ጽንብላት 'ናጽነት' ኣብ ስደት ከመይ ሓሊፉ፧

  Рет қаралды 76,078

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south Жыл бұрын
🤔🤔🤔 ከማይ ጌሩ ዝፈትዎን ዘድንቖን like ከይረገጸ ከይሓልፍ። 👉✊✊❤❤
@ftrue7898
@ftrue7898 Жыл бұрын
ይዕቢኻ እዚ ወደይ ቡሱል ከመይ ዝተባረኹ ወለዲ እዬም ይዕቤሙኻ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ኣኹሪካና ዝወደ በል ናባኹም እያ እዛ ሃገርሞ ❤❤❤
@wht3158
@wht3158 Жыл бұрын
ንስኻ ኤርትራዊ ምዃንካ ስለዘይትኣምነሉ (ምኽንያቱ፡ ትኣምነሉ እንተትኸውን ብዓል ናጽነት ኣይተብዕሉ ክትብል ሕልናኻ ኣይመፍቀደልካን ነይሩ)፣ ብዛዕባ ዘይትምልከተካ ሃገር ንኽትዛረብ እንዳተላሕጸጽካ ክትመጽእ ከለኻ፣ ጦብላቕ እዩ ዘስምየካ🤫። ኣነ ግን ብኣንጻሩ ርግጸኛ ኮይነ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣላትኒ ክብል ስለዝበቓዕኩ (ምናልባት ሎሚ ክልል እምበር ሃገር ዘይትጽዋዕ ክትህሉ ትኽእል ነይራ እያ)፣ ነዛ ዕለት ኣብ ዝሃለኹ ሃልየ፡ የቐንየልና ሰማእታትና እንዳበልኩ እንተኣብዓልክዋ፣ ንከም ብዓል ከማኹም ላንጋላንጋ ደስ ከምዘይብለኩም ፍሉጥ ነገር'ዩ...🤔
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 Жыл бұрын
@wht3158 ደረጃ ድንቁርናኻ ጽቡቕ ጌርካ ኣብሪህካዮ ኣለኻ። ብሃም።
@Aba-nebri
@Aba-nebri Жыл бұрын
F true bog dea lekbat
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Жыл бұрын
​@@wht3158 ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፍጹም ምልኪ እንዳሃለወ plus ኣብ ትግራይ ኣትዮም ዘይተመልሱ ደቅና ዳሃዮም ከይተነግረና፡ ዕላማ መስዋእቲ ን ናጽነትን ሓርነትን ኣብ መዕለቢኡ ከይበጽሕ ዚዘርግ ኣብ ዓዲ እንዳሃለወ፡ እንተሳዕሳዕካ'ሞ መን ይሕጎስ ብዘይካ ወዲ መድህን በራድ።
@inspirationofnature8197
@inspirationofnature8197 Жыл бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ንፉዕ፡ ካብ ቀደም ኣድናቒኻ'የ😊! ኣብ ሓንቲ ነጥቢ ግን ነቐፌታ/መኣረምታ ኣለኒ፡ • ኣብ'ታ ኣብዚ ግዜ'ዚ ኩሎም ኣቕሽቲ፡ ፖለቲከኛታት፡ ስነ-ጥበበኛታት መደናገርቲ እዮም ዝበልካያ፡ ዝያዳ diffentiate ጌርካ ደኣ ኣቕርቦ እምበር ንኹሉም ከም homogene ጌርካ ኣቕሪብካዮም ቅንዕቲ ኣይኮነትን ይብል። • ክንደይ ኣቕሽቲ፡ ኣብ ፖለቲካ ዝነጥፉ ምሁራት፡ ከምኡ ውን ነጻ ዝኾኑ ስነ-ጥበባውያን ኣለዉ ንመሰል ህዝቢ ዝቃለሱ። ነቐፌታይ ኣብታ "ኩሎም" ትብል ቃል እያ 17፡ 26 ። ብዝተረፈ ኣጆኻ ቀጽሎ! Thanks!
@mussietn1966
@mussietn1966 Жыл бұрын
"ልማዕ ዝበሎ ዓዲ ይመኻኸሩሉ ጥፋእ ዝበሎ ዓዲ ይፈኻኸሩሉ" 🤦
@dawitberhane1233
@dawitberhane1233 Жыл бұрын
ብሓቂ፡ ብንኡሱ ዝዓበየ፡ ኣቐዲሙ ንዝተፈጸመ ኣሰራት ታሪኽን ጽልዋታቱን እናተወከሰ፡ ህሉው ኩነታቱ- ምስናይ ኩሉ ምረቱ ተኣሚኑ እናስተማቐረ፡ ኪኖ ደረት-ትርኢት ንዘሎ መጻእን ኣመታቱን ብኣግኡ ዘስተውዓለን ዝተንተነን፡ ሰፊሕ ኣድማስ ፍልጠት ዝውንን መንእሰይ ኢኻ'ሞ፡ ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሃብካ! ብርዕኻ ትሰስን! ምንጪ ራእይኻ ዝኾነ ህሉው ኩነተ-ኣእሙሮኻ ኣይስዳዕ!!!!
@Minbar855
@Minbar855 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ከማካ ኣበይ ክርከብ ኣይትኣምኒን ብያቲ ምስ በልካ ማራ ተሰሚዕኒ ምክንያቱ ኣጋጣሚ ብያቲ ክሓጽብ ጸኒሐ ኣምላክ ባዕሉ ሰላም ይፍጠረልና❤🙏❤
@lukaseyob1976
@lukaseyob1976 Жыл бұрын
😂ክክክክክክክ
@Kebigoit53
@Kebigoit53 Жыл бұрын
😂😂😅
@johnaman9560
@johnaman9560 Жыл бұрын
Aytshaku ,keyhaxebkum dikum tbeleu😂
@kikitess
@kikitess Жыл бұрын
I feel compelled to express my deepest admiration and appreciation for your remarkable ability to speak with unwavering truth and undeniable logic. You are undoubtedly the genius of our generation, a beacon of light as an eritrean that sometimes feels lost in a sea of misinformation and confusion.Your words possess an extraordinary power, transcending mere rhetoric and resonating deeply with those fortunate enough to listen. With each statement you make, you effortlessly strip away the layers of ambiguity and reveal the unfiltered truth that lies beneath. It is a rare gift, one that few possess, and I am in awe of your unwavering commitment to the pursuit of knowledge and honesty. In a time where opinions are often presented as facts and narratives overshadow reality, you stand tall as a voice of reason and clarity.
@ybtutube
@ybtutube Жыл бұрын
merHaba @Kikitess... your eloquent comment above so perfectly align with what I had intended to write...so I second it and thank you as well....and to Danny: much appreciation and respect. You are keeping alive my ever hard to hold on hope for a better future for our people.
@weinigebre3825
@weinigebre3825 Жыл бұрын
ዚ'ወደይ ንፉዕ ኩሉ አትዛርቦ ብሓቂ ውርዙይ ኣግዚኣብሄር ንኣካትኩም ይርአ ነዞም ቃንዛ ኣድኩም ዝርደኣኩምን ዘጉሂዮምን👍🙏🙏🙏🙋
@wht3158
@wht3158 Жыл бұрын
ንስኻ ኤርትራዊ ምዃንካ ስለዘይትኣምነሉ (ምኽንያቱ፡ ትኣምነሉ እንተትኸውን ብዓል ናጽነት ኣይተብዕሉ ክትብል ሕልናኻ ኣይመፍቀደልካን ነይሩ)፣ ብዛዕባ ዘይትምልከተካ ሃገር ንኽትዛረብ እንዳተላሕጸጽካ ክትመጽእ ከለኻ፣ ጦብላቕ እዩ ዘስምየካ🤫። ኣነ ግን ብኣንጻሩ ርግጸኛ ኮይነ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣላትኒ ክብል ስለዝበቓዕኩ (ምናልባት ሎሚ ክልል እምበር ሃገር ዘይትጽዋዕ ክትህሉ ትኽእል ነይራ እያ)፣ ነዛ ዕለት ኣብ ዝሃለኹ ሃልየ፡ የቐንየልና ሰማእታትና እንዳበልኩ እንተኣብዓልክዋ፣ ንከም ብዓል ከማኹም ላንጋላንጋ ደስ ከምዘይብለኩም ፍሉጥ ነገር'ዩ...🤔
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda Жыл бұрын
@@wht3158 "ዓሻ ደሓን ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊእዎ ኣሎ" ኢዩ ናትኩኡም ነገር፥ ስድራ ኣለውኻ ዶ ኣብ ኤርትራ? ናጽነት ኣብ ዓደቦ አምበር ኣብ ጎዶቦ ኣይኮነነ ዝባዓል
@simi118
@simi118 Жыл бұрын
እንታይ እዩ ኩሉ ኤርትራዊ ድዮ ተጸሊሉ ትብል እሞ ለባማት ሰባት ከም በዓል ወዲ መምህር ትረክብ እሞ ኩሩብ ይፎክሰካ 🙏🏽
@Tiktokmezmurchristian
@Tiktokmezmurchristian Жыл бұрын
ናይ ልበይ ኢኻ ኣዊጺእካያ ጅግና ወዲ ኤረይ ❤🙌👏👏👏🔥 ናጽነተይ ይነብሮ'ምበር ኣይጽምብሎን'የ።
@natsnet6065
@natsnet6065 Жыл бұрын
Anabs Wala ane sk elu eyu zhermeni entay eyom zhasbu Abey koynom eyom natsnet kebelu natsnet siena mexina si natsnet elka dankira eway hrrrrrrrr elka sk
@biniamabraham4165
@biniamabraham4165 Жыл бұрын
At some point our youth have been called "the lost generation". Now, I have no doubt you proved it wrong. Thank you Daniel!
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
ቃዕ ብሰላም ተመለስካ ዳኒ ብሉጽ💎 ትርጉም ናጻነት •ሕግን ፍትሕን ሰብኣዊ መሰልን ኢዩ። •ካብ ሃገርካን ክትወጽእን ክትኣቱን ናጻ ኢዩ። •መንግስቲ ተሓታትነት ዘሎዎ ኢዩ። •ኣንጻር ጊላነት ምዕሳብን ኢዩ •ምልኣተ ሰላም ናይ ከባቢካ ኢዩ። •ኣስተርሒካ ምድቃስ ኢዩ። •ኣብ ድላይካ እምነት ምእማን ኢዮ። •ኣብ ሃገርካ ከም ድሌትካ ምንቅስቃስ ኢዩ። •ሃይማኖትካ መሰሉ ሕሉው ኢዩ። •ቃንቃካ መሰሉ ሕሉው ኢዩ። •መሰል ዜግነትካ ሕሉው ኢዩ። •መሰል ናይ ምዝራብ ምህላው ኢዩ። •ክትሰርሕ ማዕጾ ክፉት ኢዩ። •ክትመሃር ማዕጾ ክፉት ኢዩ። •ብዘይ ፍርሒ ምንባር ኢዩ። ነጻነት ዝንበር እንበር ዝጽንበል ኣይኮነን።
@sultansultan849
@sultansultan849 Жыл бұрын
absolutely true
@kibrettsegay1253
@kibrettsegay1253 Жыл бұрын
Eza eya trgum naxenet
@temesgenandebrhan4181
@temesgenandebrhan4181 Жыл бұрын
@@bf6kc ኣንቱም ሰባት ! እንታይ ዓይነት ሕማም ዲኹም ሓሚምኩም፧ በቃ ፍሉይ ሓሳብ ዘቐመጠስ ትግራዋይ ጥራይ። ንትግራይ ከየልዓልኩም ክትማጎቱ ግን ትኽእሉ ዶ ፧
@godisgood-e8t
@godisgood-e8t Жыл бұрын
​@@bf6kc ትግራወይቲ እወ ከምዚ ከማኪ ኣመንዝራ ህግደፍ ድኣ ከመይ ቢላ ከምዚ ገራ ክትጽሕፍ ደንቆሮ
@saliembiniam4194
@saliembiniam4194 Жыл бұрын
@@bf6kc ትግራወይቲ ትኹን ኤርትራዊት ሲ እቲ ሓሳባ ግን ቅኑዕ ኣሎ፡ ብዝዕባ እቲ ዝበለቶ ገዲፍክስ ጥር ኢልኪ ትግራወይቲ ትብሊ
@yosieftesfazgi1706
@yosieftesfazgi1706 Жыл бұрын
ካባኹም ኢዩ ተስፋ እዛ ሃገር ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሓሳብ ❤️❤️❤️❤️❤️
@kingalola2006
@kingalola2006 Жыл бұрын
I wish all Eritrean to be wise like you ❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Жыл бұрын
ከምዚ አይነት ደንቆሮ ንኤርትራ አይድሊያን ኢዬ ግን ናይ ኤርትራ ደንቆሮ ንትግራዎይ ምሁር ኢዬ ።ብከሙ ከአ ሰልጠነ ብ 1000 ብር ሙሉ ትግራይ ሆሆ አቢልዎ😂😂😂
@kingalola2006
@kingalola2006 Жыл бұрын
@@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Atum teraweti daki sharmuta kemakatkum zebale ewa kemeu mhur ayedliyekumn eu, Mknyatu kemKatkum zebale deki adgi Amhara ekum teragobti 🤣🤣🤣
@heruy8274
@heruy8274 Жыл бұрын
A majority of Eritreans will never be courageous enough to open their rotten mind to new and enlightened ways of thinking and ideas. Its better if a division was fostered between a patriotic, free thinking, forward looking citizens and the shameless regime supporters.
@Amber1919
@Amber1919 Жыл бұрын
he is not wise .
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Жыл бұрын
​​​​@@kingalola2006 አምሃራን ትግራይን ብቐንቛ ብባህሊ ብመልክእ ብደም በሽም ከይተረፉ ጌታቸዉ አበበ አሰፉ አሸብር .... etc ሃደ ኢኩም ዋላ እቲ ተጋሩኛ ቛንቛ 90 % አምሃርኛ ኢዬ 😂😂😂ናይ ደርጊ 50 % አብ ስለያ አብ ዉትህድርና ዝነበሩ ተጋሩ አዝማድካ ኢዬም 😂😂😂 ሰልጠነ ብ 1000 ቅርሺ ሆሆ ዘብለኩም ።።አርማ ድንቁርና ኢኩም ።።።አብዚ ስቅ ኢልካ ትግርኛ ተመሃር ።።አብዚ መጺካ ላዉዚ ሃዚ ብስሩ አይተበለልና😂😂😂😅
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 Жыл бұрын
I’m so proud you are the most intelligent young man. Thank you. God bless you.🙏🙏🙏
@ኤልያናቲቪይኩንምርጫኩም
@ኤልያናቲቪይኩንምርጫኩም Жыл бұрын
ቡሱል መንእሰይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤❤
@temesgenandebrhan4181
@temesgenandebrhan4181 Жыл бұрын
ጽቡቕ ትንታነ ዳኒ። ካብታ ናይ ዓሚ ብዛዕባ ናይ ነጻነት ተንቲንካያ ዝነበርካ ምስ ሓሳባትካ ተጋራጫዊት ትንታነ ጽቡቕ ለውጢ ጌርካ መጺኻ። ዓሚ ኣገላልጻ ነጻነት ኣብ ክልተ ቪድዮታትካ ተጋራጭየናኻ ነይረን። ሕጂ ግን ካብታ ምግርጫው ዝወጻኻ ትመስል። እናዓበኻ ንበር ❤
@wht3158
@wht3158 Жыл бұрын
ንስኻ ኤርትራዊ ምዃንካ ስለዘይትኣምነሉ (ምኽንያቱ፡ ትኣምነሉ እንተትኸውን ብዓል ናጽነት ኣይተብዕሉ ክትብል ሕልናኻ ኣይመፍቀደልካን ነይሩ)፣ ብዛዕባ ዘይትምልከተካ ሃገር ንኽትዛረብ እንዳተላሕጸጽካ ክትመጽእ ከለኻ፣ ጦብላቕ እዩ ዘስምየካ🤫። ኣነ ግን ብኣንጻሩ ርግጸኛ ኮይነ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣላትኒ ክብል ስለዝበቓዕኩ (ምናልባት ሎሚ ክልል እምበር ሃገር ዘይትጽዋዕ ክትህሉ ትኽእል ነይራ እያ)፣ ነዛ ዕለት ኣብ ዝሃለኹ ሃልየ፡ የቐንየልና ሰማእታትና እንዳበልኩ እንተኣብዓልክዋ፣ ንከም ብዓል ከማኹም ላንጋላንጋ ደስ ከምዘይብለኩም ፍሉጥ ነገር'ዩ...🤔
@semereteweldebrhan6489
@semereteweldebrhan6489 Жыл бұрын
Wedi mehr Smart Young keep up good idea
@misghnaafewerki9327
@misghnaafewerki9327 Жыл бұрын
@ቓዛቲቪ
@ቓዛቲቪ Жыл бұрын
​@@wht3158 እዋይ ዛ ወዲ ኣብ ዝኣተኽዎ ሪፕለይ ትጸንሐኒ ሓንቲ ግዜ ጺሒፍካ ኮፒ ፔስት ጥራይ ትገብራ ኪድ እሞ ወላ ማዓልታዊ ማዓልቲ ናጽነት ኣብዕል
@nohnoh4127
@nohnoh4127 Жыл бұрын
​@@wht3158 ደነቆሮ ኢካ ከም ኩሎም ደገፍቲ ህግደፍ
@amonzway246
@amonzway246 Жыл бұрын
Wedi memhr: your outstanding presentation on today's topic was, as usual, insightful, and your ability to articulate complex ideas in a clear was truly impressive! Well said!
@fguu8879
@fguu8879 Жыл бұрын
ከመይ ዲኻ ናይ ልበይ ትረኽበኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ እየ ዘድንቀካ
@shamram6200
@shamram6200 Жыл бұрын
Fg 😊
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 Жыл бұрын
ወዲ መምህር" ኣብ ኣቃራርባ መደብካ ፍሉይ ኣድናቆት ኣለኒ "ግን ነቲ ክእለትካ ብኻልእ ኩርናዕ ተትጥምቶ ዝያዳ መደብካ ምጸበቀ ኩሉ ግዜ ኣብ ነቀፌታ ኮይኑ ❤ ጽቡቅ ኣቃራርባ መደብ
@semharadhanom3278
@semharadhanom3278 Жыл бұрын
እንቆዕ ብድሓን መጻካ ዳኒየ ኣይ ትጥፋኣና ካባካ ቡዙሕ ኢናንጽበ እግዚአብሔር ወትሩ ኣብዙርያካ ይኩን🙏
@bokarbokar6134
@bokarbokar6134 Жыл бұрын
Dani Kem lbey, mezenay! Simply I can say Wisdom and intellect at its best.
@heleng.6805
@heleng.6805 Жыл бұрын
Dani hawey proud of you . Bhaki Amlak zemen hiwetka ybarek .🙏🤩
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 Жыл бұрын
መንእሳያት ኢና ሞ ቅንዕናን ጭውናን ይሃልወና ጽብቅቲ ኣበሃህላ ያ ወዲ መምህር ዓቢ ሰብ 👍።
@merhawitmerhawit7920
@merhawitmerhawit7920 Жыл бұрын
ዕላማ ይሃልካ😢❤የጊዜ እንጂ የሰው ሓያል የለን 😢❤ጭንቀት ፍርሒ ኣሸንፍ😢❤ነፃነት ❤ሕሰብ ምረፅ ፃዓር ሕሰብ ኣሸሸንፍ
@tesfomtesfamarim2310
@tesfomtesfamarim2310 Жыл бұрын
I proud of you all time and beyond. You are the sniper of the TRUTH.
@amankrset3152
@amankrset3152 Жыл бұрын
መጸ መጸ ዳኒተይ ከም ማይ ጸሚእናዮ ኣገላልጻኻ ❤️❤️
@dianateklebrhan3272
@dianateklebrhan3272 Жыл бұрын
Speechless እየ ኣነ መስዋእቲ ኣቦታትና ኮንቱ🥲🥲
@TV-bd1je
@TV-bd1je Жыл бұрын
I have no words for you dear Daniel you are just more than Smart…..Keep forwarding and God blessed you
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
እንካዕ ብደሓን መፃእካ ወዲ መምህር ብሉፅ ናይ ዚ ንኡስ ወለዶ 💖🥰👌 ብሓቂ "ናፅነት" ትነብሮ እምበር ኣይትፅምብሎን!!💖👌
@lukaseyob1976
@lukaseyob1976 Жыл бұрын
You're the most intellectual person God bless you my young brother Daniel❤👍🙏 ትኣምን ሓው ዳንኤል ዓሰርተ ጊዜ እንዳ ደጋገምኩ ሰምኤካ ሕጂ'ውን ይሰምኣካ ኣለኹ ገሪሙኒ ከመይ ብሩኻት ዝተባረኹ ስድራ እዮም ወሊዶምኻ የዕብዮምኻ Amazing!!!
@tedrostesfalem3104
@tedrostesfalem3104 Жыл бұрын
Great and clear speech we proud of you dani❤
@ሰናይኣስገዶም
@ሰናይኣስገዶም Жыл бұрын
ዳነይ፡ ከምቲ ውድቐት ትንሳኤ'ሎ! ስለዚ ኣጆና❤❤❤
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
ወዲ መምህር ብሉፅ በዓል ሕልና ኣብሊፀ እየ ዝፈትወካ ❤️
@abelsolomon9520
@abelsolomon9520 Жыл бұрын
Sorry haftey msnay ይቅሬታ gual tigray aymlketekn eyu akedime sorry ele eye xerfi aydlyn eyu
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
@@abelsolomon9520 ችግር የብሉን እወ ጋል ትግራይ እየ ግዳስ ኣብ ኩሉ ዘረብኡ ክሰምዖ ከለኹ ኣነ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ስለዝኾነ እየ ድማ ከምኡ ኢለ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Жыл бұрын
አብ ኤርትራ እንታይ አለኩም ዝገርም ኢዬ
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq Жыл бұрын
@@abelsolomon9520 ንሳ እኮ የድንቀካ እያ ኢላቶ እምበር ኣብ ጉዳይ ኤረትራ ኣትያ ኣይጽሓፈትን ስለዚ ብውልቁ ከም ደስ ዝበላ ክትንእዶ መሰል ኣለዋ።
@lukaseyob1976
@lukaseyob1976 Жыл бұрын
ጓል ትግራይ ኩሕሎ ንሕና የሕዋትኪ ኤርትራውያን'ውን ንፈትወኪ እና❤👍🙏
@ንቕሓትዩሓይሊ
@ንቕሓትዩሓይሊ Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ መምህር💥💥
@yohannesabraham608
@yohannesabraham608 Жыл бұрын
Danny , Proud Eritrean citizen. I wish we have more of you brother. Proud of you.
@heruy8274
@heruy8274 Жыл бұрын
Eritrea is an Italian construct and it belong to the shifta regime and its degenerate supporting base. Be proud to be Habasa if you are going to be proud of your identity.
@amanueltekle4002
@amanueltekle4002 6 ай бұрын
Waww we have hope as Eritreans May God protect you Dani.
@peace-x9s
@peace-x9s Жыл бұрын
ቃላት ሐጺሪኒ ብምንታይ ከምዝገልጸኻ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ በዓል ዓቢ ተስፋ ኢኻ
@afomiatsegai9522
@afomiatsegai9522 Жыл бұрын
God bless you and your thoughts, you are brilliant!
@terhasamanuel1179
@terhasamanuel1179 Жыл бұрын
ቡልጽ አገላልጻ ።ተስፋ ዪገብር ኢዞም አብ ዘዮሎ ናጽነት ዝዘሉ ክርዱኡዎ።❤
@mikeberhane
@mikeberhane Жыл бұрын
Thank you for the excellent presentation.
@berieyemane3264
@berieyemane3264 Жыл бұрын
ከም በዓል ንስኻ ክርኢ ከለኹ እየ ተስፋይ ዝወስኽ❤
@Meley..tnbereley
@Meley..tnbereley Жыл бұрын
Absolutely you are right!, Am a proud of you
@frehayele5091
@frehayele5091 Жыл бұрын
መንእሰይ እኻ’ሞ ቅንዕናን ጭውነትን ይሃልኻ!!❤👌 መዘናይ ቡሉጽ
@dannyhd8301
@dannyhd8301 Жыл бұрын
Dani , I literally wrote around 60 percent of your script in my journal ... Nska meksen eka .
@semeretesfalem8189
@semeretesfalem8189 Жыл бұрын
ንስኻ ናትና ኢኻ በቃ፡ በሊሕ ፈታዊ ሓቂ ዳኒ❤።
@TesfazgiGebreegziabiher
@TesfazgiGebreegziabiher Жыл бұрын
Amazing! ናጽነት ትነብሮ እንበር ኣይትጽንብሎን።
@tigistirezene5391
@tigistirezene5391 Жыл бұрын
ናይብሓቂ አየ ዳኒ፡ በዛ ኣርአስቲ ክትመጻና ክጽበየካ ቀንየ😂❤❤
@jossawitalajawi6788
@jossawitalajawi6788 Жыл бұрын
Bro Dani I hope you read this great massage of mine...i started watching ur creative and idealistic videos since 2020... Matter of fact I subscribed ur channel before some months 😁 just waiting for some bitter facts and founded them...just tbh I like your game bro be example for this fearful moreover lack of intelligence plus knowledge generation.....jossy from Libya.... Peace upon us ☮️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Aaron_shishai5908
@Aaron_shishai5908 Жыл бұрын
Bless you Dani arkey ❤
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 Жыл бұрын
Wedey ብሉጽ ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@frefre2238
@frefre2238 Жыл бұрын
Very proud of you!
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 Жыл бұрын
Very true 100/100 thanks very much you so brilliant man ❤❤❤
@berhegoitom1464
@berhegoitom1464 Жыл бұрын
መግለጺ ዝኸውን ቃላት ስዒነልካ ❤
@Tig-Tube
@Tig-Tube Жыл бұрын
Thanks,the first breakout eritrean intelligents in media..thanks a lot
@DBlockniss
@DBlockniss Жыл бұрын
Ewaey... Halowlow
@World436
@World436 Жыл бұрын
@@DBlockniss hasad aytkun kemua ktkewun tsa’ar 😢
@DBlockniss
@DBlockniss Жыл бұрын
@@World436 mejemerta mes nebesekum teareku, dihriu mes kebabikum. Men iu kab men jelebem? 🎩
@salamawid7787
@salamawid7787 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ እዋይ ኩሉ መንእሰይ ኤረትራ ከማካ እንተትከውንስ ሐደ አይምተሰደደን ኒሩ
@melaketesfaselassie4593
@melaketesfaselassie4593 Жыл бұрын
ኣደ ወሊዳ ወዲ መምህር :ዕድመን ጥዕናን ኣምላኽ ይሃብካ
@robeltesfay8279
@robeltesfay8279 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳኒ ወዲ መምህር❤️❤️❤️😍😍😍
@Kamikaze269
@Kamikaze269 Жыл бұрын
Outstanding, as always.
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 Жыл бұрын
❤❤❤❤ ብር እንዳበልካ ተሓጎስ ዝወደይ ኣጆዃ ብዙሕ ተስፋ ዘለካ፡መንእሰይ ኢኻ ሞ ኣይትጥፋእ፡
@meronkidane9501
@meronkidane9501 Жыл бұрын
Well said dani🙌🏾 , u got the point 👏🏾
@KingMos10
@KingMos10 Жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ናጽነት ማለት ነዓ ጽነት ማለት እዩ ኮይኑ ዘሎ።Keep up the good work bro!!!
@simonbirhane7516
@simonbirhane7516 Жыл бұрын
የቀንየልና ዳኒ! ጹቡቅ መረዳእታ።
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 Жыл бұрын
ክትሓስቦ ዝከብድ ውድቀት ከምዝወደቅና ኢዩ ዘኢየካ ፖውውው ኣምላክ ምሕረት ይግበረልና
@sentayohuteka3509
@sentayohuteka3509 Жыл бұрын
ዳኒየ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
@elsagebremedhin3286
@elsagebremedhin3286 Жыл бұрын
ወዲ መምህረይ እንቆዕ ድሐን መጻእካ እንታይ እሞ ክንገብር ምሕረት የውርደልና መገድና የነጽሮ አምላክ
@saladcadceed7175
@saladcadceed7175 Жыл бұрын
Ata nskas kulu gzie mewedadrti albo. Ade welida tmken❤❤❤. You are extremely genius. Keep going👍👍👍. We are on your side🙏🙏
@ngstik2kahsu699
@ngstik2kahsu699 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ዓብይ ላባም በሳል መንእሰይ አብ ክልተና ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ከማካ ዓይነት ሰባት ያብዘሕልና።
@Welie417
@Welie417 Жыл бұрын
Wedi Memhr this is really amazing explaining about independence days, ❤
@MN-zv9gi
@MN-zv9gi Жыл бұрын
Proud of you 🎉
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 Жыл бұрын
ናትካ ብቕዓትን ትብዓትን መመሊሱ ይገርመንን የኹርዓንን !❤🎉❤🎉
@emahazionhaile4526
@emahazionhaile4526 Жыл бұрын
ኣንታ ዳንኤል ወደይ እስኪ ኣባታዊ ምኽሪ ክልግሰልኩም ምስ በዓል ደጀን ከሰተ እርግኣለም ፍስሃን ካልኦትን ገለ ጥርናፈ እንተ ትሓስቡሉ🙏🌹🌹🌹
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 Жыл бұрын
በጃ ኤርትራ ጋሕ በሉ።
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 Жыл бұрын
@@blueblueablueblue5904 ነዓኻ ወሲዱ ይተዓረቐና ኣታ መኽኑድ!!
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 Жыл бұрын
​@@blueblueablueblue5904ንዓኻን ንስድራኻን ቅድም😂😂😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ኣዝዩ ጠቃሚ ምኽሪ❤❤❤❤
@lwambeyene5050
@lwambeyene5050 Жыл бұрын
Nay 2023 zbeletsen bsuln menesey eka neay💯% perfect👌👌👌
@frez984
@frez984 Жыл бұрын
እነካዕ ብደሓን መጻእካ ብሓቂ ጠፊእካ❤
@SamiHabte-w7v
@SamiHabte-w7v Жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ኣብ ዕቤት ወለዶና ዓቢ ለውጢ ከተምጽእ ትኽእል መንእሰይ ኢካ፡ በጃካ ዓቲብካ ስርሓሉ please. እዚ ክብለካ ብብቕዓትካ ሰለ ዝተኣማመንኩ ኢየ❤❤❤❤
@ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ
@ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ Жыл бұрын
ቀጽል ወዲ ሃገር ዳኒ ጅግና፡ ኵልና ኸኣ ካብ ዘለናዮ Selfishness ወጺና፡ ነጻ ኾይና ሓሳብና ከነካፍል ከማኻ የማስለና!
@samharmulugeta6087
@samharmulugeta6087 Жыл бұрын
Dani muhur nay muhuran belih seb we proud of you bro❤❤❤❤❤👍🙏.
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 Жыл бұрын
ናጽነተይ ይነብሮ እምበር ኣይጽንቡሎን'የ 👌🏽🤩 well said wedi memihr jigna
@wht3158
@wht3158 Жыл бұрын
Wh@t 8 seconds ago ንስኻ ኤርትራዊ ምዃንካ ስለዘይትኣምነሉ (ምኽንያቱ፡ ትኣምነሉ እንተትኸውን ብዓል ናጽነት ኣይተብዕሉ ክትብል ሕልናኻ ኣይመፍቀደልካን ነይሩ)፣ ብዛዕባ ዘይትምልከተካ ሃገር ንኽትዛረብ እንዳተላሕጸጽካ ክትመጽእ ከለኻ፣ ጦብላቕ እዩ ዘስምየካ🤫። ኣነ ግን ብኣንጻሩ ርግጸኛ ኮይነ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣላትኒ ክብል ስለዝበቓዕኩ (ምናልባት ሎሚ ክልል እምበር ሃገር ዘይትጽዋዕ ክትህሉ ትኽእል ነይራ እያ)፣ ነዛ ዕለት ኣብ ዝሃለኹ ሃልየ፡ የቐንየልና ሰማእታትና እንዳበልኩ እንተኣብዓልክዋ፣ ንከም ብዓል ከማኹም ላንጋላንጋ ደስ ከምዘይብለኩም ፍሉጥ ነገር'ዩ...🤔
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 Жыл бұрын
@@wht3158 ሼንካ ደቅስ
@rezeneberhe818
@rezeneberhe818 Жыл бұрын
Thank you brother
@YG-hn3ji
@YG-hn3ji Жыл бұрын
መጀመርታ ሰላም እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን ወዲ መምህር ሓወይ ብዙሕ ጽቡቅ ሰሚዐልካ ግን ሓደ ክሰግሮ ዝከበደኒ ነገር "ንሓንቲ ድምያና ትብሃል ግብጻዊት ሰበይቲ ገዳም ክሰርሑላ" ዝበልካያ ግን ኣብ ልዕሊ ቅዱሳን ንዕቀት ዝተመልአ ቃል ኮይኑ ተሰሚዑኒ። መጀምርያ ግብጻዊት፡ ንሓንቲ ድምያቲ ትብሃል ሰበይቲ ዝብል ገዲፍካ ቅድስት ድምያና ምባል የድሊ። ኣነ ቅዱስ እየ ንስኩም ድማ ቅዱሳን ኩኑ ይብል እግዚኣብሔር 1ይ ጰጥ 1፥15 ቅዱሳን ኩኑ ተባሁሎም ቅዱሳን ንዝኮኑ ቅዱሳን ምባል ግዲ እዩ። ካልኣይ ካኣ ገዳም ክሰርሑላ ዝበልካዮ እግዚኣብሔር ከምዚ ይብል ዘጻት 25-8 ኣነ ኣብ ማእከልኩም ክኸውን ቤት መቅደስ ... ካኣቱ ይብል እዚ ድማ ኣነ ኣብ ማእከልኩ ክነብር ቤት መቅደስ ስርሑለይ ... ስለዚ እቲ ገዳም ብስም ቅድስት ድምያና ይጸዋዕ እንበር እቲ እግዚኣብሔር ኣብ ማእከልና ዝኮነሉ ናይ ኣምላክ ቤት እዩ እዚኣ ባዕሉ ዝኣዘዞ እዩ። ስለዚ ከምቲ ነቦና ኣብርሃን ዝበሎ እቶም ዝባረኩካ ክባርኮም እየ እቶም ዝረገሙካ ካኣ ክረግሞም እየ ዝበሎ መርገምና ከይዓዝዝ ኣብ ልዕሊ ቅዱሳን ደቁ ምቅላል ዝመስል ቃል ኣይነውጽእ ሓደራ እቶም የሕዋትና ድማ ኣብዚ ዝገበርዎ ጽቡቅ ክምጎሱ ኣብ ካልእ ሕማቅ ድማ ክንቀፉ እንበር ሃይማኖታዊ ስነምግባሮም ናይ ቁማር ክትብል ድፍረትካ ምቅናስ ዘድልዮ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ነቲ ፖሎትካ ምስ ሃይማኖት ኣይንሓዋውስ ናይ መጠቃለሊ ነቶም ኣብዚ ሰናይ ዕዮ ዝጎየዩ ኩሎም ስነጥበበኛታትን ኩሉ ኣማኒ ህዝብን እግዚብሔር ከምዚ ይብለኩም ኣሎ።ዕብ6፡ 9-10 ኣቱም ፍቁራተይ፡ ኣምላኽ ነቲ ነቶም ቅዱሳን ዘገልገልኩምዎምን እተገልግልዎም ዘሎኹምን ግብርኹም ንስሙውን ዝገበርኩምዎ ፍቕርኹም ዚርስዕ ገፋዒ ኣይኰነን ,,,, ስለዚ ንቅዱሳን ኢልና ዘበርከትናዮ ዘገልገልናዮ ዝርስዖ ገፋዒ ኣምላክ ኣይኮነን።እሞ ኣጆኩም ይብል።
@peacefortheworld2101
@peacefortheworld2101 Жыл бұрын
Who is dimyana ሰሚዐያ ኣይፈልጥን
@World436
@World436 Жыл бұрын
@@peacefortheworld2101 😂 gbtsawit sebeyti eya sakt Halewulewu Eyu zbl Zelo
@saraokubit7979
@saraokubit7979 Жыл бұрын
ኣምላክ ይባርኽካ ዳኒቱ
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 Жыл бұрын
ሓደ ከማኻ ይኣኽላ ዩ ንኤርትራ እግዚኣብሄር መመሊሱ ይባርኽካ ጅግና
@philiamare1958
@philiamare1958 Жыл бұрын
ክቡር ሓውና ኣብ ሃገርና ናጽነት ከም ዘየለን ንፈልጥ that's why ናብ ስደት ፋሕ ፋሕ ኢልና ኣለና ፡24 ግንቦት ግን ካብ ኢድ ጸላኣትና ዝወጸልና ማዓልቲ ኢያ፡ኣቦታትና ንዛ ማዓልቲ ንልዕሊ 30 ዓመት ኢዮም፡ተጸቢሞ ,,,,,, ግድን ኢዩ ክንክብራ ንኩሉ ግዜ,፡ ኣንቆዕ ናብ መበል 32 ዓመት ምራክብ ናጽነት ኣብጽሕና ደቂ ዓደይይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@wedibahta2720
@wedibahta2720 Жыл бұрын
ብሉጽ ሰብ ዳኒ ወዲ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤💚💙💛
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
Thank you wedi memhr Daniel kndishe
@AY-kt9sb
@AY-kt9sb Жыл бұрын
Wow 👏🏽👏🏽👏🏽 Couldn’t said it better 🤍
@Lifetime1987
@Lifetime1987 Жыл бұрын
I'm so proud of you and you are very genius young man
@tesfu87
@tesfu87 Жыл бұрын
ወዲ መምህር መግለጺ የብለይን 👍👍👍👍
@ruthh1755
@ruthh1755 Жыл бұрын
Perfectly said wedi memhir 👍💯👏💕
@stevegunner3230
@stevegunner3230 Жыл бұрын
Sometimes I feel embarrassed to have my roots from a country where luck of education and base level intelligence as to be able to know the difference between freedom and independence is the normal. Then some one like you comes along and feels me with hope and inspiration 🎉 well done my friend that was great 👍
@tedroszerazghi1234
@tedroszerazghi1234 Жыл бұрын
You are the best person for 2020 to 2023 smart and hero my best of life pice thanks dani ❤❤❤❤ you are for everything first too Smart keep going on 1000
@GalTigrayhaftiTdfmeley
@GalTigrayhaftiTdfmeley Жыл бұрын
ጅግና ሓወይ❤💛💙😍♥
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ Жыл бұрын
አብ ጉዳይ ኤርትራ ኢድኪ አኪብ ንባአስ ንጻላአ ኩላትና ኤርትራዉያን ኢና 😂😂
@sambrown8211
@sambrown8211 Жыл бұрын
❤❤❤auf die Punkt gebracht danke für dein Wort 😊
@mera5209
@mera5209 Жыл бұрын
17:20 kesab 17:40 that’s deep Dani ❤
@th-ef6me
@th-ef6me Жыл бұрын
ወዲ መምህር በዓል ረዚን ልቦና ምስ በልሒ አእምሮ የቀንየልና
@saymonamenay9716
@saymonamenay9716 Жыл бұрын
Respect with you bro 😍
@user-wg1ep7lo7f
@user-wg1ep7lo7f Жыл бұрын
ዳኒ ኩሉ ጽቡቅ ኣለካ ተቀቢለዮ ኣለኩ ግን እቶም ደገፍቲ ጥራሕ ዲዮም ተጋግዮም እቶም ተቃወምቲ ኸ ብዙሕ ጌጋ ኣሎ ኣፍልጦ የብሎምን ገሊኦም ወያነ ገሊኦም ደርጊ ኢዮም እንታይ ኢዩ እቲ ሽግር እቲ ህዝቢ ግራ ኣቲይዎ እኮ ኣብ ማእከል ጋሳ ከም ዝሰኣና ኣባጊዕ ኢዮም ኮይኖም ኣዲስ ኣበባ ዘለው ኤርትራውያን ከኣ ተሓዋዊስዎም ኢዩ ዘሎ ኣየናይ ቅኑዕ ምካና እዚኣ ኢያ መልእክተይ Tanks ዳኒ ቀጽሎ መልስካ ክጽበ ኢየ ኣብ መጻኢ ❤❤❤
@attraction200
@attraction200 Жыл бұрын
ጽቡቕ መብርሂ ዳኒ፡ መጀመርያ ምስ ሰማዕኩዋ ምስታ ቀዳመይቲ ቪድዮ ዝተጋራጨወት ኮይኑ ስለዝተሰምዓኒ ናብታ ቀዳመይቲ ቪድዮ ብምምላስ ክሰምዓ ወሲነ፡ ድሕሪ ብጥንቓቐ ምስማዕ ኩሉ ንጹር ምህላዉ ኣስተብህለ። እቲ ምድንጋር ናይ ሰማዒ ኣብ ምጽንባሉን ምኽባሩን ዘሎ ፍልልይ ይመስለኒ። ዝሓለፈት ቪድዮኻ ንብዙሕ ናይ ምርዳእ ጸገም ዘለዎ ሰብ ባንደራ ተጎልቢቡ ኣብ ዳሳት ህግደፍ ክዕንድር መንገዲ ዝኸፈተት ይመስለኒ እዚ ግን ናትካ ጸገም ኣይኮነን።
@henosdawit9271
@henosdawit9271 Жыл бұрын
Well explained young man, well explained
@MT25-f5o
@MT25-f5o Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻካ❤❤❤ ዳኒ
@yemanetube3217
@yemanetube3217 Жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃኻ መምህር ወዲ መምህር❤
ግብራዊ ተቓውሞ ፍረ ንኽርከቦ...
22:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 130 М.
ህየሳ ደርፊ 'ፕላኔት'
21:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 91 М.
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 5 МЛН
Thank you Santa
00:13
Nadir Show
Рет қаралды 50 МЛН
ስነ-ልቦና ገንዘብ | The Psychology of Money
28:54
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 91 М.
ህየሳ ደርፊ 'ኣሞረ'
20:59
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 59 М.
ብዛዕባ  ህዝባዊ ናዕብን ብርጌድ ንሓመዱን...
18:38
ህየሳ ደርፊ 'ናይ ድሓን ይግበሮ'
15:42
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 43 М.
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 5 МЛН