መንእሰያት ኣብ ፖለቲካ ከመይ ንዕወት፧

  Рет қаралды 100,142

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 1 300
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 5 жыл бұрын
መርሓባ ዳንኤል ወደይ !! እንቋዕ ተወለድኩም ፖለቲካ ሃገርና ከትመርሕዎ ከተማእዝንዎን መሪሕ ተራኹም ክትጻወቱን ግዜ ናትኩም ኢዩ!!
@ናይታሪክተምሃሪትእየጓልተ
@ናይታሪክተምሃሪትእየጓልተ 5 жыл бұрын
ኣያኒ እዮብ ውፅኢት ናትኩም እዪም እዞም በላሕቲ ኣጋኣዝያን ብር ክትብሉ ትሓጎሱ ሃገር ሰባት አለውዋ
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 5 жыл бұрын
ባባ ኢዮብ መጀመርታ ናትካ ቀለ መጠየቅ ምስ ሰማዕኩ ንህግድፍ ፍእእ ኢለዮም፡ዕደመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ።
@habentemie5875
@habentemie5875 5 жыл бұрын
ናይ ቃለመጠይቕ ሊንክ እባ ስደድለይ
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 5 жыл бұрын
@@habentemie5875 ኣብ u tube Interveiw eyob bein (gojela )elka etew ሓለፍቲ ህግ ክትቀብጾም ኢካ ከምኡ ውን ናይ ተስፍይ ተምነዎ፡የማነ ተ/ ገርግሽ፡ተስፋምካኤል ቅሱን በብሽሞም ኣብ u tube search giber ተሲኢንካዮ ተመለስኒ።
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
@@selamnaybzih1373 ኣግኣዝያን ምባል ደኣ እታይ ኮዩኑ እዩ ዝገድፎ፡
@Jaki197
@Jaki197 5 жыл бұрын
ሓሳብኩም ልክዕ ከምዚ ናይ ዳኒ ዝኾንኩም ሰባት like ግበሩ ናተይ ዳርጋ ምስ ናቱ ተማም ጌሩ ተማሳሳሊ ኢዩ! ዳኒ ክብሪ ይሃብካ ዳርጋ ነዚ መንእሰይ ሓፍ ከተብሎ ትኽእል እንዳ ኣሙኻንኩ ብጹሞና ክካታተለካ እየ።
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 жыл бұрын
እንታይ ዓይነት መጽሓፍቲ ተንብብ ዓርኩ ፡ንፉዕ ኣቃራርባኻ ቀኒኤርልካ ብሓቂ ቁዱስ ቅንኢ
@kahsaygebreab9750
@kahsaygebreab9750 5 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂን ኣገዳስን ኢዩ ሓንቲ ግን ውልቀ ሰባት ጠቂስካ ኣይትጻረፍ ኢካ ምስ respect🙏
@sidetenamekerna2247
@sidetenamekerna2247 5 жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻካ ዳኒ ብትጽቢት ተረቢጸ ቀኒየ ሓሳባትካ ብጣዕሚ ንጹር ኣጋላልጻካ 100% ተስፋ ኣለዋ ዛ ሃገር።
@gunners5923
@gunners5923 5 жыл бұрын
ዳኒ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መሃሪ ኢዩ። ግን ጸርፊ ግደፍ
@kendan7420
@kendan7420 5 жыл бұрын
Ya xerfi gdef exactly
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 жыл бұрын
ንምንታይ እዪ ሰብ ዝዝንጥል ኣነ ን ሻውሽ ኣይቅበሎን እየ ግን ከምዚ ዝዝንጥሎ ዘሎ ጌርካ ን ሓደ እኩል ሰብ ክተናሽዎ ግቡእ ኣይኮነን
@sukitesfa2635
@sukitesfa2635 5 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ sorry deaber ezi mzntal wey xerfi akonen
@nevergiveupsami7323
@nevergiveupsami7323 5 жыл бұрын
Xbuq hasab u hawey natey gen eta xerfi gdefa
@miheretabmesalab9453
@miheretabmesalab9453 5 жыл бұрын
Suzi kidane Tesfaldet entay da yewedeso neru ! Kab beray zefeli yebelun enda belos xerefi aykonen!!! Suzi schm kelbi eu suzi tebahal kelbi neratena ab gezawetena kemzea teray tetebel keman mare kenday tehareqi feulut eu! Hiji gen buzh aytehreqi
@meyou6723
@meyou6723 5 жыл бұрын
💪 ማዓስ 'ዩ ዝመጽ ኢለስ ርብጽ ኢለ ቀንየ ተስፋ ይገብር ከም ዝሓለፈ ክኾውን።
@HM-ut7uo
@HM-ut7uo 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኾሪዐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ወዲኣፌ
@ወዲኣፌ 5 жыл бұрын
እዛ ሃገር ትስፋ'ለዋ ብሓቂ ኣበይ ዳኣ ትሓቢእኻ ኔርካ ወደይ ንብዙሕ መንእሰይ ሓሳባቱ ክትቅይርን ከተንቅሓናን ትኽል ኢኻ ዝብል እምነት ኣለኒ ኣነ ሶ ኣጆኻ በርትዕ ኣይትደንጉይ ጥራይ ድግም ድግም ኣብለና ካሎት ከምዚ ናትካ ጠቓሚ ስነ-ሓሳብ ዘለዎም ካኣ ክስዕቡኻ ተስፋ'ገብር።
@ወዲኣፌ
@ወዲኣፌ 5 жыл бұрын
@Asmara TV Show 🇪🇷👈
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 5 жыл бұрын
@Asmara TV Show ayteredean Daniel agazian .n agazian kmerha kmexie u
@ወዲኣፌ
@ወዲኣፌ 5 жыл бұрын
@@solomonpetros2523 እንታይ ስለ ዝበለ'ዩ ኣግኣዝያን ኮይኑ ? ማለት ኣረድኣኒ'ስከ እቲ ዘይተዋሕጠልካ ነገር፡ ኣነ ኩሉ Videoታቱ ጽቡቕ ጌረ ሰሚዐዮ'እየ ጌጋ ካኣ ዘለዎ ኮይኑ ኣይመስለንን።
@ammamha9306
@ammamha9306 5 жыл бұрын
Shewit Afewerki ከላእ ቀልጢፍና ኢና ሰብ ንኣምን ድሕሪ መጋረጃ ዘሎ ፍለጡ ኣይትትሃወኩ ኣይንጻረፍ ነንሓድሓድና ነስተውዕል ኣየናይ እዩ እቲ ቅኑዕ ::
@eritreakidane9068
@eritreakidane9068 5 жыл бұрын
Shewit ymhar neru
@hayleableake6873
@hayleableake6873 Жыл бұрын
Wedi Memhr Ambesa. Tek elu zkeyd ❤❤❤i Like You bro
@selig1882
@selig1882 5 жыл бұрын
I don't have enough words to describe u my lovely cousin : you're absolutely brilliant God be with you
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 5 жыл бұрын
Niski wien kemu eki
@selig1882
@selig1882 5 жыл бұрын
ተስፋ 'ዩ ስንቀይ thanks
@muleman9590
@muleman9590 4 жыл бұрын
በጣም ብዙ ትምርት ነው ያገኘሁት ።thanks
@bibinefa3374
@bibinefa3374 5 жыл бұрын
U’re best of the best my brother. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habenberhane1773
@habenberhane1773 5 жыл бұрын
ብርግጽ እንድሕሪ ነቂሕካ ንካላኦት ክተንቅሕ ድሊካ ዓቢ ሰብ ጸርፊ ገዲፍካ ንዑኡ ጌጋታቱ ብርዲኢት ምስ ተካፍሎ ኢዩ ።ብዝኮነ ጽቡቅ ሓሳብ ጸርፊ ኣውጺካ ።
@ወዲእንባየ
@ወዲእንባየ 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በዓል ብሉጽ ሓሳብ'ኻ። ሰስነልና 'ስኪ ንዕና ክጥዕመና። ኣይትጥፍኣና ከኣ 'ባ ሓያል ዝኾነ ዝነቓቕሕ ሓሳብ የድልየና 'ሎ።
@amanrobel4005
@amanrobel4005 3 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 5 жыл бұрын
I am always proud of you Dani the great. Keep grinding I got your back. The future leader of our country. Dani for president
@AmanuelZemichael
@AmanuelZemichael 5 жыл бұрын
ሰላም ዳኒኤል፣ ኣዝዩ ዝነኣድ ትሕዝቶታት ኣሎካ፣ ቀጽሎ። ኣብ ውልቀሰባት ዘተኮረ ጸርፊን ዘለፋን ግና፣ ብዝተኻእለ መጠን ክትውግዶ እምሕጸን።
@kflezionzerazion8876
@kflezionzerazion8876 5 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ኣምላኽ እስራኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!! ትምህርትኻ ቀጽል
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓያል መምህርን ተንታኒ ሓቅን ኢኻ ዳኒ ። ኣብ'ዚ ዘለናዮ ግዜ ክሳብ ሕጂ ከማኻ ዝበለ ኣይተፈጥረን ። ንመጀመርያ ንዓኻ ንሰምዕ ኣለና ቀጽሎ ፡ከማኻ ብዙሓት ይወለዱ።
@abrahamghebrihiwet9259
@abrahamghebrihiwet9259 5 жыл бұрын
አታ አንኮ ትሑስትኣ ከይርኣኹ like ዝህባ chanell በሊሕ ወዲ
@fiyoriafeworki8966
@fiyoriafeworki8966 5 жыл бұрын
Me too
@amanuelsiele7078
@amanuelsiele7078 5 жыл бұрын
Me to
@godislove9370
@godislove9370 5 жыл бұрын
Ich auch 😍💗
@kubromfutuwi301
@kubromfutuwi301 4 жыл бұрын
ካካካካካካክ
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 4 жыл бұрын
😈😱👎🥵😈😱👎🥵nze hsawe agzyan
@asefawwedi9530
@asefawwedi9530 5 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ቃላትካ መግለጺ ንቕሓትካ ዩ ስለዚ በርትዕ መምህር ወዲ መማህራን
@wallhiwetyesmalbevgr1565
@wallhiwetyesmalbevgr1565 5 жыл бұрын
ኣነስ መዋአለይ ነዞም ተቓወምቲ ሰመዕዮም አንደ ተሰፍ ቀረጸ ገደፈዮም አንደ ነረ ፡ሕጂ ዛ ሃገር ሰብ ረኪባ ኣጆካ ዳኒ ሓወይ ኣብ ጎንካ ኣለና ሕጂ ሰብ ረኪባ ኣላ ዛሃገር።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 5 жыл бұрын
wall hiwet yesmalbe Vgr dear buddy why are u give up on United people I have learn a lot of things
@habtommaheri5436
@habtommaheri5436 5 жыл бұрын
Ane kemaka eye Tesfa korixe eye nere ajoka
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 5 жыл бұрын
Habtom Maheri why tesfa tekorex Ezi kulu Sahara desert thska mexikas abe Europea tesfa tekorex
@habtommaheri5436
@habtommaheri5436 5 жыл бұрын
@@tesfitkubrom8730 no bro 20 amet iseyas traya zibulu Eritrea zeyebulu Shua ka tesfa mis geberina
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 5 жыл бұрын
Habtom Maheri abe kulu tesfa mekurax mar hemak hizbi Eritrea nbsu fetu Kiyaro
@yohannesberhe6306
@yohannesberhe6306 5 жыл бұрын
ብታዕሚ ደስ ዚቢል ኣገላሊጻ ሓንቲ ግን ጸርፊ ጊደፍ and thank you 🙏 ቀጺሎ
@hagosteklemariam6477
@hagosteklemariam6477 5 жыл бұрын
እንታይ ዝኮነ በርቂ ዳ ብሰማይ በሪቁ እዛ ሓግር እባ ሰብ ኣሊዋ ኣምላክ ዕድመ ሃብካ
@yonastekle6188
@yonastekle6188 4 жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ እንቓዕ ተፈጠርካ ዳኒ ሓወይ፣ የቐንየልና፣ ኣገዳሲ ሰብ ኢኻ ንዓይ ንስኻ፣ ዕበየልና ኣምላኽ ጥዕና ይሃብካ።
@ማቻይስመዓኒሎ
@ማቻይስመዓኒሎ 5 жыл бұрын
ኣነ ኣገላልጻኻ ደስስ ዩ ዝብለኒ! በጃኻ ባ ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ሰቒጥካ ደጋጊምካ ቪድዮ ግበር ? እንተ ኣምቢብካያ ላይክ ግበረይ Thanks
@filimoneyob9281
@filimoneyob9281 5 жыл бұрын
Nay bhaki xebuk hasab eu
@amangoitom111
@amangoitom111 5 жыл бұрын
Enkae teweledka dani anbesa jgna edmen tenan yhabka
@tediasli6423
@tediasli6423 5 жыл бұрын
ማቻ ይስመዓኒ‘ሎ Like ጌረልካ ኣለኹ::
@gunnersarsenalawiarsenal2298
@gunnersarsenalawiarsenal2298 5 жыл бұрын
Xbuq hasab u hasabka hawey gn bolotika wn ymrex u
@asmeranafikeyaane9513
@asmeranafikeyaane9513 5 жыл бұрын
የለኹምን ኩላትኩም ብዛዕባ ፖለቲካ ቁም ነገር ዳተዛረበስ ብዛዕባ ደርፊ ክክክክክክክክ
@hamrstv7783
@hamrstv7783 5 жыл бұрын
ዘረባ ናይ ዳኒ ምስ ነብስካ ዘዛረበካ ኣብዚ ብስም ዳኒ ንምትብባዕ ላይክ ኣቀምጥ ብምቅጻል ዳኒ ንዓካን ንፍልጠትካን ዕድመን ጥዕናን ይምነየለካ
@manuelrecinos944
@manuelrecinos944 5 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ምሳካ ኣለኩ ኩሉ መንእሰይ ምሳካ ኣሎ
@danielhaile7799
@danielhaile7799 5 жыл бұрын
Tanks pro ajoka
@wedigerye1893
@wedigerye1893 5 жыл бұрын
ዳኒ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስነ ሓሳብ ኣለካ መገዲ ዓወት ዲሊካ video ስራሕ እስከ መንእሰያት ከመይ ገርና ንሳማማዕ ብከመይ ብዛዕባ ሃገር ፍሉይ ስምዕት ንገብር How our young Eritrean make unity how could be with each other agreement how Eritrean people help together i hope you to make something you are very intelligent i wish you all the best GOD BLESS YOU🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nohnoh4127
@nohnoh4127 5 жыл бұрын
ኣይተደንጊይ ፕሊስ ዳኒ ፡ብዙሕ ዘዕምም ስራሕ ኢዩ ዘሎ ፡በዓል ጆኒ ፕላክን ኣረጋይን ዘብላሽውዎ ርእሲ ብዙሕ ኢዩ ዘሎ ።
@brhinsium437
@brhinsium437 5 жыл бұрын
Thanks more dani hawey! ኣነ ኣንፈት ናይቲ ፖለቲካ ኣጽኢኒ ካብቶም ፖለቲካ ክዛረቡ ዘይደልዩ ሰባት እየ ነይረ ። ምስ ከምዚ ናትካ ስነ ሓሳብ ዘለዎም ሰባት ግን. ... ጽቡቅ ነይሩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ሓወይ!!!
@ONELove-q6n
@ONELove-q6n 5 жыл бұрын
በሊሕ ከምካ መንእሰይ ኢዩ ዘድሌና ዘሎ ብስሉን ጽፉፉን ኣጋላልጻ ብሮ ቀጽሎ ኣይትጥፋኣና።
@habenokubai2478
@habenokubai2478 5 жыл бұрын
ናይ ሕማመይ ተስፋ ሃገር!!! ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ። ኣጆኻ ቀጽል ኣብ ጎድንኻ ኣሎና። ኣብ ኩሉ ስርሓትካ ኣምላኽ ኣቦታትና ይሓግዝካ።
@TesfabrhanMearo
@TesfabrhanMearo 5 жыл бұрын
ብሩኽ ኢኻ ንስኻ! ኣምላኽ ምስትውዓልካ ይባርኽ!
@Nhameduentertainment399
@Nhameduentertainment399 5 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ግን እታ ጸርፊ እንተትገድፋ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ብዝተረፈ ቀጽሎ ኣጆኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ።
@Adulis8376
@Adulis8376 5 жыл бұрын
god job danni bro to be srong😍👍💪💪 ! ተዓወት ጽቡቅ ስራሕ ቀጽለሉ ኢካ ክቡር ሓው ዳኒኤል !
@jhonfors6472
@jhonfors6472 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተስፋ ኣለኒ ኣብ ሊዕለካ ኣን በሳ ኣይብለካን ኢየ ግን ነብሪ ክትከውን ቀሪብካ ኣለካ ኣብ ዝሓጸረ ግዚ ኣንበሳ ክትባሃል ተስፋ ይገብር ሰላምን ፍቅሪ ይምነየልካ ወዲታ ሓላል መረት❤❤❤🇪🇷🇪🇷👈🙏
@dawitgere6235
@dawitgere6235 5 жыл бұрын
እዚ ቁሩቁስ ፖሎቲካ ናይ ዓድና ክትሰምዕ ከለኻ ሕልናኻ ዕርብ ይብለካ ሞ ከምዚኦም ከም በዓል ዳኒ ምስ ሰማዕካ ተስፋ ትጎስዕ ዎኣምላኽ ከምዚኦም ኣበርክተልና ብወገን ብዓሌትን ዘይኮነስ ብሓሳብ ክመርሑ ዝክእሉ ኣመን።
@Ibrahimsalh.
@Ibrahimsalh. 5 жыл бұрын
ንስካ ዲካ ደቭ ዓጋመ ሓቀይ?
@haniokbay3951
@haniokbay3951 3 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ዳኒ ወዲ መምህር ናይብሓቂ እዚ ናትካ መግለጺ ንኽሉ ኣብ ዓወት ዘለዎ መንገዲ እዩ ሓሳብካ ናይ ብሓ እሾኽ ብበልሓ
@haniking8765
@haniking8765 5 жыл бұрын
*እዚ ዘይተረዶ እንድሕር ኣልዩ ኮይኑ ብካልእ ቃንቃ ጥራይ እዩ ክድገመሉ ዘለዎ!!!! ንዓካ ግን ዳኒ ሓወይ ከድንቀካ ቃላት የብለይን👍🏻👍🏻👍🏻*
@anesinglawi7950
@anesinglawi7950 5 жыл бұрын
Henok Zerom kkkkkkkkkkkkk
@fanielgebrihiwet6277
@fanielgebrihiwet6277 5 жыл бұрын
ኣንታ ክንደይ ትበልሕ ፣ መሰታ ኻ ኢና ንሕናስ ኣይግድድን ብጣዕሚ ዝድነቕ ትሕዝቶ እዩ፡ በጃካ መረድእታካ ንጹር እዩ እተምጾም ሓሳባት እውን ፍልይ ዝበሉ እዮም ትምህርትካ መመሊስካ ኣዐዝዞ ሞ ፡ ኣብ ሰሙን ብውሕድ ክልተ ግዜ እትፈልጦ ከይበቀቕካ ከተፍለና እምሕጸን Thenk you so much ወዲ ኤረይ
@samueltk8718
@samueltk8718 5 жыл бұрын
ዳኒ ሉዙብ ሓሳብ፡ በርቂ ዝኾነ ኣገላልጻ ግን ምስዚ ቡሱልን ውሑሉልን ዝኾነ ኣረዳድኣኻን ኣጠቓቕማ ቃላትካን ጸርፊ እንተዘይ ሃለዎ ይምረጽ ካልእ ኣጆኻ ራእኻ ኣብቀረባ መዕለቢ ክህልዎ'ዩ።
@natnaelaynom1850
@natnaelaynom1850 5 жыл бұрын
ሕጂ ተስፋ ገይረ ተመስገንካ ፈታሪ 🙏🙏🙏🙏🙏 ኣጆኻ ሓወይ ከማኻ 4 ሰባት እኹላት ኢዮም
@eru2023
@eru2023 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ዘወደይ ቀጽሎ ንፍቅ ድማ ነብለካ ኣሎና።
@HappyLife-ng6lb
@HappyLife-ng6lb 5 жыл бұрын
ኣተሓሳስባካ ብጣዕሚ ፈትየዮ። ደስ ዝብል ሚዛናዊ ፖሎቲካዊ
@nohnoh4127
@nohnoh4127 5 жыл бұрын
ንምንታይ ኢየ ኣንባባይን ሰማዓይን ክንሰይን ብዙሕ ክንብብን ክስምዕን ዓቅሚ ዘውሕደኒ ኢለ እሓሰብ ነይረ፡ለካ ግን ዘንብብን ዘሰማዕን ሰለዘይረክብኩ ኢየ፡በል ከይተገረሙ ብዓቅሊ ጥራይ ዘይኮነ ብህንጡይነት ክልተ ግዜ ደጊመ ሰሚዐያ ።
@saimondaniel2848
@saimondaniel2848 5 жыл бұрын
Nay bhaki ane keman kemaka/ki eye
@mmcc3028
@mmcc3028 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቡሉጽ ዝኮነ ሓሳብ ዝዉንን መንእሰይ ዳኒ ንአርትራ 10 ከማኻ ቡቅዓት መንእሰይ የድልያ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@amanteklai6280
@amanteklai6280 5 жыл бұрын
ዕድሜካ ይንዋሕ ዛ ሓወይ።
@ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ
@ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ ኢኻ፡ ቀጽሎ ኸኣ ምኽንያቱ ካባኻ ብዙሕ ስለ ንማሃር፡
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
ክክክ ዳኒ ሓወይ ጅግና ናይ ብሓቂ ኣጋላልጻካ ዘደንቅ እዩ፡ እተ ዓወት ሎመዓቲ ከይተደረረ ከም ዝሓድር ፍሉጥ እዩ።ትድንጉየና ከኣ ኣለካ።
@solomunwoldu3994
@solomunwoldu3994 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አዛ ወደይ ።
@አንታይጉዳይኣለካካብህዝቢ
@አንታይጉዳይኣለካካብህዝቢ 5 жыл бұрын
ጸጋኻ የብዛሓዮ ቡሩኽ ሓው
@ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ
@ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ 5 жыл бұрын
ብመጀመርያ ዳኒ ሓወይ ምሉአ ጥዕና አብ ጉዕዘካ ስራሕካ ብምቅጻል በዚ ትህበና መግለጺ ብዙሕ ክማሃር ክኢለ አለኹ። ዳኒ ሓወይ ፍሉይ ተዉህቦ ዘለካ አዩ ዝመስል ዘሎ አሞ ቀጽሎ ነታ ነፍቅራ ሃገርና ሓቢርና ዓቢ ለዉጢ ከነምጽአ አብ ሃገርና ። ሓንቲ ነገር ድማ ስርዓት ዲክታቶር ምዉዳቁ አኹል አይኮነን ክኒኡ ክንሓስብን ክንበልሕን ብዙሕ ጻዕሪ ይሓተና ስለ ዘሎ ዳኒ ሓወይ ቀጽሎ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ።
@tedros8953
@tedros8953 5 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ እዩ ዳኒ ሓውና ኣጆና በብዘለናዮ።
@wwicxxcx805
@wwicxxcx805 5 жыл бұрын
ጅግና
@yonashabtomyonishow704
@yonashabtomyonishow704 5 жыл бұрын
ሓሳብካ ዝጽላእ ኣይኮንነን ጽቡቕ ዛዕባ እዩ ፡ ግን ሰብ እንዳ ዘንጠልካ ምዝራብ ክተወግዶ ይግባእ ። ንሰብ ጌጋኡ ብሜላ ምእራም እምበር ብጸርፊ ክትእርሞ ዝከኣል ኣይኮነን ።
@ሓዊሳሩ
@ሓዊሳሩ 5 жыл бұрын
ኣነ ደጋፊ ኢየ ብሓቂ ከምዚ ናትካ ሰብ እንትትበዝሑ ኩላትና ኣብ ሓደ ማኣዲ ምዓሰልና
@lewamamare4985
@lewamamare4985 5 жыл бұрын
Ajoka tesfa alni kemhyse ze weldo
@esiabu8665
@esiabu8665 5 жыл бұрын
Always from special one has a unique idea,you are unique person proud you wedi eri.
@erena-africa5909
@erena-africa5909 5 жыл бұрын
Wow you're so amazing I love the way you explain Loud and clear God-bless you brother🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🕊🕊🕊🕊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😘🥰😘 I feel great When I hear your message Thank you.🥰😘
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 5 жыл бұрын
ዳኒ ከመይ ክጽበየካ ቐንየ ውልፊ እኮ ጌሩልና መደብካ
@Sara-bh7hg
@Sara-bh7hg 5 жыл бұрын
Anbasa kxeilo
@Sara-bh7hg
@Sara-bh7hg 5 жыл бұрын
I
@meleyberhe91
@meleyberhe91 3 жыл бұрын
ጎበዝ ወዲ መ/ ር ቀፅለሉ,
@ዘመነይzemeney
@ዘመነይzemeney 5 жыл бұрын
ሰብ ኣልዒልካ ጸርፊ ግደፍ እቲ እተሕልፎ መልእኽቲ ጥራሕ እኹል'ዩ ።
@meley1952.
@meley1952. 5 жыл бұрын
ናይብሓቂ ታይ እዩ ንሰብ ኣልዒልካ ምዝላፍ ክትእረመላ ኣለካ በሎ ስከ
@muluegeberkidan965
@muluegeberkidan965 5 жыл бұрын
Selam Daniel hasebeka Xubke eyu gen prayvet sebi aytelil eza alteka mewegenyi zerkibkwa gudelti
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 5 жыл бұрын
@@meley1952. ክነግርካ ኩብር ሓው ሓማሰን እናበሉ እና በለ ዝጻረፍ ሰብ እንተ ነቀፈ እንታይ ገጋ ኣለዎ። ካላይ ናይ ነብሱ ዘይ ውክል ንኩላህና ነቂሕና ኢሉ ዝውክል። ካላይ ንሕና ነንሕድና እንታይ ስምምዕ ኣለና። ነዞም ባውራጃ ዝዛረቡ ክንቅፉ ኣለውም። ሓቂ ኢዩ ተዛሪብ።
@meley1952.
@meley1952. 5 жыл бұрын
@@fthawibrhane7053 ሓወይ ጽቡቅ ኣለካ ኮ ግን ንቅፌታን ጸርፊን ብሓንሳብ ኣይከዱን ኣብዚ ካኣ ይጸርፎ እዩ ዘሎ ስለዚ የ ቅሬታይ ዘስምዕ ዘለኩ
@iloveyoumamawediasmera7673
@iloveyoumamawediasmera7673 5 жыл бұрын
Esayas aboka dyu xerfi kemani kwhdo
@eripower3155
@eripower3155 5 жыл бұрын
Aytixaref arku
@alazarokube5441
@alazarokube5441 5 жыл бұрын
ወዲ መምህርስ ካልኣይ የብልካን ይበል ኣገላልጻ በርትዕ ቀጽሎ ጎበዝ
@berewedikeshi9551
@berewedikeshi9551 5 жыл бұрын
Dani btaemi nfue nuus weledo eka mo Ajoka qexlo. Hanti klabeweka gn bzaeba wlqe seb mzrab aweged trgum yeblun. Zedlyena zelo habarawi lewti eu mo bhabar n'ebe. 👍👍👍😍
@mtgerichannel
@mtgerichannel 5 жыл бұрын
*ክቡር ሓው ትምህርትኻ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዩ ፡ኮይኑ ግን ውልቀ ሰብ ኣልዒልካ ርእይቶኻ ምሃብ ጽቡቅ ዩ ጸርፊ ብዕራይ እናበልካ ግን ንውልቀ ሰብ ከተጥቅዕ ከም ዝመጻኻ ዩ ይቅሬታ ተስፋጽዮን ውን ብከምዚ ዩ ኣዳህሊሉዋ ነዛ ህዝቢ*
@kennedy4276
@kennedy4276 5 жыл бұрын
Thats the inherited eritrean politicians. Before he strides one meter he began downlifting others to uplift himself. Don't attack individuals but their ideas. If you are so you'll reach nowhere.
@kendan7420
@kendan7420 5 жыл бұрын
Exactly
@muluehailemikael4762
@muluehailemikael4762 5 жыл бұрын
Mahder hawey xbok aleka. gen Seb kobor u esesa ay konen leli esesa braya slasie ztefetre u slezi gaga 🙏🙏🙏
@BTHome6726
@BTHome6726 5 жыл бұрын
ትጽቢት ቀቲልካና ቀኒኻ welcome
@huruyberhane3622
@huruyberhane3622 4 жыл бұрын
I was feeling ,that I am smarter more than anyone about geopolitics, but you are the smartest, keep it up!
@filitv6465
@filitv6465 5 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ተባዕታይ ወዲ ሰንዓ ኣጆካ ቀጽሎ ትድንግየና ከኣ ኣለካ መደብካ ማራ ዩ መሳጢ
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
ነተባበዓዮ ጥራሕ
@Semi_semiblessed
@Semi_semiblessed 5 жыл бұрын
Fili TV Wedi senafe maletka diu Dear ?
@ሳሚመኽሰብ
@ሳሚመኽሰብ 5 жыл бұрын
@@Semi_semiblessed ያ ወዲ ሰርሓ ሰንዓፈ እዪ
@filitv6465
@filitv6465 5 жыл бұрын
@@Semi_semiblessed እወ ኢሂ እንታይ ኢካ ክትብል ደሊካ ?
@mulesolomon6371
@mulesolomon6371 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዝታሓጸበ ሓንጎል እካ ሕዝካ ኣጆካ ዛዓርከይ ነዚ መንእሰይ ፅቡቁ ገይርካ ሓንጎሉ ሕጸበልና ኣነ ውን ምሳካ ኣለኩ ኣጆካ ፈረ ጻማካ ክትርኢ እካ
@ግእዝንግእዛውያን
@ግእዝንግእዛውያን 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ሰስን ።
@godislove9722
@godislove9722 4 жыл бұрын
Dani you are the best God bless you ❤✝️ ezi xerfi aykonen ynekfo eyu zelo ynedo aykonen xeliewo eko aykonen
@kbromhabte9101
@kbromhabte9101 5 жыл бұрын
ከማካ ይብዙሁ የቀንየልና
@johnabraham2545
@johnabraham2545 5 жыл бұрын
No more words .keep in touch
@adameritreawi9724
@adameritreawi9724 5 жыл бұрын
ሓሳብካ ብኸምዚ ክትገልጽ ምጅማርካ ኣዝዩ ደስ ዝብል ተበግሶ ኢዩ።እቲ ዝገርም ግን ካብቶም ተስፋ እናተገብረሎም ንድሕሪት ከይምለሱ ዘሰክፉ ትኸውን ኣለኻ።ተስፋጼን ኣብ መጀመርታ ከም ኣመጻጽኣኻ ብዙሕ ሰብ ናይ ህዝበ ግእዝ ሓሳብ ዘለዎ ይመስል ኔሩ፡ጸኒሑ ግን ካልእ ውልቃዊ ሃረርታ ጸኒሕዎ። ሕጂ ንስኻ ኸኣ ናትካ ሓሳብ ከም ዝተወድኣካ ሰብ ዘስነቑኻ ክመስል ሓሳብካ ሕሙም ጉዳይ ተሓዊስዎ። ብዛዕባ ውልቀ ሰባት ኣልዒልካ ምዝራብካ፡ሓደ ናይቲ ሰብ ከይድዎ ዘሎ ስጉምቲ ዘስግኦም ልኢኾምኻ፡ካልኣይ ብዙሕ ሰብ ተዓዛቢ ክትረክብ ደሊኻ።እዚ ከይገበርካ ብዙሕ ሰዓቢ ኣለካ፡ብዛዕባ ሓሳባት እምበር ሰባት እናተዛረብካ ኣብ ሰበብን ስብሳብን ከይትወድቕ።
@arfil4249
@arfil4249 5 жыл бұрын
Adam Eritreawi , neti hasabt ko seb yu zhasbo mesleni, hmak hasab zelewo seb kea kearem tray yu zelewo. Mnchi nay hmak hasabt ente tealye entay segem alewo, ngereni ske.
@adameritreawi9724
@adameritreawi9724 5 жыл бұрын
@@arfil4249 ምንጪ ሕማቕ ሓሳብ ንሱ ኣልዒሉ ዝዛረበሉ ዘይኮነ፡ዳኒ ባዕሉ ኢዩ መንጫዊ ሕማቕ ሓሳብ ኮይኑ ኣብዛ ቪድዮ። ከም መንእሰይ ሓሲቡ ምስ መንእሰያት ክሰርሕ ይሕሾ፡ኣይሕሸንን እንተ ኢሉ ግን ውድቀት ኢዩ ዝምህሮ።
@eseyastesfahiwet6687
@eseyastesfahiwet6687 5 жыл бұрын
Nay behaki Aybi atehasasba zelewo mensey 👌👍
@hiyabelkessete3496
@hiyabelkessete3496 5 жыл бұрын
ዲኒ ዳግማዊይ ተስፋጽያን ኢኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ አገላልጻ በርቂ መንእሰይ
@Daniel-nr6bl
@Daniel-nr6bl 5 жыл бұрын
Well done my friend. Your political analysis as well as music critics are second to none. You are opening and unlocking the youth mind. Keep Shading the light on key issues of timely and urgent matter at hand. I am your biggest fun. Keep it up.👍
@maharihagoswedidollar3448
@maharihagoswedidollar3448 5 жыл бұрын
ዳኒ ቡሉጽ ሰብ ኣይትጥፋኣና አባ
@rutaokbaldet9430
@rutaokbaldet9430 4 жыл бұрын
ከማኻሰ ይብዝሁ ዳንኤል ሀወይ ቀጽሎ 🤩
@ደጀንሰርሓ
@ደጀንሰርሓ 5 жыл бұрын
Smart boy! I really appriciate your opnion !💪i am with you!💪
@robelgebreyesus1922
@robelgebreyesus1922 4 жыл бұрын
Wowww wedi memhr hawey btami hanaxi zkome hasabat eyu
@eyesusnazrawi609
@eyesusnazrawi609 5 жыл бұрын
ኣነ ከማካ እየ ግን ዝስምዓኒ የዕሩኽ ኣይረኸብኩን።
@hamdanali2927
@hamdanali2927 4 жыл бұрын
Dani boy 100% ናይ ባሓቂ ጅግና ኢኻ እሱ ዩ ድማ እቲ ሓቂ
@maebelstudentlife2706
@maebelstudentlife2706 5 жыл бұрын
Perfect 👌
@habtosoynsamuel1452
@habtosoynsamuel1452 5 жыл бұрын
Dear daniel you are really smart and wise boy thanks more for your great message.
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 5 жыл бұрын
Dani you have got to go to school I can see the future you become one of the most and outstanding public figure of our country. I no doubt that you have the potential to do way better than what you are doing right now. Follow your heart Love you man #danithegreat
@gergismichael9976
@gergismichael9976 5 жыл бұрын
Xbuk endika zeloka xbuk wedi Gn gegatat ktxbxb kab mwual abti gega atika mwusae mhashe meknyatu Ms tezarebka u ftah zmexe slezi abi tara alowo enber ybl ane Aynenaaeso ente kielna ndegfo malet gegatat enda aremna
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 5 жыл бұрын
ዳኒ ኣንበሳ ምስ ሓሳብካ ምሉእ ብምሉእ ይሰማማዕ። ኣጆካ ንዓና ንመንእሰያት ሓፍ ከብለና ዝክእል ኣገደስቲ ዛዕባታት እናምጻካ ክትምዕብልን ክንምዕብልን ይላበወካ። ኣጆካ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢካ በርትዕ።
@awetsolomon6669
@awetsolomon6669 5 жыл бұрын
ክነግረኩም ነዝውዲ ከነብርትኦ ክንድግፎ ናይ ኩልና ኤርትራውያን ሐላፍነት እይው🇪🇷👍
@awatenuguse4619
@awatenuguse4619 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ወዲ መምህር !!!!""""
@Bh24fitness
@Bh24fitness 5 жыл бұрын
U are very wise man! But avoid emotional intelligent behavior (which is giving negative feedback to someone in n front others). So keep it up 👍🏻👆
@abrahamhaile1703
@abrahamhaile1703 5 жыл бұрын
U are right
@luellilay5483
@luellilay5483 5 жыл бұрын
Wawwww ኣታ ዝወዲ ክንደይ ይበልሕ ዩ ብሓቂ ተስፋ ዘለካ ኢካ ዳኒ ሓወይ ኣጆካ ኣንበሳ ኢካ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ።
@hometellmeeri5873
@hometellmeeri5873 5 жыл бұрын
ኣታ ወርቂ ቃላቱ ኣጅካ ዳኒ ሓውና
@ምንባርጥዑምእዩብፍቅሪ
@ምንባርጥዑምእዩብፍቅሪ 5 жыл бұрын
ጂግና ሓወይ ዕድመን ጥዕናን።
@yrgalemkonjo8099
@yrgalemkonjo8099 5 жыл бұрын
Well come ዳኒ ሓወይ ግን ትድንጌና ኣለካ።
@abdelamohamed313
@abdelamohamed313 5 жыл бұрын
You are not alone 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍 Thank you 🙏
@tdf114
@tdf114 5 жыл бұрын
Agazian eu abdat
@nianfu4638
@nianfu4638 5 жыл бұрын
በርትዕ፡ ጽባሕ መራሒ ሃገር ኢኻ
@fetsumyemane4359
@fetsumyemane4359 5 жыл бұрын
Btaemi xbuk tmhti. Ambesa kexlo za Arkey
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ!
35:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 133 М.
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 91 М.
ግብራዊ ተቓውሞ ፍረ ንኽርከቦ...
22:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 131 М.
ዝንቡዕ ኣጠማምታ ሓድነት!
22:36
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 101 М.
ዴስነት ኣብ ኤርትራ.....
22:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 113 М.