MARA E. - ሰብ ኢሎሞ ዜና - Seb Elomo By Eritrean Comedy 2022

  Рет қаралды 210,586

Mara Entertainment

Mara Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 141
@tabotubutu9114
@tabotubutu9114 2 жыл бұрын
ዊንቱ ሽኮር ኣምላኽ ትምኒትኪ ኣይኽላእኪ። ሓደ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ክርእየኪ ተስፋ ኣለኒ። ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ህያው'ዩ።
@PishP
@PishP 8 ай бұрын
10:04 10:05
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
ከምዚ እንዳገበሩ'ዮም ብወረ ልብና ኣሳሊሎም ዝሓዝናዮ ወርቂ ገዲፍና ዘይሓዝናዮ ወርቂ ክንሕዝ ክንስደድ ዝገብሩና። ሲስተማቲክ ፍልሰት!
@loveyoueritrea9178
@loveyoueritrea9178 2 жыл бұрын
እሞ ዘይትምለስ ንዓድካ ካብ ምዝራብ
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
@@loveyoueritrea9178 መንከ ኣይምለስን፡ኢሉካ/ኪ?ዘይተጻሕፈን ዘይይተባህለን ድዩ፡ዘርእየካን/ክን፡ዘዛርብርካን/ክን? ኣነ ኣይምለስን ኣይበልኩን። ግን እቲ ዘጋጥም ሓቂ ኢየ ተዛሪበ። ኣነ ዘይተመለስኩ ናብ ዓደይ ደኣ መን፡ክምለሰ? ንሃገረይ ንህዝበይ ንመንግስተይ ዝበደልከዋ ነገር የለን። ክድቅስ ከለኹ ጥንቅሊዕት ኢየ ዝድቅስ። እቲምንታይሲ ካብ ሃገረይ ወጺአ ኢለ ሃገረይን ህዝበይን መንግሰተይን ኣይከሓድኩ፡ኣይከዳዕኩ፡ ብጅባይ ድኻ በተሓሳስባይ ግን ጽፉፉ ኢየ ዘለኹ። ብዘይምኽድዐይ መቅርብን ቤተሰብን የዕሩኽን "ከሲረ" ይኸውን። ግን ኩሉ ነገር ድሕሪ ሃገርን ህዝብን መንግስትናን እዩ'ሞ ቅጭጭ ኣይብለንን። እንተ ንስኻ/ንስኺ ግን ካብቶም ዘይስሙዕን ዘይዝሩብን ዘዛርቦም ሰባት ኢኻ/ኢኺ ትመስል/ሊ። ካብ ሃገረይ ብምስዳደይ እኳ ሕጉስ እንተዘይኮንኩ፡ዘይምኽድዐይ ግን እቲ ኹሉ ግዜ ዘሕብነኒ ተግባረይ እዩ። ኤርትራን ህዝባን መንግስታን ደው ይበሉ፡ ጸላኢኦም ድማ ጋሕ ይበል። ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ናብ ሃገረይ ንዕረፍቲ/ወይ ድማ ጠቕሊለ ምስ ተመለስኩ ኣብዛ ኮመንት ክጽሕፈልካ/ኪ ኢየ። ዘላእለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና፣ዓወት ንሓፋሽ!✊️🇪🇷🐪
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 6 ай бұрын
​@@WarsaYYikealo1249 😢😢😢😢😢😢😢😢😢በበይሞ ክትምለስ ፈቲክን ዶ ንጉስ ትምረቃ ድዩ ዝተብሃለ መምለሲ ቦታ ዘየለሞ ናብ ሲኦል ዶ እናረአካ ትምለስ ኢካ😢😢 ፈጣሪ ዳአ የቅልሎ እንበር
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 6 ай бұрын
@@selamSelam33-ll1bs "በበይሞ" ዝብል ኤርትራዊ የብልናን። ካብ ሃገርና ክንወጽእ ዘገደደና፡ ኮነ ክንምለስ ዝኸልከለና ኣካል የለን። ውዒግን፡እንተቐኒዕኹም ከም ማዕጺድ ኢኹም። ላህጃኹም ግን ኣይመባልዕትኹምን፡ኤርትራውያን ተመሲልኩም፡ምሽቃጥ ደው ኣብልዎ፡ምስ ነብስኹም ተዓረቑ። 99% ዓርኪ መሓዛ፡ንእስነት፡ዝሓዝናዮ ወርቂ ገዲፍና፡ዘይሓዝናዮ ወርቂ ክንጭብጥ ወዘተ ኢና ተሰዲድና። ነዚ ኹሉ ክኸውን ድማ፡መንግስቲ ኤርትራ ዘይኮነስ፡ ምዕራባውያን ምስ ሸቐልቶም (ጃንዳ ወያነን መሰልቶምን) ብዝገበርዎ ውዲት ፍልሰት፡ኣካል እገዳን ወዘተን ንኤርትራ ምብርካኽን ምፍራስን'ዩ። ስለዚ፡ ተገጢምኪ ኢኺ። Game Over፡ውዒግን!
@lemlemwelday9523
@lemlemwelday9523 2 жыл бұрын
As a mother of 2 kids who are growing up in Canada, this show is the best thing I discovered that would teach my children our culture, background and language(Tigrigna). Not only is the show thoughtful and amazing but very educative as well. But I recently noticed that the program hasn't been uploading since July. I would love to encourage you to please continue the show.
@israeltsegai4103
@israeltsegai4103 2 жыл бұрын
ይበል ስራሕ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 2 жыл бұрын
ደቂ ኤርይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👍👍👍
@HAREGU1
@HAREGU1 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ሽኮሪናታት 🇪🇷🌿🌷🙏❤️
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
welcome እንዳ mara ንፉዓት ክፎትወኹም ደሞ love you all🥰
@hermotecle6772
@hermotecle6772 2 жыл бұрын
Kxuvj vkvkv
@binishkor483
@binishkor483 2 жыл бұрын
ማሓዝቺ ሰላም ድዩ
@fevenfebu874
@fevenfebu874 2 жыл бұрын
Atum shkorinatatt bejakum atekaruxuwa kulu gzi ena nxbeyekum enda deboch ❤️🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jakijaki419
@jakijaki419 2 жыл бұрын
Bdhan mexakum deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alemasmerom7706
@alemasmerom7706 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ 😂 ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሓላላት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 2 жыл бұрын
Enqae bselam mexakum xbuqatttt deki erey marey tefikum qenkum ❤️❤️❤️🙏🏻
@danielhadish6569
@danielhadish6569 2 жыл бұрын
ከምዚ ኢልና ምስ ስድራና ነሕልፎ ግዜ ይፍጠረልና፡ ዋላ ጾምና የዓኽ፡ ኣይ ሓዳር ኣይ ቕርሺ ተሪፍና ባዕ፡ ፍ**ክ ስደት
@Kubromkokobe
@Kubromkokobe 2 жыл бұрын
Kkkkk
@lidyagebrehiwet3769
@lidyagebrehiwet3769 2 жыл бұрын
Kkkkk
@merongirmay9221
@merongirmay9221 2 жыл бұрын
Kkkkk hadar dia mo dey kem menfatka ya
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ብስሓቕ መሊሶምልካ ዝገርም ኣነ ዝብለካ ግና ነዛ ስደት ስዲ ተበለጸላ ሰልዲ ሒዝካ እቶ ዓድኻ ኣጆኻ ኣጆና
@ተስፋዩስንቀይ-ኈ2ጰ
@ተስፋዩስንቀይ-ኈ2ጰ 2 жыл бұрын
ክክክክ ወዲ ኢስራኤል ኣጆኻ ኣይተማርር ንኹሉ ግዜ ኣለዎ
@sure1705
@sure1705 2 жыл бұрын
Yes my favorite show!!🇪🇷✊🏾
@awetgebremeskel2396
@awetgebremeskel2396 2 жыл бұрын
Nay bhaki des zbl Fanus Geza .Bzaba nezom nay sdet zelewu yhwatku xbuk gerkum mglaxkum
@zerenimariam474
@zerenimariam474 2 жыл бұрын
Winta shikor love you baby 😘 ❤️
@binishkor483
@binishkor483 2 жыл бұрын
ተደጋጋሚ ኣብዚ ስድራ ስደት ዝብል ኣጀንዳ ክልዓል ከም'ኡ ውን ሄለን ምስቲ ተዋሂብዋ ዘሎ ካራክተር ንሰብ መጉትካ ምእማን ንዊንታ ኣብ ሓደ መደምደምታ ክተብጽሓን ከብጽሕዋን ክትበጽሕን ኣመና ደንግዮም። ከምቲ ካልእ ክፋላት ጽቡቕ መደምደምታ ተርኡይና ናይ ዊንታ ፎብያ ናይ ስደት ግን በዚሑ ። ብፍላይ ደራሲ እዛ ሰድት ትብል መደብካ ኣብ ሓደ ስውን ጌርና ከም ንነጽጋ ኣይትዘንግዕ ።
@zemizem7
@zemizem7 2 жыл бұрын
Me too thank goodness for your reply to this message please let me know when I am on your way home please thank you for the update
@rimaalem3139
@rimaalem3139 2 жыл бұрын
Xbukat ftret deki eru
@amanuelmichael9037
@amanuelmichael9037 2 жыл бұрын
Waww btaemi mehari movie 🎥 👌 i like it
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
ዜና፣ ዓንዳይ"ክልተ ኣንስቲ ጎፍጋፋት....." ዶቦጭ፣ "እሞ'ታይ ክቅምቀማ'የን ደልየን?"🤣👏🤣
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
Welcome ደቂ ሪመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍🙏🙏🙏💕💕💕
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
"መጺኻ ዲኻ ደቦጭ?"፡ "ኢሂ ትርእይኒ'ዶ የለኽን፡ቅዳሕ ካርቦን ናይ ደቦጭ ዲኺ ትርእይ ዘለኺ?"🤣👏
@sarajoh313
@sarajoh313 2 жыл бұрын
Welcome deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌺🌺
@bilalmohammedsaid3
@bilalmohammedsaid3 2 жыл бұрын
Yorkabel is my dream girl, i love u so much my girl
@kiyaradem2912
@kiyaradem2912 2 жыл бұрын
ኢዚ መደብ ዚ ኣብ ER TV ክመሓላለፍ ኣለዎ ኩሉ ሰብ ምእታን ክማሃረሉ ይብል
@Okbaldethagos07
@Okbaldethagos07 2 жыл бұрын
Eri TV da emo hasot enber haki do temahalalf dya
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ 2 жыл бұрын
ዋ አንታይ ገበሩኻ አዞም ስድራና ናይ ኤሪ ትቪ ከያኣክሎምሲ ናይ ዚኦም ሓሶት ካ ክሰምዑ ፑቲን ን ባይደን ጸፊዒዎ ኢልካሎ
@merhawitesfamariam2424
@merhawitesfamariam2424 2 жыл бұрын
Waww btaemi xbuq srah. Amlak asalto yhabkum deqi erey
@righatmahari2432
@righatmahari2432 2 жыл бұрын
Well came deki erey
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 2 жыл бұрын
Danu shikor kifetweki weyyyy ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@yonatanfessahaye5612
@yonatanfessahaye5612 2 жыл бұрын
Merheba deki Ere. Maereba ab derfi tiray aykonkan nufue. Ab derset win heyal eka. Tobo dubai.
@Hlina848
@Hlina848 2 жыл бұрын
መስሓቅ ኣሕ የሕዋተይ መዓረይ እዚ channels ዝረኤ ዘይብሉ እንዳበለት ርሞት ትጥውቅ እሞ እታ tv ከኣ ዘየርኡና ኣይኮነን ቻነላትሲ ልቺ እካ የላ ዋይ ዓዲና የሐሚም ዓሕ።
@afewerkikidane8998
@afewerkikidane8998 2 жыл бұрын
እታ ነዋሕ ትግራይ እታ ሓጻር ኤርትራ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ መዘከርታ ንዝርዶም ፤
@bisratgebretsadik7356
@bisratgebretsadik7356 2 жыл бұрын
Ata komal nay tigrayka giber bizaeba ertra aymilketekan eu
@luwammedhanie7324
@luwammedhanie7324 2 жыл бұрын
@@bisratgebretsadik7356 ata eti shim ertriea kemey gerka eka xihfkayo gumama wahid
@afewerkikidane8998
@afewerkikidane8998 2 жыл бұрын
እታ መካን ሓጎል አበይ እሞ ክርዳአካ ላሓሲ
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
ዮርካቤል"ዊንታ ደቦጭ ፣ባዕላ ሕልሚ/ዘይተወደአት ሕልሚ'ያ"🤣👏
@tmnitgirl7779
@tmnitgirl7779 2 жыл бұрын
ኣነ ከመን ኣብ ዋሽንተን ዲሲ ኮይነ ኮምኡ ኢለ ኣይተጨነኩን
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
ሮቤል" ጋእ ማን......ክንብል ብረስኒ ካልኣይ ከንፈር ወሲኽና!" ብወረ ካልኣይ ከንፈር ወሲኽና ደኣ በል!🤣
@Sun-t5l1o
@Sun-t5l1o 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት /ምስላታት፡ጥቅስታት፡ጽሑፋት ኣብዚ ኣለኩም ።ነቲ መደብ ርኢኩም Subscribe, ክትገብሩ ንዕድመኩም።
@merhawikeshiyemane9036
@merhawikeshiyemane9036 2 жыл бұрын
NWinta kimrawa eba Afkuduley pls.
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 жыл бұрын
Winta shikor abahawi
@mehari1557
@mehari1557 2 жыл бұрын
ሰላም ክብለኩም ና ሰብ ኢሎሞ ብጠዓሚ እየ ሕጉስ በኣኩም ንእተቅርብዎ ኩሉ ደስ እና በለኒ እየ ዝካታተሊ ኣዛናጋዕይን መሃርን ስለዝኮነ ብፍላይ ሕውሳት ፋሚሊ (ስድራ) ንክርገብር እትሕግዝ እያ ኢለ ስለ ዝእምን ማለት እዩ። ኣብ ትሕቲ ፈታሪ ማለት እዩ እትጥቀምሎም ቃልት ጽዩፋት ኣይኮኑን ጥበብን ዋዛን ዝመልኦ ኣዝናጋዓይ ስለ ዝኮነ ደስ እዩ ዘብል፣ ኣትሕመቁ ቅጽልዋ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ።በኣኩም ሕጉሳት ኢና።
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 жыл бұрын
Wellcam mukurati 🥰🥰🥰🥰
@yaqobkidane5933
@yaqobkidane5933 2 жыл бұрын
Hhhh kief alekum🤣ሓድሽ ወረ ክነግረኒ ደዊሉ ምስ ሰኣነኒ ዓርከይ ትኬት ባስ ቆሪጹ ገዛ ክመጸኒ ን ቡብ ዓርከይ እካ ኣዘኪርኩምኒ!
@misginaiyasu2120
@misginaiyasu2120 2 жыл бұрын
BEST ERITERAN FILM 2022 2023 🌹🤍🌍🖐
@jerryjery1201
@jerryjery1201 2 жыл бұрын
John Mera, aytitfu…nskatkum tray ekum tbluu terifkumna zelekum 😆
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 2 жыл бұрын
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@Nahom-c9h
@Nahom-c9h Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@SB-en6ev
@SB-en6ev 2 жыл бұрын
💖💖💖🙏
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
🐪💖🇪🇷✊✊✊
@alemsium32
@alemsium32 2 жыл бұрын
I love it
@hdghjf5011
@hdghjf5011 2 жыл бұрын
👍❤
@ጓልተዋህዶትግራይ
@ጓልተዋህዶትግራይ 2 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍
@mariamawit
@mariamawit 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@eblihiwet288
@eblihiwet288 2 жыл бұрын
ፍሊም ከምዚ እንተረኣካ ኢዪ እምበር
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 2 жыл бұрын
Well come back
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 2 жыл бұрын
❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍👍👍🌹🙏
@habentekie1937
@habentekie1937 2 жыл бұрын
ሄለና ናተይ ኣፍቂረኪ ኣለኩ ♡ ብኩሉ ነገርኪ በቃ ፍቅሪ ዝኮንኪ ቆልዓ ።ግን ፖሊስ ማክኒ ቆሩብ ከኣ ተፍርሕና ። ብረሻ ትእሲረ ይፈልጥኒ ኣቶም ፖላይስ'ክኣ ሓምል ስለ ዝብሉኒ ትፍሩሕኒ ኢኩም። ግን ደሓ ክንድቲ ዘፍቀርኩኪ ኣይከውንን እዩ ። ረበሓን ባእስን ከኣ ገድፊዮ ኢየ ። ጥራይ ሐራይ በልኒ
@hiyabtesfzgi5863
@hiyabtesfzgi5863 2 жыл бұрын
Nay neger deram keykewen kk
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ሎሚ ንፈለማ ክገባበዙ ሪኤዮም
@dannjacob6534
@dannjacob6534 2 жыл бұрын
Great job. keep up deqi Eri
@rrutafishale9276
@rrutafishale9276 2 жыл бұрын
😍👍👍👍
@hkurraf10
@hkurraf10 2 жыл бұрын
Nice video
@tesfa7382
@tesfa7382 2 жыл бұрын
Eritrean Comady armwo please
@hayathas1597
@hayathas1597 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk eway wintakkkk
@tsegamehari3551
@tsegamehari3551 2 жыл бұрын
Enqae dehan mexakum deqi erey
@danielguoush1353
@danielguoush1353 2 жыл бұрын
እዛ ናይ ሮቢ ሓውና ሓዳር ደኣኒ ከመይ ከመይ ኢያ ሓዳር ከይገበርና ኮ ኣፍሪሑኩሙና ሓዳርካ ወጺካ ኢካ ውጻ ኪድ ኣብዚሒኩሙሉ
@MatyosTesfit
@MatyosTesfit 11 ай бұрын
Wawwwwwwww❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍💋💋😂
@biniandat6375
@biniandat6375 2 жыл бұрын
Welcome to
@amanuelbeyene1342
@amanuelbeyene1342 2 жыл бұрын
ሮቤል 100
@azzyland65002
@azzyland65002 2 жыл бұрын
ኢሰያስ ጸፊዕና ከትብሉስ ናትኩ ገዲፉኩምሲ ሀጉር ዑዲማትኩም ሩጉም ጸፋዒ ምሳኩም አሎ
@mekonenteweldebrhan6774
@mekonenteweldebrhan6774 2 жыл бұрын
ደገፍቲ ፑቲን 'ሲ ፍሉያት ኢኩም፡ሕማም ናይ መራሒኩም ሒዝኩም ኣሎ ፑቲንን ህግደፍን ዳኣ ዘመሳስሎም ብዙሕ እንድዩ እቲ ቀንዲ መለለይኦም ግን ጃህራ'ዩ 😏
@asmeraxaada8366
@asmeraxaada8366 2 жыл бұрын
Welcome
@merhawikeshiyemane9036
@merhawikeshiyemane9036 2 жыл бұрын
Baley alekulki wenta shikor ane kiwesdeki eye But let me ok
@kibram6805
@kibram6805 2 жыл бұрын
Entay dea eti mlelik anbesa nay zebene haylslase zelewo gerom zsetu.🤔
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
OMG ፑቲን ንባይደን ኣብ ዓዱ ከይዱ ጸፊዕዋ፡ሽዑ ንቻይና ዝረየለይ ኢልዎ......."🤣
@sele3948
@sele3948 2 жыл бұрын
Xibuq srah xibuqat
@kahasedesta6611
@kahasedesta6611 2 жыл бұрын
ጅሁራት ምስ ዘይዓቕሞም ይዋዳደሩ
@samawi9802
@samawi9802 2 жыл бұрын
ምስመን ተዋዳድሮም
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 2 жыл бұрын
Wwwwww nay behaki xebuk comedy ehwatey daki eri xeada ajekom kaxelewo teray adnaki natkom eye hagerna hezbena serawitna selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna mangadena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪🕌⛪🕌⛪🕌⛪🕌⛪🕌⛪🕌⛪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 2 жыл бұрын
ድምጺ የለን ዶስ ኣባይ ጥራይ እዩ
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 2 жыл бұрын
እዚ ደራሲ ንጽንተት ኤርትራ ተመዊሉ ጎስጓ ዝሰርሕ ዘሎ ኢዩ ዝመስል,, ብቕንዕና ትሰርሑ እንተ ኮይንኩም ኣብ ውሽጢ ከስዕቦ ዝክእል ሳዕቤን ተረዲእኩም፡ ግምት ግበርሉ! ኣብ ስደት ደሎ መብእሰይ ኣብ ገነት ከምዘሎ ኣይተምስልዎ፡ ብጽሞና ጭንቀት ተበሊዑ፡ግምትን ኩውንነትን ስደት በበዩ ኮይኑ ጸኒሑዎ ብጣዕሳን ናፍቖትን ተሓዊስዎ ርእሱ ኣድኒኑ ዝኸይድ ውሑድ ኣይኮነን።ማሙቕ ስድራ ዝለመደ መዓልካ ሓደርካ ዝብል ዘይብሉ፡ ናይ ልቡ ዝርደኣሉ ስኢኑ ተስፋ ቖሪጹ ኣብ ገዛ ተዓጽዩ ግዙእ ናይ ኣልኮልን ተጸሊሉ ዝጉሓፍን መቑጸሪ የብሉን። እትሰርሕዎ ስደት፡(ስደት ከምስሙ!) ወጻኢ ኢኩም ስሙ ከይጠዓዓምኩ ሐሕማቑ እንዳ ኣምጻኹም ነቲ መንእሰይ ስደት ማዕረ ክንደይ ሕማቕ ምዃኑ ከተእምኑ ደኣ ክትሰርሑ ኣለኩም እምበሪ! ነቲ ጻዕዋ ወረቐት መንእሰይ፡ ወዲ ኩስቶ ገዛ ገዚኡ፡ወዲ ኩስቶ ትካል ገይሩ፡መኪና ሰዲዱ፡ኣሽሓት ሰዲዱ፡ሂወት ስድቤቱ ቀይሩ እንዳበልኩም ንጉሆን ምሸትን ኣይትቐስቅስዎ። ደጊመ ደጋጊመ እዚ ጎስጓስ ኣቋርጽዎ፡ ኣይኮነን ብመልክዕ ሙቪ፡ ኣብ ውልቂ ስድራ ዝዝረብ ዘረባ ነቶም ቆልዑት ማረ ክንደ ጸላዊ ምዃኑ ይጠፍኣኩም ኣይብልን ኢየ። ኣነ ንባዕለ ሓደ ግዳይ ናይ ከባብየይ ወለዲ ስለ ዝኮንኩ። ባህላዊ ጉዳያት'ውን ምኽርን ኣስተምህሮን ምቁጽጻርን ክገብር ይግብኦ። ምኽንያቱ ንጽንተትና ዝሰርሑ ብዙሓት ስለ ዘለዉ፡ኣብ ስደት ዘለና ብቐረባ ንፈልጦ ኢና፡ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዉ ግን ጌና እቲ ተንኮላት ናይ ዓለም ዘይፈልጥዎ ይበዝሑ። ደራሲ ብዛዕባ ስደት ትደርሶ ኣብ ስደት ጥዑም ዝብሃል የለን፡ ስለ'ዚ ንምረትን ሳዕቤኑን ጥራይ ክተጋውሕ ኢዩ ዝግበኣካ።
@binishkor483
@binishkor483 2 жыл бұрын
ብራቮ መዘናይ ኣነ ውን ኣብዚ ምሳኻ ይሰማምዕሉ እየ ምኽንያቱ ተደጋጋሚ ኣብዚ ስድራ ስደት ዝብል ኣጀንዳ ክልዓል ከም'ኡ ውን ሄለን ምስቲ ተዋሂብዋ ዘሎ ካራክተር ንሰብ መጉትካ ምእማን ንዊንታ ኣብ ሓደ መደምደምታ ክተብጽሓን ከብጽሕዋን ክትበጽሕን ኣመና ደንግዮም። ከምቲ ካልእ ክፋላት ጽቡቕ መደምደምታ ተርኡይና ናይ ዊንታ ፎብያ ናይ ስደት ግን በዚሑ ። ብፍላይ ደራሲ እዛ ሰድት ትብል መደብካ ኣብ ሓደ ስውን ጌርና ከም ንነጽጋ ኣይትዘንግዕ ።
@ተስፋዩስንቀይ-ኈ2ጰ
@ተስፋዩስንቀይ-ኈ2ጰ 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣስተዉዒልካ:ጽፉፍ ሓሳብን ንቕፌታን ዉን ኣቕሪብካ መኽንያቱ ይዝከረኒ ኣነ ንባዕለይ ቅድሚ 13ተ ዓመት ንስደት ክወጽእ ከለኹ ወዲ ኩስቶ ገዛ ኣስሪሑ: ንስድራ ኣሽሓት ሰዲዱ: ንእከለ ወሲድዎ ዝብል ወረ ይሰምዕ ነይረ እዚ ካብ ኩሉ ዝተሓብአ ኣይኮነን ማዕረ ክንደይ ጽልዋ ኣለዎ ድማ ንሰብ ስዉር ኣይኮነን :ንስደት ዝተሰድደ ጥራይ 'ዩ ዝፈልጦ ኩሉ ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ ንሪኦ ኣለና ኩሉ ብስነ ኣእምራዊ ጸቕጢ ተጸልዩ ይነብር ኣሎ ብጽምዋን ጭንቀትን ተዋሒጡ ብብሕትዉና
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 2 жыл бұрын
@@ተስፋዩስንቀይ-ኈ2ጰ እወ። ንዓይ ብቐረባ ዝተንከፈኒ ከዕለካ፡ ናብ ገዛ እንዳ ዓርከይ፡ ንዓርከይ ደልየ ይኸይድ እሞ ኣዲኡ ጥራይ ትጸብሓኒ ኮፍ ኢልና ነዕልል፡ ዓርከይ ደኣ የለን ድዩ ኢለ ይሓታ፡ የለን ንከተማ ምስ ከደ ሳልስቲ ገይሩ ኣብኡ ቀንዩ እዚ ክነሚን፡ በዓል ወዲ ኩስቶስ እባ ምስኡ ዝነበሩ ብሳዋ ገይሮም እስራኤል ኣትዮም ስድርኦም ይሕግዙ ኣለዉ፡ ዓርክኻ ከኣ ኣብ'ዚ ዕንይንይ ይብል ኣሎ ኢላትኒ! (ክገርመካ ኣብ እንዳ ኤሪ-ተል ተመዲቡ ኢዩ ዝሰርሕ ነይሩ።) ሽዑ ንውሽጠይ ስድራይ'ውን ከምዚ'ዮም ዝብሉኒ ማለት ድዩ ክብል ጀሚረ! ኣብ ርእሲ ዘላታ ተወሰኸታ ብዘይብኡ ምሸት-ምሸት ዕላልና ብዛዕባ ስግረ-ዶብ ኢዩ ነይሩ። ኣብቲ ግዜ እስራአል ካብ ትዕጾ 6 ወርሒ ኣቑጺራ ነይራ፡ ኤውሮፓ መንገዲ ከምዘሎ ኣብዘይፍለጠሉ ግዜ መኣዝና ዘይፍለጥ ተዓሚትና ንስደት ኣምሪሕና፡ ኣይነበር ደቂ 30 ዓመት ዘይመላእና ብጭንቀት ጸጉርና ተመሊጡ፡ ኣእሙሮና ደንዚዙ ሕማም ረሲዕ ክትብሎ ዝቐልል ደቂ 70 መሲልና ኣብ ምምራር ዓድና ገለ ለውጢ እንተ ዝግበርሲ ቀዳሞት ክንመለስ ኢና ኣብ ንብለሉ ደረጃ ኣለና ይብለካ!
@ተስፋዩስንቀይ-ኈ2ጰ
@ተስፋዩስንቀይ-ኈ2ጰ 2 жыл бұрын
@@tesmsghina3588 ናይ ብሓቂ ኩሉ ሰብ ስለ ዘይዕልለሉ እምበር ጠንቂ መበገሲ ስደት ከምዚ ወዲ ከምዚ 'ዩ ንዓይ ዉን ልክዕ ከም ናትካ 'ዩ ኣጓኒፍኒ ምስ ኣቡኡ ንዓርከይ ዕዳጋ ከብቲ ወሪድና ከለና ሓደ ሰብኣይ ብቐረባ ንፈልጦ ወዱ ካብ ኤውሮፓ ቴሌፎን ይድዉለሉ 'ሞ ሽዑ ግድፍ ኣቢልና ግልል ምስ በለ እቲ ንዓርከይ ኣብኡ እንታይ ድዩ ኢልኒ ኣታ ትሪኦም ዶ ኣለኻ ብዓል እከለ ደቆም ድሮ ኤዉሮፓ ኣትዮምሲ እንታይ እንታይ ይገብሩሎም ኣለዉ ንዓባ ንስኻ ምስ ዓርክኻ ኪዱ ኢልኒ ብጢሪኣ ካብኣ ማዓልቲ ከተሓሳስበኒ ጀሚሩ እምበር ቅድሚኡስ ንኽንደይ የዕሩኽተይን መማህርተይን ስደት ኣይከይድን 'የ ኢለ ኣቕቢጸዮም ነይረ
@yoditb5198
@yoditb5198 2 жыл бұрын
@@binishkor483 fobya entay malet eyu?
@abidllc8595
@abidllc8595 2 жыл бұрын
Hagerna seb sle zeyele Mengsti eritrea nab melae alem fah abiluwo, nskum kea neti wuhud kem gele zterefe melisu ndege kem zhasb tgebriwo aleku, ente kielkum neti Donqoro Mengsti kunetat hzbna kmehayesh gele mela zelewo movie mserahkum, ente zeyele zerna busuru ketetfuwo neti ab wushti terifu zelo wuhud nab dege kem zeharf aytgberuwo,
@merhawihaile3294
@merhawihaile3294 2 жыл бұрын
ናይሎምስ ምላእ ስትድዮ ኮይና ግዲ ኣይሰሓበትናን
@besm113
@besm113 2 жыл бұрын
እቲ ሕማም ኣመሪካስ ነቲ ዝነበሮ መሊስኩም ተሕምምዎ።ንዘይብሎም ሓድሽ ሕማም ተሕምምዎ ኣለኹም።
@aaronlid9451
@aaronlid9451 2 жыл бұрын
B 2 wegen ztrmelie sebiayn sebeytn hansab yeqararbom hansab yerahahqom alo astebhl ablulu
@gesera_entertainment
@gesera_entertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም የሕዋት ከመይ ኣለኹም ኣኣብዘለኽምዎ ሰላምን ፍቅርን እንዳ ተመነና!!! ኣብዛ ጌሴራ ቻነል ኣቲኹም 1000 ሳብስክራይብ ንምብጻሕ ተሓባበሩና ነዓና ዓቢይ ሓገዝ ኢዩ የሕዋት !! ኣምላከ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን
@chelseathebest3382
@chelseathebest3382 2 жыл бұрын
Bienvenue 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letinaeseyas2330
@letinaeseyas2330 2 жыл бұрын
My Pl
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 2 жыл бұрын
ዉቱ ናተይይይ ዘረባ ናትኪ ክፍእዩ ዝበኒ ቆጽልዮ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 2 жыл бұрын
12:00 እዛ ጎማ ንዓይ ማይ መስተይት ደኣ ፋሽን ድያ ደቅና ከይርእዩኻ እሞ ከይስሕቑ: እዚ ኣብ KINDERGARTEN ናይቶም ኣዚሎ ዝኸዱ መስተዩ እዩ
@samru2018
@samru2018 2 жыл бұрын
Klae fara eska iko hji ika felitkaya tkwen sala sdet welfare dehan yeto zeyfeltkumo afltomkum europaweyan or americawyan hwket
@fevenmussie9710
@fevenmussie9710 2 жыл бұрын
Kkkkk twrazika malte u hji fara sdat kidka eka falitkayo ember abi adikase be ny zayti jalon eka tsati nerika
@lulbahrishaebya8572
@lulbahrishaebya8572 2 жыл бұрын
@@fevenmussie9710 anbesa xbuq melsi
@lulbahrishaebya8572
@lulbahrishaebya8572 2 жыл бұрын
Hlus hataw fara hnti neger ayflet 😬denqoro kabakas harifka motka malet u.
@ሻዕብያዊወዲህግ
@ሻዕብያዊወዲህግ 2 жыл бұрын
Kem haki ane azile koleku hitkemela niere eye hji kea fashion koyna tkewen .
@tesfomandemariam6642
@tesfomandemariam6642 2 жыл бұрын
Kkkk eti politics tezterf mhashe. Ezi kulu hzbi eritrea tesedidula zero nhagerun nhzbun zhgz ab America eyu znebr ab rasha aykonen. Nskum gn nezi Ktefe alewo tblu alekum. Zgerm eyu.
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 2 жыл бұрын
ሰብኢሎሞ ሰነትበበኛታት ባሀልቲ ናይ ይግደፍ እሱራት ወይ ካአ ባራገዩ
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 2 жыл бұрын
እቲ ሓደ ሓውኹምስ አበይ ድዩ ተአሲሩ ዘሎ ዒራዒሮ ድዩ ድሃዩኸ ከመይ አሎ?
@tesfaygherezghier6292
@tesfaygherezghier6292 2 жыл бұрын
.
@watislove2650
@watislove2650 2 жыл бұрын
ዊንታ ናይ ሕማመይ ሓቃ ኣላ ኣብ ዛ ህግደፍ ዝረመስዋ ሃገር ዳኣ እንታይ ክትሰርሕ ዝስራሕ ተዝህሉ ዶ እዚ ኩሉ መንእሰይ ዓዲ ጓና መሪጹ
@samru2018
@samru2018 2 жыл бұрын
Suk bel amselu wala serah entethlu entry mtey ktbl mewaelka
@samru2018
@samru2018 2 жыл бұрын
Etey mtey ktbl mewalka
@lulbahrishaebya8572
@lulbahrishaebya8572 2 жыл бұрын
Srah kemtfetwu abzi mexikum aytwerazeu b txbit social enda neberkum, eropa tekek abilkumom zelukum aytmharu aytserhu denaqur, Hgdef dea getimkn u.
@habtab4670
@habtab4670 2 жыл бұрын
ኣየ እንዳ ህግደፍ ሕልሚ ናይ ልብኩም ድዩ መሳኪን ህግደፍ ዘዝበልኩም ክትፍብርኩ
@lulbahrishaebya8572
@lulbahrishaebya8572 2 жыл бұрын
Hgdefs areikum u sheyani xahxah 😎
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 2 жыл бұрын
ሕማም ነብስኻ ድዩ ዝላገጸልካ ዘሎ ምስኪናይ ። ሕርርርርርር ደኣ በል እምበር ትማልን ሎምን ጽባሕን ህ ግ ደ ፍ እወ ደቂ ሓንቲ ኣምዑት ፡ ሓራኢ
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ 2 жыл бұрын
ኣብየት ዱንቁሩና ኣታ አዚ ህግድፍ ሲ አንታይ ዓይነት ስነጥበባውያንን ዩ ኣፍርዩ ፑቲን ሲ ን ኣሜርካን ኤውርጳን ሲዒርወን ይብሉና ኣለዉ ክክክክክክክክ ጉዳም ምኻን ሓቅኹም ኢኹም ኢንተርነት ይብልኩም ገለ ይብልኩም er tv ዝበለቶ ኢኹም ደጊምኩም። አምበር ፑቲን ኣይኮንን ን ኣሜርካ ኤውርጳ ን ክስዕሮም ንባዕሉ ምሓሾ ንዩክሬን ከማን ክስዕራ ኣይካለን ናትኩም ዱንቁርና ግን አንድዒ ካ አምበር ኣብዛ ዓለም የለን ኣንቲ ኤርትራ ዓደይ በአፍሊ ደናቁር ስነጥበባውያንን አምበር ተዋሪድኪ ዋይ ኣነ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 2 жыл бұрын
እዚኦም ሕብረተሰብ ከንቕሑ ዘይኮኑስ ከደቁሩ ዝሰርሖም ህ ግደፍ እዮም
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ 2 жыл бұрын
@@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ ናይ ብሓቂ የደንግጹ ቡነት
@lulbahrishaebya8572
@lulbahrishaebya8572 2 жыл бұрын
😂😂denaqur nskum eikum abey emo eilkumo msar bkunat tray u zmeslekum nakum nzeytemahru, quteba eropa anqolqilu aspeza kebiru, genzebom maere dollar koynus kabzi nlaeli seret entay alo?🤔🤔🤔
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ 2 жыл бұрын
@@lulbahrishaebya8572 ናይ ብሓቂ ከማኻ ዶንቆሮ ሪኤ ኣይፈልጥን አየ ኩናት ኣብ ጎረቤትካ አንተሉ አኮ ይጸልወካ ዩ። ናትካ ግዳይ ዘይትገብር 31 ኣመት ኣይ ቁጠባ ኣይ ፍትሒ ሕግን ዘይብላ ገይሩዋ ዘሎ አዚ ዓዋን ንጉስካ ይግዳ ቁጠባ ናይ ሩስያ ከ ከመይ ከምዘሎ ትፈልጢ'ዶ ዶ ፈዛዝ ኣድጊ ምኻን ኣብይ ክርዳኣካ ምስኪናይ ተደንግጽ። ተማሃር ተማሃር። ካብ ን ኢሰይያስ ተገልግል ገልጣም
@eseyaskelab8223
@eseyaskelab8223 2 жыл бұрын
@@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ derby dkal srmat Amsal Amnzar sfat Tgrway Amsal Tgrway najas
@tarzanentertainment904
@tarzanentertainment904 2 жыл бұрын
I used to like the show not only because of it's contents but the quality of the pictures and sound; had a high regard for the camera man. However, the last two shows had very poor video quality and sound. As a fun of your channel and shows, I would like to bring to your attention that there is an issue with the videos you uploaded in the last shows in case you didn't see it. Please try to maintain the high standard that you used to. The quality of the recent videos doesn't much the high standard of the author, director and the great actors. Thanks
@salataentertainment
@salataentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ብሓይሊ ኣምላክ ሕጉስ ዘለካ ንዘለኣለም ይንበረልካ ፡ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
@mulubrhanasefaw5294
@mulubrhanasefaw5294 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН