ዝርርብ ኣብ መንጎ ዝጸደቁን ፥ ክጸድቁ ዝጽዕሩ ኣመንቲ ፥ እስከ ንስምዓዮ ።

  Рет қаралды 18,356

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Пікірлер: 287
@amanuelmesfin5889
@amanuelmesfin5889 Ай бұрын
ብራቮ ሜሪ ሓወይ ንፉዕ ኩሉ መደብካ ካብ ቅድም ኣትሒዘ ይከታተሎ እየ ሕጂ'ክኣ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ኢካ ኣብ ከምዚ ምዝርራብ እዩ ንኩሉ ህዝቢ ዝጠቅምን ዝነቅሕን። እቲ ሓቂ ዝፍለጥ ቃል ኣምላክ ድኣ ዝበለጸ መወዳድርቲ ዘይብሉ እንድዩ ፕሊስ ቀጽሎ ኢካ ህዝብና ካብዚ ናይ ጸርፍን ዝሙትን ዓለም ወጽዩ ጽቡቅ መገዲ እግዝኣብሄር ክሕዝ እሱ'ዩ ክኣ ናይ መወዳእታ ዝጠዓመ ሂወት ። ኣብ ኩሉ ትገብሮ ነገር ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ ክኣ ስለዚ ቀጽሎ በርትዕ ደገፍቲ ኣለናልካ👏።
@milimenges3676
@milimenges3676 Ай бұрын
Saymon jigna amlak xegu yebzahalka
@lwamgerelibanos3849
@lwamgerelibanos3849 18 күн бұрын
ሳሚ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ . ተዝረክበካስ ደስ ምበለኒ ነይሩ . እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሔር
@universeuniverse902
@universeuniverse902 Ай бұрын
Astonishingly flawless Elshadai, you really are brave, smart and spectacular lady, she has a POINT. Everything she said is to its core and she knows word of God, the Holy Spirit is with her, I salute you 🙌🙌, Saimon use God’s word because you are against pente and you couldn’t tolerate them, that’s why you couldn’t handle Elshadai, bezi koinu beti, I agree with Christ only will be preached and YES hgi win xedikna ena. That’s why kulu gezie natna mewekesi Holy Bible zikone.
@samuelrussom2816
@samuelrussom2816 Ай бұрын
መንገድን ሓቅን ህይወትን ኢየሱስ ክርስቶስ በይኑ እዩ፡
@Fthawikun
@Fthawikun Ай бұрын
kabzi wexae hasot eyu kulu
@Erilove-d7u
@Erilove-d7u 25 күн бұрын
Amen
@berhanemeskel5041
@berhanemeskel5041 24 күн бұрын
መንም ጻድቅ የለን ጽድቅኽም ከመ ጽዩቅ ጨረቂ የብል ቃል አምላኽ ወላኳ ንጌታ አየሱስ ከም መደሐኒና ጌርና እንተቀበልናዮ ድሐሪኡ ካብ ዝኾነ ሐጢአት ሪሕቅና በመንፈስ ኸነንመላለስ አሎና ጎይታ ተቀቢልና ኢልና እንደገና በናይ ዐለም ሐጢአት ክንመላለስ የብልናን ክርስትና ዘየቋርጽ ፕሮስስ እዩ ብክርስቶስ አሚነ እየ ኢልና ጠጠው ክንብል የበለናን
@danisolomun644
@danisolomun644 25 күн бұрын
ተስፋሂወት ተዓወት ጸባ ኣስቲካኒ ኣብ ዩቱብ ኮመንት ጽሒፈ ኣይፈልጥን 2ሰዓት ምሉእ ደስ ኢሉኒ ሰሚዐ ተባረኽ ሜሪ ከኣ ኣጆካ ቀጽሎ ግን ሓደራኩም ብውሑድ ሓንቲ ኣቡነዘበሰማት ጸሊና ንምጻእ ናይዞም መናፍቃን መንፈስ ምጥርጣርን ምክሓድን ቀሊል ኣይኮነን ፈትዮም ኣይኮኑን ተባረኹ❤ኣሕዋተይ ጸረማርያም ከኣ ኣምላኽ ልቢ ይሃብኩም ሓቀኛ ክርስቶስ ንምፍላጥ
@elsagebra7374
@elsagebra7374 25 күн бұрын
አፈውርቂ ሐወይ ቡሩኽ ጀግኑ👍❤️❤️
@NatsnetMlash-r2y
@NatsnetMlash-r2y Ай бұрын
ምድሪ ብምልእታ ብክርስቶስ የሱስ ምትቅላል አዩ ዕላመኡ ስለዚ ኩሉ ክድሕን አዩ ዝቕበ ይጽበየና ኣሎ ኣብ ዚ ምድርን ንነብር ዘለና ሜሮን
@rut1028
@rut1028 27 күн бұрын
ኤልሽዳይ ኣፈወርቂ ጎይታ የሱስ ኣብዝሑ ይብረኩም ዘርኩም ኣለኹም ዘቡቁል ኡሙን ኣቦኹም 🙏 ኩሉ ክብሪ ይውሰዶ 👏
@Peace419-l2x
@Peace419-l2x Ай бұрын
Elshaday shikor Amlakh abzihu ybarkh’ki
@YonasGirmay-h6y
@YonasGirmay-h6y 15 күн бұрын
ጸግኡ የብዝሓልኪ ትብልያ ዘይትሓተቶ አንዳ መለሰት ልብኪ ይክፈተልኪ ዘይትብልያ
@jossigere682
@jossigere682 18 күн бұрын
ኤልሻዳይ ፡ you are so blessed ❤❤❤
@ተስፋተዋህዶ
@ተስፋተዋህዶ Ай бұрын
ካብ ሓሳውቲ ነብያት ተጠንቀቁ ❤❤❤
@HabtemichaelfurzunOkbakrostos
@HabtemichaelfurzunOkbakrostos Ай бұрын
Men eye hasawi nebi
@wesentv2080
@wesentv2080 Ай бұрын
Seraqi mobae baelu ylefalef nska 😂
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l Ай бұрын
Kkk ngebel xadk iyu endabelkum si , neti kab semay zitederbeye tsegdulu?
@selamgere3952
@selamgere3952 Ай бұрын
Nay bhaki kab mnfkna yedhnena
@danisolomun644
@danisolomun644 25 күн бұрын
መናፍቃን ​@@HabtemichaelfurzunOkbakrostos
@natsnethagos979
@natsnethagos979 14 күн бұрын
sami u r blessed, u r detailed in z word of God.
@weynits571
@weynits571 Ай бұрын
Malachi 3 ትግ - ሚልክያስ 16: ሽዑ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚፈርሁ ንሓድሕዶም ተዛራረቡ፣ እግዚኣብሄር ከኣ ጽን በለ ሰምዔውን። ነቶም ንእግዚኣብሄር ዚፍርሁን ንስሙ ኸኣ ዚሐስቡን ዚኸውን መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።❤🎉❤🎉❤🎉❤
@RahelYohannes-w9e
@RahelYohannes-w9e 20 күн бұрын
Sami wedi tewahdo....maetebey aybeteken
@ShalomAron-p8y
@ShalomAron-p8y 21 күн бұрын
lol Merie shikor love you so much! 😅😅😅 Alshaday and Afie Goita ybarkum. And Simoney bruk wegen krstos kun. Haimanot gedifka
@TedrosAbrha-xo6jt
@TedrosAbrha-xo6jt Ай бұрын
ሮሜ 8:16፤ ውሉድ ኣምላኽ ምዃንና ኸኣ እቲ መንፈስ ባዕሉ እዩ ምስ መንፈስና ዀይኑ ዚምስክር።
@tekluyosief3983
@tekluyosief3983 29 күн бұрын
Saymon btami adnikeka anbesa
@KefeteYibelst
@KefeteYibelst Ай бұрын
Emnet bzey gbri mwti eya
@regathabte7074
@regathabte7074 21 күн бұрын
ፅድቁ ዘይተረድኦ ሰብ ኣብ ጽድቂ ክገብር ኣይክአልንዩዩዩዩዩዩዩዩዪ
@SelamTeklesenbet
@SelamTeklesenbet Ай бұрын
Sami kal hiwet yesmalna
@NatsnetMlash-r2y
@NatsnetMlash-r2y Ай бұрын
ቃልካ የብርህ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ ካብ ጎይታ ዝዓቢ መምህር የለን ብሩኽ ቅናት ብዘይ ብልጠት ጥፍኣት አዩ ስለዚ ኣስተብህል 🤔
@radiohope1334
@radiohope1334 Ай бұрын
Elshaday ❤good point
@yeneneshasfhayenu3892
@yeneneshasfhayenu3892 Ай бұрын
Afewerki tebarek Mari shikor eka ❤❤❤❤
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
Romans 3 ትግ - ሮሜ 22: ማለት፡ ጽድቂ ኣምላኽ ብምእማን ብየሱስ ክርስቶስ ንዚኣምኑ ዂላቶም እዩ፡ በዚ ሌላን ጒሌላን የልቦን እሞ፡ 23: ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም።
@MerhawitBrhane-c1w
@MerhawitBrhane-c1w Ай бұрын
Lbka zmels bkmzi kubur kal amlack mzrerab kbri neamlack ykun mdhan byesus krstos!amen tebareku 💕❤️
@TedrosAbrha-xo6jt
@TedrosAbrha-xo6jt Ай бұрын
ገላትያ 2:21፤ ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ።
@biemnetwadik
@biemnetwadik Ай бұрын
I was thinking about the something too GBU
@KzarebDo
@KzarebDo 28 күн бұрын
መልእክተ ያእቆብ'ከ ንግሓፎ !
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 20 күн бұрын
James 2 ትግ - ያእቆብ 24: ሰብ ብግብሪ ኸም ዚጸድቕ፡ ብእምነት ጥራይ ከም ዘይኰነ፡ ትርእዩ አሎኹም። ምስዚኣ ኣረኣእየን እሞ ብኽልቲአን ኪድ ነቲ ገዲፍካ ነቲ ዝብሃል የለን ብሩኸይ
@TedrosAbrha-xo6jt
@TedrosAbrha-xo6jt Ай бұрын
ሮሜ 4:3፤ እቲ ጽሑፍከ እንታይ ይብል፧ ኣብርሃም ብኣምላኽ ኣመነ እሞ እዚ ንጽድቂ ዀይኑ ተቘጽረሉ።
@KzarebDo
@KzarebDo 28 күн бұрын
መልእክተ ያዕቆብ'ከ እንታይ ይብል ..... እስኪ ጸሓፈልና ሽፍንፍሽን ኣየድሕን እዩ
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 20 күн бұрын
ካብ ቁንጭል ኣቢልና ንወስድ ንኹሉ ጥቅስታት ኣሰማሚዕና ንኺድ John 8 ትግ - ዮሃንስ 39: ንሳቶም፥ ኣቦናስ ኣብርሃም እዩ፡ ኢሎም መለስሉ። የሱስ ከኣ፥ ውሉድ ኣብርሃም እንተ ትዀኑስ፡ ግብሪ ኣብርሃም ምገበርኩም ኔርኩም። ብዛዕባ ተግባሩ ኢዩ እዚ ከኣ ስለዚ James 2 ትግ - ያእቆብ 14: ኣሕዋተየ፡ ሓደ ሰብ፡ እምነት ኣላትኒ፡ እንተ በለ፡ ግብሪ ግና ካብ ዘይትህልዎ፡ እንታይ ይጠቅም፧ እዛ እምነት እዚኣዶ ኸተድሕኖ ትኽእል እያ፧ James 2 ትግ - ያእቆብ 21: ኣብርሃም ኣቦናዶ ንይስሃቅ ወዱ ኣብ መሰውኢ ምስ ኣቕረቦ፡ ብግብሩ ኣይጸደቐን፧ 22: እምነት ምስ ግብሩ ዀይና ኸም ዝዐየየት፡ እምነት ብግብሪ ገይራውን ከም እተፈጸመት፡ ትርኢ አሎኻ። 23: እቲ፡ ኣብርሃም ንኣምላኽ ኣመኖ እሞ ንጽድቂ ዀይኑ ተቘጽረሉ፡ ዚብል ጽሑፍ ተፈጸመ፡ ፍቁር ኣምላኽውን ተባህለ። 24: ሰብ ብግብሪ ኸም ዚጸድቕ፡ ብእምነት ጥራይ ከም ዘይኰነ፡ ትርእዩ አሎኹም። ጸዲቀ ኢየ ዝብል ሓሳብ ግን ትዕቢት ኢዩ ኣነ ሓጥእ ኢየ ንበል ትሕት ምባል ጽቡቅ ኢዩ ብደሙ ዝዓደገና ክቡራት ፍጥረት ኢና ኣስተምህሮ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ እዚ እዩ ❤❤❤
@fretachannel
@fretachannel 29 күн бұрын
1 John 3 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 6: እቲ ኣብኡ ዚነብር ዘበለ ዅሉ፡ ሓጢኣት ኣይገብርን እዩ። ነፍሲ ወከፍ ሓጢኣት ዚገብር ኣይረኣዮን ኣይፈልጦንውን። 9: ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ፡ ዘርኡ ኣብኡ ይነብር እዩ እሞ፡ ሓጢኣት ኣይገብርን እዩ። ካብ ኣምላኽ ስለ እተወልደውን፡ ሓጢኣት ኪገብር ኣይኰነሉን እዩ።
@selamawittecleembaye8289
@selamawittecleembaye8289 21 күн бұрын
Philippians 3 ት80 - ፊልጲ 8-9: ኣየን እሞ፡ ብእምነት ክርስቶስ እቲ ብእምነት ካብ ኣምላኽ ዚርከብ ጽድቂ እምበር፡ እቲ ብሕጊ ዚመጽእ ጽድቀይ ሒዘ ኣይኰንኩን፡ ንክርስቶስ ምእንቲ ኽረብሕ ብእኡውን ክርከብ፡ ብሓቂ ስለ እቲ ብሉጽ ፍልጠት ክርስቶስ የሱስ ጐይታይ ኢለ፡ ስሊኡ እዚ ዅሉ እተወጻዕኩ፡ ኵሉ ኸም ወጽዓ እቘጽሮ፡ ከም ጐሓፍ እቘጽሮ ኣሎኹ።
@fretachannel
@fretachannel 29 күн бұрын
እምነት ብዘይ ግብሪ ምውትቲ እያ። ብክርስቶስ ኣሚንካ ብምሉእ ልብኻ ተነሲሕካ ክትስዕቦን ክተገልግሎን ምስኡ ክትለግብ ኣሎካ። ንህያው ኣምላኽ ክተገልግል ሕልናኻ ካብ ምውት ግብሪ የጽርየካ እዩ። ጸጋ ኣምላኽ ክትድሕነሉ ንብዘሎ ፍጥረት ወንጌል ክትሰብከሉ እምበር ብሓጢኣት ክትዋዘየሉ ኣይፈቕደልካን እዩ።
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 20 күн бұрын
❤❤❤ ሳይሞን ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ሜሪ ሓውና ከኣ ጽቡቅ ግን ኣብ ሞንጎ ዋዛ ትሕውስ ኔርካ ኣብ መንፈሳዊ እሞ ከኣ ኣብ ቅድሚ ብዝሕ ሰብ ወጺኻ ከም ዘለኻ ኣይትዘንግዕ እቶም የሕዋትና ኣፌ & ኤልሻዳይ ውን እግዚኣብሄር ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልብኹም ይኽፈተልኩም ኣስተውዕሉ ኣብ ሓንቲ ጥቅሲ ድርቅ ኣይትበሉ ጸዲቀ እየ እናበሉ ገይ ዝኾኑ ሰባት ኣለዉ ግብሪ ኣየድልን ኢዩ ጎይታ ኣጽዲቅኒ ኢዩ ይብሉ ይገርም በታ ጸባብ ደገ ከይመላለሱ ካብ መንፈሳዊ ገድሊ ምህዳም መሪጾም ክንሶም የማኻንዩ ስለዚ እምነት ጥራይ ውን ኣይብሃልን ኢዩ ሰይጣን ውን ይኣምን ኢዩ ግብሪ ኢዩ ዘይብሉ ንኹሉ ጥቅስታት ኣሰማሚዕኩም ክትከዱ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም መጽሓፍ ቅዱስ በቲ እመነት ይብል በቲ ከኣ እምነት ምስ ግብሪ ይብል ስለዚ ቁንጭል ኣቢልና ኣይንውሰድ James 2 ትግ - ያእቆብ 19: ንስኻስ ኣምላኽ ሓደ በይኑ ምዃኑ ትኣምን ኣሎኻ። ጽቡቕ ገበርካ፡ ኣጋንንቲውን ይኣምኑን ይንቅጥቀጡን እዮም። 20: ግናኸ፡ ኣታ ከንቱ ሰብ፡ እምነት ብዘይ ግብሪ ምውትቲ ምዃና ኽትፈልጥዶ ትደሊ ኢኻ፧ 21: ኣብርሃም ኣቦናዶ ንይስሃቅ ወዱ ኣብ መሰውኢ ምስ ኣቕረቦ፡ ብግብሩ ኣይጸደቐን፧ 22: እምነት ምስ ግብሩ ዀይና ኸም ዝዐየየት፡ እምነት ብግብሪ ገይራውን ከም እተፈጸመት፡ ትርኢ አሎኻ።❤❤❤ በጃኹም ድያብሎስ ብትዕቢቱ ኢዩ ወዲቂ ንሕና ከኣ ኣንጻሩ ስለ ዝኾና ኣንጻሩ ኢና እሞ ትሕት ንበል ታሪኽ ፈሪሳውን ተጋውን ነንብቦ ኣምላኽ ይባርኽኩም ጸሎት ድንግል ማርያም ኣይፈለኹም ። ❤❤❤
@welduasmerom9497
@welduasmerom9497 Ай бұрын
Dyacon sami enqae natena koynka thank u Qale hiwet yesmalena Notom zerhaqu kb emnotom kea fatari yeqere yebololom
@AlemMehretab
@AlemMehretab Ай бұрын
ደሙ ነንመዓልቲ የንጽሃና 1 John 1 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 6: ምስኡ ሕብረት አሎና፡ ኢልናስ ኣብ ጸልማት እንተ ተመላለስና፡ ንሕሱ፡ ሓቂውን ኣይንገብርን ኢና ዘሎና። 7: ከምቲ ንሱ ኣብ ብርሃን ዘሎ፡ ኣብ ብርሃን እንተ ተመላለስና ግና፡ ንሓድሕድና ሕብረት አሎና፡ ደም የሱስ ክርስቶስ ወዱውን ካብ ኵሉ ሓጢኣት የንጽሃና እዩ።
@KzarebDo
@KzarebDo 28 күн бұрын
ሳሚ ወዲ ሊቃውንት ኣቦታት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ጅግና
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
Romans 10 ትግ - ሮሜ 3-4: ክርስቶስ ነቲ ዚኣምን ዘበለ ዂሉ መደምደምታ ሕጊ ንጽድቂ እዩ እሞ፡ ጽድቂ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጦምን ጽድቂ ርእሶም ኪተኽሉ ብምድላዮምንሲ ንርእሶም ኣብ ትሕቲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣየግዝኡን።
@KzarebDo
@KzarebDo 28 күн бұрын
መልእክተ ያእቆብ ኸኣባ ጥቐሳ
@Michaeleberhane
@Michaeleberhane Ай бұрын
Thank you. Saymon hawey. Bmartin luter zjemerelom haymanot neAna. Kinegruna . Gal nedia mhras telamda malet yu
@emteemte3985
@emteemte3985 Ай бұрын
true luthor eyu nmhdera kitiemo menafik mesrituwo
@habenkibrethaben9362
@habenkibrethaben9362 Ай бұрын
Selam amlak msakum Yukun Romans 4 (ትግ) - ሮሜ 23-24: እዚ ኸኣ ስሌናውን እምበር፡ ስሊኡ ጥራይ ከም እተቘጽረሉ ኣይተጻሕፈን። ንኣና፡ በቲ ንየሱስ ጐይታና ካብ ምዉታት ዘተንስኦ ንንኣምን ከኣ፡ ይቚጸረልና እዩ። 25: ንሱ ብሰሪ ሓጢኣትና በጃ ተዋህበ፡ ስለ ጽድቅናውን ተንስኤ።
@elsagebra7374
@elsagebra7374 25 күн бұрын
እየሱስ በይኑ ጒይታእዩ❤️🙏
@loveandmercy9931
@loveandmercy9931 Ай бұрын
ዘፍጥረት 15:5፤ ንግዳም ኣውጺኡ ድማ፡ ንሰማይ ጠምት፡ ምቝጻሮም እትኽእል እንተ ዄንካ፡ ከዋኽብቲ ቝጸር፡ በሎ። ዘርእኻውን ከምኡ ኪኸውን እዩ፡ በሎ። 6፤ ብእግዚኣብሄር ከኣ ኣመነ፡ ንሱ ድማ ንጽድቂ ቘጸረሉ። ኣብርሃም ንጽድቂ ዝተቆጸረሉ ን ኣምላክ በቲ ዝበሎ ስለዝኣመኖ እዪ
@selamawittecleembaye8289
@selamawittecleembaye8289 21 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ጽድቂ ኣምላኽ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ።ንክርስቶስ ክትቅበሎ ከለኻ ጽድቁ ትቅበል ከሙውን ሓይሉ መንፈሱ ትቅበልብ። ስለዚ ድማ ኢና ጸድቅና ክንብል ንደፍር። ሃ/ጳውሎውን ከምዚ ኢሉ ኣሎ።Romans 10 ት80 - ሮሜ 3-4: ክርስቶስ ነቲ ዚኣምን ዘበለ ዂሉ መደምደምታ ሕጊ ንጽድቂ እዩ እሞ፡ ጽድቂ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጦምን ጽድቂ ርእሶም ኪተኽሉ ብምድላዮምንሲ ንርእሶም ኣብ ትሕቲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣየግዝኡን።
@weynits571
@weynits571 Ай бұрын
selam brukat eritrawyan yehwat des zibl topik adlay❤🎉❤🎉❤🎉❤
@Michaeleberhane
@Michaeleberhane Ай бұрын
Saymon hawey kal hiwet yesmeAlna. . Kab zereba yom zhadmu
@Mikiyas_141
@Mikiyas_141 Ай бұрын
Israel seb eyom zdhane gn wlud amlak eyom
@danieltekle619
@danieltekle619 Ай бұрын
በዓል ጻዕዳ ነዚ ቃል ምቅባል ናዓኻ ኢዩ ዝጠቅመካ ናይ ምኽታዕ መንፈስ ሒዝካ ኢኻ መጺኻ ብግብርካ ክትድሕን ከምዘይ ትኽእል እና ፈለጥካ ነብስኻ ትቕሽሽ ኣለካ
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 Ай бұрын
ሰላም መም ሜሮን ሐደ ሰብ ምስ ሐደ እዩ ፥ክመሳከር ዝግባእ ፥
@TedrosAbrha-xo6jt
@TedrosAbrha-xo6jt Ай бұрын
Kudusan kea goyta ybarkum
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
ኣየ በንተ የሕዋትና ሲለ አለውና ሱቡብቅ ገርና ንፈልቶኹም አና ኣቱም ሱሳት ኩፋት ግብር ንመን ከተታልልዎ 😭😭😭 Samikaa ኣጆኻ nifua ኣነ ናይ Ortodocs ተማህረ ነረ ሕጂ ግን ምስ ግዜ ስደት ነቲ ትኣስሳት ክሕዞ ኣይክኣሉን ኣምበርርር መጺኣ ምዓገዝኩካ ምሕጋዝ ኣየድልየካን አዮኡ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@Els1998yu
@Els1998yu 22 күн бұрын
Sga lebisu ab Alem fxumunet yellon
@radiohope1334
@radiohope1334 Ай бұрын
Good job Afrwerki and ❤ኤልshady
@weynits571
@weynits571 Ай бұрын
ata bruk hawey ziakl nay midhan qal texahifulkyu libna kefitna enttqbilnayo❤❤❤
@TedrosAbrha-xo6jt
@TedrosAbrha-xo6jt Ай бұрын
ገላትያ 5:4፤ ኣቱም ብሕጊ ኽትጸድቁ እትደልዩ፡ ካብ ክርስቶስ ተፈሌኹም፡ ካብ ጸጋ ወደቕኩም።
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 Ай бұрын
ናይ እስራኤል ጥራይ ዝበሃል መጽሕፍ የለን ንሳቶም ንብሉይ ኪዳን ጥራይ እንተ ተቀበሉ ንሕና ግን ኣምላኽናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ ኣነ ንኦሪት ክፍጽሞ ደኣምበር ኽስዕሮ ኣይመጻኩን ይብለና ።ማቴ 5፥17-19 ስለዚ እንተ ከኣልኩም ብኣጋኩም ተመለሱ ተዘይ ኮነ ካብ ሕጂ ብኣኩም ዝደናገር ሰብ የለን እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናኩም ይክፈተልኩም ኣሜን
@YonasWeldeab-h6y
@YonasWeldeab-h6y Ай бұрын
እስራኤል ዘስጋ እስራኤል ዘነፍስ ንሕና ከኣ እስራኤላውያን ኢና ብነፍስ 20ኤል ማለት ከኣ ሕዝቢ ኣምላክ ማለት ኢዩ 20ኤል ማለት ከኣ ያዕቆብ ማለት ኢዩ ደቂ ያዕቆብ ውን ኢና ሓጺር ተዛረቢ መናፍቃን ሸንኮለል ኣመሎም ኢዩ ምስዚኦም ቅዱስ ነገር ንኽላባት ኣይትሃቡ ኢልካ ምዕጻዎም ጥራይ ኢዩ
@FreTeame-qo8yz
@FreTeame-qo8yz Ай бұрын
Saymon hawey anbbb
@yonasmihreteab373
@yonasmihreteab373 Ай бұрын
ወ.ማቴ 5.17 .20 ጽድቅኩም ካብ ጽድቂ መምሃራን ሕግን ፈሪሳውያን እንተ ዘይበዘሐ ናብ መንግስተ ሰማያት ከቶ ኣይትኣትውን ኢኩም ከመይ ኢልኩም ዳ ጸዲቅና ትብሉ ካብናቶም ዝበልጽ ጽድቂ ክሰርሕ ከምዘለና እዩ ዝነግረና ዘሎ ግን ክርስቶስ ተወሳኪ ከም ርእቶ ሜሮን ሓወይ ሓሳቦም ከይወድኡ ካብ ሕቶ ናብ ሕቶ ምጣር ጥራሕ ኮይኑ ወላሓንቲ ከየብሰልኩም ግዘኩም ተጥፍእዎ ኣለኩም ። ሳይሞን ዝሓተታ ናይ ነቢ ሄናክ መልእከተ ይሁዳ ዘላ ከይ መለሰትሉ ነጢራ : ሜሮን ሓወይ ትጥቀሞሎም ቃላት ተጠንቀቀሎም ዋዛ እተዘይ የእተናሉ ይሃይሽ እዚ ከም ፖሎቲካ ዘይኮነስ ሃይማኖት እዩ : ሳሚሓወይ ትሕትና ኣዛራርባካ ህድኣትካ ቀጽለሉ ይብለካ ወደሓንኩም ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና። ይኩን:
@natsnethagos979
@natsnethagos979 14 күн бұрын
the whole Bible is written for us
@selamtewelde3563
@selamtewelde3563 Ай бұрын
Brovo Sami
@SmretTewelde-y8i
@SmretTewelde-y8i 29 күн бұрын
❤❤❤
@miniab4348
@miniab4348 19 күн бұрын
ኤሪትሪን፣ ጽን ኢልካ ምስማዕ ክንለማመድ የድልየና። ዝበሃል ዘሎ ክንርድኦ እምበሪ ክንምልስ ኢልና እንድሕር ንሰምዕ ኣለና ኣሸጋሪ እዩ ክትመሃሃር። ኣብ ምጥቕቓዕ ኢካ ተሕልፎ ጊዜ። ኢቲ ዝገርም ረዚን ኣርእስቲ ኣልዒልካ ኣፍ ኣፍ ክመላለሱ ክትሰምዕ ከለካ " እግዚኦ መሃረና ክርስቶስ እዩ ዘብል" ምስናይ ኣክብሮት ካብቲ ምርድዳእ ምቑያቕ ዝበዝሖ ዝርርብ ኣዩ ኔሩ። ብፍላይ ብ ኣፈዎርቂን ኤልሻዳይ ዝነበረ ግብረ መልሲ ። ብዝኾነ እግዚሄር ልብና ይኽፈተልና ንኹልና ነቲ መንገዲ ሓቂ ከይንስሕቶ እምበሪ ክንደይ መስሓትያን ትምህርቲ እዩ መሊኡ ዘዘርከበ በቢናቱ እንዳተርጎሞ ምህሮ ክርስትና።
@KhK-p8n
@KhK-p8n Ай бұрын
Elshaday tebareki kal amlak tegelixilki bmenfes sletzarbi kbiri namlak yukun endakebere memelisu zkebr amlak smu ymesgen aba abo zebl erbun menfes tekbilna ena zamenen ztetmeken kdhn EU ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉eelllllllllllll
@teaby6258
@teaby6258 Ай бұрын
Eyesus Goita iyu
@tslatsoony6869
@tslatsoony6869 Ай бұрын
ኦርቶድክሳውያን ከምቲ ናይ ቀደም ከይመስለኩም ሎሚ እቲ ተራ ምእመን ብቃል ኣምላኽ ጸጊቡ እዩ
@TamariamHadush-wj9xu
@TamariamHadush-wj9xu Ай бұрын
ነሀለኹም ከኣ ቀይዲ ዘይብሉ ፈረስ ኮንኩም ናብ ደስ ዝበለኩም ትዓብዱ
@emteemte3985
@emteemte3985 Ай бұрын
kabakum ymharena denakur bhasot sekirkum
@TamariamHadush-wj9xu
@TamariamHadush-wj9xu Ай бұрын
Denqoro nbaelka eti hasot tblo eske ngereni habal belya keytqdmeki
@MathsWithYohannes
@MathsWithYohannes Ай бұрын
*ጽድቂ ሰሪሕካ ትረኽቦ ዘይኮነስ፡ ብእምነት ብክርስቶስ ጥራሕ ክትረኽቦ እትኽእል ነገር እዩ። * ጽድቂ መሰልካ ወይ ግቡእካ ዘይኮነስ ውህበት እዩ። * ሰብ ከይጸደቐ ጽቡቕ ክፈሪ ወይ ጽቡቕ ክገብር ኣይክእልን እዩ። ስለዚ ሰብ መጀመርታ ካብ ዝወረሶ ሓጢኣተኛ ባህሪ ክድሕን ኣለዎ። ንሱ ድማ ጽድቂ ክርስቶስ ብምልባስ እዩ ዝፍጸም። *ሓደ ሰብ "ዝድሕን" ንኢየሱስ ክርስቶስ ከም ጎይታኡን መድሓኒኡን ብሓቂ ክቕበሎ ከሎ እዩ። * ወዲ ሰብ ምእንቲ ክጸድቕ ግብሪ ክገብር ወይ ሕጊ ፈጺሙ ክጸድቕ ዝክእል እንተዝከውን፡ ንምንታይ ኣምላኽ ሰብ ኮይኑ ክመጻእ ኣድለየ ? ? ? ሕጊ ደኣ ብሙሴ ተዋሂቡ ነይሩ እንድ'ዩ። ሕጊ ተግቢሩ ዘይጸድቕ? ? ? *ሰብ ሓጢኣተኛ ስለ ዝኾነ'ዩ ሓጢኣት ዝገንልበር 'ምበር፡ ሓጢኣት ምስ ገበረ ኣይኮነን ሓጢኣተኛ ዝኸውን። ስለዚ ካብዚ ሓጢኣት ዝለበሰ ባህሪ፡ ጽድቂ ክርስቶስ ብምልባስ ጻድቕ ይኸውን። ጽድቂ ውን ይፈሪ። * ሓጢኣተኛ ማለት ኣብ ሓጢኣት ምንባር ወይ ብሓጢኣት ምምልላስ 'ምበር ክብ ሓጢኣት ወዲቃ ምትንሳእ ኣይመስለንን። * ሰብ ከይ ጸደቐ፡ ጽድቂ ክገብር ወይ ክፈሪ ኣይክእልን'ዩ። ብጽድቂ ምግባር ኣብ ጽድቂ ምምልላስ ማለት'ዩ። * ብሓቂ እንድሕሪ ውሽጥኻ ዝምስክረልካ ዝጸደቃ ኮንካ፡ እቲ ከም ዝጸደቅካ ዝምስክረልካ መንፈስ ኣብ ሓጢኣት ክትነብር ኣይፈቕደልካን እዩ። * ምናልባት ጻድቕ'"የ እናበለ ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ እንትልዩ ግን ርእሱ ይመርር። ምኽንያቱ እቲ ጽቡቕ ዘይፈሪ ካብቲ ቀንዲ ጉንዲ ተቖሪጹ ከይከውን።
@Els1998yu
@Els1998yu 22 күн бұрын
Imo intexedikum dea zellokum kulu ndkatat hibkum aser goyta msab iyu. Mekina gdefu mengebgeb awxikum kal wengel nalem abesru
@almazrahel420
@almazrahel420 Ай бұрын
Mlekti yhuda 14-15 zftret 5:21-24
@YaredAbrham-o5h
@YaredAbrham-o5h 21 күн бұрын
Ata meron Azararbaka snesrat zeyblu koynu
@hannabereket2005
@hannabereket2005 Ай бұрын
Elshaday nbereket kuni wethader kurstos wengelawit eiki askini kab amlak
@YonasTsehaye-j2h
@YonasTsehaye-j2h 27 күн бұрын
Aza sami zabhla wedi gobeza
@MakdaTekle-b4r
@MakdaTekle-b4r Ай бұрын
Afewerki and Elshaday goyta ybarkum
@cometojesuschrist8665
@cometojesuschrist8665 16 күн бұрын
The best thing to do is read the Bible and read verses and ask each other what they mean.
@RahelYohannes-w9e
@RahelYohannes-w9e 20 күн бұрын
Meriii shikor aytenqesaqesi diki tebala😅😅😅😅😅😅😅 deqi tewahdo xbuqat
@RahelYohannes-w9e
@RahelYohannes-w9e 20 күн бұрын
Samiteyyyy abie seb
@Mikiyas_141
@Mikiyas_141 Ай бұрын
Aytdkemi elshaday eziom hwtatya eyom
@negagebregergis7262
@negagebregergis7262 Ай бұрын
Aforqi izia moqSs Ia naka Romans 2 ትግ - ሮሜ 12-13: ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ እቶም ገበርቲ ሕጊ ደኣ እዮም ዚጸድቁ እምበር፡ ሰማዕቲ ሕግስ ጻድቃን ኣይኰኑን እሞ፡ እቶም ብዘይ ሕጊ ሓጢኣት ዝገበሩ ዘበሉ ብዘይ ሕጊ ኺጠፍኡ እዮም፡ እቶም ሕጊ ኸለዎም ሓጢኣት ዝገብሩ ዘበሉ ዂላቶም ከኣ በቲ ሕጊ ኺፍረዱ እዮም።
@TedrosAbrha-xo6jt
@TedrosAbrha-xo6jt Ай бұрын
1ይ ዮሃንስ 3:9፤ ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ፡ ዘርኡ ኣብኡ ይነብር እዩ እሞ፡ ሓጢኣት ኣይገብርን እዩ። ካብ ኣምላኽ ስለ እተወልደውን፡ ሓጢኣት ኪገብር ኣይኰነሉን እዩ። 1ይ ዮሃንስ 3:10፤ ጽድቂ ዘይገብርን ንሓዉ ዘየፍቅርን ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን፡ ውሉድ ኣምላኽን ውሉድ ድያብሎስን በዚ እዮም ዚግለጹ።
@Mikiyas_141
@Mikiyas_141 Ай бұрын
Buli aytdhinnn kika😊
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 29 күн бұрын
ብመንፈስ ኣምላኽ ደኣ ተመላለሱንበር ልብኹም ወይኒ ኣይትምልእዎ። ዘረባናውን ብዛዕባ ቤተክርስትያን ዘይኮነ ብዛዕባ ድሕነት ብየሱስ ክርስቶስ ይኹን። ኤልሻዳይ ክርስቶስ ትሰብኽ ሳይሞን ግን ንተዋህዶ ይጣበቕ
@Zemi-ei2xl
@Zemi-ei2xl Ай бұрын
kalehiwet yesmalna sami jigna amlak xegu yebzhalka 🙏🙏🙏
@Wedi-issak
@Wedi-issak 18 күн бұрын
Andemta books orthodox ❤
@emteemte3985
@emteemte3985 Ай бұрын
meri smart xbuk aleka eza menafik tm ela eya . goyta tekebile elas xedike tbl zeythafir mehaym
@yeneneshasfhayenu3892
@yeneneshasfhayenu3892 Ай бұрын
Elshaday tebareki ❤❤❤❤❤
@danaitteklemariam1365
@danaitteklemariam1365 Ай бұрын
Sami Amlak xegu ybzhalika
@fitsumabraha8881
@fitsumabraha8881 Ай бұрын
ሰላም ነዓካ ሜሪ ነዛ ሙርኩስ ጥቅሲ ጌርካ እስኪ ሕተተለይ 2 Corinthians 1 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ 10: ንሱ ኻብ ክንድዚ ዚአክል ሞት ኣድሒኑና የድሕነና ድማ አሎ፡ ንዳሕራዩውን ከም ዜድሕነና፡ ብእኡ ተስፋ ንገብር ኣሎና። ንሕና ኦርተዶኩሳውያን ነዚኣ ብከምዚ ኢና ንገልጻ ካብቲ ናይ ኣዳም በደል ድሒና ሕጂ ብንስሓ ምሕረት ኣምላክ ንድሕን ኣለና መወዳእታ እዉን ንዕኡ እንደኣመና ብተስፋሕ ክንድሕን ኢና ንብል ንሶም ከ ብከመይ ይገልጽዋ ንምፍላጥ እየ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@GebrehiwotTekle-vv5fr
@GebrehiwotTekle-vv5fr Ай бұрын
ብሩኽ ሓው እዚ ዘምጸኻዮ ጥቅሲ 2ቆሮ 1፡10 ብዛዕባ እቲ ዝረኸቦም ጸበባ ድኣምበር ብዛዕባ ዘልኣለማዊ ድሕነት ኣይኮነን ድዛረብ ካብላዕሊ ጀሚርካ ኣምብቦ
@rahelasfeha5409
@rahelasfeha5409 Ай бұрын
Simon hero.ortodox for ever. Afewerki and the lady their lost.
@eritrea3560
@eritrea3560 29 күн бұрын
ንስእልን ንምስልን ኣይትስገድ ኣይተምልኽ
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 Ай бұрын
Simon 🎉🎉🎉🎉🎉 ata ab kulu busl eka emo qexilo ab atergumaka ab orthodox deleka ridit eti ab Politik ka azika maklay dekone arayay deleka qexlo bejak egzabiher abzihu ahbka
@azeibyobiyo2258
@azeibyobiyo2258 Ай бұрын
ጻድቅ ማለት አብቲ ዝልዓለ ናይሰብ አተሐሳስባ ክኮኑ ዝግብኡ ምብጻሕ አዩ። የሱስ ናይ ግዜ ሩማዉያን አዩ። ጽድቂ ግን ናይ ቀደም እዪ። ሰብ አብዛ መረት ተፈትኑ ናይ ስጋ ነገር ስዕሩ አዩ ዝጸድቅ። ምስ ፈለጠ ሕዝዎ ዝመጸ የለን ሕዝዎ ዝከይድ የለን። ብዙሐት ጻድቃን አለው ጻድቃት ብፍርኡም ይፍለጡ።
@loveandmercy9931
@loveandmercy9931 Ай бұрын
ፊሊጲ 1 - 9 ንኽብሪ ኣምላኽን ምስጋናኡን እቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ ፍረ ጽድቂ መሊእኩም፡ ክሳዕ እታ መዓልቲ ክርስቶስ መዓንቀፊ ዜብሎምን ንጹሃትን ምእንቲ ኽትኰኑ፡ እቲ ዚሐይሽ ክትምርምሩ፡ እቲ ፍቕርኹምውን ብፍልጠትን ብምስትውዓል ዘበለ ዅሉን ኣዝዩ እናበዝሔ ኪኸይድ፡ እዚ እልምን አሎኹ።
@shishaytseadu
@shishaytseadu 19 күн бұрын
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ናይ ክርስቶስ ቤተሰብ ብመጄመርታ ስለቲ እትገብርዎ ዘለኹምን እትህብዎ ዘለኹምን ኣገልግሎት ጎይታ ይባርኽኩም ። ብምቅጻል መጽሓፍ ቅዱስ ጸድቅኩም ወይ ድሕንኩም ክብል ከሎ ካብቲ ብ ኣዳምን ሄዋንን ዝመጸ ሞትን ኩነነን ብደም ኢዩሱስ ክርስቶስ ኢኻ ትድሕን እዚ ዝኸውን ድማ ነቲ ውዕለት ጎይታ ኣምንካ ብጸጋ እትረኽቦ ናጻ ውህበት እምበር ትኸፍሎ ነገር የብልካን።
@Mikiyas_141
@Mikiyas_141 Ай бұрын
Hawey medahan bhadus kidan Ayu
@fretachannel
@fretachannel 29 күн бұрын
John 3 ትግ - ዮሃንስ 3: የሱስ ድማ፥ ካብ ላዕሊ እንተ ዘይተወልደ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ዚኽእል ከም ዜልቦ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ። 5: የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። 6: ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። 7: ካብ ላዕሊ ኽትውለድ ብግዲ እዩ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም።
@WelemhretMekonen
@WelemhretMekonen Ай бұрын
ድሓር ሓንቲ ሕቶ ሕተተለይ ጴንጠ ካብ ዝጅምር ካብ ክልተ ሚእቲ ንላዕሊ ዕድመ የብሉን እሞ ከምዚ እንተድኣ ኮይኑስ ካብ ቕድሚ 200 ዓመት ክሳብ ክርስቶስ ዝነበረሉ ግዜስ እቲ ሰብ እንታይ ይኣምን ኔሩ ማለት ዩ ወይ ድማ እንታይ ይቅበል ኔሩ ማለት ዩ
@MichaeleKifle
@MichaeleKifle Ай бұрын
ሜሮን ሓወይ ኤልሻዳይ ድኣ ጸዲቀ ኣለኩ ብል ኣላ ነቶም ዓሰርተ ትእዛዛትን ነቶም 6ቃላት ወንጌል ከ ፊጺምክዮም ማለት ድዮ
@loveiskeyinlife7302
@loveiskeyinlife7302 Ай бұрын
10 ትእዛዝ ሰብ ክፍጽሞ ስለዝይከኣለ የሱስ ክርስቶስ ስለ ሓጥያት ዓለም ሓሊፉ ስከዚ ብግብሪ ክትጸድቕ ኣይከኣልን ሰብ ጽድቁ ጽዩቕ ጨርቂ ምኻኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ሃይማኖት ኣይጽድጥን ብእምነት ብክርስቶስ የሱስ ግን ጽድቂ ኣምላኽ ብቕባል ትጸድቅ
@loveandmercy9931
@loveandmercy9931 Ай бұрын
ቲቶስ 2:11፤ ጸጋ ኣምላኽ ተገሊጹ እዩ እሞ፡ ንዅሉ ሰብውን ምድሓን ኣምጺኡ፡ 12-13፤ እቲ ብሩኽ ተስፋን ናይቲ ዕዙዝ ኣምላኽናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ምግላጽ ክብሪ እናተጸቤና፡ ግፍዕን ዓለማዊ ትምኒትን ክሒድና፡ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ብጥንቃቐን ብጽድቅን በምልኾን ክንነብር ይምህረና አሎ።
@TesfamariamKidane-v7f
@TesfamariamKidane-v7f 20 күн бұрын
99 ኣርድእቲ
@negagebregergis7262
@negagebregergis7262 Ай бұрын
Salam brukat xbuq tkTu alekum intekone gn hade seb bgubuu tezey wediu ab mongo atikum seb ayteqarxu
@YonasAbraham-g5r
@YonasAbraham-g5r Ай бұрын
ሳይሞ ንፍዕ ኣብዚ ግዜ ከማይ ወዲ ከምዘክርማይ ኣብ ፖለትካ ዝውዕል ዘሎ
@cometojesuschrist8665
@cometojesuschrist8665 16 күн бұрын
ኤፌሶን 2:8-9፤ ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን። ኤፌሶን 2:10፤ ፍጡራቱ ኢና እሞ፡ ነቲ ኣምላኽ ክንመላለሰሉ ኢሉ ቐደም ዘዳለዎ ሰናይ ግብሪ ብክርስቶስ የሱስ እተፈጠርና ኢና።
ብርቱዕ ክትዕ ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስን ፔንጠን
46:08
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 46 М.
This Game Is Wild...
00:19
MrBeast
Рет қаралды 193 МЛН
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
ስድነት ድዩ ዕሽነት
21:33
100 video production
Рет қаралды 82
ዘተ ዳህላክ ምስ ሰምሃር ~ መንእሰይ ኩናት በዚሕዎ'ዩ
23:41
ኣብ ክረምቲ ዘጋጠመ ናይ መንፈስ ጭንቀት
1:17:31
"ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"
55:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 298 М.
ሜሮን ጎይታ ክትቅበል ኣለካ ይብል ኣፎርቂ ሓውና
45:46
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 30 М.