መርከብ ቦኒቷ - ብርችትካማ (ግጥሚ)

  Рет қаралды 399

KululoFeed

KululoFeed

Күн бұрын

Official Music:
• Merkeb Bonitua - Birch...
This unofficial lyrical video is made with respect by Watha Lyrics and could have incorrect lyrics. With respect to Merkeb Bonitua and YEHA MUSIC, this is mainly for better reach and understanding of the song. Our understanding of the lyrics is below.
ኣይፈልጥን ብዓደይ ሓፊረ
ዝነብረላ ፍሒረ ፅዒረ
ኣታ ለዋህ ገርሂ ልቡ ህዝበይ
ብኣኻ እንድየ ኣነሞ ዝዕበይ
ተኣኪብኩም ብእልፈ ዘራየ
ኢላ ነይራ ከይትመፃ ሃየ
ግን ዛ ዓደይ ይኾርዐልኪ እንድየ
በቲንክዮም ንልየ ንልየ
ኣነሞ ይኾርዐልኪ እንድየ
ታሪኽ ሰሪሑ
ይጓዝም ሓውካ
በብተራካ
ፈጽም ግቡእካ
'ቲ ሓቂ መስክር
ክፈት ኮምፒተር
እተ ትዊተር
ንዓለም ንገር
ዳግማይ ጎበዛይ ተላዒሉ
(እሰይ ጎበዛይ)
ኣለሊኹምዎዶ ሓየትየ
ቆልዓ ትግራይ
(እሰይ ጎበዛይ)
ወርቂ ዲኻ
ካብ ሃላልካ ተፈትነ
(እሰይ ጎበዛይ)
ሕንግ ክብል
ዓጽሚ ነብሪ ተሃሉ
(እሰይ ጎበዛይ)
ዕባይ በረኻ ዲኻ
ቆልዓ ገድሊ
(እሰይ ጎበዛይ)
በዓል ኣዞ
በዓል ዓይነተ ዓቅሊ
(እሰይ ጎበዛይ)
ጎይታ መልክዕ
ጎይታ ቢኤም'ና ብሪ
(እሰይ ጎበዛይ)
ብርችትካማ
ኣውጊሕካያ ዛምድሪ
(እሰይ ጎበዛይ)
ሓበን ህዝቡ ጎበዛይ
ጎበዛይ ኣምበሳ
ቆልዓ ትግራይ
(ሓበን ህዝቡ ጎበዛይ
ጎበዛይ ኣምበሳ
ቆልዓ ትግራይ)
(እሰይ ጎበዛይ)
ብላዛማ ነቒልካ ከም ብዋዛ
(እሰይ ጎበዛይ)
ኽሳድ ክትር ኣበልካያ ሕምባታ
(እሰይ ጎበዛይ)
ፀልማት ምስ ኮንካያቶም ዘይትዕኮት
(እሰይ ጎበዛይ)
መሽለጠጥ ሸተተተትሸተተተት
(እሰይ ጎበዛይ)
ሕልሚ 'ምበር
መንከታ ጋህዲ ክብሎ
(እሰይ ጎበዛይ)
ንጉህ እዩ ጎበዛይ ናትካ ውዕሎ
(እሰይ ጎበዛይ)
ሓበን ህዝቡ ጎበዛይ
ጎበዛይ ኣምበሳ
ቆልዓ ትግራይ
(ሓበን ህዝቡ ጎበዛይ
ጎበዛይ ኣምበሳ
ቆልዓ ትግራይ)
ኣብዚኣማ
(ኦሆሆ)
ኣምበሳ ሕዝም በለ
ኣብዚኣማ
(ኦሆሆ)
ኣምበሳ ሕዝም በለ
ንዓደየ ንዓደየ ንዓደየ
(ኦሆሆ)
ኣነ ንዓደየ
ንዓደየ ንዓደየ ንዓደየ
(ኦሆሆ)
ኣነ ንዓደየ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ
(ሓበን ህዝቡ ጎበዛይ
ጎበዛይ ኣምበሳ
ቆልዓ ትግራይ)
ኣብዚኣማ
(ኦሆሆ)
ኣምበሳ ሕዝም በለ
ኣብዚኣማ
(ኦሆሆ)
ኣምበሳ ሕዝም በለ
ንዓደየ ንዓደየ ንዓደየ
(ኦሆሆ)
ኣነ ንዓደየ
ንዓደየ ንዓደየ ንዓደየ
(ኦሆሆ)
ኣነ ንዓደየ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ኣይትንኩኡለይየ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ
ትግራይ ዛ ዓደይ በለ

Пікірлер
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 46( BY BRUNO )
47:48
Awra Tube
Рет қаралды 172 М.
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
ትኩእ ወልዱ - ንዓደይ ኢለ (ግጥሚ)
5:20
KululoFeed
Рет қаралды 48 М.
Say These 50 DAILY SENTENCES in a British Accent! (MODERN RP)
19:34
British Education
Рет қаралды 173 М.
Girum Tereka  - ጨዋታዎች ከመላው ዓለም፣ የጋሽ ስብሀት ጨዋታ፣ አኩፓንክቸር ጅማሮ እና ሌሎችም #GirumTebeje
51:32
ግዛቸው ሰለሞን - ተጋሩ (ግጥሚ)
6:03
KululoFeed
Рет қаралды 8 М.
ኪዳነ ወዲ ኣሌ  - ኣርሓ ወያናይ (ግጥሚ)
6:22
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН