Melsi Part 46 - Tigrigna Drama Series - መልሲ ክፋል 46 - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ | Waza Hagereseb

  Рет қаралды 46,426

Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ

Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ

Күн бұрын

#melsi #ዋዛሃገረሰብ #መልሲ #Wazahagerseb
Subscribe ብምግባር ብተኸታታሊ ንዝርግሖም ምስልታት ይከታተሉ!
#tigrignadrama #tigrignacomedy #tigrignamusic
#eritreanmusic #eritreanfilm #eritreancomedy
#brey #gereemun #ብረይ #ገሬእሙን

Пікірлер: 730
@yohanesgebrekidan835
@yohanesgebrekidan835 3 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ፅቡቕ ድራማ እናረኣናስ ሰክብክራይብ ዘይብሉ ። ዝበለፀ ሒዞም ንክመፁ ሰብስክራይብ ገይርና ነተባባዓዮም የሕዋት ኣይኽፈሎን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ud4ig6gd4d
@user-ud4ig6gd4d 3 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ወዲ ዓበይቲ ላይክን ዝሪኡዎን እኮ ኣይራኸብን የሕዝን🤔🤔🤔
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 ай бұрын
ይገሪምካ እዩ ተጋሩ ኮ ኣብናይ እማተና እምበር ኣብናይ ባዕለና 0ሮ ታት እና😌
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
​@@user-ud4ig6gd4dሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
@HlekaAraya
@HlekaAraya 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kalabadi6227
@kalabadi6227 3 ай бұрын
ልሮዛ ትፈትው ላይክ ግጨይኒ ጥንስቲ እየ❤❤❤❤
@TamratTube67
@TamratTube67 3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@AzeAxum
@AzeAxum 3 ай бұрын
ኣበይ ኣለኩም ናይ መልሲ ድራማ ወልፊ ዛሓዘኩም👍ርገፅኒ 😂🎉❤
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 3 ай бұрын
ኣለና ሰራሕ ገድፍና ናይ ይቱብ ዘበዐኛ ኾይንና 😂😂
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
ኣለና❤❤😂😂
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 3 ай бұрын
👍
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 3 ай бұрын
👍
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
ብሮዛ ትጨንቁ ዘቃነይ ላይኪ😢
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 3 ай бұрын
ኣነ 😢😢
@user-bo7rq4nd2i
@user-bo7rq4nd2i 3 ай бұрын
መጨነቂ ዘይተሳኣነስ ብድራማ ትጭነቂ ዘርከብኪ
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
​@@user-bo7rq4nd2iገረም እዩ እኮ ዘብሊኒ😂😂😂
@mebrahtenteklay7936
@mebrahtenteklay7936 3 ай бұрын
ኣነ 😅
@Hints-ph2gx
@Hints-ph2gx 3 ай бұрын
ኣነ😂😂❤
@Tigray12311
@Tigray12311 3 ай бұрын
ኣነስ ንስየ ኣብናይ መንፈሳዊ ህወት ክሪኦ ይደሊ እስቲ ምሳይ ትስማማዑ ላይክ ሃብኒ❤❤❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 3 ай бұрын
👏👏👏🙏
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 3 ай бұрын
ኣነዊን ይደልይ እየ🙏🙏🙏
@ngsti8856
@ngsti8856 3 ай бұрын
ዋላ ኣነ ❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ላይክ ሂበኪ፣ ግን ከዓ ደራሲ ሓውና መጅሙዕ ኣብ መንፈሳውነቱ 'ውን ንፉዕ እዩ ዝመስል: እዛ ድራማ ካብ ትጅምር ተዘክሮተ እግዚአብሔር ኣይተፈለየታን እቲ ደስ ዘብለካ ነገር🕊 ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@merrygh
@merrygh 3 ай бұрын
ብሓቅ ካብ ፀጉሩ አስታካክሉ ናብ መንፈሳዊ ሂወቱ ክምለስ እግዚአብሔር ዓይኑ ይምለሰሉ
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 3 ай бұрын
እስት ብሮዛ ትጨንቁ ድቃነይ ላይኪ 😢
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 3 ай бұрын
ኣነ😢😢😂
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 3 ай бұрын
ፊልሚ ምኻኑ ረሲዐ😅😅
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ተምራኒ ደቅኖ
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 3 ай бұрын
አነ😢
@SalamSalam-ih6tq
@SalamSalam-ih6tq 3 ай бұрын
ሓፍሓፍ ኢሉናኮ ከምዛ ናማን😂😢😢
@user-qr9zo3tl5d
@user-qr9zo3tl5d 3 ай бұрын
29 ባኣለዚሄር ሰላም የውርደና የሕዋት❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@user-it5wo8yq3q
@user-it5wo8yq3q 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hdjf4
@hdjf4 3 ай бұрын
ኣሜን❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
@@user-it5wo8yq3q ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ✊🙏
@user-dr2zv4md5d
@user-dr2zv4md5d 3 ай бұрын
በዓለ እግዚአብሔር ✅ ባኣለዚሄር❌
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 3 ай бұрын
መቐለ ወለላ ዛዓይኒ ትግራይና ከማይ ሃረርርርርር ዝበለቶ ኢዱ የውፅእ 😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ናፊቕናያ፣ ሰላማ ናፊቕና😢 አምላክ ሰላሙ ይፈንወልና 'ስከ ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 3 ай бұрын
@@brhanzetigray ብፍጥነት ፀሓይ ብርሃን ብርሃነይ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
@@deqiqehadush424 💖🕊
@TamratTube67
@TamratTube67 3 ай бұрын
ደምሩኒ መዓረይ
@TamratTube67
@TamratTube67 3 ай бұрын
ደምሩኒ መዓረይ
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 3 ай бұрын
29 ባዓለ እግዚኣብሔር ኣቦይ ይሓሊኹም ተጋሩዋይ ኣብ ጭንቐት ዘለኹም ካብ ጭንቐትኹም ይወፀኹም 👏👏👏💘
@HagosWeldesamiuel
@HagosWeldesamiuel 3 ай бұрын
ኣሜን
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 3 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኩም እንዳ መልሲ 😊❤ ላይክ እስኪ ኣጥዑሙኒ ተጋሩዋይ🤪
@ngsti8856
@ngsti8856 3 ай бұрын
😂😂😂ታዩ ይጥዕም
@yoelmengstab
@yoelmengstab 3 ай бұрын
ኤረትራዊ ኢየ ወጽዓ ትግራይ ዝሕመኒ ምኽንያቱ ፡ ቃንቃና ፡ባሕልና ፡ ዘረባና፡ ሓደ ስለ ዝኾና ጽብቅቲ ፍሊምን ንፉዓት ተዋሳእትን ቀጽልዋ ኣይትዶንጉዩና ❤
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 2 ай бұрын
🙏💚
@melatmelat-fy5he
@melatmelat-fy5he 3 ай бұрын
🥺ክብርን ሞጎስን ነቶም በይዛ ዓዶምን በይዛ ህዝቦምን ሃይማኖቶምን ዝኾኑ ዕሸላት ደቅነና😭💔 እግዚአብሔር አምላክ አብ ሕቁፎኡ የንብረልና🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@mulubrhanu
@mulubrhanu 3 ай бұрын
ኣሜን ማዓርይ እፍፍ እይ ኣሕዋተይ 😢
@user-fe1kp1mm8s
@user-fe1kp1mm8s 3 ай бұрын
እሜን አሜን አሜን አፉፉ ኣሕዋተይ😢😢
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 3 ай бұрын
Amen 😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@user-xt4yf9qo9s
@user-xt4yf9qo9s 3 ай бұрын
ኣሜን
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 3 ай бұрын
ብፍላይ ብፍላይ መጅሙዕ ከምኡ ድማ መሳርሕትኻ (መንጢላ፣ ሽላ፣ ዓይኒ ምሸት፣ ራሄል፣ ሮዛ፣ ጓል ትግራይ) ልክዕ ከምቶም ዋዕሮታት፣ ሓየታትን ኣናብስን ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ (TDF) ትግራይ ዓደይ፣ ትግራይ ሃገረይ፣ ትግራይ ኣደይ ወሊደ ትበል!!!! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 3 ай бұрын
@@seni-z1f ብጉያ ጓልነይ ታማ ሰንዲሑኒ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
ብሓቂ❤
@MeriGaltewahdo-h5h
@MeriGaltewahdo-h5h 3 ай бұрын
እንኳዕ ናብ ውርሓዊ ባኣለ ውልድ ኣብፀሐኹም ደቂ ሓላል መሬት ❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ኣሜን🕊 ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@MeriGaltewahdo-h5h
@MeriGaltewahdo-h5h 3 ай бұрын
@@brhanzetigray እሽኒ ህያበይ 💜🍀
@sndayokidugebreazher4597
@sndayokidugebreazher4597 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@destakonjo2505
@destakonjo2505 3 ай бұрын
ናይ ሎዛ ኣጨኒቅኒ ኸመይላ እያ ትወፆ ኸምዙ ኸማይ ዶ ጨኒቁኩም ለማዓቲ መበል 75👍ግጨዉኒ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
@@brhanzetigray ገይረልኪ መልሲ ዝያዳይ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
@@tsegatsega238 እሽኒ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሩኒ ናዓይ ለ😂😂❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
ይበል. ይበል. ይበል ደራሲ. ክብር. ተገዳላይ ጀግና. መጀሙዕ. ኩሉ ስራሕካ ብሉፅ❤❤❤❤❤ ምስ. መሳርሕታካ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@rahelgebre2087
@rahelgebre2087 3 ай бұрын
ብሮዛ ተጨኒቀ ክስልለካ እየ ዝትብል ዝመሰለኩም like ጠውቁ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 3 ай бұрын
ተመሰገን ኩሞንቲ ብድንግላ ቃደሞወቲ ባዓለይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ዠፈትወኩም ተጋሩዋኒ ተኻታተልቲ ኣድንቅቲ ፈተውቲ ናይዛ ድራማኒ ተጋሩዋይ ሰማዓቲ ትግርኛ ላይክ ግብሩ 👌💋💋🙏🙏
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምርኒ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ደቅነይ ሓባዬብ ኣድነቅቲ ሞጅሙዐይ ላይክ ርገፁኒ ተጋሩዋይ ❤👍👍👍ሲሰይ ጅግና ዙሓወይ❤❤❤❤
@user-ev6ow8yb3i
@user-ev6ow8yb3i 3 ай бұрын
መበል 6+ ኣለኹ ሞ ላይክ ግብረለይ ብስሩ ታይ ልጥዕም ብስሩ ቲ ላይክ ማ 🙄😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 3 ай бұрын
😂😂😂😂መዓር መዓር 😂
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 3 ай бұрын
ታይ ታይ ይጥዕም😁😹ጥዑም ዶ
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 3 ай бұрын
ኣድነቅቲ ሽላ እስኪ👍🔥
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምርኒ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@user-if6tm3dj8j
@user-if6tm3dj8j 3 ай бұрын
ልአና ክጥዕመና መስዋአቲይ ዝከፈልኩም አካልኩም ዝጎደልኩም ጀጋኑ አሕዋተይ ክብርን መጎስን ንአኩም ይኩን እበር አጣዓመኩምን ጀጋኑ TDF ይ💊💪💝
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤ ኣድነቅቲ ሹላ👍❤
@user-et6oe8ro5j
@user-et6oe8ro5j 3 ай бұрын
አለኩ አነ❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@brye.goldesae
@brye.goldesae 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ❤💛👸ናይ ነጋ ❷❾ባአለእግዚአብሄር ይሓልወና ካብ ክፉእ ዘበለኩሉ🤲🙏
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምርኒ ብርየዋ
@brye.goldesae
@brye.goldesae 3 ай бұрын
እሺ ማዓረይ❤
@hlftikahsu1678
@hlftikahsu1678 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-yj7wf5ff2x
@user-yj7wf5ff2x 3 ай бұрын
አነ ሸበካ ተወደአነሲ በናይ ሰብ አተይ ረእይ ደቂ ሪመይ 👍👍👍👍👍ከይትሓፍረና
@Alem___01-u2o
@Alem___01-u2o 3 ай бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ ❤ ሮዛ ኣጨንቅክኒ ቃኒኪ
@user-sb9tq3fq2y
@user-sb9tq3fq2y 3 ай бұрын
ቀዳመቲ ባዕለይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤💛🙏😁
@brhanzetigray
@brhanzetigray 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@user-sb9tq3fq2y
@user-sb9tq3fq2y 3 ай бұрын
@@brhanzetigray ገረልኪ ማዓረይ🥰
@user-qj5lu6zx9s
@user-qj5lu6zx9s 3 ай бұрын
ሎሚ እየ ብድንግላ ዝረከብክዋ መልሲ ደቂ ትግራይ ደቂ ሓላል መሬት wellcom እስከ like ጨውቁለይ ብሽም ዞም ደረስቲታት❤❤❤ ሮዚ ግን ኣጨኒቃትኒ ገለ ከይገብራ ጥራይ
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምርኒ ጋልኖ
@hdttere
@hdttere 3 ай бұрын
ዝበላይ ዝበሃል ከፍርሐካ😂😂😂በሉ የበለትይ😅😅😅
@user-ud9uy9yt9u
@user-ud9uy9yt9u 3 ай бұрын
ቃልጥፍኹም ልቀቁልን ትቡሉ እስቲ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@user-iu7ls8xy3h
@user-iu7ls8xy3h 3 ай бұрын
ብሮዛ ድቃስ ሰእና አለና ግን በላይ ከብዳም ሓያል እዩ ዝመስል ዘሎ oh god
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምረኒ ኽብረይ❤❤❤🎉🎉🎉
@BreFekr
@BreFekr 3 ай бұрын
ካመይ❤❤አለኩም❤❤ ደቂ❤❤ሪመይ❤❤አቡነ🍀🌿በዓለ ወልድ❤🌿🌿ይሓልኩም🌿2⃣9⃣🙏🌿🌾ኣሜን🌿በሉ🌾🌾ሳስክራይብ❤ተሓባበሮኒ❤ሙቅራተይ💊💊👍👍👍🔔🔔
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ገይረኪ ንዓይ ዉን ግበርለይ
@user-ms7jt1cq3c
@user-ms7jt1cq3c 3 ай бұрын
ኣሜን❤
@BreFekr
@BreFekr 3 ай бұрын
@@seni-z1f 🙏💕
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ኣሜን ኽብራተይ ደምራኒ እስኺ❤❤❤❤
@AhQw-mm7gr
@AhQw-mm7gr 3 ай бұрын
አረ ቀሊጥፍክም ልቀቅዋ ብጣዕሚ ተጨንቀ ፈሪሔ ድራማ እናፈለጥክዋ😢😢
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 3 ай бұрын
ዙ ድራማ እዙይ ብሓቃዊ ኣብ ትግራይ ተዝስራሕ ዓድና ሰላም ምተፈጠረ ነይሩ😢
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምርኒ ናተይ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 ай бұрын
ብሓቂ 😥😥😥
@fryattsegay
@fryattsegay 2 ай бұрын
ብሓቂ
@militigray3172
@militigray3172 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም መልሲ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ❤🥰
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 3 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበርለይ ማዓረይ ❤❤
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele 3 ай бұрын
መንጢላ ዝናፈቀ 😢❤
@user-Endertawi
@user-Endertawi 3 ай бұрын
ብሮዛ ንጭነቅ ቀንናስ ለለ ተወስኩና 🙆‍♀️❤️❤️❤️
@meratyngos5330
@meratyngos5330 3 ай бұрын
ተጋሩወአይ የኔ የዋህት ግን ሮዉዛ😢😢
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 3 ай бұрын
መልሲ ደራማ እንኳዕ ዳሓን መፃኹም አታ ግያ ኩይኑ ምቅዳም ከመንቲ 😂❤❤❤
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሮዛይ ተጨንቀ ቀንየ❤
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w 3 ай бұрын
ላይክ 10.000 ክበፅሕ ኣለዎ ትብሉ 👍
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 3 ай бұрын
እንካዕ ብስላም መፃኹም ተናፈቅት እንዳ መልሲ ኣድነቅት መጀሙዑ 👍 ድርስት 100% ተዋስኦ 100% 👍♥️🎉♥️በርትዑ ተጋርዋይ 🎉♥️🎉♥️
@Tigray2112
@Tigray2112 3 ай бұрын
ብሮዛ ክትጭነቁ ዝቀነኩም ከምዚ ከማይ👍🥹
@user-mo9bp7qr3j
@user-mo9bp7qr3j 3 ай бұрын
ሮዚ መን እዩ ዘደነቃ ከመይሎማዓንቲ ☺️👍
@user-bl9tg7ub6t
@user-bl9tg7ub6t 3 ай бұрын
መንጢለን ራሔልን አምፁኡልና ናፈቀየን ኣነስ
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 3 ай бұрын
አነስ ግርም ዝብልን ኮሞት ኮእዩ ብሮዛ ትጨንቅ ትብሉ ድራማ ኮይኡ😢😢😢
@seni-z1f
@seni-z1f 3 ай бұрын
ደምርኒ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 3 ай бұрын
ነርማል ተተጨነቑ ድራማ ስለ ዝተባሃለ እምበይ ሓቃዊ 😢ታሪኽ ኮእዩ።
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 3 ай бұрын
ሓቂ ኮይኒ እዩ ዝስማዓኒ ዶሞ ኣብ ትግራይ ዝተገብረ እዩ እኮ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 3 ай бұрын
@@user-zs1rr4bo6c ትኽክል😢 ሓቃዊ ታሪኽ እዩ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳ መልሲ ድራማ❤❤❤
@user-pc8bv8lc1q
@user-pc8bv8lc1q 3 ай бұрын
እዙ ድራማ እዝይ ኣብ ትግራይ ብተግባር ክስራሕ ኣለዎ ህዝቢ ንክቀስን ከምዘይ ተይ ገበርካ ህዝብና ኣይቀስንን እዩ ።
@heligirmay9020
@heligirmay9020 3 ай бұрын
ዊንትየ መዓረይ ብጣዕሚ እየ ልፎትየኪ እና ገፅኪ ልወፀክሎ ፈፀጋ ደረጅኡ ከይወሰከ ከይተጋደደ ክትከታተልዮ ፅብቅተይ ዛሽኮር ገፅኪ ከይትበላሽይ
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 3 ай бұрын
Velkommen tilbake deki adey mearey jeganu Tegaru 🎉🎉🎉🎉 Walta adi❤❤❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 3 ай бұрын
ብሉፃት ኾባኽብቲ ድራማ መልሲ🥰🥰🥰🥰
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 3 ай бұрын
ትፍለዩ እኩም አቱም ጀጋኑ ቅፅልሉ❤
@SaltanTakli
@SaltanTakli 3 ай бұрын
😘😘😘😘
@user-kb9xh3nq7e
@user-kb9xh3nq7e 2 ай бұрын
ኣበይ ኣለኩም ናይ መልሲ ድራማ 👍 ወልፊ ዛሓዘኩም ርገፅኒ 😂🎉❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ኣቱም ህዝቢ ግደፉ ሳብስኽራይብ ትሓባበሩኒ ብስም Tdf 💛🫶❤️🙏ናረኦኹም ኣይትሕለፍኒ ተጋሩዋይ ሓላላት❤❤❤
@user-pb2xd3qk4t
@user-pb2xd3qk4t 3 ай бұрын
wellcom❤❤❤
@MiliGaltigray-mk7lm
@MiliGaltigray-mk7lm 3 ай бұрын
እንካዕ ብዳሓን መፃኹም። ፁሩያተይይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 3 ай бұрын
welcome ደቂ ማማ ትግራይ♥️💛 መንጢላ ዝናፈቀ ኣምፅዋ💜🤲
@user-ci8ts4uy6m
@user-ci8ts4uy6m 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዮ ኣጀኹም በርትዑ ደቂቃ ግን ይወስከልና💞♥️🥰
@mulubrhanu
@mulubrhanu 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ኣነስ ክፍትወኰሙ ❤
@Hetirelmulugeta
@Hetirelmulugeta 3 ай бұрын
ኣረ ተረብጥና ቅደሚ. ሮብዕ ኣምፅእዋ.
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 3 ай бұрын
ዋውውው ዳመልሲ ገለ ዓይነት ናመቀረት ትኸድ ሰራሕ 👌💖💖💖💖💖✌️
@ሳሌም
@ሳሌም 3 ай бұрын
ኣንታ ህዝቢ ካብዚ ዝበልጽ ፊልሚ መቸም ኣሎ ኣይትበለንን ኢኻ ክሳብ ዛ ዝሪኤላ ዘለኹ ሳዓት 1.7k ጥራይ ላይክ ጌርኩም ኣለኩም ዘራኣኩምዋ ካኣ ልዕሊ 5000 አንታይ ይጎድለኩም ላይክ አንተ ገበርኹም ብጣዕሚ ኢኹም ትገርሙ ዳሓር ኻኣስ ልዕሊ ናይ አንዳ ጌረ አሙን ኸማን አዚ ይበልጽ መልአክቱ ይኹን ዘሎ ናይ ዓድና ኩናተታ ኣብ ምግላጽ ይኹን ኻብ ቀልድን ሃለውለው ዝወጸ ጽፉፍ ስራሕ ኢዩ አዚ ግን ንሕና ነቲ ጥዑይ ገጽካ ኣዚርና ከይተገደስናሉ ንሓልፍ ዓገብ ንብል ኣለና ንለብም ✋
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ኢለኪ ኢየ ቅድሚ ሕጂ ዝያዳይ
@a5ie412
@a5ie412 3 ай бұрын
እዉይ ሮዛ ሐዚ ካኣ ንካልኣይ ግዜ ረኺብዋ😢😂
@HagosWeldesamiuel
@HagosWeldesamiuel 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኹም
@selamtigray3173
@selamtigray3173 3 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ምሩፃት ዘርኢ❤😍
@SarahApadi
@SarahApadi 3 ай бұрын
ውይ ሮዝ ግን 😢 በሰላም ሙፁና ቡሉፃተይ❤❤❤❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 3 ай бұрын
ብሮዛ ትጨንቁ ዝቃነየ ላይክ ሳብስክራይብ ግበሩ❤❤❤❤❤
@DanaytGebretekle920
@DanaytGebretekle920 3 ай бұрын
ዋይ ኣታ ዝሰብ ኣሻዓ እዩ ዝቅድመኒ ዘሎ🤭😁 መልሲ ንፈትወኩም ኢና😍😍
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 3 ай бұрын
Well come ተጋሩ ዋኒ💜🕊🥰
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d 3 ай бұрын
ብ ሮዚ ተጨኒቀ ቀንየስ😢 መይሰ ሕጂ ክጭነቅ😢😢
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 3 ай бұрын
ወይ ፈተና
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 3 ай бұрын
እንኳን ዳሕና መፆእኩም❤❤
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ኣነ ግን ሲ ንምታይ እዚ ዝመስል ድራማ ብቴለቪዥን ክማሓላለፍ ዘይትገብሩ?
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@AmanualHumera
@AmanualHumera 3 ай бұрын
ታይ ማለት እዩ ግን ደምርኒ​@@tsegatsega238
@letushkidu1667
@letushkidu1667 3 ай бұрын
ብሓቂ ክንደይ ይምስጥ አጋላልፃኩም ደቅ ሓላል መሬየት❤
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሉፃት ደቂ ትግራይ ❤️🥰ሮዛዋይ ጭቀት ከመይ እልና ክንቅኒ😢
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray 3 ай бұрын
ብሮዛ ተጨኒቀ ክመውት ኢለ ዳራማምኳኑ ናፈለጥኩስ ብጭንቀት ዝሰረሖ ጠፊኡኒ 🥺 ኣና ደቂ ዓደይ ማዓረይ ይፈትወኩም እየ ብሉፃተይ❤❤❤❤❤❤
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም
@HlekaAraya
@HlekaAraya 3 ай бұрын
ያ ኣይትዶኑጉዩና ደቃይቅ ደማ ወስኩ 😢❤❤❤🎉🎉🎉
@slameberhe1435
@slameberhe1435 3 ай бұрын
ዋውውው ተመስገን ብሮዛ ተጨንቀ ቀንይ ኡፉፉ👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ij2po6eb8l
@user-ij2po6eb8l 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💖💖💖
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 3 ай бұрын
ብዛዓባ ሮዛ ንቀፃሊ ዘታሓሳስበኩም እስኪ ላይክ ግጨውኒ😢
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 3 ай бұрын
Love you daki Adey Mareyyy ❤c'est 🙏❤️🙏❤️🙏
@ሃይም
@ሃይም 3 ай бұрын
ወይ ፈተና ❤❤❤
@BirKahsay
@BirKahsay 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ሓላለ መሬት ❤❤❤😢
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤
@MeseleHagazi-nr5py
@MeseleHagazi-nr5py 3 ай бұрын
ብሓቂ ገራሚ ድራማ እዩ ቀፅልዎ
@user-ng8qt4zb6i
@user-ng8qt4zb6i 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ጀጋኑ 💪💪
@almaz1323
@almaz1323 3 ай бұрын
ውይ ሎዛ አጨንቃትኒይዶ ለለ ድገደደ😢
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 3 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤🎉
@Samriye10-10
@Samriye10-10 3 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም❤❤❤❤❤❤
@Ggpp-fi6cs
@Ggpp-fi6cs 3 ай бұрын
አረ ሮዛ ቅጭን ኣሕዚናትኒ😢😢😢ካብዚ ሂዎትዚ ኣውፅእዋ ኣሕዚናትና😢😢😢
@user-jv9vj8sz9c
@user-jv9vj8sz9c 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ሰናይ ምሸት ይግበረልና🙏💚
@SnduKonjo
@SnduKonjo 3 ай бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋርዋይ❤❤❤❤
@SalamSalam-ih6tq
@SalamSalam-ih6tq 3 ай бұрын
በርቱዑ አሕዋትና❤❤
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 3 ай бұрын
እንካዕ በሰላም መፃኩም መልሲ ድራማ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ኩሉ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮስ ኩነታቱ ዝገልፅ ኣብ ስዓቱ🥰ሮዛ ኣሻቂልኩምና ለለ ??
@shashugebre8931
@shashugebre8931 3 ай бұрын
እንዃዕ ደሓን መፅኢኹም ❤❤❤❤❤❤
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 3 ай бұрын
ልብና ኣጥልጥሎም ኣቆሪፀማ ናትኻ ዝደወልካዮ ኣራኒ ኢለካ ድየ ተትብሎ ሮዛ ብጣዕሚ ኣጭንቃትና💔😍😍😍
@user-uw2kb9ng8e
@user-uw2kb9ng8e 3 ай бұрын
ውይይይይይይ ሮዝዋይይይ ብሕማቅ ኬትመፅኒ ተዓዊትኪ ምፂ ኡፍፍፍ ፈሪ😢
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 67 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 16 МЛН
Alat yang Membersihkan Kaki dalam Hitungan Detik 🦶🫧
00:24
Poly Holy Yow Indonesia
Рет қаралды 11 МЛН
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
ጥኑሳት ትግርኛ ድራማ ክፋል 1 | Tinusat_new_tigrigna_drama_part_1 __2024
40:50
1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 37 М.
New 2024 Eritrean Series Drama Delay Mewsbo
41:38
Awra Tube
Рет қаралды 78 М.
New Eritrean film 2024 (Meten) by Mebrahtu Solomon part 1
43:17
Henok Show
Рет қаралды 132 М.
አደራ ልጄን - Ethiopian Movie lijen Adera 2024 My son Ethiopian new movie 2024
1:23:50
በፍቅር ሲኒማ BEFIKIR CINEMA
Рет қаралды 143 М.
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 67 МЛН