No video

ማሓዛ ሰበይተይ ኣፋቲሑ ምስ በዓልቲቤተይ ድማ ጀሚሩ

  Рет қаралды 121,758

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

7 ай бұрын

ማሓዛ ሰበይተይ ኣፋቲሑ ምስ በዓልቲቤተይ ድማ ጀሚሩ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josi...
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrtean#Tesfukifle#eritreaninterview

Пікірлер: 606
@Meronteklia-rm9mg
@Meronteklia-rm9mg 3 ай бұрын
ዛሓወይ ይቅሬታ ደኣ እንበር ወላ እቶም ዝተርፉ ደቅኻ ዲኤንኤ ግበር ክብለካ ምደለኹ ኣብዛ ዓለም ዘይግበር ነገር የለን ኣቅሊ ይሃብካ ኣጆካ ብሮ
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e 7 ай бұрын
እዋይ እተን ሓዳር ንደሊ ሓዳር ሓሪምና እዚአን ክኣ ኣብ ልዕሊ ሓዳረን ይዝምዋ ኣምላክ ብልቢ እዩ ዘፍቅረካ ንዓካ ኣብ ልዕሊኣ ዝኮነ ዘይ ምውሳንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓወይ ንዓኣ ክኣ ኣምላክ ልቦንኣ ይክፈተላ ንደቃ ክትዕቢ ብግቡእ ምእቲ🙏
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤
@wedififi
@wedififi 3 ай бұрын
Enki endo jbiti wey manjus knbl?😅 Aby adi aleki ?😊
@user-rs2im7bp2z
@user-rs2im7bp2z 7 ай бұрын
ሐዉና መድሀኒአለም ትዕግስቱ ይሀብካ ግን አብ ባእሲ ከለካ ቁዱስ ቁርባን ትቆርብ አለካ ከቢድ እዪ ቤልቲ ቤትካ ነ መድሃኔአለም ሉባና ይሀባ ተነሲሐ አብ ሐዳራ ይምለሳ አሜን ❤
@robielcom
@robielcom 7 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ብኣይኒ ምሕረትኻ ረኣየና እንበር ናትና ዛንታስ ይሕፍር እዩ ሓወይ ኣጆኻ ሓይሊ ኽህበኻ ፈጣሪ ክጽልየልኻ እየ 🙏❤️🙏
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 7 ай бұрын
ዘለናዬ ኣዝዩ ከቢድ ግዜ እዩ መዛኖይ ብዝተኻእለና ነቶም ፍረ ብርክና ክንብል ብይቅረታ ንንበር ብሓዳር እኮ እንተዘይኮነ ቆልዑ ግን ክዝኽትሙ የብሎምን🙏
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 7 ай бұрын
እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ 😢 ርሓቅ ኣብደይ ኣበሳኻ ከይትኣቱ እዚ ርኽሰት ዩ ርኽስቲ ። ብጣዕሚ ጀግና ኢኻ ኣቦ ደቅኻ ይግበርካ ሓይልኻ ምስ ፈጣሪኻ ኣበርትዓዮ ጽናዕ ።
@user-mf3jw5gb7t
@user-mf3jw5gb7t 6 ай бұрын
ክሊ ሱቅ በሊ ወያል
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 6 ай бұрын
በስመ አብ ወወልድ መንፈስ የቅዱስ አምላክ ክትክእሎ አፅኒዑካ እንተ ንሳ እሞ ቅዱስ ስግኡን ደሙን አብ ከምዚ ውድቀት እናሃለወት ፍፂም ዓብይ ውደቀት 😢
@tesfithaile5668
@tesfithaile5668 7 ай бұрын
ሓወይ ናተይ ናብቤትኣምላክ ብምልላስካ ኣምላክ ኣሕሊፉ ኣይሃበካን
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SamsomSemere
@SamsomSemere 7 ай бұрын
አብ ሰለስተ ማዓልቲ ድብሎ ደሎ ሹዑ ዳአ ኢዩ ተረዲኢዎ ኢንበር ቅድሚኡ ኢያ ትምንዝር ነይራ ዋላውን ኢቲ ህጻን ንኽንጸል ንኽጉዳእ ድገበረቶ ዊን ዊዲት ክህልዎ ይኽእል እዩ ኢንበር ኢዜአስ ቀደም ኢያ ጀሚራ ነይራ
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 7 ай бұрын
Yes
@Halamadr146
@Halamadr146 7 ай бұрын
Yes
@mnbaraydgemnu4994
@mnbaraydgemnu4994 7 ай бұрын
Yes
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 7 ай бұрын
Bkemey dea kemu tibl, tifelta dika konka
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 7 ай бұрын
ምሳኻ ኣለኹ።
@yordanostesfay2830
@yordanostesfay2830 7 ай бұрын
ብሓደ ክልተ ኣዋልድ ኩላትና ንልከም ኣለና በጃክን በስምኣብ በላ ዘን የሕዋተይ ❤🙏🙏
@user-zt7hk2cr8n
@user-zt7hk2cr8n 7 ай бұрын
ንሕና ነኣክን ኣይኮና ነተን ሸራሙጥ ዝኮና ኢና ነብሰን ኪሳብ ዝቀትል ንገብራ ኖካላት።
@user-zt7hk2cr8n
@user-zt7hk2cr8n 7 ай бұрын
ሰበይተይ ከማኡ ትግበር ኣንዶ ይመታትራ ኣለኩ ገሓቡ ዝኮንክን ረሰሓት😡😡😡😡
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 7 ай бұрын
​@@user-zt7hk2cr8n🤣🤣🦓ኣነ ከዓ ስባኣየይ ከምኣ ተገይሩ 👌ታሞ 🤣
@weredetesfagaber9944
@weredetesfagaber9944 6 ай бұрын
ዘሕፍር እዩ ኣጆካ በርትዕ ብዘይ ፈተና ጉዕዞ የለን ዝሓወይ ኣየ ኣወዳት ረኪበሞ ዘለዉ
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@zebibtesfay7954
@zebibtesfay7954 7 ай бұрын
Eway kolut rekibomo zelewu ab sdet 😢 zblae zkden kulu rekibom kelewu korirom fkri weledom siinom hanti zeyfeltu hxawnti iyom zedengxu😭😭😭😭
@user-er1ps6eb1y
@user-er1ps6eb1y 6 ай бұрын
Bravo enqae ayeshatetka smietka tekoxaxirka bmfllayka xbuk Abnet eyu hawey Amlak ybarkka egziabher msaka ykun ❤
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@Noob-mo4jk
@Noob-mo4jk 6 ай бұрын
ኣምላክ ያሓገዝኻ ዛሓወይ ኣጀኻ ትባዕ
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤
@esromyosief6376
@esromyosief6376 7 ай бұрын
ኣነ ሓደ ነገር ክነግረካ ምስ ደቅኻ ዲኤን ኤን ግበር ክንደይ ሰባት ኣለዉ ዘይ ደቆም ኮይኖም ዝጸንሕዎም
@lwamhailemariyam8048
@lwamhailemariyam8048 7 ай бұрын
Eway ata amlak aboy kamu kea alo yekdano bal ufff 😮😢
@teklemariamokubit4135
@teklemariamokubit4135 7 ай бұрын
ብጣዕሚይ ሕማቅ ስማ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ከምዚይ ዓይነት ክፈኣት ይሰውረና፡ ኣብዚ ግን ናሃተይ ርኢቶ ኣለኒ ፡ እታ ጽሕፈት ረኪበያ ዝበላ ዝሓውና ፡ እቲወዲይ ጺሒፍዋ ከይከውን ፡ነዓቶም ንምበኣስ ንምፍልላይ ተጠቂምላ ከይከውን እሞ በዚመገዲ ተዓወትሎም ከይከውን፡ ንሳደኣሞ ንምንታይ ኢላቶ ኢያ ክትጽሕፎ፡ ሰለዚ ደጊሙ ክሓስበሉ ኣለዎ ፡ ነዚ ነገርእዚ ብክልተ ጎኒ ክምርምሮ ኣለዎ፡ ብተንኮል ተጣቢቡ የሽክዖ ከይህሉ ንዚሓውና ፡ ካብሓዳሩ ከይፈላልዮ ፡ንሳ ጽሒፋቶ ኢዩ ዝብል ዘሎ፡ ምናልባት እቲይ ወዲ ጺሕፋ ይፈላልዮም ከይህሉ ፡ ነዚይ ሓውና ሓብርዎ ።
@ola1707
@ola1707 7 ай бұрын
Nay bhaqi may be ezia gual gele shigir keyhilwa amlak misiu yikun
@eliaskeleta1342
@eliaskeleta1342 7 ай бұрын
መስጣ ናይቶም ቆልዑ ይብጻሕኩም ዘይሓላፍተዉያን ሰባት
@GurumOkubai-iw3hl
@GurumOkubai-iw3hl 4 ай бұрын
ኣጸቢቀ እፈልጣ እየ ብሓንሳብ ስለዝነበርና ኣዝያ ስዲ ሕልና ኣልቦ ምስልይቲ እያ።እዚ ወዲ ምስኪን እዩ ከምዛ ዝብላ ዘሎ ዓይነት ሰብ እዩ።
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዝገርም እዩ ድኽመትና ብዙሕ እዩ!!!
@divoramedia
@divoramedia 7 ай бұрын
ፖው እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ጥራይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏
@meditationminutes985
@meditationminutes985 3 ай бұрын
Eway Gize Miskeen hawey🥹
@yordamahari3423
@yordamahari3423 7 ай бұрын
ወይ ጉድ ኣነ ዝገረመኒ ስጋወደሙ ናወሰደት በቃ ኣይካኣልኩን ቆራቢት ሰጋዲት ወይ ኣምላኸይ እንታይ ኢና ክንሰምዕ ብምሕረትካ ረኣየና ጎይታ
@wedinohwedinoh3257
@wedinohwedinoh3257 7 ай бұрын
ዝገርም እዩ 😢 በቃ ጥልመት ሰብ ምንዓቅ ንቡር ኮይኑ ማለት ድዩ 🥹🥹
@kidanetesfalem4062
@kidanetesfalem4062 7 ай бұрын
ዘሕዝን ታሪኽ ግንከአ ልቦናን ሓልዮትን ማዕረ ክንደይ ዋጋ ይሓትትን ካብዚ እንመሃሮ ብዙሕ እዩ አምላኽ እዞም ህጻናት ባዕሉ ይአብዶም ነዓኻ እውን ትምነዮ ይፍጠረልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@senaitbereket9530
@senaitbereket9530 7 ай бұрын
አነ ዝገረመኒ አብዚ መጽዮም ጉዶምን ሚስጥሮምን ዝዛረብ ንምንታይ እዩ ሰብ ክምሀረሉ ከይንብል ሰብ ነዚ ሰሚኡ ሃዳር ከይገብር ብፍርሂ ክሽቁረር እንተዘይኮይኑ ካልእ ንአይ ጥቅሙ አይተርአየንን እዞም አብዚ ዝመጹውን ዘይበሰሉ ጥረ ኮይኖም እዮም ዝስሙእኒ አብዚ መጽዮም ጆሲ ተምጽአሉም ዋላ ሃደ ፍታህ የለን እንትርፍ ህርቃኖም አውጽዮም ጸሎሎ ለክዮም ንምካድ እንተዘይኮይኖም ምክንያቱም አብ ሃዳር ብዙ ሽግር ከጋጥም ይክእል እዩ ናይ እግዛብሄር ቃል ግን ከምዚ ይብለና ሃደ ሰብ እንተ በደለካ ኮፍ አቢልካ አዛርቦ እንተዘይሰምአካ ክልተ ሰለስተ ሽማግለ ጸውኢካ አዛርቦ ንእኦም እንተዘይሰምኦም ንሳቶም ንምሃበር የህሊፎም ይሃብዋ እታ ማህበር ትምአዶ ነታ መሀበር እንተዘይ ሰምአ እታ ማህበር ብኩሉ ዉጉዝ ትግበሮ ይብል አብዚ ጊዜ እዚ ካአኒ እንተ ተበዲሉ ቤትፍረዲ ከይዱ ክጠርእ ይክእል እዩ አብዚ ሰብ ዝመጽእ ንምክፍእን ንምጽላምን ተዘይ ኮይኑ ንምጽባቅ አብዚ አይምጻእን
@user-lo5vt5gd4j
@user-lo5vt5gd4j 7 ай бұрын
ንኣመንዝራ ኣብማስሜዳ ኣይኮኖን ካልእ ይግባኣ ኖውሪ ዘይኖውርን ክትፈልጣ ዘይትክላ ሾሮማጥ
@afomiatsegay4399
@afomiatsegay4399 7 ай бұрын
ይገርም ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ እኮ ኣብ ማስሜዳ ወጺካ ቡዙሕን ወሑዱን ናይ ዝተዛረብካ ዘይኮነስ ከምቲ ዝብሎ ቆሮብቲ እንተ ኮይኖምስ ን ኣባት ነብሶም ዘይነግርዎ ።
@TheAnedo
@TheAnedo 4 ай бұрын
teqatilom ente zikonu ke?
@amlesetsemera5174
@amlesetsemera5174 7 ай бұрын
Selam zehaweyi geta yehagzka abet ❤libna ajeka jegna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Inevergiveup1992
@Inevergiveup1992 7 ай бұрын
እዋይ ዘይደለየ ይረኽቦ እሞ ኽኣ ዝቆርብ ዝሰግድ መንእሰይ በሰምኣም ንስኻ ብነብሱ ሙሩቅ ኢኻ ብሰላም ምርሓቅካ ኣብነት ቡዝሓት መንእሰያት ኢኻ እግዛቢሄር ምሳኻ ይኹን
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@eritrea8133
@eritrea8133 7 ай бұрын
ክህብካ ይክእሉ እዮም ንስካ ጣራይ ርከርድ ግበሮ እቲ ኩሉ ግዜ ዝበክይዎ እንደገና ንቶም ጎረቢት እንታይ ከምዚኮኑ ንገሮም ክህብካ ይክእሉ እዮም ደቅካ ጠርናፍ ጥራይ ኣጆካ
@edengebremeskel6191
@edengebremeskel6191 7 ай бұрын
God bless You Jose
@shewithabeshawit6721
@shewithabeshawit6721 7 ай бұрын
Btami zdnek akli, bselam mwtsue God bless him
@samuelteame7210
@samuelteame7210 7 ай бұрын
Fetary Kuku Alem Lebam Sebeyti fitereley 🙏🙏🙏🙏
@smartcityfool
@smartcityfool 7 ай бұрын
ንወረቐት ኢለን ዝምርዓዋ ምልላይ። ሰብኡት ዊን ዓቕሙ ዘይኮነት ወረቐት ስለዘለዎ ጥራይ ሕራይ ከብላ እንከሎ፣ ኣትያ ምስተረጋገኤት እንታይ ከምትገብር ፍሉጥ እዩ።
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 7 ай бұрын
በስማኣም ካብዚ ማሓረና😢😢
@michaelberihu3286
@michaelberihu3286 7 ай бұрын
እቶም ዝተረፉ ደቂካ ዲኤን ኤን ግበር
@FkroyKidane
@FkroyKidane 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እዚ ሓዉና ነዛ ናትካ ሪኢቶ ከንብባ ተስፋ ይገብር 100% ይሰማማዕ እየ ምስ ሪኢቶኻ።
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 7 ай бұрын
Xbuk aleka hawey DNA agedasi eyu
@pearlredsea8057
@pearlredsea8057 7 ай бұрын
ቆልዑ ዝረክብዎ ዘለዉ ኣብዚ ረሳሕ ስደት😢😢
@peace2386
@peace2386 7 ай бұрын
ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ክትፈርድ ይኸብድ እኳ እንተኾነ! ካብ ስሚዒት ወጺኻ ጉዳይካ ብደቂቕ ክትከታተሎ ኣምላኽ ምሉእ ሓይሊ ይሃብካ ሓወይ። እቲ ዝገርም ምንባር ስኢኖም ምንባር ዝኸልኡ እሞ ድማ ሃደቂ ሃገርካ ኣብ ስደት ክገጥመካ ከቢድ እዩ እቲ ሕልና እምነትን ዘይብሉ ሰብ ግን ወትሩ ክህሉ እዩ። ከምዚ ንስኻ ዝወጻኻዮ ወይ ኣኽእሎ ዝሃበካ ኣብ ግዜ ፈተናና ክንሓልፍ ኣምላኽ ይሓግዘና ። ሓደራ ግን ንነብስኻ ተቖጻጸሮ ዝደፋፍኡ ስራሕቲ ስለ ዝገጥሙኻ !! ሓዉኻ
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@Yonas.Ztekahde
@Yonas.Ztekahde 7 ай бұрын
Awalid eritrea Abiden Genzeb Haymanoten Koynu Balegetat😢😢😢😢
@haisemshifa4347
@haisemshifa4347 7 ай бұрын
stay strong bro
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 7 ай бұрын
ዝሕዝን አዩ
@azebghebru2287
@azebghebru2287 7 ай бұрын
ዋይ ሕማቅ ገዘ ጆሲ ደሕሪ ቁርባን ሰገዳን ዙሙት
@user-vn1yd7bu6f
@user-vn1yd7bu6f 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ተገርም ሓዘና ሰለስተ ማዓልቲ ምስገበረ ናብ ምሽርማጥ ከይዳ።
@user-uc1pl8fu5c
@user-uc1pl8fu5c 7 ай бұрын
ኣቀዲማ ዝለመደቶ እያ እምበር ሓራስ ከላ ከምዚ ቅልጣፈ ንዝሮት ኣይምገበረትን ብዝኾነ ኣምላኽ ይሓግዝካ።
@tsegatekle814
@tsegatekle814 7 ай бұрын
Ane gen keblka zekal hawy eza haftna tana Xebuk zelo aymslenen habesha bezuh zeyrdana hemamt alo, hade teuy seb komu kegber aykaln u eti mesa zelo wedi gen betami hemak u😌 Ajoka Neska hawy🙏
@user-qe7ce8bb5h
@user-qe7ce8bb5h 7 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም እዚስ ምህሮና ኣይኹን ኣይ ብቑሉና ኣይግለትና ህውከት ዘረባ ሓደ ሰሚዕኳ ድማ ኣይትፍረድ
@robelmulugeta6945
@robelmulugeta6945 4 ай бұрын
Ezi wediii gn sebayyyy eyu Respect ❤️ niseaa kea forever ab himakkk hiweat kitnebirr eyeaa
@nigistifessahaye2404
@nigistifessahaye2404 7 ай бұрын
Betame Zednika Kamze Ayneti sabe Kamaka Yibezahi bezaiba Dekia Tihasibe
@edenbrhane8258
@edenbrhane8258 5 ай бұрын
Ewy qoleu zerekbewo zelewu mesakin
@user-ck8qu8cd8i
@user-ck8qu8cd8i 6 ай бұрын
Eway sebe kendy endnebe nedkna kenbelle messhaswety nebre allna. Eway good pray pray
@senaitbereket9530
@senaitbereket9530 7 ай бұрын
እስከ ሰባት ሃንቲ ህቶ ክሃተኩም ስለዘይፈልጦየ በጃኩም ትፈልጥዋ መልሱለይ ብዘይ ቃል ኪዳን ዝተአካከቡ ክቆርብ ይክእሉ ድዮም መልሲ ዝሀብኩምኒ ጎይታ ይባርኩም
@sawatube
@sawatube 7 ай бұрын
አብዚ ደገ ንርኢ አለና መቅራብ መጻወቲ ገሮሞ ዝገርም ጊዜ
@finaneyobfinaneyob9452
@finaneyobfinaneyob9452 7 ай бұрын
Ykelu ewe seb kgage ykel eyu hansab sle,ztegageye amlak beu ayferdekan eyu dawit kndey ansti nereno gn ka lbi amlak tebahilu yglex eyu mknyatu kab giegeu temahiru bet amlak khanx ka beqieu slezi ykal eyu mwdaq adamawi eyu wediqka zeymtnsae gn seytanawi eyu . Ztegagekwo baf qdusanu yarmeni ❤
@tesfaeyusnkey3091
@tesfaeyusnkey3091 7 ай бұрын
Ezi melsi kab abotat hatitka dika timlso zelekas weys aflito halika eyu mkinatu nbizuhi seb kegagi ykiel eyu ele sle zhasebiku eye ane kem zmesileni kiqerbu aykielun eyom mkinatu bkal kidan sele zeytemearawu bzey kal kidan mtiekikab kab zumut welahant zfelali yeblun tegage tekoyne ykireta gberuley ahiwatey
@SamSam-bu8xk
@SamSam-bu8xk 7 ай бұрын
Delewka tray yeabi awaldnas texeyken yen God blessed brother
@user-xt4wy7xe2b
@user-xt4wy7xe2b 6 ай бұрын
ስላም ሓወይ 😢
@fikir2101
@fikir2101 7 ай бұрын
😂😂😂Jossi kabey eika temxiom, Fetari selam yewurdelkum 🙏🙏🙏❤️❤️
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 7 ай бұрын
Ewy entay gezae bexehna 😢😢😢 mesakin qolute meskemzea adea keabyu
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤
@sabaequbayhaileselasie8354
@sabaequbayhaileselasie8354 7 ай бұрын
Btami kebid iwan ina Zelnajo nmen kem namno Men kem zamnena iko lomis Yerm iu❤❤❤❤🎉🎉🎉😊😊
@eru5343
@eru5343 7 ай бұрын
ሰላም ዘረባ ሓደ ሰሚዕና ኣይንፍረድ ቀዳምነት ሓራስ ናይ3ምዓልቲ ኮይና ናብ ዝሙት ክትከይድ ኣይትክእልን ከቢድ ኢዩ ብዙሕ ደም ይፈሰካ ክሳብ 2/3ሰሙን ቃንዛ ሕቆ ኣሎ ካልእ ናይ ሓቂ ዓርኪ እንተሒዛ እንታይ ኮይና ነብስካ ፈትሽ እንታይ ጎዲልዋ ከይዳ ወይ ውን ከምቲ ዘይትሓስቦ ውን ክከውን ይክእል ከም ኖርማል ሰብ ይቃራረቡ ይኮኑ ።ደቅካ ምክልካል ግን ቆልዑ ዝጉድኡ ተጋግያ
@AsterTeweldeTewelde
@AsterTeweldeTewelde 4 ай бұрын
Kem seb tkerbo eko sebeaya zeyfelto akayda ktkeyd yeblan æ, kaleay kea eti xihifato anbibwo "yefkreka eye" zbl entehalis ezi kalie neger eyu yegdas Egziabher Amlak nab lba ymlesa ⛪️🙏🌸
@user-lh4dx2os4o
@user-lh4dx2os4o 6 ай бұрын
i feel very sorry , egzbhere yhalwalka deqka they are the leader of next generation....
@HgggGhyy
@HgggGhyy 13 күн бұрын
❤❤❤
@tibleztesfamariam1680
@tibleztesfamariam1680 7 ай бұрын
❤❤❤Jossi ❤❤❤der best.
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 7 ай бұрын
Anebesa 🐅 enkae hemak wesane ayweseneka nebaela aytebel nezelealem ab taesa ketneber eya dero keman jemira tekewen
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ሐቅካ እወ ከምኡ ሰለዝለመደት እበር ምክንያት በቴጓል ሰንኪ ወይገለ ዝብሃል የለን አመለኛ ሰለዝኮነት እዩ አምላክ ገላጊሉካ አሎ ደቅካ ተገዲሰካ ሐልዋም ይግብአካ እዩ ደቅካ ወሰድ ንሰካ እዚአ አብርእሲ ሐደራ ገበነኛ እያ ክዳዉንታ ጠሪፍካ ክትሰጓ ነሩካ ሰዲ ደይከመዲታታ ደቅኒሰትዬ ሰነሰርዓት ግበራ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💪✊👊❤️👍✍️🙏አጆካ መድህንአለም ኢዱ አቢሩልካ ❤🎉🙏✍️👍❤️✊✊💪🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k 7 ай бұрын
Wey gud intay ena ba nikawn zelen awald ahiwatey😢😢😢
@lewhatkafluyyuamlakey2788
@lewhatkafluyyuamlakey2788 7 ай бұрын
Abzi sdet koleu zerkbwo zelewu shigr gelixka aywdaen yu 😢😢😢😢😢
@user-lo5vt5gd4j
@user-lo5vt5gd4j 7 ай бұрын
እቲ ቆልዓ ቶሪፋ ንሳ ክትሞውት ኖሪዋ ዞማዊት ብዕልግቲ መንነተን ምንዝርና ኮይኑ ናብ እንስሳትተቀይረን ካብቲ ኩቡር ሕጊእንዳባና ምስዎጻ
@user-mz8pk5mh4u
@user-mz8pk5mh4u 7 ай бұрын
amlak aboy bayni mhretka reayena
@saronyared2846
@saronyared2846 7 ай бұрын
Neti frezgi haftuya dewilkum tezarebyo nihawuki belwa
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 7 ай бұрын
ከምዚ ስለ ንርኢ ወይ ንሰምዕ ኢና ንSingle መሪጽና josi hawuna❤😢
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 7 ай бұрын
ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን ክንደይ ቱሑታት ኣለዋ ናይ ሐደ ወገን ሰሚዕና ኣይንፍረድ ወላ እዚ ዝወረዶ ኣዚዮ ዘጉህን ዟሓዝንን ተግባር እንተኾነ ጠንቅን ሳዕቢንን ኣይንፈልጦን ሐደ ወገን ስለ ዝዘረብ ዘሎ ! እሞ 🇪🇷 እንድሕር ካንካ ውለድ ኣጆኻ ልብኻ ኣንጺህካ ጥራይ እተዎ ብኸምዚኢታት ርእስኻ ኣይትምላኣዬ ብዙሕ ዘቅንኡኻ ጽቡቅ ናይ ጽቡቅ ሓዳር ሰለ ዘሎ ኣጆኻ ሓወይ 💚🙏🏼
@aziebhabte-selasie7329
@aziebhabte-selasie7329 7 ай бұрын
Rgum seythan eyou gonifwa thelo kab amlaka, kab begelbeta, kemu dma selamnaydeka betinula zelo kndeyenay keyselto. Nebat nebskum ngerela.
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 7 ай бұрын
Ezi gebari xeyki yetm aydersm mesakin koleu & father 😢
@degafiliverpooleye2681
@degafiliverpooleye2681 7 ай бұрын
Bezien da harirna endeina Eway rekibnayo zelna ajoka gen hawey Amlak meska yekun
@FkroyKidane
@FkroyKidane 7 ай бұрын
እዋይ ፈተነ ብሓቂ ነዛ ሓብትና እከይ ድያብሎስ ተጻዉትላ ኣገልጋሊ ሰይጣን ሓቁፋ ትሓድር ኣላ። እንተ ንስኻ እሞ ትዕግስት ከም እዮብ እፈጽመልካ ብሓቂ ሓደራኻ ሕጂ እዉን ከም ሓብትኻ ደሃያ ግበር መውደቂኣ ከይ ከፍእ ከም ድያብሎስ እዚ ፈተነ እዩ።
@ola1707
@ola1707 7 ай бұрын
Nay bhaqi ane win sheytan xbuq ayfitwelun eyu shih gziey eyu hadar seb zelo zebelashu
@SamsomSemere
@SamsomSemere 7 ай бұрын
ኢቲ ሰብ ደፋታሓኩም ደሎ ገለ ናይ ሩኹሳት ሲራሕ ደብተራ ክጥቀም ኢኽእል እዩ ኒኢትዮጲያ ኢኸይድ ነይሩ ሂወት አይነበሮን ኢንተኮይኑ ብመደብ አስሪሑ መጺኡ አሎ ፋሚሊ ይበታትን አሎ ዋላ ኢቲ ጥንሲ መኽዲኡዊን ኢደሰብ ክኸውን ኢኽእል እዩ ሂወት ደይብሉ ሰብ ዳአ ሕጂ ከመይ ገይሩ አንስቲ የውጽእ አሎ ገለነገርሲ አለዎ
@tmnittesfaldet2024
@tmnittesfaldet2024 7 ай бұрын
Kkewn yikiele u Srah Agannti nay Bahaki bshme yesus Srah xelmat yfres kab seb kalkidan
@maryamey99
@maryamey99 7 ай бұрын
Kgermeka ane wn komu hasibe ember kes bhaqi hade ekul amazazinu zehasb seb enda qorebe enda segede kemzi aygebrn eyu zegerm eyu 🤔🤔
@luwamnega6042
@luwamnega6042 7 ай бұрын
Kemu Ayinet Seb aykonen bAla do aykonetn tkedo zela wetitu do ywesda alou
@biniamgebremeskel5746
@biniamgebremeskel5746 7 ай бұрын
ዴን ኤ ግበር ደቅኻ ሙኻኖም😢
@futwisimon5846
@futwisimon5846 7 ай бұрын
ያኣ ናይ በሓቂ ፡ ኣዋልድ ኣይትእመኑ ይሕዋት ፡ብጣዕሚ ስድታት እየን ፡ኣነ በዓልቲ ሓዳር እየ ኢላ ክትዓጽዋ ኔርዋ፡ጋሓፋ ጥራሕ
@Nataniya22
@Nataniya22 7 ай бұрын
Kulen hade aykonen hade 2 eyen kemzi zebra.
@milisolihom9719
@milisolihom9719 7 ай бұрын
​@@Nataniya22dbezha eber komu zgebra zelewa gn eti mealten ayakelen zelo
@waw1593
@waw1593 7 ай бұрын
😢😢😢 yehzin
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤
@abessamaria4155
@abessamaria4155 7 ай бұрын
Zereba hade semena aynfred bejakum ❤🙏❤
@user-ds4to8qs2j
@user-ds4to8qs2j 7 ай бұрын
Nska wun nata tsegi tkewun
@timnittesfu2583
@timnittesfu2583 7 ай бұрын
Natey hasab wen kemu eyu zeytzarbo neger khlu eyu
@luwamnega6042
@luwamnega6042 7 ай бұрын
Frezgi zbehal nfelTo ina ab adis ala sebeytu
@tekakesete964
@tekakesete964 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@bettyboo7783
@bettyboo7783 7 ай бұрын
ወይ ግዜ ኣምላክ ብሀጥያትና ከይኮነስ ብኣምላክ ቸርነት ይቅረ ይበለና እንበር ስጋ ሀደሙ ወሲድካ ዶ ቀለለል ኣጇካ ተኣግስ ንደቅካ ህሰብ ፀሏት ኣይተቃርፅ
@haileandebrhan11
@haileandebrhan11 7 ай бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ ጹቡቅ ሓዳር ክገብር ድልየት ኣለኒ ሞ ከምዚ ክሰምዕ ምስ ጀመርኩ በይንኻ ምንባር መሪጸ
@delayselam7336
@delayselam7336 7 ай бұрын
Fetn dea edlka bnay seb edl aitmzeno tsbuk gber tsbuk hseb amlak ety tmneyo hadar khbeka eyu hlmi ferihka keidekeska aihdern
@maryameywehabitselamey7859
@maryameywehabitselamey7859 6 ай бұрын
me too 😢
@Lebamat_sdra
@Lebamat_sdra 6 ай бұрын
Btaemi zgerm like Sab gerelka aleku eza hawey eksamen gbereley abza natey (channel)
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 7 ай бұрын
DAN gber broyyy
@user-rm4tz8fz4d
@user-rm4tz8fz4d 7 ай бұрын
Eway hawey dhan agoka kemzy ngeri buzhi u zalo gen Amlke belu ny eda khba u nesika gen be Amlke xbuki hwetie keftrlka u balie kufie nwhie ay kyeden u agoka💔😭😍
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 7 ай бұрын
Tsfie hawey Mearey egziabher amlak edmen tienan yhabka naena ajeka egziabher amlak nay eda kitrekib eya ajeka
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 7 ай бұрын
Egzoooo Egzoooo Mehren korset 😢😢😢Eway hawey
@waw1593
@waw1593 7 ай бұрын
Ajoka hawey
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@MerhawitTesfai
@MerhawitTesfai 5 ай бұрын
Eway xegem rekibka hawey natey
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 7 ай бұрын
Mecham ezom akeshtyi nay eropa tebasu nebure feteh aytefateh kamayi yekoreb😢😢
@AmanuelMengisteab
@AmanuelMengisteab 2 ай бұрын
Wshma hiza bel. Zhawey
@regengg3267
@regengg3267 7 ай бұрын
እዚ ሰብ ኣቀድሙ ይረክባ ኔሩ ይከውን እቲ ተጎዱኡ ዝብሎ ዘሎ ውን ዘይናሃቱ ክከውን ተክእሎ ኣሎ ስለዚ ሕጂ ውን DAN ግበረሎም ደቅካ ብዘይቀልዓለም እዚ ናሃና ወሎዶ እምነትን ፍርሓተ ኣምላክ ዘይብሉ ኣዝዩ ዘሐፍር ወሎዶ
@Abuchisoli
@Abuchisoli 7 ай бұрын
Btaemi ysimaka amlak muhuretu ywrdelina
@user-ey5tt1zo3h
@user-ey5tt1zo3h 7 ай бұрын
ajoka nska sebay eka dekka gn bjaka halafnet wsed ❤
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 7 ай бұрын
ጆሲ ሓውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ኢዩ።ናይዞም ሰብ ጉዳይ ግን" ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ"ኢዩ ነገሩ።ነዚ ሓውና ድማ ኣጆኻ ሕርቃንካ ተቆጻጺርካ ሕጋዊ መፍትሒ ኣናዲ ምስቶም ቤተሰባ ተዘራረብ ስነ ልቦና ደቅኻ ከይጉድኡኻ ህድእ ኢልካ ሕጋዊ መንገዲ ተጠቀም ዝወረደካ ተቀቢልካ ምስ ዕድልካ ከይተማርር ካብ ንሳ ትርከበሉ ምርሓቅ ውን ይሕሸካ ኣመለኛ ኣመሉ ነይሓድግ እቲ ቆልዓ ተጎዲእዋ ዝበልካዮ ውን ሸለል ኢልካ ዝርአ ኣይኮን እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም ካብ ምዓስ ኢዮም ተቀራሪቦም ሕማም ከይልኩምኻ እስኻ ወዲ ብምዃንካ ኢዩ።እንበሪ ብከምኡ ንሓልፍ ደቂ ኣንስትዮ ብዙሓት ኢና ። ደቅና ኣዕቢና ክንዲ ሰብ ኮይኖም ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ። ኣጆኻ። ናብ ኣምላኽካ ቅረብ ኣዕሪኻ ።ኣብ ኣባት ነብስኹም ቀሪብካ ምኽሪ ርኸብ ኣጆኻ። ደቂ ቤተክርስቲያን ኢና እንዳበሉ ሕማቅ ዝሰርሑ እንድዒ የፍርሓካ🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@user-ju4mp2gn7m
@user-ju4mp2gn7m 6 ай бұрын
😢 mhzeniy gud dyu bey ajoka
@nebaygebresilsye2038
@nebaygebresilsye2038 7 ай бұрын
ብመጀመርያ እዝሓወይ ስለእቲ ልቦናኻን ትዕግስትኻን ከየመስጎንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልነ እንቶኾነ ናይግድን ዲኤን ኤን ክትገብሮሎም ኣልካ ምኽንያቱ ካብቀደም ልምዲ ዘለዋ እያ ትመስል
@samrawitfitzumwoldai49
@samrawitfitzumwoldai49 7 ай бұрын
Hawey natey 😢
@user-ql1je4dt7c
@user-ql1je4dt7c 7 ай бұрын
Ezgoe ezgoe ezgoe shermta deltea selzelewa betea amlkea eda kotobela 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fiomorichannel1311
@fiomorichannel1311 7 ай бұрын
Bejakum ahwatey wela aytsemameu bzaeba dekkum gn hsebu bselam tefelaleyu kab welidna hmak nzareb wey bhmak nfelale pls kab kulu koluet eyom zhseyu hadera😢
@drijitabrha5668
@drijitabrha5668 12 күн бұрын
😢🖤🙏
@biki201
@biki201 7 ай бұрын
Hei Josi telefonka sdedeley ane keman natey aleni
@merkebgaulertra966
@merkebgaulertra966 7 ай бұрын
ሰሰላም ጆሲ ከመይ ትኸውን ሰላም ድዩ ኣነ እንታይ እየ ክብል ደልየ ቀዳምነት ዘረባ ሓደ ሰሚዕና ክንፈርድ የብልናን :: ካልኣይ ናይ 6 ወርሒ ማለት እኮ ሓራስ እያ:: ኣብ ሳልስታ ርክብ ክህልዋ ኣይ ክእልን እዩ ስለዚ ገለ ዝተሓበኣና ነገር ኣሎ ::
@yordatv419
@yordatv419 7 ай бұрын
Omg pls mhret gberela tetaeise tbil tokoina egziabher zbareko lbi zeleka tmesil delika azyom eyom zfetwuka zmeslu ndekika kitbil mhret gber
@user-dd6bh7qc5c
@user-dd6bh7qc5c 7 ай бұрын
ዕድለኛ ኢካ ምክንያቱ ጋሓፍካ አንቃዕ ብንግሁኡ ከደትልካ ምክንያቱ ኣልዕል ኣቢላ ብሓሶት ምሳኻ ትቆርብ ትሰግድ ኔራ ስለዚ ኣብዛ ስደታ ሲንግል MoM ኮይና ከርተት የ ክትብል ስደት ንፈልጦ ኢና ነዚኣ ኣይኮነትን ንሲንግላት ውን ኣይኣከብናን ስቅ ኢላ ዳኣ ከርተት ትበል ከሲራትካ ያ።ጸወታዊ ርክብ ዳኣ ዋላ ኣድጊ አንድዩ ዝራከብ።ስለዚ አዚ ወዲ ውን ትጽውት ኣቢሉ ክከይድ ዩ ከምልማዱ ስለዚ ንስኻ ጥራይ ልብኻ ትርር በል ከይትመልሳ ዝዘመወት ግድን ክትፈትሓ ኣለካ።
ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ
28:50
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 58 М.
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 32 МЛН
Best Toilet Gadgets and #Hacks you must try!!💩💩
00:49
Poly Holy Yow
Рет қаралды 23 МЛН
ኣደይ ንሓወይ ካብ ዓርኪ'ቦይ ያ ወሊዳቶ
18:16
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 83 М.
ብናይ ሓሶት ሕጸ ገንዘበይ ወሲደንኦ
25:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 83 М.