ሰራዊት ኤርትራ ፍትሒ ይደሊ ኣሎ

  Рет қаралды 3,961

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Пікірлер: 40
@wediere2238
@wediere2238 2 ай бұрын
ፍትሒ ዘድልየና ንሕና ኣብ ስደት ዝሃደምና ሃገርና ዝኸሓድና ኢና ሓቂ ንዛረብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 2 ай бұрын
ማአስ ዝትከል መንግስቲ እሰያሰ ሎሚ አሎ ጽባሕ አሎ ንቀጻሊ አሎ መተምፈሲ የለን
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 2 ай бұрын
አብ ደገ ዝገብር ዘሎ ቃልሲ ዘይኮነ ቃንዛ
@kalMHe
@kalMHe 2 ай бұрын
Meron btaemi zgerim atehasasiba aleka ! ❤
@Eri91M90
@Eri91M90 3 ай бұрын
መን ኢዩ ሰራዊት ፍትሒ የብሉን ኢልኩም ፍትሒ ዘድልየኩም ዘሎ ንባዕልኩም ንነብስኩም ኢዩ ንነባኩም ፍትሒ ዘይብልኩም ብገበንኩምን ባዕለገ ስራሓትኩምን ሃዲምኩም ወጺኩም ሲ ብዛዕባ ኣብ ሃገሩን መረበቱን ዘሎ ሰራዊት ይኩን ህዝቢ ኣልዒልኩም ከትሓምዩ ወካሩ ሃደምቲ ፈላማ ኣብ ቅድሚ ህዝብኩም ዉረዱ ካቡኡ ከምሰብኣይ ፊትንፊት ግጠምዎ ተዘይ ኮይኑ ኣስኩቱ ኣይተጽምሙና እዚ ናይሓሶት ቃልሲ ኣቃርጽዎ ንረብሓ ጁባኩም ከተህጥሩ ኢልኩም መንእሰይ ኣብ ጸልማት መጻኢ ተንብርዎ ኣለኩም😢 እዚ ወዲ ኣብ መንጎ ዝኣተወኩም ግን ሰብኣይ ኢዩ ኩሉ እቲ ሓቂ ኣብ ሓጺር ግዜ ገሊጽልኩም ኢዩ ንስኩም ግን ዝርዳኣኩም ኣይኮነን ንሻዕብያ ኣይኮነን ንስኩም ጀልፋፋት እቶም ምስ ምሉእ ኣጽዋራቶምን ምሉእ ባጀቶምን ክስዕርዎ ኣይካኣሉን ኣብ 80ዓመታት ስለዚ ንስኩም ካኣ ስቅ በሉ ወይ ቃልስኩም ብጋህዲ ግበርዎ ፊትንፍት ንሽግርኩም ግጠምዎ ህድማ ኣቃርጹ ታሓቢእካ ምህዉታት ኣቃርጹ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 2 ай бұрын
ዝከበርካ መሮን አቃራርባካ ጹቡቅ ናይ ሙዉሳን ድክመት አለካ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 2 ай бұрын
ዓብ ጌጋ ህዝብን ሰራዊትን አይ ጽረፈን እቲ መረሕነትዩ ገባረን ሓዳግን ን መረሕነት ከም ድላይካ ቆራርጾ ቁኑዕዩ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 2 ай бұрын
ታረኽ አይ ቅየርን መኒነትካዩ ይሕመቅ ይጸብቅ
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 2 ай бұрын
I like John ane natka zereba yekeyfeni eyu natka zereba kismie eye ziatu keneilile nay behaki
@abelgere601
@abelgere601 3 ай бұрын
💙💙💙
@MohammedAli-p2k5d
@MohammedAli-p2k5d 3 ай бұрын
ኢሲያሰ ኪመወትኢዩ ግነቡዙሓት ኢሲያሲያ ወያነ ኣሎና
@TesfaalemTesfaalem
@TesfaalemTesfaalem 3 ай бұрын
Serawit esayeas eiyom serawit Hagar aykonen
@BETESEB1972
@BETESEB1972 2 ай бұрын
ከዕልል መጸየ ዶ በልካ ንስካ ርግጸኛ እየ መኣዝንካ ዝጠፍኣካ በሃም ኢካ ብዘይቀልዓለም 😂😂😂😂😂😂😂😂
@AwetTewelde-ec5rr
@AwetTewelde-ec5rr 3 ай бұрын
Ezi wedi kseme zeykel kzareb tray zdeli Hager kkyr entebele hasot eyu .neana nezom hadeshti weledo zedlyena shgr sebat eemiu begeben zmls u.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 ай бұрын
አይጸረ ህገደፍ ዚቲቃሊሲ ህዚባዊ ሰራዊት ይኪዊን
@weldayHadgu
@weldayHadgu 3 ай бұрын
Neritra zhasbela wanatat alewuwa kfakum ab wishti gberwo
@solomontesfahans1602
@solomontesfahans1602 3 ай бұрын
እዚ ሙሌ ዝባሃል ጽንጽዋይ እዩ ዝነግረኩም ዘሎ ስምዕዎ
@dawittesfamichael3223
@dawittesfamichael3223 3 ай бұрын
ወይዘሪት ሜሮን ኣብዚ ገዛኪ ትዕድምዮም ወይዘራዝር ቡና ከሽከሽ እንዳበሊኪ ዘይትሓምዩ ሞሻሙሽ ፈራሓት ሙውታት ዕሱባት
@Henokkabraham
@Henokkabraham 2 ай бұрын
Mieron hawey xubuq hasabat aleka endiyu eza English-speaking gdefa
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 2 ай бұрын
Anta ressah meron teklesenbet miszi mule tiblo zeoka resah kemaka seraeitna zikehade tesemamieka anta lihtit hasawi
@Selam47237Y
@Selam47237Y 3 ай бұрын
Lost people 😅😅🇻🇳🇻🇳💊🇻🇳👕👕berged nhamedo 👆🏽👆🏽👆🏽👆🏽
@russomasgedom129
@russomasgedom129 2 ай бұрын
nisikhumsi hager kit hiliwu hageru zisterifsi kem adiu zsterefe teberaberu entay kinwesekh kitiblu ygbae ember hadimka kindi zii koracrac leyabu
@robielmichael7141
@robielmichael7141 3 ай бұрын
Azi mule diu gele zbhl aziu donqoro iu. Metfae mhymnt iu zdliyo
@mestewalie6479
@mestewalie6479 3 ай бұрын
ናይ ህዝቢ ትግራይ ወያነ ታይ የእቲካ ቀርናዕ ጀሳውስ ሓሳዊ ሓውኻ የሕሊፍካ ቕተል ድኑሳት
@kahsayteklya4294
@kahsayteklya4294 3 ай бұрын
Anes grim tbleni hager yhlwu alew tbil btaemi eya tgermeni Fetyu wetehader zkone wey bwiel wetehader alo dyu
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 ай бұрын
ተጋዳላይኔ ኢሊት መራሒቲን ኢሳያሴን ኢይ
@goitommaru1990
@goitommaru1990 3 ай бұрын
ሜሮን ህግደፍ ኣንታ ለኽባጥ
@weldayHadgu
@weldayHadgu 3 ай бұрын
Akmka mzrab newri Aykonen
@goitommaru1990
@goitommaru1990 3 ай бұрын
እዋይ ገጽኩም ትሓቕ ደናቁር ንኽዛረቡ እምበር ከስትዉዕሉ ዘይክእሉ ዓ ዋናት
@bzewde
@bzewde 3 ай бұрын
ሰራዊት ኤርትራ ፍትሒ ይደሊ ኣሎ ሓቅኻ ዲኻ ? እሞ በትሪ ኣብ ኢዱ ተመን ኣብ እግሩ እንዳ ሃለወ ንመን ይጽበ ኣሎ እዚ ቀታሊ ስድርኡ?
@MichealBahrenegasi
@MichealBahrenegasi 3 ай бұрын
Ata mo mulegata eska win belaetena seb eka nerka, wetehader enterka meseom kemey gerka nebseka naxa gerka ,netom meawaelom ab bereka zelowu bedelenanat teble.
@ኣባጎብየ
@ኣባጎብየ 2 ай бұрын
ኣቱም መሳኪን ስደት ህማቅ ኢንዱዩ ከምዚ ጌርኩም ተዘናግኡ ዓለም ዘድነቆ መንግስቲ ኣብ ጠረቤዛ ዝመጽእ ፍታህ የለን ግን ቀጽልዎ መዘናግኢ ይኮነኩም
@SimonGhimay
@SimonGhimay 3 ай бұрын
በጃ ኢሳያስ ቀዲምኩም ጋሕ ክትብላ ኢክን
@wedinashi3888
@wedinashi3888 3 ай бұрын
ቢድዮኹም ክፈቱ በሎም አምሱሉታት አይትኹኑ
@SimonGhimay
@SimonGhimay 3 ай бұрын
ሓመይቲ መንግስትን ሕዝብን ኣብ ስራሕ እዩ ዘሎ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 2 ай бұрын
ስምኦን ወዲ ሰተይቲ ደም ዲካ ኣቦካ ክንደይ ሰብ ቀቲሉ ዘይፈልጠካ መሲልካ😂😂😂😂
@SimonGhimay
@SimonGhimay 2 ай бұрын
@@BETESEB1972 ቆዳፍ ዓጋመ
@berekettewelde9688
@berekettewelde9688 3 ай бұрын
4 netbi Meron 👍👍👍👍
@MohammedAli-p2k5d
@MohammedAli-p2k5d 3 ай бұрын
መሮነ አመበሳ
Oct 5/2024 ይሁዳ መራር መልሲ  መግለጺ ሓባ ዓጽሙ
25:09
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 2,3 М.
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 27 МЛН
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 48 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 56 МЛН
ካብ ኤርትራ ደፊኢ ዘውጸና መን'ዩ ?
26:13
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 3,2 М.
ክትዕ ሜሮን Vs ሚኪ
28:17
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 11 М.
ነገር ዝደለየ ኡጋንዳዊ ! ተጠንቀቕ በሉዎ ።
20:24
ዕላል መዛኑ፡   ዝኽርታት ሳዋ"
37:54
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 749
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 27 МЛН