መዋፅኦ ትግራይ በየን 'ዩ? ናብ ኣስመራ ዶስ ናብ ኣዲስ ኣበባ? ክትዕ መምህር ኣብርሃ ተኽሉን ተጋዳላይ ኣማኒኤል ኣለማዮህ

  Рет қаралды 20,935

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер
@tedroskahsay2841
@tedroskahsay2841 4 күн бұрын
እዚው ኣማኒኣኤል ድብልዎ ማ ብስሩ ጭንቅላት ኣልቦ እዩ። ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ዓይንና እናራኣና ይሕዋትና ክርሽኑ ተዓዚብና። ኤርትራውያን እማ ከምቲዝበሃሎ ኣይኮነን። ብዓይና ዝርኤናዮ የለን። ሕዚስ ብእማንካ ዶ ትኾን ሰራዊት ኣቢ ካብ ሰራዊት ኤርትራ ዚሓሸ ክኾን።
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 3 күн бұрын
@@tedroskahsay2841 እቲ ቀንዲ ሽግር ሓደ ናይ ተጋሩ ካብ ኩውንነትን ሓቅን ፍጹም ኢዮም ርሒቆም ደለዉ ኣብ ትግራይ ብኣካል ዝነበሩ ተጋሩ እቲ ሓቂ እዳፈለጥዎ ኮነይ ኢሎም ንሰራዊት ኤርትራ ከጸልሙን ከነውሩ ይውዕሉ ኣለዎ ንሰራዊት ብልጽግና ግን ዋላ ሓደ በደል ከምዘይፈጸመ ብጹእ ጌሮም የቅርብዎ ኣለዉ ገለ ገለ ሓቀኛታት ተጋሩ ግን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሰራዊት ብልጽግና የጋላግሎምን ይካላኸለሎምን ከምዝነበረ ይገልጹ ኢዮም
@robelamine9912
@robelamine9912 3 күн бұрын
Ezi wedi bejki atfeyo Mess bale amanuel konka selam kemxie zey hesbe eyu
@selamselam2569
@selamselam2569 4 күн бұрын
መምህር አብርሃ ተክሉ ናይ ብሓቂ ትግራዋይ እዩ ኩሉ ዘቅርቦ ሓሳብ ንትግርይ ህዝባን ዝጠቅም እዩ እቲ ጫሓም ቆልዓ ግን ብግዝያዊ ምድንጋር ትግራይ ዝክፈል ትግርኛ ድዛረብ ብልፅግና እዩ።
@xaka5505
@xaka5505 4 күн бұрын
ቃና ሻዕቢያ😂
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 4 күн бұрын
መርሓብ መምህር አብርሃ
@Merruna642
@Merruna642 4 күн бұрын
መምህር ኣብርሃ ሓቀኛ ጥራይ ዘይኮነ፡ በሊሕ፡ ሰፊሕ ርድኢት ዘለዎ፡ ህዱእ መስተውዓሊ፡ ኣስተውዒሉ ዝምልስ ኮይኑ ረኺበዮ። እንተኾነ ኣብ ትግራይ ከምዚኦም ዓይነት በላሕቲ ሰባት ኣይፍተውን'ዮም ምኽንያቱ፡ እዞም ኣብዛ ክልል ዘለዉ ሰበስልጣንን ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘለው ደገፍቶም ካድራትን ኣክቲቭትታን፡ ኣብ ርእሲ እቲ ድሑር መስፍናዊ ባህርያቶም ናይ ካልኦት ልኡኻትን ተመወልትን ዕሱባት'ዮም። እዚኦም ማለት ውልቃዊ ረብሑኦም እምበር ናይቲ ዝፈጠሮም ህዝቢ ሓላፍነት ዝወስዱ ኣይኮኑን። እዚ ናይ ሎሚ መካትዕቲ ኮይኑ መጺኡ ዘሎ ሰብኣይ /ስሙ ክጽውዖ ስለዘይደሊ'የ/ በዚ መድህን ዘቕረበትልና ሃይላይትስ ጥራይ ኣብቲ ዘተ ከምዝተሳዕረ ንጹር ኮይኑ ኣሎ። ድሮ ከይጀመረ ሃለውለው ክብል ጀሚሩ። ኣብዚ እስከ ፍርድኹም ሃቡ ሰማዕቲ። "ብሃጸያት ኣምሓራን መሳፍቲ ጋላን ተገሪፉ፡ ብርኪ ስዒሙ፡ ጎይታይ እምበይተይ ዝበለን። ብደርቡሽ ሱዳን ክሳዱ ተቖሪጹ ኣብ ቤተ-መዘክር ሱዳን ዝተቐመጠን'ዶ ይሓይሽ? ወይስ ብስቺሊያ ጥልያን ተገዚኡ ዝተማህረን ዝማዕበለን ስልጡን ሕብረተሰብ ። ምስ ኤርትራ ሰላም ንግበር ምባል ከ ምስ ናይ ጥልያን ስቺልያ እታይ ዘተኣሳስር ኣለዎ? ኣቱም ሰባት ናይዞም ጎደቦና ጽላለስ ከመይ'ዩ?
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 3 күн бұрын
@@Merruna642 100% ትኽክል በልካ ኩሉ ግዜ ንድሕሪት ዝመልሶም ዘሎ ካኣ ምስ ኩውንነት ፊት ንፊት ክገጥሙ ስለዘይክእሉ ኢዮም
@mohemmedabdelwaheb-n8s
@mohemmedabdelwaheb-n8s 4 күн бұрын
መብርሂ መምህረይ ኩሉ ጊዜ አቅርብልና
@zem1988
@zem1988 3 күн бұрын
መምህር ኣብራሃ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ፣ በዓል ሰፊሕ ልቦና ኢኻ። ኣያ ሰያብ ግን ካብ መምህር ኣብራሃ ተማሃር ፣ Thank you Memhir Abraha
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 4 күн бұрын
መምህር ኣብራሃ ተኹሉ ሓቀኛ ኣማኒኤል ዶንቆሮ
@ዓንሰባ
@ዓንሰባ 4 күн бұрын
መምህር ኣዝዩ ርጉኡን ክካታዕ ዝኽእል ዓቅምን ትዕግስት ዘለዎ ዩ፡ እንተ ኣማኑኤል ግን ሓይሉ ኣብ ጸርፍን ዘለፋን ዩ፡ሰብ ኣብ ጸርፍን ዘለፋን እንተ ኣትዩ ድማ ሕጽረት ናይ ምክታዕ ክእለት ከም ዘይ ብሉ ዩ ዘመልክት፡ ግን ኣብ ዝሓጸረ ግዘ ክትፍኖ ይጽበ
@SareyKacij
@SareyKacij 4 күн бұрын
Abraha - I am hoping to see you teach this man. I can’t wait to watch the full interview
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 4 күн бұрын
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ ከምዚኦም ዝበሉ መደባት አብ ትግራይ ናይ ሓሳብ ሰዓራይነት ተሳኒኻ ትሙጉቶሎም ኮይኖም ክወጹ ዓብይ መንገዲ ዝኸፍቱ እዮም እሞ በርቲዕኹም ስርሑሎም። አብ ትግራይ ሓደ ሰብ አብ መድረኽ ወይ ሚድያ ወጺኡ ንሰዓታት ዝዛረበሉ ዝተለምድ እዩ እሞ ቡዙሕ ዝዝተደጋገመ ፍረ ዘይቡሉ፣ ሙሩጻት ሓስባት ናብ ቅድሚት ሲዒሮም ክወጹ ምግባር ናይ ሚድያ ሓላፍነትዩ። መድሒን በርትዒ ጽቡቅ ስራሕዩ!
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 4 күн бұрын
ጽባሕ ንዝሓልፍ ግዜ ዘይሓልፍ ጽልኢ ዝተክሉ ከም በዓል ኣማኑኤል መድህን ኣጻሪኪ ፈላልዪዮም እሞ ንአርትራውያን ከኣ ፈታዊኦምን ጸላኢኦምን ንምልላይ ሓገዝዩ፡፡ምክንያቱ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣይጻላእንዩ ዝተወስኑ ኢሊታት ትግራዮም ጸላእቱ ንስኪ ሓዊስካ
@besure6320
@besure6320 4 күн бұрын
100% ➡️➡️አስመራ
@anisaany6039
@anisaany6039 3 күн бұрын
ቀፅልሉ
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 4 күн бұрын
Well come መምህር ኣብርሃ እምተ ናይቲ ሓደሞ ብዘይካ ጭሕሚ ቁምነር የብሉን ካብ ብሉጽ ክመሃር ኣለዎ ❤❤❤❤
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 3 күн бұрын
ክልተ ዝተፈላለዩ ሓሳብ ዝሓዙ ኣብ ሓደ መድረክ ፅቡቅ እዩ ።
@ShabiShabi-p1n
@ShabiShabi-p1n 3 күн бұрын
ኣብራሃ.... ተኽሉ.... መምህር... ሕልናናን.. ግሉጽነትን.... ምሉእ... ትሕዝቶ... ክትካዕካ.... ክሰምዕ... ኣዝዩ ደስ ይብለኒ 🫶🏾
@danielhailemariam5971
@danielhailemariam5971 4 күн бұрын
Two of my favourite politicians❤ Abrish is great❤ በቃ ናይ በሓቂ ንኡድ ፖለቲከኛ❤
@GodisLord-om5kf
@GodisLord-om5kf 3 күн бұрын
መምህረይ ክብሪ ይሃበለይ
@Sky20844
@Sky20844 4 күн бұрын
ጽቡቅ ክትዕ ኣብ ሞንጎ መንቀኛ ሰላም ጫሓም ደንቆሮን ለባም ሰባኺ ሰላም ውልዶ መንእሰይን
@yakobequbamicael-vq3ti
@yakobequbamicael-vq3ti 4 күн бұрын
Mister Abreha
@demhai4560
@demhai4560 4 күн бұрын
Abraha is excellent
@mebrieabraham724
@mebrieabraham724 2 күн бұрын
Dear teacher abraha.Which is absolutely excellent politician.very very nice ❤❤
@DrarGebreMariam
@DrarGebreMariam 4 күн бұрын
ezi አረጊት ሰብአይ ተዘሪሩ. Abrish is quite better than the old guy
@htboy3229
@htboy3229 4 күн бұрын
Eritrea eritrea nbl federal do aykonen khlwena nerwo, Italy Italy nbls nhnas ksab hji eko kab xelemti ayetagalagelnan 🫥🤔🤔🤔🤔
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 4 күн бұрын
ኣማኒኤል ህጂ ለባም ኢየ ዲኡ ዝብለና ዝኒኦ ጨጓር መሕፈር ኤርትራዊያን ሕዚ ኮይኑ አምበር የሕዋትና ኮዮም ጸማም ኩርኩር ናይ ፒፒ ። መምህር ኣብረሃ ዕድመን ትዕናን ይሃብካ ኩናት ወረ ኩናት ጠፊኡ ሰላም ክረክብ ኡዚ 2 ህዝቢ ትገብሮ ዘለካ መሃርን ሃናጽን ሓሳባት ብጣዕሚ ቀጽለሉ
@መረብ-መረባና
@መረብ-መረባና 4 күн бұрын
i can't wait Medi. go ahead👌👌
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Күн бұрын
Thank you Prof Abreha...logical person. Inte Amanuel imo metaqosi hizbi nhizbi zebais rikhus seb. Kemziom iyom ab Media indametsu bScreen tehabiom seb ab kuinat zeitiwu. Dehar intay aqmi aleka iyu Shaebia ketetifie. Aqmikha zeymiflat...
@berekettekle9771
@berekettekle9771 4 күн бұрын
Memhrs memhr dea kulu gza abrha is the great person
@Habte7550
@Habte7550 4 күн бұрын
He is a brillant politician he preaches love.
@dejengrmay1239
@dejengrmay1239 4 күн бұрын
Welcome memhr abrha
@Tsgawu-u5c
@Tsgawu-u5c 4 күн бұрын
ቃልጢፍኪ ልቀቅዮ
@ትግራይሰብኪመንእዩ
@ትግራይሰብኪመንእዩ 4 күн бұрын
Good job Medi ሽኮር😍 ቐፅልሉ።
@Habte7550
@Habte7550 4 күн бұрын
One of the future politician analaizer in Tigray is teacher Abraha,he is brillant.
@yalemtsegaye4746
@yalemtsegaye4746 3 күн бұрын
AS USUAL ABRESH ❤❤❤
@TefahiwetOkbagergs
@TefahiwetOkbagergs 4 күн бұрын
ኣብራሃ ቶኩሉ ❤
@filimonsemere8564
@filimonsemere8564 4 күн бұрын
Memhr abraha jigna nay mexae merahi
@WediMemher
@WediMemher 4 күн бұрын
The fact is Shabiyans fought for independence from Ethiopia. In the mean time they were helping Tigray in the fight against derg. It is Shabiya and Shabiya only who come to help us when Ethiopia was cluster bombing us. No one came to help us in the dak days of 17 years struggle. The first armament, the first radio station, the traing of nurses, the first trainng of tanks was given by Shabiya to Tigryans. Shabiya deserves respect for helping us in worst time of Tigray. It is Gebru Gojjamie who incited a war and made us fight each other. Both Tigray and Eritrea should work for for mutual interests and development. Tigray should get rid of the followers of Gebru Gojjamie such as Getachew and Tsadkan and work for peace with Eritrea
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 3 күн бұрын
Dejena i agree with you 100%
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 4 күн бұрын
Tigrai is in Ethiopia now but we have nothing common with Eritrea 🇪🇷 we can be peaceful neighbors nothing more than this 😊😊
@nabhade3470
@nabhade3470 4 күн бұрын
ከምዚ ዝበለ ዝርርብ ቀፃሊ ይኹን
@abrahammeharezgi7737
@abrahammeharezgi7737 4 күн бұрын
እዚ መምህር ኤርትራዊ ከይከውን. ክፍለጥ ኣለዎ. ትግራዋይ ሓቂ ክዛረብ ርኤ ኣይፈልጥን. እንተ ወሓደ ደም ኤርትራዊ ኣለዎ. ትግራዋይ ማለት ከሓዲ : ሓሳዊ : ጠላም : ሰራቂ : ዘይናቱ ዝደሊ...... ይቅጽል
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 4 күн бұрын
I am from Eritrea 🇪🇷 I am big fan of professor Abraha because his analysis is fair and fact we need more people like him.Peace for Eritrean and Tigrain people
@michealgebremeskel2787
@michealgebremeskel2787 4 күн бұрын
Memhr abrha bsul seb eka kemaka ybzhulna
@samiman1498
@samiman1498 3 күн бұрын
Kem kedamkom mes Ethopa konekom meto Eriterwe kemay kemzatel ketreyu ekom 🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 4 күн бұрын
መድህን (ብራኸ ሸው ) ናሕዝቢ ድምዒ ኢኺሞ ዕድመይ ጢዕናይ ይምነየልኺ እዙም ለቕረብኽዮም ሀቐኛ ትምህርቲ ሰምእና እታይሞ ይኹን መህለፊ እኮ ሰኣኑ ። ሕዝቢ ሆ ፣ሆ ፣ሆ ኢሉ በስቢሲና ኢና እላበሉ ክንመርህ እለና ልብሉ ልበስበሰድ ይመርህ እዩ ። እንተዘይወሪዶም ሕዝቢ ሀም ውሕጅ ይስደ ድ እሎ ። የቐንየልና ። ካብ አሜሪካ ።
@bernand-f2u
@bernand-f2u 4 күн бұрын
Welcome to memhr
@futsumamare9074
@futsumamare9074 4 күн бұрын
Memhir Abrha very smart
@HadishalemAdal
@HadishalemAdal 6 сағат бұрын
ትግራይ! ማዕዶ ትምልከት ዝሓለፈት ቐደም፥ ዳሕራይ ብዝመጽ ኡ
@HadishalemAdal
@HadishalemAdal 6 сағат бұрын
ትግራይ! ማዕዶ ትምልከት ዝሓለፈት ቐደም፥ ዳሕራይ ብዝመጽ ኡ ከመይ ላ ትቕደም፥ ንሳ ድያ ተዘሪጉ'ዩ ደም፥ ኣሕዋት ንምከር ኣይንህረም ኮቦሮ፥ መልክዕ ትግራይ ኮይኑ'ሎ ዕሮሮ፥ ውግእ ኣብ ውሽጥኻ ምስዚ ከቢድ ኑሮ፥ ጥምየት ንብዓት ብኸመይ ትጽሮ፥ ግደፉ ኣሕዋት ናእሽቱ ዓበይቲ፥ ባዓል ዓቕሚ ሓቢሩ ይዘቲ፥ ትማሊ'ዩ ሓሊፉ መቕዘፍቲ፥ ብብርሃኑ ዝቐየረ ለይቲ፥ ኣየድልን ብሓዊ ጸወታ፥ መመስርሒ ናይ ተንኮል ብርኩታ፥ ኣይንህረፎ ብላታ ሓነታ፥ ትግራይ ህጂ የድልያ'ዩ ከውታ።
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 4 күн бұрын
መድህን ብጣዕሚ ፅቡቕ ገይርኪ
@samiman1498
@samiman1498 3 күн бұрын
Entay Ayent Telat eyu zelkom kay garmn Ayehlafen nesakum kesab zekonkum gorebten serwaten tebalta Atewar belahn katek gedan eyu Komalt resaht fonefonat💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm 4 күн бұрын
ግደፍ ሕውሓትን ህግደፍን ሓደ ልብም ይበል ።ነዚ ህዝቢ ክልተ ትግርኛ ሓደ ሃይማኖቱ ሓደ ቃንቁኡ ንዝመጽእ ጀርነረሽን ሕሰብሉና።
@Alemgodolo123
@Alemgodolo123 4 күн бұрын
ጠቦለቅ ኣይትበል ዱሁል
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm 4 күн бұрын
@Alemgodolo123 hasad buda tekewel tekal nsika dea nihina kitefie edika tideli
@danielTesfay-td3ty
@danielTesfay-td3ty 4 күн бұрын
ንሻዕብያ ኣዝዮም ብዕምቆት ማዕረኽንደይ ሸይጣናዊ ውድ ምኻና ካብዝፈልጥዋ ተጋሩ ዝኾኑ ገብሩ ኣስራትን ኣማኑኤል ኣለማዮ።
@robelamine9912
@robelamine9912 3 күн бұрын
Amanuel ezi teblo zelka xebh negho be hiwet kehttka eyu ete keilka selam kemexie serh ezi hezbi yekloo hji ke entey eina kenxbe beka yeklna kulu gedfina selam selam yehsina eritrean tigray kidey gezi eina eba abe kenatt 🙏🙏🙏🙏 selam kemxie kulna ne serhhh
@Josephsol55
@Josephsol55 4 күн бұрын
ከምዚኦም ዓይነት ደናቑር ህዝቢ ሪአ ኣይፈልጥን። ከምዚ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ተጋሩ ሓደ ሃገር ክፈጥር ዝደሊ በቃ ብሰንኪ ኢሳያስ ተፈላሊና ከምዘና እዮም ዝሓስቡ😂😂😂😂😂😂😂😂
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 4 күн бұрын
እዚ ንግሆ ንግሆ ከም ዓራዛዝነ እዳቆንቆነ ዝኸይድ ዘሎ ተካል ሽበቱ ብዘይካ ጽልኢ ካልእ ኣይጉስጉስን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውነት ዘለዎ ጽልኢ መወዳእታ የብሉን ሓንቲ መዓልቲ ግን ብእዝኑ ቆርጢጥና ዒራዒሮ ከነስጥሞ ኢና እዚኣ ከይትርስዓ ደጋል ተካል ርእሱ ቶካን መድህን ቁጽሪ 50 ካኣ ከም መ/ር ኣብርሃ ፍትሓውያን ፍቅሪ ዝጉስጉሱ ሰባት ኣቅርቢ ስቅ ኢሎም ሓንቲ ትሕዝቶ ዘይብሎም ጽልእን ቅርሕትን ክስብኩ ዝውዕሉ ኣይተምጺ
@ZenawiTekleab-h5g
@ZenawiTekleab-h5g 4 күн бұрын
ኣታ ብሓሳብ ዘይት ሙጉት ኩሉ ብሓይሊ ሓሳብ ክትስን ክውድኣካ ተሎ ዶ ኣይትፃረፍን እስቲ ፈትን ብሓሳብ ንሰብ ክትስዕር ፀርፍን በትርን ናይ ደንቆሮ እዩ ምክንያቱ ናይ ሓሳብ ዓቅሚ እንትውሕዶ እዩ ናብ ስጉምቲ ዝኣቱ ሕድእ በል ምፅራፍ ዘይኮነ ምምዓድ ምውቃዕ ዘይኮነ ሕድገት ምዝራብ ዘይኮነ ምስማዕ ምስማዕ ጥራሕ ዘይኮነ ምድማፅ ምርኣይ ዘይኮነ ምስትውዓል ንልመድ ቀስ ብቀስ ኩሉ ተለማዲ እዩ ንዝጋጌ ጌጋኡ ተረድኦ ንዘይ ፈለጠ ተፍልጦ ዝይትፈልጥ ምሕታት እዩ ዝበለፀ ትምህርትን ቅሳነትን ሰላምን ዘለዎ ምስ ይቅሬታ ክቡር ሓው :: 🙏
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 3 күн бұрын
@@ZenawiTekleab-h5g ሓሳብካ ኣይጸላእኹዎን ቁቡል'ዩ እንተኮነ ከምበዓል'ዚ ኩሉ ግዜ ሻዓብያ ሻዓብያ እዳበለ እዝኒ ሰብ ዘጽምም ዘይሓሰብዮ ናብ ጸርፊ ስለዝዕድሙካ'የ
@ZenawiTekleab-h5g
@ZenawiTekleab-h5g 3 күн бұрын
@yonaskidane9179 ሰብ ናይ ባዕሉ ኣረዳድኣ ኣለዎ ዝመስሎ ናይ በይኑ ይዛረብ ኣሎ ኣብርሱ እምበር ኣብካልእ ኣይውስንን ነቲ ሓሳቡ ድማ ብሓሳብ ገይርካ ምስዓር እዩ
@GMN-o2e
@GMN-o2e 4 күн бұрын
ኣማንኤል ንፉዕ ፖለቲከኛ ኢኻ ብደምቢ ከም እትነግሮ ድማ ይኣምን። ህዝቢ ኤርትራ እምበር መንግስቲ ኢሳያስ ብዝኾነ መለክዒ ስትራቴጂካዊ ማሓዛ ትግራይ ክኸውን ኣይኽእልን። ትማሊ ልዕሊ 7 ዓመት ወዲ ተባዕታይ ትግራዋይ ክተርፍ የብሉን ኢሉ ብኣልማሚት ክቐትል ዝኣተወን ዝቐተለን ሓይሊ ሻዕብያ ሎሚ በፂሑ ብዝኾነ መለክዒ ማሓዛ ትግራይ ክኸውን ኣይኽእልን።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 4 күн бұрын
እስኪ ክሓተካ ተረፍ ጣልያን ኢሰያስ ድዩ ዝኾውን ዘሎ? ንህዝቢ ብመግዛኣቲ ዝተበደለ እሞ ሓወይ ትብሎ ድኣ ከመይ ኢኻ ተባጭወሉ? ንሓፍትኻ ሓደ ሽፍታ እንተ ደፊርዋ ተረፍ ሽፍታ ዲኻ ትብላ ዋላ ትረድኣ ?
@GMN-o2e
@GMN-o2e 4 күн бұрын
@mebrhatueyob9169 እቲ ሕቶን እቲ ናተይ ርኢቶንኳ ኣይራኸብን ግን እንተኽኢለ ይረድኣ እንተዘይክኢለ ድማ ሕነ ምፍዳይ ክሳብ ዝኽእል እቲ ሓፍተይ ዝደፈረ ሓወይ ክገብሮ ኣይክእልን። እቲ ሽፍታ(ስርዓት ኢሳያስ) ምስፈረሰ ግን ምስቲ ህዝቢ ሕውነተይን ምትሕግጋዘይን ክቕፅለሉ ይኽእል እየ።
@MichealBahrenegasi
@MichealBahrenegasi 4 күн бұрын
ጸግም የሎን ከም ሰረኩም ፈትኑ።ከምዚ ከማካ ዝፍኩሩ ጥራሕ የ ዝዛረብ ዘሎኩ። ንህዝቢ ትግራይ ምሳካ ኣይተእትዎም ለባት ህዝቢ። ከምዚ ከማካ ሰባት ግን ካብ ምፍካር ነዚ ጨሓም ሰብኣይ ሒዝኩም ብራማ ፈትኑ ፡ ውሕጅ መረብ ስጋብ ዝውስደኩም።
@GMN-o2e
@GMN-o2e 4 күн бұрын
@@MichealBahrenegasi ወሪዱካ! ብዛዕብኡስ ኣፍታ ሜዳ ምስቲ እትምክሐሉ ዘለኻ ሰራዊት ጎይታኻ ብግብሪ ኣትየ ስለ ዝአኹዋ ክትጅሃረሉ ኣየጥዕመልካን። ንሱ ኣፍታ ባይታ ንዝነበርና ግደፈልና፤እንተ ህዝቢ ኤርትራ ግን ሓወይ ምዃኑ ትማሊ ይኣምን፡ሎሚ ይኣምን፡ጽባሕ ይኣምን።
@ብርሃን-መ9አ
@ብርሃን-መ9አ 3 күн бұрын
Emanuel please be a matured person like the person in front of you
@Simbathegreat9
@Simbathegreat9 3 күн бұрын
Amaniel, Change your state of mind. Even Eritreans are forgiven the atrocities of the tigrayans elites. Move forward, preach for peace and forgiveness for the benefit of everyone.
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 4 күн бұрын
Ybel ybel Chwanet Zelewo Ktie👍👍👍👍👍👍👍👍👍💛❤️
@JohnGb-r6m
@JohnGb-r6m 4 күн бұрын
I can’t wait for this interview
@abrahamyohannes6186
@abrahamyohannes6186 4 күн бұрын
Lebam Seb eka Aberha nay behaki 🎉🎉
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 4 күн бұрын
Mr Amaniel Alemyaho says " We can't live with one who have Eritrean mentality" I don't really know what to say?.
@Pamela-cb6gl
@Pamela-cb6gl 4 күн бұрын
ክትዕ ትግራዋይ ❤️ኣማኑኤልን። ክትዕ ጊላ ኤርትራውያን "መምህር" 👎ኣብርሃን።
@BereketBere-kl6bx
@BereketBere-kl6bx 4 күн бұрын
nice to see Emanuel and abraha
@MenghisMogos
@MenghisMogos 3 күн бұрын
Memhir Teklu Abraha Azika bzul, belih, tkur, kunue, hakegna, lebam, mestewali, ruhuk temati eka. Msaka zkatae zelo Amanuel denkoro b nebse mthat zsake dfun aemro mezenaka aykonen emo
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 3 күн бұрын
ትግራይ ከም መምህር የድሊዋ ኣለው
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 3 күн бұрын
Tegadalay Amanueil Tbuk aleka hasabka kulu Tigrayaw ksamamaalu ygba shaabyas n Eritrawi nay haleyes nTigraway khaly dem tegaru megaberia ktkemelu
@fqriumekseb3783
@fqriumekseb3783 4 күн бұрын
በል ህዝቢ ኤሪትራ ድዩ ክህሉ ዋላስ ንስኩም ኣብኣ ንርኢ ኣብ ሃለዋት ሻዕብያ ኢልካ አንበር
@Yohannes-BS
@Yohannes-BS 3 күн бұрын
Professor Abraha Tekulu Belih eyu
@haftomtewelebrhan-nz7yf
@haftomtewelebrhan-nz7yf 4 күн бұрын
በጀኪ ቀልጥፍኪ ምፅና
@mahmudm3900
@mahmudm3900 3 күн бұрын
Chaham abei qola qexilo klu seb felituka.alo.Medhin 50 kab memhirey buzh temahirki kikoni tesfa aleni.ente hizbi tigray gin kem zineqhe ab coment kem ☀️ berihu.alo. ✅ OR ❌ MY COUNTRY 🇪🇷
@MenghisMogos
@MenghisMogos 3 күн бұрын
Kalay mekatie seb ayrekebkan memhrey. Mezenaka aykonen Amanuel Denkoro, nay aemro zhtale zelewo godolo seb kemey ms Memhr Teklu Abraha Lebam, kunue, jigna, belih aemro, mestewali terakbyom. Seb keyri Amanuel gexu rkewel dkum hlna
@filimonkahsay-sy7pb
@filimonkahsay-sy7pb 4 күн бұрын
ካብ ኣስመራን አአን ወፃኢ ካሊእ መማረፂ የብልናን ድዩ ኮይኑ ኣሕዋት?
@baqr4383
@baqr4383 4 күн бұрын
Abraha the great man ezi husur resah Amanuel mezenaka aykonen denqoro eyu
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 4 күн бұрын
Prossimamanet(Soon) I see it right away who wants peace.Tigria needs political courage right now and Memher has it.Thanks Memher Abraha Teklu.
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 4 күн бұрын
እዛ ክትዕ እዚኣ ብጣዕሚ ኢንተረስቲንግ እያ; ምስ በሊሕ ጋዜጠኛ ቴድሮስ ፀጋይ ዝካታዕ ሰብ እውን የድልየና ኣሎ: ካልኦት ፀለውቲ ምሁራት እውን ከምኡ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ከይኮነ ተኻቲዕኻ መፍትሒ ምምፃእ ጊዚኡ ሕዚ እዩ!!!
@ብርሃን-መ9አ
@ብርሃን-መ9አ 3 күн бұрын
ኣቶ ኣማኑኤል የ ጥላቻ መርዝ ብታቁም ምን ኣለበት? ከእውነት ምን ያህል መገመት ያስቸግራል፣ እግዚኣብሔር ልብና ይስጥህ።
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 4 күн бұрын
ህዝቢ ኤርትራን ኢሰያስ ኣፈወርቂን ፈላልዩ ክርኢ ዘይክእል ብጃምላዊ ጽልኢ ዝዓወረ ፡ ኢሊት'የ በሃሊ ትግራዋይ ፡ ንትግራይ እውን ኣይኸውንን ።
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm 4 күн бұрын
እዚ ክልተ ህዝቢ ትግርኛ ሕጂ ከኣ ሻዕብያ ኢንዳበልኩም ሕውሓት እንዳበልኩም ነዞም ዘለና ጀነረሽን ኣሕዋት ህዝቢ ከተዋድኡና ድልየኩም ኢዩ። ንሕና ነንባዕልና ንጣፋእ ኢሞ ነቶምዝተረፊ ከኣ ናይ ሓባር ጸላኢ ከጥፍኦም ኢዩ።
@Sebeye321
@Sebeye321 2 күн бұрын
አማንኤልምስ ኤራትራ ናይ ገልካ ጽልኢ ንክልትኡ ህዝቢ ምፍልላይ አትጠቀም።
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 3 күн бұрын
Mémoire Abraha kulu gizye nay selam seb eka ezgiabher misaka ykun kulu gizye yketatelka eye emo kulu gzye nay selam eka tizimir nezi klitu hizbtat dima kemzi kemaka zibele merahi eyu zedliyena yekenyelna
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 4 күн бұрын
ኣየይ ተጋሩ ሕጂ ውን ኣይትምሃሩን ኢኩም 1 ኤርትራ ዝተመርጸ መንግስቲ የብልናን 2 ህዝቢን ስርዕት ዓዲ ሃሎን ምፍላይ ሲኢንኩም ብዝኮነ ልቢ ይሃብ 🌿💙🌿
@MulubrhanYalemshet
@MulubrhanYalemshet 2 күн бұрын
መምህር ኣብርሃ ትኽከል ኢኻ ። ረብሓ ተጋሩ ማእኸል እትገብር መንገዲኻ ።
@YohannesSeyoum-z8e
@YohannesSeyoum-z8e 2 күн бұрын
ጠርዙ ዝሓለፈ ጽልኢ ኣማኒኤል ኣለማዮ ኣብ ልዕሊ ኣማጺን ጨፍጫፊን ስርዓት ህግደፍ ጥራይ ኣይኮነን እንኮላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እውን እዩ ጽልኣቱ እዚ ድማ ምስቲ ኤልቲ ምዃኑ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከም ነብሱ ጌይሩ ዝጥምት ክፋል ሕብረተሰብና ካልእ ዘየድሊ ምስሊ ዘትሕዝ ትሕዝቶ ከም ዝኾነ ተረዲኡ ኣማኑኤል መረድኣቱ እንተዘይቀየረ እቶም ሽግራት ዝኸበዱ እዮም ዝኾኑ ስሚዒትካ ንሕብረተሰብ ምቅባል ናብ ኣሉታዊ ሽግር ስለ ዘሰጋግር ።
@abrehamabreham3111
@abrehamabreham3111 4 күн бұрын
ንፍቶ ንፅላእ ተጋሩን ኤርትራውያን መፃኢትና ሃንቲ እያ ወዬ ደናቁር ወያነ ግዜ በሊኦም እምበር
@MyName-lm9xw
@MyName-lm9xw 2 күн бұрын
መም ኣብርሃ ጽቡክ ኣለክ ግን ሚስ ሂግደፍ ኩሎም መራሕቲ አትዮጵያ ፈቲኖም አዮም ኪድ ረኣዮ ካብ መለስ ኪሳብ ኣቢይ ህግደፍ ማለት ካንሰር ቀርኒ ኣፍሪቃ አዩ ሚስ ህግደፍ ሚሕዚነት ፈጢሩ ቢሰላም ዚከደ ሃንቲ ሃገር ኣምጺኣለይ ኪድ ኩሎም ጎረባብቲ ሪኣዮም ሱዳን አትዮጵያ ጅቡቲ ሶማል ተመሊስካ ሪኣዮ ሚስ ህግደፍ ሚሕዝነት ፈጢሪ ሰላም ዘሎ
@amanuelhabtezghi3470
@amanuelhabtezghi3470 4 күн бұрын
I believe this debate will be more view soon
@mikiYoni-j9l
@mikiYoni-j9l 4 күн бұрын
ኣማኑኤል ፅልእ ሕወሓት ስለዘለዎ ምስ ኤርትራ ሓድነት ዘለዎ ስለዝመሰሎ እዩ ዝፀልኦ አማኑኤል አሰና ሻዕብያ ኣይኮነን ግን ይፀሊኦ እዩ ናይ ሕወሓት ደጋፊ እዩ እሉ ስለ ዝኣምን
@esayasyosef9765
@esayasyosef9765 2 күн бұрын
እዚ ኣማንኤል ዝብልዋ እንታይ እዩ ጸገሙ ህዝቢ ኤርትራን ትግርይን በዚ ናይ ሕጂ ዝተፈጠረ ኩነታት ጥራይ ይጥምቶ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ኣህዛብ ዘይ ብተክ ሕውነት ከም ዘሎ ዘይፈልጥ ድዩ ኮይኑ።
@WediMemher
@WediMemher 3 күн бұрын
ወሪዱዋ ኤርትራ። ኤርትራስ ንትግራይ ክተጥፍእ ተፈጢራ? ተውሳኻ! ኤርትራ ኮ ንባዕላ ናፅነታ ኣዊጃ እምበር ከም ኢትዮጵያ ትግራይ መፂኣ ክገዝኣኩም እየ፣ ከገበርኩም እየ፣ ኣነ እየ ዋናኹም ኣይበለትን። ክገዝኣኩም ከገብረኩም እየ ትብለና ዘላ ኢትዮጵያ እያ። ኤርትራ ሓንቲ እያ ሕቶኣ። ንሕና ኣቢናያ እምበር ኤርትራ ብUN ብፍርዲ መሰረት ዶብና ይተሓንፀፅ እያ ትብል ዘላ። ኤርትራ ከም ኢትዮጵያ ዕጥቅኹም ፍትሑ፣ ኢድኩም ሃቡ ኣይትብልን። ከም ኢትዮጵያ ባንኪኹም መብራህትኹም ቴሌኹም ኣነ እየ ዝወነኖ። እንተደልየ ይኽልክለኩም፣ እንተደልየ ይቶኽበልኩም ኣይትብልን። ስለዙይ ምስ ኤርትራ ሰላም ምግባር ግቡእ እዩ
@negassioqbay6496
@negassioqbay6496 3 күн бұрын
This young professor could lead Tigray.
@alemwelela5777
@alemwelela5777 4 күн бұрын
እቲ ምስ መንግስቲ ሻዕብያ ክንስርሕ ኢና ዝብል ዘሎ ባዕሉ ሻዕብያ ወይ ኢርትራዊ ትውለደ ባይታ ዘለዎ እዩ ዝመስል እቶም ትማሊ ሸይነሙልናን ፃሕፂሖልንን ንብረትናን ጥሪትና ወሪሮምን ኣብሪሶምን ኣቃፂሎምን, ሚሊዮን ትግራዋይ ሓሪዶምን ዝኸዱን, ሕርሻን ናይ በረኻ እንስሳን ኣውዲሞ ቀቲሎም ዝኸዱ ብፍቕርን ውሽጠ ፍትወት ሻዕብይ ዝሰኸረ ዝመረተን ሰብ ኣምፂኺ ምስቲ ግዱስን ተወላዲ ትግራይ ፈታዊ ዓዱ ማዕረ መድረኽ ምሃብኪ መድሂን ኣብ ትዕዝብቲ ወዲኽን ተጋጊኺ ኢኺ ምኽንያቱም ኣብ ፕሮግርምኪ ብተደጋጋሚ ክምዚ ዓይነት ሰብ ኣቕሪብኪ ትግራዋይን ትግራይን ኣፅሪፍክዮን ኣንዒኽዮን ኢኺ... ኣፍቅሮን ኣምልኾን ሻዕብያ ዘለዎም ሰባት ኣየድሉዩናን ህወሓት ዝገበሮቶ ይኣክል..
@teweldegebru-bi3rs
@teweldegebru-bi3rs 4 күн бұрын
መጀመርያ እባ ፍለጦ ሀዚ ዋና ፀላኢ ትግራይ ካብ ኢ.ያን ኤርትራን መን ፀላኢ ትግራይ አሰላልፋ ስራሕ ግዴታ ተትበሃል መስ መን መኾንካ
@APLOS-
@APLOS- 4 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ትፈልጡ ዶ ንስኹም ከ ንህዝቢ ኤርትራ ዝገበርኩሞ ኣነ እኮ ብሰንክኹም እየ ኣዚ ስደት ዘለኹ ይሕዋተይ ኣብ ባሕሪ ሊብያ ዝጠፍኡ እኮ ብሰንክኹም እዮም እኮ ብሰንኪ ንስኹም ኣይኩናት ኣይሰላም ብምግባርኩም እኮ ኣብ ኤርትራ ብመመኽንየታ ምሬትና ከነምልስ ቅድም ብዝብለ፡ምኽንያት ንኽህልዎ ህግደፍ ዝገበርኩም እኮ፡ንስኹም ኢኹም
@YemaneWeditsadik
@YemaneWeditsadik 4 күн бұрын
ከምዙይ ክልተ ተፃራሪ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሰባት እናምፃእኹም ኣቅርቡ ።
@selamnokrach2842
@selamnokrach2842 4 күн бұрын
Abraha zibhal seb agul felat eye bahali nay Debretsion ena Alem hashker nay hgdef malaki kem abutatu hamd bla😡☝
@MikiKatro
@MikiKatro 4 күн бұрын
ብዜካ ጭሕሚ ቁምነገር ዘይብሉ ሰብ
@erientertainment9490
@erientertainment9490 4 күн бұрын
ezi duhul chihumu nay alkaeda zimesil selam aydelin eu
@tseggaimehanzel5099
@tseggaimehanzel5099 3 күн бұрын
ምሽት ምሸት እናተማህረ አብ Unity College ዝወሰዳ ባጀላ አላቶ:: እታ ጭሕሚ ምንዋሕ ፈላጥ ንምምሳል እዮ ዝጥቀመላ:: ናይ ደንቁርና ጫፍ "ትግራይ ምስ ኤርትራ ሰላም ከይ ገበረት ሰላማ አይህልዋን"
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl 4 күн бұрын
እዙ መምህር ኣብርሃ ዝበሃል ጥዕና የብሉን ።
@abrahammeharezgi7737
@abrahammeharezgi7737 4 күн бұрын
ክልተ ሓደ ሸይጣናዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎን እቲ ካልኣዩ ግን ኣተሓሳስቡ ምስሊ መልኣኽን ዘለዎ ተራኺቦም ጽቡቅ. ፈቲክን ዶ ንጉስ ትምርቃ. እዛ ጸልፋእ ኣባይ እግሪ ረጋጺት ሃርአ ነቲ ምስቲ ሸይጣን ክሕግዞ እያ. ወዲ ግን ሰናፍ ኣይኮነን.
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 4 күн бұрын
መጀመሪያ ቁፅሪ 1 2 3 ሻዕቢያ ክጠፊኢ ጣራሓ እዩ ዘለዎ። ኣብራሃ እሰተካክል መሰ ሻዕቢያ ክንሰሪሓ እና እሊካ ኣፊኺ ታኺፊት ዘለኻ ኣጡዑሙሊካ ዱዩ ?
@YikaTube
@YikaTube 4 күн бұрын
Kili resah nski kea tezaribe elki diki mekan mehaxen eti zihayish dea yinegreki alo bedan kidi mo nsom wun aywusunwon elom gin dehan tehishiki ms federal kidi arsiki gin aythadrin eki kulu gize kiban exwan eki bfilay ms ertrea neaki kihisheki enber shaebya zeitfie akal yelen
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 4 күн бұрын
@YikaTube ካብ ምጣፊኢ ተዲሓኖ ክረአ እዩ ግዜየኻ ጣራሕ ተፀበይ
@YikaTube
@YikaTube 4 күн бұрын
@@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ adedd aty siq beli kulu gize borae rae jahra akilkum alowu yixibeykum zeyetefe sdra teloki dea
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 4 күн бұрын
@@YikaTube ዝፅበየና ጎይታኻን ናይ ጎይታኻ ኣቦ ስባሓት ነጋ ሰነ ሓሳብ ካብ ትግራይን ኣሰመራን ምሕፃብ እዩ ዱሮኳ ተሓፂቡ ኣብ ሻቁሎት እዩ ዘሎ ደቂ መለይ እና ደቂ ሃገረ ትግራይ ኣብ መቃብሪ ናይ እዘሙ ናይ ወሎዶ ባሊዒ ጉጀለታት ፀሪግያ እና ንሰረሐሉ።
@YikaTube
@YikaTube 4 күн бұрын
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ hadarki giberi siqlki sebeyty mnikas enber tigebro yeley siqlki taotki sigedi
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН