ትግራይ ከመይ ኣላ፧

  Рет қаралды 55,513

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 724
@MahderPro
@MahderPro 10 күн бұрын
ንማህደር ፕሮዳክሽን ክትድግፉ ምስ ትደልዩ፡ በዚ ዝስዕብ መላግቦታት ክተበርክቱ ትኽእሉ። Patreon: www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true Paypal: www.paypal.me/MahderPro Contact us: mahderproduction@gmail.com
@delinat9013
@delinat9013 9 күн бұрын
ህወሓት ምስ ሞተት እዮም ዘረባ ጀሚሮም: 30 ዓመታት ይሰርቅ እንተኔሩ ኣበይ ኔሮም ሕጂ ሰራቂ ዝብልዎ ባዓል ወዲ መምህር ቅንዕና ሰለ ዘይብልኩም ትሕስው
@user-bl1qv3cx7i
@user-bl1qv3cx7i 9 күн бұрын
​@@delinat9013ናይ በዓል ወዲ መምህር ልቅሙጽና ኢዩ ዝበሃል ናይ ኤርትራ ሽግር ከም ድላዩ ጌሩ ኣጋኒኑ ክትንትን ናይ እዛ ኩዑንቲ ዝኾነት ትግራይ ከኣ ሸፍኖ ሸፍኖ ክክክክክክ
@sentayohuteka3509
@sentayohuteka3509 9 күн бұрын
Daniye enkue natna konka❤❤❣️🙏
@RedwanTk
@RedwanTk 9 күн бұрын
ሩጡቡን ጽፍፋን መልእክቲ ዳኒ መተዓቢተይ✌️💯💯💯💙💙💙
@TesLabs-kh2js
@TesLabs-kh2js 8 күн бұрын
600,000 ሽሕ አጥፊኦምሲ አብ ቆሎ ጥጥቆ: ዘረባ ዶ ነጻነት: mobile ባንኪ እንታይ እዩ ትርጉሙ:: ሰልጠነ በ2 ዑጡቃት ተሐልዩ እዩ ዝዛወር ዘሎ? እዚ ድዪ እቲ ስልጣነ? ደሐን ቀስ እልና ክንርኦ እንዲና እዚ ሕጊ አልቦ ናበይ ከም ዝኸይድ አብ ትግራይ:: ምቅናይ ጥራይ::
@neshnesh_show
@neshnesh_show 10 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ዳኒ ዓርከይ❤ ኩሉ እቲ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ክንብሎ ንደሊ ግን ቓላት ዝሓጽረና፡ ብዝጸፈፈ ኣቕሪብካዮ❤ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ🙏🙏🙏
@Wediteages1
@Wediteages1 10 күн бұрын
ነሹ ዓቢ ሰብ ጎይታ ፍቅሪ❤💙
@NetsanetAlebachew-bo9uy
@NetsanetAlebachew-bo9uy 10 күн бұрын
Neshu ሓወይ ምፃእ እባ ትግራይ ክንክሕሰካ ናይቲ ኣብ ሕማቅ ጊዜና ሰብ ዝኾንካና
@samiapp5324
@samiapp5324 10 күн бұрын
ክብሪ ይሃብኪ​@@NetsanetAlebachew-bo9uy
@ኣድማስ
@ኣድማስ 10 күн бұрын
​@@NetsanetAlebachew-bo9uyናብ ትግራይ ምስ መጸ ውግሮ ዲኪ ክትጋብዝዮ😅 ንህዝቢ ትግራይን ትግራይን ስላም ክወርደኩም ይምነልከም🙏💚💚💚💚
@DanielMebrahtu-i4k
@DanielMebrahtu-i4k 10 күн бұрын
@@ኣድማስkkk😂😂😂 ney behaqi wgro
@muluemeles7201
@muluemeles7201 10 күн бұрын
ሓደ መዓልቲ ትግራይን ተጋሩን ክሪኦም ሃረርታ ኣለኒ Love you Tegaru ❤
@oneday12212
@oneday12212 10 күн бұрын
ብሰላም የምፅእካ መዓረይ❤
@Mebitube
@Mebitube 10 күн бұрын
ዓዲ ኣቲና ተፀኒሐ ባዕለይ ክቅበለኻ እየ ማዓረይ😂❤
@muluemeles7201
@muluemeles7201 10 күн бұрын
@@oneday12212 ኣሜን ሓወይ/ሓፍተይ
@muluemeles7201
@muluemeles7201 10 күн бұрын
@@Mebitube ይቅድመኪ'ባ ይከውን 🤣 የቀንየለይ ድማ ።
@Mebitube
@Mebitube 10 күн бұрын
@@muluemeles7201 ኖ ናዓኻ ክብል ቃዲመኻ ክፀንሕ እየ ኣፀቢቀ ምእንታይ ክቅበለኻ 😂😂
@hughabesha
@hughabesha 10 күн бұрын
ኣብ ትግራይ ዝተወሰነ ዓመት ተቐሚጠ፡ እተን ዝነበርኩለን ግዜ 'ውን ኣብ ትምርቲ እየ የሕሊፈየን። ኣፍተን ዝነበርኩለን ግዜ ግን ልዕሊ ኩሉ ናይ ሰብ ክብሪ❤ ተማሂረ ወጽየ። ልዕሊ ኩሉ ድማ ከምቲ ዝበልካዮም እቶም መናእሰይ ዳርጋ ኩሎም ዝተምሃሩ፡ ንኽተዕልሎም እውን ቦታ ዝህቡ ርጉኣትን ለባማትን እዮም። ሰላም ይምነየሎም🙏 ብዛዕባ ትግራይ ግን ካሊእ ግዜ ኣንውሕ ኣቢልካ ተተቕርበልና ደስ ምበለና ብሕልፊ ናይቲ ለዋህ ህዝቢ።
@shidenreacts1
@shidenreacts1 10 күн бұрын
Thanks for you for being a witness for what you see. We have hope to be united with love and economic integrity.
@oneday12212
@oneday12212 10 күн бұрын
የቀንየልና መዓረይ❤
@Mebitube
@Mebitube 10 күн бұрын
የቀንየልና ክብር ሓውና ❤
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 10 күн бұрын
@@hughabesha thanks you brother 💜🥰
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 10 күн бұрын
ያቅንየልና ክብረ ሓወ 💙🥰👏
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute 10 күн бұрын
ካብቲ ብዙሕ ብተጋሩ ዝተገበረለይ ሰናይ ነገር፡ ሓንቲ ክነግረኩም ካብ ኤረትራ ውጽእ ኢልና ትግራይ ምስ ኣተና ናብ ንኸዶ ጠፊኡና ዕንይንይ ኢልና፡ ኣብ ሓደ ጸግዒ ተጸጊዕና፡ ድሓር ሓደ ሰብ መጽዩ ኣጋይሽ ዲኹም ኢሉ ምስ ሓተተና እወ ኢልናዮ፡ ንዑናይ በሉ ገዛ ተዕርፉ ኢሉ ገዝኡ ወሲዱ ኣምሲሑና ቡን ኣስትዩና ምስ በዓልቲ ገዝኡ ውን ኣላልዩና፡ ሓዲርኩም ኢኹም ተኸዱ ኢሉ ውን ኣብ ገዝኡ ኣሕዲሩና፡ ንጽባሒቱ ኣቁሪሱ ጸበል ኣስትዩ ብሰላም እተዉ ኢሉ ናብቲ ዝደለናዮ ኣፋንዩና 🙏 ኣምላኽ ይባርኮ ምስ ስድርኡ፡ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ጥዑም ህዝቢ'ዩ ኣምላኽ ዝሓሸ ግዜ የምጽኣሉ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 9 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝሓወይ❤ሰላም ንኩላት ይግበረልና🎉ፍቅራተይ
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 9 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ዝገበረልካ ወይ ንገረሉ ወይ ገበረሉ እዩ ሞ ስለቲ ሓቂ ምዝራብካ ታንክው❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 күн бұрын
አሜን ዛሓወይ ሰላም ቅሳንት ንህዝበናን ህዝቢ ኢርትራን ይኩነልና ❤❤
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 10 күн бұрын
ሰሚዕኻ ዘይሙነ ኣቃራርባ ኣቅሪብካዮ የቐንየልና ዳኒ ሓውና part 2 ቃፅለልና❤💛💙💙💙👏
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 10 күн бұрын
ብሓቂ ውሕሉልን ፅፉፉን ኣቀራርባ ሰሚካዮ ዘይሙኖ ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓውና!!! ካልኣይ ክፋል ትዕዝብትካን ኣብ ትግራይ ዘሎ ወድዓዊ ኩነታትን ከም እተቕርበልና ድማ ተስፋ ይገብር!ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን!
@ጉስነት
@ጉስነት 10 күн бұрын
ትግራይ ካለአይቲ ዓደይ እያ 30 ደቂቅ እያ ገዛይ ካብ ኤርትራ።
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 9 күн бұрын
ኣብ ትግራይ ክልተ ዓመት ጌረ ኣዝዩ ብሉጽ ግዜ ኔሩ ክረዳዳእ ዝኽእል ኣዝዩ ብሉጽ ህዝቢ እዩ እግዝኣብሄር ሰላምን ርግኣትን ንህዝቢ ኤርትራ ❤ህዝቢ ትግራይ ከዉርደልና ይምነ❤❤ ✅✅🙏❤️።
@gual70enderta17
@gual70enderta17 10 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ፅቡቕ የላይ ብሰንኪ ጨካናት መራሕቲ ህዝብና ንድሕሪት ተመሊሱ ተደዊኑ ፍሕፋሕ ኢሉ ብጥሜት ይሞውት ኣሎ 😢😢😢 የቐንየልና ዳኒ ብሉፅ መንእሰይ ❤❤❤ 🙏
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 9 күн бұрын
ኣጆኺ፣ኩሉ ክዕረ'ዩ።
@HyabTadese
@HyabTadese 9 күн бұрын
😢😢😢
@HyabTadese
@HyabTadese 9 күн бұрын
💔💔
@መትከላዊ
@መትከላዊ 10 күн бұрын
ኣየ ወዲ መምህር ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሰብ ቀጽል በርትዕ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@መንደፈራ
@መንደፈራ 10 күн бұрын
ወዲ መምህር ኣነ ዋላ ከም ተጋሩ ትግራይ ምስ ኣተኩ ምስ ራኩዎም በቃ ሰባወነት ክብርት ዝርክብኩዎ ክነግረካ ኣይክእልን እየ ግን ቡኣፍ ኩሉና ኣመስልኻ ንኩሉና ኣመስግነልና ዳኒቱ ❤
@Mebitube
@Mebitube 10 күн бұрын
የቀንየልና ዛሓወይ 🙏
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 10 күн бұрын
መደብ ሓፅራ partiቱ ይደገም ትብሉ ኢድኩም ኣውtsu 🙏❤️
@HeritWeldush
@HeritWeldush 10 күн бұрын
እወ ብጣዕሚ ሓፂራ ግን ኣብ ናይ ዳኒ ኸምዚ ተሰማዕነት ኣለዎ ድዩ'ዩ እዩ ነገሩ😅
@sonofelamida
@sonofelamida 10 күн бұрын
ይደገም ዘይኮነስ ካሊእ ይወሰከና እዩ ዝብሃል
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 5 күн бұрын
ኣነለ ኮ ከምኡ እየ ዝብል ዘለኹ 🙏​@@sonofelamida
@rahelmariyam2326
@rahelmariyam2326 10 күн бұрын
ዳኒ ሓወይ ክብረት ይሃበልና ሰላም ንኹላትና እዞም ናይ ገራጅ ቆልዑ ግን😢🙏
@imissmama3978
@imissmama3978 10 күн бұрын
👌ሓቂ💟 ብመራሕቱ ዝተጠልመ ሓያል ህዝቢ።
@JOSEPHHANAN
@JOSEPHHANAN 10 күн бұрын
Tnx ዳነይ ሕዝቢ ኤርትራ ሰላም ምስ ኩሎም ጎረባብቱ ❤❤❤❤ ይምነየሉ።
@-kdsti
@-kdsti 10 күн бұрын
ወዲ መምህር ቡሉፅ ፅፉፍ ኣቃራርባ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ መሊኡ ይመለስ😢❤
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 8 күн бұрын
አሜን
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 9 күн бұрын
ዳኒ 👌 ሓወይ🫶🫅 ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኩሉ እቲ ዉሽጠይ ዘላ ገልጽካያ ንኩሉ ወዲ ሰብ ፍጡር ወዲ ኣዳም ጥዕና ሰላም ይሃበና ፈጣሪ 🙏🏻🕊🕊🕊አገናዕ ዳኒ ሓዉና🫅👌🫶🕊💯💯💙💙💙💙
@tamenebekele8704
@tamenebekele8704 10 күн бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ ንሕና ተጋሩ ንኩን ኤርትራ ፍረ ቃልስልና ከምቲ ንደልዮ ኣይረከብናን ክተናፃፅር ከለካ ድማ ትግራይ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ክልልላት እምበር ምስ ኩሉ መዐቀኒ ማሕበራዊ ፖሎቲካዊ ዋላ ኢኮኖሚ ነፃነት ከምቲ ኣብ ካልኦት ክልልላት ትግራይ ዓፋኒት ጨዊትን ድሑራት ሰረቅትን ዓመፅትን እዮም።ነፃነት ኣይፈልጦን እቲ ሐዚ ዝረኣካዮ ወይ ከም ኣብነት ዘቅረብካዮ ናይ ሐዚ እዩ እሱ ድማ ተስፋ ምቁራፅን መረረትን ዘምፀኦ ሳዕቤን እዩ ከምዚ ኢልካ ክትዛረብ ኣይፍቀደካን ኔሩ ቅድሚ ጦርነት ስለዚ ተጋሩ ነፃነት የብልናን ኣየነበረናን ዉን ምስ ናትና ኣዉሽጥና ከም ኢትዮጵያ ምስ ዝነፃፀር ኤርትራ ሃገር ትግራይ ክልል ክተናፃፅር ከለካ ድማ ሃገር ከም ሃገርን ምስ ዝክተሎኦ ፖሊስን ተዝከዉን ይምረፅ ዳኒ ወዲ መምህር በርትዕ ጎበዝ ኢካ ቀፅለሉ ብዙሕ ተከታሊ ኣለካ ኣብ ትግራይ ሓደ አነ ካብ አቶም እየ ን6 ዓመት ተቅርቦም ኩሎም ዝድርበ ነገር የለን።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀፅለሉ
@teklalegese4981
@teklalegese4981 10 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መግለጺ ዳኒ ኣነ ኣብ 2014 ትግራይ ዝፈልጣ መዓስከር ማይ ዓይኒ ነይረ 😢ከም ደስኻ ትከደሉ ነይሩ መን ኢኻ ዝብለኻ ኣይነበረን ኩሉ ሰላም ነይሩ👉ትግራይ ንእሽቶይ Europe eya ❤ኣነ ከም ኤርትራዊ politica ናይ tigray ዝዛረሩ ብጣዕሚ ዘቅነእኒ ትግራይ ሕጂ ሕማቕ ኣላ ኢልኻያ ህግደፍን ፈደራል Ethiopia 🇪🇹 ኣትዮማ ደኣ እንታይ ኽተርፋ😢😢 ኣብ ትግራይ ኩናት እንተ ዘይኻየድ ነይሩ ሕጂ ከም Europa ከም ኮነት ግን ሩጉማት ጎረቤት ረኽቦም
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 10 күн бұрын
ናይ ልበይ ፅሒፍካለይ ብሓቂ።❤
@kbromulemelaekt9922
@kbromulemelaekt9922 8 күн бұрын
ፅቡቅ ኣለኻ ብሩኽ ሓው 🙏እንተከኾነ ግን ሓድሽ ነገር ንምምሃዝ እዩ ግዜ ዝወስደልካ እንበር ንዝጠፈአካ ንምትካእ ንእሽተይ ግዜን ፃዕርን እዩ ዝሓትት 🫡እቲ ዝሓለፈ 3 ተ 4 ዓመታት መንኣሰይ ትግራይ ሓደ ፅቡቅ ጎኒ ተማሂርናሉ ኢና። ንሱ ድማ ኣብ ትግራይ ጥራሕ ኣበርቲዐና ኢንቨስት ክንገብር ከም ዘለና ተማሂርና 💪 ንስለ እቲ ሰናይ ሪእቶኻ ግን ካብ ልቢ ነመስግን 🎁🙏🙏
@Lewuhathewi
@Lewuhathewi 9 күн бұрын
❤💛.... 💔 ፅባሕ ካልእ እዩ ሞ ሪመይ ተስፋ ኣለኒ ዝበለፀ ዝመዓበለት ኮንኪ ክንርኢ🙏
@Wediteages1
@Wediteages1 10 күн бұрын
ንህዝቢ ኤርትራን ኢጥዮጵያን ዝቀስኑሉ ግዜ የምጻልና ህዝብና ኣይጠዓሞን።ከም ኩሉ ግዜ ከኣ ነመስግን ዳኒ ዓቢ ሰብ😊
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 7 күн бұрын
ብሉፅን ፅፉፍን መደብ ይቀንየልና ወዲ መምህር ❤❤🎉🎉
@ዮርዲ-Tube
@ዮርዲ-Tube 10 күн бұрын
የቀንየልና❤
@Medhinabadi6004-j4b
@Medhinabadi6004-j4b 10 күн бұрын
ኣሜንን ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ግዜ የምፅኣልና😍🙏
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia 10 күн бұрын
እዚ ህዝቢ እዚ ሰላም እንተረኺቡ ዝበጽሖ ርሑቕ'ዩ።
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 10 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ፅብቅ የላን ብሰንክ ኩናት ካብኡ ሓልፈ እሉ ለለ ብዞም ጨካናት ናይ ባዕሉ መረሕት ኻልኣይ ነብዑ እዩ ትግራይ ዓደይ ናብ ቀደምኽ ይመልስኺ 👏🥺🥰👏 ወድ መምህረ ዓብይ ሰብ ብሉፅ ሰብ ያቅንየልና ወድ ዓበይት 🥰👏🥰
@Fkrey10
@Fkrey10 8 күн бұрын
Kab Eritrea gin thaysh eya 😢😢
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 9 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለሰካ የቀነይለን ዝሓወይ ሰድትና አሕፅሩ ናብ ሃገረን የመለሰና❤❤❤🎉🎉🎉
@Money1-u5n
@Money1-u5n 10 күн бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር እንቋዕ ሓጎሰካ ህዝቢ ትግራይ ጥዑም ህዝቢ እዩ።ሰላም ንኩሉ ወዲ ኣዳም።ካብ ወዲ ትግርኛ!
@Aleko253
@Aleko253 10 күн бұрын
እታ ናይ ልበይ ኣምጺኻያ ዳኒ boy 👑 thank you hawna ❤❤
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 10 күн бұрын
ኣብ ትግራይ 2 ዓመት ዝከውን ተቀሚጠ ሽረን ሸራሮን ሕሙራ ክኣ ጽቡቅ ጌረ ኢየ ዝፈልጠን ብዝኾነ ሰላም ክትኸውን ይምነ ❤❤
@Northerns375
@Northerns375 10 күн бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ናይ ብሓቂ ኸዲ መምህር ኢኻ ኣድናቒኻ ሓውካ ካብ ደቡብ ትግራይ ራያ እየ
@TesfayKehsay
@TesfayKehsay Күн бұрын
Merhab 💖 👈🏽
@AkliluFsha
@AkliluFsha 5 сағат бұрын
ኽብረት ይሃበልና ሓው ወዲ መምህር🙏❤
@NFx-d4h
@NFx-d4h 9 күн бұрын
bro ኸመይ ድኻ ትሙቸየኒ ። You are a critical thinker with excellent skills in deep observation. ተይረኸብኩኻ ተመሊሰካ ❤❤ ብጣዕሚ ኢኻ ትሙቸየኒ 😊
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 10 күн бұрын
ኣምላክ ምስኦም ይኩን ተጋሩ ብጣዕሜ ጡዑያት አዩም ኣብ ዶብ ብጽብቅ ጌራ ዝተቀበለትኔ ሰበይቲ አየ ዝዝክራ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 10 күн бұрын
welcome ዳኒ 💜🥰 ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ😢
@ትግራይ-ዐ4ጨ
@ትግራይ-ዐ4ጨ 10 күн бұрын
ብሰንኪ ፀላእቲ ንደሓር ተመሊሳ ብርኽትን ቅድስትን ዓድና ፀላእቲ ዝነዝሕዎ መርዚ ምውፃእ ኣቢና : ህዝብና ተፈናቒሉ 😢 እስኪ ሰላም ንዓኺ ተሃራፊት ዓደይ💊🕊 ክቡር ሓው የቐንየልና ስለ'ቲ ምስጋና👍
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 10 күн бұрын
ሓደ ጠንቂ ውድቀት ፖሎቲካዊ ውድቀት ናይ እዚ ኣብ ፖሮፋይላካ ዘሎ ለኻት ዝሕቱል ኢዩ።
@ትግራይ-ዐ4ጨ
@ትግራይ-ዐ4ጨ 10 күн бұрын
@ድምጺልቢ 🤣
@Mebitube
@Mebitube 10 күн бұрын
የቀንየልና ዲና ሓውና ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሶ ፈጣሪ ሰላም ንመላእ ወዲ ሰብ 🙏😍
@giasbd1287
@giasbd1287 10 күн бұрын
ካብ ኢንስተግራም ብጉያ ክመፅእ ተዓንቂፈ ነይረ 😂❤❤ትግራይ ዛዓደይ miss you😢❤
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 10 күн бұрын
Me too 😊 ምስቲ ናፍቆት መስለኒ ስለትግራይ ቡዙሕ ክንሰምዕ ንህንጠ ግን ለ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ክከይድየ
@NgstKahsu
@NgstKahsu 10 күн бұрын
ደኒ ሓወና እንካዕ ሰላም ተመለስካ ብሓቂ ትግራይ ምኻድኻ ደስስ ኢሉኒ እዩ ግን ምስቲ ዘሎ ናይ ፅጥታ ኩነታት ኤርትራውያን ኣሕዋትናም ከምዚ ስርዓት ኢሳያስ ኣትዩ ለቂሙ ልወስደኩም ወይደማ ባዕሉ እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሃንጊ ገለ ከይገጥመኩም ብጣዕሚ እየ ልፈርሕ ብሕቡእ ኣቲኩም ትወፅእ እምበር ከምዚ ሐዚ ናይሰልጠነ ሓውነ ሐዚ ልኸደሉ ንባዕሉ ኣይወሓጠለይ ምስቲ ፅጥታ ኩነታት ብዝኾነ ግን ፍትሕን ሰላምን ንኹሉ ህዝብና ኩናት ወረ ኩናት ያጥፈአልና ንሕና ዓድና ካብቲ ዝሓለፈ ብዝኸፈአ ፀልሚትና ኣሎ መፃኢና ኣይፍለጥን
@GebrehwetAndrmaryam
@GebrehwetAndrmaryam 9 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ብዓያሹ ስዕረት ገጥምዋ ወያነ ትግራይ ሓመድ ልሕሱ ከምዝትስእ ግን ተጣራጥረ ኣይፈልጥን
@ትግራወይቲ143
@ትግራወይቲ143 10 күн бұрын
ዳንዋይ❤❤ ትግራይ ዓደይ ህዝበይ ሰላምካ ይመለስ😢
@Fana82
@Fana82 9 күн бұрын
መጀመርያ እንቓዕ ብሰላም ተመለስካ ። ቃል ኪዳን ኣብረሃምን ስራን ይግበረልኩም ። ኣነ ኣብ ትግራይ ኢየ ኒርትራዉን ብደንቢ ዝፈልጠኩም ግን ኣብ ኤርትራ ከም ዝኮንት ኣምሲሎም ስለ ዝነግሩና ነዓና ክጸርርፉ ከለዉ መዓዝ እየ ኤርትራ ክሪኣ ይብል ነይረ ስደት ኮንካ ዓድካ ምንኣድ ጽቡቅ ከም ዘይከነ ፈሊጠ ጃህራ ዋጋ የብሉን ሓበሻ ንግደፎ ። ዳኒ ሓቂ ምዝራብካ ቀጽሎ።
@MekuryaZeru
@MekuryaZeru 10 күн бұрын
ናይ ትግራይ ኩነታት ብደምቢ ገሊፅካዮ
@Dejenmengesha
@Dejenmengesha 10 күн бұрын
ጽቡቕ መደብ ዳኒ ወገነይ ❤
@briye-s1v
@briye-s1v 10 күн бұрын
ሰሚዕኻ ዘይሙነ ኣቃራርባ ኣቅሪብካዮ የቐንየልና ዳኒ ሓውና💛❤️👏
@kanarecords1
@kanarecords1 9 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና ሰለ እቲ ገለ ምስክርነት ፅቡቅ ባህሪ ህዝብና🙏
@robelyemanie6524
@robelyemanie6524 10 күн бұрын
Dani nay ❤ bravo 👏 kesilo
@maharigeremeskel9138
@maharigeremeskel9138 9 күн бұрын
ካብ ሓደ ትግራዋይ thank my brother 🙏
@senaire
@senaire 6 күн бұрын
Dani hawey I admire and appreciate you in every aspect. ግን እዛ ናይ transport ኤርትራ ግን ኣስተኻኽላ. Taxi and Buses are everywhere. Much Respect Dani.❤❤❤
@samisami-m4z
@samisami-m4z 10 күн бұрын
ሓቂ ትዛረቡ ሓቂ ይሃብኩም ሰላም ንኹሉ ህዝቢ ይኹን🙏🙏🥺🥺🥰🥰🥰
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 10 күн бұрын
ተባረኽ ዳኒየ ኣየ ትግራይ ዓደይ ናብ ነበርክዮ ይመልስኪ❤😢
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 9 күн бұрын
thank you wedi memhr ❤ ናይህዝብታት ሰላም ይመለስ 😢እንተ መራሕቲ ግን ናዓኩም ወሲዱ መስቃ ቶም ኑፁሃን ናዓኩም ወሲዱ ይታዓረቀና
@BByan-dg3qr
@BByan-dg3qr 9 күн бұрын
ዳኒዋይ ማርያም ጸዮን ማርያም ድብርሲና ተሓለወኩም ናይ አብራሂም ሳራን ይገበርልኩም ከመይ ከም ዝሕሀዚ አርእኒ
@mebriemichel54
@mebriemichel54 10 күн бұрын
ሻዕብያ ንዝነበሮ ዘየዛሪ ቄም ንህዝቢ ትግራይ ን100 ኣመት ንድሕሪት መልሰዮ እየ ዝብል ድሕር ኣተሓሳስባ ግን ህዝቢ ትግራይ ሓመድ ልሕሱ ተሰኡ እዩ ዓወት ንሰራዊት ትግራይ።
@Bnatu-27
@Bnatu-27 10 күн бұрын
Dani brother! Bealey ab ኣኽሱም ክቅበለካ ኔረ እንድየ ! But am happy for you brother! Big love and respect ሓወኒ!
@gondaryenie9455
@gondaryenie9455 8 күн бұрын
ኣሜን ወድ መምህር 🙏🙏😍
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 8 күн бұрын
ከብረት የሃበልና ለባም መንእሰይ ❤❤🎉🎉🎉
@titichannel8465
@titichannel8465 9 күн бұрын
ኣብ ትግራይ ነፃነት ዳኣ 💯✅🥰
@delinaKibi
@delinaKibi 10 күн бұрын
ዳኒ ሰብ💜 የቅንየልና እስከ
@DudhDjd-x1p
@DudhDjd-x1p 10 күн бұрын
Thank you wedi meemhr😊
@meriali9709
@meriali9709 10 күн бұрын
Thank you so much ዳኑ ወዲ መምህር ሓውና❤🥰
@samrigaltigray6853
@samrigaltigray6853 10 күн бұрын
ዳኒየ የቀንየልና💙 ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሶ😥
@raki-h2c
@raki-h2c 8 күн бұрын
Wowowowowowowowow mareyyyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 9 күн бұрын
ዳኒየ ጀግና ለባም. ክቡር. ሓውና ጎይታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልካ ዘሓወይ መዓረይ 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤🔥🔥🔥🔥 እግዚኣብሄር. ኣምላኽ ነቲ ለዋህ. ፀዋር ክልተ. ኣሕዋት ህዝብና ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሰላምን ቅሳነትን ይፍጠረልና ሰላም ንወድሰብ ኩሉ ይግበረልና 🙏🌿❤❤
@gizeab3537
@gizeab3537 10 күн бұрын
thanks for coming ...thanks for undestanding us bro...........
@HayelomDegefom
@HayelomDegefom 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ፈላጥ እካ ብሮ❤❤
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 9 күн бұрын
ዳኒ ሓወይ ክብረት ይሃበልና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ❤❤
@selam801
@selam801 10 күн бұрын
ዳኒ ጽፉፍን ደሰ ብዝብልን ኣቀራርባ ግርም ጌርኻ ገሊጽኻዮ ናናማን እየ ዘድንቀኻ🥺💟
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 10 күн бұрын
ዋይ ትግራይ ዓደይ እዚ ሕማቅ ግዜስ ማዓዝ ክሓልፍ ይከዉን😭😭😭😭
@Mr_M7009
@Mr_M7009 10 күн бұрын
ስለ እቲ ትብዓትካ ኣድናቅካ እየ፡፡ kexlelu.💪💪💪💪 Ane bnahy hezi eritrawi zikonuk neber Ethiopiawi🇪🇷🇪🇹💯💯💯
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 9 күн бұрын
Such a wonderful content from such a great young man💙✌🏽!!!
@Hntsay
@Hntsay 10 күн бұрын
ወዲ መምህር ! መምህር። 👏👏👏
@heidshop4103
@heidshop4103 10 күн бұрын
ወድመምህር ኣነ ካብቶም ንመደባትካ ብሃንቀውታ ዝጽበዩን ዝከታተሉን ምዃነይ ክሕብረካ ይደሊ። ናይሎሚ መደብካ ግን ኣብዘይ ምልከተካ ጉጅለ ደ/ር ደብረጸን ጸረ ሰላም ጌርካ ምግላጽካ ኣብሓዊ በንዚን ምውሳኽ ኮይኑ ረኺበዮ ስለዚ ፖሎቲካ ትግራይ ንተጋሩ ግደፈሎም ከም ኤርትራዊ መጠን ሰላምን ምዕባለን ህዝቢ ትግራይ ተመነ ። ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ። ካብ ኣቦኻ ኤርትራዊ።
@YemaneMebrahtom
@YemaneMebrahtom 10 күн бұрын
ፅቡቅ ትዕዝብቲ ዩ ዳኒ ❤
@ኩአኩዬኮረኮንች
@ኩአኩዬኮረኮንች 11 сағат бұрын
የቀንየልና ሃውና
@zashoshoza367
@zashoshoza367 10 күн бұрын
ዳኒ ናይሓቂ ንፉዕ እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር ከምዚ ከማኻያ
@henok215m
@henok215m 10 күн бұрын
Selam nehezbi Eritrea and Tigray ❤
@TedrosKebede-y5b
@TedrosKebede-y5b 5 күн бұрын
We are Northern Ethiopia 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@genetmehari8120
@genetmehari8120 9 күн бұрын
ናይ በሐኪ ጽበክ ትንተና እዲመ ይሐብካ በሉጽ ሰብ 🙏🙏🙏👍💙💙💙💙💙💙
@Samuel-hawey9733
@Samuel-hawey9733 16 сағат бұрын
ተጋሩ ሰብ ስረ ኣነ ትግራዋይ ኮይነ ዘይምፍጣረይ ብጣዕሚ የሕዝነኒ
@princeatimes4209
@princeatimes4209 10 күн бұрын
Thanks for your information 👍
@Aglglberhane
@Aglglberhane 10 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ዳንኤል። ነዚ ስነኣእሙሮ "ናይ ምልኪ ባህሊ" ምስዓር እዩ እቲ ዝኸበደ ክኸውን ኣብታ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ። God bless!
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 10 күн бұрын
ኹሉ ግዜ ብሉፁ ዳኒ ወዲ መምህር❤
@ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ 10 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ከም ቀጀምኪ ኣምላክ ይመልሰና❤❤❤❤
@BrhaneGebru-k8m
@BrhaneGebru-k8m 10 күн бұрын
ብ ሰፊሑ ናይ ትግራይ ባህሊ ክተቅርበልና ክንፅበ ፖለቲካ ከይሓወስካ ዳኒ ሓወይ
@ሓበሻhabeshatube
@ሓበሻhabeshatube 8 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ😢
@astim8789
@astim8789 3 күн бұрын
Bravo man. You really have touched the point. Your opinion in Eritrea is useless not only to the government but even to the people.
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 8 күн бұрын
Herzliche willkommen dear dani bro ❤❤❤ keep it up
@GegcxDrfet
@GegcxDrfet 9 күн бұрын
ዳኒ ደጊ ሰብ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ናይ ስራሕ ስእነት ዝተበገሰ መንበሪ ገዝኡ ሸይጡ ዝናበር ኣዙዩ ብዙሕ እዩ።ኣብ ገጠር ዘሎ ካብታ ዘላቶ መከልከሊ ከብቲ ቆንጢሩ ይሸይጥ እቲ ናይ ከተማ ከኣ እታ ዘላቶ የንቁራ😢። እቲ ዝዕድጎ ከኣ ኣብ ስደት ዘሎ ትግራዋይ እዩ። እቲ ዝተገዝአ ቦታ ክስራሕ ከሎ ከኣ ኣብኡ ሰራሕተሻ ኮይኖም ይሰርሑ። ኣብ ዲያስፖራ ዘለና ተጋሩ ናይ ምትሕግጋዝ ባህልና ተመግዲሩ እዩ። እቲ ኣብ ሞንጎ ድካን ሃፍታምን ኣፈላላይ ተፈጢሩ ዝበልካዮ ኣብ መንጎ ድያስፖራን ዓድን ዘሎ ኣፈላላይ እዩ። ገዳማት ትግራይ ከመይ ሪእካዮ? ናይ ሓዘን ስነ ልቦንኡ ከከመይ ሪኢካዮ? ናይ ትግራይና ፀገም ልዕሊ ዓቀን እንዳመስተታት ኣሎ።ንሱ ዝወሎዶ ከኣ ምንዝራ ሕማም😢ወዘተ ኣሎ😢
@TrhasTiti-
@TrhasTiti- 8 күн бұрын
በሊሕ መንእሰይ ቀፅለሉ ደምሩኒ ድማ ኣሕዋት 🥰🙏
@hlufkasay
@hlufkasay 3 күн бұрын
ትግራይ ዓደይ ካም ቀደም የላን ኣህ😢
@NahomAsghie
@NahomAsghie 9 күн бұрын
Well said Danny! 👏🏾👏🏾👏🏾
@WediOrphan
@WediOrphan 10 күн бұрын
The son of an educator, always on point. I just want to say how much I appreciate your work and your topics. You're incredibly bright and insightful, and I truly admire what you do. I wish we had more people like you in this world. Please keep doing what you do so well. I can't complain but than you; I just want to say Great job, brutha.
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 10 күн бұрын
Good explanation wedi memhr ❤
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 5 күн бұрын
Xebuki agelal xa 👍👍👍👍👍👍
@mogosberhane264
@mogosberhane264 9 күн бұрын
great personality!❤
@awetdesale1815
@awetdesale1815 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 wedi memhr jigna ab lbna zelo rekibkayo behaki
@Chgano
@Chgano 10 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ👍
ህየሳ ደርፊ 'ይተኣለ'
17:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 65 М.
ነብሰ-ምትሓት ዝፈጠሮ ኣብድነት ጎይትኦም....
17:12
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
ጻኒሒት ምስ ደቀይ ኣብ ትግራይ
46:13
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 33 М.
ፋራነት ማለት...!
17:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 140 М.
AMARAA'S Weekly Show (Episode 244)
1:00:21
Amaraa's Weekly Show
Рет қаралды 31 М.
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН