MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - መን`ዩ ሰብካ , Seb Elomo By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2021

  Рет қаралды 227,055

Mara Entertainment

Mara Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 162
@user-eb4hv1iu8p
@user-eb4hv1iu8p 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እንታይ ዝበለ ትምርቲ ኢዩ ዘሎ ኣብዛ ደራማ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንኩሉ ዘማለአ ሃይማኖት ፖሎቲካ ምትሕግጋዝ ምትዕራቕ etc ኮታስ መወዳእታ ዘይብሉ ትምርቲ ኢዩ ዘልዋ በታሚ ኣድኒቐያ thanks deqi eri.
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 2 жыл бұрын
ደራሲ መምህር ጣዓመ ናይ ብሓቂ ዓቢ መምህር እዩ
@selamawittesfazgi9632
@selamawittesfazgi9632 2 жыл бұрын
Selamawit
@user-kc5bj7pp3o
@user-kc5bj7pp3o 2 жыл бұрын
ብሓቂ👌
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
ተገሪመ ኮ ናይ ብሓቂ ተመሲጠ
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 2 жыл бұрын
ጸርፊ ከ መርገም ካብ ኣቶ ዮውሃንስ (መራ)
@user-zv5lk5di3z
@user-zv5lk5di3z 2 жыл бұрын
ባህሎምን ሃይማኖቶምን ዘኽብሩ ተዋሳእቲ ❤❤❤
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 2 жыл бұрын
ደራስን ዳሪክተርን መምህር ጣዓመ ናይ ብሓቂ ዓቢ መምህር እዩ
@FILIEGA
@FILIEGA 2 жыл бұрын
ሰብ ኢሎሞን እንዳ ዶቦጭን እንቃዕ ብሰላም በጻእኩምልና ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና ፣ ኣብ ዞባናን ሃገርናን ከኣ ሰላምን ጥዕናን የውርደልና ፈጣሪ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ብሓቂ አብ ሰብ ኢለሞ ትሳተፉ ተዋሳእቲ አዝየ እየ ዘድንቀኹም ብፍላይ ሄሉ ቀፅልሉ
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 2 жыл бұрын
እቲ ቀንዲ ክድነቅ ዝግብኦ ግን ደራስን ዳሪክተርን መምህር ጠዓመ ኣረፋይነ እዩ
@filmonhagos8417
@filmonhagos8417 2 жыл бұрын
Am so proud of being be Eritrean....peace to Eritrea
@ushermk6745
@ushermk6745 2 жыл бұрын
Omg ውሽጥካ ትትንክፍ አባይ መልእኽቲ ውሓባይ እንበር ተፀባይ አይግበረና እግዚአብሔር አምላኽ ደቂ ኢሬ ደቂ ሪመይ
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ተብል ኮሜዲ እያ ክንነቅፈኩም ጥራይ ዘይኮንና ክነድንቀኩም ውን ኣለና ክብሪ ይሃበልና
@tasfalemgotiom5650
@tasfalemgotiom5650 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጸኩም ደቂ ኤሬይይ ጸዓዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@John..ጆን
@John..ጆን 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ማሃርት ድራማ
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FatimaFatima-xs6pv
@FatimaFatima-xs6pv 2 жыл бұрын
0 0
@FatimaFatima-xs6pv
@FatimaFatima-xs6pv 2 жыл бұрын
0P
@FatimaFatima-xs6pv
@FatimaFatima-xs6pv 2 жыл бұрын
TL
@John..ጆን
@John..ጆን 2 жыл бұрын
@@FatimaFatima-xs6pv እሂ ፋጥማ ኣይትወሓጠትልክን ድያ እዛ ድራማ
@user-vo3uk4zh7v
@user-vo3uk4zh7v 2 жыл бұрын
ጹቡቅ ሲራሕ
@wedieritrea770
@wedieritrea770 2 жыл бұрын
ዓቢ ትምህርቲ እዩ ብሓቂ ዝሃበ እዩ ዝህብ እዩ ዝብሃል ብሓቂ ንእከይ ብሰናይ ሰዓሮ ጽቡቅ እንበት ሕማቅ ኣይትጸብጽቢ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ድራማ እንተኮነ እዛ ጽሕዲ ትበሃል ነገር ምስ ሃይማኖትና ይኩን ባህልና ዘይትከይድ እንዶ ንየው በልዋ።
@Ab_Alem_kelekan_kelekan
@Ab_Alem_kelekan_kelekan 2 жыл бұрын
Xbuq andu zmesleka ktzareb hawey natey. Kab kemzia xhifkaya zelka gn slemntay kemu tbl kem zeleka kem meglexiu gerka ante teqrbo kulatna mfeletna. Slemntay u msana zey keyd . 😁
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፅሕዲ ምሰ ሃይማኖትና አይኸድን ናይ አህዛብ እዩ እለይዎ
@Ab_Alem_kelekan_kelekan
@Ab_Alem_kelekan_kelekan 2 жыл бұрын
@@selam801 slemntay u zey keyd tetgelxwo aymhashen. Kab bkdnu aykeydn u tblu ?
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብ ስደት ዘለና ኢካ ገድፍናዮም ኣብቲ ብርክቲ ሃገርና
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
@@Ab_Alem_kelekan_kelekan በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፫ #ብዛዕባ_ፅሕዲ_ልደት_ትርጉማ እዚ ናይ ጸዓዱ በዓል ልደት ዕለት 25 ታሕሳስ ይክበር ጽሕዲ ልደት ናይ ጸዓዱ ጣዖት ኣምልኮ መግለጺ ምኳኑ ከኣ ይፍለጥ ታሪክ ጽሕዲ ልደት ኣመጻጽኡን ክንርእዮ እከለና ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍትና ከምዚ ንረክብ #ብዞራስተርን ዝበሃል ናይ ክልተ ኣማልክቲ ዝኣምኑ ምዕራባውያን ንሓዱሽ ዓመቶም ንምቅባል ይጥቀሙ ብዞራስተርን ናይ ክልተ ኣምልክቲ መሰረተ እምነት ክፉእን ሕያዋይን ዝበሃሉ 2 ኣማልክቲ ኣለዉ ከም ኣተሓሳስባ እዚ እምነት እዚ ኣብዚ ምድሪ ዝኾነን ዝኽውን ዘሎን ንመጻኢ ዝከውን ኩሉ ነገር ዝከውን በዚኦም ክልተ ኣማልክቲ ውድድር እዩ እቲ ክፉእ ኣምላክ እንተሓይሉ ኣብምድሪ ዝኮነ ኩፉእ ነገር የጋጥም ብኣንጻር እቲ ሕያዋይ ኣምላክ እንተሓይሉ ከኣ ጽቡቅ ነገራት ኣብ ምድሪ ያጋጥሙ ብምባል እዮም ንጽሕዲ ዝኣምኑ ምዕራባውያን ነቲ ሕያዋይ ኣምላክ ጣዖቶም ሳተርን ብምባል ይጽውዕዎ ኣብ ምዕራባዊ ክፋሊ ዓለም ክራማት ወቅቲ ኣብ ዝኮነሉ ብጣዕሚ ኣሸጋሪ'ዩ ኩሎም ኣግራብ ቆጽሎም የርግፉ ናይ ምጥጣዕ ምልክት ኣየርእዩን ጽሕዲ ግና ብተፈጥርኡ ነዚ ሕማቅ ወቅቲ ተጻዊሩ ክሓልፎ ዘኽእል ዓቅሚ ስለ ዘለዎ በዚ መሰረት ድማ ጽሕዲ ነቲ ክፉእ ወቅቲ ክረምቲ ብምጽዋር ነቲ ጽቡቅ ወቅቲ ክሳብ ዝመጽእ ለምሊሙ ይጸንሕ እሞ በዚ ከኣ እቲ ሳተርን ሕያዋይ ኣምላኾም ካብ ክፉእ ኣምላክ ንምህዳም ኣብ ውሽጢ ጽሕዲ ተሓቢኡ ይነብር ብምባል ድማ ይኣምኑዎ ምዕራባውያን ክረምቲ ክወጽእ እከሎ ነቲ ሕያዋይ ኣምላኾም እንኳዕ ደሓን መጻእኻ ኢሎም ብድምቀት በዓል የብዕሉ ክብሪ ምስጋና ስግደት ንጽሕዲ ይኩኖ ነቲ ሕያዋይ ኣምላኽና ሓቢኡ ስለ ዘጽንሐና በዓል ውዕለትና ኢሎም ነቲ በዓሎም መድመቂ ይጥቀምሉ ብሓጺሩ ካብ ጥንቲ ኣትሒዞም ነዚ በዓል ዘክብሩ ንሳተርን ዝተብሃለ ጣዖት ኣምላኾም ዝገብርዎ ዝነበሩ ስርዓት እዩ ብከምዚ እናቀጸለ እንከሎ ንጉስ ቆስጠንጢኖስ ብኣዋጅ ክርስትና ካብ ዘስፋሕፍሐሉ ግዜ ኣትሒዙ ኣብ ካልኦት ሃገራት ዝነበሩ በዓለ ጣዖታት ከም በዓል ክርስትያን ኮይኖም ክሳብ ሎሚ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ናተከበረ ይርከብ ነገር ግን ልደትን ትንሳኤን ካልእ በዓላትን ስርዓቶም ብምሕላው ዘክብሩ ኣለዉ ብዝተፈላለየ ምክንያት ይኩን ብዘይምፍላጥ ክሳብ ሎሚ ነዚ ናይ ባዕድ ናይ ጣዖት ኣምልኾ በዓል ብልማዶም መሰረት ናይ ጽሕዲ እናሰራሕና ነኽብር ነይርና ሕዚ እውን ቁሩብ መዓልታት ተሪፍዎ ዘሎ በዓልና በዚ መንገዲ ንምክባር ንሸባሸብ ኣለና ኣቦታትና ከም ዝብሉና “እግዚኣብሔር ንዓለም ካብ ዝፈጠረሉ ጥበብ ንላዕሊ ሰብ ኮይኑ ዓለም ዘድሓነሉ ጥበብ ኣዝዩ ረቂቅ እዩ ይብሉና ብዘይ ምርዳእ ይኩን ብዘይምስትውዓል ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ጎይታ ኣዝዩ መስደምም ዝኮነ ናይ ኣምላክና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ልደት ምስ ከምዚ ዓይነት ምዕራባዉያን ጣኦት በዓል ብምሕውዋስ እነክብር ኣለና እዚ ግን ኣዝዩ ዘሕዝን 'ዩ ብርግጽ ንሕና ናይዚ ዘመነ ግሎባላዜሽን ምዕባለ ኣጥፊኡና ወሲዱናን ስለዘሎ ብጣዕሚ ዝሰልጠንና ዘመናውያን ዝኮናን ናመሰለና እዚ እንታይ ማለት ከም ምዃኑ ኣይርድኣናን ይከውን ክርድኣና ዉን ኣይንደልን ናይባዕዳውያን በዓልን ስርዓትን ጽቡቅን ሕማቅን ፈሊና ክንፈልጥ ክንጥቀም ብዘይምክኣልናን ንኩሉ ነገር ብምቅባልን ነቲ ክቡር ባህልናን ስርዓትናን ገዲፍና ነቲ ንጣዖት ዝግበር በዓል ነኽብር ኣለና! ልደት ቅድስት ቤተክርስቲያን በቲ ግቡእ መገዲ ጌራ ተኽብሮ እያ ንሕና ውን በቲ ግቡእ መንገዲ ንልደት ከነኽብር ይግባእ ጽሕዲ ልደት ናይ ባዕድ ሃገር ኣምልኮ ጣዖት 'ዩ ብርሃን ዓለም ቅዱስ ጳውሎስ ከምዚ ይብለና ”ምስቶም ዘይኣምኑ ኣብ ሓደ ኣይትቆረኑ ጽድቅን ሓጢኣትንከ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎም ወይ ከኣ ብርሃን ምስ ጸልማት እንታይ ሕብረት ኣለዎ ክርስቶስ ምስ ዲያብሎስ ታይ ስምምዕ ኣለዎ ኣማኒ ምስ ዘይኣማኒ እንታይ ሕብረት ኣለዎ መቅደስ ኣምላክከ ምስ ጣዖታት ታይ ስምምዕ ኣለዎም ኣምላኽ “ምስኣቶም ክነብር እዩ ኣብ መንጎኦም እውን ክመላለስ'የ ኣነ ኣምላኮም ክኸውን እየ ንሳቶም ውን ህዝበይ ክኾኑ እዮም ከም ዝበለና ንሕና ቤት መቅደስ ሕያው ኣምላኽ ኢና(2ይ ቆሮንጦስ 6፥14-16) ስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን፫
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 2 жыл бұрын
ዓባይ ትምህርቲ ብሓቂ ሃይማኖት ኣይትፈሊ ገለ ኣይትፈሊ❤️
@user-vo3uk4zh7v
@user-vo3uk4zh7v 2 жыл бұрын
Welcome deqi erአ ሓላላት ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ቀዳማይ ኮመንቲ ባዕለይ
@peaceandlove684
@peaceandlove684 2 жыл бұрын
ራህዋ ርህርህቲ ዝወሰደቶ ዉሳኔ ብጣዕሚ የሐጉስ። ከምዚ እዩ ጉርብትናን ሕውነትን።
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 жыл бұрын
ደራሲ/100% ብጣዕሚ ማሃሪ ድራማ እዩ☘️☘️💞
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 2 жыл бұрын
እንቋዕ መጻኩም ደቂ ኤራይ ሓላል፣ ወትሩ ኦዉት ስራሕ።
@user-ew2sv8hj6m
@user-ew2sv8hj6m 2 жыл бұрын
አጆኹም ደቂ ሃገር
@efarmichael3329
@efarmichael3329 2 жыл бұрын
Wana nayza Comedy beteami eya zedneqo, kab kulu ab gzian ab seatan temxe and tewasaeti keman aziom nefuat 🇪🇷👍
@MaraEntertainmentEritrea
@MaraEntertainmentEritrea 2 жыл бұрын
ክብረት የሃበልና ኤፋር ሓውና 🙏
@betielzekarias3993
@betielzekarias3993 2 жыл бұрын
Welcome deki Eri xaeda much love ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🙏
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 2 жыл бұрын
በጃኹም እዛ መደብ እዝኣስ ኣይተቋሩጽዋ ሙኹንያቱ ቡዙሕ ኢና ንመሃረሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላም ንህዝብናን ሃገርናን ይግበረልና👉💪💪💪💪💪💓💔💕💗❤💙💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብጣዓሚ ማሃሪት ቀፅልሉ
@gulhagarsab1510
@gulhagarsab1510 2 жыл бұрын
Asey deka erey ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selambelay6627
@selambelay6627 2 жыл бұрын
Xerfin mergemn bezyho pls hseblo 😊
@selamk3807
@selamk3807 2 жыл бұрын
Nay Bhaqi bezihu
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 2 жыл бұрын
love you guys welldone nice show specially deboch
@zebibtesfaye9639
@zebibtesfaye9639 2 жыл бұрын
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💕we love you guys
@adonayamaniol5294
@adonayamaniol5294 2 жыл бұрын
btami des zbl enqa bzelam mexakumna sdra eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤
@tedrosweldegergs9339
@tedrosweldegergs9339 2 жыл бұрын
God blessed deki eriy
@aarontesfai1328
@aarontesfai1328 2 жыл бұрын
Jhon mera betami meshake mehari behafsh kelukum nefuate tewasaeti ikum.
@sissis9505
@sissis9505 2 жыл бұрын
Abza geza zelewu sebat hayalat yom Bhaki wawwwwww adnikekum temehire aleku ane wn
@wahshon9598
@wahshon9598 2 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ምልእቲ no comment 100%100 እንዳ ተዛናጋዕካ ዓባይ ትምህርቲ
@oziyahoo5258
@oziyahoo5258 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷❤👈🙏💯
@haiatyemer8742
@haiatyemer8742 2 жыл бұрын
መሸአላ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Love you so muche shkurinatati mukurati Deki ereyi eritra🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐪🐪🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🌼🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹💐💐💐🍀🦁🦁🐫🐫
@y0hannesbereket607
@y0hannesbereket607 Жыл бұрын
Sibuk timhirti eyu deki erey kesiliwo
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 2 жыл бұрын
Maharit film nay bahaki
@luwamyebio4718
@luwamyebio4718 2 жыл бұрын
Wawww nay bihaki seb elomo baba deboch enkae biselam mexakum
@henokkiflom978
@henokkiflom978 2 жыл бұрын
Selam Selam kemoy elakem xubuq ketehilaw tesfe ygebur gen bezuken xubuq sreh qxulaw 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@Tm-hl6xf
@Tm-hl6xf 2 жыл бұрын
Wa ata tayom ertrawyan eritrawyan zblu, drbayat
@hanasami6968
@hanasami6968 2 жыл бұрын
Well Come 👍
@efremmebrahtom6238
@efremmebrahtom6238 2 жыл бұрын
ሓቁ እዩ ዶጎጭ ጅግና
@1abahta
@1abahta 2 жыл бұрын
ፈትየያ:: A job well done.
@itetvproduction
@itetvproduction 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ነዛ ቻነለይ ሽሕ ሳብስክራይብ ከብጽሓ ሓጉዙኒ ሙቁራተይ
@adikhankhan2506
@adikhankhan2506 2 жыл бұрын
xibuk medeb maharitn azanagatin koyna rekibeya tancks
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 2 жыл бұрын
John mera Qurub tifokis ala eza kunetat Zereba yibezih alo meqeret eza sitcom yifoks alo
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 2 жыл бұрын
Much love ❤ 😍 💖 ❣ 💕 ❤ 😍
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Merehaba deki halali meriyeti deki ereyi aidimeni tsianani yohabikumi 👍🏽🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🌻🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏵🏵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏵🏵🏵🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙❤💙❤💙💙💛💚💛💚💚🌷💛
@micalzeru9002
@micalzeru9002 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣርእስትታት እዩ እዚ ዝቀርብ ዘሎ መሃርን ኣዚዩ ጠቃሚን እዩ ዝነኣድ እዩ ቀጽሎ ደራሲ። እንተኾነ ገሊኦም ካራክተራት ተቀልቂሎም ብኡ ጌሮም ጠፊኦም። * ሓዉ ን ዶቦጭ ኣብ ዓዲ ዝቅመት ትሕቲ ዕድመ ጓሉ ከመርዑ ዝፈተነ እተን ደቁ ኾይነን ዝዋስኣን ጠቅላላ ጠፊኦም። *ሮቤል ሓዳር ጌሩ ወሊዱ ተባሂሉ እንተ ኾነ ቆልዓ ኣብ ጎሮቤት ገዲፈ እንዳ በለት ኣብ ከተማ ሓሙኣ ይኹን ሮቤል ይቆጽርዋ ንምንታይ እዮም ኣብ ገዚኣ ዘይከድዋ፧ ስድራኣ ይኹኑ የሕዋታ ድማ መን እዮም ዝፍለጥ የለን። *ወዱ ን መስፍን ብ ወሰን ዝወለዶ ከምዘለዎ ቀሪቡ ኔሩ እታ ዝወለደላ እዊን ኣምጺእዋ ኔሩ ደራሲ እንታይ ኮይኑ መወዳእታኣ፧ *ብ ወሰን ዝውለድ ወዱ ን ደቦጭ ክምርዖ ተባሂሉ መንነቱ ክፈልጥ ኣዋጢርዎ ኔሩ ሓዳር ጌሩ ዶ ኣበይ በጺሑ ጉዳዩ ፧ ተጀሚሮም ዝተወንዘፉ ገጸባህሪታት ወላ እኳ እቲ ቀንዲ ናይ እንዳ ደቦጭን ዘተኮረ ይኹን ግን ጎድኒ ጎድኒ ክስረሓሎም ይግባእ።
@JESUS-711
@JESUS-711 2 жыл бұрын
Sbuk alowo abe zeymlketeki aytetewi
@micalzeru9002
@micalzeru9002 2 жыл бұрын
@@JESUS-711 ብቀዳምነት ኣነ ን ዋና እዚ ቻነልን ደራሲ እዛ ሲትኮምን እየ ጽሒፈ ። ርኢቶይ ክጽሕፍ ድማ መሰለይ እዩ። ደሓር ከኣ ስምካ ከይተጸዋዕካ ክትምልስ ምምጻእካ ኣብዘይምልከተካ ዝኣተኻ ንስኻ ኢኻ ስለዚ ዘምጸኣካ ግበር።
@y0hannesbereket607
@y0hannesbereket607 Жыл бұрын
Biteami des zibil eyu
@aluluamama2459
@aluluamama2459 2 жыл бұрын
Agenaqe ezia medeb tehagagizum kemteketsel geberewa bitte
@zeruwelde3777
@zeruwelde3777 2 жыл бұрын
Abzi alo kal kulu seb ksemio zgbo
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 2 жыл бұрын
ybel tmhrti kemzyeyu derasi btami nfea
@dubola5777
@dubola5777 2 жыл бұрын
Derasi btaami nfuA, xbuk sraH tserHu alekum, entekone gin mergem sgab kindU entay adleye, btaami teganino aleka, ab nefswekef zereba deboCh kragem alewo malet dyu, Hsebela bejaka.
@omersalih812
@omersalih812 2 жыл бұрын
B haqi nezom kemana btami meharit eya.
@galeasmaraeri2200
@galeasmaraeri2200 2 жыл бұрын
Ane john mera mara eyu kife zehbeni naye hemamey
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 2 жыл бұрын
Bejakatkum LIKE habwom😂😂😂 its so funny kemuwn mehari 😂💝
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 2 жыл бұрын
Well come back
@user-vb1gg1pg6f
@user-vb1gg1pg6f 2 жыл бұрын
Wow 🙄top 👍👌
@kisanet4715
@kisanet4715 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@abrahamasmerom5631
@abrahamasmerom5631 2 жыл бұрын
እዋይ ኣብዚ ዘሎ ትምህርቲ ደው በሉ ኣይትሰኣኑ
@cooktogthereattogether205
@cooktogthereattogether205 2 жыл бұрын
Nay bihaki seb eilmo, Kab deboch etiom nay bihaki temaat sebat inttmhru .
@mogosandom179
@mogosandom179 2 жыл бұрын
Xerfi tebzh aleka doboch
@rigatgebrihwet4988
@rigatgebrihwet4988 2 жыл бұрын
Good job
@semeregher3120
@semeregher3120 2 жыл бұрын
Welcome tenafekti
@danaittekleab4176
@danaittekleab4176 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MT1898
@MT1898 2 жыл бұрын
ምስላታት ትግርኛ ክትከታተሉ ንትደልዩ ኣብዚ ኣለኩም።
@eliltaabrehe1894
@eliltaabrehe1894 2 жыл бұрын
ufffff enda dobch ketilkumna eqa
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👏👏👏
@rigatgebrihwet4988
@rigatgebrihwet4988 2 жыл бұрын
Wawww
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk ❤❤🙏🏻🇪🇷🇪🇷
@kasay67
@kasay67 2 жыл бұрын
ግርም ትምህርቲ እንዳ ደቦጭ።
@user-mv3bt7sx1y
@user-mv3bt7sx1y 2 жыл бұрын
💯
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 2 жыл бұрын
Welcome guys
@trhasmeharihagos9666
@trhasmeharihagos9666 Жыл бұрын
Besmab wewlde menfes kudus,🤔🤔🤔🤔🤔ata ty zbele tserfi ekum temahirkum
@bluesparkles1018
@bluesparkles1018 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@nur12655209
@nur12655209 2 жыл бұрын
🙏🇪🇷🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🙏
@sultansultani5501
@sultansultani5501 2 жыл бұрын
🥰❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@adu8778
@adu8778 2 жыл бұрын
👍 👍 👍 👍
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 2 жыл бұрын
Ata haki koynu tesemini nay debox
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@almazt3763
@almazt3763 2 жыл бұрын
❤🙏❤🙏👌👌🇪🇷🇪🇷
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ድሃብ መኹርዒት ህዝባን ሃገራን
@sabaokubay2566
@sabaokubay2566 2 жыл бұрын
Meharits neara gn eza tmketi endyom enda abzhuwo
@ftwi9191
@ftwi9191 2 жыл бұрын
Wawwwwwwlike
@fckeverything4069
@fckeverything4069 2 жыл бұрын
Welcome ❤
@azaryaazarya7428
@azaryaazarya7428 2 жыл бұрын
Etom nay Eritrea police kemzy nayza gual chekana ab lely sedrka eyom zemherwom
@maranata8789
@maranata8789 2 жыл бұрын
ከምኡ ድዩ ኣታሓሳስባካ
@semerebrhane1978
@semerebrhane1978 2 жыл бұрын
TSBUQ GBER NMEN NMANM
@zbanlomi5955
@zbanlomi5955 2 жыл бұрын
@ ኣንቲ መን እዩ ክሓፍረልኪ
@user-uo5pn2dk4c
@user-uo5pn2dk4c 2 жыл бұрын
😍👍❤❤❤❤❤❤❤❤
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 2 жыл бұрын
🤩😍🥰💯🙏
@alemkifle5658
@alemkifle5658 2 жыл бұрын
🎄🎄👏👍🙏❤
@harmonabrihe4909
@harmonabrihe4909 2 жыл бұрын
kab resah hgdf dea terifna ena , nay bheki meherit eya ajokum kemzi kerina ntehekakof.
@ghidenakeshi8263
@ghidenakeshi8263 2 жыл бұрын
w0
@selamgulbet4945
@selamgulbet4945 2 жыл бұрын
🐫🐫🐫
@danielyemane2024
@danielyemane2024 2 жыл бұрын
seb ilomo tbl film xbuq thzton mahrn zkone eka temxu entekonum eti gexe bahri gn guli gize hade koynu neabnet kmeza beal police koyna tserh kulu gize hade aynet
@rozinamhreteab1693
@rozinamhreteab1693 2 жыл бұрын
azya des tbal filim eya mharatn azanagatn nufuat deresti konu tewasati
@yohannes3206
@yohannes3206 2 жыл бұрын
ኩሉ ዘረባኹም ላዛ ዝጎዶሎ፡ ብጸርፍን ብምዝንጣልን ዝተላዕጠጠ። ከምዚ ዓይነት ኣገባብ ዘይብሉ ኣዘራርባ ካበይ ዝመሃዝኩሞ ምዃኑ ዝገርም እዩ። ወረ ከመይ ከመይ እዩ፡ ዓገብ ዝብል ኣካል ተሳኢኑ። ብላሽ!
@Redsea_show651
@Redsea_show651 2 жыл бұрын
ዝርዳኣካ ተኮይኑ ትግርኛ መሃሪ ዝኮነ ትምህርቲ እዩ ። ተኪእልካ ተመሃረሉ ኣይኮነን ከኣ እዚ ገስረጥ አፍካን ኣክብ ።
@norachapters901
@norachapters901 2 жыл бұрын
Brgx nska kone ilka endafeltka txyq seb ika tgraway wey teqawamay ayblekan eyou qdem gen n nebska fleta hray do tekielka wushtka aqedimka flet
@kubikubi6201
@kubikubi6201 2 жыл бұрын
ንዓካ ኢና ዓገብ ንብለካ ፡ኣይርዳኣካን አዩ ኢንበር ፡ብስዋሂሊ ክንፍቲን ኢና ካላኣይ ጊዜ ተደጊምካ🤔🤗
@yohannes3206
@yohannes3206 2 жыл бұрын
@@norachapters901 ድሓን ናይ ስዋሂሊ ግድፍ ኣቢልካ፡ ፈለማ ትግርይና ክትጽሕፍ ፈትን። ብዝኾነ እቲ መልእኽቲ ሕማቕ'ዩ ኣይወጻንን፡ እቲ ኣዘራራብ ግን ኣብ ወለድና ከምዚ ዓይነት ምርጋምን ምጽራፍን ሰሚዕካ ትፈልጥ? ከይኮረኻ ህድእ ኢልካ ስምዓዮም። ኣብ ሞንጎ ኣዕሩኽ፡ ኣሕዋት፡ ከምዚ ዓይነት ምብህሃል ኣብ ባህልና የለን። እዚ ዘይባህልናን ዘይኣገባብናን እዩ። ክዕረ ይግባእ።
@yohannes3206
@yohannes3206 2 жыл бұрын
@@norachapters901 ኣቦይ ኢሚግረሽን፡ ኣስተውዕል ኣቢልካ ተዛረብ። እቲ ንሶም ዝጥቀሙሉ ዘለው ኣገባብ ምብህሃል፡ ምዝንጣል ምርጋም ምጽራፍ ካብ ባህሊ ሕብረተሰብና ወጻኢ እዩ፡ መልእኽቲ ናይዚ ድራማ ጽቡቕ እዩ፡ እቲ ምብህ ሃል ግና ኣዚዩ ኣዚዩ ሕማቕ እዩ፡ ደቅና ከይተረድኦም ክወርሱዎ ይኽእሉ እዮም።
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 2 жыл бұрын
Please don’t use foul words too much. It is not our culture to use insulting words
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 39 МЛН
Unveiling my winning secret to defeating Maxim!😎| Free Fire Official
00:14
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 16 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
0:16
Secret Vlog
Рет қаралды 2,1 МЛН
Когда решил уехать от сотрудников ДПС! @krimov_kr
0:14
НАЛЕТЕЛ НА СОПЕРНИКА🤯
0:22
RFC Fighting Championship
Рет қаралды 346 М.