ትግራይ፡ ሕጂ'ኸ ናበይ፧

  Рет қаралды 85,561

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 907
@fidleytube
@fidleytube 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ናይ ልበይ ተዛሪብካለይ🙏
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 2 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ወዲ መምህር ኣለና'ዶ ኣግርጭው እንዳ ኣበልና'ሞ። ተጋሩ ኣሕዋትና ካብ ስምዒት ወጺኩም ክትሰምዕዎ ፈትኑ ብፍላይ እቶም ሕሉፍ ፍቅሪ ዘለኩም ምስ ሕውሓት። ንበዓል መሓሪ የውሃንስ ድማ ስምዑዎም ሓግዝዎም በጃኩም ሃገረ ትግራይ ክትምስርቱ። ❤💛💙
@habentesfalem3501
@habentesfalem3501 2 жыл бұрын
ናይ በሐቂ
@rahelnegasi4377
@rahelnegasi4377 2 жыл бұрын
ታይ ይምልከተካ ንእከለ ሓግዙ ንእከለ ትብል
@almazeyasu8956
@almazeyasu8956 2 жыл бұрын
Nexnt da aytrfen eyu gn enda hgdf hzbi eyom zeqtlu zelwu Hzbi kedhn eyu zelwo felma hger malt hzbi sele zekne
@ybrahhabte8456
@ybrahhabte8456 2 жыл бұрын
Dani bhaki nay ezi zemen belih menisey eka bhaki wedi memhir nsika nibalka memhir eka jigna::
@sejtvistw2jti263
@sejtvistw2jti263 2 жыл бұрын
እሺ ሓወኒ❤
@farklaentertainment4529
@farklaentertainment4529 2 жыл бұрын
ደንጊኻኒ ቀኒኻ ወዲ መምህር ከምዚ ከማይ ዝደንግየኩም like 👇
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 жыл бұрын
ኸኸኸኸ
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻካ ኩቡር ሓውና ለባም 100%👌
@devo-loco
@devo-loco 2 жыл бұрын
Hagern merhati hagern enda anasheka terkab lebi yallen except..kemzi doctor tebhall mexwei fokodeu terkb abe gorbitana.
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ናይዚ ዘመን ብሉፅ መንእሰይ
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 жыл бұрын
ኸኸኸኸኸ
@solomonhabte6235
@solomonhabte6235 2 жыл бұрын
ዳኒ ጽቡቅ መግለጺ ናይ ብሓቂ ጅግና ኣነ ካብ ናይ ዳኒ ዘይፍለ ሪኢቶ ኣለኒ።
@ወዲወይን-ዘ4ጘ
@ወዲወይን-ዘ4ጘ 2 жыл бұрын
ዳኒ♥️ ሓቀኛ ተባረክ🙏
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 жыл бұрын
ኸኸኸኸኸ
@FilateyStar
@FilateyStar 2 жыл бұрын
ዳኒተይ ሙሉእ ሰብ ክፈትወኻን ከድንቀኻን መዓት"የ ነቲ ሰፊሕ ልቦናኻ ቅዱስ ቅንኢ ይቀንኣሉ♥️♥️
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 жыл бұрын
ኸኸኸ
@ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ
@ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ 2 жыл бұрын
ትግራይ ሃገር ትብሉ ላይክ ግበሩ
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 2 жыл бұрын
U can only dream it, with tplf? Tplf think, Ethiopia waiting them
@tttfff4025
@tttfff4025 2 жыл бұрын
yess
@asmeromembaye419
@asmeromembaye419 2 жыл бұрын
ሕልሚ
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 2 жыл бұрын
I Hope one day but u need a very long time, the only possibility is when a democratic Regime comes in Eritrea which can support Tegaru otherwise it is very difficult. I hoped in this Two Years as an Eritrean but Tplf has no care about Tegaru, they need Tegaru if only save them, if such problems come they want hide with the Civilians.
@mdbatha9222
@mdbatha9222 2 жыл бұрын
ወዲ መምህራ ብሓቂ ብዝግባእ ገሊ ፅካዮ እና ኣይትጥፈእና🙏
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 жыл бұрын
ኸኸኸኸኸ
@Rofidc
@Rofidc 2 жыл бұрын
ንዳኒ ዝፈቱ ላይክ ያጀምዓ ?
@cinemaroma9985
@cinemaroma9985 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ብጣዕሚ ኢኻ ትምስጠኒ። ብዝኾነ ግን የቐንየልና።
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 2 жыл бұрын
ተጋሩ እዚ ኩሉ መስዋእቲ ናብ ሃገር የብቅዕኹም
@nanunanunaye5200
@nanunanunaye5200 2 жыл бұрын
ኣብ ምድረበዳ ሃገር ክንፈጥር ኢና ተይሎም ፡ ኣራዊት ሙኻን መኒኖም ማለት ዩ ። እዝማለት ካ ንሕና ኤርትራውያን ፡ ንእንስሳ ዘገዳም ን ኣራዊት ንእንስሳ ዘቤት ነቶም ኣማያዊ ክፋላት ዝነብሩ መሰል ስለ ንዕድሎም ። ንዕኦም ዝኸውን ጫካ ክንፈጥረሎም ኢና ኣብኡ ካ ትሓጺሮም ክነብሩ ዮም ክክክክክክክ።
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 2 жыл бұрын
@@nanunanunaye5200 ኣብ ዓለም ካብ ቋንቋ ባህሊ ሃይማኖት ሒዝካ ኩሉ ንዓይ ዝመስሉ ተጋሩ እዮም ንሶም ክለምዑ ከለዉ ኢና ንለምዕ ሕማቅ ዝሓስብ ናብ ርእሱ ዩ ጽቡቅ ንኽረኽቡ ዩ ሕልምና ትምኒትና
@teshimsium2905
@teshimsium2905 2 жыл бұрын
Thanks!
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 2 жыл бұрын
ዳኒ ብሉፅ ናይ መናእሰይ❤❤
@lulaweldeabgebremichael6256
@lulaweldeabgebremichael6256 2 жыл бұрын
ሕጂ ፉሉት ኣብዚኣ ኩሎም ላይክ ገሮምልካ ዘለው እግደፍ እዮም ምክንያቱ ሕውሐት ክትዋረድ እንበር ክትናኣድ ደስ ዝብሎም ስለ ዝኮኑ
@asmeretberihu1165
@asmeretberihu1165 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣
@ትግራይዓዲወይንቲ
@ትግራይዓዲወይንቲ 2 жыл бұрын
ሃገርነት ትግራይ ብሰላም ክንዉድኦ ንክእል ኢና ዓንቀፅ 39 ተጠቂምና ናይ ምግንፃል መሰል ኣለና ሐዚ ግን ህዝብና ከዐርፍ ኣለዎ ተጋሩ ኢትዮጵያ ኣዕሚቅና ቀቢርናያ ኢና ትግራይ ሃገር እያ ሰለምክርካ ግን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን መዲ መምህር ከማካ ይብዛሕ🙏
@bitowabrahaeri1159
@bitowabrahaeri1159 2 жыл бұрын
1, Mengsti Tigray hager nay mukan akumien hasab yeblun slezi men eu hager nkun elu kiewuj 2, Bselam ktbelin ktsetin zeyfkedes hager ktkewun zefikid hge mengsti abey znebere eu 3, bhgawi mengedi mulue siltan n mengsti Ethiopia ma habkayo
@ትግራይዓዲወይንቲ
@ትግራይዓዲወይንቲ 2 жыл бұрын
@@bitowabrahaeri1159ኣብ ሕገ መንግሰቲ ዓንቀፅ 39 ናይ መግንፃል መሰል ኣሎ እዩ ።ዳሓር ከዓ ህዝብ ትግራይ መሰልን ነፃነትን ዝፍልጥ ብኣታሓሳስባ ዝበልፀገ ማሕበረስብ እዩ ህወሓት ዝተብሃሎ ተዘይገይሩ ካብ ሰልጣኑ ክለቅቅ ጥራሕ እዩ ዘለዎ
@huda3753-m8k
@huda3753-m8k 2 жыл бұрын
@@ትግራይዓዲወይንቲ እታ ሕገ መንግሰቲ ጥቅምቲ 24 ፈሪሳ እያ። ሰራዊትና ተፈሪሱ ድማ ንዳግማይ ተወረርቲ ንኾን ናፅነት ከምዘይንሓትት ከምዘይንትስእ ክረግፁናን ከፅኑትናን ዕድል ንህቦም ኣለና ማለት እዩ። እንኮ መድሕን ህዝቢ ትግራይ TDF ጥራሕ ምዃኑ ኣይትዘንግዕ ።
@ትግራይዓዲወይንቲ
@ትግራይዓዲወይንቲ 2 жыл бұрын
@@huda3753-m8k ኣብ ባይታ ዕጥቂ ዝፈትሕ የለን ትግራዋይ ካብ ኩሉ ጊዜ ንላዕሊ ነቂሑ እዩ።
@almazeyasu8956
@almazeyasu8956 2 жыл бұрын
@@bitowabrahaeri1159 hzbi eyu zewsn meknytu tgray bezh parti eyu zelwo Gn hji hgdaf hzbi yeqtel sle zelo Nay gedn eyu hzbi kedhn zelwo Hgdaf ka elmu hzbi mexnt eyu Hger malt ka hzbi eyu
@ዘራይበዚሑኪዓደይ
@ዘራይበዚሑኪዓደይ 2 жыл бұрын
ትግራይ ሃገር እያ እንተስ ተዋጊእና እንተስ ብሕገ መንግስቲ ሕጂ ህወሓት ፈሪሞም እኳ እንተተብሃሉ መን እዩ ምስ ህወሓት ዝኮን ተቃወምቲ ውድባት ኮነ ሰራዊት ትግራይ ዲያስፖራ ትግራይ አቛሙ ሓንቲ እያ ሃገረ ትግራይ
@ashenafikahsay468
@ashenafikahsay468 2 жыл бұрын
ንዑ እስኪ በሉ ንስማዕ ደቂ ዓበይቲ
@azukiflemariam8927
@azukiflemariam8927 2 жыл бұрын
Willkommen dani wedi Eritrea selam tena yehbka ❤️❤️❤️
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 2 жыл бұрын
ተጋሩ ነስተውዕል እታ እያ ሓቂ እዝኣ እያ
@eritreawiudemey6692
@eritreawiudemey6692 2 жыл бұрын
ሃገረ ትግራይ እሞ ፍጹም ኣየዋጽኦን ዩ ህዝቢ ትግራይ ፡ምኽንያቱ ዘይተወድአ ሕቶ መሬት ዩ ዘለዎም ።ብኤርትራ ባድመ ብኣምሓራ ከኣ ዝገደደ ስለ ዝኾነ ከምታ ቀደሞም ኢትዮጵያውነት ጥራሕ እያ ናብ ልምዓት ተኺዶም ዳኒ ።ተዘይኮነ መዋእሎም ኣብ ኲናት ወረ ኲናት እዮም ክጽመዱ ፡መግዛእታዊ ዶባት እንተወሓደ ክህሉ ነይርዎ ኣብ ትግራይ ፡ህወሓት ግን ደሓን ኣይእቶ ትጽቢትን ኩውንነትን ጉሒፍወን ንነብሱን ገንዘቡን ክብል ኣብ ላንጋ-ላንጋ ህዝቢ ገይርዎ ይርከብ።
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 2 жыл бұрын
☑️🔊☑️👌100%☑️ 2 ሞት ,ዩ ጉዳይ ትግራይ😢
@Chixias.amora11
@Chixias.amora11 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🤗🥰😍🤩👍🏼
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ወዲ መምህር ብሉፅ🥰🥰✊
@andom8177
@andom8177 2 жыл бұрын
Danke schön ❤️👍👍👍🤜🤛
@medhanehaile349
@medhanehaile349 2 жыл бұрын
ሕዋሓት ብዘይ ካኣ ፍትወት ነብሶም ፍቅሪ ህዝቢ ትግራይ የብለሙን ኣጽኒተሞ ምስክናይ ህዝቢ
@በድርያጓልሽረ
@በድርያጓልሽረ 2 жыл бұрын
አነ ከም ዝመስለኒ ሰላም ንርከብ እሞ ኩሉ ናብ ዝነበር ኩነታት ይመለስ እሞ ህዝቢ መሰል አዎ ለውጢ ንደሊ ኢና ኩለና ኢድ ብኢድ ንኹን💪🥰
@selam3657
@selam3657 2 жыл бұрын
አሰይ አንክዕ ብስላም ምጻካ❤️🙏🙏🙏😍🥰🥰😍🙏❤️🙏🙏😍😍🥰🥰🥰🙏🙏❤️❤️🙏😍😍😍😍🙏🙏
@dc8625
@dc8625 2 жыл бұрын
ተባዕ መዘናይ ጅግና ዋላ ኣነ ተደርቢሸ ኢየ ዳኒ ዓርከይ
@agamawit
@agamawit 2 жыл бұрын
ብልክዕ ገሊፅዋ💔😇ብሉፅ ዝኾነ ወዲ ❤️
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 2 жыл бұрын
@@agamawit እህ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን
@agamawit
@agamawit 2 жыл бұрын
@@Erenahagerejeganu አሜን ፫🙏🙏🙏ክብረተይ ❤️
@Alem917
@Alem917 2 жыл бұрын
ትማሊ ታ ኾይኑ ለይመፀ ኢለ ኣብታ ቻናሉ ከሕለውሉው እየ ዊዒለ😊 እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ዳነይ ብሉፅ💙
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 2 жыл бұрын
ንዓይ ከ ኣይደለክንን፥
@Alem917
@Alem917 2 жыл бұрын
@@danielgebrehiwet6316 😀ካብ ሐዚ ንክየው ክደልየካ እየ ዳኒ ሓወይ😊
@jossygebremical8160
@jossygebremical8160 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሕጂ ምስ ሕዎሓት ባእሲ ስልጣን ኣረክቡ / ዕልዎ ክገብሪሎም ኣለዎም ኣነ'ኮ ኣብ በረካ ኮንካ ብረት ኣየውሪድን ምባል ምግዳል ኣይሳማማዓሉን እየ ታኣክባም ውረዱ ክብሉ ኣለዎም ወይ ምሪሻን እያ ኩሉ ሞት ክኣስሪካ እንዳኣሎም እንተደልዲሉ ኣይራካክብሉን ኢዮም ከምቲ ማሓሪ ዩውሃንስ ዝቦሎ ።
@solab7723
@solab7723 2 жыл бұрын
ዳኒ ሎሚ እውን ከም ትማሊ በሊሕ ሰብ 💪💪
@ሄሩየማራናታቻናል
@ሄሩየማራናታቻናል 2 жыл бұрын
ሃኒት ሓወይ እግዚአብሔር ይባርክ ተባዕ ሰብ❤✝️
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእካ ኣቦ ሓቂ ዳኒ ሽኮር😍😍😍
@piyaryohanakehasesarahana
@piyaryohanakehasesarahana 2 жыл бұрын
ዋው ዳኒ ሓወይ ብጉቡእ ገሊጽካዮ 👌 እንበር ሕዋሓት ሲ ንህዝቢ ትግራይ ተግድዖ ኣላ
@almazeyasu8956
@almazeyasu8956 2 жыл бұрын
Memrxe yeln bal hgdaf hzbi tgray ketxnt sele zela Tgray ka nay hewht aykntn teray
@merazetigrayhagerey
@merazetigrayhagerey 2 жыл бұрын
ኣይትሓሱ እስከ ኣብ ዘይጉዳይኩም ኣይትእተዉ ህወሓት ትቀንየልና💛❤
@thomastewelde9088
@thomastewelde9088 2 жыл бұрын
Dani smart boy ❤❤❤❤❤ we love you I’m so proud of you ❤
@abrish1988
@abrish1988 2 жыл бұрын
ኣታ ንስኻ ቃላት መሪጽካ ቆርጸጸጽ ናይዝበልካ ትፈልጥ ኣይምሰልካ: ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ጠቅሊሉ ካብ መሬት ዘይጠፍአ 'ምበር ህውሓት ድኣ ናይ ምግባር መሓዉሩ ተማሒዩ እንድዩ:እቲ ዘተ ከኣ ጠቅሊሎም ከጥፍኡዎም ስለዘይደለዩ 'ተመረጽዎስ ህዉሓት ምስ ዓቅሞም ዝዛተዩ ዘለው ይመስለካ?ዓዋን! ህውሓት ደብረብርሃን በጺሕና ኢሎም ምስመን ክንዛተ ዝብሉ ናይ ፖሎቲካ ጠፋሻት ውድብ ኣፈኛ ምኳንካ ኣዝየ ይድንግጸልካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@abitesfu3252
@abitesfu3252 2 жыл бұрын
Welcome ወዲ መምህር
@Nofearnofavor
@Nofearnofavor 2 жыл бұрын
ኣታ ቆልዓ ሕጂ ውን ይቅረታ ከይትሓትት ወጺኻ፡ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን እዪም። ንሃገሮም ዋጋ ኸፊሎም እዮም። ኣይትረብሽዎም ምስ ኩሉ ህዝቢ ብሰላም ይሕበሩ።
@ariboy0505
@ariboy0505 2 жыл бұрын
Welcome ዳኒተይ ጠፊእካ'ኒ ነዊሕ ኮይኑ ጅግና ናተይ፡ 😍
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 2 жыл бұрын
ህግድፍ ኣብ መንጎ ፍቑራት ኣትዩ ከም ዘባኣሰ ጌርካ ገሊጽካዮ። ደይ ንስኻስ ንተጋሩ ሓሳቦም ከም ዝመቓቐል ጌርካ ምስ ህዋሓት ተባኣሱ ትብሎም ዘለኻ። ኣብ መንጎ ፍቕሮም ትኣትዎም ዘለኻ። ግደፎም ከም ቀደሞም ኢትዮጵያውያን ኮይኖም ክኸዱ እዩ ዘርብሖም። ሃገረ ትግራይ ኢልካ ሚዒድካ መዋእሎም እንዳተዋግኡ ክነብሩ ደሊኻዮም? ዘረባን ተግባርን ይፈላለ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ መዋእሉ ኣብ ውግእ ዝነበረ ውግእ ክጽየን ምተገብኦ ኔሩ። ዘይተዓደለ ህዝቢ ግን ኣብ ምድማይ ይነብር ኣሎ። እቲ ጠንቂ ግን እንታይ እዩ? ዝተፈርደ መሬት ተፈሪዱ ከብቅዕ ፍርዲ ዘይምቕባል እዩ።ዝተፈርደ በብጽሒትካ ሒዝካ ክንዲ ምኻድ ንዕኡ ተሓሲሞም ን20 ዓመት ዝንቕንቐና የለን ኢሎም ዝተበየነ ተሓሲሞም። ውጽኢት ናቱ ድማ እዚ ሕጂ ንሪኦ ዘለና ወሊዱ። ከመይ ጌርካ ኢኻ ሕጂ በዚ ለመጭ መልሓስካ ሕውሓት ንኤርትራ ስግኣት ኣይነበሩን ትብለና ዘለኻ? “No war no peace” ዝብል መርገጺኦም'ዶ ኣይኮነን ንመንእሰያትና ኣብ ከናለታት ክነብር ዝፈረዶም? ስነልቦናኻ ትግራይ ትግርኚ እንዲኻ ንሱ ጸገም የብሉን ግን ንሓደ በሊልካ ንኻልእ ኩሒልካ ምኻድ ግን ኣይግድን።
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 жыл бұрын
Dani ብሉፅ መንእሰይ 100% ኩሉ እቲ ብዛዕባ ሃገሩ ዝግደስ መንእሰይ ዝሓስቦ ሓሳብ ኢኻ ተዛሪብኻዮ ብሓቂ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኻ slezi love you bro♥️i am from Tigray
@pleaseddays7471
@pleaseddays7471 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር : ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብጥምየት : ደብዳብን ቅትለትን ዋላ ይጽነት: ስጋብ ፈጺሞም ንኽሎም ጸላእቶም ዝድምስስዎም ክታኾሱ ኔርዎም ድዩ እቲ ርዲኢትካ ? ኣብ ትሕቲ ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጽያ መሰረት ህዝቢ ትግራይ ነጻ ምርጫ ክሳብ ምግንጻል ካብታ ሃገር መሰል ኣለዎ። እዚ ኩሉ ብብስለትን ትዕግስትን ክግበር እዩ። ንስኻ ግን ከም እንጣጢዕ ጠራዕራዕ ኣይትበል።
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 2 жыл бұрын
Dani ፋርስ 🙏❤️king of my mind 💯you are right bro.
@semuokubaldet9121
@semuokubaldet9121 2 жыл бұрын
ጠፊእካ ቀኒኻ ኣታ ወዲ!!
@Galaxy_S304
@Galaxy_S304 2 жыл бұрын
I'm proud of you brother! You are telling the truth. God bless you
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 жыл бұрын
ኸኸኸኸኸ
@Galaxy_S304
@Galaxy_S304 2 жыл бұрын
@@embahbelen4657 ምልክት ዱቁርናኻ እዩ ዝገርም ነገር ኣይኮነን
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ 2 жыл бұрын
መንግስቲ ትግራይ ናይ ክልል መንግስቲ ስለ ዝኾነ ከበድቲ መሳርሒ ናብ መካላከያ ኢትዮጵያ የረክብ ማለት እቲ ዘሕደግናዮም ማለት እየ ሰራዊት ትግራይ ግን ንእሸተይ መሳርሒ ሒዙ ትግራይ ይሑሉ ማለት እዩ ተመስገን ንህዝብኻ ክትብል አሸንዃን ዝማረካዮ መሳርሒ ሂወትካ ውን ተረክብ ኢኻ ክብሪ ንሰራዊት ትግራይ 🙏🙏🙏🙏💊❤️💛🥰🥰🥰
@yonisamson7708
@yonisamson7708 2 жыл бұрын
How do you trust them?
@mdbatha9222
@mdbatha9222 2 жыл бұрын
ኣብ ጌጋ ርድኢት ኣለኪ
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ 2 жыл бұрын
@@mdbatha9222 እና ትግራይ ከም ካለአት ክልላት ልዩ ሃይል አይህልዋን ድዩ ትብል ዘለኻ bbc ከይድካ አንብብ ሬድዋን ዝበሎ
@awelyesuf5723
@awelyesuf5723 2 жыл бұрын
ሽኮሪና ክሳብ ሕጂ ኣይተረዳኣክን ኣሎ
@amanuelmekonen
@amanuelmekonen 2 жыл бұрын
@@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ በቓ ሬድዋን ዝብሎ kkk
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 2 жыл бұрын
Welcome dani 👍👍
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
ህወሓት ዓላማ የብሎምን ብዘይካ ንስልጣኖምን ረብሕኦምን 'ምበር ንህዝቢ ትግራይ ሓሲበምሉ ኣይፈልጡን ፡ ህዝቢ ትግራይ ውን ብንቕሓትን ብግቡእን ኣይፈለጦምን ንህወሓት ፡ እዚ ኩሉ ኣጥፊእካ ሲ ሕጂ ናብ ኡትዮጵያ ምምላስ ።
@ኣደይንዓደይን
@ኣደይንዓደይን 2 жыл бұрын
ክንጽበየካ ቀኒና ዳኒ ራእሳን😅 like ንሃቦ ደቂ ዓበይቲ🤙🙏
@ጓልመቐለ70ዊት
@ጓልመቐለ70ዊት 2 жыл бұрын
ሃገረ ትግራይ ክትምስረት እንተኮይና'ኮ ቅድም ሕገ-መንግስቲ ክኽበር ግድን እዩ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ክኣ ሃገረ ትግራይ ንምምስራት ሕጊ ይከበር ኢሎም ቅድሚ ኩናት ህዝቢ ኢ/ያ ግን ክሰምዖ ኣይኸኣለን ብኣና ተዘይተገዚእካ ክነጥፍኣካ ኢና ክብሉዎ ከለው ግን ንዓርስ ውሳነና ክንብል መስዋእቲ ክንኸፍል ኢና ክብል ህዝቢ ትግራይ ንመሰሉ ተቃሊሱ። ሕጂ ውንኮ ትግራይ ሃገር ንክትከውን ብሕጋ ተጠቂማ ገዲፋቶም ክትኸይድ ትዝቀለለ ኣዩ። ምምላሱ ክኣ ንጥቅሚ ህዝቢ ትግራይ ክሳዕ ዝኾነ ኣይፅላእን። ስለ ዝተመለሱ ዳግማይ ምስኦም 'ዮም ክነብሩ ዝኽእሉ ትብል እንተሊኻ ግን ከምኡ ኣይኮነን ትግራይ ኣካል ኢ/ያ ስለ ዝኾነት ብሕጊ 'ያ ትግንፀል ዘለዋ ሃገር ምምስራት ክኣ ቀሊል ኣይኮነን ። ኤርትራ ንባዕላ ድሕሪ ቃልሲ ኣብ 3ይ ዓመት ዶ ኢይኮነትን ሃገር ዝኾነት ?
@sejtvistw2jti263
@sejtvistw2jti263 2 жыл бұрын
ዳኒየይ ለባም ሰብ 😘 እዚ ኩሉ ደም ኣሕዋተይስ ዋጋ ኢትዮጵያ😭💔
@ተሜጓልፅምብላ
@ተሜጓልፅምብላ 2 жыл бұрын
ደኒየ ቡሉፅ ሰብ♥️
@tightaraya
@tightaraya 2 жыл бұрын
💯👏👏👏✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️ thank you, Dani
@elsatesfalem7463
@elsatesfalem7463 2 жыл бұрын
Thanks Bro 🙏🙏🙏
@ሰላምእዩድሌተይ
@ሰላምእዩድሌተይ 2 жыл бұрын
ዳኒ ቆቋሕ ጹሩይ ሓንጎል ቀጽለሉ ካብ ሓፍትኻ ትግራወይቲ
@ሰላምእዩድሌተይ
@ሰላምእዩድሌተይ 2 жыл бұрын
@Alexander Solomon kkkkkkkkk ዋ ብድላየይ ክገልጾ መሰልልልል አለኒ አበይ ድየ ዘለኹ መሰል ዘለዋ ሃገር ቀኒእካ ዲኻ አሌክሳንደር ፈጣጥ
@batsebabere4386
@batsebabere4386 2 жыл бұрын
ንሕውሓት ክጥፍኡ ኢሎም ዝተበገሱ ህግደፍ ሕዋሓት ናብ ዕርቂ መጺኦም ህግደፍ ከኣ ንመንእሰይ ኤርትራ ኣጥፊኡ ተመሊስና ኣሎ ሕጅ ከኣ ሕጾ ሕጾ ናብ ማዕጾ ንህዝብና ዝሃደጋ ክወድቆ እዩ እዚ ድርቡሽ ስርዓት ።
@weditesfay4852
@weditesfay4852 2 жыл бұрын
Thank you brother dani
@ጓልትግራይሓላል-ኰ6ነ
@ጓልትግራይሓላል-ኰ6ነ 2 жыл бұрын
Vravo ሕውሓት ገደል ትግባ 😔
@አለኒዘይተጋህደሕልሚ
@አለኒዘይተጋህደሕልሚ 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ነመስግን ወዲ መምህር ብሉፅ💛💙
@robelmajor5256
@robelmajor5256 2 жыл бұрын
ንህግደፍን ንሕዋሓትን ኸም መንጉሱቱ ሃይለማርያም ንዝምባበ ምጋሓፎም ኢዩ ።
@dc8625
@dc8625 2 жыл бұрын
ልክዕ ኣለካ ህዉሓት ክእለ ጥራይ እዩ ዘለዎ ዳኒ ከም ሎሚ ኣኩሪዕካኒ ዳኒ ዳኒ ✅👑
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 2 жыл бұрын
ሓፂብ ኮ ሰጢሑዎም ክክክክ ኣየ ዳኒ🤣🤭
@dc8625
@dc8625 2 жыл бұрын
@@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ ሓቂ ኢዩ እኮ
@almazeyasu8956
@almazeyasu8956 2 жыл бұрын
Hzbi zexnt zelo hgdaf besnku eyu Ember hzbi tgray da balu eyu zemrx mengstu Hene ketfde ente kenka Ethiopiawe zegnt kehlw alwo
@wolderufael
@wolderufael 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ዝረስዓ: ኣገዳሲት ነጥቢ ሃገረ ትግራይ ኣብ መወዳእትኡ ብፌደራላዊ ቅዋም ፓርላማ ኢትዮጵያ መሪቒላ እስትሕጋጋ ረኺባ እያ ትንጸል እም በር ብሓይሊ ጥራሕ ኣይትንጸልን። ናይ 2-3 ዓመት process የድልዮ እዩ።
@philicho4399
@philicho4399 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትኽእል ኢኻ ዳኒ ወዲ መምህር ንዓኻ ዘለኒ ክብሪ መወዳድርቲ የብሉን! እታ ኣብ መወዳእታ ዘላ ናይ ሰለሙን ደርፊ ኸዓ 👌on point!!!
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 жыл бұрын
ሕዋሓትን ሻዕብያን ካብዛ ሜረት ክጠፍኡ ኣለዎ ንዓል ኣቡክ😢😢
@merazetigrayhagerey
@merazetigrayhagerey 2 жыл бұрын
ህወሓት ትነብር ያ ከምቲ ዘላቶ ስለ ዝበልካ ኣይኮነን
@meratech6892
@meratech6892 2 жыл бұрын
Very articulated and momentary video.
@ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ
@ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ 2 жыл бұрын
ትግራይ ሃገር ጥራይ እዩ" ንዘልኣለም ሩፍታ ንህዝቢ ትግራይ ክፍጠይ ንሱ ቲ ዝበለጸ ምርጫ እዩ። ህውሓት ምስሊ ህግደፍ እዩ። መሓሪ የውሃንስ ለውጢ ናይ ትግራይ እዩ። ናጽነት ትግራይ
@ማህሌትተስፋይ
@ማህሌትተስፋይ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ለባም 😥😥
@user-asmera
@user-asmera 2 жыл бұрын
We love you, best definiation.
@ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን
@ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን 2 жыл бұрын
ዳኒሓወይ እኳዕ ብሰላም መፀካ ብዛዕባ መራሕትና ገድፍካ እሲቲ ተናገር ኣሕፍረምና እየምዋ ኣንሕና ሃገረ ትግራይ ምምስራት ንሳተም ህዝብናን ሰራዊትና ነፃነት ክረክ ዝም ሕስራት መራሕቲ ኣክክ ህዝበይ
@Hallo.7649
@Hallo.7649 2 жыл бұрын
My king❤️‍🔥❤️‍🔥💓
@jonathansemere7697
@jonathansemere7697 2 жыл бұрын
ህጅውን ትግራይ ሓገር ክትኸውንያ ኢትዮጵያ ቑልቑል ኣፋ ትደፋዕ ።ሻዕቢያን ኢትዮጵያን ናይ ጊዜ ጉዳይ ኢዩ እምበር ናጽነትና ክንዕውጅ ኢና ።ትግራይ ትስዕር።
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 2 жыл бұрын
ህውሓት ሃገር ትብል ኣይድምጽዋን ኤዮም. Thanks ዳኒ ብሓቂ ገልጽካዮ. 🙏🙏🙏🙏👈
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ 2 жыл бұрын
welcome back Dani boy good job you are right ህውሓተን ሻዕበያን ናይ ሕነቲ ገጽ ስንተም እዮም እቲ ዝሕዝነን ገና እዚ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ትጭፍጭፉን ኣደ ትግራይ ደም ንብዓን ዝኮን ይኩን ዝረብ ይኩን ውዕል ክይትልዕል ምትራፉ እዩ ክሙኡ ወን ሰራዊት ትግራይ ንንጽነት ሃገር ትግራይ እዩ ዝቃለስ ዝሎ ዝምሰሎ ነሩ ብጣዕም እዩ ዝሕዘን ሰላም ይውርደሉ ነቲ ውጽዕ ህዝቢ ትግራይ 🙏🥰😥🥺
@selamzayd4392
@selamzayd4392 2 жыл бұрын
ትክክል እንታይ እሞ ክንገብር ኣምላክ ይሃግዞም ነዞም ህዝበይ 😌
@godbless5994
@godbless5994 2 жыл бұрын
Agreed 100% ብዛዕባ ዕድል ገበነኛ ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ምስዚ ጉዳይ ኣተሓሒዝካ መደብ ከተዳሉ ክንጽበየካ ኢና !!!
@nameit2690
@nameit2690 2 жыл бұрын
Dani Jigna welcome 🤗
@Chixias.amora11
@Chixias.amora11 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🤩🥰👇☺️👍🏼
@hagosyohannes732
@hagosyohannes732 2 жыл бұрын
ትግራይ ሀገር እምበር ክልል ኮይና ክትቅፅል የብላን ዳግም ባርነት ይአክለና እዝ ኩሉ መንኢሰይ ዝሰአናዬ አሐትና አደታትና ዝተዓመፆ አቦታትና አሕዋትና አብ ፈቆዶ በረካ ዝተረሸኑ ንክልልነት ሕቶ እንተደአ ኮይኑ ብናይ ሐቅ ህወሐት ናይ ስልጣን ፅምዕ አይወፀትሉን ክትኢለይ አለዋ በቃ።
@gueshabrhaley4666
@gueshabrhaley4666 2 жыл бұрын
Thanks brother 🤘
@matiosmatios4877
@matiosmatios4877 2 жыл бұрын
ባይቶና ዓ/ት ደቡብ ትግራይ with ስሜን ትግራይ
@gebrihiwetgebremeskel9568
@gebrihiwetgebremeskel9568 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ብሉጽ ሓሳባት.
@masho4931
@masho4931 2 жыл бұрын
ተጋሩ ሃገር ኢና ንደላ ግን ኣቡዙ ሐዚ ጋዘ ተሓዋዊስና ኡዩ ዘሎ
@habentesfalem3501
@habentesfalem3501 2 жыл бұрын
ዳኒ ሐወይ መግለጺ ስእነልካ ናይ በሐቂ ካባካ ቡዙሑ እና ንጽበ ኣብ ቀጻሊ ዳኒ ቦይ
@tsehaye4803
@tsehaye4803 2 жыл бұрын
ካብ ሕጂ ምስ ኢ/ያ ምቅፃል ኣይደልን እዩ ሕውሓት ካብ ስልጣን ክትእለ ኣለዋ ዝኣረገ ኣታሓሳስባ ሒዞም ንህዝብና ግዳይ ይገብርዎ ኣለው
@yonisamson7708
@yonisamson7708 2 жыл бұрын
Nice analysis
@hagushgaltigrinya7068
@hagushgaltigrinya7068 2 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር❤100%❤😍🙏
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ንበረልና ከማኻ የለን ኣይክህሉን
@samielmael9098
@samielmael9098 2 жыл бұрын
ዳኒ ናይ ብሓቂ ናይ ዉሻጡ ዝገልጽ ብቅዓት ኣለዎ ዝበዝሕ መንሰይ ኤርትራ ግን ክሰምዕ ዝክእል ብቅዓት የብሉን ተሰምዖ ውን ኣይርደኦን ኢዩ። ትግርኛ ዝዛረቡ በር ዝሰምዑ ዉሑዳት ኢዮም ።
@thomastewelde9088
@thomastewelde9088 2 жыл бұрын
I’m from Tigray but you right elewa mengesti yedeleyna alo ewe bejaka
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይበል ኣገላልጻ መርገጺ ሕውሓትን ዝገበረቶ ምሪሕነትን፡ናበይ ከ ኣበላ ዝብሉ እቶም መሰረታዊ መርገጺታት ኣነጺርካ ገሊጽካላ ኣሎካ ህዝቢ ትግራይ ድማ ካብ ሕጂ ዝገብሮ ውን ገሊጽካሉ ኣሎካ ።እቶም ሕውሓት እያ ትዓዊታ ዝያዳ ትብሉ ድማ እቲ ንሰምዓኩም ዝነበርና ተከተልትኩም ኮይና ብቅዓት ከምዘብልኩም እዩ ዘርኢ፡ንኣብነት ውፉይ በየነ ገረዝግሄር እቲ ኩሉ መንእሰይ ዝከታተሎ እዩ እንተኮነ ብጀካ ናይ ሕውሓይት ትብሎ ሓሊፉ ንሕውሓት ክወቅስ ኣይርእን፡ነቶም ንሕውሓት ዝወቅሱ ባርትታት ትግራይ ውን ሕጂ ስዓቱ ኣይኮነን ዝብል መርገጺ ሒዙ እዩ ዝከይድ።ኣብዚ ናይ ሕጂ ድማ እዚ ሰላም ህዝቢ ትግራይ እዩ ትዓዊትሉ ክብል ይምጉት ስለዚ በየነ ገረዝግሄር ውፉይ ክእለት ዘረባ እምበር ብስለት ፖሎቲካ ከምዘየብሉ ኣብ ዝተፈላለየ መደባቱ ንዕዘብ ኣሎና ሞ ፡ከም ብዓል ዳኒ ወዲ መምህር፡ዮስየፍ ገብሪሂወት J studio ዝኣመሰሉ ንጹር ናይ ክልቲኡ ዘሎዉ መራሕቲ ዘውረድዎ ዕንወት ዝገልጹልናን ዘለው እዮም ሞ፡ነተባብዓዮም የሕዋት።
@kiros123
@kiros123 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ወዲ መምህር፡ ህወሓት ህዝባ ሒዛ ትጥሕል ዘላ መርከብ ኢልዋ እካ ቀደም ሳጨን ተካል
@sofimed7056
@sofimed7056 2 жыл бұрын
Anbesa eyu Tesfasion ezi ka natu wersu.
@Chixias.amora11
@Chixias.amora11 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰🤩🤗👇😍😍
@kunamawedisheraro7115
@kunamawedisheraro7115 2 жыл бұрын
Welcome bro 💖 👈🏿
@meratech6892
@meratech6892 2 жыл бұрын
Great job as usually wadi memhr. keep it up.
@ከውታ
@ከውታ 2 жыл бұрын
በቃ ብዛዕባ ወያነ ሕማቕ ክትዛረብ እንተ ኮይንካ ኣቀዲምካ ብዛዕባ ኤርትራ ሕማቕ ክትዛረብ ኣለካ ክሰምዑኻ ምእንቲ ከይ ተቀየሙ ሕንቁቃት ተዓዘብቲ😂ገዛ ዓጺኻ ነብስኻ ኣጸናንዕ እንብር ንዛ መንሽሮ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዕውት መጥባሕቲ ብውሕሑድ ክሳራ ተጌርላ እዩ።ደሓር ከኣ ነዞም ብሄራት ናይ ኢትዮጵያ ቀቢላ ኢልካ ንምንእኣስ ትጥቀመሉ ዘለኻ ቃል ንህዝብታት ትግራይ ስለ ዘይትፈልጦም ኢኻ እንብር ከምኡ ኢልካ ከተባጭው ኣይምከኣልካን።
@galtigray6797
@galtigray6797 2 жыл бұрын
መጨረስትኡ ሃረጉ ኢልካ ተፈሊካ😀😀😍😍😍
@tarikkalsi6749
@tarikkalsi6749 2 жыл бұрын
ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ እንተ ፈቲሑ ፣ ህወሓት ብ ፋኖ ተኣሲሩ ብብጫ ነፋሪት ክህደኑ እዮም።
@nazinganigusie
@nazinganigusie 2 жыл бұрын
Thank you Dani, Nice analysis
@tsehaye4803
@tsehaye4803 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ፅብቅ ትንታነ ቀፅሎ እዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 🥰🥰🥰🥰
@ኃልትግራይ-ቈ1ቀ
@ኃልትግራይ-ቈ1ቀ 2 жыл бұрын
እንኮዓ ዳሓን መፃካ ዳኒዋይ
@keviyobo1963
@keviyobo1963 2 жыл бұрын
መንግስቲ ኢትዮጵያ መንግስቲ ትግራይን✅ ህወሓት ❌
@sktmedia7021
@sktmedia7021 2 жыл бұрын
Thanks bro
@Chixias.amora11
@Chixias.amora11 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰☺️🤩👍🏼👍🏼😍
ህየሳ ደርፊ 'ይተኣለ'
17:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 7 М.
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
'ርእይቶታት' ኢሰያስ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ!
25:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 80 М.
ህየሳ ደርፊ 'ሓዲገላ'
15:30
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 56 М.
ነብሰ-ምትሓት ዝፈጠሮ ኣብድነት ጎይትኦም....
17:12
#tigrina krar
3:56
#Raza tube #tigrina krar
Рет қаралды 2,5 М.
ነገረ 'ፍልስጤም-እስራኤል'፡ ከመይ ይረአ፧
42:49
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН