ነገረ 'ፍልስጤም-እስራኤል'፡ ከመይ ይረአ፧

  Рет қаралды 36,558

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 549
@MahderPro
@MahderPro Күн бұрын
Join: kzbin.info/door/prlpGG3Fagk89mYPdrssMwjoin Patreon: www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true Paypal: www.paypal.me/MahderPro Contact us: mahderproduction@gmail.com
@Meritey
@Meritey Күн бұрын
Yake kal enda texebenas hade mshut amxikalna
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Күн бұрын
@@MahderPro ግዜኻ ከሲርካ ነዚ ከተዳሉ ነዓና ከኣ ግዜና ኣኽሲርካና።
@filimonghebremedhin4590
@filimonghebremedhin4590 10 сағат бұрын
ሰላም ወዲ መምህር ።ጽቡቅ ትምህርቲን ትንተናን ኢዩ። እቲ መሰረታዊ ምኽንያት ታሪኻዊ ግርጭት እስራኤልን ፍልስጤምን ክርድኣኒ ክኢሉ ኣሎ። ኣብ'ቲ ንሕና ዘርኢ ኣይሁድ የብልናን ትብል ግን ሕቶ ኣላትኒ። ኣብ'ዚ ቀረባ ግዜ ኣነን ሓደ ዓርከይ ናይ DNA heritage መርመራ ጌርና። እቲ መርመራ ናብ ድሕሪት ተመሊሱ ካበዮኖት ዘርኢ ምኻንካ ይሕብር። ዳርጋ 99.9% accurate ውጽኢት ይህበካ። ኣብ'ዚ ናተይን ናይ ዓርከይን ልዕሊ 43% ዘርኢ ናይ ኢትዮጵያ ፍላሻ ከምዘለና ኣረጋጊጽልና። ብተዘዋዋሪ ዘርኢ ኣይሁድ ምኻና ይነግር ኣሎ። ነዚ ብኸመይ ትርእዮ። ምስ'ቲ ኣቀዲምካ ዝበልካዮ ከመይ ተገናዝቦ። መጽናዕቲ ዘድልዮ ኣርእስቲ ኮይኑ ይስምዓኒ። ተገዲስካ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር።
@zionzion2882
@zionzion2882 10 сағат бұрын
ትግርኛ አንተ ትምርቲ ወይ ኣትሓሳስብኡ አነተ ሓፍ ኣቢሉ ውይ ፐንጠ ይከውን ወይ ክኣ ከምዚ ናትካ ዘይሓለፍንትዊ ትንታነ ይትንትን አዚ ናይ ፍልስጠም ዝግበር ዘሎ ባዕሎም ኣብ ግዝኣት አስራአል ኣትዮም ከባቢ 1200 ሰባት ቀቲሎም አንታይ ዘይገብሩ ደልካዮም ! አሞ ክኣ ዓረብ
@gitup7918
@gitup7918 2 сағат бұрын
Thank you brother. After watching this video. I decided to convert to Muslim.
@weredekal
@weredekal 22 сағат бұрын
Thanks! ካብ ትግራዋይ ሓውካ ሃገረ አሜሪካ::
@redbag3453
@redbag3453 17 сағат бұрын
@@weredekal thanks ሓወኒ
@SolomonFtwi-g6k
@SolomonFtwi-g6k Күн бұрын
ዳኒ ሓዎይ እስከ ብዛዕባ ሓበሻ ስርሓልና ሞቦቆልና ካበይ እዩ ❤❤
@solomunmussie-rn4ns
@solomunmussie-rn4ns Күн бұрын
Kab hbey😂😂
@SoloSelu
@SoloSelu Күн бұрын
N​@@solomunmussie-rn4ns kkkkkkkkkk hebey ke kabey mexia
@keseteokubay6723
@keseteokubay6723 Күн бұрын
ካብ ኣዳምን ሄዋንን 😂😂😂
@mikigidu5049
@mikigidu5049 Күн бұрын
ካብ ዓዲ ሳሕል
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ Күн бұрын
ትክክል እታ ኣብ ልበይ ዘላ ክልተ ኣሕዋት ሓደ ቆንቃ ዶ ነንሕድሕድካ ክትቃታተል ትውዕል እካ ወደይ።​@@solomunmussie-rn4ns
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 Күн бұрын
ንወዲ መምህር ምስ ሉሊ እስከ ንመርቆም ደቒ ዓበይቲ
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 Күн бұрын
​@yessir9421 kifue seb Kan kufue mahder libu kifue zereba yewtsie! Akmika eka elka!
@eyobi22
@eyobi22 Күн бұрын
​@yessir9421 ..... adeka kab hade xelim kelbi nay xrgiya kem zweledetka yeelilatka do tkewn... sorry gn sorry 😞
@Meron-x5u
@Meron-x5u 18 сағат бұрын
​@yessir9421ፍሉጥ ዓኳር ኣስላማይ ኪትከውን ኣለካ፥ ምኽንያቱ ካባኹም ጸርፍን፣ ኣላህ ወኣክባር ኢልካ ፈንጂ ምትዃስን ካሊእ ስለዘይትፈልጡ። ወዲ መሓመድ ገይ😂😂😂😂
@Natnael-w6l
@Natnael-w6l 17 сағат бұрын
@yessir9421 ሰብ ዘለዎ አዩ ዝህበካ ፍልጠት ዘለዎ ፍልጠት ይህበካ ፣ፀርፊ ዘለዎ ከኣ ፀርፊ ይህበካ
@divorahaftey708
@divorahaftey708 11 сағат бұрын
​@yessir9421 Besme slase ,ftret nay slase do aykonun enssa zweldu dea ,loms gele knsemie ena newri zblu do aykonun aebyemuki /ka ,komue aybehaln nfaqer dea fetarina tefaqeru u zbelena , nezom yehwatna kea ab gaman fren yebxahayom ,hiwetom Fetari ybarko 🙏✝️💐
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 Күн бұрын
Thanks
@MuhureTesfay
@MuhureTesfay Күн бұрын
ቀፅለሉ ዝዓርከይ 🤯🤯 ናይ ሓበሻ ሓንጎል ከምዚ ጌርካ ሕፀቦ❤❤❤
@yadimuller1437
@yadimuller1437 Күн бұрын
😂 habibi mejemerya hasabatka asfh ablo Dani abzi guday bzuh geiega yu zelewo and xbuk geyrka smayo mo xbuk geyrka ka hseb
@MuhureTesfay
@MuhureTesfay Күн бұрын
@yadimuller1437 ካብ ጌጋትቱ ሓንቲ እስከ ግለፀለይ ሽዑ ኣስፊሐ ክሓስብ። ብኣብዝሓ ሓበሻ ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ እስራኤል ዝብል ቃል ስለ ዝሰምዕ እዩ ንእስራኤል ዝድግፍ
@nakfakarura5670
@nakfakarura5670 Күн бұрын
How so ? Explain what's wrong with wedi memhir opinion?​@yadimuller1437
@yadimuller1437
@yadimuller1437 Күн бұрын
@MuhureTesfayokay dhri 1000 amet kab sdet temeliska n eritrea meriet abotatey eyu elka ktmagot tkel do bkalot nztewerese merietka?
@nakfakarura5670
@nakfakarura5670 Күн бұрын
@yadimuller1437 Of course Not !! Isn't that the whole point? May be we were from Yemen 1000 years ago Who knows.
@Agaziii
@Agaziii Күн бұрын
ዳኒ ጅግና ናይ ብሓቂ ንጺር ብልሂ መንእሰይ ብ ዓል ራኢ ኣነ ንባዕለይ ቃልሲ ውጽዓት የ ዝድግፍ ን ፍሊስጤም
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ Күн бұрын
ክላእ ናይ ባዕልካ ሽግር ሕሰብ ድሒርካ ናይ ፍልስጤም ትድግፍ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Күн бұрын
ዘሕዝን'ዩ ኣይሁዳውያን ሚልዮናት ህዝቢ ሃሊቅና እናበሉ፡ ንፍልስጤማውያን ከጽንቱ ምሕሳቦም ዘስካሕክሕ'ዩ፡ ፍልስጤማውያን ዓለም ዘርያቶም
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ 22 сағат бұрын
@ቀንዴልሓርነት ምስትምሳል ግደፍ ፡ዓለም ናይ ሓያላት እያ ኦትማን ወይ ምስልምና ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝገብሮ ንእስራኤላውያን ኣጥፊእና እሎም ጽንብል ገይሮም እዮም ሕጂ እዚ ዶ ከምዚ ኣይንበር ሽግሮም ነንባዕሎም ይፋለጡ፡መስተማሰልቲ ኣይንኩን
@KidunMb
@KidunMb 18 сағат бұрын
@@ሻዕብያጸረሓረስታይጽቡቕ ሓሳብ 'ዩ ሓወይ ። እቶም ፈኪሮም ግና ካብ ጎዳጉዲ ዘይወጹ ኣኽረርቲ ወትሃደራቶም ዝገበርዎ ግፍዒ ገዲፍካስ ግርም ድኣ ፍትሒ ፍትሒ ምባል ናይ ደቂ ዓድና ግርም 'ዩ ዝብለኒ ፡ ክንድዚ ሰባትን ንብረትን ኣጥፊኦም ምስ ሰለማዊ ህዝቢ እንተ ትሓቢኦም ፡ ሕራይ ሽሕ ግዜ ሰለማዊ ሰብ ክጠፍእ የብሉን እምበር ፡ እስራኤላውያን ግን ኣሕዋቶም ብግፍዒ ክቕተሉ ስለ ዝርኣዩ ኣብቲ ግዜ እቲ ሰለማውያን ታእለዩ ናበሉ ነቲ ናይ ስቢል ግን ክኣ መሕብኢ ኣኽረርቲ ዝነበረ ዘጥቅዑ ዝነበሩ ፡ ስለዚ ማራጺ የለን ግን ንዕኦም ክረኽቡ ክብሉ ኣብኡ ዝጸንሐ ሰለማዊ ሰብ ክጉዳእ 'ዩ ፡ ክሕለየሎም እንተ ኾይኑ እቶም ኣኽረርቲ መራሕቶም ጥራይ 'ዮም ስርዓት ጌሮም ክኸዱ ዝግብኦም ። ትዓሪቖም እናሃለው እስራኤል ክጠፍኢ ኢኺ ንኢሎም ዝፍክሩ ህዝብስ ብኸመይ ኢኻ ፍትሒ ኢልካ ክትእውጅ ዝደፋፍኣካ ፡ ሰላም እንተ ተጌሩ ብሰላም ምሕጋስ ጥራይ 'ዩ ፡ ካብ ጎዳጉዲ ወጺኻ ሃለውለው ግን ጸረ ሰለማዊ ህዝብኻ ምኻን ጥራይ 'ዩ ።
@danielwiki6795
@danielwiki6795 16 сағат бұрын
Thanks bro
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute Күн бұрын
ደጊፍና ኣይደጊፍና ነምጸኦ ክሳብ ዘይብልና፡ ጸግዒ ሓደ ከይሓዝና ሰላም ክኾነሎም ምጽላይ ይሕሸና፡ ግዴታ ውን የብልናን ጸግዒ ክንሕዝ ህዝብና ክሳብ ዘይኮኑ ጽቡቅ መደብ
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 Күн бұрын
@MorgenwirdbesseralsHeute ጸግዒ ሓዙ ኢሉ ድዩ ? እዝንኻ ተመርመር .መን ሰብ ምስቆጸረካ ኢኻ ጸግዒ ትሕዝ ጸሊም ዓረብ ይኹን ኣይሁድ ከም ሰብ ኣይርእኻን ኢዮም.
@qelhi7922
@qelhi7922 21 сағат бұрын
ኣነ ዝብል ግን ክልእቲኦም ጸሊም ሰብ ስለዝጸልኡ፡ዋላ ንዝመጽእ 1000 ዓመት ይቃተሉ ጉዳይና ኣይኮነን ባህላይ እየ
@LM10lover691
@LM10lover691 12 сағат бұрын
​@@qelhi7922abzi nhelka zblea zereba 😂😢😅
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute 12 сағат бұрын
ጸግዒ ሓዙ ኢሉ ኣይበልኩን፡ ኣነ ዝብል ዘለኹ ክሳብ ህዝብና ዘይኮኑ ጸግዒ ክንሓዝ ግዴታ የብልናን፡ ከም ሰባት ግን ሰላም ክኾነሎም እንተንጽሊ ምሓሸ እየ ዝበልኩ 😊
@amoletamedia2730
@amoletamedia2730 Минут бұрын
ብጥዕሚ ፅቡቕን ንፁርን ትንታነ 👏👏👏
@onlypeace2-v6j
@onlypeace2-v6j Күн бұрын
ከማካ ይብዝሁ ወዲ መምህር ሓወይ መምህረይ ዘመንካ ይባረክ 🙏
@Teqwamemahitot
@Teqwamemahitot 13 сағат бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ ዳኒ! ኣብቲ ንኣይሁዳውያን ከም ፍሉያት ህዝቢ ኣምላኽ ካብ ካልእ ኣብሊጹ ዝርእዮም ህዝቢ ዝበልካዮ ግን። ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ከምኡ የለን፣ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ካብ ውድቀቶም ከተንስኦም ምስ ሓሰበ፣ ካብ ዘርኢ ኣብርሃም ክውለድ መዲቡ፡ በዚ ምኽንያት ክሳብ ልደተ ክርስቶስ ዘርኢ ኣብርሃም ደቂ ኣምላኽ ተባሂሉም ይፍለጡ ነይሮም። መደብ ኣምላኽ ኣብ ዕላማኡ ምስ በጽሐ ግን ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ፣ ኩሉ ብክርስቶ ማዕረ ከምዝኾነ ኣይሁዳዊ ይኹን ጽርኣዊ ኣፈላላይ ዘይብሉ ኩሉ ብእምነቱን ብግብሩን እዩ ዝፍረድ እዩ ዝብል መጽሓፍ ሓዱሽ ኪዳን Galatians 3 ትግ - ገላትያ 28: ኵላትኩም ብክርስቶስ ኢየሱስ ሓደ ኢኹም እሞ፡ በዚ ኣይሁዳዊ ወይስ ጽርኣዊ የልቦን፡ በዚ ባርያ ወይስ ጭዋ የልቦን፡ በዚ ተባዕታይ ወይስ ኣንስተይቲ የልቦን። እዩ ዝብል። ስለዚ ከምቲ ዝበልካዮ ዝሓስብ እንተሃልዩ ንክርስትና ዘይተረድኦ ሰብ ክኸውን ኣለዎ።
@Oriet.
@Oriet. 13 сағат бұрын
Thank u ezi hawey
@kibromwelday2423
@kibromwelday2423 Күн бұрын
መርሓባ ወዲ መምህር ሓወይ እቛዕ ብሰላም መጻኻ ሕጸኻ ሰሚዐ ካኣ ብጣዕሚ ኢየ ተሓጒሰ ቃል ኪዳንኩም የጽነዓዮ ውላድኩም ካኣ የርእየና
@መሪሕ-ሰናይ
@መሪሕ-ሰናይ Күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ሓወይ። ኣብ ቀጻሊ ክትጸቅጠሉ ዝደሊ (1)ንምንታይ ሃገራት ኣዕራብ ንፍልስጤም ሕቁአን ዝህብኣ (2) ብዛዕባ Mossab (son of Hamas) ዝብሃል ፍልስጤማዊ ዝህቦ መግለጺታት ብዛዕባ ቃልሲ ናይ ሓማስ ከምኡ እውን ደቀብነት እስራኤላውያን (3) ኣስላም ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ እስራኤላውያን ዘለዎም ጽልኢ ርእሱ ፖለቲካ ድዩ ወላስ ሃይማኖት? (4) እስራኤላውያን ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ዘርእይዎ ድጋፍ። ምስ ብዙሕ ኣክብሮት ሓው ዳኒ
@dc8625
@dc8625 Күн бұрын
@@መሪሕ-ሰናይ እቶም ፍልስጤማዊያን ዉን እኮ ካብ የዕራብ ዝመጽእ እዮም ፖለቲካዊ ብዙሕ ዘለዎም እዩ። son of hamas ንሓማስ ዝመስረተ ኣብኡ እዩ።
@Bilal_9
@Bilal_9 2 сағат бұрын
Your impartial insights are worthy of appreciation.
@wendwa7710
@wendwa7710 21 сағат бұрын
ብዙሕ ዝደኸምካሉ መደብ ሙዃኑ የፍልጥ እዚ መደብ....❤❤❤🎉የቐንየልና!!
@Hespon
@Hespon 18 сағат бұрын
ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ፡ እቲ ኣብ መወዳእታ ዘምጻኻዮ ሓሳብ ውን ቅቡልን ሞጎታዊን ሓሳብ እዩ። ክብረት ይሃበልና !
@gereateklemichael1295
@gereateklemichael1295 7 сағат бұрын
ብጣዕሚ ርትዓዊ መጐት ዳኒ🙏🙏👌
@Natnael-w6l
@Natnael-w6l 17 сағат бұрын
You are so brilliant wedi memhr , the way you tell history & connect it to idealogy,politics,&mindset is so amazing keep it up
@alaabra2300
@alaabra2300 11 сағат бұрын
Dear brother no words can explain your effort, your knowledgeable enlightening. Keep going on
@Vancouo
@Vancouo 10 сағат бұрын
ገራሚ ኣጋላልፃ ወዲ መምህር
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 19 сағат бұрын
ወዲ መምህር, ጽቡቕ መግለጺ ኢኻ ሂብካ። ንዓይ ውን ኩሉ ግዜ ክትርደኣኒ ዘይትኽእል ስለምንታይ'ዮም ብዙሓት ካብዞም ክርስትያን ትግርኛ አርተኣውያን ኣሕዋተይ ብእስራአላውያን ዝድነቑን ዝሕበኑን ትብል ሕቶ'ያ። እስራአላውያን ዓመጽትን ገበትን'ዮም። እዚ ሒዞሞ ዘለዉ ፖለቲካ ክ ኣ ጽባሕ ኑግሆ ወላ'ኳ ሕጂ ሓይሊ ብረትን ገንዘብን ከም ኡ ውን ብሓገዝ ናይቶም ናይ ሎሚ ሓያላት, ኣመሪካን ኣኡሮጳን ዘይሰዓሩ እንተመሰሉ ውድቀቶም ቀሪቡ'ዩ። እዞም ሎሚ ትግራይ-ትግርኚ ዶ ካልእ እናበሉ ሓያላት ክመስሉ ዝደልዩ ኣይፋልኩም ክንብሎም ይግባእ። ከምቲ ንሳቶም ክመስልዎ ዝፍትና ሓደጋ ንሙስሊም አርትራ ዘይኮኑስ ሓደጋ ንክርስትያን አርትራ'ዮም። ንሕና አርትራውያ, ሙስሊምና ክርስትያንና, ወላኳ ዝተፈላለየ ቋንቋ ወይ ሃይማኖት ይሃልወና'ምበር መብዛሕትና ናይ ደምን ስጋን ኣሕዋት ኢና። እቲ ንኩልና ከርብሕ ዝኽእል ፖለቲካ ተኸባቢርናን ተሳኒናን እምበር ዓብላሊ ክትከውን ምፍታን ሓደጋ'ዩ።
@aduliszula
@aduliszula 19 сағат бұрын
This is Humanity! ሎሚ ኣሚነልካ ንቑሕ ሙኻንካ ❤
@haneber7369
@haneber7369 16 сағат бұрын
....ወዲ🗼መምህር.... 💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት💙
@HJs-yj1pv
@HJs-yj1pv 21 сағат бұрын
ጽቡቕ መደብ ወዲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ God bless you
@eritreanpeopleindanger327
@eritreanpeopleindanger327 Күн бұрын
well said Wedi memhir Haqi merar eya mebzahtina Eritrean nikhat yihaxrena sile zikone kemzi aynet tarik degimka kitekribelna tesfa egebir Betami eye kia zemesgineka kexilo
@habtimtekle1053
@habtimtekle1053 19 сағат бұрын
ከምቲ ዝረሰሐ ክዳን ብብዝሒ ማይ ዝጸሪ። ነዚ ከም መሸርጠጥ ዝላሸወ ሓንጎልና ከምዚ ገርካ እዩ። ክሓስብ: ከማዛዝን: ከንብብ :ክጽር :ከስተብህል ዝግበር እሞ። ነዕና ክሕሸነ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ቀጽሎ።❤
@awetgebre7710
@awetgebre7710 4 сағат бұрын
Btaemi des zblin fltet zelewom medeb neyru keep going
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Күн бұрын
ሰላም ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና
@LM10lover691
@LM10lover691 Күн бұрын
Love you, dani, and I appreciate your work thanks
@siraktomas266
@siraktomas266 Күн бұрын
I always admire ur point of view and attitude
@filmontesfamichael3885
@filmontesfamichael3885 Күн бұрын
I have been saying always Free palestine ❤ Bravo Dani
@danielwiki6795
@danielwiki6795 16 сағат бұрын
Even me
@JOHNYHAD873
@JOHNYHAD873 Күн бұрын
Lot respect for wedi memhmir.
@TemuBereket
@TemuBereket Күн бұрын
ጻባ ትለክዮም ኣለካ ንፍልስጴማውያን፡ ከመይ ጌሩ ከም ዝጀመሮ ንቆልዓ ሰበይቲ ከመይ ከም ዘሳቅዩ ከ ኣይራእካን።
@lunaFesseha
@lunaFesseha Күн бұрын
Yeah I do agree with you…gele ena amisaka gele kia ane awiseka konu …geziom mesiom hawi ente andidemilom si …what they were expecting hahaha
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Күн бұрын
ብዙሕ ዝተጋጨወ ነገራት ኣምጺኡ ኣሎ ።ንኣብነት ዓዲ ይሁዳ ከምዝኾነት እንዳኣመነ ካብ ኣሜሪካ ዝመጸ ጻዕዳ ብኸመይ ተስፍረሉ ዝበላ ጌጋ በዙሕ ጌጋ ኣለዎ።
@SamiSami-il1we
@SamiSami-il1we Күн бұрын
ሕርር ኢልካ ሓቂ ስለ ተዛረበ ናብ ካልእ ኬድካ 😂😂😂
@DejenTeshome-r8j
@DejenTeshome-r8j 6 сағат бұрын
​​@@semharkahsay1946 ብ መሰረት መጽሓፍ ቁዱስ ኢዩ ንሱ ። ነገር ግን ኣብ ታሪኽ ብዙሕ ህዝቢ ሃይማኖት ናይ ምቅያር መስርሕ ኣሕሊፉ ኢዩ ምስ ወራር ምስልምና፡ ሮማ፡ ኦትማን .... ወዘተ ስለዚ እዞም ፍሊስጠማውያን ዝባሃሉ ዘለዉ ህዝቢ ኣይሁዳውያን ናይ ሙካን ልዑል ተክእሎ ኣለዎም ኢዩ ኢሉ። ማለት ከምዚ ብ ዓይኒ ሓደ ሓደ ሙስሊም ሓበሻ የሕዋትና ዝብልዎ ሙስሊም ስለዝኮኑ ዓረብ ኢና ዝብሉ ኣይትርኣይዮ ክብርቲ ሓብቲ።
@gebremeskelberhane8062
@gebremeskelberhane8062 11 сағат бұрын
God bless you brother!!!! Thanks
@Footballer470
@Footballer470 11 сағат бұрын
For anyone interested please watch the documentary ( the Last battle of Europe) for much better understanding
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 Күн бұрын
ብጠኣዕሚ ደስ ዝብል መደብ
@filmonesti6072
@filmonesti6072 16 сағат бұрын
It's too late to address this without acknowledging the division and hatred that have already been sown through misinformation and misunderstanding. However, I’m glad you have finally taken the step to clarify this to ur followers and viewers. It’s critical to point out that trying to comfort people by connecting them to Israel or Jewish believers based on religion is fundamentally flawed. Many Ethiopian Jews (Beta Israel) are not even fully accepted by the Jewish community in Israel due to their ethnicity-being Black and Ethiopian. They have faced systemic racism and immense suffering even after migrating. Clearly highlights that the situation is not about religion but about power, politics, and deep-rooted inequality. For those supporting Israel based on these perceived religious ties, it’s essential to understand they are on the wrong side of history. The ongoing apartheid, displacement, and genocide against Palestinians have nothing to do with religious justification. It is a human rights crisis that cannot be excused by faith or identity. I'm glad you finally clarified this, even if late, as the truth is crucial in such a divisive issue. AND now After careful and long observation, you have earned my follow.
@ኣድማሳዊት
@ኣድማሳዊት Күн бұрын
ወዲ መምህር ብሉጽ ሰብ እንኳዕ ደሓን መጻኻ ብሩኸይ ❤
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 12 сағат бұрын
Thanks Wedi Memhr xbuq medeb
@Mili14tube
@Mili14tube 9 сағат бұрын
ክብራተይ ኣሕዋተይይ ንደማምርርር🎉❤
@aleixsanderrobel903
@aleixsanderrobel903 Күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዳኒ! ኣብ ሕብረተሰብና ከምታ መወዳእታ ዝጠቐስካያ cognitive dissonance፡ ወይ ከም ኣብ በዓል ናይ ጆርጅ ኦርወል ዘለው ስነ-ሓሳባት doublethink, war is peace and toughtcrime etc... ዝመሳሰል ሓድሕዱ ዝገራጮ ነገራት ምግባር ዳርጋ ልሙድ ካብ ዝኸውን ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። እዚ ብጣዕሚ ዘሰክፍ ነገር'ዩ፡ ምኽንያቱ ነቲ ንቃወሞ መንግስቲ ንመስሎን ተግባራቱ ንደግምን ስለ ዘለናን፡ ብዓቢኡ ንዓና ከም ሕብረተሰብ እውን ስለ ዘየሰጉመናን ለውጢ ንኸይነምጽእ እውን ዓንቂጹ ስለ ዝሕዘናን። እንታይ ንምባል'የ... ከም ርእይቶ፡ ንዓኻ እውን ዕዮ-ገዛ ዳኒ ሓወይ፡ ኣብ ዝቕጽል መደባትካ ከምዚ ናይ ሎሚ ምስ ሕልናኻ ክትዛተን ናይ ነብስኻ መርገጺ እውን ንኽትፈልጥ ዝሕግዙ ሞራላውን ስነ-ምግባራውን ሓዘል ትሕዝቶታት ምስ ፖለቲካዊ ነገራት ኣወሃሂድካ እንተተቕርበልና ደስ ምበለኒ። የቐንየለይ!
@selamtesfu6030
@selamtesfu6030 Күн бұрын
Only if Eritrea could have a thousand men like this guy!
@fthitekle9354
@fthitekle9354 12 сағат бұрын
It's called obsession. If you only think clearly instead of deeply you Will Change your wish.
@AranRezene-h8v
@AranRezene-h8v Күн бұрын
I like your clear explanation and concept ❤
@fthitekle9354
@fthitekle9354 12 сағат бұрын
Concept?
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 20 сағат бұрын
ፅቡቅ ትንተና thank you❤
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 Күн бұрын
ዳኒ ብሉጽ ተንታኒ ጅግና መንእሰይ ቐጽለሉ ከምዚ ዓይነት ወላ ናይ ህዝቢ ሓበሻ 👍👍👍
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Күн бұрын
ሰላም ወዲ መምህር ሓወይ መጀመርታ እንቃዕ ሓጎሰካ ክብለካ ይፈቱ። ቀጺለ ኣብዚ ዝሃብካዮ ሓሳባት ሪኢቶይ ክህበካ እየ። (1) ህዝቢ እስራኤል ብድሌቱ ኣይኮነን ካብ ሃገሩ ተሰዲዱ ፈቀዶ ዓለም ተበቲኑ ዝነበረ ስለዚ ኣብቲ ዕድል ዝረከበሉ ዓዲ ኣቡኡ ከይዱ ናይ ኣቦታቱ ሃገር እተመስረተ ፍትሓዊ እዩ። ኣነን ንስካን ብዘይ ድሌትና ኣብ ስደት ኣለና በቲ ዝመስለና ተቃሊስና ድማ ናብ ናብታ ብዘይ ድሌትና ዝወጻናላ ዓዲ ኣቦታትና ንክንምለስ እዩ ዕላማና ስለዚ ምስቲ ናይ እስራኤላውያን እታይ እዩ ዘፍሊ ዘለዎ። (2) ህዝቢ ኣይሁድ ቁዱስ እዩ ዝበልካዮ ህዝቢ ኣይሁድ ሓደ ካብቶም 12 ነገዳት እዮም ስለዚ ህዝቢ ኣይሁድ ጥራሕ ዘይኮኑስ እንኮላይ እቶም 11 ነገዳት ዝተባረከ ህዝቢ እዩ በቲ ቃል ኪዳን ናይ ኣቦና ኣብርሃምን እዚኣቢሄርን እቶም ዝተባረኩ ድማ ሃይማኖቶም ኣይሁድ ጥራሕ ኣይኮነን ከምቲ ዝገለጽካዮ ብዙሓት ኣይሁድ ዝነበሩ ክርስትያን ዝኮኑ ኣለው።ህዝብና ምስቲ መሬት ደኣበር ህዝቢ ኣይሁድ ካብ ካሊእ ህዝቢ ብዝበለጸ ቁዱስ እዩ ኢሉ ኣይምንን ኢዮርሳሌም እስራኤል ግን ብብዙሕ ጭብጥታት ቅድስቲ ሃገር እያ ። (3) ኢስራኤል ዴሞክራስያዊት ኣይኮነትን ዝበልካዮ ቁቡል ኣይኮነን።እስራኤል ንዜጋታት እስራኤል ብጣሚ ዲሞክርስያዊት ልክዕ ከምዚ ኣብ ኤውሮጳ ዘሎ ዴሞክራሲ ትክተል ሃገር እያ ።እቲ ፍልልይ ኣብ ስዴቴና ዘለዋ ኣተሓሕዛ እዩ።ንኣብነት ፖላንድ ዴሞክራስያዊት ሃገር እያ ኣባል ሕብረት ኤውሮጳ ድማ እያ ግን ኣብ ስዴቴናታት ዘለዋ ኣተሓሕዛን ኣረኣእያን ካብ እስራኤል ትገድድ እዚ ግን ዴሞክራስያዊት ኣይኮነትን ዘብላ ኣይኮነን።ኣብ እስራኤል ካብ መንግስቲ ነጻ ዝኮና ሚድያታት ኣዲኤን ትቁጸረን ፖሎቲካ ውድባት ብዙሓት ኣለዋ።ኣበየነቲ ዘይዴሞክራስያዊት ሃገር እያ መራሒ ኣገር ኣብ ስልጣኑ እከሎ ቤት ፍርዲ ዝቀርብን ዝምርመርን ኣብ እስራኤል ግን እዚ ኣሎ ኣብ ኤመሪካ ከማን ዘየለ። (4) ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘሎ ጉዳይ መን እዩ ናይዚ ኩሉ ጸገማት ተሓታቲ መራሕቲ ፍልስጤም ካብ መጀመርታ ክልተ ሃገር ወይ ሓንቲ ሃገር ናይ ኣይሁዱን የዕራብን ተቀቢሎም እተዝኮኑ እዚ ኩሉ ምመጸ ዶ ትብል? ከምኡ እውን እዚ ሕጂ ብዙሕ ንጹህ ህዝቢ ለኪሙ ዘሎ ኩናት መን እዩ ጀማሪኡ ብሓንቲ ለይቲ ልዕሊ ሓደ 1000 ኣይሁድ ቀቲሉ ኩናት ዝወጀ መን ድዩ ። ሓደ መንግስቲ ዜጋታቱ ክገላከል መሰል የብሉን ድዩ።ክቀትልም ንዝመጸ ሓይሊ ጸባ ድዮም ከቀብልዎ ኔሮም ዲካ ትብል?
@paulosyoseph6208
@paulosyoseph6208 23 сағат бұрын
ምስ ምሉእ ኣኽብሮት፡ ኣብ ቁጽሪ 4 ዝጠቐስካዮ ሕቶ፦ ዳርጋ 2000 ዓመት ገዲፍካዮ ዝነበርካ መረት፡ ምሉእ ብምሉኡ ናተይ'ዩ ክትብል፡ ሕጋውን ሞራላውን መሰል የብልካን፡ ንእስራአላውያን ማለተይ'ዩ። ኣብ ካምፕ ደይቪድ ምስ ፕረሲደንት ቢል ክሊንተን ዝተገብረ ውዲት፡ ንፍልስጠማውያን ንምዕማጽ ዝተገብረ ከምዝነበረ፡ ፕሮፈሰር ኖርማን ፋይንክልስቲን (Professor Norman Finkelstein) ብተደጋጋሚ ዝሃቦም መግለጺታት ተወከስ። ብዛዕባ መን ጀመሮ፡- እቲ ኣብ ኦክቶበር 7-2023 መጥቃዕቲ ዝጀመረ ሓማስ ይኹን ደኣ'ምበር፡ እቲ ኣብ 1947-48 ኣይሁዳውያን ዝጀመርዎ ናይ መረት ጎበጣን ዓመጽን'ዩ ነዚ ሕጂ በጺሖምዎ ዘለዉ ኩነታት ዝፈጠሮ። Gaza, the biggest open air prison on planet earth ክበሃል ኣይሰማዕካን ዲኻ? ሓደ ሰብ ንዓኻ ኣብ መንቀራቕሮ ኣእትዩ ክሳድካ ክሓንቀካ እንተዝጅምር፡ ስቕ ኢልካ ትመውት ኣይመስለንን። ስለዚ፡ ፍልስጠማውያን ልክዕ እዚ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስክዎ ናይ ሞትን ህይወትን ኩነታት ንልዕሊ 75 ዓመታት የሕልፉ'ሎዉ። ናይዚ ኩሉ ሞትን ጥፍኣትን ተሓታቲ መንግስቲ እስራአል እዩ። ንዓይ እንተ ዘይኣሚንካኒ፡ ነቲ ኣይሁዳዊ ፕሮፈሰርን ሎጂክን ተጠቒምካ ነታ ሓቂ ብጽሓያ። ኣነ'ውን ፕሮፈሰር ኣይኹን ደኣ'ምበር፡ ብዙሕ ብዙሕ ትምህርቲ ዘለኒ ሰብ'የ። ሰናይ እምነየልካ።
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo 18 сағат бұрын
ሰኪቱዩ ጥልቅ ዝበለ መጽናዕቲ የብሉን። ውጅቡር እቲ ጣቂዒት ናይዚ ሓፋሽ ውን ኣንፈቱ ከስሕቶዩ ዝመስል ዘሎ።
@OmerhamedAmir
@OmerhamedAmir 14 сағат бұрын
Abzi 10 amte tray 28000 teqtelyom alwe buzubom k enty teble felstym free
@amanamani966
@amanamani966 Күн бұрын
Thank you for your information 💙💙
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 Күн бұрын
Well done bro 👊
@danielkelati8298
@danielkelati8298 Күн бұрын
100% Agree based on data and proof Thank you so much
@abdulnasermustofa9353
@abdulnasermustofa9353 Күн бұрын
Hero truthfull jesus says say true truth willshall you free
@thegunners185
@thegunners185 Күн бұрын
Thx Mahder production for enlightening our uneducated people of Eritrean 🇪🇷!
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 Күн бұрын
😂😂
@thegunners185
@thegunners185 Күн бұрын
@ especially u !😂🤣
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Күн бұрын
@@thegunners185 ደቂ መሓመድ ብዛዕባ ትግራይ ክዛረብ ከሎ ግን ተዕገርግራ ኔርክን ።
@thegunners185
@thegunners185 20 сағат бұрын
@ barya nay siyonawiyan Temahar Gida
@Haben_A34
@Haben_A34 13 сағат бұрын
Wow well done Dani Bro..
@MhretabHayle
@MhretabHayle Күн бұрын
ናይ ባሓቂ ቡሉጽ ሓሳብ ወዱ መ ምህር ስራኣላዉያን ብዘካኦ ሰብ ዘሎ ኣይ መስሎምን
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Күн бұрын
ኣብ ዓዶም ተኼድካዬም ደኣ ከም ድሌቶም ።ኣብ ዓዲ ዓረብ ከይድካ ውን ኮ ሽምካ ቀይርካ ጸጉርኻ ተሸፊንካ ኢኻ ትነብር ስለዚ ኣበይ ዩ እቲ ፍልልይ? ???
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Күн бұрын
ኣብ ዓዶም ተኼድካዬም ደኣ ከም ድሌቶም ።ኣብ ዓዲ ዓረብ ከይድካ ውን ኮ ሽምካ ቀይርካ ጸጉርኻ ተሸፊንካ ኢኻ ትነብር ስለዚ ኣበይ ዩ እቲ ፍልልይ? ???
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi Күн бұрын
​@@semharkahsay1946እታ ኣብ ዓዶም ከም ድሌቶም እኮ ኣይቅበላን እየ ግን ንእስራኣላዋን ከም ዘይፍትሓዋይን ንዓረብ ደናቁር ኪኖ ሃይማኖት ክሓስብ ዘይክእል ርእሲ ዘለዎም ከም ፍትሓውያን ምቅራቡ ብዛዕባ ይዕራብ ሰነ ሓሳብ ከጽንዕ ከድልዮ እዩ ዳኒ ።ወዲ ንመስራቲ ሓማስ ሓቂ ብዛዕባ ይዕራብ ብዙሕ እቱ ዝዝረብ።
@متفائل-ذ2ظ
@متفائل-ذ2ظ 21 сағат бұрын
​@@AlexkidaneNegasi Btmai denqoro eka !! Dani ko ab Tarik haki tmerkisu eyu zzareb zelo , nska gn b ayni haymanot xelei eyu !! Arab aslam sle zkonu dika xelikayom ? ayhudawyan ke Christian diyom ?!! Sle mnty b Ayni fthi zeytryo men eyu hji amex weridwo zelo !! Bal America aykonan diyen axwarn billonat dolarat n Israel hiben kem dletom meret yigebtu seb yiqetlu zhatom yelen !! Ab huburat Hagerat veto gerom dkone n israel zweqs amex ab leli Palestinian yfrswo ezi di u fthi ?!! Nska kem Christian amlak amuxu di u zbl ?!!
@BerhaneTemelso-w5f
@BerhaneTemelso-w5f 11 сағат бұрын
የቀንየልና
@DawitNegassi
@DawitNegassi Күн бұрын
God Jesus Christ blessed you for the rest of your life in Jesus Christ name Amen
@naizghitsegay4580
@naizghitsegay4580 10 сағат бұрын
Kem kulu gzie ዝተፈልየ ኩርናዕ ክጥምትን ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ሓስባት ከሰላስልን ተቐሲበ ኣለኹ። ክብረት ይሃብካ።
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c Күн бұрын
esraelawiyan Christian mesiluwom n esrael zidigufu Eritreawiyan adiom tiktserom!!! Tsubuk arediekayom aleka ❤
@josephabraham7788
@josephabraham7788 23 сағат бұрын
Thank you
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 Күн бұрын
ታሪኽ ኣመፃፅኣ ሓበሻ ፅልእን ፍልልይን ምስ ኣምሓሩ ካብምንታይ ዝቐለ እዩ ኤርትራዊ ዝብል ስነሓሳብከ ጉብእ ድዩ ንሕና ሞቦቆልና ካበይ እዩ ዝምስረት ምስተጋሩኸ እንታይ ርክብ ኣለና ወይ ዝፈልየና ነዚ ብዝርዳእ ከምዚ ናይ ሕጂ ምስኩውነታውን ርትዓውን ዝኾነ ኣብ ስነሞጉትን ኣንነትን ኢና ንነብር ዘለና እቲ ንነብረሉ ስነሓሳብን ዘለናዮ ኩኖታትን ተሓዋዊሱና ኣነ ወይ ንሕና ትብል ብድዓ ካበይ ዝነቐለ እዩ ሓሳበይ ተረዲእኻኒ ክትከውን ተስፋ ይገብር
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 Күн бұрын
@@estifanoskidane4650 ምስ ተጋሩ ዝፈለና ፈለማ ጥልያን ዳሓር ዑቡድ ከልቢ ቀጺልዎ እዚኣ እኽልቲ ኢያ.
@nahom1628
@nahom1628 20 сағат бұрын
Mes amharu ke entay yefeliyena
@natsinetberhe7676
@natsinetberhe7676 Күн бұрын
Dani, I appreciate you. Thank you for sharing the hug and clear info
@loveyoueritrea9817
@loveyoueritrea9817 22 сағат бұрын
Xbuk tmhrti thank you .
@Bethial
@Bethial 19 сағат бұрын
Welcome back my dear brother ❤💙☘️👌
@fnangebrhiwet-do6ks
@fnangebrhiwet-do6ks Күн бұрын
Welcome Danny and happy baptism bro🎉🎉🎉
@yonasnegash8346
@yonasnegash8346 Күн бұрын
Thanks wedi memhr
@abdurezaqzeynu7113
@abdurezaqzeynu7113 8 сағат бұрын
Nay bhaqi blux medeb keep it up
@semerearaya7302
@semerearaya7302 23 сағат бұрын
መምህር ዳኒ ወዲ መምህር 🎉
@Meron-x5u
@Meron-x5u 20 сағат бұрын
Viva for Israel... God bless 🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱 Israel
@solomonliza
@solomonliza Күн бұрын
ብራቮ በርትዕ 🙏💙
@weldabaraya5209
@weldabaraya5209 Күн бұрын
Xubuk hasab eyou wedi memhir hawey 👍👍🙏
@taamemahari7442
@taamemahari7442 10 сағат бұрын
መጽ ጽ🔌ጅርጅ ኣላካ ሓቀይይይይ🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅
@ወዲዓረትብረት
@ወዲዓረትብረት Күн бұрын
እንቃዕ ድሓን ተመልስካ ዳኒ ሓወይ💙
@kutmiamassawa167
@kutmiamassawa167 Күн бұрын
Wed aret breat selam neaka kab awhne
@haniabraham9225
@haniabraham9225 9 сағат бұрын
ዋው ብሓቂ እብለኩም ኣለኩ ኣተሓሳስባይ በዚ ወዲ እዩ ተቀይሩ ኣለካ ምሽ ከምዞም ሕጂ ክሪኦም ዘደንግጹኒ ዘለዉ ባንዴራ ሒዘ ክስዕስዕ እየ ዝውዕል ኔረ የቀንየለይ ስለቲ ርእሰይ ክሓስበሉ ከምዘለኒ ስለዝደፈእካኒ ሓዉካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣይትደንጊ ከኣ
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 22 сағат бұрын
Congratulations Dani for your engagement may GBU 💙💙💙💙💙💙💙
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 15 сағат бұрын
Well come yng man
@tedrosawalom6799
@tedrosawalom6799 Күн бұрын
Thank a lot for the information. And please share the video of the rich Israelin family
@WediYbrah
@WediYbrah Күн бұрын
Welcome dani xbuk mbrhi thank you for your services 🫶👍
@Samiberhe67
@Samiberhe67 Күн бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ኑጹር ብራቮ ዳኒ ቀጽሎ
@redbag3453
@redbag3453 Күн бұрын
*ንሕና ከም ሰሜን ተጋሩ ኣግዓዚያን ፡ ሁላዉነት እስራኤል የግድሰና'ዩ፡ ብሃይማኖትና ኽንኮርዕን ብእስራኤል ከኣ ክንሕጉስን ኽንድግፎምን ይግበኣና፡ ሱሱዕ ኣስላማይ 1/4 ምድሪ ኣፍሪቃ ገቢቱ ሒዙ ከይኣኽሎስ ፡ገና ከስፋሕፍሕ እዩ ድልየቱ፡ ሞቶም የብዝሓዮ* ❤❤
@zerofanta1207
@zerofanta1207 Күн бұрын
😂😂😂😂 ፋንድያ ኣይህዳውያን ከኣ ይንዕቁኻ
@bambelomlash1214
@bambelomlash1214 Күн бұрын
​@@zerofanta1207kalee ytref si kmzi nay Eritrea Muslim b smiet zeykone mexhaf Qudus Hadish kidan N Israel zkehade, kkehade eyu. Xbuq zhasebelom kea kmreq eyu Yu zbl b meseret emnetna. Hlawneta yegedsena eyu. Wela Quran surah 5 n DeQi Musa mukanu eti meriet nay Qatar Abi derassi komue nabele interview ygeber neyru. Weys des zblekum tray ekum tamnu kabti mexhafkum
@bambelomlash1214
@bambelomlash1214 Күн бұрын
​@@zerofanta1207dehar kea enqae ekua, km barya ayreyuna km areb n xelemti zxehawo teqstat Quran Abd arkey
@ጨካንንሓመዱ
@ጨካንንሓመዱ Күн бұрын
​@@zerofanta1207 ፍሊስጠማዊን ከ ታይ ይብልካ?
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Күн бұрын
​@@zerofanta1207ኣይሁድ ዓደማቶም መጽዬም ከስፋሕፍሑ ኣይሓስቡን ኢዬም ዓረብ ዘርኢ መርገም ግን ሓደገኛ ኢዩ።ነዓና ህላውነት እስራኤል ኢዩ ዘርበሓና።
@muhurieemanuel3385
@muhurieemanuel3385 4 сағат бұрын
ኣቀዲምካ እኮ ቅድሚ ከባቢ 150 ዓመት ቅድሚ ምምጻእ ሚታማን ኢምፓየር ( ምስልምና ዝክተል ምምጽኡ ) እስራኤላውያን ኣብ ዓዶም ይነብሩ ምንባሮምን ኣሳዲዱ ነገራት ናብ ምስልምና ቀይሩ ዓዶም ከምዘግደፎም ትነግረና ኣለካ፡ ድሕሪ እዚ ዋላ ድሕሪ ሚሊዮን ዓመት ኣብታ ዓቅሚ ዝረከቡላ ንሃገሮምን መርየቶምን ክንምለስ ኢና ኢሎም ምቅላሶም በየናይ ዓይኒ እዩ ጌጋ ዝከውን ? ፈቲና ጸሊእና ኣቲ መርየት ናይ ንኣይሁድ እዩ ዝምልከት ምስልምና ኣብ ስልጣን ምስ መጸ ኣባሪሩ ዝሓዞ መሬት ተመለሱ ኢስራኤል ጌግኦም ኣይረኣየንን። ኣገባብ ኣመላልሳ ቅኑዕ እኳ እንተዘይሃለወ ፡ ካልኣይ ከኣ መንግስቲ ፍልስጥየም ንስለ ህዝቡ ቅንጣብ ዝሓስብ መንግስቲ ኣይኮነን ኢስራኤላዉን ግን ነውሲ ወከፍ ቃልሶም ንህዝቦም እዩ! ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይክእልን እየ ፡ የቀንየልና ስለቲ ብዙሕ ድካምን ጻዕርን
@SelamEritrea1991
@SelamEritrea1991 Күн бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ኣርእስትን መሃርን 🧠“ ቀጽሎ ዳኒ👏🏽
@TumfalHaile-rl7zj
@TumfalHaile-rl7zj Күн бұрын
ብርሃን ገጹ እንቋዕ ብሰላም መጻካ ❤❤❤
@Oriet.
@Oriet. Күн бұрын
"ሓሳባት ዕላማ ዘለዎ ደኣ እምበር ብሕታዊ ባህላውን ሃይማኖታውን ኣረኣእያ ክጽሎ የብሉን ኢለ ኢየ ዝኣምን። ትርጕም ዘለዎ ዝርርብ ንምግባር ኣብ ጭብጥታትን ሓባራዊ ምርዳእን ምትኳር ኣገዳሲ እዩ።"
@amenred5124
@amenred5124 Күн бұрын
Well articulate the history I wish to contribute in your production. However there are a lot missing information recently conflicting of Israel and Palestine. It seems narrative your point and opinions. Please don’t be judgmental based your opinion and ideology. Congrats for your engagement. Wish you to have a happy marriage of life
@yohannesmannn
@yohannesmannn Күн бұрын
የቀንየልና👏🏿
@redbag3453
@redbag3453 16 сағат бұрын
*ዓርብ ኣስላም፡ ኣሽሓት ኣፍርቃዉያን ቐቲሎም፡ ንኹሉ ሰሜን ኣፍሪቃ ኸም ዝወረሩን ፡ ዝተቆጻጸሩን "ኸ ንፈልጥ ዶ፡ ልብያ/ቱንጅያ/ግብጺ/ሞሮኮ እዚ ኹሉ እኮ ሃግረ-ጸለምቲ ኣፍሪቃዉያን እዩ ነይሩ፡ በዛ ኽንዲ ኹባያ እትኾውን እስራኤል ግና ይሕስዱ* !!😮
@danielwiki6795
@danielwiki6795 16 сағат бұрын
7th xubuk aleka itom xelemeti keia ayteqalesun bro
@OmerhamedAmir
@OmerhamedAmir 14 сағат бұрын
Chud emo frouon dea xelmi u kettebelna eika
@senait-b2p
@senait-b2p 22 сағат бұрын
Well done dani
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 Күн бұрын
Welcome back 🙏
@brhanemisghna
@brhanemisghna 16 сағат бұрын
blux wedi memhr keep up bro
@kerenboy5875
@kerenboy5875 10 сағат бұрын
I like how free minded you are. Being free minded helped to see the reality. Let's scape the MATRIX guys ✌🏿
@worldcomm9842
@worldcomm9842 Күн бұрын
ብጽልኣት ዝብገስ ሰብ ሓቂ ክዘረብ ኣይኽእልን።ይሓዋውስ እንተዘይ በላዕኽዎ ዘይክዕዎ ኢዩ እዛ ዘራባኻ ብሓጺሩ።
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 Күн бұрын
ድሕረት ኣወግድ .ቪድዮ ገርካ ጌጋ እንተልዎ
@SamuelHabemariam
@SamuelHabemariam Күн бұрын
Tank you dani
@HabtomGerebrhan
@HabtomGerebrhan Күн бұрын
Bro I proud of you keep going
@channel-bi9mx
@channel-bi9mx Күн бұрын
ቃል አምላኽ -------------------- ኤፌሶን 2:11፤ ስለዚ ኸኣ፡ ኣቱም ኣህዛብ ብስጋ፡ በታ ኢድ ኣብ ስጋ እትገብራ ግዝረት እትብሃል ቀደም ዘይግዝረት ከም እተብሃልኩም፡ ዘክሩ። ኤፌሶን 2:12፤ በቲ ዘመን እቲ ብዘይ ክርስቶስ ከም ዝነብርኩም፡ ካብ ሕብረት እስራኤል ፍሉያት፡ ነታ ኺዳን ተስፋውን ኣጋይሽ፡ ትጽቢት ዜብሎም፡ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ብዘይ ኣምላኽ ከም ዝነበርኩም ዘክሩ። ኤፌሶን 2:13፤ ሕጂ ግና፡ ኣቱም ቀደም ርሑቓት ዝነበርኩም፡ ንስኻትኩም ብክርስቶስ የሱስ ብደም ክርስቶስ ቀረብኩም። --------------------
@M.pet.
@M.pet. 12 сағат бұрын
ኣሜን, ነዚኣ ዝገልጸለይ እየ ስኢነ ጸኒሐ።tnx
@MR.828_MK.21
@MR.828_MK.21 Күн бұрын
It would be better if you dig more about Rothchild family & make a whole episode please!
@Mengs-t5u
@Mengs-t5u Күн бұрын
ኣብቲ ናይ እስራኤል፣ በርጌድ ንሓመዱ ዝበልካያ ንበዓልካ ተዋቂዕካ ኣሎ። ንሕዝቢ እበር፣ ንመንግስቲ ኣይደገፉን ።
@thanksthet5340
@thanksthet5340 18 сағат бұрын
Ane betami eye zehazin ezi hzbi tigrina meknatu hade seb zbela kem zelata eyom zeamnwa ..eti beasi nay klete hagrat akonen nay tom elet zmaxe kset eyu enber ente hasbkumo dea hamas entay gerom etom selmawyn hzbi helket fexum ab leleom mes mengsti do aykone eti basi . Gen dehan tigrina tezarbti komeu ena hadesh akonen. Muslims eritrwyan hetoto bekmey eyom zdgfwo n Palestini sbawnet wela haymonot 😢
@betialeyob57
@betialeyob57 11 сағат бұрын
Dani wedey edmen tenan yhebka fetari naybheki blux menesey
@user-dy7it8se2e
@user-dy7it8se2e 19 сағат бұрын
❤❤ ambesa dani
@SamiHazomo
@SamiHazomo Күн бұрын
Welcome dani bro 💙 🌿💪
@senaitasghedom9541
@senaitasghedom9541 22 сағат бұрын
Brabo weddi Memhr Anewun kemaka eye ziamn
@DawitWeldu-se3xs
@DawitWeldu-se3xs 18 сағат бұрын
Nay bhaki wedi memhr
העניין עם עסקת חטופים - בתוך הראש של חמאס
16:40
ስውር ኣጀንዳ ህግደፍ "ገረብ ብሓኽላ
1:00:05
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
ስነ-ልቦና ገንዘብ | The Psychology of Money
28:54
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 94 М.
لماذا الجميع يكرهون ( الأكراد ) ؟
20:19
Hamza Abdrzaq
Рет қаралды 740 М.
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Jesus Film
Рет қаралды 2,3 МЛН
ነብሰ-ምትሓት ዝፈጠሮ ኣብድነት ጎይትኦም....
17:12
ስትረስ ከመይ ጌርካ ትኣልዮ፧
16:33
Robel Wisdom
Рет қаралды 16 М.
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН