ፍትሕን ኣበይን መዓስን? ማሕበር ዳግማይ ተመርዑ ድያ? ተፋቲሖም ክምርዓዉ ንርእይ ኣሎና፡ ዳግማይ ክምርዓው ድማ ንርእዮም ኣሎና፡ ስለምንታይ? 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 5,603

MaEzer Semay TV and Radio Network

MaEzer Semay TV and Radio Network

Күн бұрын

MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people and its surrounding nations.​If you want to donate to help Maezer Semay please clike the link below
www.paypal.com...
ኣገልግሎት ማእዘር ሰማይ፡ ናብ ብዘሎ ቐርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን፡ ከምኡ ድማ ብዝተፈላለየ መራኸቢ ብዙሓን ናብ ብዘሎ ዓለም መንፈሳዊን፡ ማሕበራውን ኣካዲያሚያውን ዘመሓላልፍ ናይ ቴሌቪዝን ኣገልግሎት እዩ።

Пікірлер: 23
@MaezerSemayTVandRadioNetwork
@MaezerSemayTVandRadioNetwork 46 минут бұрын
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን፡ ብዙሓት እቲ ኣብዚ ተጠቂሱን ዝዛራረብሉን ዘለዉ፡ ቅዳሕ ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል ኢልኩም ትሓቱ ኣለኹም እሞ፡ እንሆ ኣብዚ ጥብቆ ወይ ሊንክ ክትረኽብዎ ይክኣል እዩ። ኣምላኽ ይባርኩም! drive.google.com/file/d/1--3YwXWDhvC44J9MEcjSJI04frgtLcnY/view?usp=sharing
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 9 сағат бұрын
አድያም ሐፍትና ነኽብረክን ነድንቀክን ብስራሕኪ። ቅድሚ 20 ዓመት ክርኢኪ ከለኹ ናይ ብሐቂ ይገርመኒ ኒሮ አካይዳኺ አብ ኩሉ ነገርኪ ብፍላይ ድማ አታሕዛ ደቅኺን ሰብአይክን ብዙሕ እየ ተማሂረ ካባኺ። ናይ ብሐቂ ስረ ተዕጥቂ ሰበይቲ ኢኺ። ሕጂ ንኹሉ አማኒ ሕቶ ዝኹነና ዘሎ ዛዕባታት እንዳ አምጸእኪ ትሐትክና ዘለኺ ንመራሕቲ ቤተክርስቲያ አምላኽ ፅላሎ የንብረልኪን ቤትኪ ይባረኽ።
@senaitgaim766
@senaitgaim766 2 сағат бұрын
Wonderful explantion. God bless you abandatly.
@eisayasb
@eisayasb 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅን አገዳስን ትሕዝቶ ዘለዎ ትምህርቲ እዋናዊ ንቤት ክርስትያን ኤርትራ ዝጥቀምን እዩ እግዚኣብሐር አምላኽ ንኹሎም አቦታትን መራሕትን ይባርኽ አድያም ስለ አገልግሎትኪ አምላኽ ይባርኽኪ
@menyotteklehaimanot1840
@menyotteklehaimanot1840 Күн бұрын
Beloved Adu and pastor Esak GBU
@SH-vf5uq
@SH-vf5uq 3 күн бұрын
Amlak ybarkum xbuk meglexi👍👍
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 3 күн бұрын
GBU more and more
@okbanegassi3797
@okbanegassi3797 3 күн бұрын
Tebareku Tebareku Tebareku Tebareku Tebareku
@MehariTesfay-n3o
@MehariTesfay-n3o 2 күн бұрын
good adia God bleuss you
@steveokbu7617
@steveokbu7617 3 күн бұрын
ቃል ኣምላኽ ጌጋ ኣልቦ እንተ ኾይኑ ዝተፋትሐ ይመርዐ ዝብል ካበይ ኣምጺኻዮ ኣብ 1ይ ቆረንጦስ 7 ዘሎ ብኪ ይንበር ዝብል ከ እንታይ እዩ
@ኣራራት
@ኣራራት 3 күн бұрын
GBU
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 2 күн бұрын
Hmhmhhmhm Aromawuyan agabab
@mhrona2024
@mhrona2024 3 күн бұрын
where can we found this document for our church and for our own documents
@Holyspiritministry806
@Holyspiritministry806 3 күн бұрын
Send me your phone
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 2 күн бұрын
Ab Eritreawit Catholic gn hansab eu mera Qalkidan. Ezi nay Evangelical gn memrhi Egzabhar dea yrdae enber......
@berhaneberyz.1106
@berhaneberyz.1106 3 күн бұрын
Great discussion/presentation. It is not uncommon to find errors in translation in Tigrigna bible. One that comes to mind is Galatians 5:19. There orgies is translated into Tigrigna as guayla which is incorrect. Orgies comes from Greek's origia which is a sexualized ritual with a musical dance in worship of an idol -- totally different from guayla. Unfortunately, this is causing a great deal of misunderstanding. It would be great if pastor would hold a presentation addressing this.
@Holyspiritministry806
@Holyspiritministry806 3 күн бұрын
ኮማይ ወይ ኮሞስ ወይ ኮሙስ (Comus)κῶμος ኣብ ትግርኛና ጋይላ ተባሂሉ ተተርጊሙ ንረኽቦ ቃል እዩ።እቲ ናይ ኣምሓርኛ ትርጉም ነዚ ቃል ዘፈን ኢሎም ተርጊሞሞ ንረኽቦ። ኮሙስ (/ˈkoʊməs/፤ ጥንታዊ ግሪኽኛ፡ Κῶμος፡ Kōmos) ኣምላኽ በዓል፡ ድግስን ናብ ስኽራንን ጾታዊ ዝሙትን ዘምርሕ ለይታዊ ትልሂታትን እዩ ዝነበረ።ኣብ ጥንቲ ግዜ ግሪኻውያን ነዚ ጣኦት ኣምላኽ ድግስን ፌስቲቫላትን (god of komos) ኢሎም ይጽውዕዎ ነበሩ።ድሕሪ ድራር ንኻልእ ጣኦት ኣምላኽ ንምምላኽን ንምኽባርን ሽጋት ኣብሪሆም ፡መሳርሒ ሙዚቃ ሒዞም ናብ ጎደናታት ይወጹ እሞ ክሳዕ ፍርቂ ለይቲ ብደርፍን ብዘስክር መስተን ይጻወቱን ብብዙሕ ዕግርግርን ዝሙትን ዝተዓጀበ ትልሂታት ይገብሩ ነበሩ።ኮማይ ኣምላኽ ድግስ ተባሂሉ እዩ ዝፍለጥ ዝነበረ። ካብዚ ኮማይ ወይ ኮሞስ ዝብል ቃል ድማ እዩ እዚ ኮሜዲ ዝብል ስም ዝመጸ።ኮሜዲን ኮሞስን ምንጮም ሓደ እዩ። ብተወሳኺ ኣብ እዋን ሓዘን ርእሶምን ኣፍ ልቦምን እንዳ ሃረሙ ዝገብርዎ መልቀስ ኮሞስ ወይ ኮማይ (ጋይላ) ተባሂሉ ኣሎ።ብዝኾነ ኮይኑ ሃዋርያ ፓውሎስ ጋይላ ዝብል ቃል ክጥቀም እንከሎ፡ንሓደ ጣኦት ኣምላኽ ክብሪ(ኣምልኾ) እንዳ ሃብካ ፡ብመስተን ስኽራንን ዝሙትን ባእስን ዕግርግርን ዝካየድ ድግስ እዩ ዝገልጽ ዘሎ። ነዞም ከምዚ ዝበለ ዝገብሩ መንግስተ ኣምላኽ ከምዘይ ወርሱ ይዛረብ።ጋይላ ሓጢኣት እዩ። (ብሳምሶን ተኽለማርያም)
@Holyspiritministry806
@Holyspiritministry806 3 күн бұрын
My friend it is all the same idea. ከተንብብ ከለኻ ቃንቃና ክትርጉሙ ከለዉ፡ኣብ ዳርጋ ኩሉ ጽሑፋት ቃል ብቓል ኣገባብ ምትርጋም እዮም ተኸቲሎም።ኣብ ገለ ግና ሓሳብ ብሓሳብ ዝብል ናይ ኣተረጋግማ ቅዲ እዮም ተኸቲሎም። ብዛዕባ ኣገባብ ስልታዊ ኣተረጋግማ መጽሓፍ ቅዱስ ምፍላጥ እኹል እዩ
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 9 сағат бұрын
You are absolutely right. 20 years ago I learned about ጉይላ in Eritrea is not the same if you read in other language specficely in እብራይስጥ/ጽርኢ/ ግሪኽ። Unfortunately it destroy many Eritrean families during a wedding. I think during translation many aspect of the writers culture and norms has an impact. Anyway it is a good thing Eritrean Evangelical Church decided to write the rules according the bible so we can have a common law to the believers'.
@tsegaytea
@tsegaytea Күн бұрын
ንኣብነት ኣብ ተዋህዶ እንኮሎ ተመርዕዩ ዝነበረ ተዋህዶ ኣረሜን ኣይኮኑን ስሕተት ድኣ ኣትዩዎም ግጉይ ትምህርቲ ኣለዎም እምበር ኣብ ተዋህዶ እንኮሎ ዘኣተዎ ኪዳን ከምዘይ ኪዳን ቖጺርካ ካልኣይ ጊዜ ክተመርዕዎ ጌጋ እዩ ካብዚ ዝተላዕለ ሎሚ ኪዳን ቀሊሉን ፍትሕ በዚሑን ዘሎ
@tesfit2518
@tesfit2518 16 сағат бұрын
እንታይ ማለትክ ሰባኣይ ሓንት ሰበይት ክትብል ከለኽ እስክ ኣብርህልና እንታይ ማለትክ እዩ ንሕና እኮ ክርስታን እበር ምስልም ኣይኮናን ሓርባዓት ኣንስት ንምርዖ
@user-haki52E
@user-haki52E 2 күн бұрын
Why do you bring this topic at this time? What is the agenda behind this topic?
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 10 МЛН
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,5 МЛН
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 23 МЛН
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17
ኣገልግሎት ! ብኣገ/ ሓውና ኣብርሃለይ !
56:22
MAHBER HYAW AMLAK ROTTERDAM! (Official Channel)
Рет қаралды 59
ጥያቄ እና መልስ 2
2:17:10
Grace family
Рет қаралды 28 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 10 МЛН