KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ሰብ ኢሎሞ ሓቅን እምነትን - Seb Elomo Haqn Amnetn - By Teame Arefayne Eritrean Comedy 2024
45:43
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክሪስማስ , Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2021
33:26
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
00:20
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ህልክ , Seb Elomo By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2021
Рет қаралды 178,372
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 160 М.
Mara Entertainment
Күн бұрын
Пікірлер: 161
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና
3 жыл бұрын
እንተተኻኢሉ ዋናታት ታሪኽ ሃሰስ ምባል ዝበለጸ'ዩ። ንእሽቶ መኣረምታ ንደራሲን ዳይረክተርን መምህር ጠዓመ ኣራፋይነ። ኣብዛ ትማሊ ኣብ ማራ መዘናግዒ ቻነል ኣብ ኮመዲ ሰብ ኢሎሞ፡ ህልኽ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝተፈነወት መደብ ንስማት ዝምልከት ዛዕባ ኣአንጊዳ ነይራ። ዕላማ መጽሓፍየይ ነቲ ኣብ መበል 22 ደቒቕ ዘሎ ዝርርብ ንእሽቶ መኣረምታ ንምሃብዩ። ተዋሳእቲ ግርማይን የውሃንስን ብዛዕባ ስም ኣብ ዝዘራረቡሉ እዋን ግርማይ "ሓደ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንደቁ ኤርትራ፡ ናጽነት፡ ትርከብ" ብምባል ስም ከም ዘውጻኣለን ብኣድናቖት ይዛረብ። ኣብዚ፡ ተዋሳእቲ፡ ደራሲ ዝጸሓፈሎም ስለዝደግሙ እቲ መኣረምታ ንዐኦም ዝምልከት ኣይመስለንን። እንተኾነ ነታ ዕላል ደራሲ መጽናዕቲ ክገብረላ ይግበኦ ነይሩ ምበልኩ። ብዝኾነ እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝበሃል ዘሎ፡ ተጠቃሳይ ኣብ ከተማ ዓዲ ቐይሕ'ዩ። መምህር የማነ ገብረሂወት (የማነ ሺላ ወይ ከኣ ወዲ ሳበው) ይበሃል። ንሱ ንደቁ፡ ንቦኽሪ ኤርትራ፡ ንማእከለይቲ ናጽነት ንምንኣሳ ከኣ ትርከብ ክብል ስም ኣውጻኣለን። ብስንኪ"ዝን ካልእን ከኣ ብስርዓት ደርጊ ብተደጋጋሚ ተኣሲሩን ተቐጥቂጡን ነበረ። ምእሳር ምስ በዝሐ ከኣ ኣብ 1979 ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ ኣብ 1981 ተሰዊኡ። ትርከብ ድሕሪ ዋላዲኣ ምግዳሉ ነዊሕ ጸኒሓ ብሞት ተፈልየት። ኤርትራን ናጽነት ከምኡውን ነቲ ስምረት ክልተ ውድባት፡ ተጋድሎ ሓርነትን ህዝባዊ ግንባርን ክውን ክኾነሉ ትምኒቱ ንምግላጽ ንሕሳስ ልደ ወዱ ስምረት ብምባል ስም ኣውጺኢሉ ነበረ። ዝርዝር እቲ ታሪኽ ሰፊሕ'ዩ። ኣብዚ ሓጺር ጽሑፍ'ውን ዝውዳእ ኣይኮነን። እዚ ታሪኽ ስልጣን ዳይኖም ኣብ ጋዘጣ ሓዳስ ኤርትራ ብስም "ስም ይመርሕ፡ ጥዋፍ የብርህ" ዝብል ኣርእስቲ ኣውጺኡዎ ነይሩ። ብድሕሪኡ'ውን ካልኦት ጸሓፍቲ ጽሒፎሞ ኢዮም። ናጽነትን ኤርትራን ድሕሪ ናጽነት ክልቲኤን ኣብ 3ይን 5ይን ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብምኻድ ኣብ ግምባር ቡረ ንሰለስቲኡ ዓበይቲ ኩናት ኢትዮኤርትራ ተሳቲፈን ብሰላም ወጽየን'የን። ስምረት ስሙ ናብ ኣማን ተቐይሩ ዝያዳ ብምሉእ ወይ ኣማን ይፈልጥ። ናጽነት ንንውሕ ዝበለ ግዘ ብስም በረኸት ክትጽዋዕ ድሕሪ ምጽናሕ ሓደራ ወላዲኣ ንምጽናዕ ነቲ ብምፍርራሕ ስርዓት ደርጊ ክትቅይሮ ተገዲዳ ዝነበረት ስም ኣብ በት ፍርዲ ኣአዊጃ ስማ ናብ ናጽነት መሊሳቶ'ያ። በዚ ኣጋጣሚ እዛ ትጥቀስ ዘላ ናጽነት፡ ክብርቲ በዓልቲ በተይን ኣደ ፍቑራት ደቀይን'ያ። ኣብ መወዳእታ ዝኾነ ታሪኽ ዋና ኣለዎ። ብዝተኻእለ መጠን ከኣ ከምዝታት ኣብ ተዋስኦ ወይ መጽሓድ ክንጥቀም ከለና ስም በዓል ታሪኽ ክጥቀስ ወይ ነቲ ታሪኽ ቁሩብ ክንሓተሉ ዝግባእ ይመስለኒ። የቐንየለይ እዛ ጽሕፍቲ ካብ ገጻት ፈስቡክ እያ ረኪበያ ካብ (መም) መኮነን ተስፋይ) ምናልባት መአረምታ ተኮነትኩም
@temesghenmehari2057
3 жыл бұрын
ጽቡቕ መኣረምታ መም መኮነን ። እዚ መአረምታ ናይ ስየመ ዛንታ ቦታ ሂወት ዘለዎ ምስ ሙዃኑ ናብ ታሪኻዊ ቀጥታ ምስ ታሪኽ ኤርትራዊ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ኤርትራ ሃገራውነት ከም ዘለዎ ምእማንን ምቕባልን'ዩ። ስለዚ ደራሲ ብፍላጥ ታሪኽ ንምሑንታኽ እንተዘይኮይኑ መአረምታ ብትብዓት ክገብረሉ ንኣዛናትውኡ እላበዎ። ካልእ ተወሳኺ ሕቶ ዝፈጠረለይ ናይ ኣምሓርኛ ኣስማት ንስምዒት ተዋሳኣይ ክግለጸሉ ዝደለየሉ ምኽንያት'ዩ። ኣይተቐበልክዎን ምኽንያት መጠቀሚኡ ውን ኣይተረደኣንን። ምኽንያቱ ብቋንቋ ትግርኛ ንዖም ዝትክኡ ብተመሳሳሊ ኣብ ትግርኛ ክረኽቦም እናኸኣለ ብብፍላጥ ክንላመዶ ዝተደለየሉ መስርሕ ኣምሲልዎ።
@younussulaiman9832
3 жыл бұрын
ኣነስ አዛ ዕላል ኣብ ገዛና የ ሰሜዒያ ንአሽተይ ከለኩ ሕጂ ድማ ኣነጽሩልየ መምህረይ ናይ ብሓቂ
@yordanossahle6383
3 жыл бұрын
Sebeytu ni memher Mokonen Tesfay Aboa eyu eti bal tarik memher Yemane sabewo
@teklebrhansolomonembaye606
2 жыл бұрын
100 %
@annaviespoli
Жыл бұрын
Io
@MaraEntertainmentEritrea
3 жыл бұрын
ከመይ ረኪብኩማ ሰብ ኢለሞ።
@mariamdngl-d8i
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ምበልና ኔርና ቁሩብ ደኣ ሙዚቃ ኣለዋ እምበር kkkk ,ዳርጋ መንፈሳዊ ድርማ እያ በኡነት ።ኣያና ኣያ ዮሃንስ ጆንሜራ ዋልታ ,ሕብረተሰቡን ሃይማኖቱን፡,እዩ ብፍላይ ከኣ ስርዓት ሃይማኖትና ትገልጽ,ክብሪ ሓዳር ትምህር። ረኺብናያ ። ሓደ ሓደ ግእዝ ሰው ምባል ከኣ ኣይትሕመቕ ኣያ ዮሃንስ kkkk ,ብፍላይ እዛ 'አቅረብኩ ለከ እሳተ ወማየ ደይ ኢደከ ኃበ ዘፈቀድከ" ክብል ከሎ ሰሓቕ እዩ ዝመጸኒ። ብሓፈሻ ኩሉኹም ጀጋኑ ኢኹም ቀጽልዋ።
@maezatsegay8444
3 жыл бұрын
ሰኒ ሰኒ
@maezatsegay8444
3 жыл бұрын
አብ ልብና የዕድሮ ካብዚ ክንማሃር
@weyniissac2053
3 жыл бұрын
ጽብቅቲ ማህሪት ናይ ሕብረተሰብና ኣጆኹም ቀጽልዎ ደቂ ሪመይ 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adikhankhan2506
3 жыл бұрын
በላ እንምበር ማሃሪትን ኣዛናጋዓቲን ኮይና ረኽበያ ግን ኣብ ናይ ሃይማኖት ዞሎ እምነቲን ብልምዲን ዝወጹ ቃላት ምፍላይ የድልይኩም ኣሎ
@gebreslasieliewawi6786
3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ዓበይቲ መማህራን፡ ናይ ስነ ልቦና ኢኹም። ብፍላይ ደራሲ ፡ ዓቢ ብቕዓት ኣለካ ኣምላኽ ጸገኡ የብዝሓልካ። ከምዚ ዓይነት ድራማ ፡ እንዳዛናግዐ ዝምህር ኢዩ። እቶም ዱንዙዛትን፡ ዘየስተውዕሉን ንመስሓቕ ይጥቀምሉ። እቶም ለባማት ግን ኣብ ረብሓ የውዕልዎ።
@salemsalem1367
3 жыл бұрын
በሐቂ መሃሪትን መዛናግኢትን እያ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ መዓረይ 👍💯❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷🌷
@ኤልማስተለመን
3 жыл бұрын
እምነትን ባህልን ዓቂባ ትከይድ ናይ ብሓቂ ትነኣድ ስራሕ
@fnantewelde2733
3 жыл бұрын
Wintu xbkti tetemika congra💝🌸🌺👍👍
@tasfalemgotiom5650
3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጸኩም ደቂ ኤሬይይ ጸዓዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gualorthodoxtewahdo8229
3 жыл бұрын
ዋው እዝያ እያ መሓዛ ማለት ደቦጭ ነጻ ካብ ፍልጠት ኮንካዮም ናይብሓቂ ደስ ትብል ኣብ ሃይማኖት ዘተኮረት
@musieyohanes4859
3 жыл бұрын
I Lave you guys and I am proud of you and to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷
@zulaviews7414
3 жыл бұрын
Its educational and entertaining drama and am glad that was from my fellow eritrean brothers and sisters . Thanks alot all off you
@zulaviews7414
3 жыл бұрын
Yez yes yes
@bethelhemchannel6127
3 жыл бұрын
What l can say !!! You are lovely Actors. Always perfect your massage, continue we will be following you.
@mooc4054
3 жыл бұрын
ጽቡቕ ቀጽልዎ፡ ብዛዕባ ስድራቤ ግና ኣነ ኣብ ዓድና ዝነበርኩሉ ግዜ ፍትሕ እኳ ዘይምረጽ እንተኾነ ኣብ ዝተፋትሓ ደቆም ግና፡ ክንደይ ኣሎው ብጽቡቅ ዝሕጽወን ዝነበሩ። እቲ ፍትሕ ንነዘይምትባዕ ዝግበር ማዕዳ ግና ዝድነቕ እዩ።
@tesfismertaeb6295
3 жыл бұрын
ናይ ሕጅ ሽም አዩ ዝገርመና ዘሎ አበር ናይ ቀድምስ ትርጉም ነርዋ
@mbkeren3061
3 жыл бұрын
Thank you memhir Tame arefayne nay lomi bitami memharit eya bifilay nay lidya mikri ni shewit i love you
@kbrikbri7956
3 жыл бұрын
Btaimi maharit azenagatn film ab srahkum awetn asalton ymneyelkum nice great job
@amangebre6950
3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽብቕቲን መሃሪትን ❤❤❤❤❤
@samihintsa4167
3 жыл бұрын
It amusing and amazing. Good job keep it up my country mate.
@sosweet6192
3 жыл бұрын
Yehwatna shkorinatat God bless you 🇪🇷 we love you 💘❤❤ all 🇪🇷 ❤ 💖
@kisanet4715
Жыл бұрын
ሽኮራት ኣቦን ወድን ክክክክ 👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@tedrosweldegergs9339
3 жыл бұрын
God blessed deki eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፍቅሪምስኹሉ-ቨ3ለ
3 жыл бұрын
ሮቤል እዉን ጽቡቅ ኦሪት ዘፍጥረት 29 32፤ ልያ ድማ ጠነሰት ወዲውን ወለደት። እግዚኣብሄር መከራይ ርእዩ እዩ እሞ፡ ሕጅስ ሰብኣየይ ኪፈትወኒ እዩ፡ ኢላ ስሙ ሮቤል ኣውጽኣትሉ።
@betekanazeweyn727
3 жыл бұрын
24 ካህናት ኢልካ ጸርፊ ኣይጽቡቕን፡ እምበር ብጣዕሚ ጽቡቕ ናይ እምነት ትምህርቲ ሓውሲ እተዛኒ ፊልም።
@memumaeritrea5681
3 жыл бұрын
24 carat Eyu
@mebrahtomgebremeskel5307
2 жыл бұрын
Very entertaining and relevant drama.to all my eritrean people wish you all the what life has to offer 👍wherever you are.
@Bahgnatube
3 жыл бұрын
Des zbl eyu
@egziabhermiki8351
3 жыл бұрын
Btaemi des tbl movie 👍👍👍✅✅
@amanuelfessahaye1794
3 жыл бұрын
All of you guys the great artist thank you for sharing
@afewerkikidane8998
3 жыл бұрын
ሰላም የሔዋት እንኻዓ ሰላም መጻኩም እዛ ትመክራ ዘላ ጋል ብጣዓሚ ሰዋህ እያ ብዝኸነ አብ ሂወትኩም ሰላም ፍቅርን ሓላላተይይይይ
@freta8958
3 жыл бұрын
ጽቡቓት ስድራቤት ኣብ ኣሰርኩም ኢና ዘለና እዛ ፊልም ከይተቋርጽዋ በጃኹም ኣዚና ኢና ንፈትወኩም🇪🇷❤😘🌹. ዳነይ ጥምቀት የሕሊፍኪ ❤😘❤
@nomoneynoproblem7890
3 жыл бұрын
Welcme Back deki erey Xada ❤ajokum ab qexali 🇪🇷🇪🇷My name is Aradom Proud of my name 🥰😋
@gezana0172
3 жыл бұрын
Kafe zelakum sedra des teblu
@knowyourself.4103
3 жыл бұрын
ዋእ ኣቱም ከይርኣኲም ዲኲም ኮሜ ተምብሩ ያየ ይርዓድ ሞይተ ብስሓቅ።
@merhawinevergiveup7368
3 жыл бұрын
ውው ደቂ ኤረይ ጹቡቅ ስራሕ ማሃሪ ሶ ኣምላክ እድመን ጥናን ያሃብኩም
@amanuelfessahaye1794
2 жыл бұрын
Hi guys Ane betami eye zednkan degagime zezban zeznagalan beaka mesomkonka tezbo zelka koynu yesmaka pls Keep going Emma from London.
@lemlemtewelde3143
3 жыл бұрын
ዘገርም እዩ ዘየ ተወልደ ቆለዓ ዘባእስ ንፍት መኻርት 👍👍👍👍😆😆😆😆
@senayhalofom2058
3 жыл бұрын
ፅቡቅ ሲራሕ ደቅ አሪየ ቃፅሉሉ
@adu8778
3 жыл бұрын
Entay kiwesa 100% mehari 👍 👍 👍 👍
@ffreedom918
3 жыл бұрын
ኣነ ስነ ጥበበኛ ኣይኮንኩን ግን ሙኩር ተዓዛባይ እየ ስነ ጥበብ ሃገርና ብፍላይ ኮሜዲ ተደጋጋምን ኣስልቻውን ካብዝኸውን ነዊሕ ጌሩ ከምዘሎ ዓንጀልጀል ክብሉ ክትርኢ ኮለኻ ምግማቱ አየጸግምን ግን ንዮሃንስ ጆንሜራ ክርእይ ከለኹ ግን ክንዲ ሽሕ ኢለዮ ነዛ ጽሕፍቲ ዘንበብኩም ብኣካል ክትረኽብዎ ትኽእሉ ሰባት እንተሃሊኹም አገናዕ ዕድመ ጽገብ ፍጹምን ብሉጽን ስነ ጥበባዊ ኢኻ በሉለይ
@habtomkahsay8698
3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እናበልኩ እተን ኣስማት ግን ኣብ ኢትዮጵያ ዘይኮነ ኣብ መንደፈራ ዓረት ንኡስ ዞባ ዓድቐይሕ ኢዩ። ኣስማቶም ክኣ ኤርትራ ፥ ሙሉእ ፥ ናጽነት ፥ ትርከብ ኢሉ ኢዩ ኣውጺኡ።
@asmerettesfay753
3 жыл бұрын
Sorry ሙሉእ ምንኣስ ኩለን ኢዩ።
@ilhamikrammojim5689
3 жыл бұрын
Nay bahki tsbuqti film mahrti wowww ajokum deki eri halalate
@lme5630
3 жыл бұрын
ኣነ ዝፈልጦም ኣለው ደቂ ሓደ ሰብኣይ ኤርትራ ወደብ፡ሃገር ፡ናቅፋ፡ሓርነት ዝብሃሉ ብሓቂ ናይ ሎሚ ሽም ሲ ስቅ ኢልካዩ ሽም ደቀይ ከኣ ማቲዎስ፡ጳውሎስ ዮስያስ ኢልዳ ይብሃሉ ኣምላክ ይባርከለይ
@fnantewelde2733
3 жыл бұрын
Amen mearey natey dma luliya lewhat Matiwos Lukas ybehalu
@lme5630
3 жыл бұрын
@@fnantewelde2733 egzbher amlak yeibyelka
@surimelody8100
3 жыл бұрын
Sebukat fetret enka dehan meskum enka hagoski shkorna be selam teglaglki weladki areyna beali
@asminashmarat7543
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ድስ ዝብል ክክክ ዘይሓፍር ደሙ ገብረማርያም ሽሙ ክክክክክክክ
@kidanezera852
2 жыл бұрын
Anes maes eye njohn mairi teshelimu zireyo
@brhaneyebyo8953
3 жыл бұрын
Enkae beselam mexakum deki erey shkorren
@mihrettewelde4975
3 жыл бұрын
SELAM SELAM DEKI EREY ABI TIMHRTI ZELEWO PROGRAM 🇪🇷💪🇪🇷❤️
@ኤልማስተለመን
3 жыл бұрын
እዛ ናይ ኤርትራዊ ኣስማት ኤርትራ ናጽነት ይርከብ ኢሉ ዘውጽአ ደሳለ ኢዩ ዝብሃል ብዓል ሃዘጋ ኢዩ
@kasay67
3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እንዳ ዶቦጭ።
@solomonaster
3 жыл бұрын
This is very true and well done deqi Erey.
@simontesfamichael2925
3 жыл бұрын
willkommen 🙏
@rimon6793
3 жыл бұрын
ሓላላተይ መሃርቲ ኣዛናጋዕቲ ኣገረምቲ ኣስሓቅቲ ምስ እትደልዩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ ,ክብረት ይሃበለይ።
@robel2319
3 жыл бұрын
enka bselam mexakum xbukat
@angosomyigzaw6062
3 жыл бұрын
ሰርሰሮም፡ኣነቆም፡ሰጎዶም ሞይተ🤣🤣🤣
@peaceandlove684
3 жыл бұрын
ከምኡ እናገበኩም እስሕቁና ቡሩኻት ገዛ። ንኹላትኩም ብጣዕሚ ነመስግነኩም።
@stigheghebreyesus
3 жыл бұрын
ኣነ እሞ ኣብ ገዛና ኣቦና ቀዳምነት ነደና ኢዩ ዝህባ ነሩ እታ ሽም ደስ እንተዘይ ኢላቶ ግን ደሓን እሱ ካላኣይ ሽም ይኹን ኢሉ ዳርጋ ኩላትና ብቲ ኣቦይ ዘውጾኦ ንጽዋዕ ኩላትና ክልተ ስም ኣለና ብዘይካ ኣነ ኣብ ዓዳኢ ስለ ዝወለድኩ ዓባየ ኣውጺኣትለይ ስለዚ ተሳማሚዕካ እትገብሮ ኣውንታዊ ኢዩ
@hello-je2kd
3 жыл бұрын
Welcome baba hantal😍
@nastnetogubamicheal467
3 жыл бұрын
Well come deki Erey
@محمداحمد-ص3ف2غ
2 жыл бұрын
Well come deki Erey ❤🧡♥️💞💙💗💟
@munamichael4247
3 жыл бұрын
Proud of u guys 🥰🤩😍
@ኣርሱጋልትግራይ
3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
@stigheghebreyesus
3 жыл бұрын
ኣርሱ እዛ ናይ ዛርቲ ጨርቂ ሒዝኺ ውጺ ኣብዘይ ገዛኺ ኣለኺ
@semharkahsay1946
3 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን ጸናሕኪ ጋል ትግራይ ጓል ቶም መትከላውያን።
@bicherzere6312
3 жыл бұрын
💘 ♥ ❤ 💕 👍 👌 👍 👌 👍 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@yohannesmedin7825
3 жыл бұрын
💯
@pilimon07
3 жыл бұрын
ዓባይ መልአክቲ ያ
@angosomyigzaw6062
3 жыл бұрын
ሓደ ሓደ ቃላት ገዲፍካ ብሉጽ ስራሕ👍
@Eri-Madia
3 жыл бұрын
ሰርሰሮም፡ ኣጨነቆም፡ ኽክክክ
@solomunsolomun5046
3 жыл бұрын
Samuel haile zkone gzea kkkk
@a.gebreyohannes8155
3 жыл бұрын
🤩🤩🤩🤩😂😂😂😂😂😂😂😂😂🤣🤣🤣ashikkumna deki adey
@doromdorom5271
2 жыл бұрын
Waw nice
@kiflittesfay6517
3 жыл бұрын
ክክክክክክ ኣንበሳ ደምሳስ ጎሚዳ።
@habentekie1937
3 жыл бұрын
ብታሚ ቁምነረ ናይዛ ፍሊም ኣገዳስ ኣዋናዊ ብልጽቲ ማሃርቲን ኣዛንጊትን Film ኢያ ። ግን ኣባታ ዶጎጭን ዕንዳይን ዝዛራብሉ ንነበሩ Vidoe ናይ ሰእላይ ምስሊ ኣብ ጽላለት ወጺ ነሩ ። እንተ ኢልኩም እስተውዕሉል ግን ብዝሕ ኣስጊ ኣይኩንን ካብቲ ትቅርብዎ ንልዕሊ ዕቢ ጊጋ ኣይኮንን ።
@rutaberhane4482
Жыл бұрын
Kkkkkkkk so funny 😂😂❤
@dingladegoyta4140
3 жыл бұрын
Willkommen deqi iere
@iteentertainment
3 жыл бұрын
ሓፍተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ስርሐይ ሪኢኺ
@galdigsa3394
3 жыл бұрын
💯💯♥️
@yowhanayowhanies8831
3 жыл бұрын
🐪❤🇪🇷🐪❤🇪🇷🐪❤🇪🇷✊✊✊✊
@solomonghirmay5566
3 жыл бұрын
እዛ ናይ አስማት ዝበሉኩማ አቱም ተዋስእቲ ሓቂ ዘይትዛረቡ ንምንታይ ዘይተበሃለ ትብሉ እዚ አስማት ኤርትራ ነጻነት ትርከብ. ዝብል ገሊእኩም አብ አዲስ አበባ ትብሉ. ገሊእኩም አብ ገለ ትብሉ ዘይትሓቱ ታሪክ አይተበላሽዉ እዚ አብ አዲቀይሕ ዪ ወጺኡ እዚ ከአ ስውእ ሓርበኛ መምህር የማነ ወዲ ሳቦው ንደቁ ዘውጻአለን እስማት ዩ አይትሓስዉ።
@adikeihnkebabian2024
3 жыл бұрын
ንፕሮፖጓንዳ ክብሉ መዋእሎም ታሪክ ከዛብዕ እዚ ደራሲ መአረምታ ክገብረሉ ክክእል ኣለዎ እዚ ታሪክ ናይ መ/ም የማነ ወዲ መንደፈራ ዓረት ብረት ዓዲ ቀይሕ እዩ።
@semharkahsay1946
3 жыл бұрын
ኣይገርመካን ዘይተገብረ ጌርና እንዳበሉ አብ ትዕቢትን ጃህራን አንቢሮሙናስ ሕጂ ኸኣ ናቱ መቀጸላታ ኢዮ ዚ
@yordanossahle6383
3 жыл бұрын
Ab Addis Abeba ayekonen ab Adikeyeh eyu memher Yemane Sabewo eyu ezi nay bahaki tarik eyu nusu gen tesewiau eyu Sorry tarik ayetebalashiwu
@solomonghirmay5566
3 жыл бұрын
እዚጊ አፋለጠኪ ተባረኪ ዝሓፋተይ
@nmn7224
3 жыл бұрын
Abet labam mehaza 👏👏👏
@nuguseegn5087
3 жыл бұрын
Tsilalot nayti videos man yirie alo anday Ms hantal keililu kelewu
@tesfaaloabkulu8443
3 жыл бұрын
Bitaemy ena nemesgenekum kburat sdrana.meharen azenegaen medeb eyu ajokum qexelwo eta nhna ngebra like .subscribe comen .share eya ezia ka nigebra alona.
@weinimengsteab6678
2 жыл бұрын
weileu ziweledeki y'a zelatki ewe tetekekaaaaa Dea
@maranata8789
3 жыл бұрын
wowwwwww
@mulughetafisshaye2413
3 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ክቡራት የሕዋት መደብከም መሳጢ ብጣዕሚ ኢና ነድንቖኩም የግዳስ ኣብታ ናይ ኣምሳት ዝተጠቕሳ ኤርትራ ናጽነት ትርከብ ዝብል ሓደ ኤርትራዊ እዚ ከኣ ኣብ ዓድቐይሕ እዩ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዘውስድ የብልኩም ምሳኹም ኣብ ቀረባኹም እዩ ዘሎ
@hfgh8743
3 жыл бұрын
Well come
@gerealtaheights8467
2 жыл бұрын
ሎሚ ካዓ ኤርትራ ድስቲ ማንካ ጀረካን እዋይ ሕስረት
@ummuradsaad4017
3 жыл бұрын
💯💯🇪🇷🇪🇷
@abieldawit7945
3 жыл бұрын
👍👍👍
@fnamabi2117
3 жыл бұрын
ሃይምናቶትን ባህልን እጣሚራ ትከይድ መሃሪት ፊልም
@naya6232
3 жыл бұрын
እዚ ቀሊል መስሓቅ ይመስል ግን ብርግጽ ዝተገበረ 80 % ነይዛ ኮመዲ ይፈልጥ ፡ ሽም ኣነ እየ ዝውጽኣሉ ኢሉ ሓራስ ሰበይቱ መከራ ዘብልዐን ዝሃረመን ፡ ኮምኡ ውን ኤርትራ ሚስ ተመላለሱ ወዱ ምስ ጎበዘ መጸውዒ ሽሙ ገዲፉ ካልእ ሽም ሂቡዎ ። ልክዕ ከምዚ ሮቡል ዝብሎ ዘሎ 20 ዓመት ኣብክያትኒ እንዳበለ ክዛረብ ኮሎ ይገርም እዩ ። ብሰንኪ ሰነፍ ኣተሓሳስባ ብሰንኪ የሕዋቶምን ወለዶም ዝፋተሑ ቡዙሓት ኣለው ።
@MaraEntertainmentEritrea
3 жыл бұрын
😍😍
@habunatey1354
3 жыл бұрын
Rim malet entay malet eyu tegediskum melisuley 🙏🙏kixbe eye
@fnantewelde2733
3 жыл бұрын
@@habunatey1354 rim malet ejam wey dma natka bixihit.. Wezete malet eyu
@habunatey1354
3 жыл бұрын
@@fnantewelde2733 yekeniyeley kibretey
@gaema9673
3 жыл бұрын
Do ayerd
@semereandebrehan1836
3 жыл бұрын
Welcome guys
@britesfamaram2513
3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰🥰
@shumayghirmay5467
3 жыл бұрын
Gel ayinet ya demisas
@selam801
3 жыл бұрын
ብሓቂ መሃርን መሳጥን ኮሚዲ ብፍላይ አብዚ ሐዚ ዘሎ ወለዶ ሰሙ ትርጉም ዘይብሉ እናውጸአ ሰቅ ኢልኻ እዩ ናይ ቀደም ጥዑም ሕድርኹም ግን ከይተቆርፅዋ አዝየ እየ ዝፎትወኹም
@abraham1678
3 жыл бұрын
ጀሚራ ኻኣ እዛ ተጃል ትምክሕቲ
@yemanebaria5158
3 жыл бұрын
Welcome ❤
@biniamfnan7480
3 жыл бұрын
Jon mira, aboy dogoch
@mahari0544
3 жыл бұрын
nay bhaq mehaza kemza kemz mehaza yelen
@iteentertainment
3 жыл бұрын
ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@fukurgebrezgih5168
3 жыл бұрын
እዚ ስም ኤረትራ ናጽነት ትርከብ ዝበለን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢልኩም ኣይትጠምዝዝዎ ታሪክ ዋና ኣለዎ ስዉእ መም የመን ገብርሂወት መንደፈራ ዓረት ዓዲ ቀይሕ እዩ
@webuserwebuser1157
3 жыл бұрын
kkkk
@ድንግለይዋሕሰይጋልትግራይ
2 жыл бұрын
ዉንታየይ በጃኪ ዙ ኣብ ሸንፈፍኪ ትገብርዮ ዘለኪ ቀይሕ ግደፍዮ በስመ ስላሴ መልክዕኪ ይኣክለኪ ዩ
@misskine6388
3 жыл бұрын
🤣
@roni9830
3 жыл бұрын
Snead Sarah ketslwo
@Haben230
3 жыл бұрын
ፕረዘንቲ አስያስ ኣሎ ከም ሽሙ ዘረአየካ
@peaceisneeded8383
2 жыл бұрын
ህልኽ ማለት ትግርኛ ድያ ?
45:43
ሰብ ኢሎሞ ሓቅን እምነትን - Seb Elomo Haqn Amnetn - By Teame Arefayne Eritrean Comedy 2024
Mara Entertainment
Рет қаралды 61 М.
33:26
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክሪስማስ , Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2021
Mara Entertainment
Рет қаралды 240 М.
00:20
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 11 МЛН
00:13
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 68 МЛН
00:25
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
INNA SERG
Рет қаралды 2,9 МЛН
00:32
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
MasomkaMagic
Рет қаралды 31 МЛН
25:15
HDMONA - ጊፍት ብ ረዘነ በየነ Gift by Rezene Beyene - New Eritrean Comedy 2020
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 193 М.
23:24
ላግባሽ ሲለኝ ዋስትና ጠየቅኩት::
የልቤ እውነት Artist Genet Nigatu
Рет қаралды 8 М.
14:41
ኣሰራርሓ ሓምሊ ኣድሪ
መኣዝን ሂወት YTNLP
Рет қаралды 2,9 М.
27:56
NEW ERITREAN COMEDY 2020 - KEM QEDEMNA - ከም ቀደምና - ሓዳስ ኮሜዲ ብፍስሃየ ግርማይ
RUFTA TV
Рет қаралды 146 М.
35:07
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክልተ ዝደሊ , Seb Elomo By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2021
Mara Entertainment
Рет қаралды 219 М.
36:03
እንዳ ዝማም - ክፋል 267 - Enda Zmam (Part 267), Sep. 29, 2024 - ERi-TV Comedy Series- #Eritrea, #ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 116 М.
18:20
New Eritrean Comedy 2019 "ኣብ ኢድካ ዘሎ" by (merhawi weldu)
Fnan App Infotech
Рет қаралды 147 М.
31:46
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክበልዕ ዝበለ , Seb Elomo Part 1. By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2020
Mara Entertainment
Рет қаралды 716 М.
42:33
ሰብ ኢሎሞ - ሰብ ሙኻነይ - Seb Mukaney Seb Elomo - By Memhr Samiel Zerom Eritrean Comedy 2023
Mara Entertainment
Рет қаралды 153 М.
37:07
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ዕድመ ,Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2022
Mara Entertainment
Рет қаралды 279 М.
00:20
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 11 МЛН