May 29/2024 ሓዘካ መጀር ቀርቀብ ወስላት ጉድ ስማዕ

  Рет қаралды 20,443

Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )

Ай бұрын

#filfiltv #eritrea #eritreannews #eritv #aanmedianetwork #asmera #eritreanguayla #diletmedia #sahelmedia #solomedia #eritrean #eritreanmusic #eritreanmusic2024 #eritreanmovies #massawa #eriyamiyami #zena_tigrigna

Пікірлер: 425
@rigat9
@rigat9 Ай бұрын
ሕጂ ግርም ካብ ኤረትራዊ ዘይውለድ ኣይጪዋን።❤️❤️🇪🇷🇪🇷💪✊️🇪🇷
@mf4244
@mf4244 Ай бұрын
እዚ ካብ ቀደሙ ኣፍሊጡ ኢዩ ሓደ ግዜ ዝበሎ ትግሪኛ ማለት ትግራዋይ ማለት ኢዩ ንሕና ተዛረብቲ ትግርኛ ተጋሩ ኢና ኢሉ ተዛሪቡ
@rishane9576
@rishane9576 Ай бұрын
ቃል ኣምላክ ይምህርየ እንዳበለ ኩሉ ግዜ ንተጋሩ ጥራይ እዩ ጸግዒ ድከውን በቃ ንሕና ኤርትራውያን በደልቲ ከምድኮና ክፉእ ከምድገበርናዮም ጥራይ እዩ ድዛረብ ማለት ኤርትራዊ እየ እንዳበለ ካኣ ድዛረብ ግን ኣንጻር ኤርትራዊ እዩ ድዛረብ ኩሉ ግዜ ስለዚ ተጋሩ ጥራይ ስለዝስዕቦኦ ናዓዓተን ከሕጉስ ኢሉ ድገብሮ ደሎ እዩ እዚ ለቅላቂ ኣነስ ካብ ቀደመይ ኣይብራሃኒካ ምክንያቱ ነብሱ ጻድቅ ጌሩ ንሰባት ክፈርድ እዩ ድውዕል
@yonastekle5295
@yonastekle5295 Ай бұрын
ቀሺ'ዶ ኣራይ ቅርሺ 100/100 ናይ በሓቂ. ፈላላይ ዓሌታዊ ሰብ ኩላትና ንዕዘቦ ኣለና ወዲ ኤረይ ጅግና ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 Ай бұрын
ኣንቱም ሰባት እዚ ወዲ ዝተባረኸ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንብልነሬና እዋይምድንጋር ከመይ ተቕዘፍ ባንደራኻን ሃይማኖትካን ድኣ እንተደለኻ ደግፍ እንተደለኻ ተቃወም ኣብዘለኻዮ ኣብርሑቕ ይኹን ቀረባ ባደራኻ ኽሳብ ኣብዛዓሉም ኣይት ኣይትፍናን እያ ሃገርና ሕጂ ጸርያ ኸምዚእ ናበተኽርስትያን ኣምሰሉ ኣብቕድሚ ሰብ ዘይኮነ ኣብቅድሚ እግዚኣብሔር ደፍር ደረቐይና ሰይጣን ህዝቢ ኽኣ ልቢ ንግበር ካብ ሕጂ ቀሽን መሽን እዮም ክመጹ እዮ ንለብም ፈትዮና ኢልና ኣይንገራህ። ሳሕለይ ንስኻ ወጢጥካ ቀርብ ንሕናው ኣትማን ምጭፍጫፍ ኣይንሓምቕ እግዚኣብሔር ዝባረኹሉ ዙውዲ ወይልኡ ነዛ ዘውዲ ዝተንከያ ቃል ኣቦና ወልድኣብ ወልዱማርያም።
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k Ай бұрын
,ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎉🎉
@user-op7gi7hn4o
@user-op7gi7hn4o Ай бұрын
Thanks flfl midia 2. ኣነጽርካልና ኣለካ ናይዚ ሰባኪ ዕላማ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k Ай бұрын
የቐንየልና ኩቡር ፍልፍል ምድያ ብጣዕሚ ኢና ንመስግን ነዞም ተዃሉ ተቛልዖም ዘለኻ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-kb4lv6hs2t
@user-kb4lv6hs2t Ай бұрын
ሓውና ፍልፊል መጀመርያ ቀሺ ኣይኮነን ዓለማዊ ዩ ደሓር ከኣ እዚ ወዲ ሓደ ካብቶም ንሃይማኖት ይፈልጥ የ ባሃሊ እዩ ጠቅላላ ናይ ሃይማኖት ፍልጠት ውን የብሉን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ኩላትና ደቂ ክርስቶስ ከምዝኾና ኣምበር ከምዚ ናይ ዘወዲ ትምህርቲ ዝምህሩ ኣቦታት የብልና እዚ ወዲ እዚ ግን ከናሹን ሰብ ኮፍክስን ዩ ዝውዕል
@mekonenmekonen1403
@mekonenmekonen1403 Ай бұрын
ኣነ ብነብሰይ ባዓል ናጺነተይ ምሽ ኣብ ልብያ ዚካኣል ኢንተዚኸዉን ነይሩ ምስ መቱኹ ከማን መኽበርኹዎ ነይረ!!!❤❤❤❤❤❤
@zenaaron6765
@zenaaron6765 Ай бұрын
Ezi seb ezi kedmi heji ewn Eritrawi zbehal menenet yelen Elu eyu filfil nebsi baelom keshi meareg zehabewa nebsom
@rgyvhg683
@rgyvhg683 Ай бұрын
Array,krshe
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Ай бұрын
ንኤርትራውነት ዝስዕር የለን ❤❤❤❤❤
@user-dt1bt2tx4o
@user-dt1bt2tx4o Ай бұрын
ኔቦሎ እዚ ጥማዕ ዲያቆን ጥማዕ ትግራዋይ እዞም ሰልጠነ ስልጣን እቲ ሽም ጸገም ኣለዎ እዞም ስልጣኔታት ክሕስዉ
@yoditzemichael9830
@yoditzemichael9830 Ай бұрын
Sahel media thank you nezi rgum qeshi zeqlaekayo , Ethiopia bexihu mis mexe emo gedidwo. Eritrea n Eritrawyan ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Ай бұрын
ቀዳማይ ነገር ባዕሉ እምበር ብትምህርቲ ይኹን ብኣቦታት ዝተዋህቦ ቅሽነት ይኹን ድቁና ወይ ውን ምምህርና ዝተዋህቦ ማዕርግ የብሉን ቀደም ውን ተዛሪብና ኢና እዚ ሰብ እዚ ብቤተክርስትያን ዝተዋህቦ የለን ባዕሉ እዩ መምህር እየ ኢሉ መጺኡ. ይቅሬታ🙏ግበረለይ ሓደ ኣይ ቀሸሸን, ድያቆን ውን ስለ ዘይበጽሐ ቀሺ ኢልካ ኣይትጸውዓዮ
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 Ай бұрын
እዚ ዳኣ ቀሺ ዘይኮነስ መዳናፈሪን ሰራቂን ትግራዋይ ዳኣ ተፈሊጥካ ኢካ ኣንታ ሓሳዊ ቀሺ ተፈልጥካ ካብ ጂግና ኤርትራዊ ዓይኒ ንስሪ ከተምልጥ ኣይትኽእልን ኢካ ኣንታ ረሳሕ ቀሽ ባዕለገ ኣቀምጣ እታ መስቀል። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤ኤርትራዊ ዳኣ ኣብ ዝሃለሃሉ🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 እምባሕ በል💪💪💪💪🌺🌺🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌺👍👍👍🙏💪
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 Ай бұрын
ቀሺ ኣይኮነ ዲያቆን ኣይኮነ ዋላ ሓንቲ ማዕርግ የብሉን ፈረስ ኢዩ ክዝሙ ዘፍረሰ
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Ай бұрын
መርሓባ ፍልፍል ቲቪ እዚ መጣቖሲ ቀሺ ኣይኮነን ካልኣይ ካኣ ትግራዋይ እዩ ቅጫና በሊዕም መልሓሶም ኣርዮም ዘደናግሩ ዘለው እዮም እንቋዕ ጥራይ ፈለጥናዮም ሃገርና ካኣ ጸርያ💪👍💯🎊🎂🎊
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ነዚ ሰብ እዚ ምሓዝካ ነዊሕ ኢና ገይርና ካብ ንዕዘቦ ምስ ተጋሩ ኮይኑ ደም ኤርትራዊ ክፈስስ ዝጽሊ ሰብ ኢዩ ።ተስፋይ ይገብር ከኣ ክልተ ሰለስተ ግዜ ብዛዕብኡ ክትሰርሓሉን ከተላልዮን ንህዝቢ። ኩለን ዩቱባት ብዛዕባ እዚ ሰብ እዚ መን ምኻኑን እንታይ ኢዩ ሓሳቡን ዕላምኡን ንህዝቢ ከላልይኦ ከኣ ለበዋይ ይመሓምላልፍ መኽንያቱ ኣለዉ ደቂ ገርሂ ልባ ጥዑይ መሲልዎም ዝስዕብዎ ኣይሰኣኑን ኢዮም ካብ ተጋሩ ወጻኢ ።
@Mym1994
@Mym1994 Ай бұрын
kab Eritreawi zeywled aychuwa eske zbil like belu
@taz3739
@taz3739 Ай бұрын
ኤርትራዊ ሕቡን ጅግና ተዓወት ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤
@wonder580
@wonder580 Ай бұрын
ኣቱም ኤሪትራውያን ተኸተልቲ ተዋህዶ እምነት ነዚኦም ቀሺ ተመሲሎም ሐደሐደ ቃል እግዚእብሄር ስለ ዝዛረቡ ኣይትከታተሉዎም ኣይትስሙዑዎም
@meazaeyab4380
@meazaeyab4380 Ай бұрын
Welcome we'd Erey Anbesa Eritreawi kubur meninet 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@semiraawelkhar601
@semiraawelkhar601 Ай бұрын
Eritrawinet kibur mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Ай бұрын
- እዚ ብሽም እግዚአብሄር ዝሽቅጥ ግብረ ሽበራ እዩ ። - እዚ ብሽም እግዚአብሄር አብ ፖለቲ ሽርሙጥና ዝተዋፈረ አምሰሉ ሸይጣን እዩ ።
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 Ай бұрын
እዚኦም ካሃናት ኣይኮኑን ካሕዳማት እዮም።
@aronmussie557
@aronmussie557 Ай бұрын
እዞም ሰባትዚኦም ናይ ዘበና ቀይሕ ሽብር እዮም።
@tarikadem7893
@tarikadem7893 Ай бұрын
በሓቂ ከም ዚ ሰብ እዚ አኮ ደፍረት ኣይረኣናን በጣሚ ኣቅልና ኣወድውና ሱልጣን ዘባሃል ሰብ አግዛብሄር የፍደዮ 🙏
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Ай бұрын
God bless Eritrea protect innocent people Eritrea for Jesus 🙏🙏🙏
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Ай бұрын
ዓይኒ አባይና ይደፈን🙏🏾: መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሊብያ ደለኹም ልዑል ፈጣሪ/ ረቢ ካብ ኩሉ ፈተነ ብጽላሉ ይሸፍንኩም ካብ ዘለኽሞ ብሰላም ወጺእኩም ምስ ህዝብኹም ክትሕቆፉ ጸሎት ህዝብኹም'ዩ እታ ትሕበኑላ ሃገርኩም ትጽበየኩም ኣላ ግዜ ይንዋሕ ይሕጸር ይርሃው ይጽበብ ሃገረይ ኤርትራ 🇪🇷💖::
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
ኣጀኹም ብኣና ኣብ ልብያ ዘለና ኣይትጨነቁ ወላ ሓደ ጸገም የብልናን ኣምላክ ይመስገን ልብያ ከም ቀደም ኣይኮነን ዘሎ ሎሚ ተማሓይሹ እዩ። ኣጆኹም ንስኹም ክብራት ኣሕዋትና ። ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ካብ ፍቅሪ ሃገሩን ስድርኡን ኣይፍለን እዩ። ብዝኾነ ፈጣሪ ኣብታ ቅድስቲ ሃገርና ምስ ስድራና ንራኸበሉ ግዜ ይፈጠረልና።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Ай бұрын
ተመስገን ጸባባና ተቐንጢጡ ኣብ ራህዋ በጺሕና ኣሎና: ዓማጽኢት ዓለምን ቀንኣት ጎረባብቲ እና ተሓመሳ ኤረና ብኽቡር መስዋእቲ ደቃ ትኸብረሉ ግዜ በጺሕና ኣሎና ኣጆና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖: ክብርን ሞጎስን ነስማእታትና🙏🏾 ሞጎስ ንክቡራን መራሕትና ምስቲ ዘይጸዓድ ሰራዊትናን ህዝብናን 🇪🇷💖::
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
@@ghenetmedhane9515 ኣሜንንኔ ጋል ኤረይ ሓላል ።ሓሳዳት ይቀረጹ። ዓወትና ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abinettesfay3306
@abinettesfay3306 Ай бұрын
Ab Libya xelkum jeganu 💯👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-kc1ew4pz5j
@user-kc1ew4pz5j Ай бұрын
1 ዝመረኩም ተኮይኑ ኣይትርኣዩኒ ኢልካ ጸላኢና ክንፈልጥን ክንስንድን እምበር ፈቲናካ ኣይኮናን 2 ቀሺ ዲካ ዲያቆን ትብሉኒ ኢልካ ብመጽሓፍ ቁዱስ ዝሽቅጥ ሓዋሪያ ሸይጣን ኢካ 3 ሰናፍጭ በዚሕኩም በብቁሩብ ከላማምደኩም ኔሩኒ ኢልካ ንስካ ኢካ ናይ ባዓል ናጽነት ኤሪትራዊ በታውቅብቲ ባንዴሩኡ ማዕሪጉ ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ካኣ ናይ ሊብያ ምስ ራኣካ ሰናፍጭ በዚሕካ ምጻሩ ሲኢንካ ብዘይ ልብካ የህተፈቲፈ ዓወት ንሓፋሽ ስጋዕ ኢድካ ዝምናዕ ከተድምጻ ዝካኣልካ ደቂ ሻዕብያ ከምኡ ኢና ንገብር ውሕስነት ሰላም ብመከተ ሕጂውን ከምዚኣቶም ኣለውና ንመክት ፍለፍለይ ሳሕለይ ፈንቅለይ ሶሎይ ኣጆኩም ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷ሓፈትኩም ጎል ሓየት
@user-sm3uk7tm7v
@user-sm3uk7tm7v Ай бұрын
YESSS Eritraaaaa❤❤❤❤❤❤
@semiraawelkhar601
@semiraawelkhar601 Ай бұрын
Eeritrean n Eeritrean ❤❤❤❤❤❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Eritrea hagerena tebareklna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 Ай бұрын
ባንዴራ ሒዙ ዝራኣይዎ በቃ ዕይኖም ስኽርርርር ጌና ጌና ደቂ ኤረይ ደም ክሓሩኡ እዮም ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@kumelmesfun1562
@kumelmesfun1562 Ай бұрын
Asey Flfley Gigna hawey 👍🏿🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤👍🏿
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 Ай бұрын
Yessssss wedi eri 💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎👍🏾👍🏾👍🏾💪🏿💪🏿💪🏿👌🏿👌🏿👏🏿👏🏿👏🏿
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ሃብሮም 🇪🇷💖✊🏾::
@user-vy9bp2kx1b
@user-vy9bp2kx1b Ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vy9bp2kx1b
@user-vy9bp2kx1b Ай бұрын
ጽብቕቲ ሽም ሂብካዮ ኣንበሳ ወድና ቀሺ ዘይ ኮነ ኣራይ ቅርሺ እዩ
@senbetumelake6127
@senbetumelake6127 Ай бұрын
በርታ በመጀመርያ ይህ ሰዉ የመንፈስ ቃል ሳይሆን የሚያስተምረዉ የከፋት የተንኮል ነዉ ነገረ ግን ደቂ ኤረይ ይህም አንድ ቀን ይጋለጣል ቄስ እንዳልሆነ ጌታ ህዝባችን ምድራችን ይባረክልን🙏❤😢❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Ayeni Hasad ydfenelna deki Erey jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@AmanuelIsak-kk3mm
@AmanuelIsak-kk3mm Ай бұрын
Fenqil media Ezi qeshi aykonen diaqon wn aykonen.zkone mearg yeblun
@g776yy3
@g776yy3 Ай бұрын
ኣምበሳ ሳሕል ምድያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጽቡቅ ጌርካዮ እዚ ቶኹላ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️✝️❤️☪️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👍👍👍
@awetashtekeste8136
@awetashtekeste8136 Ай бұрын
Welcome wedi Eri Jegna So proud to be Eritrean ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-kr4mi1gy6k
@user-kr4mi1gy6k Ай бұрын
Selam Filfil Tv. Ezi seb ezi nay hatmanot henti filtet yeblun. Kab kadretat nilaeli eyu. Kemti baal adgi nhamedu zblwo eyu zbl. Bzaeba Eritra ktzareb aygbaakan eyu. Bhaqi kemzi kemaka hasawi. Wedi mahberka sle zkone. Nsuke emni keliel eyu zdeli. Zgdseka aykonen. Hesawi eka. 🌹❤️🌹❤️🌹❤️.
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Eritrawinet kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 Ай бұрын
ሰላም ወ ሰናይ ንዓኻ ፍልፍል ትቪ። ብዙሕ ጌይሩ ኢዩ እዚ 2ይ ማርቆሳይ።
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Absolutely Eritrean Lovely Explanation Wedi Eritrean Geganu, Teawet and Eritrawinet indeed ❤❤Absolutely 🇪🇷 💯 💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷USA 🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸 That's the truth, greatest responses ❤❤❤❤❤❤
@fretamogos7469
@fretamogos7469 Ай бұрын
Eritrawinet kubur meninet ❤❤❤❤❤ tawety wedi erey amlak yabark Erey ❤❤❤🎉🎉🎉
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Ай бұрын
ዘገም ዘመን ብልክዕከ ቀሺ ድዩ ኣሪዮስ እዩ እዚ መዋዳትኡ ነጸልኡ ደርብዩ ብሓቂ ኣራይ ቅርሺ እቶም ቀንዲ ናይዚ ጥፍኣት ጠንቅን ሳዕቤን እዮም ብሓቂ ባዓልዚ ዝመርሕዎ ምእመናን እዝጊሄር ይሓልዎም።Thanks❤❤❤ sahl media
@amanmusa1456
@amanmusa1456 Ай бұрын
Wel come Fifl tvi ❤❤❤
@tomieberaki4053
@tomieberaki4053 Ай бұрын
Azi amxikayo zeleka keshi aykone diyaQon 💯
@fessahaieberhe
@fessahaieberhe Ай бұрын
Well said .
@user-sp2ig4ey3j
@user-sp2ig4ey3j Ай бұрын
Ezi Resah Agame ARAYI KIRSHI😂😂😂😂
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Kbrin mogosn Nihayltat mklkal Awet Nihafsh 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 Ай бұрын
Eritrea for enemies 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🙏🏾🙏🏾🕊🕊🌷🌷🌷
@elsayemane7192
@elsayemane7192 Ай бұрын
እዚኦም ካሃናት ኣይኮኑን ካሕዳማት እዮም።
@sabasimon4736
@sabasimon4736 Ай бұрын
የቐንየልና ደቂ ኤረይ አምላኽ ምሕረቱ የውርደል አገልገልቲ ቤተ ክርስቲያን መንእሰያት ደም እነዳተፋ ሰሱ አበክንዲ ጾሎትን ምህለላን መሊሶም ሐዊ ዝወሉዑ አምላክ ሰላም የወረደልና🙏🙏🙏👍👍✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlleyYousef-vr8nv
@AlleyYousef-vr8nv Ай бұрын
Asli ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ns3wq6rt7q
@user-ns3wq6rt7q Ай бұрын
ተጋጊኡ አዩ ናይ ብሃቂ መንክፍለልና ከይ ብሎ ❤❤❤❤ ኣይትፍርሃ በልዎ ኣለውና ጀጋኑ ይሕዋት ብሉልና ደቂ ኢረይ❤❤❤🎉🎉
@alemkaygeza3458
@alemkaygeza3458 Ай бұрын
ሰላም ፍልፍል 2 ሓወይ እዚ ሰብሲ ነዊሕ ጌሩ እዩ ኣነስ ቀደም ሳብስክራይበይ ሲሒበ እየ ከም ዝመስለኒ ሰበይቱ ካብ እዞም ዞባ ለለ እያ ርእሱ ርእሱ ጥራሕ ጨፎጭፎ ከም ተመን ዕዳጋ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj Ай бұрын
Nesu Keman Ane Menenetey Tegeray Tegerini Eye ilu Tezaribu Neyeru Tegeray Tegerini kea Neana Xelaetena Eyom Yedengex Amlak Meheret yeweredelna
@nebunebu262
@nebunebu262 Ай бұрын
ናይብሓቂ እዚ ወስላት ኣረይ ቅርሺ ድማ ንኤርትራዊ ፀሪፍ ንትግራዋይ ዝህግዝ ዩ ግን ደሓን በትሪ ሓቂ ትቀትን ምበር ኣይትስበርን ቄናናት ስለዝኾኑ ንመንግስቲ ግምትሉ ኢሎም ምስ መናፍቃን ተዓሪቆም ምስ እዝግኣብሄር ዝተባኣሱ ዬም ሓቅና ሒዝና ናብ መድሃኔኣላም ኢና ንውከል።
@selamWeldab
@selamWeldab Ай бұрын
Welcome fill media weday rimay ambesa amlk Eritrean Hagerna ybrklina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 Ай бұрын
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
@hadishyemane-rt5os
@hadishyemane-rt5os Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Ай бұрын
እዋይ ነዚ ሰልጠነ ዝባሃል ዝባሃል ቅድም ይከታተሎ ነይረ ሕጂ ግን ብጣዕሚ እዩ ዘጉህየካ ኣብ ቃል ኣምላኽ ትሓቡ ጽልእን ርኽሰትን ዝምህር አነ ዝገርመኒ ግን እቶም ኣብኡ ዝኸትስተልዎ ነዚ ምስ ሰምዑ ኩሎም ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ኢሎም ይጽሕፉ 💔
@AlleyYousef-vr8nv
@AlleyYousef-vr8nv Ай бұрын
Tip top feletkayo waladetay
@rishanrishan2480
@rishanrishan2480 Ай бұрын
Thanks
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
እውይ እዚ ኢክት ሰብ ጸላኩ ወስላታ ቀሽ ሐይጣት አግልዕ ።ፊልፊለይ ብሉጽ
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Zilalmawi zkrin kbrin Nisemaetatna wetru Awet Nihafsh🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw Ай бұрын
Ezi ezi kasahun dbliwom new belwom xibuk nay Eritrea ayfetwun yom ❤
@EriMerry
@EriMerry Ай бұрын
Abzihwo bhaqi,dengukayo keman wedi rimey filfil Tv,
@weinisolomon8932
@weinisolomon8932 Ай бұрын
Hatf
@tsigetesfaye2690
@tsigetesfaye2690 Ай бұрын
Ertrawinet kubur manenet awet nehafash shaebia forever ♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsafessahey7169
@elsafessahey7169 Ай бұрын
Anis kabqedamey ayeftewin eyi semayo wena ayefliten batam kexelak flifil TV nesek eritrea 🇪🇷 ❤amlek edamen tenin
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 Ай бұрын
እዚኦም ልኡኻት ሳጥናኤል እዮም ቀሺ ቅርሺ።
@meazatesfamicael2346
@meazatesfamicael2346 Ай бұрын
Embhie bale wedy Eri anta makesan❤
@TrhasReda-eb9rj
@TrhasReda-eb9rj Ай бұрын
Eritreaynti kebyri menent 🎉🎉🎉🎉
@mihretghidey4786
@mihretghidey4786 Ай бұрын
Ata ezi nay behaqi do keshi ykwen tbelo❤❤❤❤❤filfil anbesa 🎉🎉🎉🎉❤❤❤ kexelo tray
@senaitabraha5603
@senaitabraha5603 Ай бұрын
Leave the cross alone. ERITREAN are Eritrean where ever they go. Because we are proud of who we are. Unlike you who doesn't like your identity. Where ever we are always WE ARE PROUD OF OUR IDENTITY. PROUD TO BE ERITREAN. AJOKUM DEKI ERAY WE ALL WILL BE HOME MEANS ERITREA SOON.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Filfil tv jigna 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@tirhasbaraky5740
@tirhasbaraky5740 Ай бұрын
መርሓብ ዝይድ ውድ ሕዝብ ንክድ ❤️🌹❤️ዓውት ንሕፍሽ 🌹❤️🌹❤️💞
@zudopgebre1351
@zudopgebre1351 Ай бұрын
Nexela ztekedenu tekalu❤❤❤Eritrea 🇪🇷 Amlak wetru msana ykun hsema u zkntetela zelo alem mulu yebalewo alewu
@mussiehabtemariam6180
@mussiehabtemariam6180 Ай бұрын
Aray kirsh eyo
@rahelgh5427
@rahelgh5427 Ай бұрын
Yes 👍
@blesseritrea1519
@blesseritrea1519 Ай бұрын
Amen 🙏
@sabayohannes3540
@sabayohannes3540 Ай бұрын
Kesche Aykonn meshabi tetkmlu enbr ferht egziabher ayntuneya Wedey natey egziabher nadena ybareke ❤❤
@user-jv5dq9rd9s
@user-jv5dq9rd9s Ай бұрын
Eizi Tahadiso euy wedi rimey qeshi Aykonen
@user-us4dx3uf3l
@user-us4dx3uf3l Ай бұрын
Kab Erey zey wled ay (swan)🇪🇷💪🏽❤️💐
@yonasmehari7822
@yonasmehari7822 Ай бұрын
እቶም ኣቡነ መቃርስ ዝበሎም ኣነጺሮም ኣነ ግብጺ እያ ሸይማትኒ ናይ ግብጺ ትምህርቲ እየ ዝኸተል ዝበሉ ኣብ ኣምልኾን ስርዓትን ዝተፈለና ኢና ኣቡነ ሽኖዳ ኸኣ ተኸቲሎም ተጸንቢረሞም።ስለዚ ኣብ ናይ ድንግል ማርያም ኣዳማዊ ሓጢኣትን ናይ ቅድስት ስላሴን ካልእን ዓቢ ፍልልይ ኣሎና፡ከምቶም ካልኦት እምነታት እዮም ተሃድሶ ንዓና።
@dawit6428
@dawit6428 Ай бұрын
Selamka ybzah kubur haw ezi wedi qeshi zeykones mezemran zneberemo bfqadu kabta bQudus Sinodos orthodox tewahdo biete Christian Eritrea zwexe seb iyu kbri hibkayo zeymaergu hibka ab Sweden iyu zneb
@mebrahtumehari7534
@mebrahtumehari7534 Ай бұрын
ብመጀመታ ሰላም ክቡር ሓወይ ቀጺለ እዚ ወዲ ክህነት የብሉን ድያቆን ውን ኣይኮነን ኣርማ።ፖሎቲከኛ ናይ ህወሓትዩ
@muluebrhanberhe1467
@muluebrhanberhe1467 Ай бұрын
Ezi ab sieli amxikayo zeleka keshi aykonen diakon wn aykonen
@tigistiteklai5225
@tigistiteklai5225 Ай бұрын
Wedi rimey halaaal Edmen tienan yhabka I’m proud of u Keep it up anbesa nakfa Bergegti dika elkayom hakika bergegti
@TrhasReda-eb9rj
@TrhasReda-eb9rj Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🎉
@AsmaraDenden-km3ky
@AsmaraDenden-km3ky Ай бұрын
Please kemzieum sebat ab’medebeka aytekerbum bejeka 🇪🇷🤞
@aberahaile3167
@aberahaile3167 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@fili78
@fili78 Ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@debasaylemlem4528
@debasaylemlem4528 Ай бұрын
ናይ ስብከትካ ግበር ለኽባጥ።
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 Ай бұрын
🤮👎🤑👎🤮👎🤑🤑👎🤮👎🤑👎🤮👎🤑👎🤮👎🤑
@tirhasbaraky5740
@tirhasbaraky5740 Ай бұрын
He is tgraey jentae አዝ ስብ ትግርዋይ አይው ድቅ ኤር ኣይትድንግርው ሕድር ንክድ ጠራይ ወትርው ዓውት ንሕፍሽ ❤️🌹❤️🌹❤️
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 Ай бұрын
That’s right answer ❤❤❤❤❤
@weinisolomon
@weinisolomon Ай бұрын
Merhaba wedi erey❤🇪🇷💐
Khó thế mà cũng làm được || How did the police do that? #shorts
01:00
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 17 МЛН
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 130 МЛН
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 36 МЛН
Khó thế mà cũng làm được || How did the police do that? #shorts
01:00