ኣይውርውርን ኢዩ ዝወደይ። 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 🗣👉🏾መንእሰይ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ጽቡቅ ጌርኩም ኣረዲኢኩምኒ የቀንየለይ። ኣቦ🗣👉ምስጋና ንኣምላክ ኢዩ ዝወደይ። ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️👈🏼 ☘️ስጋ ከይበሰለ ዝበልዉዖ ሰብ የሎን ፡ እንድሕሪ ☘️🌼ተጠቢሱን በሲሉን ግና ከሉ ሰብ ይሃርፎ። ጉዕዞ ክርስትና ድማ ብእሳት እንተ ዘይሓሊፊ ጸጋ መንፈስ 🍂ቅድስ ኣባና ንክሓድር ቦታ ስለዘይብሉ ገዲፋና ይከይድ። 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ስለዚ ዝወደይ ንኣምላክ ሽግር ከርሕቀልካ ዘይኮንካ ንሽግር ዝጸዉር ጸጋ ትዕግስቲ ሃበኒ በሎ። ጻድቅ ኣቦና ኢዮብ እንተዘይፍተን ብጀካ ኣዝማዱን ሰበይቱን ኣዝማድን ደቁን መን ምፈለጦ ነይሩ? እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝዘነበ ዝናብ ሽግርን መከራን ግን ስሙ ካብ ጻት ዓለም ክሳብ ጻት ዓለም ካብ ጥንቲ ክሳብ ክሳብ ዘልኣለም እንዳ ተዘከረ ከም ዝዝከር ገይርዎ እዩ። 🌼🌼🌼🌼🌼🌼👉🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሰለዚ ዝወደይ ኣጆካ ብሽግር ክትሕጎስ ድኣ እምበር ተስፋ ክትቆርጽን ክትጣራጠርን ኣይግበኣካን እዩ መንእሰይ ብሓቂ ኣቦየ የቀንየለይ ኦርቶዶክስ 💒ተዋህዶ 💒ቤተክርስቲያን 💒ንዘልኣለም ትንበር 💒👈🏼 ኣሜን(3)
@kisanetkisanet-c1p
@kisanetkisanet-c1p Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና ናይ ዘበነ ኣጎልጉሎትካ ይባርክ እግዚኣብሄር ኣምላክ
@Footballworld1644
@Footballworld1644 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiewet yesmalna. Egziabhier amlakna bana bdukumat baritu zkeberen ztemesgenen ykun. 🙏 🙏 🙏
@serkalem4543
@serkalem4543 3 жыл бұрын
እንቋዕ ብስላም መጽእካ ክቡር ሓወና ቃል ህይወት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 жыл бұрын
ኣሜን 3+💖💞🙏ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ይመስገን 🙏 እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር መጻካ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ዝኮንካ ክብሪ ይሃብካ 🙏ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ዘይተገለጸ ቁዱስ ምስጢሩ ይግለጸልካ ከማካ የብዝሓልና ምእንቲ ድሕነት ንሕና ድኩማት 💔😭🙏ብጸሎትኩም እኮ እንተድሓና 💔😭 እምበር ንሕናስ ክፍኣት ግብርና ወረን ኣበሳን ኩናትን በዝሑ እንሄ እዝግዮ ምሓረና ኩሩስቶስ ነዚ ንኽመጽእ እዮም ኣጥፊኦሞ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+✝️⛪️💞💖🤲🙏ጸሎት ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ኣመንታን ደለይቲ ምሕረታን ኣማላድነታን ይኩን ንዘልኣለም ኣሜን 3+✝️⛪️💞💖🤲🙏
@አዶአምላኸይባሪያኺክኸውን
@አዶአምላኸይባሪያኺክኸውን 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብትመጽእ መንግስቱ ይዘክረና ኦ ህያው አምላኸይ ብመንገድኻ ምሪሓና ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ሓውና አሜንንን
@ghjh2028
@ghjh2028 3 жыл бұрын
ባሓቅ ቃል ህይወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዘሐሉኩም።
@medhaniesolomon974
@medhaniesolomon974 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
@Elrio1314
@Elrio1314 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ብታአሚ ነመስግነካ ኣዚኻ smart ክርስትያን ኢኻ ኩሉ ተቕርቦ ኣዝዩ ኣገዳስን እዩ ኣብዝመጽእ ኸኣ ብ ስፍሕ ዝበለ ሕዝካልና ክትመጽእ ንላበወካ, ቀጺለ ኸኣ መጽሓፍ ሄኖክ ኣብ ናይ ኣምሓርኛ መጻሕፍቲ ጥራዩ ዘሎ ንምንታይ ኣብ ናይ ትግርኛ ዘይኣተወ,?
@jotawihagos3433
@jotawihagos3433 3 жыл бұрын
እግዝኣቤሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፍጣሪ ሓወይ ማዓረይይ ከምዚ ገይርካ ዝማህርካና ካኣ ኣምላክ ሓሳብ ልብካ ይስምርልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓና ብሩክ ሓወና
@capitalcapi6775
@capitalcapi6775 Жыл бұрын
ቃል ሂወቱ የስማለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@lulinatey1622
@lulinatey1622 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kdus abona Ezgiabher amlak xegu yebzhalkum
@ሚላየማዳምቅመምነኝ
@ሚላየማዳምቅመምነኝ 3 жыл бұрын
ሓወይ ማዓረይ ተኽኢልካባ ገሪዛን ልበሃል መንፈሳዊ ቻናል አፋልጠሎም ስለትገብሮ እግዚኣብሄር ይባርኽካ
@amanuelghebregziabher2165
@amanuelghebregziabher2165 3 жыл бұрын
Amlak ybarkum ahwat Nezi mexhaf hienog bkemey knrekbo nkel. Kenebbo malet u.
@eliasgebremicael1090
@eliasgebremicael1090 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውና ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜካ ይባርኸልካ
@mytes7510
@mytes7510 3 жыл бұрын
መጽሓፍ ሄኖክ ብ መልክዕ ንባብ እንተ ዝቀርብ ጽብቅ ነዮሩ
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 3 жыл бұрын
Bzuh seb mitemaharna nerna ,Ezgabiher fkadu ykun 🙏🙏🙏
@menkem7923
@menkem7923 3 жыл бұрын
Ab yuotub alekum metshaf henoch btgrina elkum etewu
@FthawiMahari-v1d
@FthawiMahari-v1d 8 ай бұрын
ቅዱስ ሄኖክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዘሓወይ
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 2 жыл бұрын
Amien Amien Amien qale hiwet yesmealna egziabihier amlak edmen teanan yhabkum fetari 💒🙏❤💒🙏❤💒🙏❤
@TewahdoTube26
@TewahdoTube26 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብሃቂ መጽሓፍ ሄኖክ ብዙሕ ምስጢራት ዝሓዘ ኢዩ ዋላ ዉን ቅዱስ ሄኖክ ባዕሉ ብዘይክኡ ከምዚ ዝበለ ራኢ ዝራኣየ ከምዘየለ ኢዩ ዝዛረብ " በረከቱ ናይ ቅዱስ ሄኖክ ይክፈለና
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ አብ ትሕቲ ፈጣሪ ኮንካ ንዓና ድኩማት አሕዋት እትገብሮ ዘለካ ፃዕሪ አምላክ ዋጋካ ይክፈልካ ዝሓወይ በርተዐልና ብሰላም ምፃእ ዝሓወይ
@erilewtinzhashe1442
@erilewtinzhashe1442 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN kale hiwet yesmalna kbur hawna ezgabihier xegau yebzhalka
@trhasmeharihagos9666
@trhasmeharihagos9666 3 жыл бұрын
ክቡር ሓው ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ኣሜን።አነ ተከታተሊት መደብኩም እየ ካብተሰድዎ መደባት ዋለሓንቲ ኣይትሓልፈንን እያ።ብፍላይ ናይ ሳጥናኤል ጎል እትብል ከተቅርበልና ምስጀመርካ ኣነ ክኣ ሓደ ኢለ ጀሚረ መጽሓፍ ሄኖክ ምንባብ። ሕጂ ኣብዛ ምድሪ ዝግበር ኩሉ ብረዲአት ኣምላክ በሪሂለይ። እቶም ከተንብቡ ትደልዩ መጽሓፍ ቅዱስ 2ይ ቆነናን ብሉይ ኪዳን ዝሓዘ ዝብል ካብ ቤተክርስትያን ገዚእኩም ኣንብቡ።
@siemeyob4503
@siemeyob4503 3 жыл бұрын
ብትግርኛ ኣሎ ድዩ
@trhasmeharihagos9666
@trhasmeharihagos9666 3 жыл бұрын
@@siemeyob4503 ሰላም ኩቡር ሓው።እወ ኣነ ብትግርኛ እየ ገዚአ ንዓይን ንሰብን
@sirakbrhane7377
@sirakbrhane7377 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna.bzaeba mexhafe henok ab kexali asfh abilkum ente temxulna kndey senay neru.
@saradejen9276
@saradejen9276 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwat yesmalne hawena xegu yebzhlka Egzabher amlak
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna buruk hawey egziabher amlak xegau yebzhalka
@letemariamyonas79
@letemariamyonas79 Жыл бұрын
Selam zehawey Selam Egzabiher msaka ykun mtshaf henok anbbelna eba hawey
@fkadugbremichael3026
@fkadugbremichael3026 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmealna Kubur hawna bekurub kerka eba akrbelna mexhaf henok zeynfelto buzuhat alena kulu biamharja koynu ብትግርኛ ብኸመይ ክንረኸቦ ንኸእል
@ksanetkfle9728
@ksanetkfle9728 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna kubur hawna egziabiher amlak xegue ybzhalka.
@ኣብርሃወኣፅብሃ
@ኣብርሃወኣፅብሃ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና
@edenteklehaimanot6215
@edenteklehaimanot6215 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ኩብር ሓውና
@YosiefAsemalsh
@YosiefAsemalsh 3 ай бұрын
ፍልጠትካ ይብዛሕ ክብሪ ን ኣምላኽ ይኩን ቀጽሎ ክንፈልጥ ምታን ፡፡
@zemeneytv251
@zemeneytv251 3 жыл бұрын
ክሳብ ሕጂ ብድምጺ ኣብዩቲብ ዘይምአታዉ ናይ ኣቦና መጽሓፍ ሀኖክ ማዕረ ኪንደይ ከምዝሓመቅና አዩ ዘርኢ ። ስለዚ ብቅልጡፍ ኣብዝሓጸረ ጊዘ አንተ ዝኣቱ ኪንደይ ጽቡቅ ነሩ
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 9 ай бұрын
Berket tedli egziabiher ryu en Mo
@abrhamgrmay5474
@abrhamgrmay5474 2 жыл бұрын
Amen kal hwat yesmana berkatka yebzhauo
@evenmusazgi2096f
@evenmusazgi2096f 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabher Amlak xegu yebzhe hawena
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቆሓይ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና
@yemanemerih6784
@yemanemerih6784 3 жыл бұрын
ስላም ኣምላክ ምስክልኩም ይኩን ንሓውና ብሓኪ ካለ ሂወት የስምዓልና ከምዚ ገርካ ዝመሃርካናን ዘፍለትካናን ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ክብሪ ናግዛብሀር ይኩን ከምዚ ከማይ ድኩማት ከኣ ብጸሎትኩም ደግፉና የሕዋት
@yonimyonim5645
@yonimyonim5645 3 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስማዓልና
@almazokbazig5718
@almazokbazig5718 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana
@mammaalemeujjguh
@mammaalemeujjguh 2 жыл бұрын
Egzabiheir xegau yebzahalka hawey kabakum tetemaharna anber dukumat ena zisemanayo ab libna yhdrelna Amen Amen Amen
@bobmarey3540
@bobmarey3540 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet ysmalna kubr hawna
@yonubest4495
@yonubest4495 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna kubur hawey egzabher xegeu yebzhalka
@afomkidane8874
@afomkidane8874 2 жыл бұрын
Amien. kale hiwet yesmealna.fetari xeguu ybzehalka kubur haw.eta membere marikos zkonet Egypt aytkibelonya malet diu?
@kbromwasihun647
@kbromwasihun647 3 жыл бұрын
ሓወይ ተካታታሊካ፡የ እግዚኣቢሄር ምሳካ ይኩን፡ጸቡቅ ቀጽሎ
@habtomgebre1489
@habtomgebre1489 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmwAlna. Komiu gerkum meharuna burkat Ahwat Amlak xwgiu yebzehalkum
@ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ
@ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ 3 жыл бұрын
AMENNN Egzabher yemesgen. Tsegeu dema yebzehalka 🙏🙏🙏
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ንኤርትራን ንህዝባን ይባርኽን ይሓሉን
@abebaberhiu5188
@abebaberhiu5188 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብር ሓወና
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክበረ መምህረን ጸገኡ የበዚሓላኩም🙏🙏🙏💒❤💒❤💒❤💒
@eyobek1496
@eyobek1496 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabhier ygesxom
@motheroflight-yesusistheon5720
@motheroflight-yesusistheon5720 3 жыл бұрын
Yes you are completely Right my Brother.Thank you. +++
@gebreyesusberakishewit5334
@gebreyesusberakishewit5334 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
@meradedeart9949
@meradedeart9949 3 жыл бұрын
ብልቢ ክፈልጦ ዝደልዮ ዝነበርኩ እዩ በጃኻ ተኪኢልካ በብክፋል እባ ኣቕርበልና ብዙሕ ዝሓብእዎ ምስጢራዊ ኣለዎ እዩ ዝብሃል ኣፍልጠና በጃኻ
@tumezgi2609
@tumezgi2609 3 жыл бұрын
Amlak ymesgen kemzi geru zmhrena hawi merkabna!🙏🏻
@mymobile7500
@mymobile7500 3 жыл бұрын
Egziabhr edman tenan yehbka kal hiwet yesmalna hawena amilk
@ftsumafewerki1163
@ftsumafewerki1163 3 жыл бұрын
Amen(3) kalehiwet yesmealna kbur hawey
@mussiemihreteab309
@mussiemihreteab309 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት ያስማዓልና ሓወይ
@msnabrakalsimskulufkri9849
@msnabrakalsimskulufkri9849 Жыл бұрын
Selam kubur hawuna mexhaf henok bzeyka ezi ab mexhaf kudus texahifu zelo bmlue abey krkeb ykeal
@sabakidane4338
@sabakidane4338 3 жыл бұрын
Amen kalewiwet yesmealna Amlak xegeu yebzhalka hawey nhzbka keytefee mmharka btaemi xibuk eyu Kristian enabelna ntefee nbezh mo aytgenguyena
@samuelamanuel1429
@samuelamanuel1429 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna kubr hawna
@bereketkidane1784
@bereketkidane1784 2 жыл бұрын
Amien qele hiwet yesmealna zhawey xbuq medeb khateka zdeleku gn malet nhnas hji sle ztef zelo edl gierna nzarebelu alena nay zmex weledo gn bqereba kem mexhaf qdus krekbo kshegeryu bau menxr nkey tefsi tay hasab alekum
@robelmosazghilebasiblessed1730
@robelmosazghilebasiblessed1730 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏 Kal hiwet Yesmealna hawey...!!!
@yout521
@yout521 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN YEHBRU 🙏. Kurub enteznewh neru msnay ykreta 🙏
@mussiegebretnsae4708
@mussiegebretnsae4708 3 жыл бұрын
ንፉዕ መንፈሳዊ ኣይኮንኩን ብ ሓደ ኣገዳኢ ጉዳይ ግን መጽሓፍ ሄኖክ ኣንቢበዮ ካብ ገበር ናብ ገበር። ኣንቀጥቂጠ አዛ ዓለም ካልእ ኮይና ተራእያትኒ ። ንመንግስታት ዓለምን ንሳይንስን ዘውድቕ ዓሞቕቲ ምስጢራት ዝሓዘ እዩ። 16 ዓመትት ዝተማህርኩዎ ሳይንስ ብሓንቲ መጽሓፍ ሀኖክ ተበሪዙ። ሓደ ካብቲ ብዙሕ ነገራት ዓለም ጸፋሕ ከምዝኾነት ኣጸቢቁ የብርህ። ኣብ ምድሪ ዘለዉ ርኹሳን መናፍስቲ ናይ ሰይጣን ሰራዊት ጥራይ ዘይኮኑስ ብድሕሪኡ ዝወደቑ መላእኽቲ ኣብ ሳህራን ኣብ ባሕርን ከም ዝታሰሩን ሳይንስ፥ ጥንቆላ፥ ፋብሪካታት ናይ ውግእ መሳርሒታትን ን ሰብ ከም ዝማሃሩ ይነግረና። ኣቦና መምህር ግርማ ወንድሙ ጣቋር ኢሉ ይሰምዮም። ሓለቓኦም ኣዛዚኤል ይባሃል። እዞም መላእኽቲ ምስ ደቂ ሰባት ከም ዝትዋሰቡን ዘይንቡር ፍጥረታት ከምዝወለዱን እግዚኣብሄር ብኡ ተቖጢዑ ምስ ደርበዮም ንምድሪ ካብቶም ዝወለዱዎም ርኹሳት ዘርኢ ከጽርያ ኢሉ ብ ኖህን ማይ ኣይህን ከምዘጥፋኣ ይነግረና። ደቂ ሰባት እንታይ ስለዝገበሩ እዩ ኣምላኽ ብ ማይ ኣይሂ ዘጥፈኦም ኢልናስ ንሓስብ ዶ? ብከም ኡ ከኣ ኣቦና ሄኖክ ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ኢሉ ብግዜ ዝሰደዶ ደብዳበ እዩ።እዚ መጽሓፍ ቁዱስ ኢልና ንጥቀመሉ ዘለና በተ ክርስትያን ደጊማ ኪትግምግሞ ይግባእ። ብዝኾነ ነዚ ምጥቃስካ የመስግን ንፉዕ መንፈሳዊ ጥራይ ዘይኮንካስ በሊሕ ሰብ ውን ኢኻ። 👏👏
@siembrhane9192
@siembrhane9192 3 жыл бұрын
Kala hiewat yasmalna zhawey ana gn zgarman slamntay ena nazi kudus malekti bzh zayrana nati darftat gn millonat view ksab zbaxh nreyo egezabher amlak nab lbna ymlasana amen amen amen
@sabamehari8334
@sabamehari8334 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna bhaki egziabher ani lbonana ykfetelna
@ጓልትግራይ-ጠ6ደ
@ጓልትግራይ-ጠ6ደ 3 жыл бұрын
ቃለሂወትየስመዐልናክቡርሓውና🙏🙏🙏
@henokweldeab3119
@henokweldeab3119 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@yordanostesfay2690
@yordanostesfay2690 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
@WahazitGr
@WahazitGr Жыл бұрын
qale hiwet yesmalna kbur hawey amlak xeguau yebzahalka
@hanatesfazghi1772
@hanatesfazghi1772 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna
@zhhsh1154
@zhhsh1154 3 жыл бұрын
ቃልህውት ያሰሙዕና ከበረ ሕወን
@kudesestifanosestifanos970
@kudesestifanosestifanos970 3 жыл бұрын
zemen agelguletikum egzabhaer yebark yehiwayey bitesfa emnetin neqina kinxenhi zegeberkum uehiwateu amlak xegu yebzahalkum
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 3 жыл бұрын
Amen.Qual hiwot yesmaalna 🙏🏽
@feven671
@feven671 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna🙏🙏🙏
@AhmedHassan-mj6gn
@AhmedHassan-mj6gn 3 жыл бұрын
Amen amem amen qal hiwet yesmana 🙏. 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 👈 🕊 🕆 🕯 🌻
@berhaneweldegabr3466
@berhaneweldegabr3466 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmeana
@gaimdesta1419
@gaimdesta1419 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስመዓልና።
@sabaarya7997
@sabaarya7997 3 жыл бұрын
Kemugerkum damaharuna enber nxefe ana elena tebarek
@afomiagezae3796
@afomiagezae3796 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet
@sameeras53
@sameeras53 3 жыл бұрын
ቃል ሕይወት ያስማልን🙏🙏🙏
@ኤርትራ-ወ7ፐ
@ኤርትራ-ወ7ፐ 3 жыл бұрын
Kal Hiwet yesmana
@yosiefghebrehana6243
@yosiefghebrehana6243 2 жыл бұрын
Amien amien amien kal hiwet yesmealna
@binyamsium4804
@binyamsium4804 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna kubur haw eta nay satnael gol kea part 7 atfiekaya
@woodhandworker1577
@woodhandworker1577 3 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmeana
@ermiastecle5210
@ermiastecle5210 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesimean.mexihaf henok ab app alo do wey bikemey kirekibo ekiey
@الاع-ح4س
@الاع-ح4س 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና
@nevergiveup3749
@nevergiveup3749 3 жыл бұрын
Amen (3) kal hiwet yesmealna
@johnkidane5066
@johnkidane5066 3 жыл бұрын
እንቓዕ ብሰላም መጻኣካ ሓወኒ መጽሓፍ ሄኖክ ኣበይ ክንረክቦ ንክኣል ክቡር ሓዉ!?
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
ብኣምሓርኛ ኢንግሊሽ ዶች ኢዩ ዘሎ ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመ ኣይመስለንን። ካብዘን ቋንቋታት ትክእሎ ኣለካ ድዩ።
@trhasmeharihagos9666
@trhasmeharihagos9666 3 жыл бұрын
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ 1ይን 2ይን ቆነና ዘጠቃለለ ኣለካ
@trhasmeharihagos9666
@trhasmeharihagos9666 3 жыл бұрын
ብትግርኛ ኣነ ኣለኒ
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
@@trhasmeharihagos9666 ኣበይ ክንረክቦ ንክእል ሓፍተይ።
@trhasmeharihagos9666
@trhasmeharihagos9666 3 жыл бұрын
@@God-db9vp ኣነ ኣብ ሮማ (ኢታሊ) ቅዱስ ምካኤል ቤተክርስትያን እየ ገዚአዮ ኔረ ቅድሚ 5 ዓመት ከባቢ።
@anekemalemay8012
@anekemalemay8012 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmealena hawey
@tesfalemrezene5762
@tesfalemrezene5762 2 жыл бұрын
Kale hewit yesmalena Amen ❤💞🙏🙏
@naodtekeste8289
@naodtekeste8289 3 жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna kubur hawey,
@simontesfazgi3394
@simontesfazgi3394 3 жыл бұрын
selam wesenay keber hawi mexehaf henog be odeyo kula akerba
@TFBk-gq5sx
@TFBk-gq5sx 3 жыл бұрын
Amen kalehiwot yesmalena..
መርፍእ ወጊኦም ኣደቂሳምኒ
38:36
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 1 М.
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
00:32
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 144 МЛН
🔴👉"ቅዱስ ኡራኤል ኣብ ዓዲ ዓረብ ዝገበሮ ተኣምር"
18:23
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 63 М.
ሄኖክ ዝረኣዩም ራእይ (1ይ ክፋል)
14:56
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 12 М.
The Second Book of Enoch Tigrinya from the Earth to the 7th Heaven
27:31
‼ሓሙሽተ ምልክታት ጸላኢ ሰናይ ኣብ ነብስና ምሕላዎም🔴
19:38
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 55 М.
'' ሙሉእ መጽሓፍ ሄኖክ :  (ምዕራፍ  1 - 21) ''  Audio Bible Tigrigna
1:59:26
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 86 М.
🔴ህጹጽ መልእክቲ ኣቦታት🔴 4 ከተማታት ተጠንቀቁ
15:39
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 170 М.
🔴👉"ኣርጋኖን ናይ ሶኒ"(ብትግርኛ) መንእሰያት ስምዕዋ
1:01:04
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 151 М.
‼ናይቲ መንእሰይ‼ [ሓቀኛ እምነትን መንገድን ህይወትን]
28:04
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 19 М.
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
00:32