ናይ ንስሓ ጻውዒት ንፓስተራት ! ንዑ ምስ ውጹዕ ህዝብኹም ኮይንኩም ድምጽኹም ኣስምዑ ንዑ ፍትሒ በሉ ንዑ ይኣክል፡ዓመጽ በሉ

  Рет қаралды 2,898

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 85
@ghezaeghebremicael9525
@ghezaeghebremicael9525 Сағат бұрын
Good bless you dear brother!!! We are luck to have blessed people like you!!! Keep it up!!!🙏🙏🙏
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 Сағат бұрын
Mogos. God bless you. You the best. For. The Younger generations. .💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏💚
@blessedbychrist8306
@blessedbychrist8306 Сағат бұрын
Keep going Mogos jig a! I’m so proud of you!!👍👍
@peaceeritrean9735
@peaceeritrean9735 4 сағат бұрын
Mogos jegna btami eyom zgermu nska gna kexelo
@adhanetmelake3256
@adhanetmelake3256 6 сағат бұрын
Mogos. hawey. Tebarek❤❤
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 2 сағат бұрын
Woooooooow unbelievable very sad story
@selam3734
@selam3734 3 сағат бұрын
Good job Moge bruk 👍👏
@deborahmeles9799
@deborahmeles9799 Сағат бұрын
❤መጎስ ሓወይ. አጆኻ. ጎይታ. ምስ ሓቂ. ኢዩ ዝቖውም
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 4 сағат бұрын
I miss you Jon black
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 4 сағат бұрын
Mogos wedey Amlak edmen tenan yehbeka
@FevenTesfalem-w9e
@FevenTesfalem-w9e 5 сағат бұрын
Xada eka neska moga beruk tebarek
@Aster-x2u
@Aster-x2u 5 сағат бұрын
Ajoka ab haqi tray xnae mogos hawna
@ghezaeghebremicael9525
@ghezaeghebremicael9525 Сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritrealightministry9029
@eritrealightministry9029 2 сағат бұрын
ዝገርመካ ሞጌ ቄናን እምነት ፀላኢ ፅድቂ ከምዚኦም ርእየ አይፈልጥን Psalms 15 ትግ - ዳዊት 2: እቲ ብቕንዕና ዚመላለስን ጽድቂ ዚገብርን ብልቡ ሓቂ ዚዛረብን፣ ድሮ ኻብ ዝወፁ ካብ ሀገር 20 ዐመት ንላዕሊ ይከውን ክፃወቱ ይክእሉ እዮም ዝስዕብዎም ሰብ ከመይ የከስሩ ክሳርኦም ካአ ዘይምለስ ዝገርም እዩ
@awetyosief2605
@awetyosief2605 Сағат бұрын
Mogye bruk ❤
@ermile2091
@ermile2091 6 сағат бұрын
u are brave bro.
@AaronIssacSonofYeshwa
@AaronIssacSonofYeshwa 5 сағат бұрын
ገሊኦም ፓስተራት እኾ/ ኢስ 56:10-11/😢 ኾይኖም እዮም ዝስምዑኒ::
@selamabraham304
@selamabraham304 6 сағат бұрын
Eway gud knsemie ena eway apostle hneshm btami yfetweka nire please tenesah aytgageg bshm yesus
@nighistymenghesa8047
@nighistymenghesa8047 5 сағат бұрын
ሰላም ብርሃነ ሕጂ ውን ፍተውዮ ብመንፈስ ሐዊኺ እዩ ብመርየት ፈታው ሃገሩ እዝጋኣቢሄር ዝሃቦ ኣለዎ ክብሪ ንኣምላክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@blessedbychrist8306
@blessedbychrist8306 45 минут бұрын
Shame on them!
@ogbssolomon2803
@ogbssolomon2803 2 сағат бұрын
መልኣከ ኣነ ኢየ ዓማጺ በል ብርግጽ ንስኻ ኢኻ ዓማጺ ምስ ዓማጺ ዝወገንካ እዋእ፡እቲ ቤት፡ኣምላኽ ዘይትገድፍዎ ኣይተራኸስዎ ከምኡ ውን ኣማን ሕነሽም መታለልቲ ኣይትኹኑ ሞጎስ ሓውና 100 ብ100 ሓቅኻ ኢኻ ወይ ጉድ እንታይ ግዜ በጺሕናኣምላኽ ይባርኽካ ሓዉና ሞጎስ
@bereketbahta5321
@bereketbahta5321 4 сағат бұрын
John jigna
@Aster-x2u
@Aster-x2u 5 сағат бұрын
Bejaka xlale eyu zelewom ezom sebat
@lete-mariam4431
@lete-mariam4431 3 сағат бұрын
ሞጎስ ጅግና ኣቦ ሓቂ በሎም ሓቅሓቁ ኣስምዓዮም እታሓቂ ደኣ ኣይፈትውዋንዮም እምበኣር ዕድሜኻ ይንዋሕ ሓወይ ማዓረይ🙏
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 4 сағат бұрын
ሐቁ እዩ መልአከ ንሱ ዓማጺ እዩ ዓዲ ከይዱ ነቶም ብእምነቶም ዝተአሰሩ ከይበጽሖም ተዛዊሩ በሊዑ ሰትዩ ተመሊሱ ዓማጺ.
@BereketGebrehiwet-yb5iu
@BereketGebrehiwet-yb5iu 3 сағат бұрын
ቀጽሎ ሃወይ ህዝቢ ኤርትራ ድምጺ ሲኢኑ ኣሎ
@dghProduction1678
@dghProduction1678 4 сағат бұрын
Ezom Ab tewaso Eyiom zinebru zelewu. Amselu hiwet ynebru alewu.😢😢
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 4 сағат бұрын
Atum brukat 3 agelgelti amlak brrrrrik yeblkum ❤❤❤
@MerhawitBrhane-c1w
@MerhawitBrhane-c1w 4 сағат бұрын
Ehmmmm gerimnaka zey snka huxa kortumelu eu mekra hhawtka kurub zeysmeaka!! 😢😢kula nbsa deka awxiea beka!!😢
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 4 сағат бұрын
Merhaba beruke hawey betami eye zedenqeka kemaka yebzuhu
@MerhawitBrhane-c1w
@MerhawitBrhane-c1w 4 сағат бұрын
Mogos hawey leak aleka anta brukk bkayt eko mexina bezi kalka hakeka!😢
@lemlemtesfay6513
@lemlemtesfay6513 3 сағат бұрын
Mogos gigna nay Amlak seb asbka kab goyta eyu sfah gfah
@AaronIssacSonofYeshwa
@AaronIssacSonofYeshwa 5 сағат бұрын
@KhK-p8n
@KhK-p8n 4 сағат бұрын
Ms sgan demn aykonen wgena noel nhna kemey alena
@merhawifishasion2167
@merhawifishasion2167 5 сағат бұрын
Moges buruk
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 6 сағат бұрын
ተዓሚጽና ኢሎም ኢሎም ኢዮም ከኣ ወረቀት ዝልሙነኑ
@trhasghide492
@trhasghide492 4 сағат бұрын
Belss u mogos
@sabayebio5120
@sabayebio5120 3 сағат бұрын
Bsenkukum abmaeserti yenebru alewu abkndi bsnesrat mzrab nmengstin hiegn enatesarefkum. Bejakum aytegd-dulom eyezblekum
@Aster-x2u
@Aster-x2u 5 сағат бұрын
Abune antenos emo enko nay zemena xadq seb eyom.slena sle amenti ðma eyom zteasru .
@FevenTesfalem-w9e
@FevenTesfalem-w9e 5 сағат бұрын
Werdeka aytegagekan haweay halefa shemageltat ba lebemka
@MichaelTesfagabr-jc5xy
@MichaelTesfagabr-jc5xy 23 минут бұрын
ኣምላክ ይባርኽካ፡ ንጽቡቕ ምንኣድ ንዓመጽ ምቅዋሙ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ቅኑዕ ሚዛንን ሓቀኛ ፍርድን ኢዩ፡ ንፖለቲካ ከም ቁሪ ንክንፈርሖ ኣጋንንቲ ብዙሕ ኢዮም ሰሪሖም፡አቲ ሓቂ ግን ኣምላኽ ንሰብ ንፖለቲካዊ ጌሩ ኢዩ ፈጢርዎ፡ብግሪክ ፖለቲካ ቅኑዕ ምሕደራ ማለት ዩ ሞ ኣምላክ ክኣ ንሰብ ንምድሪ ግዝኣያ ምለካ ዕየያ ኢልዎ ኢዩ ማለት ነቲ ዘይወደቀ ኣዳም፡ብፍርዲ ምስ ወደቀ ክኣ ውዱቅ ውሳኔ ኮይኑ፡ንዓና ግን ብክርስቶስ ኣተንሲኡ ናብ ቅኑዕ መሰረት ኣምላክ ካብ መለሰና ካብ ውዱቅን ሻርነትን ወገንን ዝርሓቀ ከም ውሉድ ትንሳኤ ፍትሓውን ቅኑዕ ፍርዲ ክንፈርድ ዩ ንክርስቶስ ተማሂርናዮ፡ ሞክንያቱ ብዝሰፈርክሙሉ መስፈሪ ክስፈረልኩም ብዝፈረድክሙሉ ፍርዲ ክፍረደልኩም ጽሑፍ ዩ ከምኡ ውን አቲ ንዓማጺ ነጻ ዘውጽኦን ንጻድቕ
@MichaelTesfagabr-jc5xy
@MichaelTesfagabr-jc5xy Минут бұрын
ምሳሌ 17፡15 አቲ ንዓማጺ ነጻ ዘውጽኦን ንጻድቕ ዝኹንኖን ክልቲኦም ኣብ ኣግዚኣብሄር ፍንፉናት ኢዮም፡ ኣብ ቃል ኣምላኽ ከምዚ ዓይነት ትሕዝትኦም ብዛዕባ ሓቀኛ ምላሽን ቅኑዕ ፍርድን ፍትሓዊ ውሳኔን ኣብ ማዓልታዊ ሂወት ኣማኒ መምርሒ ዝህቡ ብዙሓት ጥቕስታትን ምሉአ ሓሳባትን ኣለው፡ ስለዚ ካብ ታህዋኽን ጽልዋን ስምዒትን ንዓይ ይጥዓመኒ ( ርአስና) ወጺአና መምርሒና ንግበሮም አሞ ጥበበኛታት ንኩን ምክንያቱ ልቢ ጥበበኛ ዩ ንግዜን ንፍርድን ዝፈልጦ መክብብ 8፡5-6። ሞጎስ ሓወይ ኣምላክ ይባርክካ፡ ብዙሕ ሓቅን ፍርድን ኣዘኪርካኒ፡ኣምላክ ብፍልጠት ክርስቶስ ይምላእካ
@yacobtesgay
@yacobtesgay 28 минут бұрын
Mogues beruk agoka keselo Kampala ahwate nesmeaka alona
@merrytsegay8121
@merrytsegay8121 4 сағат бұрын
ተበለጽቲ ዝኾኑ ሰባት ንምጥፍፉእን ንምስራቅን ኣብ ሰደት እዩ ዝሕሾም ነዞም ሰባት እዚኦ ስለዚ እዬም ከኣ ኣብ ስደት ምህላዎም ዘሐጉሶም
@adhanetdesale3516
@adhanetdesale3516 4 сағат бұрын
pastor melake መጅምርያ ቅድሚ ጎይታ ምቅባሉ ባዶ 3 እዩ ነሩ ኮሙ ከኣ ፓስቶር ኣማን ምናልብት ወንገል እተ ተፍቅደስ ቢትክርስታን ምክፋት ኣብ ኤርትራ ሃርታ ኣለዎ ። ሕንሺም ናይ ጥቅሚ ሰብ እዩ ኣምላኽ ምሕረት ይግበርሉ ኩሎም እዞም 3፡ ኣገልግልቲ ጊጋ ግርኩም ክትብሎም ፍጽሙ ዘይዋሕጥሎም እዩ ። መጅምርይ ብጃኹም ሃውርያ ማለትሲ ከምይ እዩ ዋላ ባስቶርት ። እዞም እዳኣፍርሱ እበር ክስርቱ ኣይራናዮምን መሳኪን ኣምላኽ ምሕረት ይግብርሎም ኣምንቲ ተምስሎም ኣቤት ኣምላኽ ኣትዮም እበር" ኣምንቲ ኣይኮኑን "ባዶ 3 ሰልይቲ እዮም😢😢
@eritrealightministry9029
@eritrealightministry9029 2 сағат бұрын
ካብ ሕነሽም ዝሰማዕክዋ አይፅበዮን እየ እሱ ፕረዝደንት ተዝከውን አዚዩ ዐማፅን ድክተተር ምኮነ ዘገርም እዩ በየናይ ዑረት ተሀሪሙ ዘገርም እዩ
@Michael-hr4zc
@Michael-hr4zc 4 минут бұрын
ewae mengisti entezeyemtseka entay kitgebir ab sidet tinebir aleka??? please kurub hifer
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 6 сағат бұрын
እዚ ሕነሽም ዝብሉዎ ሓሳዊ ዝኮነ ሰብ
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 2 сағат бұрын
ጋኒን ከውጽአልካ እዩ ሕነሽም
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 2 сағат бұрын
@@godblesseritrea2583 ኣምልኮ ን ሕነሽም ከ ፈቲካዮ ዶ
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 2 сағат бұрын
@@godblesseritrea2583 ጋኒን ድኣ ን ስካን ሕነሽም ኢኩም ባራዮ
@danisolomon3750
@danisolomon3750 2 сағат бұрын
Kkkkkkkkkkk yharqu
@YosiefMebrahtu
@YosiefMebrahtu 5 сағат бұрын
Don't say I......
@blessedbychrist8306
@blessedbychrist8306 46 минут бұрын
Mogosina, Those people/pastors are truly not Eritreans, if they were, they will understand the pain of Eritreans. They are doing this purposely the pain and suffering of Eritreans to be continue.
@sabayebio5120
@sabayebio5120 3 сағат бұрын
Abey nerka ezikuluzemen hijidiu tredieka koynu
@asliruessom5607
@asliruessom5607 2 сағат бұрын
ይገሪም፡ጊቢሪም፡ሊቢዚምርምር፡አምላኽ፡ኪኒሽም፡፡ኪፍዲዩ፡ኢዩመሊአከ፡መኒዩ፡ባስተሪ፡ኒሺጊሮም፡መቃለሊ፡፡ዐለም፡ኒዒቃቶም፡ኪኒሺም፡ኢታይኮይኑ፡አስመራ፡ዘይቂመጥ፡ኢዚመሊአከ፡ኒሙን።ኣዩ፡ባሳቱሩ፡፡ቢመን፡ቱማሂሮም፡።አምላኽ፡ኪዉዶኦ፡ኣዩ፡ኢሲያስ፡ጠቃሊ፡ኔይቢኮ፡ጋሻባሪካ፡፡ፋሊጢ፡ኢዩ፡አሲሪዎም፡ጢቆላ፡ኩሪሲቶስ፡ሲዒርዎ፡፡ጸረመሲቀል፡፡ተጋሑሊዪም፡አማአዲ፡ዚጠቀመጢ፡፡አምላኽ፡ሐያላት፡ከተሳኢ፡ኢዩ፡፡ኢቲልልሂዚቢ፡ዑዚም፡ተዋሀዶ፡ሐቢሮም፡፡አምላኽ፡አይፈሊጡን፡፡፡ኢቶም፡ኒፍቲሓ፡ዚቢሊ፡ይታአኼኹቡ፡፡ከማዲቦራ፡ኪፈራድ፡፡ኢየሱስ፡ከምኢዚራ፡ይርአየና፡፡
@nighistymenghesa8047
@nighistymenghesa8047 5 сағат бұрын
መሳደዲ ቁድሳን ኮንካ ተሪፍካ ሰይጣን ግርም ገሩ ኣስጢሙካ ትማሊ ኣብክላስ ንስኻ ዝዘመርካያ መዝሙር ንሰምዕ ነርና ዝገርም ግን እቲ ክነቅሎየ ከጥፎኦየ ክቡንቀር ኣለዎ ትብሎ መምህርና ዋው ባርኽዎ ኢሉና ብጣዕሚ ተገሪምና ክብሪ ኩሉ ንኣምላኽ ይኹን
@fitsamietatabraha8971
@fitsamietatabraha8971 5 сағат бұрын
Silemintay eka ansar agelgelti Amlakin kidusanin tiserih zeleka. Egziabiher sile ziferhu eyom ember kulu Eritrawi kidmi Goyta mikibalu kabzi natka zigedede elaman hasabin simitin eyu neruwo. Higi gin nab Goyta mis mese ni Egziabiher ferihu suk ente bele ansaru kitserih kabaka ezi aysibeyin eye nere.
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 2 сағат бұрын
ካብ በዓል ሕነሽም ከሙ ዲካ ትጽበ ነይርካ
@azebzemuy7750
@azebzemuy7750 3 сағат бұрын
በጃካ አፍካ ዘይትዓጽዋ ብስሞ ጎይታ ክንለምናካ ካናደ አትየ ኢልካ መንግስትእኳአይኮንካን ሕጂመልሲ ተዋሂብአል ንመንግስት ኤሪትሪ ትወቅስ መን ኢካ😢😢😢😢😢😢😢
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 2 сағат бұрын
እሞ መንግስትካ ተኮይኑ ኣብቲ ዓድካ ከይድካ ዘይትነብር ለሚንካ መንበሪ ፍቃድ ወሲድካ ሓሳዊ
@almazgebrenugus2752
@almazgebrenugus2752 3 сағат бұрын
Pls con stop pls wthat do say no that nhowaka naty naty nay amlik sab ksasy yhowtyu
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 2 сағат бұрын
ሃዋርያ ሕነሽም ምስ ፓስተር አማንኤል ካብቶም ብልቢ ዝፈተውኻ ጀጋኑ አገልገልቲ አምላኽ እዮም ድያብሎስ ቡዙሕ ከጉርዕ ዩ ግን አብ ዝበጽሖ የሎን።
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 2 сағат бұрын
ድያብሎስ ድኣ ደይ ን ስካን ኣገልገልትካን ኢዮም ለማኒ
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 2 сағат бұрын
ሓቅነት ተለካ ኣብታ ኤርትራ ከይድካ ን በር ሓሳዊ ለሚንካ መንበሪ ፍቃድ ወሲድካ ባርያ ን ጋይቱ ሕነሽም ዘምልክ
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 2 сағат бұрын
@temesgenisaak5308 ንስኻ ንባዕልኻ ድያብሎስ ኢኻ ናይ አምላኽ ሰባት ትጻረፍ ድርባይ ኢኻ
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 2 сағат бұрын
@temesgenisaak5308 ትግራዋይ ኢኻ ሐቀይ
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 2 сағат бұрын
@ እታ ርእስካ ጨጉሪ ጥራይ ኢያ ተብቅል ምሽ ክትሓስብ ኣይትክልን ኢያ
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 31 МЛН
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
EVA mash
Рет қаралды 5 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39