No video

Melsi Part 50 - Tigrigna Drama Series - መልሲ ክፋል 50 - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ | Waza Hagereseb

  Рет қаралды 47,290

Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ

Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ

Күн бұрын

#melsi #ዋዛሃገረሰብ #መልሲ #Wazahagerseb
Subscribe ብምግባር ብተኸታታሊ ንዝርግሖም ምስልታት ይከታተሉ!
#tigrignadrama #tigrignacomedy #tigrignamusic
#eritreanmusic #eritreanfilm #eritreancomedy
#brey #gereemun #ብረይ #ገሬእሙን

Пікірлер: 1 900
@user-sb9tq3fq2y
@user-sb9tq3fq2y Ай бұрын
ዉይ ክትፍፀም የብላን ንሕናኸ ታይ ንኹን ሳልሳይ ምዕራፍ ግበሩልና በጃኹም😢🙏 ምሳይ ትሳማሙዑ ላይክ👆
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ❤
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m Ай бұрын
እወ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤❤❤❤
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m Ай бұрын
@@user-pv8dd9nq3n እሺ
@tekichowe
@tekichowe Ай бұрын
ተጋሩ ኮ ኣብ ኢድና ዘሎ ፀጋ ኣይንጥቀመሉን እስኪ ነዚ ብሉፅ ደራሲን ዳይርክተርን ተዋሳኣይን ናይዛ መልሲ ትግርኛ ፊልሚ ሽሻይ(መጅሙዕ ላይክ ንሃቦ ነበራታዓዮ ኣጀካ ንበሎ❤💛❤️
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ እባ❤
@tekichowe
@tekichowe Ай бұрын
@@RahelGebrehwet በዓልቲ ሓዳር ድኪ ማለተይ ቫላንተታይንደይ ተክብሪ ተከንኪ ኣገብረክይ ናቀናእኩ እየ🤗😂
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik Ай бұрын
ይገርመኪ ክእዩ ካስብ ሕጅስ25k😊
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik Ай бұрын
​@@tekichowe😂
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ማሬ❤❤❤❤
@haftommekonen2410
@haftommekonen2410 Ай бұрын
ብሓኪ መጅሙዕ ጅግና ተዋሳኣይ እስኪ ብስም መጅሙዕ 👍 ግጨውኒ
@RakiTube-
@RakiTube- Ай бұрын
ኣፍፍ መልሲ ማለት ድራማ ዘይኮነስ ትክክለኛ ሂወት ህዝቢ ትግራይ እዩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ሰዉኣታትና ትግራይ🙏😭😭
@rozar227
@rozar227 Ай бұрын
ብሓቂ ብሰንኺ ከደዓት ሰደት ከርተት 💔🖤😢😢😢😢😢😢
@user-or8nf1vx4l
@user-or8nf1vx4l Ай бұрын
መልሲ ማለት ድራማ ዘይኮነስ ትክክለኛ አብ ትግራይ ዝግበርን ዝስራሕን ዘሎ እዮ አነስ ክሳብ ሮቡዕ ትከውንስ ይናፍቆም
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ❤❤❤
@alemberhealemberhe414
@alemberhealemberhe414 Ай бұрын
ተጋሩዋይ ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ክፅበያ ዝፀንሐ ላይክ👍😁❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ እባ
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Ай бұрын
ተዛዚማ 😢
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
​@WejeratAde ደምርኒ ህያበይ❤❤❤
@semerekahsay7302
@semerekahsay7302 Ай бұрын
ብሽም ንፉዑን ጎበዝ ደራስን ዳይረክተርን ተጋዳላይ መጅሙዕ (ሲስኮ) ኢድኩም ንላዕሊ ቃታ ኸይሰሓብኩ😎
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@semerekahsay7302
@semerekahsay7302 Ай бұрын
@@user-pv8dd9nq3n ወድያው ጋል ዓደይ💞
@semerekahsay7302
@semerekahsay7302 Ай бұрын
@@user-pv8dd9nq3n ወድያው ጋል ዓደይ💞
@fury6617
@fury6617 Ай бұрын
አብ ትግራይና መሳጢትን ማሃሪትን ድራማ አብ መርየት ዘሎ ሓቂ አዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@kalkidan555
@kalkidan555 Ай бұрын
ብጣዕሚ ካብ ዝፈትወን ድራማታት ሓንቲ መልስ ክትፍፀም ዘይደልያ ግን ተፈፂማ😢😢😢❤❤
@AAAa-s9f
@AAAa-s9f Ай бұрын
ፈተዉቲ መጅሙዕ ላይክ ተጋርዋይ ሽኮራት🎉🎉🎉
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ ማዓረይ
@AAAa-s9f
@AAAa-s9f Ай бұрын
​@@RahelGebrehwetእሺ ማንትሸይ ጠዋሊ👭💃💖💕💘💜💥
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@SwSw-gs9jc
@SwSw-gs9jc Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Ай бұрын
መጅሙዕ ብሓቂ አነስ ነቢዐሉ😢😢😢😢😢
@user-kf1wx4jk7l
@user-kf1wx4jk7l Ай бұрын
ዋዉዉዉዉዉ በጃኹም 3ይ ምዕራፍ ኣምፅልና እስት ከምዝ ኸማይ ይቓፅል ትዉሉ ላይክ ❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-is6gb6cx7g
@user-is6gb6cx7g Ай бұрын
ኣረ ዝፍትዋ ድረማ እያ❤❤❤
@eeee4739
@eeee4739 Ай бұрын
እፍፍፍ መልሲ ድራማ እቱ ኩሉ አብ ትግራየ ዝግበር ዘሎ ሓቂ እዮ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእትታትና 😢❤❤❤
@ፍቅሪ-ፈ8
@ፍቅሪ-ፈ8 Ай бұрын
ብሓቂ ጀገኑ ኢኩም ሁሉው ኩነታት ትግራይ ገሊፁኩምው ክብርን ምጋስን ንሰማእታትና😢
@user-iw2dc2kg6c
@user-iw2dc2kg6c Ай бұрын
ናይ በሓቂ ኣጋላልፃ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
መበል 27 እየ መድሃኒኣለም ኣቦይ ካብ ወጺእካ ምትራፍ ይምሓረና ቡሩካተይ🙏❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Ай бұрын
ደምረኒ ዝያዳን❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ❤❤❤🎉
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@Galkiros1621
@Galkiros1621 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ❤❤❤🎉🎉
@hshhdhd7738
@hshhdhd7738 Ай бұрын
Amen Amen Amen
@user-bo5is9id5l
@user-bo5is9id5l Ай бұрын
ኣሕ መልሲ ማለት ድራማ ዘይኾነስ ትኽክለኛ ሂወት ህዝቢ ትግራይ እዩ እና ብጣዕሚ እየ ሓዚነ መጅሙዕ ብምማቱ ከም ትኽክለኛ እየ ነቢዐ መልሲ ድማ ተዛዚማ ንኹሉኹምተዋሳእቲ ድማ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😭✊
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ እባ
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz Ай бұрын
እሞ ክሓድጎ ምርእዩ🤔😭
@user-bo5is9id5l
@user-bo5is9id5l Ай бұрын
@@MmN-sl1uz ስለምንታይ🙄
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
​@@MmN-sl1uzደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
@mulugetachatroom6274
@mulugetachatroom6274 Ай бұрын
መስዋእቲ ሞጅሙዕ ብሓቂ ድራማ ሙኻኑ እስካብ ዝርሰዖ አሕዚኑንን አንቢዑንን። ክብርን ሞጎስን ምእንተ ህዝቦም ኢሎም ዝሓለፉ ሰማእታት
@MiliMili-l7c
@MiliMili-l7c Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ ናቢዐ❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi Ай бұрын
ተፈፀመ ኢልካ ኣሎ😢ንሕናኸ ታይ ንኹን ኣነስ ካብ መጀመርያ ክሳብ ሐዚ ብዘይ ምቁራፅ እየ ተኸታቲለያ ብሃንቀውታ ድማ ይፅበያ ነይረ ሓቀኛ ኣብ መሬት ትግራይ ዘሎ ስለ ዝኾነ😢መጅሙዕ ክመውት ኣይነበሮይ ኣሕዚኑኒይ ብጣዕሚ ምስኦም ነቢዐ😢😢ብኻሊእ ስራሕ ክትመፁና ተስፋ ይገብር❤
@melatmelat-fy5he
@melatmelat-fy5he Ай бұрын
🥺ክብርን ሞጎስን ነቶም በይዛ ህዝቦምን በይዛ ሃይማኖቶምን ዝሓለፉ ዕሸላት ደቅነና 💔😭😭ሂወትኻ ሂብኻ ሂወት ዝሃብኻኒ😭😭😭ወድኖዋይ ዓለመይ 💔💔💔😭😭😭እግዚአብሔር አምላክ አብ ሕቅፎኡ የንብረልና 😭🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
​@@RahelGebrehwetደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
@BeriBeri-zl8xq
@BeriBeri-zl8xq Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@BeriBeri-zl8xq
@BeriBeri-zl8xq Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@selemunkahsay7485
@selemunkahsay7485 Ай бұрын
ኣዝየ ዝፈትዋ ፊልሚ ብርዕካ ይሰስን ሞጅሞዖይ ንኩሉኩም ተዋሳእቲ መልሲ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ትግራይ 🙏🙏🙏
@user-pu6yc3ov9o
@user-pu6yc3ov9o Ай бұрын
ሞጅምዕ ኪሞት የነቦረይ ብሓቂ ሓዝነ ድራማ ምካኑ ላፊለጡኩ😢😢😢😢😢😢
@BeriBeri-zl8xq
@BeriBeri-zl8xq Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@aizabfesutm5242
@aizabfesutm5242 Ай бұрын
እንቋዕ ድሓን መጽኩም እስከ ቅድሚ ምርኣየይ❤❤ ጥንስቲ እየ ዋ ለይክ ሃበኒ😮😊😅😢😂😂❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤❤
@fili9331
@fili9331 Ай бұрын
መን ኣጥኒስኪ
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r Ай бұрын
😁ጥንስቲ እየ 😅ላይክ ሃብኒ ኣይ ኣዚተይ
@aizabfesutm5242
@aizabfesutm5242 Ай бұрын
@@fili9331 😂😂😂👋😁 ስብኣየይ😂😂😂
@aizabfesutm5242
@aizabfesutm5242 Ай бұрын
@@user-yu8uq9ic6r 😁😂😂😂 ለይክ ከመይ ምዃኑ ክፈልጡ እኮ’ዩ😁😂😂
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
ሞጅሙዕ ብምማቱ ብጣዕሚ ሓዚነ ዋላ ድራማ ምኳኑ እናፈለጥኹ😢😢😢😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ እባ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@MohadG-w7y
@MohadG-w7y Ай бұрын
ሞጅሙዓትን ዘውድታትን አብ ትግራይ ይሞቱ አለዉ እኮ ..ክንሓዝን እዩ ዝግባእ።
@user-cs2kb1ok2m
@user-cs2kb1ok2m Ай бұрын
ዋለ ኣነ ማራ ሓዚነ እፍፍፍፍ ኽመውት ኣይነበሮን ትቃልሱ ትቃልሱ ኣምወደአታስ ሞት😢😢😢😢
@Selam630
@Selam630 Ай бұрын
ካብ ናይ ትግራይና film ብሃንቀውታ ዝፅበያ filem እያ ፅብቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ጀጋኑና አዶ ትግራይ ትካሰሉ ዘመን የምፀእልና ፈጣሪ❤❤❤
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 Ай бұрын
ልብኻ ዝትንክፍ ኣብ ሓቂ ዝተደረከ ስራሕ 💔😭ክብርን መጎስ ንሰማእታትና💔😭
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@MeseleHagazi-nr5py
@MeseleHagazi-nr5py Ай бұрын
ንመልሲ ድራማ ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበያ እስኪ ላይክ ግጨይኒ ❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ማሬ❤❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
​@@user-ni1fm7lo2eደምርኒ ዝያዳይ❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
​@@RahelGebrehwetደምርኒ ህያበይ❤❤
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Ай бұрын
መጀመሪያ እቲ ልዑል ፈጣሪ ኣጀመሩ ሰለ ዘፈፀመኩም ተመሰገን ቀፂለ እዛ ድራማ ኣብ ሂወትኩም ብመራሕቲ ዘኮነ ፀልዋ ከይተፈጥረልኩም ብፍርሒ እየ ዘረኢያ ንከይትቆረፅ እውን የፅሊ ነይረ እየ ሹሻይ ብተዋስኦ ዳርጋ 7ተ ዓመት ዘኮን እየ ዘፈልጥኻ ኣዚካ ኣዚካ ኑፍዕ ደራስን ዳሪክተረን ኢካ ብዝሕ ተስፍ ኣለና ካባካ ጅግና ዘብል ቃል ዘይገልፀካ 😍 እዚ ድራማ ኮይኑ ከይተርፍ ክዓ ንሰለ ትግራይ ዘሓሰብ ኩሉ ኣብ ተግባር ከውዕሎ ተስፍ ኣለና ክንሰርሕ ድማ ኢና ። መልሲ ክትቅፅል እዩ ነይርዋ ካብ ኮነ ግን ኣብ ልቢ ብዛሓት ኣቲኩም ኢኩም ካብ ተካታታሊት ዘፈትወኩምን ዘድነቀኩምን ኣነ 🙊😍
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤❤❤
@AhmEd-td5kx
@AhmEd-td5kx Ай бұрын
ኣጀኹም ጀጋኑ ትግራይና😢😢
@agosomagosom8730
@agosomagosom8730 Ай бұрын
በጃኹም ባ ራባዓይ 4ይ.ፓርት ስርሑ ተዘይ ተጋግየ 3ይ ፓርት ያ ነራ ፋይናንስ ዎላ ባዕለይ ክሕግዝ የ ክሳብ 300.000 ሽሕ ሕነ ናይ መጅሙዕ ተፈድዩ ክርኢ ደልየ ለኹ ብፍላይ ነቲ እዳ መተ ኸሎ ዝስሕቅ ዝነበረ በ ዘስካሕክሕ ኣቃታትላ ባ ቅተሉለይ ኣድረስ ስደደለይ ደራሲ ሽሻይ ገ/ሂወት ወይ ከኣ (sisoco) ❤❤❤❤❤❤❤
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Ай бұрын
@@agosomagosom8730 መጀመርያ ድራማ እዩ እቶም ብክፍእ ናይ መራሕቲ ዝዋስእ ዘለዎ ክንደይ ኣብ ውልቃዊ ሂወቶም ሓደጋ ከምዘኮነ ባዕሎም እዮም ዘፈልጡ ተዋስኦ ከመይ ድዩ ተርድእዎ 💔 ንባዓል ቅዱስን መሳርሕቱን እቶም ከም መራሕቲ ኮይኖም ዘዋስኡ እቶም ከም ፖሊስ ኮይኖም ዘተዋስኡ ብቲ ትብዓቶም ኣዘየ እየ ዘድንቀሎም እቲ ክፍእ ዝኮነ ሰራሕ መራሕቲ ብግልፂ ንህዝቢ ይምህር እዩ ኢሎም ሂወቶም ዳርጋ ኣብ ሓደጋ ገይሮም እዮም ዝዋስኡ ምክንያቱ ህዝብና ቶዋስኦ ኮነ ፊልም ኣይርዶኦይ ከምይ ከምዘሳቅቅ ባዕሎም እዮም ዘፈልጡ ካብቶም ብፅብቅ ዘተዋስኡ እቶም ብሕማቅ ዘተዋስኡ እየ ዘድንቆም ኣነ 😪 ሰለዚ ፊልም ተኮይኑ ከም ፊልም ገይርካ ንርእስካ ኣእምኖ ok 🙁
@naomiaron2798
@naomiaron2798 Ай бұрын
እስከ ኣዋጺና ነሓገዞም ነዞም ጎበዛት ደቂ ትግራይ please ዋላ 20$ በታሚ ለገርሙ እዮም so let’s help them ናይ ደክሞም!
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh Ай бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንሰማኣታት ንጀጋኑ ስዋእና ከምዚ ከማይ ብብክያት ዝወዳኣ ህልዶ😢😢
@qedamihuleqal3608
@qedamihuleqal3608 Ай бұрын
ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ንፅበያ ነይርና😢
@samerhaa7965
@samerhaa7965 Ай бұрын
እዚ ደራሳይ ግን ክነፍዕ ተስፋ ንግበር ብካሊእ ክትምለስና😢❤🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame Ай бұрын
😢ትክክለኛ ከምዚዩ ዘሎ😢 ንዓመፅትን ሰረቅትን እምበር ንጩቁን ፍትሒ ዝተስአነትላ ትግራይ😢😢😢😢 ቀፅሉ ጀጋኑና
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-hf2jx6fr5o
@user-hf2jx6fr5o Ай бұрын
ዋውውው ዝገርም ድራማ ማርያምን ግን ንብዓተይ አይቀውምን ኢሉኒ ፓርቲ ቱ ንፅበ ከይትዝንግዑ🎉🎉🎉❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ 21:00
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 Ай бұрын
ዋይይይ ብሓቂ ብዙሓት አሕዋተይ አዘኪርኩምኒ ምእንታና ሂዋቶም ዝሰአኑ ጀጋኑና😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@DawitWedikrar-dl5jl
@DawitWedikrar-dl5jl Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘናድድ እዩ እዚኣ እኮ ድራማ ኢልና ኣይኮንናን ንሪኦ ነይርና ሓቓዊ ሂወት እዩ እኮ ንምንታይ ደኣ ተፈፀመ ኢልኩምና ገና እዩ እኮ እቲ ቓልሲ በቓ ድዩ ዘይትምለሱ😢😭
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@user-fm7uk8tw1c
@user-fm7uk8tw1c Ай бұрын
ምስራሕ ከሊአሞም እኮ መራሕቲ ትግራይ ክፈኦም ከይወጽእ 😢 ንኸምኡ እዮም ፈጺመሞ
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu Ай бұрын
የቀንየልና ኣብ ትግራይ ዘሎ እቲ ሓቂ ነዚ ይመስል 😢
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz Ай бұрын
ብሓቂ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ብሓቂ 😢 ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@user-zz7nb5hg3r
@user-zz7nb5hg3r Ай бұрын
ተጋሩዋይ ከምዚ ካማይ ብሃንቀውታ ዝተፀበያ ላይክ ተውቁ❤❤❤❤🎉
@user-nc8id6od6q
@user-nc8id6od6q Ай бұрын
ኡፍፍፍ ማርያምን ናይ ብሓቂ ክውንነት ዘሎ ኣብ ትግራይ አፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ገራሚት ትምህርቲ ያ ኣይ ህዝበይ 😢😢😢😢
@hanagebretsadik3471
@hanagebretsadik3471 Ай бұрын
ዋይ መሕዘኒ ግን ንምንታይ ብሐፂሩ ተፈፂሙ ብሀንቀውታ ንፅበዬ አብ መሬት ዘሎ ሐቂ ብድራማ መልክዕ ዝቐርብ ክትቅፅልዋ ነይሩኩም እዙይ ጥራሕ አይኮነን ናይ ትግራይ ችግር ። ጎቦዛት ተዋሳእቲ በርትዑ ❤
@Jonweditigray
@Jonweditigray Ай бұрын
ተጋዲድኩም እምበር ፍፁም ዘይፍፀም ድራማ እዩ ግን ንኩሉኩም ተሳተፍትን እዛ ድራማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ኣይዞኩም ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 Ай бұрын
ብትክክል 💔💔
@BreFekr
@BreFekr Ай бұрын
ክብርን መጎስን ንስማአታት ንጀጋኑ ስውአት ምእንቲ ህዝበምን ዓደምን ህይወቶም ዝገበሩ😢😢😢😢😢መጅምዕ ብምማቱ ሓዝነ 😢😢😢 ረት እሉ ተፈፀማ ምስበሉ ሓዝነ😢😢
@Elsakidanu
@Elsakidanu Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ለገርም ስራሕዩ። ደራሲ ኣብ ህሉዉ ኩነታት ተደሪኹ ፂሒፉዎ ' ተዋሳእቲ ኸዓ ዋው ሰላም ል ትግራይ ሰላም ልኹሉ ወድሰብ🙏
@NdjjJsjsj
@NdjjJsjsj Ай бұрын
ብግልፂ ህልው ኩነታት ትገልፅ ድራማ 😢ብጣዕሚ ኢኪም ጀጋኑ መጅሙዕ ግን ክመውት ኣይነበሮን 😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ እባ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Ай бұрын
ብሓቂ ክመውት አይነበሮም ግን😢
@__-wj7zq
@__-wj7zq Ай бұрын
_ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ እዋናዊ ናይ ትግራይ እትገልፅ ነይራ ተፈፅማ😢🥺መጅሙዐይ ብኻልእ ድርስት ክትመፀና ተስፋ ይገብር😊❤_
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምራኒ ዝያዳይ
@Meri-Queen
@Meri-Queen Ай бұрын
ኣሎ እዩ ኣብ ጥንሳት ኢና እንደ ብረይ
@user-vk7gu9yn4j
@user-vk7gu9yn4j Ай бұрын
ብሓቂ ብዙሓት ኣዘኪርኩምኒ ምእንታና ኢሎም ሂዎቶም ዝሳኣኑ ጆጋኒና💔💔😥😥😥😥😥
@user-lf3eq4pc8y
@user-lf3eq4pc8y Ай бұрын
ናይ ብሓቃ አየ ብክይ መጃመዕ ምሰ መተ ግና ሰለሰይ መዓራፊ ብሃነቅውታ ክንፅብ አና ናህና ክራዓት ❤❤❤❤
@user-kw5vc1gy5e
@user-kw5vc1gy5e Ай бұрын
ኣብ ትግራይ ጅግና ፈታዊ ህዝቡ ፈታዊ ዓዱ ኣይነብርን ዋላ ባሓቂ ከምዚ እናበሉ እዮም ዘጥፍእዎ ውሽጥ ብውሽጥ😢😢😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@user-kw5vc1gy5e
@user-kw5vc1gy5e Ай бұрын
@@RahelGebrehwet ገይረ ኣለኹ ዛምበይተይ
@user-kw5vc1gy5e
@user-kw5vc1gy5e Ай бұрын
@@RahelGebrehwet ገይረ ኣለኹ ዛምበይተይ
@biniaber9538
@biniaber9538 Ай бұрын
ትክክል ዘሎ አብ ትግራይ እዩ በተለይ ቲዲፍ አሕዋትና እናተሳቀዩ እዮም 😭 አነ ሓወይ ዋላ ተወቂዑ ተዝመፅእ እናበልኹ ነይረ ኻብ ዝስዋእ ግን ከዚ ኻብዚ ዘለናዮ መስዋእቱ ይሕሾ ኢለ ምክንያቱ ቁሱላት ዉቁዓት ክርኢ ከለኩ እናተገላቱዑ መሐከሚ ሲእኖም ሞት ይሕሽ ኢለ 😭😭💔ተሰዊኡኒ ሓወይ እፍፍፍ ህዝብ ትግራይ ፅንዓት ይሃበና 😭💔
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ😍😍😍
@bvcgfbdb4731
@bvcgfbdb4731 Ай бұрын
ነቢዐ ናይ ብሓቂ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ እዩ ትክክል ዘሎ ኣብ ትግሪይ አህህህ😢 ብባየይ ቃንዛ ኣለኒ😢
@user-fr8bc5ru3e
@user-fr8bc5ru3e Ай бұрын
ሞጁሙዕ ብምማቱ ብጣዕሚ ሓዚነ😢😢 ዋላ ድራማ ምኳኑ እናፈለጥኩስ😢 እፍፍፍ😢😢
@RakiKiros
@RakiKiros Ай бұрын
ብሓፂሩ ትግራይ ጅግና ዘይነብረላ ዓዲ አያ😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏🙏🌾
@RakiKiros
@RakiKiros Ай бұрын
@@RahelGebrehwet እሺ
@ngsti8856
@ngsti8856 Ай бұрын
😢😢😢መጅምዕ ክሞውት ኣይምነወሮን ብሓቂ ዝሕዝን ዓድና ዘላቶ ኣፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋላ ኣነ ንብዓት ዘረቒረቅ ኢለ ድራማ ምኾኑ ናፈለጥኩ😢😢😢😢😢😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏😘😘😘
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l Ай бұрын
ከምቲ ክመቱ ዘይነበሮም ኣሕዋትና ዝመቱ ዝነበሩ ትገልፅያ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 Ай бұрын
ዋላ ኣብዚ 😢😢😢😢😢
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg Ай бұрын
ዉይ ተወዲኣ መጅሙዕ ተሰዊኡ ዋይ ድራማ ዋላ እንተኾነ መጨረሻ ሓዚነ 😭😭😭ኣብ ትግራይ ከምኣ እያ ዘላ ፍትሒ ዘየለ ዓክኽክክክ ንዚ ተጋዲልኩም ጀጋኑና 😭😭
@fyoridesta4317
@fyoridesta4317 Ай бұрын
ዋውውው የእውነት ካብ ትጅመር ክስካብ ሐዚ ኣይትፅገብን ምስቲ ዘለናዮ ኩነታትም ስለትከይድ ብጣዕሚ ንፉዓት ተዋሳእቲ ኢኹም ሐዚ ተዘይትውዳእ ደስ ምበለና, ፈጣሪ ካርተትና ስቅያት ጀጋኑናም የሕፅረልና ልሃገርና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ኣብ ንንሕድሕድና ቅንዕና ልቢ ይዓድለና🙏
@fotofoto378
@fotofoto378 Ай бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ክብርን ሞጎስን ንዞም ብልፃት ተዋሳእቲታትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝💝💝💝💝💝💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏🙏
@Bri_Tgraweyti-
@Bri_Tgraweyti- Ай бұрын
*_ኡፍፍፍ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ መጅሙዕ ብምማቱ ብጣዕሚ ሓዚነ ንብዓተይ ክቆፃፀሮ አይከአልኩን እዚ ኩሉ ዝሓለፈ ሂወት መስዋእቲ ንከንቱ ኮይኑ ዓክክክ 2ተ ግዜ ሞት 💔😭ክብርን ሞጎስን ንቶም ምንታና ዝሓለፉ ጀጋኑና 🙏💔💔😭😭😭_*
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ❤❤
@galzomweyenti129
@galzomweyenti129 Ай бұрын
ዋውውው ፉሉይን ህሉውን ኩነታት ትግራይ ካብ መጀመርታ ክሳብ መጨረሻ ትወፃ ዘየብላ ታሪካዊት ህልው ኩነታት ትግራይ❤😢
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Ай бұрын
ብሓቂ ንስለ ሕዝቢ መስዋእቲ ከምዚ መሪር ደኣኾነይ ንስለ ሕዝቢ ንሓቂ ዝሓልፍ ብሓቂ ትዕድልቲ😢😢😢ኩሉ ይኽእሎዶ እዩ 😢
@Hagush-love
@Hagush-love Ай бұрын
መጅሙዕ ሞይቱ😢ሓቂ የሐሽ ግን ፖላዊስ 'ዮም ገዲዶምዎ ነዚ ህዝቢ። ብሓቂ ደስ ዝብል ዛንታ 'ዩ! ቃላት የብልናን፣ንዞም ከዳዓት 3ይ ምዕራፍ ነዛ ዓዲ ኣጥፊኦምዋ😢ብፍልጣት ዝተፈለየ ይቀትልዎ፣ካብኦም ዝተፈለየ ይንጽልዎ😢ህዝበይ ዝበለ ከዳዕ ይብሃል ብስሩ ከዳዓት 3ይ ምዕራፍ ነዚ ህዝቢ በዲለምዎ😢ኣድሚየምዎ😢የጥፍእዎ ኣለው። ፍትሒ ይንገስ፣ፍትሒ ይንገስ፣ፍትሒ ይንገስ!
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ እባ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ 💔💔🖤🖤
@gebreminchaelteklu2875
@gebreminchaelteklu2875 Ай бұрын
ስነ ጥበብ ማለት ከምዚ እዩ ምስ ህዝቢ ዝወገነ ጥበብ ክብሪ ይሃብኩም ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ ኣንፀባሪቅክምዎ ብርዕኹም ይሰስን ኣብ ዉሽጥና ዘሎ ስምዒት ኢኹም ገሊፅኩምልና
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Ай бұрын
ውይ በስመአብ ድራማ ምኳና እናፈለጥኩም ምሰኦም ነቢዐ😢😢😢 ብሉጻት ጀጋኑና ብሓቂ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ ❤❤❤ ሞጅሙዕ ግን ክሞውት አይምነበሮን ብሓቂ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@abrehet11
@abrehet11 Ай бұрын
ዋላ ኣነ 😢😢😢
@Sara-tn5ic
@Sara-tn5ic 23 күн бұрын
ይበል ዘብል ጥበብ ዝትሓወሶ ሓቀኛ ታሪክ ህዝቢ ትግራይ 🙏tanks sisko 😢
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 Ай бұрын
❤❤ብጣዕሚ ኑፉዓት ትግረወት ይሕዋትና ኩሉ ኣይኩነን ጸላኢኩም ንሕና ኤረትራውያን እሕዋትኩም ውን ኣብ ጎድንኩም ኣለና ዓመጽ ይሕዋትና ዓመጽና እዩ ኣደ ትግራወይቲ ክትበኪ ኣደ ኤረትራዊ ውን ትነብዕ ኣኣያ ዘላ ብሰንኪ እዞም ብዘይካ ረብሓኦም ብዛዕባ ዝህሰ ዘሎ ህዝቢ ዘይግድሾም መራሕቲ ኣጆኩም ኣጆና እንተ ሓቢርና ህዝብና ሓራ ከነውጽእ እና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ህዝቢ ንህዝቢ ክንተሓኮፍ ኢና ኣጆና ፍልልይና ኣወጊድና ህዝብና ሓራ ነውጽእ❤❤❤❤ ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም እቲ ዘሎ እትገልጽ 🎉🎉🎉🎉
@Kflom-ku4ni
@Kflom-ku4ni Ай бұрын
ከም ዝኸማይ ብትፅቢት ተቐርቂሩ ዝፀንሐ እስኪ በዚ 👍 ይሕለፍ
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ደምርኒ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ህያበይ❤❤❤❤❤
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Ай бұрын
ከናድድ መጅሙዕ ክሞት አይነቦሮን 💔💔😭
@Kflom-ku4ni
@Kflom-ku4ni Ай бұрын
@@embeyteni1665 እወ 😭😭ግን ዋጋ ከይከፈልካ ቃልሲ ኣይዕወትን ካብ ተግባር ዝተበገሰ ሓሳብ ስለ ዝኾነ 💔💔💔😠😠
@Agsgs-yt2xg
@Agsgs-yt2xg Ай бұрын
ኡፍ መጅሙዕ ብምማቱ ልበይ ተሰይሩ ኣብ ህዝብና ልተፈፀመ ኣሕ💔💔💔💔😢😢😢😢ሳልሳይ ምዕራፍ እባ ቀፅልዋ
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 Ай бұрын
አረ ኹልና የና 😢😢😢😢
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 Ай бұрын
ክብርን ምጎሰን ንሰማእትታት ትግራይ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ሑቁፉ ቁዱሳን የንብርኩም ጀጋኑ ብሓቂ ጀጋኑ ኢኩም የቀንየለና ተዋሳኢቲ❤❤❤
@ydfggTguyy
@ydfggTguyy Ай бұрын
አሕ ሞጅምዕ ብምማት ከም ናይ ባሓቅ እየ ነብዐ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና😢
@mulugetachatroom6274
@mulugetachatroom6274 Ай бұрын
እቲ አብልበይ ዘሎ ስምዒት ንዓኹም ንምግላፅ ቃላት ይሓፅረኒ ከይብል ልሙድ አበሃህላ እዩ።ብሓፂሩ ክብሪ ተወንዘፉ❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ
@BrktiAlemayehuSabawyan
@BrktiAlemayehuSabawyan Ай бұрын
ተፈፂሙ 😢 ንምንታይ ክትቅፅል ኣለዋ ብጣዕሚ መሃሪትን ሓቦ መስነቂትን እያ💪💪
@MebrahtomGebretnsae
@MebrahtomGebretnsae 11 күн бұрын
ብጣሚ ደስ ይብል ተፈታዊ ድራማ እዩ ቀፅልሉ ኣብ ውግእ ጥራሕ ዘይኮነ ጅግንነትና 🎉
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 28 күн бұрын
ጀጋኑና ብርትዑ ሓቂ ትፀሪ እያ መጅሙዕ ክመውት ሓዚና ክውድኦ ነርዎ ሓዚና ብሓቂ 😭😭😭
@user-yb9fv7xy6l
@user-yb9fv7xy6l Ай бұрын
ዋይ ማርያምን ናፍቆትና ከይኣኽለና ለይቲ.ምድሪ ኣብኺኽምና 😢😢😢ብጣዕሚ ደስ እትብል ድራማ ነይራ ሞጅሙዕ ብኻልእ ድርሰት ክትመፅና ተስፋ ንገብር❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-lz9wr9uq1o
@user-lz9wr9uq1o Ай бұрын
ብጣዕሚ ንፉዓት ተዋሳእቲ ኢኹም ብሓቂ ካብዚ ንላዕሊ እዩ ህዝቢ ትግራይ ዝሳቐ ዘሎ ስለዚ ድምፂ እቱ ውፁዕ ህዝብን ተጋዳላይን ኮይንኹም ክትቅፅልሉ ይላበወኩም ደራሲ መጅሙዕ እውን ክብሪ ይግበኦ ኩሉኹም ዝተሳተፍኩም ክብሪ ይግበአኩም ምኽንያቱ ብ film መልክዑ ዝግበር ድምፂ አብ ሕብረተሰብ ሰፊሕ መረዳእታ እዩ ዝፈጥር እሞ ቀፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@SaSalama-r6c
@SaSalama-r6c Ай бұрын
ንመልሲ ድራማ ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ክፅበያ ዝፀነሐ እስኪ ላይክ ግጨዩኒ ተጋሩዋይ❤
@tigrayadey4880
@tigrayadey4880 Ай бұрын
ብሓቂ ሓያል ደራሳይ ሽሻይ እዚ ድራማ ዘይኮነ ሓቀኛ ህወት ህዝቢ ትግራይ እዩ፡፡ 3ይክፋል ክቅፅል አለዎ ትብሉ ላይክ
@wyeyg53yrg24
@wyeyg53yrg24 Ай бұрын
መጅሙዐይ ድራማ ምኳኑ ናፈለጥኩ ብጣዕሚ ሓዚነ ካብኡ ክኣ ክትቅፅል ነይርዋ ካብ ተፈፀመት ግን የቀንየልና ኣብ ልቢ ብዙሓት ኣቲኹም ኢኹም ብጣዕሚ ኢኹም ንፉዓት ኣብ ቀፃሊ ካብዝይ ዝበለፀ ስራሕ ሒዝኹም ክትመፁና ናለበወኩም ክንፅበ ኢና ክኣ ❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏🙏😘😘😘
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@SaSa-sr6tp
@SaSa-sr6tp Ай бұрын
​@@tsegatsega238💖💖💖🙏🙏👍👍
@user-nc6yg7fd1q
@user-nc6yg7fd1q Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ነቢዖም አንቢዖምኒ መጅሙዐይ😢😢😢 ድራማ ምካኑ እንዳፈለጥኩስ ግን አይክአልኩን😢😢😢😢
@onething_2024
@onething_2024 Ай бұрын
ዋውውው❤ መልሲ ጽቡቕ ድርሰት ጥራይ ኣይኮነን። መልሲ ሓቃዊ ህይወት ዓድና እዩ። የቐንየልና🙏 ጥበብ ይዓንብብ
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish Ай бұрын
ኣነስ ኮሞቲ ምንባብ ደስ ክብለኒ ከምዝከማይ ኮመቲ ትፈትዉ👍ግጨውኒ😂😄😄😄😄
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Ай бұрын
ዓደይ ዘለክዬ😭😭😭😭 1_50 ሓንቲ ከይሓለፈትኒ ዝተካታተልክዋ ፅብቅቲን እዋናዊን ድራማ ብሓቂ ጀጋኑ ኢኩም ።
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@wawa8948
@wawa8948 Ай бұрын
ብሓፂር ትግራይ ጅግና ዘይነብረላ ዓዲ ነቢዐ ናይ ብሓቂ ህዝብና ዝብፅሕ ዘሎ እዩ 😥😥😥❤❤
@sarar9370
@sarar9370 Ай бұрын
ዋው ብርዕኹም ይሰስን ተጋሩዋይ ኹሉ ኩነታት ትገልፅ እያ ነይራ ትፍፀም ኣይደለናን ነይርና ግን ተፈፂማ ♥️😢 መጅሙዕ 😢
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Ай бұрын
ናተፀበኩ ወዕለስ መበል 74🙈❤❤❤🎉
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ❤
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Ай бұрын
😢😢😢ሞጅሙዕ ክመውት አይነበሮን ዓድና ዘላቶ ኩነታት ዘመላክት😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Ай бұрын
😢ኡፍፍፍፍ ተጋሩዋይ ትፍለዩ እኮኢኹም ግን ትግራይ ዓደይስ ስላማ የብዝሐልና😢😢❤
@Samsunga23-ks9jv
@Samsunga23-ks9jv Ай бұрын
ብልፅቲ ድራማ እያ አብ ትግራይ ዝሎ እተርኢ❤
@KahsayKahsay-t7b
@KahsayKahsay-t7b Ай бұрын
ደስ በሃልቲ ደቂ ትግራይ ተደሪሳ መምሃሪ ንንኡስ ወለዶ ሐዚ እውን ቀፅልሉ ብካልእ መንገዲ ክሳብ ዝርድኦ እቲ ከዳዕ ብህዝቡን በቲ ጅግና ተጋዳላይ ወላዱን ዝፃወት ዘሎ አብ መፈፀምትኡ እቲ ሓቒ ክስዕር እዩ አይክተርፍን ከዓ ኩሉ ጊዜ አብ ጎንኩም አለና ቀፅልሉ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏
@user-rg2mt2bv8w
@user-rg2mt2bv8w Ай бұрын
ሓሪፍ ድራማ ብጣዕሚ ተመስጥና ርእና ዮ ተኻታትልና ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ በርትዑ ግን ድማ ናይ መጅሙዕ ዝቀተሉ ገበነኛታት ናብ ሕጊ ክቀርቡ ነይርዎም ብዝተረፈ ይበል ።🙏🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳየ
@GgGg-gr4
@GgGg-gr4 25 күн бұрын
ብሓቂ ሓቀኛን ነቲ አብ ባይታ ዘሎ ታሪክን ምስልን እትገልፅ ብልፅቲ ፊልሚ።🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq Ай бұрын
ኣሕሕሕ ዓደይ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😢 ደራሲ ኩሉኩም ተዋሳእቲ ናይዛ ድራማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብሰላም ኣጀሚሩ እኳዕ ኣፈፀመኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ብጣዕሚ ውን ነመስግን❤❤❤❤😢
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 Ай бұрын
መጀሞዕ መይቱ😢 ዋይይይ ግን ልክዕ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ።🇻🇳💪 ሰላም ይውርደላ ንትግራይ ዳ መልሲ ደማ ቅልጥፍ አልኩም ብካሊእ ስራሕ ምፅና። ሰናይ ንኩሉ ህዝቢ።🍀🌾🌾
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ
@user-nm8st6dx5h
@user-nm8st6dx5h Ай бұрын
ፈተዉቲ መጅሙዕ ላይክ ተጋርዋይ ሸኮራት❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-ig2mt7uf4p
@user-ig2mt7uf4p Ай бұрын
ኣሕሕሕ ናይ ብሓቂ መጅሙዕ ድራማ ምኻኑ ኣናፈለጥኩስ 😭😭😭😭ኣበይ አዋይ 😭
@aleenlale6998
@aleenlale6998 Ай бұрын
መበል 20 yessssእንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሪዋኒ ሓላላት ❤❤❤❤❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
እፍፍ ብሃንቀዋታ ትፀብየስ ብንብዕተ ትፈላለያ ዛደራማ😢ኣይ ኣሕዋተይ ካብዙኩላይ ሓዊ ወፅእኩም ኣብ ዓደኩም ሓዊ ኮንኩም ዛደራማ ብሓቂ ኣብትግራይ ዝሎእያ🥺😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@GsfTech
@GsfTech Ай бұрын
ውይ ፀላኢኹም ይንባዕ ደቅ ዓደይ ማዓረይ❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉
@FftDrr
@FftDrr Ай бұрын
ቃደሜቲ ባዕለይ 😂እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓለል መሬት❤❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@FftDrr
@FftDrr Ай бұрын
እሺኒ❤​@@user-pv8dd9nq3n
@FftDrr
@FftDrr Ай бұрын
​@Raእሺኒ❤helGebrehwet
@FftDrr
@FftDrr Ай бұрын
ጌረልክን ኣለኩ ንኩለክን❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Ай бұрын
ክብርን ምጎሰን ንቶም በጃ ህዝቦም ዝሓለፋ ጀጋኑና😭😭
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ🙏🙏🌾🌾
@alambrhane9305
@alambrhane9305 Ай бұрын
መጨረሻ ብጣዕሚ ኣብክያትኒ ዛድራማ ኡፍ ከምቲ ዘሓለፎ ስቃይ ህዝበይ🥹🥹🥹😢
@user-up4ti8jk3w
@user-up4ti8jk3w Ай бұрын
ኡፉፉ💔😢 ደራሲ ዋውውው💖👌 ምሉእ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ❤❤
@user-cm6uq9et1g
@user-cm6uq9et1g Ай бұрын
ኣብዓድና ዞሎ ሓቂ እዩ 😢😢😢😢😢😢💔💔💔🖤🖤🖤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ❤
@user-cm6uq9et1g
@user-cm6uq9et1g Ай бұрын
@@RahelGebrehwet ጌረልኪ ዝያዳይ 💖
@user-rg9zb6oz5s
@user-rg9zb6oz5s Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ጀጋኑ👏❤ብሓቂ እዩ ዘሕዝን አብ ዓድና ዘሎ 😥😥😥ፈጣሪ ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና👏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ሳፕሰክራይፐ ግበረለይ💝🙏🙏🙏
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 Ай бұрын
እወ ወደ የሕዝን 😢😢እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ሰላም ይሃበና👏👏
@merry3709
@merry3709 Ай бұрын
ዓድና ሰላም ኮይና እግዚአብሔር ብሰላም የንብርኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና
@Almi_Alm
@Almi_Alm Ай бұрын
ሰብስክራይ ግበረለይ💞🙏
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ ገይረልኪ እየዎ🎉
@merry3709
@merry3709 Ай бұрын
@@WejeratAdey እሺ መዓረይ ኣብ ናተይ ኮሞንት ፅሓፍለይ ክምልሰልኪ እየ
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 28 МЛН
wow so cute 🥰
00:20
dednahype
Рет қаралды 31 МЛН
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 36 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 23 МЛН
ኣየ ባባ ዘርእስታ መስሐቂት ድራማ
19:13
Zufan Entertainment
Рет қаралды 94 М.
"ዝምጥን ምክልኻል ብዘይ ምግባርና ዋጋ ከፊልና!"
38:49
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 28 МЛН