መልኅቀይ - ዘማሪ ዲያቆን ኣቤል ኣንገሶም | Zemarit Bruktawit G/medhin - Melhkey | New Tigrgna Ortodox Mezmur 2024

  Рет қаралды 37,831

ኤሎሄ ሚድያ - Elohe Media

ኤሎሄ ሚድያ - Elohe Media

Күн бұрын

መልኅቀይ - ዘማሪ ዲያቆን ኣቤል ኣንገሶም | Zemarit Bruktawit G/medhin - Melhkey | New Tigrgna Ortodox Mezmur 2024 , #tigrignamezmur , #ትግርኛ_መዝሙር , #ትግራይ ,
@ ሰላም ነዛ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳዉንሎድ ምግባር ንዘመርቲ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ዋኒንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ እንተ ክኢልኩም ሼር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕጉዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፉና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፈቱ።
© Elohe Media
Zemari Diyaqon Abel Angesom,
Zemarit Bruktawit G/medhin ,
new orthodox tewahdo mezmur ,
መልኅቀይ,melhqey,መልህቀይ,Melhqey,ዘማሪ ዲያቆን ኣቤል ኣንገሶም,Zemari Diyaqon Abel Angesom,Melhkey,መልሕቀይ,Zemarit Bruktawit G/medhin,ዘማሪት ብሩክታዊት ገ/መድህን,New Orthodox Tigrinya mezmu,Debesey Mezmur,Tigrigna Orthodox Mezmur Eritrea orthodox,EritreaorthodoxTewahdo,Tigrinya mezmur,Eritrea orthodox tewahdo,Zemarit Brktawit Gmedhan,New Tigrgna Ortodox Mezmur,New Tigrigna Orthodox Mezmur,ሓድሽ ልቢ ዝማርክ ትግርኛ መዝሙር,eritrean mezmur,tigray mezmur,new orthodox tewahdo mezmur,medhney,መድሕነይ
Eritrea orthodox, ethiopia orthodox, Tigrinya mezmur, amharic mezmur, Addis Ababa, Tewahdo mezmur, Mezmur, orthodox tewahdo,Ethiopian new sefu on ebs, ethiopean ortodox church, ethiopian ortdox tewahdo, ortodox sebket, daniel kebret, begena mezmur, ethiopiean ortodox sebket, ethiopiean ortodox new, eritrean music, eritrean ortodox tewahdo, amharic mezmur, eritrean ortodox tewhdo, zemari zemari bereket tekue, zemarit hermiela yehsho, zemari sandro germay, zemari berhane feshaye, zemari abreham mehari, zemari teame segid, zemarit rahwa tekeste, zemari yonas gebrekidan.
Eritrean music
Ethiopian ortodox tewhdo mezmur maryam
Ethiopian ortodox mezmur new
Ethiopian ortodox mezmur
Ethiopian ortorox sebket
begena mezmur
daniel kebret
ortodox sebket
ethiopian ortodox tewahdo
tewhado church
ethiopian ortodox church
seifu on ebs
ethiopian news
debesey mezmur
tewahdo mezmur
adiss ababa
amharic mezmur
tigrigna mezmur
ethiopian ortodox
eritrean ortodox
hedmon
new eritrean movie 2024
debesey mezmur
eden kesete
nihemia
music eritrean
eritrean music
comedey of eritrean
minas comedy
hedmona comedy
warwarta
eritrean film
eritream movie 2024
eritrean music 2024
eritrean comedey
eritrean film
hedmona tv
habesha comedey

Пікірлер: 450
@gedamtube
@gedamtube 2 ай бұрын
ፍቱው እየ ኣቢለዮ ብሓቂ ጎቡዙለይ ኤሎሄ ሚድያ ውን ኣንበሳ ነዞም ዘመርቲ ንኽወፁ ትገብሮም ዘለኻ ንሰኻ ኢኻ ሞ ጠንክር ጠንክሩ ካብዚ ንላዕሊ ተገልግልሉ ግዜን ሰዓትን ይፍጠረልኩም ነዊሕ ዕድመ ተመነኹ🙏🙏እንተ ዛ መዝሙርኩም ግን ዘማርያነይ ቀለ ሒወት የሰምዕ ሞ ኣብተን ዝፈትወን ተርታ ኣቀሚጠያ ኣለኸ 🙏
@akeseme_tube
@akeseme_tube 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ብኩሎም ቋንቋታት ክምስገን ትግርኛ መዝሙር ክዓቢ ትደልዩ እስኪ like ግበሩ ደቂ ክርስቶስ
@YOS_YOH
@YOS_YOH 2 ай бұрын
መ ል ኅ ቀ ይ ተቀበለኒ ክመፅእ ናብ ቤትካ ኣቦየይ……….. ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ...... ተቀበለኒ ክመፅእ ናብ ቤትካ ኣቦየ….. ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ...... ኣነ እንተ ኣበስኩ ንስካ ትገርሕ መልኅቀይ...... ናብ ጸጋም እንተ ከድኩ ናብ የማን ትመርሕ መልኅቀይ...... ህይወት ባዶ እዩ ፍቅርካ ዘይብሉ መልኅቀይ.... ካብ ኩሉንተናይ ኣነ ክከብረሉ መድሕነይ... ተቀበለኒ ክመጽእ ናብ ቤትካ ኣቦየ… ይፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ..... እቲ ዘልመድካኒ ሕንቃቀ ምሕረትካ መልኅቀይ..... ቅዝል እንዳበለ ክኣስረኒ ኣብ ቤትካ... መልኅቀይ..... ልመድ ከይገዝኣኒ ከም ፍቃድ ስጋይ መልኅቀይ..... ዝተዓደግኩሉ ኣፍልጠኒ ዋጋይ መድሕነይ.... ተቀበለኒ ክመፅእ ናብ ቤትካ ኣቦይ........ ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ እንተይተመልከትካ ዘመን ቁልዕነተይ መልኅቀይ..... ጎይታይ ክትሓድረሉ ኩሉ ኣካላተይ መልኅቀይ...... መንበርየይ ክኮን ንዘልኣለም ቤትካ መልኅቀይ...... እንተየቋረጽኩ ክውድስ ንስምካ መድሕነይ...... ተቀበለኒ ክመጽእ ናብ ቤትካ ኤፍታኅ በለኒ ብርህሩህ ልብካ ወትሩ እንትእብስ ንስካ ሕድጎተይ መልኅቀይ... ዘሚረ ኣይጸግበካን ኣምላክ ባርኮተይ.. መልኅቀይ...... ስለይ ዝሞትካለይ ዝከፈልካ ዋጋ መልኅቀይ..... ነብሰይ ክትዕድጋ ብናይ ጽድቂ ጸጋ ተቀበለኒ ክመጽእ ናብ ቤትካ ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ...... (2) ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ፍትዋተይ❤❤❤
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@YOS_YOH ኣሜን 🙏
@sarawoldu8593
@sarawoldu8593 Ай бұрын
melhkey
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 2 ай бұрын
💚መ ል ኅ ቀ ይ🔥 ተቀበለኒ ክመፅእ ናብ ቤትካ ኣቦየይ.......🤎🔥🤍 ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ......🤎🌹🤍 ተቀበለኒ ክመፅእ ናብ ቤትካ ኣቦየ.....🤎🚶🤍 ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ......🤎💖🤍 ኣነ እንተ ኣበስኩ ንስካ ትገርሕ መልኅቀይ.....🤎💜🤍 ናብ ጸጋም እንተ ከድኩ ናብ የማን ትመርሕ መልኅቀይ.....🤎🚶🤍 ህይወት ባዶ እዩ ፍቅርካ ዘይብሉ መልኅቀይ....🤎😍🤍 ካብ ኩሉንተናይ ኣነ ክከብረሉ መድሕነይ....🤎🌹🤍 ተቀበለኒ ክመጽእ ናብ ቤትካ ኣቦየ.....🤎☔🤍 ይፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ.....🤎🤍💚 እቲ ዘልመድካኒ ሕንቃቀ ምሕረትካ መልኅቀይ.....🤎🌺🤍 ቅዝል እንዳበለ ክኣስረኒ ኣብ ቤትካ... መልኅቀይ.....🤎💥🤍 ልመድ ከይገዝኣኒ ከም ፍቃድ ስጋይ😔 መልኅቀይ.....🤎❤🤍 ዝተዓደግኩሉ ኣፍልጠኒ ዋጋይ😔 መድሕነይ.....🤎💚🤍 ተቀበለኒ ክመፅእ ናብ ቤትካ ኣቦየ.......🤎😔🤍 ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ❤ እንተይተመልከትካ ዘመን ቁልዕነተይ መልኅቀይ.....🤎💘🤍 ጎይታይ ክትሓድረሉ ኩሉ ኣካላተይ መልኅቀይ......🤎😘🤍 መንበርየይ ክኮን ንዘልኣለም ቤትካ መልኅቀይ......🤎🍀🤍 እንተየቋረጽኩ ክውድስ ንስምካ መድሕነይ......👏😄💫 ተቀበለኒ ክመጽእ ናብ ቤትካ ኣቦየ.......🚶 ኤፍታኅ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ......🤎😔🤍 ወትሩ እንትእብስ ንስካ ሕድጎተይ መልኅቀይ.....🤎🌹🤍 ዘሚረ ኣይጸግበካን ኣምላክ ባርኮተይ.. መልኅቀይ......🤎💙🤍 ስለይ ዝሞትካለይ ዝከፈልካ ዋጋ መልኅቀይ.....🤎💥🤍 ነብሰይ ክትዕድጋ ብናይ ጽድቂ ጸጋ መድሕነይ.....🤎💖🤍 ተቀበለኒ ክመጽእ ናብ ቤትካ ኣቦየ.......🚶 ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብካ መድሕነይ......🤎👏🤍(2)
@yalemenbay9402
@yalemenbay9402 Ай бұрын
ፍቱዉ እየ ኣቢለዮ ብሓቂ ዝማረ መላእክቲ የሰመዓልና አሜን
@HaymanoAssefa
@HaymanoAssefa 2 ай бұрын
😢😢😢💒💒🤲🤲🤲🤲ዘማሪ መልእክት የሰመዐልና 💒💒🤲🤲🤲🤲🥺☝️
@ቲቲጓልጽዮንማርያም
@ቲቲጓልጽዮንማርያም 2 ай бұрын
ዝማሬ መልእክት የስመዐና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ
@YohanaKahsay-il7mx
@YohanaKahsay-il7mx 2 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ፍቁራት እሕዋተይ። ብጣዕሚ ጥዑም ዝማረ❤❤❤❤❤❤ ዘማሪ ድያቆን ኣቤል፡ ዘማሪት ህያብ፡ ዘማሪት ሃረግ፡ ዘማሪት ብሩክታዊት፡ ተዋሳኢ ባዜንን ኩላኩም ተሳተፍቲ ኣሕዋተይ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ። ባዜን ሓወይ እንክዋእ ብደሃን መጻካ።
@FilmawitMewcha
@FilmawitMewcha 2 ай бұрын
Zmare melaekt yesmelna
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 2 ай бұрын
I can't stop crying listening to the mezmur.😢😢😢😢
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
Mezmur
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 2 ай бұрын
@@elohe21 thanks Bro
@LetayTsegay
@LetayTsegay 2 ай бұрын
ንምንታይ ኢና ብቋንቋ ዝተዘመረ መዝሙር ዘይነዐቢ😢
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 2 ай бұрын
ተቀበለኒ ክመጽእ ናብ ቤትካ🤲✝️💟 ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረክ🙏
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@ጓልዓጋመእየ ኣሜን
@John..15061
@John..15061 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይባርክኹም ኣሕዋትና። ኤፍታሕ በለኒ ብርህሩህ ልብኻ😢
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@John..15061 ኣሜን 🙏
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና አግዚኣብሄር ናብ ቤቱ ክንመላለስ ብጸጋኡ ይደግፈኒ❤❤❤ የሕዋት ብጣዕሚ ኣምላኽ ይደግፍኩም❤❤❤
@ባህራን480
@ባህራን480 2 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🏽 😢😢❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 2 ай бұрын
🌸መልኅቀይ🌸 ልቢ ዘረስርስ ዝማሬ😢 ዝተባረኸ ሰንበተክርስቲያን ይግበረልና
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 2 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤
@yenantw21
@yenantw21 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ፀጋውን ያብዛላችሁ።🥰🥰🥰🕊🕊🕊
@MeletetsegaTesfagherghis
@MeletetsegaTesfagherghis 13 күн бұрын
Teqblni Goytay Abesay Gedefka 🤲🤲🤲😭😭😭
@sigemlove6698
@sigemlove6698 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዛሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት የሕዋትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Mahtotmedea
@Mahtotmedea Ай бұрын
ብጣዕሚ ዓቡዩ ትምህርትን ሰራሕን እዩ ቀፅለሉ ኣቤል
@manamengesha6938
@manamengesha6938 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@letayamare9763
@letayamare9763 2 ай бұрын
Zmare melakt yesmealna 😭😭😭🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@YohannesTekle-xx2gw
@YohannesTekle-xx2gw 2 ай бұрын
ናይ ንስሓ ዕድመ ይሃበና ኣሕዋተይ ። ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና 😢😢😢😢😢😢
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
ኣሜን 🙏
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ Ай бұрын
አሜን ፫⛪️♥️🕊 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እሕዋተይ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርክ⛪️♥️🕊👏
@nigistysamson779
@nigistysamson779 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ❤❤❤
@mashotsefay8242
@mashotsefay8242 2 ай бұрын
ብሩኻተይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አቤት ክጥዕም መዝሙር 😢😢
@TsyonTsegay
@TsyonTsegay 2 ай бұрын
Egziabher meswaitkum tekebilu....ab betu yenbirkum...ahwatey
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@TsyonTsegay ኣሜን 🙏
@NebiyatAmha
@NebiyatAmha 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና ❤❤❤❤❤
@BisratAsihel
@BisratAsihel 2 ай бұрын
Amen zmare melaekt yesmaalna 🙏🏻😢
@SelamMezelo
@SelamMezelo 2 ай бұрын
ዝማሬ መለክት የስመዓልና
@bahavtime5073
@bahavtime5073 10 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዕና ንስሐ ሞት የብቀዕና 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌿🌿😢😢😢
@mayamm9365
@mayamm9365 2 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዕና ❤❤😢😢
@5436Fgrf
@5436Fgrf 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓና ዕድመኹም ሙሉእ እናዘመርኹም የንብርኹም ኣምላኸ ቅዱሳን ዓስቢ ድኻምኩም ይኸፍልኩም❤❤❤❤❤
@ዙፋን23
@ዙፋን23 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና❤
@Weldeselemon
@Weldeselemon Ай бұрын
❤❤❤betami lebi tetnkf mezmur zmare melakti yesealna
@HMA354
@HMA354 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብሪተይ የሕዋትይ ❤❤❤
@HayluBerihu
@HayluBerihu 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ብሓቂ ደስስስ ዝብል መዝሙር እዩ እግዚአብሔር አብ ጥበብ ጥበብ ወሲኹ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም በኻሊእ መዝሙር ክትመፁና ንፅበየኩም🙏🙏🙏
@saintmaryyy
@saintmaryyy 2 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@HLkh-h3f
@HLkh-h3f 2 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ 😢😢ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሕዋትይ❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 2 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ዝሓወይ ዕድሜካ ዝተባረከ ይኩን
@tilahungebreslassie
@tilahungebreslassie 2 ай бұрын
Wawwwwww amazing voice ዝማሬ መላኤክት የስመዐልና የሕዋተየ
@ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
@ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ደቂ እመብርሃነይ❤🎉❤
@ትርሓስዩቲብTrhasYube
@ትርሓስዩቲብTrhasYube 2 ай бұрын
ዝማሪ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራተይ❤
@ghffuh4437
@ghffuh4437 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የሰመዐልና😢😢😢😢
@FiyoriErtra
@FiyoriErtra 2 ай бұрын
zemaru melakiti ysemalina yhawety❤❤❤🙏🙏🙏😥😥😥
@ara6934
@ara6934 Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ፍቱው እዩ ኣቢለዮ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡሪት አሐዋተይ ❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@tsegaymebrahtu6786
@tsegaymebrahtu6786 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ግሩም መዝሙር ፅቡቅ ምዕባለ እዩ
@ኢየሩሳለም-ትግራይ
@ኢየሩሳለም-ትግራይ 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክቡር ሓወይ መንፈስካ ዘሕውይ መዝሙር❤
@tslatmedia-8404
@tslatmedia-8404 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ባዜን ሓውና ውን እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዖ
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@tslatmedia-8404 ኣሜን 🙏🙏🙏
@Serapta21
@Serapta21 2 ай бұрын
አሜን ኣሴ ሓወይ
@thdhrjdg5587
@thdhrjdg5587 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክም ኣቤቱ የንብርክም😢😢😢
@user-oj9wo8he7n
@user-oj9wo8he7n 2 ай бұрын
😭😭😭😭💔 ኦ ጎይታ ሓጥያተይ ደምስሰለይ
@Vip-j8f
@Vip-j8f 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@FevenTg
@FevenTg 2 ай бұрын
Amen kal hewet yesemelna❤❤❤❤😢😢😢😢
@raheltesfai9373
@raheltesfai9373 16 күн бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻😇😇😇🕊️🕊️🕊️🕊️🩵🩵🫶🏻🫶🏻❤❤❤
@kebrongebreyesus15
@kebrongebreyesus15 2 ай бұрын
ደስ ዝብል ኣቤል ሓውይይይ ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና
@منىمند
@منىمند 2 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@hadgutesfahiwet6778
@hadgutesfahiwet6778 2 ай бұрын
❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት ዘስማዓልና❤❤❤ኣብ ሊብያ ኮይነ ይሰምዓ ኣለኩ ኣምቢዓትኒ ከኣ ምስ እዚ ዘሎ ሽግርናስ ብሰላም ደኣ የስግረንስ ይኮን ፆሎትኩም ኣይፈለየና❤❤❤
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@hadgutesfahiwet6778 ጸሎት ቅዱሳን
@SenaitTeweldebrhan-l7s
@SenaitTeweldebrhan-l7s 2 ай бұрын
ዝማረ መላክት የስመአልና.
@onlyme8144
@onlyme8144 Ай бұрын
Egziabiher xegeu yebzelkum brukat ahwatey ❤❤❤❤
@NahomMaharena
@NahomMaharena 2 ай бұрын
ዝማሬ መላኣኽቲ ይስምዓልና ፍቁራት ኣሕዋተይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለትኩም ዘበን ድማ ይባርኸልኩም ይቀድሰልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RakiTube-
@RakiTube- 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሙሉእ ዕድመኩም እናዘመርኩም የንብርኩም ኩቡራት ኣሕዋትና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@MihretuleabNiguse
@MihretuleabNiguse 2 ай бұрын
zemari abel kale hiwet yesmealna
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዛሓልኩም ኬብራተይ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😢😢😢😢
@ghghgf3638
@ghghgf3638 Ай бұрын
ዝማሬ ማልኣክቲ የስምዐና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡራተይ❤❤
@zenewualema3302
@zenewualema3302 2 ай бұрын
❤❤❤❤ አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ❤❤💚🙏🙏🙏
@soshitube7215
@soshitube7215 2 ай бұрын
😢😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@soshitube7215 ኣሜን 🙏
@ትግራይዓደይዩቱብ
@ትግራይዓደይዩቱብ 2 ай бұрын
ኣሜንንን//፫// ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀግኡ የብዘሐልኹም🙏🌷💛❤
@Azahiryoutubeኣዛሄልዩቱብ
@Azahiryoutubeኣዛሄልዩቱብ 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና መድሕነይ ተቀበለኒ😢😢❤
@ሓግዘኒማርያምይቱብ
@ሓግዘኒማርያምይቱብ 2 ай бұрын
❤ዝማሬ መላእክት የስመዐልና .ዲያቆን ኣባል ለባም ሓወይ🎉❤ ደስ ዝብል ዝማረ❤ #መልኅቀይ ተቐበለኒ ክመፅእ ናብ ቤትካ ኣቦየ #ኤፍታህ በለኒ ብርህሩህ ልብኻ ❤😮🙏😊
@SemhalDaniel
@SemhalDaniel 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አቤለይ ሓወይ አደ አምላክ ዘመንካ ኩሉ ንበረከት ትግበሮ❤❤❤❤❤❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 2 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ምስትውዓል ልቦና ድማ ይድለና እግዛብሄር ኣምላኽና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ንሙሉእ ልብኻን ኣእምሮኻን ዝቅስቅስ ዝማሬ ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒ኦርቶደክስ ቤተክርስትያን ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን 🙏
@luwamnega735
@luwamnega735 2 ай бұрын
Amen Amen Amen Egziabiher b mhrtu temitu nab betu yeblena msu eu zelo selam🙏
@almazalema
@almazalema 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕትና መድሕኒ ተቀበለኒ😢🙏
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 2 ай бұрын
ተቀበለኒ ከመፅእ ናብ ቤትካ 😢😢😢ዝማሬ መላእከት የስሠዐልና🙏❤
@EfuyeGela-u7l
@EfuyeGela-u7l 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
@senyetsenyet7838
@senyetsenyet7838 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደስ ዝብል ዝማረ❤❤❤
@Hiwet-cw6wj
@Hiwet-cw6wj 2 ай бұрын
Lebi zeresres zemare eyu 😢😢😢😢abel hawey ketgelelu
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 2 ай бұрын
ተመስገን ደስ ዝብል ልቢ ዘረስርስ መዝሙር❤🎉
@SffFgu-jj1xe
@SffFgu-jj1xe 2 ай бұрын
ጥዑም መዝሙር አቤቱ የኑብርኩም ፀጉኡ የብዝሐልኩም ልኡል ፈጣሪ
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
ኣሜን 🙏
@Genet1923
@Genet1923 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤እግዚአብሔር ኣምላክ ካብቲ ዘለናዮ ኣውፂኡ ብመንገዱ ይምረሐን ኣሜን፫🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Ahwatey. ✝️😢🙏🙏🙏❤️🌿
@selamtigray3173
@selamtigray3173 7 күн бұрын
ዊ ደስ ክብለካ መዝሙር እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏
@MizanMulualem-qn5ox
@MizanMulualem-qn5ox 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@mediwukro6662
@mediwukro6662 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ኣብዚሑ ፀግኡ ይሃብኩም ኣሕዋተይ ❤
@mulugalaxum6009
@mulugalaxum6009 2 ай бұрын
ዝሜሬ መላእክት የስመዕልና
@seblegebrehiwot6145
@seblegebrehiwot6145 2 ай бұрын
😢😢😢 ተመስገን ጥዑም ዝማሬ ሰሚዕና ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 🙏🙏🙏🙏
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ይሕዋትና 🙏💚💚
@DawitFtsum
@DawitFtsum 2 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ይሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኩቡራት የሕዋት ልብኻ ዝትንክፍ ጡዑም ዝማሬ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም🙏🙏🙏❤❤❤
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
ኣሜን
@Serapta21
@Serapta21 2 ай бұрын
ተመስገን🙏🙏🙏 ዝሜሬ መላእክት የስምዕኻ ብሩኸይ
@tiegstbahta
@tiegstbahta 2 ай бұрын
ኣቤለይ❤ ❤❤ጥዑም ዝማሬ ❤❤❤ዝማሬ መላእክቲ የስሚዐልና
@SemratAraya
@SemratAraya 2 ай бұрын
😢😢😢አሜን አሜን አሜን ቃልሂወት የስመዐልና
@tesgeg6055
@tesgeg6055 2 ай бұрын
💞💞💞💞😍
@AbebaNeguse-y7p
@AbebaNeguse-y7p 2 ай бұрын
Zemare melakti yesmalna ❤❤❤❤
@Fre-p5j
@Fre-p5j 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና 🙏🤲🤲
@mdsoleman3351
@mdsoleman3351 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና ጡዑም ዝማሬ ላዘመርኩም ላወደስኹም አቤቱ የንብሩኩም አዕፅምት ዘረስርስ ዝማሬ አምላኬ ናቤትካ ክንምለስ ልብና ኽፈተልና 👏😢😢😢
@elohe21
@elohe21 2 ай бұрын
@@mdsoleman3351 ኣሜን 🙏
@Abiabshi9988
@Abiabshi9988 2 ай бұрын
❤❤😢😢😢
@GgGg-sw5yi
@GgGg-sw5yi 2 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና።
@SemhalTekeste-q4e
@SemhalTekeste-q4e 2 ай бұрын
ዝማሪ መላአክት የስመአልና ዝሃወይ 🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብነት'ያ - ዘማሪት ብሩክታዊት ገ/መድህን || Abnet Eya - Zemarit Bruktawit G/medhin - New Tigrigna Mezmur 2024
6:37
ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን _ zemarit Biruktawit G/medhin
Рет қаралды 89 М.
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 120 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,6 МЛН
የተሻለ ነገር  | ዘማሪት መስከረም ወልዴ  | New Ortodox mezemur
6:30
አሜን ቲዩብ - Amen Tube
Рет қаралды 14 МЛН
kulu woyo  - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie By Mekonen Tesfamariam
1:23:11
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 117 М.
Beyenay Qalat
7:56
Zemarit Bruktawit Gebremedhin - Topic
Рет қаралды 30 М.
ንስካ ጥራይ - ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን | Zemarit Brktawit Gmedhan - Nska Tray | New Tigirgna Mezumur 2024
7:57
ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን _ zemarit Biruktawit G/medhin
Рет қаралды 184 М.
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 3,5 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39