ማይክ ሃመር ምስ ዶር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ተዛራሪቡ፣ ንምንታይ ግን ብሓደ ዘየዛራርብዎም? ግደ ሰራዊት ትግራይ እንታይ እዩ? 9/13/2024

  Рет қаралды 15,606

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

Пікірлер: 133
@almazadamu9175
@almazadamu9175 Ай бұрын
የቀንየልና ኹቡር ሐው ትግራይ ኣን ላይን እት ንህዝብኻ ትገብሩ ኹሉ እዜይ እየ ኻምስግነኻ ዝደልይ እግዚአብሔር ያሕግዘና
@guoshabdulalem5758
@guoshabdulalem5758 Ай бұрын
TDF ማለት ድሕነትን ሂወት ህዝቢ ትግራይ ማለት እዩ TDF::❤❤❤❤❤❤❤
@promisefreedom6423
@promisefreedom6423 Ай бұрын
Thank you TOL ኽብሪ ንጀጋኑና
@semirberhe7592
@semirberhe7592 Ай бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@GueshGebrehiwet-p6m
@GueshGebrehiwet-p6m Ай бұрын
ብዓይኒ ሓቂ ምብታን ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ግዜ እዚ ብኹሉ መኣዝን ኣብዝተኸበብናሉ እዋን ከም ዕብዳን ክቁፀር ዘለዎ ጉዳይ እዩ እዚኣ ንተጋሩን ትግራይን ትምልከት ጉዳይ እያ
@berndadesta9679
@berndadesta9679 Ай бұрын
ንምታይ ማይክ ሃመር አናፈላለያ ይዛርቦም ናይባሐቂ ንስለም ህዝቢ ትግራይ ሐልዩ ንአብይ ኢዩ ዝስርሕ ዘሎ አይታዓሽው
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
ማይክ ሀመር አምባሳደር ናይ ሀገሩ እዩ ስለዝኾነ ሀገሩ አፍቱ ዞና ቀርኒ አፍሪካ ከተሳልጦ ትደልዮ ከተቅምጦ እትደልዮ ስትረተጂክ ፕሮጄክሽን አለዋ ስዝኾነ ነቱ አውኡ ዘሎ ሓይሊታትን መንግስታትን ናፍቱ ዝደልዎ አንፈት ንምቅናዕም አብኡ ዘማኽሩን ዘሳስዩን ዘለዉ ካልእ ሎጂክ የብሉን እቱ ንኽስቶ ሓልዮምዮም አይፋሉን ንኽስቶባ ዝበሀል ዘረባ ካብ ፍልጠት ዝረሓቐ እዩ።
@AbrhamGhirmay
@AbrhamGhirmay Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ዝስራሕ ዘሎ ሽርሒ እዩ ሰራዊት ልቢ ግበር ናይ ትግራይ መስዋእቲ ዜሮ ከይተርፍ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ኣነ ቅድሚ ዓመት ተዛሪበ እየ ፣DDR ቁፅሪ ሓደ ክፈርስ ዝደልይዎ "ጌታቸውን ፃድቃንን እዮም ።
@samsamsun367
@samsamsun367 Ай бұрын
መሬት ትግራይ ናብ ንቡር ከይተመለሰ ሰራዊት ምብታን ማለት ትግራይ ናይ ብልፅግና ፀላእቲ መፃወቲ ምግባር ትግራይ ምፍራስ ማለት እዩ።
@amanuelcahsai3852
@amanuelcahsai3852 Ай бұрын
አይዞኻ በርትእ ንሕዝብናን ንሰራዊትናን መራሕቶም ዕብይ ምክርን ሞእራልን ምሀብካ ጎበዝ ጀግና በርትዕእ አይዞና ኹልና በርቲእና ንቃለስ ክንስእሮም ኢና !!!አሜን 3 ጊዜ!!!
@berndadesta9679
@berndadesta9679 Ай бұрын
መፍትሒ ፀገም ትግራይ ክፍታሕ ዝኽእል ብተጋሩ ኢዩ: ፈረንጂ ዎላ ሽሕ ጊዜ ተመፀ ፍታሕ አይተረኸበን:: መስረት ናይስላም ሐድነትኻ አጠናኺርካ ምስራሕ ስልጣንናዓይ ናዓይ ማለት ይትረፍ::
@akezatgray2410
@akezatgray2410 Ай бұрын
👍👍💪💪🦾🦾🙏🙏💪💪😇😇😍😍❤❤🎉🎉
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
Thank you TOL አጆካ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ሃድ ሃድ ተጋሩ ናይ ኣተሃሳስባ ዓቕሞም ዝጎደለ እየ፡ ንህዝብይ ትግራይ ዝጎድእ ሃሳብ ዝሃሳብ ትግራዋይ ክኮውን ኣይክእልን፡ ኢትዮፓ ግብፅይ ዝበለታ ትስምዓ እምበር ትግራይስ ኣብ ትህትይ ምፅነታ ኣይትፅንህን ክሳብ ብሙሉኡ ህዝብይ ትግራይ ክፅነት፡
@guoshabdulalem5758
@guoshabdulalem5758 Ай бұрын
TDF ማለት ድሕነት ህዝቢ ትግራይ ማለት እዩ::
@arayagebre4537
@arayagebre4537 Ай бұрын
ፃድቃን +ጌታቸው+ማይክሃመር =ኣብይ ኣሕመድ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ድያስኮራ ተጋሩ አሕዋትን አሓትን ንህዝብኩምን ንዓድኩምን እትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሑለኩም እንተ ትሓርናኪ መንግስትና ግንብዘዓባ ቦድካ መስተን ሰበይትን እዩ ዝጭነቅ ዘሎ
@تاتاتت
@تاتاتت Ай бұрын
💖💖💖💖💖💖✊💓💛💓
@AlmazTEKLEAB-y1h
@AlmazTEKLEAB-y1h Ай бұрын
Your comments about the pictures is amazingly correct. Great job and analysis.
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
ትግራዎት ዝኾነ ፖለቲካዊ ፍልልያት ይሃልዎም ንሰራዊት ትግራይ ግን ሰጢሞም ክድግፍዎ ይግባእ።
@GwahdSahlu
@GwahdSahlu Ай бұрын
ትግራይ ኦልናይን ሰላም ብዛዕባ DDR ሰራዊት ትግራይ ዝብሃል ዝሎ ፅቡቅ ጌርካ ገልፅካዮ እንዲካ እዙይ ቅድሚ ብተይ መስክብ እዩ ዝብሎ ምክንያቱ ዝተፋናቀለ ህዝብና ናብ መረብቱ ከተመለሰ ግዝኣት ታዊ ሓድነት ትግራይ ናብ ንቡሩ ከይተመለሰ ሰራዊትና ክብትን ብስም DDR ቀርኒ ከምዘይቡሉ ጓዕማም ብዕራይ ኩሉ ቀርኒ ኣለኒ ዝብል ቀራን ዝወግኦ ንትግራይ እውን ኩሉ ብዝርኣ ዘሎ ኩሉ ከም ድላዩ እናዘለለ ዝወግኣ ዓዲ ክትክውን እያ።
@yared-jg3pz
@yared-jg3pz Ай бұрын
Getachew must be held accountable for the premature release of Ethiopian soldiers who committed atrocities on our ppl
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
I agree
@Tsehaykidane
@Tsehaykidane Ай бұрын
Thank you for sharing TOL
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb Ай бұрын
TDF❤❤❤❤❤
@nathanafwerki
@nathanafwerki Ай бұрын
ትረጉም የብሎምን በሓደ ይኹኑ ሓድነት የብሎምን!!
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ንዞም ሰባት ብኣካል ሰብ ኣሎዶ ፣በይዛኹምንዶ ስእሎም ኣበይ ዓዲ ከምዝነብሩን ናብህዝቢ ይፋ ይገበር !!
@Alexandersahle
@Alexandersahle Ай бұрын
Thanks TOL, All Tegaru should stand with TDF! TDF medhin hizbu!
@TeameWeldegebriel-g5n
@TeameWeldegebriel-g5n Ай бұрын
ንኹልና እዩ እዛ ስእሊ ብዙሕ ሓሳብ ኣልዒላትልና እያሞ ምምፃእኻን ምሕታትካን ፅቡቅ እዩ ዝተረደኦምን ግልፂ ክገብሩዎ ይኾኑ ።
@ahmedghidey8090
@ahmedghidey8090 Ай бұрын
Yes
@gebregziabherwoldu6739
@gebregziabherwoldu6739 Ай бұрын
TDF ምንካእ ማለት ዓርሰ ቅትለት ወይ ጽንተት ምቅላዕ እዩ፣ክንዲ ፍረ ጣፍ ትኣክል ዘይሓስቡ ናይ ስልጣን ስስዕና ዘለዎም እዮም።
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
❤❤❤❤💛💛💛🌼🌼🌼
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
Yes Yes❤💛TDF
@AsmelashGabzgi
@AsmelashGabzgi Ай бұрын
እቲ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ካብ ቡዙሕ ዘረባ ሓደ ፎቶ ዝበለፀ ትረጉም አለዎ:
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ጭርቆስ ሰራዊት ትግራይ ቅድሚ ምፍራሱ ግምባርካ ትፍረስ ሓሳድ ኩፉእ ሰብ ኢካ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
Selam TOL ❤💛🙏🙏💪💪
@edenbisewer8215
@edenbisewer8215 Ай бұрын
እወ yes
@freybare5825
@freybare5825 Ай бұрын
You’re right Tigray online and it makes sense what you are saying
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 Ай бұрын
God belles this help us
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ፅልእትይ ትግራይ ተጋሩ ኮይኖም ኣብ ውሽጥይ ትግራዋይ ከምዘለው ኣይትርስኡ፡ ትግራዋይ ኮይኑ ንህዝብይ ዝዲህነ ስራውት ክብተን ዝብል ጥዒና ዘለው ኣታሃሳስባ ዘለው ክኮውን ኣይክእልን፡ ውይ ፅልእትይ እዮም፡
@hailearegawi4288
@hailearegawi4288 Ай бұрын
Yes we can do it!
@kokebtarekegn1232
@kokebtarekegn1232 Ай бұрын
ንኽንደይ ትግራ'ዮም 3ቲኦም በበይኖም ምስ Mike Hammer ዝዛርራረቡ? So sad😞😞😞Tigray needs. Unity!!!👍-A united voice👋/force💪🏾
@awaken1701
@awaken1701 Ай бұрын
There is no unity if you are not one. Raya is not Tigray. It is Wolo Ethiopia. Gecko and Tsadkan are with their Ethiopian brothers and sisters
@teberhtsegu9426
@teberhtsegu9426 Ай бұрын
Yes ኩቡሪ ሀው
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 Ай бұрын
Betami
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 Ай бұрын
Tx
@gebretsadikwoldematewos3738
@gebretsadikwoldematewos3738 Ай бұрын
ሰምሚእ ዘይብለሞ ሰለዝከኑ
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 Ай бұрын
Sure
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 Ай бұрын
ስራውት. ትግራይ. ክይተብታኣናኤ. አትዮፕይም. ፍሕፍሕ. ክትብል ኤያ. ብዝይ. ትግራይ. ምዝኾነ. ምግስቴኤ. አትዮጵያ. ትኣጦው, ክትብል. ኣይካልን ኤዩ 🙏
@samsonkassa1259
@samsonkassa1259 Ай бұрын
Yes but when.
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ys ys ys
@asefudesta441
@asefudesta441 Ай бұрын
ንምንታይ :አብ ትግራይ ሰልፍ ዘይወጽ:
@berhaneberhe4222
@berhaneberhe4222 Ай бұрын
100% is true
@ZeresenanayT
@ZeresenanayT Ай бұрын
ሕራይ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ክትኮርሉ ዝግባኣ እዩ፡
@EfHc-k4u
@EfHc-k4u Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@misginagebremedhin7762
@misginagebremedhin7762 Ай бұрын
አብ ዝበፅሕዎ ነገር የለን ከምዙይ ዝበሉ ሰባት ትመፍትሒ ስሎም ንሰብ ምፍላጥ ብጣዕሚ ወሳኒ እዩ
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 Ай бұрын
ልቢ ትግራይ ጥውጥዋይ ዝቀሀል ሀቂ እዩ እባ በአኻ ሪኢናዮ
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Ай бұрын
ጀነራላት ትግራይ ትምስግኑ ምስ ህዝብና ስለ ዝበልኩም 💪💪💪💪💪💯❤️
@Yemaneelud
@Yemaneelud Ай бұрын
አሎ
@edenbisewer8215
@edenbisewer8215 Ай бұрын
እዛሕማቕ ጨርቂ
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 Ай бұрын
ስልስተኦም. ሓሳቦም. ሓዳኣ. ኤዩ. ድብርጽዮን. ንብይንኡ. ኤዩ
@awetahegngebreyesus899
@awetahegngebreyesus899 Ай бұрын
እዚኣቶም እኮ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኢዮም:: ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓልዮት ተዝህልዎም ነይሩ; ትግራን ህዝባን ራሕሪሖም ፎቖዶ ከተማታት ኣይምሃደሙን ነይሮም:: ትግራይ ናይ ፈራሓት ሃደምቲ ኣይኮነትን:: ሳላ TDF ትግራይ ሰላማን ድሕንነታን ተረጋጊፁ ኢዩ! ዕድመን ጥዕናን ን ጀጋኑ TDF!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
Tigray online and Zara media the only real tigrayan media we have Keep it up our brother
@samsonkassa1259
@samsonkassa1259 Ай бұрын
Dedebit too.
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
ማይክ ሃመር ከምቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመላለሶ ናብ አዲኡ ክንዶዚ አይመላለስን።
@Salihcharles
@Salihcharles Ай бұрын
ኣባሓጎኹም እዩ ጠፊኡካ ድዩ
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
ነዞም ኣብ መሰረታዊ ረብሓ ትግራይ ተለሊዮም ክምዝገቡ ኣሎዎም። ከድዓት እዮም።
@Mulu_alene
@Mulu_alene Ай бұрын
The nature of their mission is quite different General Tsadiqan isaccountable to America, Getachew is to Abiy Ahmed while Dr. Debretsion is to the people of Tigray. Therefore he has to make contact individually to avoid leakage of secrets.
@misginagebremedhin7762
@misginagebremedhin7762 Ай бұрын
ስእሎም ንሰብ አርእዩዎ ናይ ዞም ሰባት እዚኦም
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ሃገዝ ማላት ርእስካ ክትክል ዝገብርካ ሃገዝ እዩ ሃገዝ ኩሉ ግዜ ካባካ ተፀባይ ትግብሮ ሃገዝ ንዓየይ ሃገዝ ኣኮነን፡
@Salihcharles
@Salihcharles Ай бұрын
ኣይ ተጋሪ ኣባሓጎኩም ስእሊ ሃይለ ስላሰ ምፋላጥ ድሮ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
,ሎሚ ዝሒልካኒ ኣለኻ ንዞም ስርቦቆስ ኣውሒድካሎም
@rona7755
@rona7755 Ай бұрын
ሃመር ምስ ዶ/ር ደብረፅዮን ዘላ ስእሉ፡ መንፈሱ ሕጉስ ኣይመስልን። ውሽጡ ሕጉስ ከምዘይኮነ ገፁ ይሕብር ኣሎ።
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ኣነ ዝገርምን ናይ ተጋሩ ሃገዝ ቑዋም ኣይኮነን ኩሉ ግዜ ውችር ካብ ኢሮፓ ዝልእኩ ውችር ዝስር ዲሪግት ኣብ ትግራይ ዝየቓውም፡ ንቱይ ውችር ተጠቓምይ እውን ስራህ ይርክብ፡ ኮምዝይ ዝበለ ሃገዝ ዝዲንቕ ኣይኮነን፡ 20-30ዓምት ውችር ካብ ኢሮፓ ክትልእ፡ ክሳብ ዝላኣክሎም ኮፍ እሎም ክፅበዩ ሃንትይ ፋብርካ ዶ የቓዊሙ እቱይ ኣካል ጉዱ እውን ስራህ ይርክብ፡ ኣነ ብጣዓም ይገርመንይ፡ ኩሉ ግዜ ለውጥይ ዝይብሉ ሃገዝ፡ ሃንትይ ፋብሪካ ውችር ተፊሪይ ክምስሩቱ ኣለዎም፡
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg Ай бұрын
To root out for any change is very much undemocratic. If one roots out others, he will be rooted out by another group. Why don't we talk of a democratic process of issues?
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 Ай бұрын
ካብዛን. ስአሌ. አትፍልይኣ. ንግር. ኤታዝብክዎ. ምስ. ድኦክትር. ድብርጽዮን ምይክሓምር ጽውግ. ዝባልኣ. ግጽ. ኤዩ
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 Ай бұрын
ደብረ ዕንክሊል ንየበሎ ንስኻ እውን ተጠዋሪ ናይ ዓንደጭዮን ሚድያ ሓሳዊ
@rona7755
@rona7755 Ай бұрын
እቲ ሰራዊት ናይ ህወሓት እዩ ካብ ዝብል ዝብገስ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ወላ ማእኸላይ ኮይኑ ደው እንተዳኣ ኢሉ፡ ድሌትና ክንገብር ስለ ዘይፈቕደልና፡ ዘይምፍቃድ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣንፃርና ደው ኢሉ ክውሕጠና ይኽእል እዩ።ንTDF እንተዳኣ ኣፍሪስን ንዝደለናዮ ሰብ እናመዘዝና ክንኣስርን ክንኩንንን ንኽእል ኢና ካብ ምባል እውን ዩ።ጌታቸው ንTDF ከፍርስ እምበ ጉዳይ ሉኣላውንት ከም ሓደ ዓብይ ሕቶን ሽቶን ህዝቢ ትግራይ ገይሪ ኣይኮነን ዝሰርሕ ዘሎ።
@awaken1701
@awaken1701 Ай бұрын
እንታይ ሒዝካ ልኡላዊት ሃገር ክትከውን??? ደረቅ መሬት: ትሕቲ መሬት ሃብቲ የብልካ: ከይትንግድን ከይተካርን ባሕሪ የለ: ሃገር ማለት እንታይ ማለትዩ?? ወልቃይትን ሑመራን ናይ ጎንደር: ራያ ናይ ወሎ (ጌቾን ጻድቃንን ይቃለሱላለው) ክልል ጥራይ ዘይኮንኩም: ሓንቲ ብተፈጥሮ ድኻን ጭራሞን ክልል ሒዝካ ሃገር ክፍጠረለይ:
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 Ай бұрын
Hmmm
@weini8015
@weini8015 Ай бұрын
ማይክ ሃመር ኣይት እ መኖ
@asefudesta441
@asefudesta441 Ай бұрын
ሰላም ትግራይ ኧል ላይን:: ጌታቸዉ ጀነራል ጻድቃን:የትግራይ ሉዕላዊ መሬት ይመለስ ኢሉም ጠይቆም አይፈልጡን!!!! ንሕዝብ ትግራይ ይእሺወ ነይሮም :ጠይቆም አይፈልጡን:: ጌታቸዉ ፃድቃን ንአብይ እዬም ዝሠርሁ!! አብይ ዝበሎም:እዬ ዝጥይቁ:: ጌታቸዉ: ጇኖሳይድ ዝፈፀሙ እስረኛታት:ፈቲሁ እዩ ሠዲድወም:: 😮
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Ай бұрын
I disagree that disarmed the TDF because the Tdf absolutely helpfully & safely the people & Country so they shouldn't good ideas leaving of them, so without Tdf impossibility, as we should be thinking of deeply about Tdf, who are without Tdf disappear & disappointing who people Tigray. As I trusted me they've been staying in there, who are extremely essentialy Tdf. We should talk all together no disarmed hero troops called Tdf, that's why keeping on there we all standings besides Tdf , those are sacrifices insted their people,Tigaru & Tigray because they're absolutely granted and security Tigray they're strongly key's that Tdf Tigray. We have to stand with brothers and sisters that hero & heroc Tdf! I love all of people, God bless TdfTigray Amen Amen Amen 💕
@gengeb5610
@gengeb5610 Ай бұрын
I know what you mean brother ❤
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
እወ እወ እወ
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 Ай бұрын
Ya leweti menyuke wahed teref nay abaye teshaye terewae
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
ገሊኦም ኣብ ክለብ ሃውስ ዝዛረብዎ ዘሰንብድ እዩ ። ገሊኦም እምበርዶ ተጋሩ እዮም ዘብል እዩ።
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite Ай бұрын
Tigray..........Online...........media ..........Tg..........CITEY..........COUNTRY
@hadasbrhane2238
@hadasbrhane2238 Ай бұрын
ክዳኖም እውን ተምሳሳሊ እዩ ካሊ ታሰሊእ አብታናይ ጌታቸው ግድግዳ ትለጠፈት እያ
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 Ай бұрын
The background wall is similar to all and it can also be edited on Dr Debritse intentionally. The proportion itself indicate that manual image manipulation might been done after capturing the photo.
@iamfree347
@iamfree347 Ай бұрын
ደብረ ፅዮን ፋሕጠርጠርን ፈኸራን ስለዘብዘሐ ንማይክ ሀመር አይመቸዎ ይኸውን
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
መሠለይ መንነተይ ናተይ ንማንም አሕሊፈ ደኒነ ክኸይድ አይፈቅድን ማለቱ ጌጋ ድዩ???
@ath7920
@ath7920 Ай бұрын
TDF had saved the extinction of Tigray's people, including to those who call themselves a leaders, so it's shame to those undermine TDF today.
@tesfayewoldemihret1034
@tesfayewoldemihret1034 Ай бұрын
Please not that Hammer met Debretsion in Adfis Ababa on Sep.13,2024 in the morning. What you read in.X of the embassy is a post one day earlier on 12 Sep. 2024.
@awaken1701
@awaken1701 Ай бұрын
የባቱን ኣወርድ ብላ የብብቷን ጣለች==>>> Perfect proverb for ክልል ትግራይ
@saessefa
@saessefa Ай бұрын
Tplf will win on the end.
@meazatekle4498
@meazatekle4498 Ай бұрын
Yes 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@FikaduWeldeluel
@FikaduWeldeluel Ай бұрын
ኣገዳሲ ነጥቢእዩ ከለ ዓል ዘለዎ አጀንዳ እዩ
@bbg8739
@bbg8739 Ай бұрын
It is something wrong with pictures no it important to speak
@nifthiharneteritrea3989
@nifthiharneteritrea3989 Ай бұрын
ተጋሩ በጂዅም ተጠንቀቁ TDF ፋሕ ንምባል ዝጓየዩ ዘለዉ ከጽንቱኹም ደልዮም እዮም አብዚ ዝሐለፈ ክሌተዓመት ህዝቢ ትግራይ ብድሮን አናተጨፈጨፈ መን ሐጊዝዎ ጽንፈት ዝበጾሖ መሰሉ ናቱ ሰራዊት ክህልዎ:: መጀመርያ: 1. ግዝአት ትግራይ አብቲ ቅድሚ ውግእ ዝነበሮ ክምለሱ አለዎ:: 2.ኵሎም ወረሮቲ ካብ ግዝአት ትግራይ ክወጹ አለዎሞ:: 3,ተማዘበልቲ አብ ቦቶኦም ክምለሱ አለዎም:: 4.ህዝቢ ትግራይ ጽንፈት ሰለ ዝበጽሖ TDF ንሐሙሸተ ዓመት ዕጥቁ ከውርድ የቡሉን ክሳብ ከባቢኡ ዝራጋጋእ::
@sawa98
@sawa98 Ай бұрын
ናይ ኢትዮጲያ ባንዴራኻ ዘይኮነትን?
@TigrayChannel-j2k
@TigrayChannel-j2k Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊️💪
@arayagebre4537
@arayagebre4537 Ай бұрын
ኣቱም ሰብ ፃድቃን ዝበሃል እንዶ ኣወገዱልና በዛኻትኩም !!
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
ዘረባ ክንዛረብ እንተለና ጥቃቐ ይሀለወና ስለምንታሲ ሰብ ከይረሓሓቅ ንጀነራል ፃድቃን አውጉዱልና ዘይኮንና ኽንብል ዘለና ምስኒ ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ዝዓርቅ ሓሳብ እንተዝበር እዩ እቱ መልእኽቲ ክኸውን ዝግበኦ ብናተይ አረኣእያ።
@asefudesta441
@asefudesta441 Ай бұрын
ሻብያ እዩ ዝከዉን!! ንዚያቶም ቧታ አይትሐብዋም,ጊዜ አይታጥፋ !
@SabaHaylom
@SabaHaylom Ай бұрын
አብ ዊቨጢ ተኻል ዘለዋ እያ
@AbebaGebrekidan-l5b
@AbebaGebrekidan-l5b Ай бұрын
Bisistem ni tigray nimbtan eyu hafeshawi fetachew redan sadkanin luekat nay American abiy Ahmed eyom
Real Man relocate to Remote Controlled Car 👨🏻➡️🚙🕹️ #builderc
00:24
እዋናዊ፡ኣብቲ ዓብዪ መድረኽ "ዋዕላ ትግራይ"  ዝተሳተፉ እንታይ በሉ?  9/11/2024
44:48
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 10 М.