masen melqesn 2y kfal

  Рет қаралды 33,662

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

3 жыл бұрын

Eritrea Tigrnea Oral Poetry

Пікірлер: 34
@kesetebereke8745
@kesetebereke8745 3 жыл бұрын
Wwwwwww ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ኣቦታት ታሪኽ፡ ንዝተጋገዩ ኣሕዋቶም ንምእራም ብ ማሰ ኣምሲልካ ዝግበር ዝነበረ ፡ የቐንየልና መምህር መኮነን፡
@esternanaasare5584
@esternanaasare5584 3 жыл бұрын
እንቆዕ ተወለድካ ቃላት ሲእና ዝገልጸካ ወትሩ ብሉጽ ቀጽሎ ኣጆኮ መንሞ ከማካ ኣታ ወድተስፋይ ጨለ ኢካ ጨለ ኣይርኣኩን ከማካ ዝበለ ንኩላ ዛንታ ኣብዛ ጅቡኡ ዝጠቅለለ ንስለ ባህሉ ብሓቦ ዝተተክለ ክላዋእ ከማካ ሞ መን ከይህሉ ይባረክ ዘበንካ ወድቶም ጀጋኑ ኢካ
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 Ай бұрын
መቸም ወግዒ ቀዳሞት ዝመስል ወግዒ ኣይርከብን ክብረት ይሃብኩም።
@eliastemesghen998
@eliastemesghen998 Жыл бұрын
Slemntay ezi masen melkesn enterefe mexiu anes des kbleni meat eyu ❤❤❤❤❤❤❤❤
@selam8217
@selam8217 3 жыл бұрын
የቐንየለና ዘሐወይ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ መሃሪ ትርጉም ዘለዋ ዛንታትን መሃሪ ታሪክ እዩ ካብዚ ታሪክናስ ናይ ሐወቦታተይ ዘለዎሚ ኳይኑ ተሰመዕኒ መበቀል ዓደይቦይ ካብ ሎጓ ስርዳ እዩ ክሰምዕ ከለኲስ ከሚ ክለሳ ኳይኑ ተሰሚዕኒ ሐወቦታተይ ክዛረብ ከለዉ ይዝከረኒ የቀንየልና እዘሐወይ ደግመ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hagoskefali8927
@hagoskefali8927 2 жыл бұрын
ዓደይ ጽንዓደግለ ዓዲ ጀጋኑ
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 3 жыл бұрын
ገጽ ኣቦታትና ዘርኣካና የቀንየልና።
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 3 жыл бұрын
Waww kibrat yhablna Mokonen Hawna btami mesati Nayebotat zekuri Masa Melkes Ajoka Alena ab godnka So selamn tinan naka
@halefesultan5599
@halefesultan5599 3 жыл бұрын
I love you mokenen from diacon Halefe wedi Chealo (hazomo)
@user-jk6vj8xf8x
@user-jk6vj8xf8x 8 ай бұрын
ጀጋኑ ደቂ ማይዔላ ስድራና❤❤❤❤❤
@tesfaygeriye7981
@tesfaygeriye7981 3 жыл бұрын
Abet izi Bahlna ktem memhr mokonn edmen tenan yhaki egzabiher fetari
@kifleasmelash3975
@kifleasmelash3975 Жыл бұрын
Breather good belass you, you have enkredeble story
@semerekesete6588
@semerekesete6588 3 жыл бұрын
ካብልበይ የመስግነካ ግዘካ ሰዊካ ነዚ ታሪካዊ ዝኮነ ስራህ ንክትሰርህ ዝጸኣርካ ኩቡር ኣቦናን
@john9192
@john9192 3 жыл бұрын
ዝከበርካ መምህር ሞኮነን፡ብመጀመሪያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ እናተመነኩ፡በዚ ትምህረናን፡ታሪክ ኣቦሓጎታትና ተፍልጠናን ዘሎካ ብልቢ ከሞግሰካ ይደሊ፡ናይ ሓቂ ማዕከን፡ታሪክ ኢካ እሞ ሓበን ይሰማዕካ። ኣብ ዝሓለፈ ብዛዕባ ማሰኛን መላቃሳይን፡ ኣቦይ ተስፋማሪያም ሞኮነን፡ከም ዘዕለልካ ነጊርካና እሞ ገለ ፡ካብ ዝበርበርካዮም ገለ ክትደግመና ብኣክብሮት ንላበወካ፡በዚ ኣጋጣሚ ቡዙሕ ከም ንምሃር ክሕብረካ ይደሊ፡ ወረ ሓደ ሓደ ግዜ ደንጊዩና እንዶ እናበልኩ ዓሰርተ ሳዕ ኢዩ ናብዛ ቻነልካ ዝመላለስ እሞ ሃየ ደኣ ሓይልካ ኣይሰልኪ ብርዕካ ከኣ ይሰስን
@selinagaleri4650
@selinagaleri4650 3 жыл бұрын
Wawww nay aba hagoy mase
@user-sv2pq2in6j
@user-sv2pq2in6j 3 жыл бұрын
Welcome zebhere segeneyti🇪🇷💯🏅
@menkabmen5751
@menkabmen5751 3 жыл бұрын
Sq bel wegenawi
@hhg622
@hhg622 2 жыл бұрын
Segeneyti bel ktdrer
@tesfalemtesfu9391
@tesfalemtesfu9391 3 жыл бұрын
ሰላም ብመጀመርያ ሰላም ንኩሉኩም ታኻታተልቲ ሞዛይክ ባህሊ፣፣፣ ብመቕጻል ንኩቡር መምህር መኮነን ተሰፋይ ብዝህበና ባህላዊ ትምህርቲ እናመሰገንኩ ማሰ፣፣ ማሰ፣፣ ማሰ፣፣፣ ፣ መምህረ መምህር ኩሉእኩም፣ ኣታ ክንደይ ይጥዕም እዝ ቓናኩም ሕጊ እንዳባ ተተኪኡ ባኣኩም፣፣፣ እዙ ቑምነገርኩም በቕሊ ዘይተልዕሎ አከለ ጉዛይ ይብሉኩም ንመቖሎ ሓማሴን ይብሉኩም ንማቖሎ ሰራየ ይብሉኩም ንማቖሎ ሰንሕት ዓንሰባ ይብሉኩም ንማቖሎ ጋሽ ምሰ ባርካ ይብሉኩም ንማቖሎ ሰምሃር ዳንካልያ ይብሉኩም ንማቖሎ ኣብየት ሊሳን እዝጊ ዝዓዶሎ ለባም ሰብ ንኩሉ ዝኽእሎ፣፣፣ እሰኪ በል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር መኮነን ተሰፋይ። ካብ ታክታተሊ ሞዛይክ ባህሊ ወዲ ባሻይ ካብ እሰራኤል።
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 жыл бұрын
በሎበሎ እንብልታ ጨዓሎ ሃዳድም ይራኣየካ ኣየ ስደት ዕኮት ሀ ህውከት።
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 3 жыл бұрын
መምህር ጂግና ኣጆካ ብጣዕሚ ብሉጽ ማሰን መልቀስን።
@hagosdaniel1758
@hagosdaniel1758 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክቡር ባህልና ::💞❤
@zem1988
@zem1988 3 жыл бұрын
ብለሉጽ ሥራሕ ክቡር ሓው ፣
@capitano78
@capitano78 3 жыл бұрын
Mokie hawey, pls change the background music with old one you had.
@samikahsai6679
@samikahsai6679 3 жыл бұрын
Mekonen hawena bitaemi yehigiskani ,nay abahagotatna zantuom asmatomn silezitekeskayom teresiom silezineberu.ane zizkrom kab bahregas Turkay,bahregas Tsefena,bahregas Amennay,bahregas Zeresenay bahregas Fantay Bahregas Redaey.Logosarda tsorona.
@tesfahiwetteare2290
@tesfahiwetteare2290 3 жыл бұрын
ዋሕስ ኢካ አስካ ። ጥንታዊ ባህሊናን መንነትናን
@Abi-hero
@Abi-hero 2 жыл бұрын
አብ ዉግእ ዓድዋ ቡዛሐት ዝተማረኹ ተጋሩ ምስቶም ጠላይን ነጻ ክልቀ ቁ ከለዉ። ኤርትራዉያን ግን ከም ዕንጨይቲ ሐደ እግሮምን ሐደ ኢዶምን ተፈሊጾም እዬም። እቲ ናይ ምቁራጽ ሐላፍነት ዝነበሮ ገባርን ሐዳግን ዝነበረ አሉላ እዩ። ታሪኽ ንዛረብ እንተለና ኩሉእቲ ሐቅታት ከነቀምጦ አለና እዚ ምስ ዘይንገብር ግን ጽዉጹዋይ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ thanks ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Lealti_2
@Lealti_2 2 жыл бұрын
i love more the guayla and embelta
@tedroselmay3556
@tedroselmay3556 3 жыл бұрын
Just wry
@user-kg1me8im1s
@user-kg1me8im1s 3 жыл бұрын
ብመጀመርታ ነቲ ትገብሮ ምስጋናይ ወሰን የቡሉን ዝከበርካ መምህር፡ ብምቅጻል ናይ ዉሩይ ማሰኛ ሙስጉን መኸርብጥ ብዓል ድግሳ ኣቅርበልና ፡፡
@MosaicBahli
@MosaicBahli 3 жыл бұрын
ሰላም ሮቤል የቐንየለይ ናይ ኣቦይ ምስጉን መኸርበጥ ሓደ መዓልቲ ከቕርብየ ሕራይ
@endriashadish3539
@endriashadish3539 2 ай бұрын
እዛ መልቀስ ናይ ኣቦይ ነጋሽ ሳግላ እያ። ሓንቲ ዘመዶም ሰበይቲ በዓሶ ምስሞታ ከምዚ በሉ። ከማዓልክን ኢትየ ወዘሮ ዓንጻቂታዶ ሰብ ይሰፍሮ በቲ ገንሰል በቲ መረብ ዝኸተሮ ወይ ልዕል ከይትብላ ናብ መሳፍሮ ወይ ሕልፍ ከይትብላ ናብ መንዓዘሮ ከምትሞታስ ፈሊጥና እንዶ ድሮ። ኢሎም
@ablelmisgun8437
@ablelmisgun8437 5 ай бұрын
ኣብዛ ማሰ ናይ ኩቡር ኣቦና ደግያት ዘውደ ወዲ ቀኛጅማሸ ሓጎስ ስመጃና ሰባሪ ደሴት ናኹራ. ኣይተ ኣስሞሮም ዕሱብ ጥልያን ሞት ኣይኮነን ጋሃንም ይግብኦ.
@Kokob_Semay_Tube
@Kokob_Semay_Tube 3 жыл бұрын
Mokie jigna qoxlo
ምውድዳስን ምሽምጣጥን ማሰኛታት
33:13
Mosaic Bahli
Рет қаралды 42 М.
마시멜로우로 체감되는 요즘 물가
00:20
진영민yeongmin
Рет қаралды 21 МЛН
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 125 МЛН
ናይ ብሓቂ ሎጎ ጭዋ perfect 100👌🎉
4:32
PEACEFUL Channel,
Рет қаралды 70
ሰለሙን ጸሃየ part 2
34:39
Hordata Media
Рет қаралды 110 М.
Eritrean Bahlawi Poetry - Masen Mesilan - ማሰ ምስላን by EriTV
8:36
Eritrean News by Eri-TV Live Television
Рет қаралды 48 М.
ማሰን መልቀስን ትግርኛ 1ይ ክፋል
17:10
Mosaic Bahli
Рет қаралды 25 М.
Кошкокрад и котики #юмор #рекомендации #прикол
0:31
育児6年目の韓国人父が娘と遊ぶ方法4 #shorts
0:11
ミョリムMyorimu
Рет қаралды 22 МЛН
Поймал редкий кадр🤨
0:22
FERMACHI
Рет қаралды 5 МЛН