Рет қаралды 10,642
ቀዳም፡ ሰሉስን ሓሙስን እትፍኖ ልበ-ወለዳዊት ዛንታ
ኣብ 2006 ዓም ብ ሃብቶም ደበሳይ ዝተደርሰት ኣብ ህይወት ስደት ኤርትራውያን ኣብ ኬንያ እተዘንቱ ብልጽቲ መጽሓፍ።
ደራሲ ሃብቶም ደበሳይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ኤርትራዊ ኮይኑ፡ ብጀካ እዛ መጽሓፍ 'ስጋኺ ዘርእስታ ምሉእ ደርፍታቱ ዝሓዘት ሲዲ'ውን ዘርጊሑ'ዩ። ስነ-ጥበበኛ ሃብቶም ደበሳይ በዓል ቤታ ንገጣሚት ፎርቱና ገብረገግሽ'ዩ።