MARA E.- New Eritrean Comedy 2020, መዘዝ 1ይ ክፋል, Mezez Part 1/2 - By Dawit Eyob

  Рет қаралды 521,128

Mara Entertainment

Mara Entertainment

Күн бұрын

© ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታትናን ንስነጥበብ ሃገርናን ጎዳኢ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
MARA E.- New Eritrean Comedy 2020, መዘዝ 1ይ ክፋል, Mezez Part 1/2 - By Dawit Eyob
መዘዝ 2ይ ክፋል, Mezez Part2
• MARA E.- New Eritrean ...
SUBSCRIBE AND SHARE;
bit.ly/ሳብስክራይብs...
Follow us
Facebook: www.facebook.c...
Instagram: / mara_entertainment_off...
#DawitEyob #EtitreanComedy2020 #tigrinaComedy #EritreanMusic #EritreanMusic2020 #tigrinamusic #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
© copyright : MARA ENTERTAINMENT 2020

Пікірлер: 403
@sasing2281
@sasing2281 4 жыл бұрын
ጽንሕ ኢሉ ኣብ ናይ ባንግላድሽ ቻነል ክጸንሕ ኢዩ ዳዊትሲ፡ like እስከ ዳዊት ዝሕቢ ምድረ ሓበሻ።
@abdatevra7950
@abdatevra7950 4 жыл бұрын
Kkkkkkk bangladeshe
@godsgrate9627
@godsgrate9627 4 жыл бұрын
ቂቂቂቂቂ kkkkkkk
@danisolomon3750
@danisolomon3750 4 жыл бұрын
ክክክክኽኽክክክክክ
@ስደተኛ-ኈ8ፀ
@ስደተኛ-ኈ8ፀ 4 жыл бұрын
ዝገርም'ዩ ከም ወዲ ድሙ ኪናጠር ተዋሪዱ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
ክክክክክ ኮሎል ዶ በዝሑ
@መንከምመንከም
@መንከምመንከም 4 жыл бұрын
ን'ዳዊት ዝሕቢ ሰከ like ይሕዋት
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 4 жыл бұрын
ሳብስክራይብ & ቬር ብምግባር ንደራስን ተዋሳእትን ኣተባብዑልና! bit.ly/ሳብስክራይብsubscribe 2 ክፋል ዝመጽእ ዘሎ ዓርቢ የራክበና
@abeltedros8380
@abeltedros8380 4 жыл бұрын
emo ka nfetwo dawa shikor
@selamg3325
@selamg3325 4 жыл бұрын
ጌርና ኣለና ጆንሜራ እዛ ጀሚርኩማ ዘለኹም እዛ ሰብ ኢሎሞ ትብል ናይ ፋሚሊ ፊልም ቀጽላ
@abiteyyyfeqrlbu6006
@abiteyyyfeqrlbu6006 4 жыл бұрын
Seb elmo eba sededlna mara Entertainment please
@mussieverynicejobsman1762
@mussieverynicejobsman1762 4 жыл бұрын
Mara Entertainment
@memumaeritrea5681
@memumaeritrea5681 4 жыл бұрын
Enaty waga alewo hery
@tomiwedieri
@tomiwedieri 4 жыл бұрын
ክንደይ ላይክ ንዳዊት እዩብ
@hajereynatey8456
@hajereynatey8456 4 жыл бұрын
100000000000000000
@eruboykalu8061
@eruboykalu8061 4 жыл бұрын
1000000000...
@ስሜበርሱአለ
@ስሜበርሱአለ 4 жыл бұрын
100000000000000000
@selamg3325
@selamg3325 4 жыл бұрын
ኣብ ውሽጢ 2 ሰዓት 6000 ሰብ ሪኢዋ ዳዊተይ ኣስሊ ኣቦይ በርሀ ውሽማ ሒዙ።
@Mulue844
@Mulue844 4 жыл бұрын
ሞራልካ ዝሰብሩ ሰባት መጓዕዝትኻ ካብ ምግባር ዝዓቢ ነብሰ ቅትለት የለን። ኣብ ልዕሌኻ ዘለዎም ንዕቀት ክትጻወሮ ካብ ምፍታን ዝከፍእ ውድቀት ውን የለን። ንሰባት ተኽብሮም ዲኻ ዘለኻ ወይስ ትስከፎም ፈሊኻ ካብ ዘይምፍላጥ ዝከፍእ ዕሽነት ከኣ መዳርግቲ የብሉን። ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ዘልመድካዮም ባህሪ ኣብ ዝስእንሉ ዓለም ጸቢባቶም ዘዕለብጡ ንእሽተይ ቃል ናትካ ክጻወሩ ዘይክእሉ ኣዝዮም ተነቀፍቲ እዮም ። ጠባይ ሰብ ክትሕሉ ጠባይካ ዝጠፍኣካ ተደኣ ኣለኻ ብርግጽ ስኩፍ ሰብ ኢኻ ። ስኩፍ ሙኻን መገዲ ዓወት ከም ዘይወስድ ተመኩሮይ'ኢዩ እኳ ደኣ ናጽነትካ ተመንዚዑ ብከይብሉኒን ብሕማቕ ከይርዱእንን እና በልካ ጥንቁቕ ክትከውን ነብስኻ ኣብ ምእሳር ተጸሚድካ ትሹቕረር። ሓሲብካ ምዝራብ እንበር ሰብ ብሕማቕ ከይርደኦ ኢልካ ልዑል ጥንቃቐ ትገብር ዘለኻን ዘረባኻ ክትኣጓጉል ትፍትኖን ቅሉዕ ባርነት'ዩ ዘውሕስ። ስለዚ ዝኾነ ትቀርቦ ሰብ ናጽነትካ ዘይገፍፍን ኣብ ሓሳብካ ዘተኩርን ክኸውን ምረጽ። ክርደኣካን ዘይተረደኦ ክሓተካን ዝክእል ሰብ ክህልወካ ጸዓር። ኣብ ምንባርካ ናጽነት ይሰማዕካ ዋላ ውን ሚልዮን ጸገማት ይሃልኻ በቃ ናጽነት ይሃልኻ። ጸገማትካ ብናጽነት ትገልጸሎም ሰባት ክህልውኻ ምክኣል'ዩ ሰባት ከም ተፍቅር ዝገብረካ። ብጸገምካ ክትሹቅረር ወይ ብድኻማትካ ክትሓፍር ዝገብሩ ሰባት እቶም ቀዳሞት ቀተልቲ ነፍስኻን ሞራልካን እዮም። ምክንያቱ ካብ ዘለኻዮ ክትንስእ ሞራል ዘስንቁ እንበር ኣብ ዝወደቕካዮ ምክንያት እና ኣምጹኡ ዘጨኑቑ ኣይኮኑን ዘገድሱኻ። በይንኻ ሙኻን ውን ኣማራጺ'ዩ ብፍላይ ኣብ ከም ኤርትራዊ ባህሊን ስነ ምግባርን ዝዓበኻ ተኮይንካ። ዋላ'ኳ ንኩሉ ዝውክል ኣይኹን ዝበዝሕ ባህሪ ግን ካብ ንምዕባለ ንውድቀት ዘቀላጥፍ ኣዝዩ ሕሱም ባህሪ ኣሎ። ንኣብነት፡ ጽቡቕ ምዕባለ ንዘርእዩ ሰባት ምንእኣስ ንውድቀቶም ውን ተስፋ ጌርካ ምጽባይ ፡ ንሕመቕካ ምስ ሕመቕ ካልኦት ኣረኣኢኻ ዝሓሽኩ'የ ብምባል ኣብ ልዕሊ እቲ ይበልጾ'የ ትብሎ ሰብ ትዕቢትን ትምክሕትን ምርኣይ፡ ልዕሊኡ ትፈልጥ ኮይንካ ተደኣ ረኺቡካ ድማ ነብሰ ምትሓት ይስመዖ እሞ ትርሕቀሉ መገዲ ይፈጥር ወይ ሓደ ትርጉም ኣልቦ ሙኻንካ ብናይ ሕርቃን ስሚዒት ይገልጸልካ። ብሓፈሻ ኣብ ኤርትራዊ ባህሊ ናጻ ኮይኑ ካብ ዝቀርበካ ብስክፍታ እትራኸቦ ይበዝሕ ። ስክፍታ ድማ ባርነትን ሹቅረራን ይፈጥር። ሹቅሩርን ባርያን ተደኣ ኮይንካ ድማ ድልየትካ ካብ ምግላጽ ትዕንቀጽ ንሕርቃንን ብስጭትን ድማ ቀረባ ትኸውን። ክብረት እትህቦ ማንም ዩኹን ማንም ሰብ ብሙኻኑ ጥራይ ክኸውን ይግባእ። ኪኖ እዚ ግን እተዕልሎ ዕላል እትዛረቦ ፍረ ቃል ብናጽነት ክኾኑ ተዘይኪእሎም ኣብ ባርነት ምህላውካ ኣሚንካ ናጽነት ክትረክብ ነብስኻ ኣንጻር ገዛእትን ሾቅረርትን ክትለዓል ግበራ። ኩሉ ኣብ ውሽጥካ ብዘሎ ስምዒት'ዩ ትርጉም ምንባር !! ቃልስኻ ድማ ምስ ነብስኻ ኮይኑ ዓወትካ ኣብ ሂወት ምንባርካ ምጭባጥ'ዩ። ብናጽነት እትዛረብ ሰብ ኮይንካ ዝቀርቡኻ ዝፈትውኻን እንበር ብስክፍታ ምስ እትቀርቦም ሰባት ትፍቶን ትፍቀርን ዘለኻ ኮይኑ ይስማዓካ ከይህሉ ኣጥዕኻ ንነብስኻ ፈትሽ። sources - Fb
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 4 жыл бұрын
Tebaetay sene xuhuf nice one
@nadewufnql9438
@nadewufnql9438 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ አዚ አንዲኡ ደኣ ድህሪት ኣትሪፍና ዘሉ ኣብ ነብስና ሰሪጹ ምሳና ኣበየ ኣሸጊርና ሎ ብዝኮነ ተንኪው ሃወይ
@ሮቤልወዲሰየምቲኣድያቦ
@ሮቤልወዲሰየምቲኣድያቦ 4 жыл бұрын
ሰብ --ክብደል -ብሰቡ ============= 🔼 ሰብ ሓዉ ክብድል ገንዘብ ኣሳቢቡ 🚻ሰብ ምስ ራባሕ ወጊኑ ሓዉ የሕሊፉ ሂቡ 🦏 ምኽንያት ኣለዎ ኣምላኽ -ካብ ኩሎም እንሲሳታት ኣብሊጹ ዝፈጠረና⚠️ 🧠 ሕማቕን ጽቡቕን ክንፈልጥ ሓንጎል ካኣ ህቡና🧠 ✝️ ኣምላኽ ክንሱ ሰብ ኮይኑ ሰብሙኻን ምህሩና 💵እንተ ንሕና ካኣ ኣምላኽ ተሪሲዑ ገንዘብ ኣምልኽና 🔻 ብዘመን ታሓግዝና ክሳድ ሓውና ብሓይኒ ጠምዚዝና 🐍ሰብ መሰል ተመን ምስሊ ናይ ደቂ ሰብ ዝሓዝና 👨‍👧 ኣቦ ውላዱ ዝደፍረሉ ኣሕፋሪ ዘመን 🤰 ኣደ ዉልዳ ትጉሕፈሉ ጨናዊ ዘመ 📚ሙሁር ዝደንቁረሉ ሕማቕ ትውልዲ 🏩🚅 ካብ ምህናጽ ምፍራስ ዝቐሎ ትውልዲ ♿ መንእሰይ ብሓዉ ለሚሱ 🚻 ሰባኣውነት ተሪፉ ፍቕሪ ሃሲሱ ⛔ መሰል ደቂ ሰባት ብዕሊ ተጣሕሱ 🛌 ህጻን ካብ ኣቦ ዓመጸ ጥራሕ ወሪሱ ኣበይ ኣሎ እቲ ሓወይ ሓተይ መን ከ ኣጥፊኡዎ ቆላዓ ጎርቤተይ ሰብ ሙኻን ጸሊእዮ ሓፊረ ብማንነተይ ሸር ጥራሕ ኮይነ እንዳ ጠፊኡ ኣሕዋተይ ኣብ ቲ ሳህራ ኣጻሚእ ሓወይ ምስተዳኸመ ለውጢ ዝብል ጭረሖ ኣብ ዓዲ ጓና ምስ ኣዕየመ ክርቢት ንዛባን ኣደኣ እዩ ምስ ጓኖት ወጊነ ገጽካ ብእድካ ይጽፋዕ ሰነፍ ዳኣ በር ኮይነ ➡️ ንሓወን ዘይ የእውያ ንሳን🗣️ ➡️ ናብ ሓወን ዘይ ጎያ ማሓውር🏃‍♂️ ➡️ ቃንዛ ሓወን ዘይሰማዕ የእዛን👂 ➡️መከራ ሓወን ዘይሪእያ የዕንቲ👁️ ንስኻ ከ ሓወይ ኣበይ ኣለኻ ንስኪ ከ ሓፍተይ ኣበይለኺ ኣሕዋትና ባዓልና ካብ ንቐትሎም ሰብ ኮይና ንብጻሓሎም Robel weldemikael (ወዲ ዕንዱ)
@lifeonmovement8061
@lifeonmovement8061 4 жыл бұрын
Greart good job
@loveerena2447
@loveerena2447 4 жыл бұрын
Wawww xbuq agelalxa hawey
@danielghirmay5840
@danielghirmay5840 4 жыл бұрын
I love Dawit eyob absolutely fantastic comedian keep going brother proud of you
@Eritrea20431
@Eritrea20431 4 жыл бұрын
Deki Ereyy shekorinatat ❤❤🙏🏽 Edmen tenan yehabkum👉🇪🇷🇪🇷🙏
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 4 жыл бұрын
ዳዊት ዘይበጽሓ ቻነል ትህሉ ዶ ቅንይ ኢልና ኣብዚ ናይ ህንድን ናይጀርያን ቻነላት ክጸንሓና ኢዩ
@tsegailuul1213
@tsegailuul1213 4 жыл бұрын
ዳዊት እዮብ ኣታ ወዲ ነዛ ኩላ ሰብ ደድሕሬኻ ክትከይድ እኮ ኣድኪምካያ ክክክክ ሕጂ ከኣ ሓዳሽ ቻነል ክክክክክ ዳዊተይ መሕመም
@berihuokab6251
@berihuokab6251 4 жыл бұрын
ዳዊት ነብሲ ካብ ሕጂ ዋላ ኣብ ናይ ሶማል ቻነል ክደልየካ እየ ክክክክክክ ምክንያቱ ኣብ ኩሉ እካ ትርከብ።
@lemlemtvbynati9380
@lemlemtvbynati9380 4 жыл бұрын
ክክክክ ናይ ኢራቅ እንዳረኣና ምስ ሓተትኩዎ ናይ ሶማል ኢያ ኢሉ ዓጺዩኒ !!! ክክክ
@ጆጋር
@ጆጋር 4 жыл бұрын
ጻዕዳ ሓሶት ሰለዚሓሰና ጻዕዳ ነብሲ ተተርእስናዮ ሓድርና ኢሉዎ ክክክ
@godsgrate9627
@godsgrate9627 4 жыл бұрын
በርሀ ሽኮር kkkkkk አነስ ሰብ ነዛ ጥንሲ ይፈርሃ አነ ይደልያ አበይ ሞ ከምዚ ትብለኒ ተዝረክብ
@anugnbt6390
@anugnbt6390 4 жыл бұрын
Well come gangster Ya hoo
@DestaFish98
@DestaFish98 4 жыл бұрын
ን ኮሜይዲ ኢሉ ዝተፈጥረ ሰብ ኢኻ ዳዊታ። ኣድነቅቲ ዳውቲ ከመይ ኣለኩም ሰላም። ኣግርጩው like ኣብዚኣ፡
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ክክክክ ዳዊት ጠሓሒሻ ንኹላ ኣላሽ ኣቢልካያ ክክክክ ካብ ፍናንኣፕ ሌባ እንቋዕ ተጋላገልካ ሩኹስ ድኾነ ወዲ ምስ ተኻታትልትኻ ከባእሰካ ፊሒሩ ፊሒሩ ባዕሉ ኣቲዋ እታ ጉድጎድ ወኻርያ ክክክክ😜
@Tuem26
@Tuem26 4 жыл бұрын
Sekt
@מרהולמרהול
@מרהולמרהול 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk ዳዊታ ያኪ ሰላሚዶ ከመይ ዲካ ናይ ሕማመይ ኣጆካሲከ ቆጹሎ ዳዊታ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ ሚሲ ደቅካን ሰበይትካን👍👍👍👍👏👏👏👈🌷🌷🌷🌷🌷🌷👈
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 4 жыл бұрын
እዚ መሕረር ሰብኣይ ከኣ መጽዩ።
@eruboykalu8061
@eruboykalu8061 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@wedierihalal4837
@wedierihalal4837 4 жыл бұрын
😂😂😂
@binilookglook1242
@binilookglook1242 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ገጸባህራይት ይበል ጽቡቅ ተላቢስክሞ ብፍላይ በራኪ ክክክክክ
@selambahta145
@selambahta145 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣየ ዳዊታ ነብሲ ትርፍ ሰቲኻ ማይሰቲኻ ኣይትገድፋን ኢኻ ኢልካያ
@abrahamjohannes4408
@abrahamjohannes4408 4 жыл бұрын
Welcome deki Eriy 🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 4 жыл бұрын
ናይ ሰለስተ ወርሒ ክህባ እየ!!!🤣🤣😂😂 DAWIT YEAKI NAY HIMAMEY
@seareparis6784
@seareparis6784 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ማሃሪት ድራማ ቀጽሎ
@eritruth5252
@eritruth5252 4 жыл бұрын
ዳዋ ዝበለ ይዕወት "
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk,Menyu Dibala 😁😁😁😁😁😁
@GUALMEDRIBAHRI
@GUALMEDRIBAHRI 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣heray tel habtey
@ittit8603
@ittit8603 4 жыл бұрын
ያ ዳዊት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ንዳዊት ነብሲ ባላይክ ነተባብዓዮ።piz
@milihabte901
@milihabte901 4 жыл бұрын
Mekeyef zkone sebay kkk 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇬🇧
@efremkeyho5051
@efremkeyho5051 4 жыл бұрын
አንድሕር ሰትየ ኩለን ሰበይተይ ኮይነን ይስመዓኒ ፡ጻዕዳ ስለ ዝሃስርኩ ጸዓዳ ተተርኢሰ ሓዲረ ኣላ ዳዊታ መቅሰን
@hailetesfatsion9097
@hailetesfatsion9097 4 жыл бұрын
ሓንሳብ ኣታ ትብሎ ጸኒሓ ድማ ኣቱም ትብሎ ክክክክክክክ ድሓን ድያ እዛ ሰበይቲ
@gaema9673
@gaema9673 4 жыл бұрын
Hhhhhhhh Ezenay weaniiiiii Egzabehir edeman teanan yehabeka bel!!!
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 4 жыл бұрын
*ዶቪድ ክንዲ ኩሉ ኣበይ ድኣ ተሸሪብካ ቀኒካ Well come back🤝*
@neamendebesaymelke7317
@neamendebesaymelke7317 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk Dav ambesa anta neska si bexehaq eko ketelkani kkkkkkk
@atakltielias
@atakltielias 4 жыл бұрын
Ewiyyy Berhe 🤔🤔🤔gohaf tedefieka nay 3 werhi ewiyyy mosiba, hji dea nabey, Dawitom meqsen nice job keep it up thank you.
@habumnbarfetenaeyu7879
@habumnbarfetenaeyu7879 4 жыл бұрын
Kkkk berhe shkorr eskas enqae tefexerka 👍👍👍👍👍😍😍😍
@samielhussle2892
@samielhussle2892 4 жыл бұрын
Wellcome dawit asli enqae bdehan mexeka
@tesfana7084
@tesfana7084 4 жыл бұрын
Dawitom mekeyef, fewsi stress.
@amanzghi4067
@amanzghi4067 4 жыл бұрын
Ane bira nisa bira........
@godhelpme930
@godhelpme930 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkk ata dawet zeifatu like balni
@ወዲሱዳንሽወደን
@ወዲሱዳንሽወደን 4 жыл бұрын
Kkkkkk nay 3 werha khiba eye dawit mhital
@ሌላኢንተርተይመንት
@ሌላኢንተርተይመንት 4 жыл бұрын
ባህ እኮ ኢዩ ኢልዋ ክክክክክ ዳዊት ሽኮርርር
@nesredinabdelwase700
@nesredinabdelwase700 4 жыл бұрын
ጠፊእካኒ ዳዊት ዓይነይ
@johni7071
@johni7071 4 жыл бұрын
እዋይ ዳዊት ሎምስ እንዳ ፈተናካ ክንጸልአካ ጀሚርና ሕማቕ ምህሮ እዋእእ
@mariotewelde5062
@mariotewelde5062 4 жыл бұрын
He made it to make you laugh
@Brokenheart-wt7px
@Brokenheart-wt7px 4 жыл бұрын
MNya Shikor Yak kkkkk TebaTay AleTo 🙈🙈 AleToki si kula gize Ms tegenxeleT haha 😂 Bzikone Nice comedy
@dejenferj8986
@dejenferj8986 4 жыл бұрын
Berhe arkey
@detailssina4756
@detailssina4756 4 жыл бұрын
Ata Sekore Enka Bednne Mexaka Daweita Sekore
@ፍትሒይንገስሰላምዩኹን
@ፍትሒይንገስሰላምዩኹን 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክ ዳዊት መጸለል መጺእካኖ ዶ ከመይ ዲኻ መቅሰን
@ወዲሱዳንሽወደን
@ወዲሱዳንሽወደን 4 жыл бұрын
Dawita shikor mekseb alem
@ጌናየኣብፍቅሪ
@ጌናየኣብፍቅሪ 4 жыл бұрын
ክክክክ ንዓይ ውን ከምዚኣ ገጢማትኒ ኣላ
@alazar2867
@alazar2867 4 жыл бұрын
Enko hade zeshkeni tewasay dawit eyu nay 😍😍😍kexlo bejaka.
@tv.7284
@tv.7284 4 жыл бұрын
Ezi nab arat gn ayfetun eye keman eu haku etblu lik❤❤❤
@tsbahmistireyu5198
@tsbahmistireyu5198 4 жыл бұрын
Wellcom dawita shkorr eta setika keleka tikeda zneberka aragxa mara eya teshqeni 🤣🤣🤣💯
@መንክርወዲሓንቢር
@መንክርወዲሓንቢር 4 жыл бұрын
Dave meksen like agusimeka aleku enda mara. kea subscribe gerelkum aleku kabzi zbelex srah hizkumulna ktmetsu kea tesfa ngebr
@24Reem
@24Reem 4 жыл бұрын
Nice comedy divo wedi mes msarhteka
@lwamtesfalase1125
@lwamtesfalase1125 4 жыл бұрын
Dawit eyob zfetu like
@yoditberhane6664
@yoditberhane6664 4 жыл бұрын
👍👍👍nic comedy ❤️🇪🇷
@solomonhabtab3828
@solomonhabtab3828 4 жыл бұрын
Dawitey ata naka si eway sega dey tetefeana aleka kenkeska ina gedef aytetfa wela xenxeway hizeka mexa
@semere8059
@semere8059 4 жыл бұрын
Aye dawit kulu gize z same picture koynu please keyr kab bejakum view wuhdni weskuni kab mbal kab kulu gize nay sekram msrah timhrti zelewo srah eritreawi malet sekram malet aykonen nska kea kab gorababtka temehar
@ፈቃርኩኒከማይ
@ፈቃርኩኒከማይ 4 жыл бұрын
ኣታ እዚመቅሰን ሲ ናጻ ተባሂለ ኣለኩ ናይ ሰለስተ ወርሓ ክህባ ኢየ ኢሉዋ።kkkkkkk
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 4 жыл бұрын
hahahaha
@robilweldrfail8473
@robilweldrfail8473 4 жыл бұрын
ክክክክክ ወይ መዘዝ በርሀ ተካል ናይ 3ተ ወሓ ክባ አየ እንዳ በልካስ ናይ 3ተ ወርሒ ሂባትካ
@yohannestewelde2951
@yohannestewelde2951 4 жыл бұрын
Dawitey mehgol ata nay mudey
@safihmohammed6640
@safihmohammed6640 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@mazatesfemicel381
@mazatesfemicel381 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk Kkkkkkkkkk Kkkkkkkkkk
@amanhagos4921
@amanhagos4921 4 жыл бұрын
Ya dawit bravo gele ዓይንት ጽቡቅ ሰራሕ!
@eritesfu4603
@eritesfu4603 4 жыл бұрын
ናተይ መስሓቅ እዮብ ብፍላይ አርግቶት ሰባይ ሰበይቲን ክክክክክክ
@ሄዋንሄዋን-ሸ3ጰ
@ሄዋንሄዋን-ሸ3ጰ 4 жыл бұрын
ክክክክ ዴቫ መቕሰን
@lme5630
@lme5630 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክ ኣታ አዛ ሰበይቲ ክትረግም ዲቤላ ትጨኑ ኢላቶ በቃ
@levis5636
@levis5636 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክኮ
@semiraomer1441
@semiraomer1441 4 жыл бұрын
Wellcame wellcame
@gaema9673
@gaema9673 4 жыл бұрын
Bethany gets on enka be selam Metsakum deki eri shekorinatatttt
@rahasetekhle3459
@rahasetekhle3459 4 жыл бұрын
wawwww koxlwo
@felixjurgen1055
@felixjurgen1055 4 жыл бұрын
Dawit Dbla Dbla Tishtet Elto Uy Motku Shaq HaHaHa.y Rhus qedame Senbet
@esayasasfeha7721
@esayasasfeha7721 4 жыл бұрын
በርሀ ዉሽማ ሒዙ ተባሂሉ
@simonbrhane611
@simonbrhane611 4 жыл бұрын
Lieli 100 000 views, like 4000 🤔🤔bejakum neyababiayom genzeb aykfelon eyu like gberulom, thanks kburat 👍
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 4 жыл бұрын
Zeybexha Chanel yelen Dawit eyob sii kkkkkkkk
@HAN-lx1nh
@HAN-lx1nh 4 жыл бұрын
ከም ትፎዞኻ ምኽሪ ኣላትኒ ናትካ ቻነል ይቱብ ተተውጽእ ጽቡቅ ኔሩ ኩላትና ቲፎዞኻ ከኣ Subscribe ብገበርናልካ ከተሸገርካ ከኣ ትዝርግሖ ካብን ናብን ክትናጠር ግን ዝተሸገርካ ኢኻ ትመስል ናይ ውልቀይ ርእይቶ እዩ::
@eseyasyohannes4727
@eseyasyohannes4727 4 жыл бұрын
Kkkkkk berhe shikorrr
@Yibra55
@Yibra55 4 жыл бұрын
True movie
@lettyteclay6569
@lettyteclay6569 4 жыл бұрын
ATO BRHEA ECLI BECLU 'S SEBERE EMBER CULU SRAHCA SEYE ,, ( MAKE MORE CORONAVIRUS COMEDY LAST TIME IT WAS VERY EXCELLENT COMEDY ABOUT COVID-19 PLEASE AND THANK YOU !!!
@danisolomon3750
@danisolomon3750 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ሞይተ ርእሲ ሓምሓም ሎምስ ንሰበተይ ባዕሊጉ ኢልካ ክትነግራ
@kusutkusutey3378
@kusutkusutey3378 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክ
@hajereynatey8456
@hajereynatey8456 4 жыл бұрын
Kkkk dawita shikorr
@wedieri7570
@wedieri7570 4 жыл бұрын
wellcome deqi eri mara ent tsbuq medeb dawita meqsen kem kulu gzye buluts srah10000like
@habtegaman
@habtegaman 4 жыл бұрын
​@​ ኤርትራ ኣብ ሙዚየም ኖርወይ ምስ ኣለም ትላለ። kzbin.info/www/bejne/eaW4oqSGorqlr8U
@zionvideos8016
@zionvideos8016 4 жыл бұрын
Ab miwedaita moite 🤣🤣🤣🤣🤣 dawa shekor thanks man peace ✌ ❤🇪🇷
@joneande1537
@joneande1537 4 жыл бұрын
Nic job
@lamekmebrahti4407
@lamekmebrahti4407 Жыл бұрын
wawww
@natiln2259
@natiln2259 4 жыл бұрын
kkkkkkkkk ናይ 3 ወርሓ ክህባ የ ክክክክክ
@teamesium8163
@teamesium8163 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ኣርኣያ ዉን ደሊዋ ሎ ንሄሪሞና
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 4 жыл бұрын
Well come 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@nahomsami5621
@nahomsami5621 4 жыл бұрын
Welcome gangster
@habutes7358
@habutes7358 4 жыл бұрын
Ya Dave 👍 ba mara nafiqeka bejaka ayttfeana , ya kemzi kemay znafeko telo ba
@hagerjj3767
@hagerjj3767 4 жыл бұрын
Mara nafikeyo kenye kemza sebay n wshimu znafka 🤣🤪 Dawit shikor 👌👏
@ዘይጋዳእዕዋላ
@ዘይጋዳእዕዋላ 4 жыл бұрын
ኤህ ዳዊት ኢዮብ ሲ ብሰንኪ ፍቅርካ ፍትወትካን ሲ ኩለን ቻኔላት በጺሒንስየን !!!!!!!
@yonaszerabruk6644
@yonaszerabruk6644 4 жыл бұрын
Dawit shikorrr.
@yonatanbest827
@yonatanbest827 4 жыл бұрын
Wedila sehak dawa kexlo eske zearkey
@teiy5976
@teiy5976 4 жыл бұрын
Wwwwwwwww deki er
@ስደትሲዲ
@ስደትሲዲ 4 жыл бұрын
Neza tenbubu zelokum Ber ketbelu tahgosu hasb lebekum yesmrelkum
@fifiyedengelmaryamlijeney1375
@fifiyedengelmaryamlijeney1375 4 жыл бұрын
Amen
@kibromkidane2474
@kibromkidane2474 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk dave yiake kemakas shih eweledu kulen awalid eritrawian tseba astikayen lomi እንጀራ ዓራት ኮኒኖም ሲ ?
@BarkaChanel6191
@BarkaChanel6191 4 жыл бұрын
Nice kķkkkkkkkkkkkkkkk
@nylebynyleby5569
@nylebynyleby5569 4 жыл бұрын
ክክክክክ ዳዋ ይዓክ ኣብ ጽቡቅ ሰዲድካያ ግን ኣጨኒቅካና ቻንል ዳ ቀይርካ ኣነ ይሓርቅ ኣለኩ
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 жыл бұрын
ደቂ ኤርትራ ፊልምን ኮሜደን ትፈጥርዋ ብኣኹም ኩርዓት ኢና ባህሊ ሃገርና ተንጸባርቑ ኣናብስ
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 55 МЛН
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН
ОТОМСТИЛ МАМЕ ЗА ЧИПСЫ🤯#shorts
00:44
INNA SERG
Рет қаралды 4,8 МЛН
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 60 МЛН
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 105 М.
ካብተን ዓበይቲ ድራማዊ  መልኽቲ ሃገራውነት ፍቅሪ
9:58
ASMERA ERI 1991 PATRIOT Media
Рет қаралды 355
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 55 МЛН