KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ማሰን መልቀስን ኣቶ ሓድሽ ገብረገርግስ - (Tigrigna Oral Poetry)
58:53
ካብ መጽሓፍትና | ታሪኺ ሂወት እድሪስ መሓመድ ኣደም መስራቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ | ብኣማን ተኽስተ
17:39
娃太多了!爸爸一碗水端的平吗? #四小只吖 #日常 #搞笑 #搞笑家庭 #姐弟 #家庭生活
00:22
СКОЛЬКО ПАЛЬЦЕВ ТУТ?
00:16
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Миллионер | 3 - серия
36:09
ማሰን መልቀሰን ኣቶ ተወልደ መዓሾ በዓል ዓዲ ጮማይ ሰራየ - (Tigrigna Oral Poetry)
Рет қаралды 27,428
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 67 М.
Mosaic Bahli
Күн бұрын
Пікірлер: 60
@jonahabgi9125
7 күн бұрын
Antum Tewelde Measho: Nsikum'do antum Hisho: Kulu zbeqom kem may Brasho Defar Lebam Nkulu thmshisho Meqeret Bahlna nerkum wrisho Bika qenikum nkulu kihsho! Mem. Yonas H.G
@MikiVainak
11 күн бұрын
ኣቦና ተወልደ መዓሾ ቅርሲ ሃገር ትብዓቱን ክእለቱን ማራ እዩ ዘደንቐኒ ❤
@tewoldetesfamariam5098
11 күн бұрын
ብጣዓሚ ያታዊ ተሪኽ ተዘክሮ ባህሊ ኣቦታት ዝ ጥሞ የብሎም❤❤❤🎉🎉🎉😼✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@zementesfay5935
13 күн бұрын
ሰላም መምህር መኮነን በጃካ ኢባ በዚ መረዋህ ዝኮነ ድምጽካ ገይርካ ንኩሉ ኢቲ በለ ተወልደ መኣሾሸር በለልና ❤❤❤
@danielhabte7100
8 күн бұрын
ብጠዓሚ ድስ ዝብል ውሩይ ኣቦና ተወልደ መዓሾ ። ታሪክ ኣቦታትና ተቀቢሩ ከይተርፍ ኣጸቢቅና ንበርብሮ። ❤🎉🎉
@solomontesfamariam6266
13 күн бұрын
ኣቦይ ተወልደ ማዓሾ መዘና ኣልቦ ማሰን መልቀስን ሰረወታይ ንድላዮም ከምድላዮም ዝገልጹ በዓል ፍሉይ ተውህቦ ኢዮም ነይሮም። ንዘቅርብካልና ብልቢ ነመግነካ።❤❤
@alembrhane4488
13 күн бұрын
Abona Tewelde Measho belih masena kab abotat tigrigna ❤❤❤
@Balla291
13 күн бұрын
Adi Aboy adi jeganu 🇪🇷🦁🇪🇷
@ቀንዴልሓርነት
13 күн бұрын
ኣቦና ተወልደ መዓሾ ሊቅ ሊቃውንቲ ❤
@zementesfay5935
13 күн бұрын
Abona ato Tewelde masho haben bayto ❤❤❤❤ kuriat mdri bahri negestat!
@eliasseyum2631
7 сағат бұрын
excellent job 💯 👏 👍 👌 🙌 ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@negishyemaneab228
3 күн бұрын
Bahlna kbretna eyu ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@efrembokray6269
13 күн бұрын
Abona tewelde measho serewetay ❤❤❤❤
@MulugetaMulugeta-do6ee
7 күн бұрын
GREM. MADAB. KATSOULO❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉
@EriBIGBoY
13 күн бұрын
Siray adi abotatey 🦁🦁 ❤️❤️🥰🥰
@yibabrh6803
12 күн бұрын
❤ ayana smart
@ዝባንሕጊ
13 күн бұрын
ሰላም መምህር መኮነን፡ ካሊእ ሓዱሽ ቅድሚ ሕጂ ዘይዘርጋሕካዮ ተትውስከሉ ጽብቅ ነይሩ።
@filahawiberie3706
10 күн бұрын
The best 👌 what a legend he was ❤❤❤
@TitiFrezghi
13 күн бұрын
GREAT JOB THANKS DEAR BROTHER.
@jackwelday649
13 күн бұрын
NICE MOSAIC BAHLI MOKIE
@abrahaleyasefaw427
11 күн бұрын
ኣቦታትና ሊቅውንቲ አዮም ናይ ብሓቂ አንታይ ዝበልዎ ክአለት አዩ ኔርዎም
@mengisteabaslawi5714
13 күн бұрын
Waww thanks bro
@delinamehretab792
12 күн бұрын
Wawwww ybel bahli
@angeln9985
9 күн бұрын
እዚ ከምዚ ዓይነት ማሰን መልቀስን ብግቡእ እንተዝስነድ ንወለዶ ክመሓላለፍ።
@eriiistars3089
10 күн бұрын
Thanks Moke
@ZelalemTujuba-p7w
11 күн бұрын
Xbuq wesekuna ab mexai dema
@hakiaynrgex252
2 күн бұрын
999+ natey 👍 1k
@yohannesandemikael7947
12 күн бұрын
Memhr mekonenn memhrey hablibo
@binyamfessehaye4277
13 күн бұрын
Abona tewelde masho gigna eu neyru ❤️💪💪💪💪
@admas-d7e
13 күн бұрын
ተወልደ መዓሾ ሰቅራጦስ ናይ ማሰ እዩ።
@dudududu7590
13 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@erdommeles9531
2 күн бұрын
❤❤❤😊
@danielghirmay7773
4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mebrhatueyob9169
13 күн бұрын
እዚ ብዓል ኩዕቲ ወዲ ኣርባዓ ትግራዋይ እዩ ተሰኪፉ መምህር ተስፋይ እምበር ኣቦታትና ለባማት ኢዮም❤❤❤
@awettadese8085
13 күн бұрын
🎉
@Mulugeta-bf3im
13 күн бұрын
Welcome 😂😍😍
@brahaneandemariam7154
12 күн бұрын
Memhr yekenieln admen tanan yahabka
@semerekesete-y3q
13 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Tesfagabir456
10 күн бұрын
መምህር ጽቡቅ መደብ፡ ኣብ ዝበዝሕ ስርሓትካ ግን ትግራይ ዝብል ስምን ግብሪን ን ሞራል እትገብሮ ነቲ ስርሓትካ ብ ኣሉታ ይጸልዎ ኣሎ ሞ፡ ካብ ናተይ ትዕዝብቲ የ፡ መጽሓትካ ውን ኣንቢበ እፈልጥ ኢየ፡ ኣብዚ ናይ ኣቦና ተወልደ መዓሾ ከኣ፡ እዞም ኣብዑር ትግራይ ትብል ብፍላጥ ይኩን ብዘይ ፍላጥ ዘሊልካያ ኣሎካ፡ ስለዚ ይደጋገም ኣሎ? እዚ ዝብል ዘለኩ ኣብቲ ዘለካ ጽባቐ ዝያዳ ንምባል የ! የመስግን!
@NaqfaS
13 күн бұрын
ሕቶ ንዋና ናይዚ channel and ኣቅራቢ ናይ ዝመደብ አዚ ሕቶዚ ናይ መብዝሕቱኡ ኤርትራዊ ሕቶ አዩ ንሱ ድማ ንምንታይ ኢኻ ኣብ 2024 ኣውራጃ ትብል ዞባ ዘይትብል ?
@emg8565
13 күн бұрын
Tariek ketezentu keleka kemti astewawue kinte gebero entay tsegem alewo
@sahleredae6689
11 күн бұрын
It is a good program historical but there is no AWRAJA any more for a good reason
@temesghen9252
9 күн бұрын
ዞባ ናይ ጎይታካ ኢሰያስ እዩ።ኣውራጃ ግን ናይ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።
@semirbrhane
9 күн бұрын
Eritrea tbhal hager yelan bhji ena nxbya zelena hji gn awraja u zelo whata
@KesetteAwealom
12 күн бұрын
ሕቶ .... ኣነ ወዲ ዓዲ ጮማይ እየ ኣቦታትና ዘዘንትውልና እንድሕር ኾይኑ ይሓርስ ኣለኩ ኣምሓራይየይ ገይረ ዘይኾነስ ይሓርስ ኣለኩ ትግራዋይ ገይረ እዩ ዝብል እቲ ማሰ ካብ ማዓስ እዩ ኣምሓራይ ኣብ ኤርትራ ሓረስታይ ኽይኑ ። እዚ ጸግዒ ከይሓዝካ ዛንታ ከም ዛንትኡ ክጸሓፍን ክንበብን ኣለዎ ። ዛንታ ኣይተባላሽዉ መኤረምታ ግበርሉ ። ወድሓንኩም
@MosaicBahli
12 күн бұрын
ወዲ ዓዲ ጮማይ እንተኾይንካ ነቦታትካ ወይ ኣባሓጎታትካ ሕተት። ጸግዕን ገለን ዝብል የለን ኣብዚ ታሪኽ። ታሪኽ ከም ዘለዎ'ዩ ዝቐርብ ክዛባዕ እንተኾይኑ እቲ ኣብዑር ተጋሩ ኣይትርብሑ ዝብል ምትቐየረ። ኣምሓራይ ስም ብዕራዮም'ዩ ከምቲ ስም ፈረሶም ማና ዝበሃል። ትግራዋይ ዝበሃል ብዕራይ እንተኔሩዎም ከኣ ንገረና።
@KesetteAwealom
12 күн бұрын
@MosaicBahli ኣምሓራይ ዝበሃል ብዕራይ ኣይነበሮምን እቲ ማሰ ከም ዘላታ ኣቦሓጎታትናን ዓበይቲ ዓዲን ሓቲትና እዛ ኣብ ላዕሊ ጽሒፈያ ዘለኩ እያ እታ ሓቂ ። ይሓርስ ኣለኩ ትግራዋየይ ገይረ እዮም እሎም።
@MosaicBahli
12 күн бұрын
@@KesetteAwealom ወዲ ዓዲ ምዃንካ ልዕሊ ተመራማሪ ታሪኽ ኣይገብረካን'ዩ። ሰሎሞን ጸሃያ ንትግራዋይ ዝብል ብ ኣምሓራይ ዘቐይር ዋላ ሓደ ምኽንያት የለን። እታ ማሰ ከም ዘለዋ ኣብ መጽሓፍ ማሰን መልቀስን ቀዳሞት ገጽ 302 ሰፊራ ኣላ ኣብ ኣ ከኣ ኣምሓራየይ ጌረ ኢያ ትብል። እቲ ታሪኽ ካልእ፡ ጽለኣት ካኣ ካልእ ኢዩ።
@weredehaile9193
12 күн бұрын
geldam tm elka smaae
@KesetteAwealom
12 күн бұрын
@@MosaicBahli እቲ ናይ ታሪክ ተማራማሪ ትብሎ ዘለካ መን ድዩ ኣዘንቲሉ እቶም ኣባሓጎታትና እዮም ስለዚስ መአረምታ ጥራይ ግበርሉ በሎም
@AaAa-kq7kh
11 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MarkebAlo-p6h
13 күн бұрын
🎉
@kubromfray8524
10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
58:53
ማሰን መልቀስን ኣቶ ሓድሽ ገብረገርግስ - (Tigrigna Oral Poetry)
Mosaic Bahli
Рет қаралды 14 М.
17:39
ካብ መጽሓፍትና | ታሪኺ ሂወት እድሪስ መሓመድ ኣደም መስራቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ | ብኣማን ተኽስተ
Mosaic Bahli
Рет қаралды 1,5 М.
00:22
娃太多了!爸爸一碗水端的平吗? #四小只吖 #日常 #搞笑 #搞笑家庭 #姐弟 #家庭生活
四小只吖
Рет қаралды 17 МЛН
00:16
СКОЛЬКО ПАЛЬЦЕВ ТУТ?
Masomka
Рет қаралды 3,2 МЛН
00:15
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
Денис Кукояка
Рет қаралды 2,4 МЛН
36:09
Миллионер | 3 - серия
Million Show
Рет қаралды 2 МЛН
7:35
#መኮረኒ በሽምል አሰራር
Rich you tub Channel
Рет қаралды 288
31:24
100 years Of Legend Bahta Hagos who fought againest the Italian colonization
Mosaic Bahli
Рет қаралды 127 М.
30:19
"ንናጽነት ምቅላስ ጸገም ኣይኮነን። ጽባሕ ድሕሪ ነጻነት፣ እቲ ዝመጽእ ሓይሊ ወይ ስልጣን፣ ንሃገር ዝጭቑን ከይከውን'የ ዝፈርህ" ንጉሰ ሃይለ (መንሳዓይ)
RADIO ERENA
Рет қаралды 12 М.
30:03
ጓይላ ማይ ተኸላ (ሰራየ)
Gebre Gebremariam
Рет қаралды 3,4 М.
49:05
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 35 ( BY BRUNO )
Awra Tube
Рет қаралды 123 М.
54:34
ፍቅሪ ዓንቂፉ ናብ ፍቅሪ ኣውዲቁኒ! ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተሞርከሰት ሓጻር ዛንታ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 17 М.
31:07
ታሪኽ ህይወት ስ/ጥ Yemane G/mikail (Barya) #yemanebarya #eritreamovie #eritreacomedy #tigraymusic
Story Production
Рет қаралды 25 М.
45:05
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 69 М.
1:06:52
25 ዓመት ዝተኣሰርኩሉ ምክንያት ፡ ምስ ሰራዊት ኤርትራችኮይነ እየ ተዋጊአ ፡ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ልዑል ፍቅሪ ኣለኒ | ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ
Aura ኦራ multimedia
Рет қаралды 152 М.
20:51
ካብ ዕላላት ካህሊል ጂብራን #kahlilgibran #story #audiobook #
Mosaic Bahli
Рет қаралды 4,4 М.
00:22
娃太多了!爸爸一碗水端的平吗? #四小只吖 #日常 #搞笑 #搞笑家庭 #姐弟 #家庭生活
四小只吖
Рет қаралды 17 МЛН