Рет қаралды 25,724
Wushatena Media - ውሻጠና
ነባሪት ከተማ ዓድዋ ዝኾና ኣደይ ኪዳን ወልዱ " ኣቦይ እነይ ብቆልዓይ ስኢነ በይነይ ብፅፍረይ ዓብየ" ይብላ። ከም ሃገረን ንቡር ፈቲነን ዝወለደኦም ክልተ መናእሰይ ደቀን ዓርሶም ክኢሎም ንዐአን ከዕርፍወን እናተገበኦም ብሰንኪ ዘጋጠሞም ስነኣእምሮኣዊ ፀገም ትንፋሰን ክሳብ እትሞልቕ ይወቕዑወን። ከም ልማድና ፀገመን ተረዲእና ኣይዞኽን ንበለን።