መንእሰያት ምኹስኳስዶ ምርማስ? ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ ካብ ኢዮብ ጸጋይ # Eritrea # Entertainment # Politics

  Рет қаралды 4,758

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

Eritrea # Entertainment # Politics

Пікірлер: 56
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 11 ай бұрын
Well said, ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ክቡር ሓው ኢዮብ፡ ከምኡ'ውን መምህር መኮነን ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካይ።
@mawidezion4893
@mawidezion4893 6 ай бұрын
Memher ❤Keep it Brvo….. Ezi hzbi tino eu eti risom
@Yammyworld07
@Yammyworld07 10 ай бұрын
Bravo ✓✓✓
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 11 ай бұрын
ኢዮብ ጸጋይ ብጣዕሚ አገዳሲ መልክቲ እጀራ ዓለም ብላዓ ናዕድመ ጸጋ ይሃብ ❤❤
@Gide-won
@Gide-won 11 ай бұрын
Necessary topic 🙏
@simoneri8522
@simoneri8522 11 ай бұрын
Xbuk akerarba tnx💙💙💙💙
@Gide-won
@Gide-won 11 ай бұрын
Well articulated 👏👏
@Kidaneeman
@Kidaneeman 11 ай бұрын
ድንቂ ብድሆ ንኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ፡ ክቅጽል ዘለዉ ጉዳይ እዩ ዉን፡ ጽቡቅ ስራሕ Iyoba ክትብድሆ ከለኻ ግን ካብ'ቲ ናቱ ዝንጽር ዘይተሓላለኻ ጌርካ፡ ምቅራብ ተመራጺ እዩ።
@merhawinegasi7882
@merhawinegasi7882 11 ай бұрын
ዋውውውውው ይበል ሰነ ሓሳብ ይበል ኣጋላልጻ ኣታ ህዝቢ ተባራበር።
@hagostesfay1889
@hagostesfay1889 11 ай бұрын
ኣለምሰገድ ከምቲ ኣብ ሃገርና ከም ተመራማሪ ታሪኽ ዘለዎ ተቐባልነት እዚ ሒዝዎ ዘሎ ጎስጋስ እንተ ቐጺሉዎ፡ ክንደይ መንእሰያት ከስክርን ናይ ብዙሓት ኣእምሮ መንእሰያት ክብርዝን እዩ። ወጽኢቱ ኸኣ ኣብ ዘይንወጾ ኩናት ሓድሕድን ኣብዘይ ፍወስ ኣንነትን ክሸምም ተኽአሎ ኣሎ። ጽቡቕ ግብረ መልሲ መም፣ መኮነን።
@Justic417
@Justic417 11 ай бұрын
Mokye xbuq tinitane ❤
@TsgabTeklom-mj9us
@TsgabTeklom-mj9us 11 ай бұрын
✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾
@MeseretHagos7093
@MeseretHagos7093 11 ай бұрын
ብመጀመርያ ሕንኽ በሉ ቅርብ ብዛዕባ ውልወ-ሰባት ትንተና ክትህቡ ከሎኹም። ሓርበኛዊ ገዲም ተጋዳላይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ እዚ ንሕና ምሁራት ኢና ኢልኩም ትህብዎ ዘሎኹም ትንተና ናይ ምዕራብ ቤት-ትምህርቲ ፎቶ ኮፒ ቅድመኹም እዩ ተማህርሉ። ወዲ ሰብ ክኣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሓድሽ ስነ-ሓሳብ ከሊሱ ትንተና ከቅርብ ሙሉእ መስል ኣሎዎ። ካብ ክስቶ ቦሎ ኢልካ ንኻልኦት ናይ እምዳማትካ ፈላስፋት ከተድንቅ ምውዓል ንርእስካ ምስ ግዜ ፋላስፋ ክትክወን ከም ትኽእል ምእማን ንቅሓት ትብዓት ብልሓት ወሳኒ እዩ። ዕሱብ ሓንጎል ግን ነዚ ክሓስብ ኣይክእል እዩ እንታይ ድኣ ኣብ ዶግማትዚም እዩ ዝነብር እሞ ንቅሓት መሰረት ኩሉ እዩ። እሞ ኣእምሮኹም ጽቡቅ ገርኩም ቃንይዎ። ሃገራዊነት ሕጂ ውን ሓሳብ ኮይኑ ካብ ኩሉ ጸቢብ ዓለታዊን ኣውራጃውን ሃይማኖታዊን ኣናቋቲ ኣተሓሳስባ ሓራ ዝገብር እዩ። ኣፍሪቃዊያን ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ከየነማዕብል ኽኣ ኣብ ናይ ባርነት ኣተሓሳስባ ንክንነብር ሕሉፍ ሓሊፍኩም ምስ ናዚነት ፋሽሽትነትን ተትኣሳስርዎ ኣሎኹም። ሃገራት ኣፍርቃ ብከመይ ክም ዝተስመረታ ዝጠፍኦ ኤርትራዊ መንእሰይ የሎን። ንስኹም ግን ትሕቲ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ንኽምዕብል ትጉስጉሱ ዘሎኹም እዩ ዘስምዕ። እምበር ንኣለም ስገድ ተስፋይ ኤርትራዊ ኣፍሪቃዊ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ ምስ ናይ ካልኦት ምዕራብ ሃገራት ዘዋዳድር እንታይ ኣሎኩም? ክንዲ እቲ ናቱ እጃም ንሃገረ ኤርትራ ኣበርኽቶ የብልክሙም። ሓደ ስደተኛ ሕጹብ ሓንጎል ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ክትንትን ውን ብቅዓት የብሉን ብሪሞት ኮንትሮል። ምስ ህዝብኻ ምስ እትነብር ጥራይ ኢኻ ታሪኽኻ ክትትንትን ትኽእል። ስደተኛታት ምዃንኩም ኣሚንኩም ጥራይ ተቀመጡ።
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 11 ай бұрын
ኣይትገደሶሎም ብቲክቶክ ን ፌስቡክን ዩቲይብን ሓንጏሎም ዘዓሰው እዮም። እምበር ካብ የል ዩኒቨርሲትይ ናብ አርትራ ኪጋደል ንዘኸደ ሰብ ዳኣ በዚኦቶም ጋሓፍ ወዲ ጋሓፍ ዶ ምተላዕለ።
@AlmazGhezai-v5v
@AlmazGhezai-v5v 11 ай бұрын
🎉❤💙💫👌💪
@fithawitteame9369
@fithawitteame9369 11 ай бұрын
ሓሳዳት ጸረ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ብዓል ንስኻ ከዳዓት ከለኹም ምስ ኣማሪካን ምዕራባውያን ኮይንኩም ንመንአሰይ ኤርትራ ኣጥፍአኩሞም ለኻብጥ ደቂ ሃገር ኪድ ትግራዋይ ወያል ።
@GoitomM
@GoitomM 11 ай бұрын
ኣኺሉካ መደንገጽ? ሓደ ምንባር ስኢኑ ዝተሰደደ መንእሰይ ኤርትራስ: ብኸመይ ኣቢሉ እዩ ንካልኦት ክስደዱ ክገብር? እቲ ዓመጽ'ከ? እቲ ብሽም ሃገራዊ ኣገልግሎት ደረት ዝሰኣነ ባርነት'ከ? እቲ ሰብ ምስ ተኣስረ ብዘይ ፍርዲ ዝጠፍእ ዘሎኸ? ምዕባለን ምምሕያሽን ዘይትርእየላ ሃገር ጥራይ ዘይኮነስ ቤት ትምህርቲ ዝበሃል ዓጽዮም: ንምድላው ናብተን ወተሃደራውያን ኮለጃት ምቕያር'ከ ምጽልማት መጻኢ ዕድል መንእሰይ'ዶ ኣይኮነን? ዓዊርካ? ክንደይ እኳ ከይርድኣካ: ገለ ድኣ ሕልፍ ክብል ዘምበቦ ክግንዘብ እምበር።
@teswedigrma23
@teswedigrma23 10 ай бұрын
ከይተስተውዕል ዓይንካ ተደፊኑ ኣሎ፥ ባርነት ሃገራዊ ኣገልግሎት ከሎ መእሰይ መጻኢ ዘይብሉ ኮይኑ ዝተኣስረ ደሃይ ዘይትረክበላ እዚኦም ከ ኣሜሪካ ፥ወያነ፥ኤውሮጳ ዲዮም ኣሲሮሞም ኣብ ሓሶት ትዘልል ኣለካ፥ጽሒፎም ዝሃቡካ ጥራይ ኢካ ትፈልጥ፥ካልእ ትፈልጦ የብልካን፥ ሕማቅ ሰብ ኣይትኩን፥ሕጂ ወን ኣስተውዕል፥ ህግደፍ ዝመስረቶ ሃገሪውነት ፥ዘያኣምን ሰብ ኤርትራዊ ኣይኮነን፥ ወያነ ዓጋመ ኢዪ ዝብል ሓሳብ ጥራይ ዪ ዥብል እዚ ከኣ ውጹኡ ድንቁርና ኢዪ፥
@teswedigrma23
@teswedigrma23 10 ай бұрын
ከይተስተውዕል ዓይንካ ተደፊኑ ኣሎ፥ ባርነት ሃገራዊ ኣገልግሎት ከሎ መእሰይ መጻኢ ዘይብሉ ኮይኑ ዝተኣስረ ደሃይ ዘይትረክበላ እዚኦም ከ ኣሜሪካ ፥ወያነ፥ኤውሮጳ ዲዮም ኣሲሮሞም ኣብ ሓሶት ትዘልል ኣለካ፥ጽሒፎም ዝሃቡካ ጥራይ ኢካ ትፈልጥ፥ካልእ ትፈልጦ የብልካን፥ ሕማቅ ሰብ ኣይትኩን፥ሕጂ ወን ኣስተውዕል፥ ህግደፍ ዝመስረቶ ሃገሪውነት ፥ዘያኣምን ሰብ ኤርትራዊ ኣይኮነን፥ ወያነ ዓጋመ ኢዪ ዝብል ሓሳብ ጥራይ ዪ ዥብል እዚ ከኣ ውጹኡ ድንቁርና ኢዪ፥
@teklewoyniaregay7503
@teklewoyniaregay7503 11 ай бұрын
Great
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 11 ай бұрын
ሃገር ገዲፍካያ ሃዲምካስ "" ዶላርካ እንዳ ኣረኻ እባ ግርም ውርዝይና "ዒብ ዒብ እስከ ንግበር 😢😢 ኣቶ ኣለምሰገድ ኣብ ሃገሩ ኣሎ እሱ ከበርክቶ ዝክእል ካኣ ይገብር ኣሎ "" ዒብ ግበሩ እዞም ሙሁራት ኢና ባሃልቲ ኣብ ወጻኢ ዘለኩም ""ሃደምቲ !!!!!!
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 11 ай бұрын
እስኪ ክሓተካ መምህር መኮነን ንምንታይ ኢኻ ኤርትራዊ ሃገራውነት ኢዩ ጸላኢና ክፈርስ ክጠፍእ ኣለዎ ወይ ካብኣቶም ወይ ካባና ዝተበገሰ ክባሃል ከሎ ሪኢቶኻ ዘይሃብካ ?? ኣብ ዓለም ኩሉ ይስደድ እዩ ግን ብዛዓባ ልእላውነቱን መንነቱን ግን ዝኽሕድ ኣይራኣናን ኣብ ትግራይ ምዓስከር እንታይ ይግበር ኔሩ ዝጠፍኣካ ኣይብልን እየ ከም ሓድሽ ነገር ከምተፈጥረ ጌርካ ኢኻ ተምጽኦ ዘለኻ ኣይትጋገዩ መንእሰያት እንተበለ ንምንታይ ከም ሕማቅ ተራኣዩ ? ስለ ዘይጣዓሞም ኢዩ ድኻ ክትብለኒ ኣይመስለንን ሓንቲ ምዓልቲ ሙሁራን ኢና ብሃልቲ ወወጽዮም ህዝቢ ከባልዑ ዝውዕሉ ግን ተዛሪብካ ኣይትፈልጥን ንኣብነት መምህር በኹረጼን ንምንታይ ዓገብ ዘይበልካዮ ካልኣይ ዮስየፍ ገብርሂወት ዓብይ ንምንታይ ዓገብ ዘይበልካዮ ምሽ ንመንሰያት ኢኻ ትሕለቅ ዘለኻ ዘይታሪኾም ክምህርዎም ከለዉ ኣይፋልኩሙን መነእሰያት ኣይተጋግዩ ዘይበልካ ?? ንምንታይ ኢኹም ነቶም ብዓቅሞም ብዛዕባ ኤርትራ ሃገርን ሃገራውነትን ዝዛረቡ ምስ ኩሉ ድኻማቶም ክትሃርምዎም ተጎዩ ጠቅላላ ልእላውነት ኤርትራ ሕማቅ ክዛረቡን ክጽሑፉን ከለዉ ግን መደብ ኣምጺኻ ኣይትፈልጥን ሓቅነት እተሊኻ ንኹሎም ዓገብ በሎም እሞ ሽዑ ክንሪኤካ።
@ahmedahmedeen1207
@ahmedahmedeen1207 11 ай бұрын
ኩቡር ሓው ብጣዕሚ ጹቡቅ መልሲ ሂብካዮ፡ ኣነ እቲ መደባቱ ብመጠኑ ክከታተሎ ጸኒሐ ግን መምህር ሞኮነን ጥዕና ዘለዎ ኣይመስልን እዮ ኣብ ስነ ሓሳብ ነይ ባዓል ዮሰፍ ገብሪሂወት ዝራዓመ ይመስል
@MeseretHagos7093
@MeseretHagos7093 11 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ጽቡቅ ምኣረምታ እዩ እንተኣንቢቦሞ። ሓርበኛዊ ገዲም ተጋዳላይ ኣለም ሰገድ ተስፋይ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ ካብ ፍሉጥ ናይ ኣሜሪካ ዩኒበርስቲ ብዓወዲ ናይ ታሪኽ ተማሂሩ ንሜዳ ዝተሰለፈ ምሁር ናይ ታሪኽ እዩ። ልዕሊኡ ንሃገራዊነት ከፈልጡ ማለት ዘበት ዘይሕሰብ እዩ። እቲ መልእኽቲ ንጹር እዩ ዘሎ ሃገራዊ ምዃን ምስ ብዓል ሂትለር ሞሶሊኒ እዩ ዘቁጸርከ ኣብል መደምደታ ክህቡ ኢና ንሰምዕ ዘሎና። እዚ ኽኣ ጸረ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ እዩ። ሃገራዊነት ሕጂ ውን ኣብ ሓሳብ እዩ ዝህነብጽን ዝምዕብልን ኣብ ባይታ ብግብሪ ክኣ ይሰራሓሉ። ሓፋሽ ይንቃሕ! ሓፋሽ ይወደብ! ሓፋሽ ይተዓጠቅ ሱቅ ኢልካ ኣይተባህለን። ሕጂ ውን ንኤርትራዊ መንእሰይ ብዛዕባ ሃገራነቱ ዝምህሮ ወል-ሓደ ሰብ የሎን።
@amanuelluaul2161
@amanuelluaul2161 11 ай бұрын
ኣይርዳኣካን እምበር ንስኻን መንእሰያት ኤርትራን ኣብ ስደት ኢዩ ሓመደ ድፋጩኡ ዝጸግብ ዘሎ።እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ እውን ብዘይ ድልየቱን ብዘይ ኣመነሉን ኣብ ኲናት ይጥበስ ኣሎ።ራኢ የብሉን።ኣለም ሰገድን ደቂ መዛምሩቱን ድማ ጸጋታት ዎሎዶታት እንዳ በልዑን እንዳብረሱን ምንባር ከሊኦምና። ሕጂ ውን ሕሰብ ናዓኻን፡ንስድራኻ፡ደቂ ዓድኻ፡ደቂ ሃገርካን፡ዘይትዕቅብ እንተኾይና ገደል ትእቶ።ስለ'ዚ ስለምንታይ ብናትና ንብሎም መራሕቲ ንጠፍእ ኣለና ኢልካ ንሓንቲ ደቒቕ ሕሰብ።ወዳሓንካ።
@mangunmulugieta810
@mangunmulugieta810 11 ай бұрын
Welcome
@selamg3325
@selamg3325 11 ай бұрын
ቁሉዕ ደብዳብ እንበር ናባኻ ኢዮብ.. እቲ ኣበይ ኣለዉ መንእሰያት ዝበልካዮ... መንእሰያት ኣብ ምክልኻል ሃገር ኣለዉ... ነቲ ዓሲብካ ዘሎ ወያነ ኣፍንጭኡ ዘቢጦም ኣላሽ ከምዘበልዎ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ ስለዝኾነ ኣይትኽሕዶን ኢኻ... ካልእ ቡዙሕ ከምተንብብ ን ከተእምን ኣብዘን ሓጸርቲ ደቃይቅ ናይ ብዙሓት ናይ ደገ ጸሓፍቲ ስም እንዳጠቀስካ ህውትት ኣቢልካ... ካልእ ስግኣተይ ስግኣተይ ኣብዚሕካ ደሓን ኣይትሻቀል ሓለውቲ ሃገርን ደቂ ሃገርን ኣይታኸሱን እዮም ከማኻ ብ ዓሰባ ዝናበሩ ኣይኮኑን... ደሓር ከኣ እቲ መደብ ኣይተውደኤን ዝግ ኢልካ ሃዲእካ ዘይተዋህልል መደብ ምስትወድኤ ዘይኮነልካ ህዉኽ ዝብኢ ቀርኒ... ከይኮነካ... ናይ በዓል ኤሪክ, አንደርሰን, ምህሮ ንዓኻ ሓዞ....ን ጹሃን ቆሉዑ ትምርዙ ዘለኩም ትግራይ ትግርኝ እንዳበልኩም መንነቶም ከምዝጸልኡ ትገብሩ ዘለኩም እስኹም ኢኹም...ብ ዓል እስኻ ትዘርእዎ ዘለኩም ዘርኢ ካብቲ ማሕበር አንድነት ዘዳኽርዎ ዝነበሩ ብ ምንታት ይፍለ... ብ ዝኾነ እቲ ትምህርቲ ክቅጽል እዮ ኣስተውዒልካ ስማዕ ወድሓንካ
@Matiti000
@Matiti000 11 ай бұрын
እንታይ እዩ ክንድዚ ቆጭቆጭ ዘብሎም ኣቶ ኣለምሰገድ ሃግራውነት እንተ ኣውረሰ ረብሓ እንበር ክሳራ ኣይኮነን ክሳብ ኤርትራ ዝበለ ሕጂ ውን ኤርትራ ንቕድሚት
@selamg3325
@selamg3325 11 ай бұрын
@@Matiti000 ዋላሓንቲ አቶ ኣለምሰገድ መንእሰያት ታሪኾምን መንነቶምን ክፈልጡ ኣስተምህሮ ይህብ ኣሎ... ነዚኣ ዓይኖም ደም መሊእዎ የዕገርግሩ ኣለዉ ይገርም እዮ
@maekelegherezgiher6003
@maekelegherezgiher6003 10 ай бұрын
Xffti response, nfue.
@ከመለኺኤርትራዓደይ
@ከመለኺኤርትራዓደይ 11 ай бұрын
ሕጂ ንኣለም ሰገድ ተስፋይ እንታይ ግበር እዩ ዝብሃል ዘሎ ፧ ብዛዕባ ሃገራውነት ብጩቅ ኣይትበል ዲዩ ዝኸውን ዘሎ ፧ ንምዃኑ እዚ ንኣለም ሰገድ ዝወቅስ ዘሎ ሰብ ንኤርትራዊ ሃገራውነት ከዳኽም ዝጉሓዝ ዘሎ ውዲተኛ ኢሳያስ ምዃኑ ስሒትዎ ማለት ዲዩ ፧ ኢሳያስ እኮ ህዝቢ በቲኑ ሃገር ደዊኑ ዘባጩ ምዃኑ ኩልና ንፈልጦ እዩ ። ኢሳያስ ንህዝቢ ኮነ ኢሉ በቲኑ ከብቅዕ ( እንታይ ክገብሩ ከይዶም ) ፡ ሃገር ኮነ ኢሉ ኣዕኒዩ ክንሱ ( ባጽዕ ቀደም ሉል ኔራ ሎሚ የላን ) ብምባል ተስፋን ራእን ህዝቢ ኤርትራ ከቁርጽ ዝሰርሐ ውዲተኛ እዩ ። ሕሉፍ ሓሊፍዎ ኣብ ጎጃም ንኣምሓሩ ኣኪቡ ( ምኹኑይ ብዘይኮነ ንሰለስተ ወለዶ ክንረሓሓቅ ጸኒሕና ) ዝበሎ ቀሊል መልእኽቲ ኣይኮነን ። ልዕል'ዚ ምድኻም ሃገራውነት ኣሎ ዲዩ ፧ ጠንቂ ንኤርትራዊ ሃገራውነት ዘዳኸመ ምፍላጥ ከድልየካ እዩ ። ወይስ ናይ ኢሳያስ ሽርሓዊ ምድኻም ዝብርሃካ ናይ ኣለምሰገድ ምብርባር ጸላዕላዕ ዝብለካ ኢኻ ፧ ስለዚ ንኣለምሰገድ ተስፋይ ምውቃስ ሕቡእ ውዲት ምስልሳል ከይከውን ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 11 ай бұрын
@user-wm1ri5cf8x ነቀፈታ ብምቅራቡ እንታይ ጸም ኣለዎ???
@GoitomM
@GoitomM 11 ай бұрын
እንታይ ድኣ እዩ እዚ'ኸ? ድንግርግር ኢሉኒ ኣበሃህላኻ። ነቲ ገበነኛ ኢሰያስ ጽቡቕ ጌርካ ዘለሌኻዮ ትመስል? ንልኡኻቱ: ተመራመርቲ ተመሲሎም እናኣደናገሩ ዕድመ ንግስነቱ ዘናውሑ ምሁራት ከምኒ ዶክቶር ግዴዎምንን ኣለምሰገድን ንጹሃት ኰይኖም ዝርኣዩኻ እንተ ኮይኖም ተጻጊምካ ኣሎኻ። ኢሰያስ ንበይኑ ሓንቲ ክገብር ኣይኽእልን'ዩ እንተ ኢለካስ ንዓቕምኻ ዘንኣእሶ ከይከውን ተሰኪፈ።
@merhawimera2780
@merhawimera2780 11 ай бұрын
እዪብ ንፍዕ ከምቲ ኣብ ፈይስቡክ ዝከታተለካ ንፉዕ ኢኻ።
@mogosberhane264
@mogosberhane264 11 ай бұрын
Yigerm yu!
@redseacamels3582
@redseacamels3582 11 ай бұрын
ኣየ ሞኮነን ተስፋይ
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 11 ай бұрын
ኢዮብ ጸጋይ ነቲ ሓቂ ብሓቂ ትርብዕብዕ ኣቢልካዮ ኢኻ እሞ የመስግነካ። ኣለም ሰገድ ተስፋይ እቲ ብጣዕሚ ዘኽብሮ ደራሳይ ኢዩ ፣ እንታይ እሞ ደዲሕሪ ኣድጊ ዝኸደስ ጥራጥ ኣድጊ ለመደ እንደሞ ኮይኑ ነገሩ።
@wediseb993
@wediseb993 10 ай бұрын
ርትዓዊን ምክንያታዊ ዘረባ እዩ ዘይርትዓዊን ዘይማራመር ሰብን ግን ፍጹም ዝርደኦ ኣይመስለኒን።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 11 ай бұрын
ክክክክክ ሓሰኻ ደበ ናብ ዝለምለመ ድዩ ዝተባሃለ ኣብ ማስመዳ መጽዮም ብእምኒ ምህራም መሰል ኢዩ በልዎም ዝበለ ደጉተር ኣሰፋው ተኸስተ ኸ መንእሰይ ዱዩ ዝኹስኩስ ዘሎ? እዚ ደንቆሮ ህዝቢ ዝበለ ኸ መንእሰይ ድዩ ዘንቅሕ ዘሎ ሄኖግ ብጫ ኤሪሳት? ህዝቢ ዓድዃላ ንብረት ህዝቢ ትግራይ ወሲዱ ዝበለ ኸ ንህዝቢ ድዩ ዝኹስኩስ ዘሎ ኣሰና ኣማኒኤል? ህዝቢ ኤርትራ ጀነሳይድ ፈጺሙ ኢዩ ኣብ ትግራይ ዝበለ ኸ መንእሰያት ሓልዩ ድዩ በየነ ውፉይ እዚ ይኣኽለካ እዩ እዚ ኩሉ ብሽም ፍትሒ ከምጻሉ ንህቢ ኤርትራ ኢሉ እዩ ንምንታይ ሓንቲ ምዔዓልቲ ዓገብ ዘይበልካ ??
@medhanieandu1669
@medhanieandu1669 11 ай бұрын
አክራሪ ሃገራዊ ማካን ሓደኛ, ነዴኻ ከይተርፈ ከም ትቀትል አዩ ዝገብረካ ነዚኣ ፈሊጦም ዮም ደቂ ሳሕል ዝሰብኩና ደልዉ 💔
@erubeth9486
@erubeth9486 10 ай бұрын
ኢዮብ ልሕቲት ዕሉል ገበነኛ)፣ ብዛዕባ ክቡር ኣቦና፣ ጸሓፍን ተመራማሪ ታሪኽን ኣለምሰገድ ተስፋይ ቀንጠብጠብ ክትብል’ሲ እንታይ ዓይነት ዘመን ከም ዝበጻሕና ዘጉልሕ ኢዩ። N:B ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣቲኻ ዝፈጸምካዮ ገበን ኣብ ኣእምሮ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ ስኑድ ኢዩ !!!
@sahlekidane2618
@sahlekidane2618 11 ай бұрын
ንስካ ከ እንታይ ኢዩ መወከሲካ፡ ናትካ ትንታነ ክትህብ ትክእል ኢካ፡ ኣብዚ ጌጋ ኣብቲ ባ ጠዊካ ትብል ድሁል፡
@ghebre1993
@ghebre1993 11 ай бұрын
እቱ ጸርፊ ሕጂስ እንታይ ኣምጸኦ ኣንታ ሓወይ፧! ኣብቲ ዘይትዓግበሉ ከምዝን ከምቲን ኢልካ ምጽሓፍ ኣይምቐለለን።
@adulis73
@adulis73 11 ай бұрын
መዓር ዝመሮ ሰብ' ውን ኣሎ።
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 11 ай бұрын
እንታይ ኢዩ ዝብሃል? (ዓርኪ ሰባርሲ ነቃዕ ድዩ ዝብሃል) ? ክክክክ መምህር መኮነን ንስኻ ኸ ( ሃገራውነት መርዛምዩ) ኢልካ ከም ናይ ኢንዲኔር ኢዮብ ጸጋይ ትኣምን ኮንካ ዲኻ ነዚ ጽሑፍ ኣብ መርበብ ዩቱብካ ክስቀል ተሳማሚዕካ? መልእኽቲ ኢዮብ ብሓጺሩ ሃገራውነት ክኹስኮስ የብሉን ኢዩ። እዚ ድማ ሃገር ኣይትሃሉ ማለትዩ። ስለምንታይ ሃገር ክትህልወና ዘይተደልየ ንኢዮብ ሓደ ምዓልቲ ተትሓቶ ውን ደስምበለኒ። ካልእ ግን ግልጺ ክኸውን ዘለዎ መርገጺ ኢዮብ ጸጋይ ( ትግራይ ትግርኚ) ምዃኑ ብርግጽ ካብ ጽሑፋቱ ባዕሉ ዝገልጽን ንወያነ ከይትትንክፍዋ ኣብዚ ማሕበራዊ ሚድያ fb ዲግ ኢሉ ዝማጎትን ሰብዩ ስለዚ መምህር መኮነን እዚ ጉዳይ ብረቂቅ ኣስተውዕለሉ ወይ ድማ ባዕልኻ ትርዕሞ ምዃንካ ሓባብካ ደርበሉ። ሃገራውነት ግን ትረፍ ከም ኤርትራ ዝበላ ዋላ እተን ልዕሊ ሚኢቲ ዓመታት ዝገበራ ሃገራት ውን ካብ ምጉስጓስን ምሕብሓቡን ደው ኣይበላን። ንስርዓት ህግደፍ ብዘይ ሕጊ ዝገዝእ ከምምዃኑ መጠን ክንቃወሞ እቲ ግቡእ ኢዩ። ሃገራውነት መርዚዩ ክኹስኮስ የብሉን ግን ይፍትሓላ።
@ghebre1993
@ghebre1993 11 ай бұрын
ሂትለር ዝዘርኦ ዝነበረ ሃገራውነት ከምኡ ውን ሞሶሊኒ እንታይ ክትብሎ ትኽእል እስከ ብወገንካ፧! ካብኡ ዝኸፍእ መርዛም ነገር ኣሎ ድዩ፧ ሃገራውነት ከከም ኣተሃናንጽኡ እዩ ዝሓወይ።ስዊትዘርላንድ ልዕሊ 3 ቋንቋታት ዘለዎም ሕዝቢ ሒዛ ክነሳ ሃገራውነቶም ግና፡ኣዝዩ ዘቅንእ። ናይ በዓል ጀርመን ኣብ ግዜ ሂትለር በሎ ናትና ኣብ ኢትዮ ብፍላይ ኣብ ተጋሩ ዘሎና ጽልኢ ምስ ምንታይ ክልካዕ ይኽእል፡፡ናይ ኣፍሪቃውያን እሞ ግደፎ ደሓን ሃገራውነት ኣሎ ድዩ የሎን ኣይርድኣንን እንድዩ።
@nomoret.2017
@nomoret.2017 10 ай бұрын
ኣሕጽር ኣቢልካ፡ ሃገርን ሃገራውነትን ብናትካ ርድኢት እንታይ ምዃኑ ምግላጽዶ ኣይምቀለለን፡ ካብዚ ኩሉ ህውተታ? ኣብ መደምደምታኻ ድማ መንእሰይ ንሃገርካ ኣይትከላኸል ድዩ ዝኸውን ዘሎ ለበዋኻ? ዘገርም ኢዩ!! ኢዮብ ዕደ።
@NatanRahase
@NatanRahase 11 ай бұрын
ኣነ በዚ ኣብ ሪእቶ ሰፍሩ ዘሎ ጸሪፊ ሓሳባት እንተ ተዝከውን ክንደይ ሰብ ምነቀሐ እስኪ ካብ ጸሪፊ ወጽና ብስነ ሓሳብ ምጉት ንላመድ በጃኩም
@nasdam926
@nasdam926 11 ай бұрын
መምህር መኮነን ከምቲ ከድንቀካ ዝጸናሕኩሲ ኣብዛ ናይ ኢዮብ ወረቀት ወሪድካ ክትቋማጣዕ ገሪሙኒን ኣስደሚሙኒን:: ወይ ናትና ነገር 😮
@ghebre1993
@ghebre1993 11 ай бұрын
ሰላማት እስከ ኣትሕዘኒ ዝሓወይ ከመይ እያ እታ "ምቁምጣዕ" ትብላ ዘለኻ፧!
@tyttyt1271
@tyttyt1271 11 ай бұрын
Alemseged tesfay kab america master's tnhrti akaritsu ngedli bmkad natsnet kab zemtsu arkanat muhurat eyu. Ezi tray ekul respect aleniii ab lili alemseged tesfay. Neza ab hordata media bhankewta ntsbeya medeb hatsratna endabelnas nekefeta . Nekefeta nmmibal hagerawinet tekoinu tsbuk tederabi ykonena nsemakum aristi abegiskum meharu. Tezeyele nay alemseged gn bkelilu zridana geru hagerawinetna ab demna kizewr geru eyu. Ab ketsali ka tesfa ngebr znewhe gerom kekribulna hordata media
@habtiega528
@habtiega528 11 ай бұрын
Abzia zelo kea entay KBL nierwo ab wshti adi koynu zsemamaana tray tezareb konu srahkum
@Matiti000
@Matiti000 11 ай бұрын
ሞይታትኩም ኣዳላውን ኣንባብን፡፡ ወላ እቲ ኣዳላዊ እንተ ሃበካ ኣንባቢ ውን እንታይ ትብል ከምዘለካ ዝርድኣካ ዘሎ ኣይመስለንን ስቅ ኢልካ ተንብብ ጥራሕ ኢኻ ዘለኻ ደረጃኹም ፍለጡ ንሱ ኣብ ሃገሩ ንደቂ ሃገሩ ታሪኽ የስንቕ ኣሎ
@kibret1000
@kibret1000 11 ай бұрын
nation and nationalities and peoples etc is the interpretation of nations (hager) by eprdf by extension tplf..... i suspect you have read a lot tplf literature...ato alemseged is eritrean / eritrean based definition of nation etc...
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 10 ай бұрын
ሓንቲ ሓቂ ክነግረካ ንስኻ ኣፍካ ዝሃበካ ከተካልፍ ትዛረብ ኣለኻ:: ግን ቅድሚ 1990 ናጽነት ምስ ቀረበ ኣብ ደገ ንዕርቂ ኣኼባ ተገሩ ኔሩ መንግስቱ ሃይለማርያም ምስ ዋና ጽሓፊ ኢሰያስ ኣፍወርቂ:: ኢሰያስ ንዕርቂ ምስ ኣበየ እቶም ምስ መንግስቱ ሃይለማርያን ዝነበሩ ዝበልዎ: ምስዓር ክትስዑሩና ኢኹም ግን ቀሲንኩም ክትሓድሩ ማለት ዘይሕሰብ ዩ ኢሎም ፈኪሮም:: ስለዚ ንስኻ ኣፍ ናቶም ዝፈከሩ ኢኻ::
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН