No video

መዘንግዕ ካሜራ መረብ እስቲፋኖስ ሳሚኤል ገብረስላሴ 2021 - Bella Media - Mereb Estifanos Vs Samuel Gebreslasie Prank

  Рет қаралды 336,605

Bella Media

Bella Media

Күн бұрын

መዘንግዕ ካሜራ መረብ እስቲፋኖስ ሳሚኤል ገብረስላሴ 2021 - Bella Media - Mereb Estifanos Vs Samuel Gebreslasie Prank
Eritrean Easter Program 2021 - Bella Media - ፍሉይ መደብ በዓል ፋሲካ 2021 ምስ ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ኣብ ቤላ ሜድያ
ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታ፡ መረብ እስቲፋኖስ፡ ሳሚ ገብረስላሴን ካሎኦትን ዝርከብዎ ካብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝፍኖ ፍሉይ መደብ ንበዓል ትንሳኤ ምኽንያት ዝገበረ መዘንግዕ ካሜራ እነሆ ናባኹም ነብሎ!
ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ [ኣቺ ውጂ] ብምጽቃጥን፣ እዋናዊ ንእንጽዕኖ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
℗ © Copyright:Bella Media, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Eritreancomedy​​ #BellaMedia​​ #EritreanPrank #HabeshaPrank #MerebEstifanos #SamuelGebreslasie #BellaMedia
👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿
ዓቢ ምጉዳል ዋጋ - MyCall Global Eritrea 50% ጎዲሉ
ቀጥታ ዓማዊል ንሙዃን ነዛ ጥብቆ ጠውቁ👇👇
bit.ly/2N9shGs
ንዝኾነ ሕቶ ወይ ሓገዝ ድማ ኣብዚ ጠውቁ
docs.google.co...
📱 45568277📱

Пікірлер: 1 400
@solomon5545
@solomon5545 3 жыл бұрын
በላ መዲኣ ጽቡክ መደብ ኣለኩም ግን ድማጺዉ ቶማስ ኣላአዛር ኣንተርቬው ግበርሉ , ቶማስ ዝደሊ like ግበሩ።
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 жыл бұрын
Asmirela
@samsomteklebrhan6645
@samsomteklebrhan6645 3 жыл бұрын
Tomas eske amxulna hatafat
@menbaraydegemeneu7087
@menbaraydegemeneu7087 3 жыл бұрын
Tomas nefu gezitina kerekeb alwo bro
@samrawitzemuy9982
@samrawitzemuy9982 3 жыл бұрын
Eee3 3rw33343 r3nm Io99
@user-ii6kx4ko1g
@user-ii6kx4ko1g 3 жыл бұрын
እጀራ ዓለም ብላዕ ኢለካ ኣለኩ
@mathewosghebeye768
@mathewosghebeye768 3 жыл бұрын
ዝናኣድ ስራሕ! ኩሉኹም ንፉዓት! Excellent job!!! ደቂ ኤረይ ምሩጻትን ብሉጻትን !!! 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ 💕
@yoditfkir3313
@yoditfkir3313 3 жыл бұрын
ናሆም ኣብረሃም ኢንተርቪው ይግበር ትብሉ Like 🙋‍♂️ሳብስክራይብከኣ ወላ ብእግርኩም ርገጹና ጥሙያት😉
@rihanaabdu6061
@rihanaabdu6061 3 жыл бұрын
ሙሱኡ ከኣ ምርያም ምስግና ✅️
@Tuna-7-P
@Tuna-7-P 3 жыл бұрын
Ya
@fkritium2348
@fkritium2348 3 жыл бұрын
ጠዋሊ😂
@astergere3068
@astergere3068 3 жыл бұрын
🤣😂🤣😂🤣😂🤣😂🤣😍❤️🇪🇷🌹😘
@user-fe5vo4re9h
@user-fe5vo4re9h 3 жыл бұрын
ካብ ናሆምሲ ዮናታን ( ታንታን) ተወልደ ትብሉ ግዳ ላይክ የአድዩና 👌🙋🏼‍♂️
@freelovefree
@freelovefree 3 жыл бұрын
ሳሚ ዋላ መረብ ክልቲኦም ብጣዕሚ ኑፉዓት ናይ ኤርትራ ስነጥበባውያን💕💕
@meramedia7797
@meramedia7797 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ እዩ መረብ ግን ቁሩብ ክዳን የሕጺርኪ ብዝኮነ ጽቡቅ ሰራሕ ሰሪሕኩም ቤላ ሜድያ በጃኩም እንተ ተካኣይሉ ን ድምጻዊ ቶማስ ኣላኣዛር ኣቅሩቡልና ቶማስ ቶማስ ቶማስ
@leteslasehailu8362
@leteslasehailu8362 3 жыл бұрын
አነ እዊን ምሳኩም አለኩ መረብ ክዳና ሓፂራ ፅቡቅ አይነዪ
@amanokbay1679
@amanokbay1679 3 жыл бұрын
ን""" ዮናታን ተወልደ ( ታንታን ) ድሕብዮ ኢንተርቪው ክገብሩሉ ብሃንቖውታ ትጽበዩ ዘለኹም ላይክ ርገጹ ደቂ ዓበይቲ
@wedikebarikbreab6982
@wedikebarikbreab6982 3 жыл бұрын
በከዳድናኽን ንዓለም ከይትጸልዋስ ትጽለዋ ቁሩብ እባ ዒብ ግበራ ብኵሉ ሙሉእ ክትኮኒ መረበይ ልብሲ በጃኪ ብባህልኪ ተሳተፊ በከዳድናስ ንስዓራ ዳኣ ነዛ ዓለም
@elizag8353
@elizag8353 3 жыл бұрын
They don’t know dress code. They look teenagers for ever 😡
@isayasyohannes9913
@isayasyohannes9913 3 жыл бұрын
Athaseba zeybelkas akededena
@yacobamine8638
@yacobamine8638 3 жыл бұрын
Nebsa thxeb dea keythlu
@isayasyohannes9913
@isayasyohannes9913 3 жыл бұрын
@@yacobamine8638 fezazz
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 жыл бұрын
Akedednaki hmaq aleki wey gze
@Desyesereke
@Desyesereke 3 жыл бұрын
ደቂ ሰባት ኣሎው ዝገበርዎ ዘጸብቀሎም መረብ ዝገበሮቶ ፕረንክ ጽቡቅ መደብ 100% ኣካድናኪ ግን መረቢኖ ኣሰኪፍኒ because you are Star image of my people
@user-xn4nq8sm6d
@user-xn4nq8sm6d 3 жыл бұрын
መረብ ሺኮር ክዳን ሲ ኣይግድን ንሳሚ ጽቡቅ ጌራ ተላጊጻትሉ በል ጽሉል ምዓልቲ እዩ
@kasaaskkil9091
@kasaaskkil9091 3 жыл бұрын
መረቢኖ ሽኮር ተጻዊትክሎም ግና ስነ ጥበበናዊት ስለ ዝኮንኪ መምህር ማለት እኺ ኪዳንኪ ግና ሓደራኪ መረበይ ጥዕይ ኪዳን ተኸደኒ
@martaisaak2979
@martaisaak2979 3 жыл бұрын
እዞም ኣወዳት እንድዮም ከምኡ ክክደና ዘተባብዕወን ንምንታኡ ዩ ኣይፈለጥኩን ኣነስ ብሰንኪ ኣከዳድንአን ኣብአን ዝነበረኒ ክብሪ ይጎድል
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
Right ✅
@yonatanrezene29
@yonatanrezene29 3 жыл бұрын
@@martaisaak2979 kkkkkkk meriet zeyalb zereba asmirela aleku 🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍👍👍👍👍👍👍👍
@zaydbrhane9599
@zaydbrhane9599 3 жыл бұрын
Aseyyyyy xbukatn kburatn yehwat edmen tenan yhabkum fetari Mereb xbkti kulu seb yxbeyo natki srhat kltf eilki jobae belna
@tekliyane1002
@tekliyane1002 3 жыл бұрын
ሳሚ ናይ ብሓቂ ኣብኣ ዘለዎ ክብሪ መግለጺ ሲኢነሉ ብዝኾነ ንፉዓት ሩሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልኩም ይግበረልና ንዓመታ ብሰላም ዓድና ኣቲና ነብዖሎ ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓💓💓
@yorusalemmengsteab4279
@yorusalemmengsteab4279 3 жыл бұрын
መረበይ ጽብቅቲ ኣነስ ማራ እየ ዝፈትወኪ ❤🥰 ጽቡቃተይ ኣጆኩም ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ💪
@adyammehari5005
@adyammehari5005 3 жыл бұрын
Mereb, "I have dream Oprah Winfrey to ask me, I tried to find her to ask me"?😂😂😂🤣😘🤩
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 3 жыл бұрын
Kkkkk
@zidaynatey846
@zidaynatey846 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂🙈🙈motku😂
@helwannaomi9489
@helwannaomi9489 3 жыл бұрын
Hahhhh ya
@godislove6884
@godislove6884 3 жыл бұрын
Moyte 🤣🤣🤣
@senaitsetant748
@senaitsetant748 3 жыл бұрын
Me too kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkklk🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@blackstar3432
@blackstar3432 3 жыл бұрын
መረብ ኮኾብ ተዋሳኢት ሃገርና ካብ ኣደነቂኺ የ ብጥዓሚ የ ድም ዘደንቀክን ዝፈትወክን 💞 ኣካዳድና ግን ፐሊስ ነተን ንኣሽቱ ይሕዋትኪ ምሃሪት ኩኒ እስኽን ኢኽን መስትያተን ኣብ ቲክ ቶክ ሚለን ሃይለ ዝገበረቶ ክደግማ ይዉዕላ ለዋ ሞ ብጽቡቅ ጸለወአን ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ስነጥበብ ይዓንብብ 💞
@martaisaak2979
@martaisaak2979 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኽቡር ሓው ኩላትና ከሙኡ ኢልና ክንመክርን ክንምዕድን ሓላፍነት ኣለና። ብፍላይ እዘን ናይ ሕጂ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍልብካ ተከፊትካ ምኻድ እየ ዝፈትዋ እዚ ከኣ ኩላትና ክንውግዞ ዘለና እዩ በጃኩም ንምዕራባውያን ክንመስል ናብ ምንዝርናን ዘየድሊ ነገራት ዝዕድምን ኣይንግበር
@sofimed7056
@sofimed7056 3 жыл бұрын
Nay bahaki xbuk zereba eyu
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 3 жыл бұрын
ኣካዳድናኺ ኣማሕይሺ፥ በየናይ መንግዲ ደኣ ኣብነት ክትኮኒ፥ ስነ ጥበባዊትን ኣብነታዊትን ኩኒ።
@almazmedhanye9481
@almazmedhanye9481 3 жыл бұрын
Please fix it yourself you living in America means you don't have to be like that change of clothes and your hair that's not our culture you look very bad I'm sorry but I have to tell you
@user-ju3rc5cz3w
@user-ju3rc5cz3w 4 ай бұрын
Wwwww
@eritrearedsea5090
@eritrearedsea5090 3 жыл бұрын
ሳሚ ብሩኽ ሰብ😄 ከደንግጸካ🥺መረብ ትጽውት ኣቢላትሉ ሎሚ ጎዳኢኻ ይጎዳእ ሚስኪን🤩!
@user-yg3os8wl9r
@user-yg3os8wl9r 3 жыл бұрын
መረበይ ሺኮር ብዘይ መጠን አና ንፈትወኪ ነኪብረኪ ግን ኣብ ኣካዳድናኪ ይዐርያ ኣብልያ
@user-ix6gs2bd1i
@user-ix6gs2bd1i 3 жыл бұрын
ኣካዳድና ኣይግድን መረቢኖ: ናትኪ ፉሉይ ዲዛይን ካብ ናህና ባህሊ ዘይወጽአ ሒዝኪ ኣብ ሕብረተሰብኪ ጸላዊት ኮይንኪ ክንዲ ትቐርቢ: ንባዕሊ ተጻላዊት ኮይንኪ ላምስያ ዝኾነ ክዳን ተኸዲንኪ ናብ ሚድያ ምምጻእ ጹቡቕ ኣይኮነን
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
ወትሪኣ ገምሻሕ ድህልቲ ገባሪት ዘይነበረት ጓልቶም ገሰስቲ ኣባጊዕ ድሁላት መንነቶም ዝሸጡ ንከብዶም
@amorabaire7230
@amorabaire7230 3 жыл бұрын
Nay behaki ezi si mis mintay eyu kibehal??
@akileakile3263
@akileakile3263 3 жыл бұрын
@@gfftggt6311 ሓቂ ይሓይሽ ብዛዕባ ምግምሻሕ ምሹርማጥ ጥራሕካ ምኻድ ናብ ዓጋመ ይዘጥጥ ነዚ ንምእማን ከየርሓኩም ናብ ሱዳን ስዑድያ ኮታ ሃገራት የዕራብ ዓጋመን ባጃጅን በሽ በሽ ከም ኣራንሒ ይቕረፋ ኣለዋ ንመኒኹም እሞ ትወራዘይሉ። ቀደም እኮ ኣቦታትና ኣብ ትግራይ ብቕጥቃጥ ኔራ እዮም ዝብልዋ ሰለዚ እዚ ማኣዲ ማዓዲ ኤርትራውያን እንበር ማኣዲ ውዒጊን ኣይኮነን።ጦብሎቕ ጦብሎቕ ኣይትበሉ እንቴልኩምከ ሕቕቕ ነበረያ ነበረ ትኾና።መረቢኖ ኸኣ ከምድሌታ ዋላ ክዳና ኣውጺኣ ትኺድ ኣርባዕተ ነጥቢ።
@paulosasmerom1404
@paulosasmerom1404 3 жыл бұрын
@@gfftggt6311 ኣታ ዊዒጊን ቆንዳፍ ቆማል ሳሕሳሕ መን ኢዩ መሰል ሂቡካ ብዛዕባ መረብ ክትዛረብ ፡ኣመል ድዩ ኮይኑካ ጦብሎቕ ምባል።እንተ ኪኢልካ ኪድ የሕዋትካ ምኸር
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
@@akileakile3263 ኢድ ወድቶም ሰረቅቲ ገሰስቲ ኣባጊዕ ንውር ዘይብሎም ድሁላት
@tgmeskel2258
@tgmeskel2258 3 жыл бұрын
Mereb you are a beatiful person you don't need makeup don't spoil your natural beauty with a cheap cosmetic
@user-ip3pj2ms2l
@user-ip3pj2ms2l 3 жыл бұрын
ሰላም ንዓኪ ይኹም ክብርቲ ስነ ጥበበኛ መረብ ሓፍትና ብመጀርያ ኣብ ሂወትኪ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኪ ብምቅጻል እቲ ኣባኺ ዘሎኒ ኣድናቆት ኣብ ቦትኡ እካ እንተሃለወ ንሰብ ካብቲ ትንእዶን ትውድሶን ንላዕሊ እቲ እትህቦ ኔቄፌታን ምኽርን እዩ ነቲ ዝያዳ ሰብ ዝገብሮ እሞ መጀምርያ ኣከዳድናኺ ንዓኽን ነተን ዝከታተላኽን ስነ ጥበበኛ ከም ምኻኒ ከኣ ንሕብረተ ሰብናን ባህልናን ሕማቅ ትምርቲ ስለ ዝኾነ ብባህልኽን ብሕብረተ ሰብክን ክትኮርዒ እምበር ክትሓፍሪ ወይ ከምዚ ተኸዲንዮ ዘለኺ ሕማቅ ኣራእያ ክትኮኒ ኣይግባእን፡ ካልኣይ እታ ኣብ ኢድና ተወቂጥክያ ዘለኺ መስቀል ንታሕቲ ተገምጢላ እያ ዘላ ምናልባት ብምስትውዓል ድዩ ኣይኮነ ንስኺ ትፈልጥዮ ዝሓፍተይ ፡ኣብ መወዳእታ ግን ሂወትኪ መድሃኒኣለም ብደሙ ዝዓደጋ ዋጋ ዝኸፈለላ ክብርቲ ስለ ዝኾነ ብኽብሪ ክንዕቅባ ይግባእ፡ ዝናን ክብርን ሃብትን መልክዕን ጽባቀን ንእስነትን ኩሉ ሓላፊ እዩ እሞ ዝሓፍተይ ብዙሕ ሰብ ተመሳሳሊ ርእይቶ ሂብኪ ኣሎ ስለ ዝፈትወኪ እዩሞ ብልቦና ክትቅበልዮ ተስፋ ይገበር ።
@biniamsium1531
@biniamsium1531 3 жыл бұрын
እንታይ ድኣ ሳሚ ምስ ወደቀ መረብ ዝሰንበደቶ ዘይተሪኡይና ሓደ ካፍት መዘንግዕ ዘይኮነን እት ሳሚ ዝወደቆ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ።
@thuglife1808
@thuglife1808 3 жыл бұрын
መረብ ሽኮር ባሓቂ ኣሰንቢድክና ጸኒሕኪ አዚ ኩሉ ቃላት ካባኺ ዘይንጽበዮ ክወጽአ ጸኒሑ፡አንካዕ ፕራንክ ኮነ ጽብቕቲ ።
@freelovefree
@freelovefree 3 жыл бұрын
ናይ ሃገርና ባህላዊ 💕💕ብጣዕሚ ፈተዮ 👍
@user-tz9rw5xj1q
@user-tz9rw5xj1q 3 жыл бұрын
ሳሚ ሽኮር ገርሂ ነጻ ሰብ፡ መረብ ሽኮር, ንኩልኩም ተከታተልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣብ ኩሉ
@tesfaldetokubab528
@tesfaldetokubab528 3 жыл бұрын
Welcome Bella media mereby Ma Queen and king and sami hawena beluxat artists good job guys!
@freweinikidane6920
@freweinikidane6920 3 жыл бұрын
በጃኪ ስለ ማርያም ኣካዳድናኪ ኣማሓይሺ
@Robi-94
@Robi-94 3 жыл бұрын
Entay gedseki fokas
@freweinikidane6920
@freweinikidane6920 3 жыл бұрын
@@Robi-94 እንታይ ኣምጽኦ ጸርፊ
@Robi-94
@Robi-94 3 жыл бұрын
@@freweinikidane6920 hemak koyne fre haftey sorry ayney marey 🙏
@freweinikidane6920
@freweinikidane6920 3 жыл бұрын
@@Robi-94 xegem yeblun
@jossijosawi341
@jossijosawi341 3 жыл бұрын
Akedadna wshtawi negeratka ygelx du kem dlita haftey natey
@asma11asmara
@asma11asmara 3 жыл бұрын
ሽኮሪናታት ደቂ ኤርትራ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅረኩም ! Much deki eri 🇪🇷🇪🇷😍😍
@hhhhhh8095
@hhhhhh8095 3 жыл бұрын
ሳሚ ፈቃር መረብ ሽኮር ናሆም ማዓር ላኪን መረብ ክዳን ኣንዊሕኺ ደስኣይበለንን
@rigatathome9849
@rigatathome9849 3 жыл бұрын
Hhhhhhhhhh
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 3 жыл бұрын
ሳሚ ሽኮር መስኪን 👍 መረበይ ተጻዊትኩሉ ነዚ ወዲ ገዛውተይ ሽኮር ♥️♥️መረበይ ኩልትናኺ ምቅርቲ ♥️♥️
@rozinaissak1845
@rozinaissak1845 3 жыл бұрын
Lol I just got pranked , amazing actors, Merbena I really respect you. Remember you’re one of our high skilled actors , pls don’t take it in the Negative way but you will look good with out to much fake hair . And it is very important to dress appropriately in the screen because you’re one of role models for the younger Eritrean generation
@semhartesfay5253
@semhartesfay5253 3 жыл бұрын
ደይተቓባጥረለይ እና በኸኹ ከለኹ 😂🤣 መረብ ሺኮር 😂🤣😅
@kisunaho5507
@kisunaho5507 3 жыл бұрын
Kkkkkk moite besehakkkkk kkkk
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 жыл бұрын
ክክክክክ መረቢኖ ጎሲማት ብዝኾነ ደስ ዘብል ፍሽኽ ካብዘይ ንብል ነዊሕ እኮ ጌርና።
@KM10HM12
@KM10HM12 3 жыл бұрын
We need full proper interview tho in order to get to know Merber - the actress 🥰 Ps: I never knew she was this passionate about acting that’s incredible.
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
kkk we love you merebino you are best actor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Youandbible
@Youandbible 3 жыл бұрын
አውይይይይ ብዛዕባ ስደት ኣንጸርጺርኪ ዝደወልኪለይ ኢልዋ ኤህ አዋይ የሕዋተይ ማዓረይ ኣማልክ ሰናይ እዩ ብክብሪ ዓድና ክንምለስ ኢና i love u my eritrean peopel and i miss u
@mire3058
@mire3058 3 жыл бұрын
እቲ መስሓቅ ዝሰራሕክሞ ጽቡቅ እዩ፡ግን መረብ ኣከዳድናኪ ብጣዕሚ ኣክፊእኪ ኣለኪ፡ጥበብ ከምዚ እንተኮይኑ ይትረፍኪ!
@imisseritrea8248
@imisseritrea8248 3 жыл бұрын
Akadadina wesani aykonen
@rodasgere1002
@rodasgere1002 3 жыл бұрын
Ata bzaba akedadena entay gedeseka were entay keledena ikum tedeliwen delkum hasadat
@eritube3898
@eritube3898 3 жыл бұрын
😂😂😂 አንታይ ናብኡ ዘጠምት ኣለካ ልዐል ዘይትብል
@wedierihalall8416
@wedierihalall8416 3 жыл бұрын
Sekt yeake negative wahid
@mekonentsegay4670
@mekonentsegay4670 3 жыл бұрын
@@imisseritrea8248 ወሳኒ እምበር ሓፍትካ ከምዚኣ ጌራ ናብ ማስሜዳ እንተትመጸ ቂር ከይበለካ ከመይዘይ ሩዱኡ'ዩ።
@asmarino1520
@asmarino1520 3 жыл бұрын
ኢንግሊሽ ደኣ ተማሂረ እንድየ ክክክክክክክክክክክክ እዋይ ሞይተ።
@siem4010
@siem4010 3 жыл бұрын
Abu keleka Nahom Abraham interview gberela tblu Like 👍 here 👈
@natululi126
@natululi126 3 жыл бұрын
ከምዚኣ ዓይነት መጸለል መዘንግዕ ካሜራ የላን መቅሰናት ኬፍ ዘለኩም ክክክክክክክክክክክክክ
@yordanos77
@yordanos77 3 жыл бұрын
አጆኩም ደቂ ኤረይ ደቂ ዛሐላል መሬት ዕይኒ አባይኩም ይደፈን 🇪🇷😍
@user-js6jw2ov2z
@user-js6jw2ov2z 3 жыл бұрын
ቀዳመይቲ የ ኣጥሙኒ. ትውቅ ኣብሉኒ💕💕 ላቭ ቱ ሲ ዩ #ሚርያመይ ሽኮርር❤️🇪🇷 ናይ ብሃቂ ኢንተርቪው #ንሚርያም ትብሉ እስከ ሃጉዙና
@filimoneyob9281
@filimoneyob9281 3 жыл бұрын
መረቢኖ ሽኮር ዘይትምኖ ከምታ ቅጫ ፊኖ ብልጽቲ ተዋሳኢትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብልጽትና
@sofimed7056
@sofimed7056 3 жыл бұрын
Bzaba Akedadna ke da yelen rito
@habtabzerezghi8678
@habtabzerezghi8678 3 жыл бұрын
@@sofimed7056 bella lo
@Robi-94
@Robi-94 3 жыл бұрын
@@sofimed7056 ኣከዳድና ኣገዳሲ ኣይኮነን ተግባራታ ስነስራዓት ትህቦ ንሰብ ይኣክለና ኢዩ በቃ
@filimoneyob9281
@filimoneyob9281 3 жыл бұрын
@@sofimed7056 ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ሸቁሪርኩሞም እኮ መሳኪን ንስኩም ድሌትኩም እንዳ ገበርኩም
@sofimed7056
@sofimed7056 3 жыл бұрын
@@filimoneyob9281 አሞ ሕጅስ ጽቡቅ ኣላ ዲካ ትብል ዘልካ ባል ንስካ ዳ አወ ኮሙእታት ክትርእዩ ደስ ይብለኩም ከውን ሃፍትካ ወይ ሰበይትካ ኣደካ ተትከውን ግን ኣይምደገፍካየንን ነርካ
@salihabdilla9466
@salihabdilla9466 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፈልጣ መረብ ሽኮር ብራቮ ዋዕሮ ኤርትራ
@solomanmogos4968
@solomanmogos4968 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘዘናግዕን ደስ ዝብልን ምስ መረበይ ሽኮር ግን ሹዉያ ሌክራምን ኣድቨርታይዝን በዚሕዋ
@hiyab107
@hiyab107 3 жыл бұрын
Moyte sihak mereb shikor long time nice to see you good job 👍🏾 ❤️
@mikado5545
@mikado5545 3 жыл бұрын
BELLA BELLA BELLA BELLA መን ከማኹም ጥበብ አብ ሰራውር ደምኩም ከምዝአተወ ጥርጥር የለን እንቃዕ ናትና ኮንኩም ምስ ብዙሕ አኽብሮት መረብ ሽኮር always the best.
@martaisaak2979
@martaisaak2979 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ጥራይ ዲካ ተዓዚብካ ጽቡቅ ጥራይ ትብል ደኣ እቲ ኣከዳድና ትስቡቅ ድዩ ዘሎ ኮይኑ ንዓኻ
@mikado5545
@mikado5545 3 жыл бұрын
marta isaak @ ኩቡር ሐወይ ወይ ሐፍተይ እቲ አካዳድና ምስ ዝሐዘቶ መደብ ከተሰንብዶ ስለ ዝደለየት ሙኻኑ ምግምጋም መድለየ ዶ ሐቀይ ?? ትዋሳእ ከምዘላ ዘይምርሳዕ!!! እንተዘይኮነ እውን እብቲ ነብሳን ምርጫእን ዝእትዎ ሰብ የለን! ብሱል ሐንጎል እኹል ዕድመ ስለዘለዎ ባዕላ ክትውስን እየ ዝመርጽ :: ብተወሳኺ ህዝብና አብ ርኢቶን ሕቶን ዲክታቶር ዶ ይመስል አሎ ሐቀይ ???
@martaisaak2979
@martaisaak2979 3 жыл бұрын
@@mikado5545 እቲ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባካ ኣይጸላእክዎን፡ ግን እቲ ኣከዳድንኣ መብዛሕቲኡ ግዜ እያ ከሙኡ። ወላ አን እቲ ምርጫ ናይ ነብሳ እንተ ኮነ ክሳብ ንህዝቢ ትሰርሕ ዘላ ከኣ ክብረት ዘልዎ ምስ ሕብረተሰባ ዝመጣጠን ኣከዳድና እንተ ገበረት ክብረት እንበር ሕስረት ኣይኮነን ፡ ዋሕሊልና ክብላ ጻሕሊ የሕርራከም ዝበሃል ከኣ ናይ ምዕራባውያን ባህሊ ከነንጸባርቅ ቅቡል ኣይመስለንን ሰብ ብባህሉን መንነቱን ክሕበን ኣለዎ ምበልኩ። እቲ ዲክታተር ይከውን ኣሎ ህዝብና ዝበልካዮ ግን ሓቅኻ ኢኻ ብኸፊሉ። ሰብ ድላዩ ክከውን ምርጫ ኣለዎ ኣነ ውን ይኣምነሉ እየ። ርኢቶ ካብ ህዝቢ ክሳብ ዝተጸበየ ግን ክንእርመን ሓላፍነት ኣለካ ኣለኒ እዚ ከኣ ምስ ማዕዳን ርኢቶን እንበር ካብኡ ዝሓልፍኣይኮነን
@mikado5545
@mikado5545 3 жыл бұрын
marta isaak @ ልክዕ ርኢቶን ሕቶን ፅቡቅ እዩ አነውን አብ ካልእ ብዙሕ አየስተውዐልኩላን አካዳድንአ:: ንሕብረተስብ ባህሊ ክብሪ ብአገባብ ክንዕቅቦ ናይ ኩላትና ሐላፍነት እዩ:: ናትኪ/ ናትካ ርኢቶ ደጊፈዬ አለኹ ግድስቲ/ ግዱስ ሐላይ ህዝቢ ሙኻን ሰናይ ስለዝኾነ ምስጋናን ሰላምታን ይብፃሕኩም 🙏🏽
@hagherey1477
@hagherey1477 3 жыл бұрын
Ajokum ajona ahwatey amlak dima ybarkum sami nahom mereb and merry 👍👍👍👍🌹🌼
@meuzhailu8621
@meuzhailu8621 3 жыл бұрын
ዋይ ሳሜል ዚረኪብካዮ ጹቡቅ መደብ ኣለኩም ኣጆኩም ቀጺሊዎ 🌹🌹🌹💐💐💐👍
@rakitv8416
@rakitv8416 3 жыл бұрын
ሜክአበይ ክንደይ ሂበ ድየ ገይረዮ መረቢኖ😂
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ሽኮሪናታትትትት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። መረብ ጽብቕቲ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀኪ ኣናዊጽክዮም ክክክክክክክክ
@gelilashow775
@gelilashow775 3 жыл бұрын
Ohhhh my sami ኣደንጌጽካኒ እኾ ሎሚ ከክንዳካ ሕማቕ ተሰሚዕኒ ,
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 3 жыл бұрын
ጹቡቅ ድራማ ። መዘንግዕ ካሜራ ኣይኮነን 100%
@tiblesabraha2360
@tiblesabraha2360 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ሽኩሪናታት ናይ ብሐቂ ደስ ዝብል
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 3 жыл бұрын
Great job Merebino! Sami hawey, you are an honest person. Respect to Nahoma too!
@user-ix1fg9cs4s
@user-ix1fg9cs4s 3 жыл бұрын
ክክክክ ኣቲ ከፍ ኣለኪ መረቢና ሽኮር ሕንቅቅቲ ከጸብቀልኪ በሓቂ ማራ ፈተኪ ካብ ቀደም ንላሊ ኣቲ በጃኪ ተመርዓውኒ ከሐንቅቅቀኪ እየ
@tesfaeyasnkeyabrish7844
@tesfaeyasnkeyabrish7844 3 жыл бұрын
Bhlmi tmrawa emo kulu wdayo shue
@user-ix1fg9cs4s
@user-ix1fg9cs4s 3 жыл бұрын
@@tesfaeyasnkeyabrish7844 ኣታ ናይ ሕማመይ ብሕልሚ ደኣ ክንደይ ግዘ በኣካል እምበር ክክክ ኣከይፈካ ዶ
@tesfaeyasnkeyabrish7844
@tesfaeyasnkeyabrish7844 3 жыл бұрын
@@user-ix1fg9cs4s 🤣🤣🤣 yakleka eyu bhlmi endhri tkyfkala dea🤣
@almazaskale7593
@almazaskale7593 3 жыл бұрын
kkkkkkk
@user-sh4rr2un4r
@user-sh4rr2un4r 3 жыл бұрын
wela ane kab kdim kifetwa meat ye des kitbleka blbi
@debesayzeray6130
@debesayzeray6130 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ወትሩ ባኣኹም ዑጉባት ኢና መረበይ ማራ ኢና ንፈትወኪ ቁሩብ ግን ኣከዳድናኺ ዓገብ ዝያዳይ We love you deki eri.
@habtomokubagabr6319
@habtomokubagabr6319 3 жыл бұрын
እውይ መረብ ሓፍተይ ኩስትሞ ኸ ኣለኪ ዶ? በጃኪ መራኣያ ሕብረተሰብ ኢኪ ክብረተይ
@medhaniasmarom4896
@medhaniasmarom4896 3 жыл бұрын
🤔🤔🤔
@heavensweety7568
@heavensweety7568 3 жыл бұрын
Nabihaki ewy
@natnaelberhane5999
@natnaelberhane5999 3 жыл бұрын
🤣🤣
@akikumedhanie8429
@akikumedhanie8429 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 3 жыл бұрын
ጥራሓ ምመፀት ምሕሻ
@angosomkiflay344
@angosomkiflay344 3 жыл бұрын
It was very funny but the advertising bothered me a lot, but you did well anyway deki erey halal
@genetzeray9118
@genetzeray9118 3 жыл бұрын
Merby shkoer God bless ❤😍😍
@abrahamtesfamariam9648
@abrahamtesfamariam9648 3 жыл бұрын
She killed it 😂🤣🤣 she is really good at acting ....love u merebey but I want to see her reaction while sami fainted.....
@user-yd9bn3ik2v
@user-yd9bn3ik2v 3 жыл бұрын
I love you guys so much 🤣🤣🤣🤣❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HermonTesayHermonTesfay
@HermonTesayHermonTesfay 3 ай бұрын
ብጠዓሚ ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ጻዓዳ ። ግን መደብ ኣይትድገሙ
@elsamelake8673
@elsamelake8673 3 жыл бұрын
Merb shkor akedadnki da kem qedemki kuni♥️
@simonsays2379
@simonsays2379 3 жыл бұрын
Ched...fara ....
@binyamtekie5525
@binyamtekie5525 3 жыл бұрын
@@simonsays2379 😂👌
@Eritrea20431
@Eritrea20431 3 жыл бұрын
@@simonsays2379 kid denkoro mahayem🤮 turgum fara&hagereseb zeymflat hasika🤮 foooo adddd
@semnegassi1448
@semnegassi1448 3 жыл бұрын
@@simonsays2379 ata hlkus hagereseb xerfi aykonen halay denkoro🐕😏😏😏😏😏
@menbaraydegemeneu7087
@menbaraydegemeneu7087 3 жыл бұрын
Kulu gize kemzi endya tekden mereb da
@solomonteklay6940
@solomonteklay6940 3 жыл бұрын
Welcome back ደቂ ኢረይ ዕንቃዕ ብደሓን መጻኩም በጁኩም ቶማስ ቶማስ ቶማስ ኣቅርቡልና ኣቅርቡልና ኣቅርቡልና ፕሊስ ፕሊስ ፕሊስ ሳሚተይ ጎይታ ጠባይ ናይ ብሓቂ
@lifeishard7018
@lifeishard7018 3 жыл бұрын
Bella Media mtaemi xbuk medeb eu qexlwo and Happy estern God Bliss eritran pepele ilove so much it All our my contury mereb aynei senetbeb Plesse ntomas alazar Interview gberlu ekum
@zemen6535
@zemen6535 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኢዋይ ሳሚ ሞስባ ረኺቡ ብዝኮነ መረብ ዓባይ ሰብ ንኹሉ ተላቢስኺዮ ኢኺ ናትኺ ብቅዓት መዋዳድርቲ የብሉን ።
@awet3772
@awet3772 3 жыл бұрын
ምስ ወደቐ ዝነበረ ኩነታት እንታይ ኮይኑ ዘይተራኣየ ? መልሲ pleas !
@samihabtesemere7280
@samihabtesemere7280 3 жыл бұрын
ደቂ ሰረት ፍቅሪ ማኣደት ደቂ ሓላላት መርየት ❤😍🇪🇷👈
@wedikulu3054
@wedikulu3054 3 жыл бұрын
Qexlo
@XOXO-oo4dd
@XOXO-oo4dd 3 жыл бұрын
Waylkey entay yeteweka moyte xobokaty love you 😍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samigebrkidan1113
@samigebrkidan1113 3 жыл бұрын
ሳሚ ከዘንግዓ ኢሉ ምስ ወደቀ ንመረብ ክንሪኣ ኔርና ምኽንያቱ ክልቲኦም ኢዮም እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ከዘንግዖ ተነጊሮም ስለዚ ምዝንጋዕ ናይ መረብ ውን ክንሪኦ ኔርና
@dingladegoyta4140
@dingladegoyta4140 3 жыл бұрын
Wwwwwwwee nay bhaqi xbkuq mezega deqi iere halalat🇪🇷🇪🇷🌷🌷💙💙❤❤👌👌💪💪
@wedimemhr4566
@wedimemhr4566 3 жыл бұрын
Kikkkk moyte ko beka waww kief delewa prank ezia Fility prank ya I appreciate you
@mariiimehari4151
@mariiimehari4151 3 жыл бұрын
በጃኹም ን መረበይ ዝፈቱ like ግቦሪለይ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@heluabrha7948
@heluabrha7948 3 жыл бұрын
ክብርቲ መረብ ካብተን ንፉዓትን ተፈተውትን ስነጥበባውያን ኤርትራ ሓንቲ ኢኺ ኣብዛ መደብ ግን ኣከዳድናኺ ብጣዕሚ ኣክፊእኪ ኣይደገም ይብለኪ ከም ሓፍትኺ፣ ኣለባብሳኻ መምዘኒኻ እዩ ብሰብ ኣረኣእያ የፍኩሰካ የርዝነኻ ኣብውሽጢ ሓገር ይኹን ኣብ ደገ ፣ ደቂተባዕትዮ ክኽደኑ ደቂ ኣንስትዮ ዕርቃንና ክንወጽእ ዓገብ ደድሕሪ ዓለም ምጉያይ ደድሕሪ ንፋስ ምጉያይ እዩ እሞ በጃና ናብ ኣምላኽ ንመለስ
@imansolomon8233
@imansolomon8233 3 жыл бұрын
Omg merabino love you nay bahki actresses hiray 💯
@yonatefe3185
@yonatefe3185 3 жыл бұрын
ክክክክክ ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ሳሚ ናይ በሓቂ ቀኒኡ ሎሚ ሰሪሓትሉ መረብ ድንግርግር ኢልዎ
@pana-tv
@pana-tv 3 жыл бұрын
Deki Eri xbukat 🇪🇷💫 ayni abaykum ydefen 😍 Sami mereb temam teganazyatlka lomi 😹😹😹
@show748
@show748 3 жыл бұрын
Wow wow wow ኣድናቆተይ ብምንታይ ክገልጽ ንመጀመርታ ጊዘ ኢንተርቬው ብሙሉኡ ብሰሓቅ ወድአያ
@jael2023
@jael2023 3 жыл бұрын
Meyte. Eye Beqa Fil Fil i miss you so much💔
@arii4116
@arii4116 3 жыл бұрын
ኬፍ ኣለክን ሽኮሪናታት ሓንቲ ዓይነት ዊግ ሸር ምግባርክን🤦‍♀️🤦‍♀️ ምስ ትርሓስ ሓድሽ ኣይጸላእኩን መረቢኖ 😂😂🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹
@nahom6329
@nahom6329 3 жыл бұрын
It’s staged but funny 😂 nsu tsbuk geru felitu alo prank tgebro kemzela. They are all good actors 😂😂😂. Yeminomna
@homeworkthanksfor8717
@homeworkthanksfor8717 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ ኣዝዩ መሳጥን ኣስሓቅን መደብ ኢዩ ኔሩ፡ ሳሚ ንመረብ prank ንምግባር ምስ ወደቀ ዝተፍጥረ ነገራት ወላ ድምጺ ዓጺኹም ተትቅርቡልና መሊሳ ምምቀረት ምኽንያቱ ሳሚ ናይ ብሓቂ ዝወደቀ ኢዩ ድምስል
@fil__mon
@fil__mon 3 жыл бұрын
ዘይተረደኣኒ ነገር ናይ መረብ ታይት ብ ሰለፋ መጀመርያ ጥዒቲ ኔራ ኣብ መወዳእታ ግን እንተሪእኹማ ተቀዲዳ ኣላ ተኻሲምኩም ኔርኩም ማለት ድዩ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@pityeritrea7252
@pityeritrea7252 3 жыл бұрын
🤣🤣 ktestewel
@Habeshawit__queen
@Habeshawit__queen 3 жыл бұрын
😁😂😂😂
@almazaskale7593
@almazaskale7593 3 жыл бұрын
kkkkkkkkk ewy ketestewelu
@almazzere2274
@almazzere2274 3 жыл бұрын
ስላም ስላም ስላም ኣብዛ ቤላ መዲያ ዘለኩም ብጣዕሚ ኑፉዕት ኣርትስት ናይ ሃገርና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ክትረኪቡ ይምነ ከምኡ ድም ክትቅጽሉዎ ይምነ ከምቲ ክልሉ ስብ ጸጽቡቁ ዝምነየኩም ንስካትክም ድማ ሃገርኩምን መንግስትኩምን ህዝብኩም ጽብቁ ሕሰቡን ጊበሩን ካብ ብጣዕሚ ትፈትወኩም ትከታታልኩም
@Eritreanintertment
@Eritreanintertment 3 жыл бұрын
ቶማስ ንደሊ ኣሎና ቶማስስስ ❤️❤️
@henokghebrhiwot6705
@henokghebrhiwot6705 3 жыл бұрын
ሳሚ ሓላል መረብ ሽኮር ናሆም ኣስሊ❤❤❤❤❤
@yonastedros5244
@yonastedros5244 3 жыл бұрын
Wawwww nay behaki deki eri xebukateyyy xebuk meznga 💯💯💯♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@rihanaabdu6061
@rihanaabdu6061 3 жыл бұрын
Welcome my beautiful brother and sweet sister ❤❤❤♥♥
@Bisha504
@Bisha504 3 жыл бұрын
Merebey mekseb love u gays🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤ God give u long life & happiness
@estifanoskidane1974
@estifanoskidane1974 3 жыл бұрын
ፉቱዋት ስነ ጥበባዉያንና ድኹም ግን መረቢና ሓፍተይ ኣብቱ ካሊእ ግዜስ ደሓን ኣብዙ ኩቡር በዓላትስ ቱ ክዳን ነቱ ባሃላዊ ክዳን ገጥ ተተብልዮ መሓሸ ነይሩ ብዝኾነ ጥዕና ይሃብኩም
@momylove1962
@momylove1962 3 жыл бұрын
Deki Eritrea 🇪🇷 Kmey dina nfetwekum fkrkum mara metselel we love you guys ❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@BMW.1212
@BMW.1212 3 жыл бұрын
መረብ ዓይነይ ቁሩብ ዶ ሓቀይ ተቀይርኪኒ ኣጆኪ ባ ንሳሚ ሰላእላእ ኣብልዮ እዋ…… ሳሚ ከኣ ካብ መስመር ኣይትውጻእ… okay… so ጽቡቅ ስራሕ ።
@funtime417
@funtime417 3 жыл бұрын
ውድእቲ ተዋሳኢት ናይ ብሓቂ። ሳሚ ግን እንታይ ኮይኑ ሓሪቁ መረብ ዓርኪ ሒዘ፡ Baby ገለ ምስ በለት?
@yohannesamani
@yohannesamani 3 жыл бұрын
Mereb 🥰🥰🥰✅
@anbesatesfay1716
@anbesatesfay1716 3 жыл бұрын
መቅሰናት ስነ ጥበባብዉያን ኬፍ አለኩም ሰላምኩም ይብዛሕ
@yemedhanialemlij9744
@yemedhanialemlij9744 3 жыл бұрын
Ohhhh she is so sweet merebey xbkti ftret ❤❤❤😥
@makeleadorob6797
@makeleadorob6797 3 жыл бұрын
ድምጻዊ ቶማስ ኣልኣዛር በጃኹም እንተርቢ ግበርሉ ኣቁሩብልና
@ziyadakulu1649
@ziyadakulu1649 3 жыл бұрын
Hahaha 😅oh my queen 👸🏾 love you sweetheart
@selamgebru6118
@selamgebru6118 3 жыл бұрын
.Amlak Edmen tenan yhabkum sekorinatat deki Erey👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ayniermu2804
@ayniermu2804 3 жыл бұрын
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@milenamehari2256
@milenamehari2256 3 жыл бұрын
Ohhhh I enjoyed watching this!!!!🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 love Mereb and Sami good job guys!
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 4,9 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 32 МЛН
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 46 МЛН
NEW INTERVIEW ተስፋልደት TOPO ምስ መረብ እስቲፋኖስ
54:52
Topo Eri Entertainment
Рет қаралды 220 М.
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 4,9 МЛН