ሜሮን ምስ ኣዋልድ ኤርትራ

  Рет қаралды 38,517

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 93
@huruydebru5555
@huruydebru5555 6 ай бұрын
ሜሮን ከማን ሽሮ በሊዑ ዓብዩ ከማኻ ኩዑንቲ በሊዑ ኣይዓበየን
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 6 ай бұрын
ሜሮነይ የእትዎም ዳኣ ሽግረን ራኣየልን።❤❤❤
@forceforgood4669
@forceforgood4669 6 ай бұрын
Bravo Meron, bring your sister and brothers together. There is nothing more beautiful than to see our beloved people together, and having good time.
@heruy8274
@heruy8274 6 ай бұрын
I can tell you something else that is even more beautiful: the return of our people to their homeland from exile by the hundreds of thousands in order to build and develop our country under a democratic system of government.
@yogo5140
@yogo5140 6 ай бұрын
No more heatful to each other ❤❤
@forceforgood4669
@forceforgood4669 6 ай бұрын
@@yogo5140 That is right. ንሕና ኣብ ታሪኽና ናይ ፍቕሪ ህዝቢ ኢና። ሕግታትና መርትዖ እዩ። ናጽነትናውን ብፍቕሪ እያመጺኣ። ቅድሜኻ ክሓልፍ ልሙድ ቅዱስ ባህሊና ነበረ።
@forceforgood4669
@forceforgood4669 6 ай бұрын
@@heruy8274 I couldn't agree more, and it is possible, if we start listening to each other instead of judging. Democracy is a responsibility before it a right. A responsibility to care for and to protect everyone. Right now it seem as though we want to divide the country into 4 million instead of thinking it is for all of us to be shared in harmony. We are missing something, perhaps deeper thinking.
@MomonaCinema
@MomonaCinema 6 ай бұрын
እዛ ኮሜት ዘንበብኩም ሙሉእ ናይነፃነት ንሮ ናይ ዕረፍቲ እጀራ ፈጣሪ ይሃብኩም ኩፉእ አይንካእኩም❤❤❤🎉🎉🎉ናዓይ እዉ ስብስክራይብ እና ገብሩኩም(ክን🙏😍😍😍
@metkel100
@metkel100 6 ай бұрын
ሰላም ነዓኻ ሜሮን፡ ዝበዝሐ ሓሳብካ ጽቡቕ ኢዩ ዉድዓውነት ዝሓለወ እውን ኢዩ። ናይዚ ኣፍሮ ምሳኻ ዝዘራረብ ዘሎ ግን "ክዛረብ ስለዘለዎ ደኣሉ ዝዛረብ ዘሎ እምበር ዝብሎ ዝፈልጦ ኣይመስለንን።" እቲ ዝገርም ዉልቃዊ ሓሳቡ ከታቲ ህርዲግ እናበለስ ናይ ካልኦት ዉልቃዊ ኣነባብራ ከስተናዕቕ ዝፍትን ምዃኑ ኢዩ። ሕብረተሰብና ኣይማዕበልን እብል እሞ እቶም ምዕቡላት ዝብሎም ወይ ዝነብረሉ ዘሎ ኽፍሊ ዓለማት ዝነብርዎን ዝኸድዎን ግን ክኽሕድ ይፈትን። እዛ እንነብረላ ዓለም ካብ ኣሜርካ ጀሚርካ ብሃይማኖታውን ቀቢላውን ተጎጃጂላ እትነብር ኣሜርካ ንባዕላ 50 ክፍላት ሃገራት ጠርኒፋ ትነብር ናይ ኩሉ መበቆል ሃይማኖታትን ኣውራጃውነትን ኣውሽጣ ዘለዋ ሃገር ኢያ። ከመይ ቢሉ ደኣሉ እሞ ኣብ ኤርትራ ክበጽሕ ጀሎ ኣውራጃውነት ሃይማኖት "ድሕረት ኮይኑ?" ካልእ እቲ ዘይበሰለ ምዃኑ ዘሪኢ ብናይ ጥሜት ሽግር ግዲ ተሰዲዱ ኮይኑ "ብሽሮ ተጠኒሶም ብሽሮ ስለዝዓብዩ ጉድለት ቫይታሚንስ ስለዘለዎም ኣይርድኡን እዮም" ይብለና። well እዞም ዝበዝሑ ሕጂ ሃብታማትን ፈላጣትን ዝበሃሉ ዘለዉ ክፍሊ ዓለምና ምናልባት ኣብ መዓልቲ ሓደ ግዜ እንዳበልዑ ከም ኣማራጺ ድማ ጾምካ ብምሕዳር ወይ ቆጽሊ ሸምጢጥካ ብምብላዕ ኣብዚ ሎሚ ዘለዎ ከምዝበጽሑ ሰኣን ምርዳኡ ሕብረተሰብ ከናሹ ይፍትን ምህላዉ ዘይምርዳኡ ኢዩ። ካብቲ ዝገርም "ኣነ ክምራሕ ጸገም የብለይን" ብዝብል ናይ ቀልዓለማዊ ዘረባ እቲ ሕብረተሰብና ግን ክምራሕ ጸገም ከምዘለዎ ብኣጒል ፍልጠት ክሕብር ምፍታኑ ኢዩ። ከም ህዝብና'ኸ ክምራሕ ዝደሊ ኣሎ ድዩ፧ 5 ሚልዮን ብሓደ ኢሳያስ ዝምራሕ ህዝቢ ዶ ኣይኮነን፧ ሓቂ ኢዩ መትሓዚ ዘይብሉ ዘረባ ሒዝካ ክምርሓልካ ክትጽበ የብልካን። ኣነ ኣብ ኖርዎይ ኢየ ዘሎኹ እዛ ሃገር ብ19 ኣውራጃታት ዝቖመት ኢያ ነፍሰወከፍ ኣውራጃ ናይ ገዛእ ርእሳ ቁጦባ ፖሎቲካ ባህሊ ላህጃ ናይ ቋንቋ ፡ ናይ ስፖርት ንጥፈት ምህናጽ ትሕተቅርጺ ዘለዋ ካብቲ ዝነኣሰ ክሳብ እቲ ዝዓበየ ነፍሰወከፍ ኣውራጃ ናይ ባዕላ ባጀት እትውንን ብኣውራጃ ደረጃ ውክልና ዘለዋን ብሃገር ደረጃ ውን ኣብቲ ፓርላማ ናይቲ ሃገር ወከልቲ ዘለዉዋ ሃገር ኢያ። እዞም ኣብዛ ሃገር ዘለዉ ህዝቢታት ሃይማኖቶም ኣውራጂኦም ባህሎም ልምዶም ሓልዮምን ተሓልይሎምን ዝኸዱ ንኣውራጃታቶም በብዝጥዕሞምን ዝኣመንሉን ኣብ ምዕባይን ምስፋሕን ናጻ መሰል ዘለዎም ኢዮም። መታን ፋሕ ከይንብል ከይንበኣስ ኢሎም ዉልቃዊ መሰላት ህዝቦም ኣይዓበሱን። እቲ ዝገርም ክሳብ ክርስትያን ፓርት ማለት ፖሎቱካዊ ማሕበር ዘለዎም ነብሰወከፍ ማሕበራት ከምድላየን ኣብ ውድድር ዝኣትዋን ውጽኢት ምርጫታተን ዝሃበን ተቐቢለን ዝነብራ ኢየን። ስለዚ ሰባት ሃይማኖት ወይ ኣውራጃ ስለዘቐድሙ ከም ድሕርነት ወይ ውሕስና ናይ ሓንቲ ሃገር ክኾውን ከምዘይክእል ኣምሲልካ ምቕራብ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ጥራይ ዘይኮነ መባእታዊ ናይ ህይወት ዘይምፍላጥ ዘምጽኦ ውን ኢዩ። እቲ ዝገርም ንገዛእ ርእሱ መባእታዊ ኣፍልጦ መሰል ናይ ሰባት ዘይሓዘ መባእታዊ ትምህርቲ ይጊድሎ ሕብረተሰብና ክብል ብድፍረት ክዛረብ ምፍታኑ ኢዩ። ሃይማኖት ኣብ ስነምግባር ኣዝዩ ሓጋዚ ኢዩ። መሮን ከኣ ከምዚ ፍሉይ ነገር ዘቕረበ "ኣነ ሓሳብካ ይርደኣካ ኢየ ካልእ ሰብ ግን ኣይርደኣካን ኢዩ" ብምባል ከተተዓባብዮ ካብ ትፍትን ብንጹር ከተረድኦ ፈትን! ምንም ሕብረተሰብ ዘይረድኦ ፍሉይ ስነሓሳብ ኣይፈጠረን። ምድንጋሩ ኣብ ዓለም ዘለዎ ፍልጠት ውሑድ ምዃኑ ከባቢኡ ብኸመይ ዝቖማ ምዃነን ዘይምርዳኡ ዘይብስሉነቱ ስለዝኾነ ገሊጹ ክበስል ከምዘለዎ ብግቡእ ከተረድኦ ኣድላይ ኢዩ። ብጣዕሚ ኢዩ ተደናጉሩ ዘሎ ዘደናግርዎ ከይግልዉ ምሕታት ከድሊ ኢዩ። ንነብሱ ኣግዚፉ ፍሉይ ፍልጠት ወይ ደረጃ ንቕሓት ከምዝበጽሐ ኢዩ ክዛረብ ዝፍትን ዘሎ ግን እቶም መባእታውያን ዝበሃሉ ደረጃ ንቕሓት ውን ዝጎድልዎ ምዃኖም ዘይምርዳኡ የሕዝን።
@geregdey-tw1dm
@geregdey-tw1dm 5 ай бұрын
ሜሮን ፕሊስ እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክረኽባ ከምዝክእል ንገረኒ
@okbanegassi3797
@okbanegassi3797 6 ай бұрын
Tebareku
@Welqaithumera
@Welqaithumera 6 ай бұрын
"ደርሆ እተሓለመትስ ጥረምረ"። ን-ሓደ ኤርትራዊ ከተረድኦ 40-ዓመት ይወስደልካ !! ስለዚ "ንኤርትራዊ ካብ ከተርድኦ ክትቀትሎ ይቐልል" ፡ ትብል ጭርሖ ተጋሩ ንመጀመርያ ግዜ ፡ ኣብ ገዛ ሜሮን ብሓደ ትግራዋይ ክዝረብ ምስ ሰማዕኩ ብጣዕሚ ገሪሙኒ። እቲ ትግራይስ ደሓን ናይ ኣቦታቱ ባህግን ሕልምን ኮይኑዎ ንበል። ንከምዚኦም ዝኣመስሉ ተጋሩ ዝዕድም ሜሮን ካኣ፡ ሕማም-ዳሕራይ ኮይኑኒ ። "ሜሮን ምስ ተጋሩ እንታይ'ዩ ዘራኽቦ ዘሎ ? ክብል ንነብሰይ ሓቲተያ፡ ዘይተመለሰ ሕቶ ኮይኑኒ !! "ኣይንተሃመለል ደቂ ኤረይ" 4።
@romanande169
@romanande169 6 ай бұрын
Ygerm eu bzeka kufue senay hasa zeynlom seytanawi hasab
@modernr4211
@modernr4211 5 ай бұрын
We missed a job, me and the guys here watch your videos every evening May God continue to answer you❤
@berhanegoitom6185
@berhanegoitom6185 6 ай бұрын
ሰላም መሮን ሎሚ ጽቡቅ ረኺብካ ምስዘን ሽኮሪናታት የሕዋትና ንዮ በአሎም ዓያሹ ፖልቲካ ዘይፈልጡ እምኒ ዝስንድዉ .።
@tinates7354
@tinates7354 6 ай бұрын
Meron the great,you are gifted
@user-pk8bi8rr7h
@user-pk8bi8rr7h 6 ай бұрын
ኣንታ እንታይ ዳኣሉ ካብ ዱር ዝወጸ ዝመሰል ኣበይ ዲዩ ዝነበር ወዲ በረካ ይመሰል
@sammiku5970
@sammiku5970 6 ай бұрын
Jungle😂😂
@mafrican3845
@mafrican3845 6 ай бұрын
እዚ ማሕበራዊ ዘይምትእምማን ዝብሃል ዘረባ የለን እዚ ሓወይ ቤተክርስትያን ድማ ትካል ኣይኮነን ቤት እግዚኣብሔር እዩ ።
@mafrican3845
@mafrican3845 6 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ🇪🇷 ሜሪ ሽኮር " ሕጂ ግርም "እዚ ሓድሽ መደብካ ፈትየዮ ❤
@edentesfankid4090
@edentesfankid4090 5 ай бұрын
Ewe bhymanot bebartetat emnet eko hmemka medhnet zeyrkbo endyu koynu zelo abze hgre hbsa betklalu mehret ywerdlu eyu zebhal neze ksgro malet ede🎉❤
@Tobar757
@Tobar757 6 ай бұрын
ጸላም ጓል ብኣጸዋውዓ ዓድና ኩሕሊ ዝኾነት ሓንቲ ማዓልቲ ብስመይ ዓድመላይ መሮን ሓወይ ፧
@geregdey-tw1dm
@geregdey-tw1dm 5 ай бұрын
100& ምስ ሓሳብካ ዝሰማማዕ ኣነ ኣለኩ
@IbrahimYasin-xs8zs
@IbrahimYasin-xs8zs 6 ай бұрын
Marom ezia chanelka 100k subscribers Kay mxaht deqas yelen 👍👍👍👍👑👑🧢🧢🧢🧢
@eit31M
@eit31M 6 ай бұрын
Xibuk discussion kexilo zearkey !!! Nifue menisey !! Xibuk approach eka tikitel zeleka !!!
@gigiyoga1
@gigiyoga1 5 ай бұрын
ኤልሳ ጩርም እያ ተስራሐካ ሜሮን
@beyeneanbesager2948
@beyeneanbesager2948 6 ай бұрын
Thank you so much
@SamsomSemere
@SamsomSemere 5 ай бұрын
ሰላም ሜሮን አነስ ንዓኻ ክረኽበካ ደልየ ኢንተ ድካል ኮይኑ በአኽብሮት ይሓትት
@danielfisseha2821
@danielfisseha2821 6 ай бұрын
Hasawi game akolgezay seraye zebel eritrawi yelen nay agame helmi eyu natka helmi eka tezarb aloka komal
@user-kh4yw9ui5r
@user-kh4yw9ui5r 6 ай бұрын
Meri Great ❤❤❤❤❤ 👑👑👑👑👑
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 6 ай бұрын
ሜሮነይ የእትዎም ንስማዓዮም ጽቡቅ የሕስቦም ከምኡ ተኮነ ድማ ተውጸኦም።
@wadnakfa128
@wadnakfa128 6 ай бұрын
دين هموم اخواننا الارتريين الاصليين❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Asmera-pardiz
@Asmera-pardiz 6 ай бұрын
Beawrja abey eyom temahiromo bejaka ileka ane entrfo am social media kemu itat semie ayfeletn iye
@abelamanuel2741
@abelamanuel2741 6 ай бұрын
Wedi belay shikor nice 👍🏾. Bhanti gol yahoo
@eit31M
@eit31M 6 ай бұрын
It should be constructive !!!
@mihreteabgebreyohannes1231
@mihreteabgebreyohannes1231 5 ай бұрын
Totally agree 👍 😊
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 6 ай бұрын
ብራዎ ዘም ደቀይ ቡሩኳት ናብ ንቡርና ንምለስ ኣለና ሞ ቀጽልዎ ❤❤❤❤ ታዓወቱ።
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 6 ай бұрын
Ufff Anta zeyele hmamm aytemxulna gex kunti kid Hiwetka flet. Men ketweka ab 🇪🇷 ezi Hasab hizka. Kemzi kemaka zfelalyu eyom Era Ero zelewu 😅
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 5 ай бұрын
Ata meron kemziom zimeselu bizaiba haimanot zeyridom! Giziekha ketiflka deliyom iyom!!!!🎉
@salehsalihozeyle7065
@salehsalihozeyle7065 6 ай бұрын
Maron🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 6 ай бұрын
wel come bro
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 6 ай бұрын
Ewayyy ezom seb Dengolas khsu fooo wejhatom keman des aybln. 🇪🇷wi Hmam nay haymanotn kebilan Shgr yeblnan. Nskum 🐕💊 tray eyu shgra 🇪🇷 . Suk elka hiwetka ger Hager seb Alewa.
@honeybereket7176
@honeybereket7176 6 ай бұрын
Akmukum zey tizarebu beka nisukum tiray felatat koyinu yismakum ab europ sile zelekum akmikum zetiu oki thanx
@NatsnetKahsay
@NatsnetKahsay 5 ай бұрын
ሜሮን ጸብኽቲ ስራሕ ረክብካ ፖልትካ ድኣ ከኤርግካ ኤኡ ከምዚ ይሕሸካ
@mesimesi7545
@mesimesi7545 6 ай бұрын
Welcome bro
@user-yy7ds7cu1p
@user-yy7ds7cu1p 6 ай бұрын
Mieron schikor smart boy
@user-pk8bi8rr7h
@user-pk8bi8rr7h 6 ай бұрын
ዋይ ኣንታ ዝቢኢ በራካ ሰበይቱ ገዲፉ ዲዩ ደንቆሮ ኢዩ እዚ ዝቢኢ በረካ ዑቡድ ኢዩ ኣውጻዮ ምዑብል ክመስል እኮ ኢዩ ዚዛረብ ዘሎ ወዲ 10 ፋራ
@tsehaibereket683
@tsehaibereket683 5 ай бұрын
Why canot you be honest snd straightforwar to inspire the young people, you are do ctucude
@user-vv5ko8bn6y
@user-vv5ko8bn6y 6 ай бұрын
Ata tgraway eyu tegaru ayteetu mieri
@MohamedmanayMohamed
@MohamedmanayMohamed 3 ай бұрын
Bro
@Bere-05
@Bere-05 6 ай бұрын
Gele yeetwelka 😅😅
@NatnalBeraki-hm8zm
@NatnalBeraki-hm8zm 6 ай бұрын
Endyamo nab 100k subscribe deqi erey ❤❤
@gigiyoga1
@gigiyoga1 6 ай бұрын
No polleee Moernino አዮጥዕመልካን እዩ
@modernr4211
@modernr4211 5 ай бұрын
@tesfaldet9230
@tesfaldet9230 6 ай бұрын
Meron kab meas dea kdzi tserfi❤❤❤❤
@user-cw1cz3uj6n
@user-cw1cz3uj6n 6 ай бұрын
Bravo meri
@user-bj2vv3wz6b
@user-bj2vv3wz6b 6 ай бұрын
Meron hasabka bitaeimu xubuq gn xerfi qurub qutib abil
@nebunebu262
@nebunebu262 6 ай бұрын
❤❤❤
@danielfisseha2821
@danielfisseha2821 6 ай бұрын
Agame sesah komal
@sedaosman8183
@sedaosman8183 6 ай бұрын
❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-cp2do3zl2p
@user-cp2do3zl2p 6 ай бұрын
Meri qebax ajoka qexloo❤❤❤❤
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 6 ай бұрын
👏👏👍👌✌️🇪🇷
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 6 ай бұрын
Kkkk parti tblo zeleka ezen nay dhri computer ztafrwo dika kkkk . Hager seb Alewa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾✊🏾. Hasabka teteklilkayo tray eka Adi ezgiherka ktkeyd eka.
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 6 ай бұрын
ያ ሜሪ ጸርፊ ኔው በሎ
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@romanande169
@romanande169 6 ай бұрын
Nska eka nktlwet 40 amet zedlyeka wela eti lisnka resah eu .nska nbska ktlwt aykieln ika
@AboIkram182
@AboIkram182 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Men4876
@Men4876 5 ай бұрын
ፍልልይ የለን። አብመሬት ወይ አብህዝቢ ወሪድካ ተዓዘብ እንተሎ ኸአ ጉድለት ንቅሓት ዪ ምፍዋሱ ኸ ቀሊል ዩ አንቂሕካ በቲ ብዙሕ ተዓብሊሉ ክርድኦን ክቅበሎን ይኽእል
@HuriyaMohammed-eh9te
@HuriyaMohammed-eh9te 6 ай бұрын
እት ሓቀኛ ኤርትራዊ እኮ ኣብ ዓለት ሃይማኖት ኣዊራጃ ኣይኣምንን እዩ በብ ሃይማኖቱ ተከባብሩን ተሓፊፍሩን ዝነብር ህዝብ እዩ ዘለና እዞም ኣስመራ ከይራኣኩም ኣዊሮጳ ዝራኣኩም እኩም ሰብ ትብጽብጹ ዘለኩም ዋላ ሓንት ንዘይ ተፍርዮ ዓጀዊጀዊ እልኩም እኩም ትተርፉ ሜር ካኣ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ 🕌🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ghirmayabay9999
@ghirmayabay9999 6 ай бұрын
Wa
@Nahomaybereket
@Nahomaybereket 6 ай бұрын
ንመን ክትሑጉስ ኢካ ኣላ ጥራይ ትብል ንሓድነት ኢልካ ዲካ ክክክክክ
@hager.16
@hager.16 6 ай бұрын
ሕጂ ናብ ሞያክው መጺካ መሮን።
@user-hn6dn4sb9k
@user-hn6dn4sb9k 6 ай бұрын
ለፍላፊ ጨው ዘየብሉ😂😂
@almazgoitom6528
@almazgoitom6528 6 ай бұрын
Meron Asmarino gud rekibka lebzeben 😂😂😂
@user-mp8gi2te2g
@user-mp8gi2te2g 6 ай бұрын
Mera mahrar
@Nahomaybereket
@Nahomaybereket 6 ай бұрын
ናትካ ዕላማ ሲ እንታይ ዩ ብከመይ ኢካ፡ነዚ ስርዓት ክትኣሊዮ ሓሳብካ
@Hagerdawit6181
@Hagerdawit6181 6 ай бұрын
መዓኮርኩም ጸሪኩም ዘይካኣልክንሲ ብዛአባ Eritrean መንግስቲ ፡Eritrea ክትዛረቡ ነፋጥ ወዲ ነፋጥ ተሃቡኡ ረሳሓት
@CoG30
@CoG30 5 ай бұрын
Hahaha terwaie😂😂
@semereabrham3961
@semereabrham3961 5 ай бұрын
ሚሮን ብጣዕሚ ተሰፋ ዘለካ እካ አብ ኤርትራ ንፈዕ ጸላዊ እንተ ከይንካ ሀብታም ምሁር ሐያል ደራፍ ንፈዕ አይንብልን ናይ ኤሰያስ ባሕሪ አብ ኤርትራ ዘይምድናቅ ምድቅስ የለን ከምኡ ክንደይ ፈጥሩ አሎ ሕጀ ሜሮን ምዝ ደንቀሮ መሰል ኤሰያስ ተጠንቅ አይትስምዐዬም ሐደራ ተስፋ አይትቅረጸ
@user-fs4rg6jw6p
@user-fs4rg6jw6p 6 ай бұрын
ንስካስ ኤርትራዊ አፍሪቃ ብሙሉኡ ዝተመጣጠነ አይበልዕን ዘርኢ የለን ምፍልላይ አይብልን አብቲ ኤርትራ ሰልጠና ትበሰለሐ አብ ወጻኢ ዘለኩም
@honeybereket7176
@honeybereket7176 6 ай бұрын
Kikikiki gle kinsemi Ina qondafat
@miki19kidane84
@miki19kidane84 5 ай бұрын
Abey emo twlo meri ms hasabka ysamama eye wdb ngber asmirela
@efremtemesgenamlakey
@efremtemesgenamlakey 5 ай бұрын
Meri atawd tblasek ek mhber deknstey knk pltik gdfkay awdat mdeyb gdefkay
@samuelabrham
@samuelabrham 6 ай бұрын
Meron koto
@awelkerhagos3484
@awelkerhagos3484 6 ай бұрын
ተቃራኒ ካበይ መጺአ ሕሰበላ ዳአ .
@zamurselomon2702
@zamurselomon2702 5 ай бұрын
ወዲ በላይ ኤርትራዊ ካብ ከተረዲኦ ኪተቀቲሎ ይቀልል ዶ በልካ መጀመርያ ኒነብሲካ ካብቶም ኤርትራዊ ነብሲኻ ዘዉጻኻያ ቲመሲል ኤርትራዊ ኢተዘይ ኮኒካ ብዛዕባ ኤርትራዊ ምዚራብ ኣምልከተካን ኢዩ ኣነ ይካታተለካ ኩሉ ጊዜ ኣብቲዛረቦ ሓሳብካ ኪትሚጉት ቲኪእል ኢካ ናይ ሚምዳር ዓቅሚ ዉን ኣለካ ኣብዚ ሓዘረ ጊዜ ግን ተባላሺካ ኣነ ወላ ኣብቲ ቲቃለሶ ኣይደግፎ ወዲ ሰብ ኣብ ጣዉላ ተዛሪቡ ኪሙጉት ዚደሊ ግን በቲ ይኩን በቲ ይዲግፎ ኢዩ
@user-gg1ty5ek8x
@user-gg1ty5ek8x 6 ай бұрын
ቀስ ከይርኪ😂😂😂
@user-hn6dn4sb9k
@user-hn6dn4sb9k 6 ай бұрын
ስዲ "ሰበይቲ "ዶ ኣይኮነትን ወሊዳትካ I know ናይ ስልጣን ህርፋን ከምዘሎካ ደኣ ርዱእ እንድዩ
@user-om8wn8ii7p
@user-om8wn8ii7p 6 ай бұрын
000000000000 فشلين
ዕላል ምስ መንእሰያትምስ ሙኡዛት ደርፍቲ ኣሕዋትና!!
21:59
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 52 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 16 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 23 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 14 МЛН
Wedi hambir የቃጥቦ ኣሎ
39:21
Habesha Lyrics
Рет қаралды 7 М.
ሜሮንን መንእሰያትን
48:49
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 54 М.
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 52 МЛН