ኣነ "ጻድቅ " እየ ። ጸዲቀ እየ ትብል ሓፍትና ። ክትዕ ኦርቶዶክስ ምስ ቤንጠ ።

  Рет қаралды 25,272

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Пікірлер: 310
@wedibalila2130
@wedibalila2130 Ай бұрын
ተዋህዶ ሃይማኖትና ጥንታውን ሓቀኛን እዩ ንዘልኣለም ብኽብሪ ይንበር ጸሎት ጻድቃናትናን ወለድናን ኣይገደፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@AwetEyob-lz3zl
@AwetEyob-lz3zl Ай бұрын
Tewahdo aykonen eti haki yesus eyu eti haki
@AZebTAMR
@AZebTAMR 25 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ጅግና !!! ንሓቂ ፍለጥዋ፡ ሓቂ ድማ ሓራ ከተውጽኣኩምያ ይብለናዩሞ ቃሉ፡ ናብ ሓቂ ንጓዓዝ፡ ንሓቂ ንድለያ ሓቂ ድማ "ኣብ ቃል እግዚኣብሄርዩ ዝርከብሞ፡ ንቃሉ ንትጋሃሉምበር ኣይነናሹ፡ ከም ዘዝደለናዮውን ኣይንተርጉሞ❤❤❤
@abrishabish7339
@abrishabish7339 Ай бұрын
ኣነ ሓጥያት የብለይኒ ዝብል ሰብ ሓሳዊዩ ይብል መጽሓፍ ቅዱስ
@shewhat438
@shewhat438 Ай бұрын
Sebey anbib shiu fikri amlak misiableleka hatiyat kitxiyef kitjimir eka
@amanueltesfamaryam7940
@amanueltesfamaryam7940 Ай бұрын
ኣነ ጻድቅ እየ። ሓጥያ ኣይገበርኩን ። ዝብል ፈላልዮ ክቡር ሓዊ
@HolaBruv
@HolaBruv Ай бұрын
@@abrishabish7339 ናይ ምርድዳአ ጸገምን ዘይምፍላጥን ትዕቢትን ዘስዓቦ ጸገም እዩ ሰባት እንተ ኣሚኖም ብጐይታ ብሓቂ ናይ ዘልኣለም ሂወት ክረኽቡ እዮም ስለዚ ጻድቃናት ማለት እዮም ግን ከ ምኽኒያቱ ንሱ ምብጻዓ ስለ ዝኣተወልና ነዚ ዝክሕዶ ማለት ክርስትና ኣይፈለጦን እዩ ወረ ቤተ ክርስትያን ከምዚ ናይ ሎም ከይ ትደፈረት ብኣና ናይዚ ጌዘ ወለዶ ቤት ጻድቃናት ትባሃል ኔራ እቶም ኣመንቲ ውን ጻድቃናት ይባሃሉ ኔሮም ምኽንያቱ ካብ ተራ ኣማኒ ስጋብ ካህን ኣካል ቤተ ክርስትያን እዮም እዚ ማለት ኣካሉ ወይ ሰውነቱ ማለት እዩ ንጐይታ ግን ከ ኢና ጻድቅ እዩ እሞ ኣማኒ ወይ ኣካሉ ትግባራቱ ንጽድቂ ዘይኮነ? ስለዚ ኣሚንካ ሓራይ ጸግኡ ኣለካ ምሽ ሓራይ ምንፈሱ ኣለካ ምሽ እሞ ናይ ግድን ንዑ ታኣዚዝካ ትነብር ኣለኻ ማለት እዩ እንተዘይ ኮይኑ ግና እምነትካ ከም ይሁዳ ወይ ሳይጣን ከይ ከውንሲ ሓሰስ ንበላ.. ኣንቃታዕ ንሕና ንዑ ንቅረቦ ባዕሉ ውን ነቲ ቅኑዕ ክበርሃልና እዩ እቲ ምስሓቲ ምንገዲ ክኣልዮ እዩ
@TitiBlessed
@TitiBlessed Ай бұрын
Proverbs 24 ትግ - ምሳሌ 16: እቲ ጻድቕ ሾብዓተ ሳዕ ይወድቕ እሞ ይትንስእ፡ ረሲኣን ግና ናብ መከራ ይጸድፉ። ብሩኽ ሓው ጻድቕ ማለት ፈጽሙ ሓጥያት ዘይገብር ማለት ዘይኮነስ ጽድቂ ክርስቶስ ብእምነት ዝተቀበለ ምስ ኣምላክ ዝተዓርቀ ኩነኔ ዘይብሉ ካብ ፍርዲ ዘምለጠ ማለት ክኸውን ከሎ ምስ ሓጥያት ዝነበሮ ዝምድና ዝተልወጠ ማለት ቅድሚ ንክስርስቶስ ጎይታኡን ኣምላኹን ገሩ ምቅባሉ በቲ ሓጥያተኛ ባህርኡ ተደርኹ ኣብ ኣምላኽ ክበጽሕ ዘይክል ሰብ ዩ ብክርስቶስ ድሕሪ ሙዃኑ ግና ብጸጋ ኣምልኽን መንፈስ ቕዱስን ብቕድስና ክነብር ዝጋደልዩ ። ኣብዚ ግዕዞዚ ሓጥያት ክገብር ይኺል ግን ኣብ ሓጥያት ኣይጸንዕን ብንስሓ ድማ ይምለስ ስለዚ ጻድቕ ማለት ሓጥያት ዘይግር ማለት ኣይኮነን ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ብልምዲ ግና ጻድቕ ክበሃል ከሎ ሓጥያት ዘይገብር ዩ ዝመስለና ግንከ ብመሰረት ዛ ናይ ብሉይ ኪዳን ጥቕሲኳ ተርኢና ጻድቕ ይወድቕ ይትንስእ ድማ ።
@blackstar7660
@blackstar7660 Ай бұрын
@@amanueltesfamaryam7940እንታይ ፍልልዩ😂 ቃል ስለዝቀየርካስ ፍልልይ ክትገብረሉ
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 Ай бұрын
1 ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ። 1ዮሀ 2 ጠበቃ ግን ምስ መን እዩ ዝጣበቕ??? የሱስ ዘለኣለማዊ ደሙ ሒዙ ምእንታና ይጣበቕ ከምቲ ኣብ ብሉይ ክዳን ዝነበሩ ካህናት ነናሻብ ደም ሒዞም ናብ ቕዱስ ቁዱሳን ዝኣትዉ ዝነበሩ, ሎሚ ድማ የሱስ ብደሙ ይጣበቐልና, እብራውያን 7 ኣንብብ : 22 ከምኡ ድማ የሱስ መድሕን ዝሔሸ ኺዳን ኰነ። 23 እቲኣቶምሲ ኸይነብሩ ብሞት ስለ እተኸልከሉ፡ ብዙሓት ካህናት ነበሩ። 24 እዚ ግና ንዘለኣለም ዚነብር ስለ ዝዀነስ፡ ዘይሐልፍ ክህነት አለዎ። 25 ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ። 26 ከምዚ ዘመሰለ ኽፍኣትን ርኽሰትን ዜብሉ፡ ካብ ሓጥኣን እተፈልየ፡ ካብ ሰማያት ከኣ ልዕል ዝበለ ቅዱስ ሊቀ ኻህናት ኣድለየና። 27 ንሱ ከምቶም ካልኦት ሊቃውንቲ ኻህናት ቅድም ምእንቲ ሓጢኣት ርእሱ፡ ደሓር ድማ ምእንቲ ሓጢኣት ህዝቢ ኣብ ጸጽባሕ መስዋእቲ ኬቕርብ ዘየድለዮ እዩ እሞ፡ ርእሱ ንመስዋእቲ ምስ ወፈየ፡ ሓንሳእ ንሓዋሩ ገበሮ። 28 ሕግስ ድኻም ንዘለዎም ሰባት እዩ ሊቃውንቲ ኻህናት ኪዀኑ ዚሸሞም፡ እቲ ድሕሪ ሕጊ ዝመጸ ቓል ማሕላ ግና ንዘለኣለም ፍጹም ዝዀነ ወዲ እዩ ዚሸይም።
@S.የማርያም.ልጅ
@S.የማርያም.ልጅ Ай бұрын
❤❤❤ሳሚ ሓውና እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ተባረኽ
@skufseb1skufseb118
@skufseb1skufseb118 Ай бұрын
ብመድሓኒና የሱስ ጽድቂ ተዋሂቡና። ተመስገን ጎይታ። ❤❤❤ 1 Corinthians 6 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 10: ሰረቕቲ፡ ወይ ስሱዓት፡ ወይ ሰካራት፡ ወይ ተጻረፍቲ፡ ወይ ዘረፍቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይኪወርስዋን እዮም። 11: ገሌኹም ከኣ ከማታቶም ኔርኩም፡ ግናኸ ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብመንፈስ ኣምላኽን ተሐጺብኩምን ተቐዲስኩምን ጸዲቕኩምን ኢኹም።
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Ай бұрын
ሓወይ ናተይ ጎይታ ኣብ መስቀል ምስተሰቅለ ሓጢኣት ዓለም ኣርሒቁ ጽድቂ ሂቡና ጽድቅና ክንዕቅቦን ዘይክንዕቅቦን ግን ንዓኻ እዩ ዝምልከት ማለት ኣሚንካ ምስተጠመቅካ ግዜ ንጹህ ሓድሽ ሰብ ኢኻ ካብኡ ንንየው ግን ሓጢኣት እንተሰሪሕካ ፍርዲ እያ። እምበር ስቅ ኢልካ ጸዲቀ እየ ኢልካ መንግስተ ሰማይ ኣይትጸበ ካብ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ኣይትበልጽን ኢኻ። 1ይ ቆረንቶስ 4 (1 Corinthians) 3-4፤ ንኣይሲ ብኣኻትኩም ወይስ ብመዓልቲ ፍርዲ ሰብ እንተ ተፈረድኩ እኳ፡ ግዲ የብለይን። ኣብ ርእሰይ ሓንቲ እኳ ኣይፈልጥን እየ፡ ዚፈርደኒ ግና ኣምላኽ እዩ እምበር፡ በዚ ኣይጸደቕኩን እሞ ንርእሰይ ባዕለይ ኣይፈርዳን እየ።
@TitiBlessed
@TitiBlessed Ай бұрын
@@Blessmelord2024 ብሩኽ ዝምድናና ምስ ሓጥያት ተልውጡዩ ናይ ጽድቂ ማንነት ኣሎና ሓጥያት ንግበር ግን ኣብ ሓጥያት ኣይንጸንዕን ኢና
@yorda106
@yorda106 29 күн бұрын
ዮሃንስ 14÷6 የሱስ ከኣ፡ “መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። 🫴ብዘይካ ብኣይ፡ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@tsehayneahefrem3637
@tsehayneahefrem3637 19 күн бұрын
Amen amen amen kalhwet yesmilna berke wedeaye
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
1 Corinthians 1 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 30-31: ግናኸ እቲ ጽሑፍ፡ ዚምካሕ ብእግዚኣብሄር ይመካሕ፡ ዚብሎ ምእንቲ ኺፍጸም፡ ንስኻትኩም ካብኡ ኣብቲ ኻብ ኣምላኽ ንጥበብን ጽድቅን ምቕዳስን ምድሓንን ዝዀነልና ክርስቶስ የሱስ ኢኹም።
@negashnegashnegash7972
@negashnegashnegash7972 Ай бұрын
Menfes amelak zelwo kulu gezi selam alwo merry hawey
@ey504
@ey504 Ай бұрын
አዋይ ትሕትና ትዕግስቲ ዘለካ ክቡር ሓዊ ካብኦም ተመሃር ሜሮን ህድእ ኢልካ ምስማዕ ተመሃር።
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
Romans 8 ትግ - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Ай бұрын
እቲ ዝኲንን ክርስቶስ እየሱስ እዚ ከ ናበይ ኢካ ክተብሎ ዝልምን ትብል ጥራሕ እያ ትረኣየኩም ይመስለኒ
@alganeshfissehaye9151
@alganeshfissehaye9151 Ай бұрын
ሮሜ 5:18-19፤ እምብኣርሲ እቶም ብዙሓት በቲ ዘይምእዛዝ ሓደ ሰብኣይ ሓጥኣን ከም ዝዀኑ፡ ከምኡ ኸኣ ብምእዛዝ እቲ ሓደ እቶም ብዙሓት ጻድቃን ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ከምቲ ብሓንቲ ኣበሳ ናብ ኲሉ ሰብ ኲነኔ ዝመጸ፡ ከምኡ ድማ ብሓንቲ ግብሪ ጽድቂ እቲ ምጽዳቕ ንህይወት ናብ ኲሉ ሰብ መጸ። ሮሜ 5:21፤ ከምቲ ሓጢኣት ብሞት ዝገዝኤ፡ ጸጋውን ከምኡ ብየሱስ ክርስቶስ ጐይታና ብጽድቂ ንዘለኣለም ህይወት ኪገዝእ እዩ።
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
1 Timothy 2 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ 5: ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ።
@Merhawi.k
@Merhawi.k Ай бұрын
Trgumu entay iyu ba maekelawi malet
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms Ай бұрын
ሕጂ ከመይ ተረዲኡካ/ኪ ጎይታናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካልእ አቦ አሎዎ ማለትካ ዲኻ ሕሱር መናፍቕ
@S.የማርያም.ልጅ
@S.የማርያም.ልጅ Ай бұрын
@@steveokbu7617 ፍጹም ኣልምላኽ ፍጹም ሰብ ስለ ምኻኑ እዩ ብተዋህዶ
@Meng430
@Meng430 Ай бұрын
የሕዋት ኣርቶዶክስ ቃል ኣምላክ እናጠቕስኩም ክትገልጹ ፈትኑ።
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l 18 күн бұрын
@@Meng430 gedle mexahfti iyu zelewom, xelaina yigedel!
@MakdaTekle-b4r
@MakdaTekle-b4r Ай бұрын
Afwerki and Elshaday goyta yebarkum
@Asmara-i7q
@Asmara-i7q Ай бұрын
l'm proud of you, sami hawey! Weladit Amlak misaka yikun Ab betu yeinbrka ⛪️ orthodox tewahdo haymanotey nzelalem tinber!
@TeshomeHaile-n1w
@TeshomeHaile-n1w Ай бұрын
ኩሉኩም ጎይታ የዕዚዙ ይባርክኩም ጽቡቅ መደብዩ ቃል ኣምላክ ግን ሓቢርካ ከተጽንዖን ክትመሃረሉን እዩ ደለካምበር ክትካትዓሉን ክትዘናጠለሉን ኣነ ስዒረዮ ኣነባ ንበሃለሉ ኣይኮነን በዓል ፓውሎስ ንኮምኡ ኣይኮኑን ተላኢኮም የሕዋት ጥንቅቅ ንበል መሮን ከኣ ሰምኦኢታዊ ኣይትኩን ወገንነት ኣይትሓዝ ተባረኩ
@HolaBruv
@HolaBruv Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ልብና ኣይነትርሮ ጐይታ ሰማይን ምድርን ብጐይትነቱ ፍፁም ኣምላኽ እዩ ፍፁም ሰብ ውን እዩ እዚ ማለት ጐይታና ክርቶስ ብኣምላኽነቱ ማሓርን ፈራድን እዩ ብሰብነቱ ኻኣ እሙን ኣማላድን ኣድሓንን እዩ ወረ ልዑል ካህን እዩ:: ስለዚ ውን ሞይቱን ተሲኡን ናብ ሰማያት ዓሪጉን ወዲ ኣምላኽ ማለት ኣምላኽ እዩ ወዲ ዳዊት ኻኣ ሰብ ማለት እዩ እዚ ነቲ ኣይጻረርን ወላ እቲ ነዚ ኣይጻረርን እዩ ስለዚ ኣይንጋገይ ኣማላድነት ናይ ጽድቂ ንሳ ናይ ሓደ ክርስቶስ እያ ኣማላድነት ናይ ሕብረት ግና ናይ ኩሉ ብኡ ዝጸደቀ ካብ ቅኑዓት ሰባት ስጋብ መላእኽቲ ዋላ ኣደ ጐይታን ኣዴናን ድንግል:: ጽድቂ እቲ ጽድቂ ዝባሃል ክርስቶስ ምሳኻ ስለ ዝሓበረ እምበር ንስኻ ስለ ዝተዛረብካ ወይ ዝገበርካ ኣይኮነን ስለዚ እዩ ውን ክርስትያን ትብሃል ከም ኤሪትርያን ወይ ኣሜሪካን ((መንነትካ)) እምነት *ጥራይ* ኣድላይይ ክብሃል ካልእ እዩ ትርግሙ ካብ ኣሚነ እሞ ጸዲቀ ምኽኒያቱ እታ ቀዳመይቲ ብክርስቶስ ኣሚነ ግን ኣንጻሩ ክትገብር ትኽእል ኢኻ እሞ እቲ እምነትካ ከም ናይ ሰይጣን ብስልጣን ኣምላኽ ይኣምን ግን ከ ኣንጻሩ እዩ ማለት እዩ ሳይጣን ኣሚኑ ግን ከ ጥራይ ስለ ዝኾነት ግብሩ ይምስከረሉ ኣሎ ናይ ክርስቶስ ጸላኢ ምዃኑ ዝኣመነ ግና ብኡ ብሓቂ ኣካሉ ዝኾነ እቲ ተግባር ይምስክረሉ ሳዓብን:ሓውን:ኣካልን ክርስቶስ ምዃኑ ኣካሉን:ሓውን:ሳዓቢኡን ወይ ክርስትያን ካብ ኮንካ ከመይ እሞ ጻድቅ ዘይትኸውን? ከመይ እሞ ሰፈርካ ኣብቲ ዘሎ ንሱ ዘይትኸውን?? ኣካሉን: ጻድቅን እንተ ኾንካ ኸ ከመይ እሞ ናይ ግብሪ ክርስቶስ (ሰናያት) ዘይትገበር? ከመይ እሞ ፍቅሪ ዓለም ዝዕብልለካ? ስለዚ ናይ ቀደም ቤተክርስትያን ከምዚ ናይ ሕጂ ከይተደፈረት ቤተ ቂዲሳን ትባሃል ዝነበረት እቶም ምእመናን ኻኣ ጻድቃናት ዝባሃሉ ዝነበሩ ንሕና ውን ካብ ንካታዕ ጻድቅ እዩ ኣይኮንካን ንባሃሃልሲ ንነብስና ኣካላቱ ዲና ወይስ ኣይኮን ሓሰስ ንበላ::
@alganeshfissehaye9151
@alganeshfissehaye9151 Ай бұрын
ሮሜ 5:1፤ እምብኣርሲ ብእምነት ካብ ጸደቕና፡ ምስ ኣምላኽ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሰላም ይሃልወና። ሮሜ 5:2፤ ብእኡ ኸኣ ናብዚ ዘሎናዮ ጸጋ ብእምነት ምእታው ዝረኸብና፡ ብተስፋ ኽብሪ ኣምላኽውን ንምካሕ ኣሎና። ሮሜ 5:6፤ ገና ድኹማት ከሎና፡ ክርስቶስ ብጊዜኡ ምእንቲ ዓመጽቲ ሞተ። ሮሜ 5:7፤ ኣብ ክንዲ ሓደ ጻድቕ ዚመውት እኳ ዚርከብ ኣይመስልን፡ እንድዒ ኣብ ክንዲ እቲ ጽቡቕ ዝገበረሉ ኺመውት ዚደፍርሲ ምናልባሽ ኣይምተሳእነን ይኸውን፡ ሮሜ 5:8፤ ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ። ሮሜ 5:9፤ እምብኣርሲ ሕጂ ብደሙ ምስ ጸደቕና ደኣ፡ ክንደይ ካብቲ ቚጥዓ ብእኡ ኣዚና ዘይንድሕን።
@temesgenyohannes4953
@temesgenyohannes4953 Ай бұрын
Galatians 2 ትግ - ገላትያ 20: ግናኸ ክርስቶስ እዩ ኣባይ ዚነብር ዘሎ እምበር፡ ደጊም ኣነ ኣይኰንኩን ዝነብር ዘሎኹ። እዚ ሕጂ ብስጋ ዝነብሮ ዘሎኹ ድማ፡ ብእምነት በቲ ዘፍቀረኒ ምእንታይውን ነፍሱ ዘሕለፈለይ ወዲ ኣምላኽ እየ ዝነብር ዘሎኹ። 21: ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ጻድቅ ምኳንካ ኣዘጠራጥር ኣይኮነን ንክርስቶስ የሱስ ከም ናይ ግሊ መድሓኒካ እንተተቀቢልካ!!! እወ ጻድቅ ኢካ/ኺ/ኹም በቃ ተረጋጊእኩም ተረዳድኡምበር ኣይትዘላለፉ። ንቃል እግዚኣብሄር ኣዕሚቅኩም ፍለጡዎ ብምርሒት መንፈስ ቅዱስ ኣንብቡዎን ኣስተንትኑዎን። ምስ ይቅሬታ እቶም ሆሆሆ ዝብሉ ግን ፈሊጥና ኢሎም ንቃሉ ጥቅሲ ብምምንጣል ግን ፍለጡ ይብል። ኣዝየ የፍቅረኩም❤❤❤❤
@Jesus_is_lord1987
@Jesus_is_lord1987 Ай бұрын
ሜሮን ሃወይ ናይ ብሃቂ ሰብ ክመሃር ካብ ስምዒትውን ወጺኡ ብፍልጠት ክመላላአስ ብስል ዝበሉ ሰባት ኣፍልጦ ዘለዎም ዕድም
@DebesaySereke-v7h
@DebesaySereke-v7h Ай бұрын
Sami you're really perfect orthodox and your answer is life,so these people has hard heart
@abrahamsolomon1967
@abrahamsolomon1967 Ай бұрын
Ya belih seb eyu
@alganeshfissehaye9151
@alganeshfissehaye9151 Ай бұрын
ኤፌሶን 2:1-2፤ ንስኻትኩም ቀደም ከም ንብረት እዛ ዓለም እዚኣ፡ ከምቲ መንፈሱ ሕጂ ኣብቶም ደቂ ዘይምእዛዝ ዚገብር ዘሎ ሓለቓ ስልጣን ኣየር እተመላለስኩም፡ ብበደልኩምን ብኣበሳኹምን ምዉታት ዝነበርኩም፡ ንኣኻትኩም ህያዋን ገበረኩም። ኤፌሶን 2:3፤ ንሕና ዅላትና ኸኣ ነቲ ናይ ስጋን ናይ ሓሳባትን ድሌት እናገበርና፡ ቀደም ብትምኒት ስጋና ምሳታቶም ንነብር ነበርና፡ ከምቶም ካልኦትውን ብባህርይና ደቂ ቝጥዓ ነበርና። ኤፌሶን 2:4፤ ግናኸ እቲ ብምሕረት ሃብታም ዝዀነ ኣምላኽ ምእንቲ እታ ብእኣ ዘፍቀረና ዓባይ ፍቕሩ፡ ኤፌሶን 2:5፤ ንኣና፡ ብበደልና ምዉታት ከሎናስ፡ ምስ ክርስቶስ ህያዋን ገበረና፡ ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ ኤፌሶን 2:6-7፤ ምስኡውን ኣተንስኣና፡ ኣብቲ ዚመጽእ ዘመናት ብሕያውነቱ እቲ ብሉጽ ሃብቲ ጸጋኡ ብክርስቶስ የሱስ ኣባታትና ምእንቲ ኼርኢ፡ ኣብ ሰማያት ብክርስቶስ የሱስ ምስኡ ኣቐመጠና። ኤፌሶን 2:8-9፤ ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
መሮነይ ጅግና ዕጽው ኣብሎምስከ። ክትዕኮ ኮይኑ
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 Ай бұрын
ሜሮነ ሓወይ እታ ዝደረብካ ሕቶ ድማ ጸሞን ጸሎትን እሞ ብግዲ ኢዩ ስለ ዝጸደቅካ ወዲኤ ኢየ ኢልካ ትዕንድረላ ኣይኮነት ዓለም ንባዕሉ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ እየ ኣይጸውም ኣይጽሊ ዶ ኢሉ ኢዩ ሰብ ኮይኑ ስለ ዝመጸ እቲ ሰብ ክገብሮ ዝተኣዘዞ ብዘካ ሓጥያት ኩሉ ፈጺምዎ ሃዋርያት ውን ጋኔን ዝሓደሮ ሰብ ምውጻእ ምስ ኣበዮም ብዘይ ጾምን ጸሎት ኣይወጽእ ኢልዎም ማቴ 17-21ሰለዚ ጽድቂ ክንገብር ኣይኮናን ንጸውም ንጽሊ ስለ ዘድልየና ኢዩ ❤❤❤
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
መሮነይ ብሩኽ ሽኮር 😂😂😂 መንነትካዶ ሓኺኾሙኻ?😂😂😂😂😅😅😅❤❤❤ ሞይተኮ ብሳሓቅ ኣይትሰኣን ንስኻስ❤❤❤
@yorda106
@yorda106 29 күн бұрын
ሮሜ 3÷25 ኣምላኽ ንዕኡ፡ ነቶም🫴 ብደሙ ዚኣምኑ 🫴መተዓረቒ ገይሩ ኣቚምዎ እዩ::
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ዋው! መሮን ኣሪምካዮ ኣለኻ ሳሚ ድማ ተዓገስን ተቀበሎ ጌጋኻን
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 18 күн бұрын
ብመጅመርታ ክቡሩ ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓልና ተዋህዶ ሃይማኖት ጥንታውን ሓቀኛን አዩ ንዘልኣለም ትንበር አስክ ክሓተኩም መናፍቃን ኣማላዲ ትብሎ ዘለኩም አሞ ኩሎም ኣማላደት አዮም ማለት አዩ ኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣማለድት ዝብል ኣሎ አሞ ክሙኡ ስለ ዝብል ደዩ ሕጀ ኣማላደት ክንብሎ ደና አስክ አዚኣ ሕተቶም ጀግና ወዲ ተዋሃዶ ሃይማኖት
@azmarina
@azmarina Ай бұрын
Tkxlndya meri arkey eza video haxira emo,abea kelka,eba kexlea tanks kea,kafti gaagae,poletics keman yearina
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ክቡራን ኣሕዋት ህድእ ኢልካ ናይ ምስምማዕ ባህሪ እንተዝህልወና። ከምቲ ጸጥ ኢሎም ክሰምዑኻ ዝጸንሑ ከምኡውን ጸጥ ኢልኩም እንተትሰምዑ ደስ መበለናምበር ጫውጫው ኣብዚሕኩም
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 Ай бұрын
ትንቢት ኢሳይያስ 53 12፤ ነፍሱ ንሞት ስለ ዝወፈያ፡ ምስ በደለኛታት ከኣ ስለ እተቘጽረ፡ ስለዚ ግዲኡ ምስ ዓበይቲ ኽመቕሎ እየ፡ ምርኮውን ምስ ሓያላት ኪመቅል እዩ። ግናኸ ሓጢኣት ብዙሓት ጾረ፡ ምእንቲ በደለኛታት ከኣ ለመነ። --------
@tsehayneahefrem3637
@tsehayneahefrem3637 19 күн бұрын
Beruk adeboka tetkele himontk a ❤❤
@merhawiGebresilase
@merhawiGebresilase Ай бұрын
ኢየሱስ ኣማላዲ እንተኮይኑ ;; ኣብ ሮሜ 8:26 ዘሎ ጽሕፍ መንፈስ ቅዱስ ለማኒ ክንብሎ ማለት እዩ።ሰለዚ ጴንጠ ትርጉም ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ብግቡእ ተረድኡ።2ይ ቆሮ ፊደል ይቀትል:መንፈስ ግና ህያው ይገብር ,,,,ቃል በቃሉ ኣይትተርግምዎ።
@robelmerhawi3441
@robelmerhawi3441 Ай бұрын
ሰላም መርሃዊ ሓወይ ብኸመይ ክረኽበካ ይኽእል ኣምላኽ ብዛዕባ እዚ እንታይ ከምዚብል ቃል ኣምላኽ መንበብና ኔርና.
@YoucantrunfromGod
@YoucantrunfromGod Ай бұрын
ሮሜ 8:34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።. እብራውያን 7:25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።. 1ይቲ ጢሞቴዎስ 2:5፤ ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ። ናብ ሰብ ሮሜ 8:27፤ እቲ ልቢ ዚምርምር፡ ንሱ ምእንቲ እቶም ቅዱሳን ከም ፍቓድ ኣምላኽ ገይሩ ይልምን እዩ እሞ፡ ነቲ ሓሳብ መንፈስውን እንታይ ምዃኑ ይፈልጦ እዩ። 1ይ ዮሃንስ 2 1፤ ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ እየሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ። ኢሳይያስ 53:12፤ ነፍሱ ንሞት ስለ ዝወፈያ፡ ምስ በደለኛታት ከኣ ስለ እተቘጽረ፡ ስለዚ ግዲኡ ምስ ዓበይቲ ኽመቕሎ እየ፡ ምርኮውን ምስ ሓያላት ኪመቅል እዩ። ግናኸ ሓጢኣት ብዙሓት ጾረ፡ ምእንቲ በደለኛታት ከኣ ለመነ። 1ይ ጴጥሮስ 3 18፤ ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ ብስጋ ሞተ፡ ብመንፈስ ግና ህያው ኰነ።
@kisublessed5434
@kisublessed5434 25 күн бұрын
@@merhawiGebresilase selam amlak naka bruk hawi yesus sele hateyatna kmwet kelo kea entay deyu geru .kab semite wexae amlak klo eyu tewaridu selna .ketnbeb kelka ne holy spirit gelxelye belo. “እቲ ኣቦይ ብስመይ ዚሰዶ መጸናንዒ፡ መንፈስ ቅዱስ፡ ንሱ ዅሉ ኺምህረኩም፡ ዝነገርኩኹም ዘበለውን ኬዘክረኩም እዩ።” - ወንጌል ዮሐንስ 14፥26
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
Romans 3 ትግ - ሮሜ 21: ሕጂ ግና እቲ ብሕግን ነብያትን እተመስከረሉ ጽድቂ ኣምላኽ ብዘይሕጊ ተገልጸ። 22: ማለት፡ ጽድቂ ኣምላኽ ብምእማን ብየሱስ ክርስቶስ ንዚኣምኑ ዂላቶም እዩ፡ በዚ ሌላን ጒሌላን የልቦን እሞ፡ 23: ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም። 24: በቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ በጃ ምሕላፍ ብኸምኡ ብጸጋኡ ይጸድቁ። 25: ንእኡ ኸኣ፡ ነቲ ቐደም ብትዕግስቲ ኣምላኽ እተገብረ ሓጢኣት ይሕለፍ ስለ ዝሐደጎ፡ ኣምላኽ ጽድቁ ምእንቲ ኼርኢ፡ ብእምነት ብደሙ መተዓረቒ ገይሩ ኣቘሞ።
@yohanneshagos8470
@yohanneshagos8470 Ай бұрын
Meron, I really enjoy your podcast! I've been following your videos for a while now, and I deeply appreciate your openness and commitment to seeking the truth.
@desalemesghina4532
@desalemesghina4532 Ай бұрын
ቃል ኣምላኽ ከምዝብለና አብቲ መጨረሳ አነ አምላኸ እየ እናበሎ ኸመጾ እዮም ሰለ እቲ ህያው ቃሎ ይኽበር ይመስገ
@MerhawiHaylemaryam-b1f
@MerhawiHaylemaryam-b1f 29 күн бұрын
Sami hawey btami eka gobez adniqeka🎉🎉🎉🎉
@kisublessed5434
@kisublessed5434 28 күн бұрын
“እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።” - ናብ ሰብ ሮሜ 8፥34
@shishaytseadu
@shishaytseadu 18 күн бұрын
ኣነ ንባዕለይ ኦርቶዶክስ እየ እንተኾነ ግን ምስዚ ኣይጸደቅኩን ዝብል ዘሎ ሓው ኣይስርማምዕን እየ ። ምኽንያቱ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ነቲ ብክርስቶስ ዝረኸብናዮ ጽድቅን ድሕነትን ጽብቅ ገይራ ትምህረሉን ትሰብከሉን እያ።
@yorda106
@yorda106 29 күн бұрын
ሮሜ 10÷3 ጽድቂ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጦም፡ ጽድቂ ርእሶም እውን ኪስርቱ ብምድላዮም፡ ንርእሶም ኣብ ትሕቲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣየግዝእዋን። 4🫴 ዚኣምን ዘበለ 👉ጽድቂ ምእንቲ ኺረክብሲ፡ ክርስቶስ መወዳእታ ሕጊ እዩ
@WeiniOkbagabir
@WeiniOkbagabir Ай бұрын
የሱስ። ምስ። ተቐበልና። ጸዲቕና። ኢና። በቲ። ኣብ። መስቀል። ዝዋዓለልና። ውዕለት ክብሪ ንየሱስ። ይኹን
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
Hebrews 7 ትግ - እብራውያን 25: ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Ай бұрын
ዮሃንስ 16 (John) 26-27፤ በታ መዓልቲ እቲኣ ብስመይ ክትልምኑ ኢኹም፡ ንስኻትኩም ኣነ ኻብ ኣምላኽ ከም ዝወጻእኩ ስለ ዝኣመንኩምን ዘፍቀርኩምንን፡ ኣቦ ባዕሉ የፍቅረኩም አሎ እሞ፡ ነቦ ምእንታኹም ኣነ ኸም ዝልምኖ፡ ኣይብለኩምን እየ።
@bereketnguse1741
@bereketnguse1741 29 күн бұрын
እ/ 7 ፣27 ኣብር
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ንኦርቶዶክስ ወገነይ ግን ንምንታይ ኣርእስቲ ትገብሩዎም ኣሎኩም ግን? መን ንመን ይፈርድ ይትንትን? ኣይትፍረድ ከይትፍረድ!!! ምጥንቃቅ የድሊ ብሓቂ ሓቂ!!!❤
@kisublessed5434
@kisublessed5434 28 күн бұрын
“ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።” - እብራውያን 7፥25
@Armanimedia21
@Armanimedia21 Ай бұрын
ካብ ጥንቲ ዝነበረትን ዘላን ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ እያ::እዚ ኩሉ ሕጂ ዝመጽአ: ናይ ማሓበራት ሃይማኖት እዩ::ስለዚ እዚ ሓሳዊ ትሕትና: ናይ ቤንጠ ልክዕ ከም ናይ ሰይጣን ንከምስል መጽሓፍ ቁዱስ ይጠቅስ እዩ ::ኦርቶደክስ ንዘልኣለም ትንበር::
@HolaBruv
@HolaBruv Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ልብና ኣይነትርሮ ጐይታ ሰማይን ምድርን ብጐይትነቱ ፍፁም ኣምላኽ እዩ ፍፁም ሰብ ውን እዩ እዚ ማለት ጐይታና ክርቶስ ብኣምላኽነቱ ማሓርን ፈራድን እዩ ብሰብነቱ ኻኣ እሙን ኣማላድን ኣድሓንን እዩ ወረ ልዑል ካህን እዩ:: ስለዚ ውን ሞይቱን ተሲኡን ናብ ሰማያት ዓሪጉን ወዲ ኣምላኽ ማለት ኣምላኽ እዩ ወዲ ዳዊት ኻኣ ሰብ ማለት እዩ እዚ ነቲ ኣይጻረርን ወላ እቲ ነዚ ኣይጻረርን እዩ ስለዚ ኣይንጋገይ ኣማላድነት ናይ ጽድቂ ንሳ ናይ ሓደ ክርስቶስ እያ ኣማላድነት ናይ ሕብረት ግና ናይ ኩሉ ብኡ ዝጸደቀ ካብ ቅኑዓት ሰባት ስጋብ መላእኽቲ ዋላ ኣደ ጐይታን ኣዴናን ድንግል:: ጽድቂ እቲ ጽድቂ ዝባሃል ክርስቶስ ምሳኻ ስለ ዝሓበረ እምበር ንስኻ ስለ ዝተዛረብካ ወይ ዝገበርካ ኣይኮነን ስለዚ እዩ ውን ክርስትያን ትብሃል ከም ኤሪትርያን ወይ ኣሜሪካን ((መንነትካ)) እምነት *ጥራይ* ኣድላይይ ክብሃል ካልእ እዩ ትርግሙ ካብ ኣሚነ እሞ ጸዲቀ ምኽኒያቱ እታ ቀዳመይቲ ብክርስቶስ ኣሚነ ግን ኣንጻሩ ክትገብር ትኽእል ኢኻ እሞ እቲ እምነትካ ከም ናይ ሰይጣን ብስልጣን ኣምላኽ ይኣምን ግን ከ ኣንጻሩ እዩ ማለት እዩ ሳይጣን ኣሚኑ ግን ከ ጥራይ ስለ ዝኾነት ግብሩ ይምስከረሉ ኣሎ ናይ ክርስቶስ ጸላኢ ምዃኑ ዝኣመነ ግና ብኡ ብሓቂ ኣካሉ ዝኾነ እቲ ተግባር ይምስክረሉ ሳዓብን:ሓውን:ኣካልን ክርስቶስ ምዃኑ ኣካሉን:ሓውን:ሳዓቢኡን ወይ ክርስትያን ካብ ኮንካ ከመይ እሞ ጻድቅ ዘይትኸውን? ከመይ እሞ ሰፈርካ ኣብቲ ዘሎ ንሱ ዘይትኸውን?? ኣካሉን: ጻድቅን እንተ ኾንካ ኸ ከመይ እሞ ናይ ግብሪ ክርስቶስ (ሰናያት) ዘይትገበር? ከመይ እሞ ፍቅሪ ዓለም ዝዕብልለካ? ስለዚ ናይ ቀደም ቤተክርስትያን ከምዚ ናይ ሕጂ ከይተደፈረት ቤተ ቂዲሳን ትባሃል ዝነበረት እቶም ምእመናን ኻኣ ጻድቃናት ዝባሃሉ ዝነበሩ ንሕና ውን ካብ ንካታዕ ጻድቅ እዩ ኣይኮንካን ንባሃሃልሲ ንነብስና ኣካላቱ ዲና ወይስ ኣይኮን ሓሰስ ንበላ::
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
Titus 3 ትግ - ቲቶስ 4: እቲ ናይ መድሓኒና፡ ናይ ኣምላኽ ሕያውነትን ፍቕሩ ንሰብን ምስ ተገልጸ ግና፡ 5: ንሱ ብምሕረቱን ብምሕጻብ ሓድሽ ልደትን ብምሕዳስ መንፈስ ቅዱስን እዩ ዘድሓነና እምበር፡ ንሕና ብዝገበርናዮ ግብሪ ጽድቂ ኣይኰነን። 6-7: ብጸጋኡ ጸዲቕና፡ ብተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት ወረስቲ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ብመድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ገይሩ ንመንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ኣብዚሑ ኣፍሰሶ።
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
Romans 3 ትግ - ሮሜ 25: ንእኡ ኸኣ፡ ነቲ ቐደም ብትዕግስቲ ኣምላኽ እተገብረ ሓጢኣት ይሕለፍ ስለ ዝሐደጎ፡ ኣምላኽ ጽድቁ ምእንቲ ኼርኢ፡ ብእምነት ብደሙ መተዓረቒ ገይሩ ኣቘሞ። 26: ንሱ ጻድቕ ኪኸውን፡ ካብ እምነት የሱስ ንዝበለውን ኬጽድቕ፡ ሕጂ ኣብዚ ዘመን እዚ ጽድቁ ኺገልጽ እዩ። 27: ምሕባን ደኣ ኣበይ ኣሎ፧ ተሪፉ። በየናይ ሕጊ፡ ብሕጊ ግብሪዶ፡ ኣይኰነን ብሕጊ እምነት ደኣ እዩ። 28: ስለዚ ኸኣ ሰብ ብዘይግብሪ ሕጊ ብእምነት ከም ዚጸድቕ፡ ንብል ኣሎና። 29-30: ወይስ ኣምላኽ ናይ ኣይሁድ ኣምላኽ ጥራይ ድዩ፧ ኣምላኽ ኣህዛብሲ ኣይኰነንዶ፧ እቲ ንግዙር ካብ እምነት፡ ንዘይግዙርን ብእምነት ዜጽድቕ ኣምላኽ ሓደ ስለዝኾነ፡ እወ ናይ ኣህዛብውን እባ እዩ።
@TitiBlessed
@TitiBlessed Ай бұрын
ሜሮን ቀጽሎ ዚ መደብ
@Tomas-komita
@Tomas-komita Ай бұрын
ክብሪ ረኺቦም እዞም ሰይጣዉት
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
❤❤❤ 1 John 3 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 7: ደቀየ፡ ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም። ከምቲ ንሱ ጻድቕ ዝዀነ፡ እቲ ጽድቂ ዚገብር ከኣ ጻድቕ እዩ።❤❤❤
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 1: ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ።
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 29 күн бұрын
@@steveokbu7617 ጠበቃ እንታይ ማለት እዩ እባ እስከ ንገረኒ።
@tmhgr-d1p
@tmhgr-d1p 29 күн бұрын
tsadek bezeyka egziabher amlak yelen
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ኣንቲ ጅግና!!!
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
Romans 3 ትግ - ሮሜ 19: ግናኸ ዂሉ ኣፍ ምእንቲ ኺዕጾ፡ ኲላ ዓለምውን ትሕቲ ፍርዲ ኣምላኽ ክትከውንሲ፡ እቲ ሕጊ ዚብሎ ዘበለ ነቶም ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዘለዉ ኸም ዚዛረቦም፡ ንፈልጥ ኢና። 20: ሕግስ ሓጢኣት እዩ ዜፍልጥ እሞ፡ ስለዚ ስጋ ዝለበሰ ዂሉ ኣብ ቅድሚኡ ብግብሪ ሕጊ ዚጸድቕ የልቦን። 21: ሕጂ ግና እቲ ብሕግን ነብያትን እተመስከረሉ ጽድቂ ኣምላኽ ብዘይሕጊ ተገልጸ። 22: ማለት፡ ጽድቂ ኣምላኽ ብምእማን ብየሱስ ክርስቶስ ንዚኣምኑ ዂላቶም እዩ፡ በዚ ሌላን ጒሌላን የልቦን እሞ፡ 23: ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም። 24: በቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ በጃ ምሕላፍ ብኸምኡ ብጸጋኡ ይጸድቁ።
@ey504
@ey504 Ай бұрын
ብናይ መን ደም ዲና እሞ ምስ አግዚኣብሔር ኣቦ ተዓሪቕና ክብርቲ ሓፍቲ? ብናይ ክርስቶስ ደም ዶ ኣይኮነን? ማእከላይ ሓድሽ ኪዳን ሊቐ ካህን ምኳኑ ክርስቶስ ኦርቶዶክስ ትኣምን እያ። እዚ ማለት ድማ ክርስቶስ ኣተዓሪቑና እዩ ካብቲ ካብ ኣቦ ርሒቕናዮ ዝነበርና ኣቕሪቡና ንሱ ነብሱ በጃ ኮይኑ ምእንቲ ሓጥያትና ኣምላኽ ክነሱ ሰብ ኮይኑ ከማና ግናኸ ሓንቲ ሓጥያት ዘይተረኽቦ።
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
Hebrews 4 ትግ - እብራውያን 12: ቃል ኣምላኽ ህያውን መስለጥን እዩ እሞ፡ ካብ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ ዚበልሕ እዩ፡ ነፍስን፡ መንፈስን፡ መፈላልዮ ኣካላትን ኣንጕዕን ክሳዕ ዚፈላሊ ዚሰጥም፡ ኣብ ምሕላንን ሓሳብ ልብን ከኣ ዚፈርድ እዩ። 13: እቲ ጸብጻብ እንህቦ ኸኣ፡ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ዅሉ ጋህ ዝበለን ቅሉዕን እዩ እምበር፡ ኣብ ቅድሚኡ ዚሕባእ ፍጡር የልቦን። 14-15: ደጊም ብዘይ ሓጢኣትሲ፡ ብዅሉ ኸምዚ ኸማና እተፈተነ እዩ እምበር፡ ብድኻምና ኺድንግጸልና ዘይኽእል ሊቀ ኻህናት የብልናን እሞ፡ ብሰማያት ዝሐለፈ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት፡ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ካብ ዚህልወናስ፡ ምእማንና ነጽንዕ። 16: ስለዚ ምሕረት ምእንቲ ኽንቕበል፡ ብጊዜ ጸበባውን ንረዲኤትና ዚኸውን ጸጋ ኽንረክብ፡ ብትብዓት ናብ ዝፋን ጸጋ ንቕረብ።
@lulit7119
@lulit7119 Ай бұрын
ኣየ ናይ ንዓይ ስምዑኒ ወሎዶ, ኩሉ ዝፈለጠ ዝመስሎ, ኽልተ ጎይተት ኣይትገዝኡ ኢሉ ዩ:: እቲ ግዜ ክፉእ ዩ ሞ ከም ለባማት ተመላለሱ:: እቲ ምስጢ ር ኣብ ቃሉ ዩ ንሱ ከኣ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዩ ዘሎ. ማንም ይበል ማንም, ክርስቶስ ክመጽእ ዩ! 1,ሃይማኖት ኣየድሕንን ዪ, 2,መላእክቲ ይኹኑ ጻድቃን ወላ ይልምኑልና እንተ በልና ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ዘይበሎ ዘይኣዘዞ ኣይሰልጥን ዩ. መላኽቲ ይኹኑ ጻድቃናት ብኣና መገዲ ኢኹም ንክርስቶስ ትረኽብዎ ኣይበሉን ኣይተጻሕፈን, ኣይረኣናን እዞም መላኽቲ ይኹኑ ጻድቃናት ንክርስቶስ ዘየጠምቱ እንየኮይም እዚኦም ናይ ሓሶት ልኡካት ዩም :: ክርስቶስ ካብ ምስዓብ ንምድሓን ካብ ምድላይ ዝዘንጋኩም እንታይ ኮን ኢዩ?! ንየሱስ ንክርስቶስ ጥራሕ ምእማና ጸድቅና ኢና ::ኣብ ዓለም ብዝነበርካዮን ዝገበርካዮን ከኣ ኣብ ቅድሚ ጎይታ ንፍርዲ ክትቀርብ ኢኻ :: ኦርቶዶስ ይኹን ካልእ ኰንካ ንየሱስ ዘይምምንባርካ, ንየሱስ ዘይምስባኽካ 30 መዓልቲ ካብ ወርሓትና 365 ኣብ ዓመታትና ንየሱስ ክርስቶስ ዘይምዝማርካ ዘምምላክካን ዘይምስጋድካን ! 2ጎይቶት ከም ዝሰገድካ ዩ! ንመገዲ ማርያም ርከበኒ ኣይበለካን ብመገዲ ገብርኤል, ገርጊስ, ኣቡነኣረጋዊ etc ጌርካ ምጸኒ ኣይበለን. ኮምኡ ተኾይኑ ሞ ኣቦና ኣብረሃም ሞ ጴንጠ ዩ በዚ ናትኩም ዘረባ የሱስ ክርስቶስ ውን, ወላ ሓዋርያታት, ወላ ኣዴና ማርያም ብቐንዳ ውን : ምክንያቱ direct መልእኽቲ ዝተቐበለት ያ ምስ ልኡኽ ኣምላኽ ዝተዛረብ ያ ስለዚ ሲ...! የሱስ ክርስቶስ መገዲ ዩ ሓቒ ዩ ሂወት ዩ. 👉🏽ሓቀኛ መራሒ ሂወት ዩ 👉🏽ሂወት ሕረዩ ኣብኡ ዕረፍቲ ኣሎ ሂወት ኣሎ 👉🏽ይኣኽለኒ ምባል ኣሎ 👉🏽ምልላይ እኩያት ኣሎ ! እምነተይ እባ ሃይማናቶይ ክንብል ብዘይንፈልጣ መዓልቲ ደበኽ ክብል ዩ 😢 ደሓር ከኣ ክንድዚ ክትዛረቡ ልብኹም እንተ ሓንዲዱ. መን ዩ መገዲ ምድሓን ነቶም ዝጠፍኡ ዘለዉ ከርኢ?🤔 በጃኹም 🙏🏽ብዙሕ ሰብ መገዲ ሲኦል ዝኸይድ ብዙሕ ዩ! ከም ብዝሒ ፍልጠትኩም ሂወት ሰብ ኣድሕኑ, ኪዱ ኣብ አና መስተ ተኣልኮም ዝውዕሉ ዘለዉ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቡቡሎም, ዝተጨነክቑ ደግፍዎም,😢 መበለታት ደግፉ ድኻታት ሓግዙ ዝሓዘኑ ኣጸናኑዑ! እቲ መድሓኒ ናይ ብሓቂ ፈሊጥናዮ እንየሎና ንኺድ መገዱ ንኺድ! ንክርስቶስ የሱስ ኣግዝእና እሙናት መሳርያኡ ክንከውን ንጽዓር ከነሐጉሶ ንጽዓር ከምዚ ኢልና መንኛኽ ምባልና ዝልወጥ ነገር የለን ::ዝሕጎስ ሳጡ ጥራሕ ዩ. ምክንያቱ ስርሑ ንፋሕ ንባእሲ ስለ ዘይድቅስ. ንንቓሕ! ግዜ ዓጺድ ኣኺሉ ዩ!
@yemaneberhantsegay2269
@yemaneberhantsegay2269 Ай бұрын
ወንጌል ዮሐንስ 14፥8-10 ወንጌል ዮሐንስ 1፥1-10
@selamawitokubay-p1y
@selamawitokubay-p1y 29 күн бұрын
Bkemzi mzrabukm tray des ybl ❤❤❤❤kulatkum tebareku
@Meng430
@Meng430 Ай бұрын
ኣማላድነት ናይ እየሱስ ማላት ኣታዓራቒ ማለትዩ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዝነበረ ፍልልይ ድኣ መንድዩ ኣታዓሪቕና የሱስ ዶ ኣይኮነን?
@YoRaWede-v7e
@YoRaWede-v7e Ай бұрын
ኣታዓሪቁና ስጋ ለቢሱ ሕጂ ግን ኣብ የማን ኣቦ እዩ ዘሎ ዋላስ ኩሉ ግዜ እንዳሞተ ክነብር እዩ ሓሳብኹም ጎይታ ስርሐ ወዲኡ ሕጂ ግን ፈራዲ ድኣ እምበር ለማኒ ኣይኮነን
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Ай бұрын
ኦርቶዶክስ ውን ኣተዓራቒ ኢላ እያ ትምህር ❤
@DanialBayru-l2l
@DanialBayru-l2l Ай бұрын
Everything in the Cross finish Jesus Christ Amen
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
Galatians 3 ትግ - ገላትያ 8: እቲ ጽሑፍውን፡ ኣምላኽ ነህዛብ ብእምነት ከም ዜጽድቖም፡ ቅድም ርእዩ፡ ንኣብርሃም፡ ኵሎም ኣህዛብ ብኣኻ ኺባረኹ እዮም፡ ኢሉ ኣቐዲሙ ኣበሰሮ። 9: እምብኣርስኸ እቶም ካብ እምነት ዘበሉ ምስ ኣብርሃም፡ ምስቲ ኣማኒ፡ ኪባረኹ እዮም። 10: ነፍሲ ወከፍ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ሕጊ ተጽሒፉ ዘሎ ዅሉ ኺገብሮ ዘይጸንዕ፡ ርጉም ይኹን፡ ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ እቶም ካብ ግብሪ ሕጊ ዘበሉ ዅሎም ኣብ ትሕቲ መርገም እዮም። 11: ግናኸ እቲ ጻድቕ ብእምነት ህያው ኰይኑ ኺነብር እዩ እሞ፡ ብሕጊ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓደ እኳ ኸም ዘይጸድቕ ግሁድ እዩ።
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 Ай бұрын
ሮሜ 8 - 34 እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
@yemaneberhantsegay2269
@yemaneberhantsegay2269 Ай бұрын
ኣፈወርቂ ኀውና ይኣምን እየ ዝብል ቃልን ጸዲቐ ዝብል ቃልን ፈላልዮ። ትርጉም ናይ ጽድቂ ዝብል ትርጉም ፍለጦ። ጸዲቐ እትብሉ አረ ሕፈሩ።
@berhanemeskel5041
@berhanemeskel5041 24 күн бұрын
ማንም ጻድቅ የለን ጽድቅኹም ከም ጽዩቅ ጨርቂ እዩ ይብል ቃል አምላኽ ማንም ጻድቅ የለን ሰብ ይወድቅ ይትንስእ አብ ዐለም ፈተና አሎ ሙሉአት አይኾናን
@grmawigrum4075
@grmawigrum4075 Ай бұрын
ኣነ ኦርቶዶስ ተዋህዶ እየ፡ ግን እዚ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ፍጹም ትምህርቲ ኦርቶዶስ ኣይኮነን፡ እቶም ጽድቂ ዘይርደኣኩም እዩ ሓንቲ ጀርዲን ኮሚደረ ምስተኸልካያ ድሕሪ ዝተወሰነ ግዜ እንታይትብላ፧ ጸዲቃ ትብላ፤ ፈርያ ግን ኣይትብላን እቲ ተኻሊ ምስተኸላ ጸዲቃ ትብላ።
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
Jeremiah 9 ትግ - ኤርምያስ 23: ጥበበኛ ብጥበቡ ኣይተሐበን፡ ሓያል ከኣ ብሓይሉ ኣይተሐበን፡ ሃብታምውን ብሃብቱ ኣይተሐበን፡ ይብል እግዚኣብሄር። 24: ዚሕበንሲ - እዚ እዩ ባህ ዜብለኒ እሞ፡ - ኣነ ኣብ ምድሪ ምሕረትን ፍርድን ጽድቅን ዝገብር እግዚኣብሄር ምዃነይ ብምስትውዓሉን ብምፍላጡን ደኣ ይተሐበን፡ ይብል እግዚኣብሄር።
@DanialBayru-l2l
@DanialBayru-l2l Ай бұрын
Amen Amen the girl blessings girl really
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 Ай бұрын
Isaiah 53 ትግ - ኢሳይያስ 11: ጻማ ነፍሱ ኺርኢ ኺጸግብውን እዩ። እቲ ጻድቕ ባርያ ብፍልጠቱ ንብዙሓት ኬጽድቕ፡ ኣበሳኦም ድማ ባዕሉ ኺጸውር እዩ። 12: ነፍሱ ንሞት ስለ ዝወፈያ፡ ምስ በደለኛታት ከኣ ስለ እተቘጽረ፡ ስለዚ ግዲኡ ምስ ዓበይቲ ኽመቕሎ እየ፡ ምርኮውን ምስ ሓያላት ኪመቅል እዩ። ግናኸ ሓጢኣት ብዙሓት ጾረ፡ ምእንቲ በደለኛታት ከኣ ለመነ። የሱስ እቲ ኣምላኽ ኣማልኽቲ ግን ንመን አዩ ዝለመነ?? እቲ ሎሚ ምእንታና ዝልምን ዘሎ ኸም ቓሉ ጽባሕ ኽኣ ኸም ቓሉ ንኹሉ ከከም ዓስቡ ኸም ዝፈርድ ብሓቂ ብሓቂ ንነግረኩም ኣሎና 1ቆረ 9-10 ነፍሲ ወከፍና ነቲ ብስጋኡ ኸሎ ዝገብሮ፡ ሰናይ ኰነ ወይስ እከይ፡ ምእንቲ ኪቕበል፡ ኵላትና ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ክርስቶስ ብግዲ ኽንግሃድ ኢና። ስለዚ ድማ ኣብ ስፍራና እንተ አሊና ወይስ ኣብ ወጻኢ፡ ንእኡ ኸነሐጕሶ ንጽዕት አሎና። ኣምላኽና የሱስ የኣዒንትኩም ኸም ጳውሎስ ይኽፈተልኩም 🙌🏻
@elsakiros6509
@elsakiros6509 Ай бұрын
Galatians 5 ትግ - ገላትያ 4: ኣቱም ብሕጊ ኽትጸድቁ እትደልዩ፡ ካብ ክርስቶስ ተፈሌኹም፡ ካብ ጸጋ ወደቕኩም። 5: ንሕናስ ብመንፈስ ካብ እምነት ናይ ጽድቂ ተስፋ ንጽበ አሎና።
@dawitbahta8747
@dawitbahta8747 Ай бұрын
Emnet bzey tegbar kentu eya
@ሄሪሓዊኢንቺ
@ሄሪሓዊኢንቺ 21 күн бұрын
1ይ ዮሃንስ 8 ሓጢኣት የብልናን፡ እንተ በልና፡ ንርእስና ንጥብራ አሎና፡ እታ ሓቂውን ኣባና የላን። 9 ሓጢኣትና እንተ ተናዘዝና፡ ንሓጢኣትና ይቕረ ኪብለልና፡ ካብ ኵሉ ዓመጻውን ኬንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ። 10 ሓጢኣት ኣይገበርናን፡ እንተ በልና፡ ሓሳዊ ንገብሮ፡ ቃሉውን ኣባና የሎን።
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 29 күн бұрын
ካብ ሰመይሰመይት ወርዱ ካብኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ተወሊዱ ኣድሕነና ስለዝ ኣትም ኻሕድት ልብ ያሃብኹም😢
@steveokbu7617
@steveokbu7617 Ай бұрын
Romans 3 ትግ - ሮሜ 26: ንሱ ጻድቕ ኪኸውን፡ ካብ እምነት የሱስ ንዝበለውን ኬጽድቕ፡ ሕጂ ኣብዚ ዘመን እዚ ጽድቁ ኺገልጽ እዩ። 27: ምሕባን ደኣ ኣበይ ኣሎ፧ ተሪፉ። በየናይ ሕጊ፡ ብሕጊ ግብሪዶ፡ ኣይኰነን ብሕጊ እምነት ደኣ እዩ።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
መንፈስ ህድኣት ኣብ ልዕሊ ሳሚ ሓውና❤ ምስ ይቅሬታ ግን ኣይሰማዕካ ንርእየካ መስትያትና ኢካ
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ኣዒንትኩምን እምነትኩምን ናብ ኣምላኽ ሰማይ ንጉስ ኩላ ምድሪ ግበሩ። ኣይትካትዑ። Psalms 1 ትግ - ዳዊት 1-2: ብምኽሪ ረሲኣን ዘይመላለስ፣ ኣብ መገዲ ሓጥኣን ከኣ ዘይቀውም፣ ኣብ መንበር መላገጽቲ ድማ ዘይቅመጥ፣ ብሕጊ እግዚኣብሄር ደኣ ዚፍሳህ፣ ነቲ ሕጉውን ለይትን መዓልትን፣ ዚመራምሮ ሰብሲ ብጹእ እዩ። ንክትመራመሩምበር ንክትካትዑስ ንነብስኹም ኣይትፍቀዱ በጃኹም። ግዜ ዓድጉ ጸልዩ፡ ኣንብቡ፡ ተመራመሩ። "ሰልጥኑ"
@YoucantrunfromGod
@YoucantrunfromGod Ай бұрын
🔺👇👇👇 ሮሜ 8:34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።. እብራውያን 7:25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።. 1ይቲ ጢሞቴዎስ 2:5፤ ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ። ናብ ሰብ ሮሜ 8:27፤ እቲ ልቢ ዚምርምር፡ ንሱ ምእንቲ እቶም ቅዱሳን ከም ፍቓድ ኣምላኽ ገይሩ ይልምን እዩ እሞ፡ ነቲ ሓሳብ መንፈስውን እንታይ ምዃኑ ይፈልጦ እዩ። 1ይ ዮሃንስ 2 1፤ ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ እየሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ። ኢሳይያስ 53:12፤ ነፍሱ ንሞት ስለ ዝወፈያ፡ ምስ በደለኛታት ከኣ ስለ እተቘጽረ፡ ስለዚ ግዲኡ ምስ ዓበይቲ ኽመቕሎ እየ፡ ምርኮውን ምስ ሓያላት ኪመቅል እዩ። ግናኸ ሓጢኣት ብዙሓት ጾረ፡ ምእንቲ በደለኛታት ከኣ ለመነ። 1ይ ጴጥሮስ 3 18፤ ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ ብስጋ ሞተ፡ ብመንፈስ ግና ህያው ኰነ።
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ Ай бұрын
Menafk kulom tsedikom wediom yom😢
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 Ай бұрын
አማላዲ ማለት አታዓራቂ ማለት እዩ የሱስ ከአ ካብ አምላኽ ሩሑቃት ስለዝነበርና ምስ አምላኽ ክዓርቀና መጽዩ አማላድነት ናይ የሱስ ዘይቅበል የሱስ መድሐኒ ምኻኑ ዝኽሕድ እዩ።
@tsegasamuel687
@tsegasamuel687 Ай бұрын
Waw lntresant ❤
@selamyemane2692
@selamyemane2692 20 күн бұрын
Meron ezi wedi xbuki gerka smayo memhr eyu ele eye zgelxo
@amanueltesfamaryam7940
@amanueltesfamaryam7940 Ай бұрын
ካብዚ ብ ዙሕ ሰብ ክምሃር ስለ ዝክእል ከጽልዎ ኢኩም ሜሮን ከኣ። ማእከላይ መርገጺ ሒዝካ ብ ፍትሒ ምርሓዮም
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 Ай бұрын
በስመኣብ በወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን፥ድያብሎስ ውን ብሰንኪ ትዕቢቱ እዩ ተደርቢዩ ፥መናፍቃን ቅድሚ ድሕነት ትሕትና ተለማመዱ ፥ሃዋ/ ቅ/ጳው ኣብ መልእኽቱ ኣነስ ኣብ ነብሰይ ሐንቲ እካ ኣይፈርድን ማለት ኣጸደኩን ይብል፥ ንስኩም ፍር ኢልኩም ጸዲቅና ኽትብሉ ኣይትሐፍሩን ዓይነ ልቦናኩም ይክፈተልኩም ኣሜን
@Tomas-komita
@Tomas-komita Ай бұрын
ንሰብ ብመድሃኒት ዘደምዘዙ ካብ ኣባል 666 ዘፍሊ የብሎምን
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ Ай бұрын
Asey Kal hiwet yesmelna saymon hawey kemaka yebzhu🙏💕✝️💯👍
@dessalemekonen9762
@dessalemekonen9762 Ай бұрын
ኮለል ዝብል እዚ ወዲ ኩሉ ሰብ ሓጥእ ኢዩ ናብ ጎይታ ምስ መጸ ይጸድቕ ካብኡ ከኣ ጻድቕ ይበሃል
@HolaBruv
@HolaBruv Ай бұрын
እሕዋት ክርስቶስ ኣምላኽን ሰብን እንዲዩ ? ስለዚ እዩ ኻኣ ፈራድን ኣማላዲን እዩ ግን ከ ናይ ቅድስና ኣማላድነት ሰለስተ ዓይነት እየን እሞ ኣይንሓዋዉሶ 1-ናይ ክርስቶስ ከም ልዑል ካህና ከም ፍፁም ንፁህ ሰብ ምዃኑ ይማልደልና እዩን ኣሎ ውን Luke 22 ትግ - ሉቃስ 31: ኢየሱስ “ስምኦን! ስምኦን! እንሆ ሰይጣን ከም ስርናይ ክሓሕየኩም ለመነ። 32: ኣነ ግና፥ እምነትካ ኸይትጠፍእ ምእንታኻ ፀለኹ፤ ንስኻውን ምስ ተመለስካ ነሕዋትካ ኣፀናንዓዮም” በሎ። Hebrews 7 ትግ - ዕብራውያን 24: ኢየሱስ ግና ንዘለኣለም ዝነብር ስለ ዝኾነ፥ ዘይሓልፍ ክህነት ኣለዎ። 25: ስለዙይ ድማ ዅሉ ጊዜ ምእንትኣቶም ክማልድ፥ ንዘለኣለም ህያው ስለ ዝኾነ፥ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም፥ ናብ እግዚኣብሄር ዝመፁ፥ ንዘለኣለም ከድሕኖም ይኽእል እዩ። 2-ናይ መንፈስ ቅዱስ Romans 8 ትግ - ሮሜ 26: መንፈስ [ቅዱስ] ብድኻምና ይሕግዘና እዩ፤ ከመይ ጌርና ኽንፅሊ ኸም ዝግብአና፥ ኣይንፈልጥን ኢና፤ ስለዙይ እቲ መንፈስ ባዕሉ እዩ ብዘይንገር እህህታ ዝማልደልና።ረሰ 27: እቲ ልቢ ዝምርምር እግዚኣብሄር፥ ናይ መንፈስ [ቅዱስ] ሓሳብ እንታይ ከም ዝኾነ ይፈልጦ እዩ፤ መንፈስ ከም ፍቓድ እግዚኣብሄር ምእንቲ ቕዱሳን ይማልድሸ እዩ እሞ። 3-ናይ ሕብረት እዚኣ ማለት ብእግዛቢሄር ዝታኣዘዝናዮ ወይ ድማ ካብ እቲ ብመንፈሱ ዝተዋህበ ናይ ምፍቃር ጸጋ ፍጡራቱ ንሕና ን ነንሕድና ነማልድ እዚ ካምቲ ኣቦና ኣብራሃም ዘማለደ ምእንቲ ሰዶም ንሎጥ ውን ክድሕን ዝኻለ ካብ ፍሮዲ እግዛቢሄር ንተን ከተማታት ወይ ናይ መላእኽ እግዛቢሄር ዘማለደ ምእንቲ Zechariah 1 ትግ - ዘካርያስ 12: ሽዑ እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር “ኦ ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር፥ ነዘን ሰብዓ ዓመት ዝተቘጣዕኻየን ኢየሩሳሌምን ከተማታት ይሁዳን፥ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትምሕረን?” በሎ። James 5 ትግ - ያእቆብ 15: እታ ናይ እምነት ፀሎት፥ ነቲ ሕሙም ክተሕውዮ እያ። ጐይታውን ከተስኦ እዩ። ሓጢኣት ገይሩ እንተ ኾይኑውን፥ ክሕደገሉ እዩ። 16: እምበኣርከስ ምእንቲ ኽትሓውዩ፥ ንስንሳትኩም ሓጢኣትኩም ተናዘዙ፤ ምእንቲ ንስንሳትኩምውን ፀልዩ። ፀሎት ፃድቕ ሓይሊ ኣለዋ፤ ብዙሕውን ተስልጥ እያ። 17: ኤልያስ ከማና ሰብ እዩ፤ ዝናም ከይዘንም፥ ኣበርቲዑ ፀለየ፤ ሰለስተ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ከዓ፥ ኣብ ምድሪ ዝናም ኣይዘነመን። 18: ብድሕሪኡውን ዝናም ክዘንም ፀለየ፤ ሰማይ ከዓ ዝናም ሃበ፤ ምድሪ እውን ፍረኣ ሃበት። 19: ኣቱም ኣሕዋተይ፥ ሓደ ኻባኻትኩም ካብ ሓቂ እንተ ረሓቐ፥ ሓደ ኸዓ እንተ መለሶ፥ ናይ ሕብረት ኣማላድነት ናዓና ፍጡራት ዝተዋህበና ንምንታይ? ኣምላኽ ፈቃር ስለ ዝኾነ ብመንፈሱ ፍቃር ክትኸውን ይኽእለካ ሽዑ ንስኻ በዲሉኒ ወይ ኣይፍልጦኒ ከይ በልካ ትጽሊ የሉ ነቲ ፍጡር ከማኻ ኣምላኽ ንዓኻ ዘይኮነስ ንቲ ኣባኻ ዘሎ ምስሉ ወይ ከነጽራ ምስሊ ናይ ወዱ ስለ ዝርኢ ጸሎትካ ይቅበሎ እቲ ፍጡር ይፍወስ ይማሓር ናዓኻ ይኽብረካ ኣማኒ ይኸውን ወይ እምነቱ ይሕይል ቤተ ክርስትያን ትህነጽ ከምኡ ውን ይቅጽሎ. ካህን ከምዚኣ እዩ ኣገልግሎቱ ማለት እዩ ንሕና ውን ከምዚ ኢና ከንከውን ዝግባኣና ብድልየት ኣምላኽና ግን ከ ብኣንጻሩ እንታይ ንገበር ? ከም ዘይ ምልከተና ብጀካ ንውሱናት ሰባት ንገብሮ እሞ ሽዑ እዞም ሰባት እንተ ተጋገዩ ንሓምዮም ከይድና ናትና ሓዲሽ እምነት ንምስርቶ ወይ ድማ ካብ ንዚኦምሲ ንምላኽቲ ምባል ይሓይሽ ንብል ሽዑ እዚ ዘለናዮ ሕጂ ዝመጽእ ስለዚ ክቡራት ኣሕዋት ካብ መናፍሕን ምባልሲ ምምላድ (ጸሎት) ወይ ምርዳ ኣይሓይሽን?
@robelmerhawi3441
@robelmerhawi3441 Ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽካ ንጹር መልእኽቲ
@HolaBruv
@HolaBruv 29 күн бұрын
@@robelmerhawi3441 ኣሜን እዛሓወይ ንኹላትና ጥበቡ ይዓድለና
@destameseledesta7148
@destameseledesta7148 28 күн бұрын
I’m orthodox nothing wrong with them እብ 10፡14። ምኽንያቱ ብሓደ መስዋእቲ ነቶም ቅዱሳት ዝዀኑ ንዘለኣለም ፍጹማት ገይርዎም እዩ።
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. Ай бұрын
Meron wedi shermuta ❤
@elimrim4768
@elimrim4768 Ай бұрын
ኣንቱም ስባት ኣምላኽ ዝደሊ ስብ ብክርስቶስ ከኣምን ኣሎዎ ብድሕርኡ ድማ ክጥመቅ ኣሎዎ እዚ እዩ እቲ ህይወት
@danielhabte3044
@danielhabte3044 28 күн бұрын
Hade goita, hanti emnet, hanti timqet kabzi nilaeli yelen::
@KhanAli-j3w1q
@KhanAli-j3w1q Ай бұрын
እየሱስ ክርስቶስ ንሰባት ከጽድቕ ከምዝሞተ አይትፈልጡን??ብኣይ እመን ናዘልአለም ህይወት ትረክብ ካብ በለ ስለምንታይ አይጸደቕኩምን ትብል??ገላትያ 2:16 አንብብ ሮሜ10:9_10 አንብብ ሰብ ብልቡ አሚኑ ይጸድቕ ይብል እግዚአብሄር ትጸድቕ እንድህር ኢሉ ንጸድቕ ብሃጢያት አቦና አዳም ሞት ከምዝመጻአና አሚንካ በእየሱስ ህይወትን ጽድቅን ከምዝመጻና ንምእማን ስለምን ታይ ከቢዱኩም??ጽድቅና ናይመርገም ጨርቂዩ ጽድቅና ክርስቶስን ብስራህ መስቀሉ ስለዝአመንኩ100% ጸዲቐለኩ።ሮሜ 8:33 አንብብ ዝጽድቕ እግዚአብሄር አጽዲቑና ከኣ።መቼም ሲዖል ክንዓትው አይፈጠረናን
@SegenAraya-m4w
@SegenAraya-m4w 25 күн бұрын
ሜሮን ኣብዚኣ ትዕምጽ ኣለኻ ንኩሎም ማዕረ ዘይተዛርቦም ግዚኦኡ ተዛሪቡስ ብግዜኦም ይዛረብ
@sababberaki-gm4ij
@sababberaki-gm4ij Ай бұрын
Orthodox, so gut🎉❤🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒🌷🌸💐👍
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 22 күн бұрын
ሣሚየ ዝተደርበየልካውን ተቀበሎስከ
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Ай бұрын
ኦርቶዶክሳውያን መ/ቅዱስ ለይትን መዓልትን ብጸሎት ምንባብ የድሌኩም ኣሎ ኣይጸደቕኩን ሓጥእ እየ ዝብል ሰብ ኣይኣመነን ኣይደሓነን ከኣ ኣብ ርኽሰት ኣብ ዝሙት ኣምሉኾ ጣኦት ወዘተን ኣሎ ማለት እዩ።
@NatanSolomun
@NatanSolomun Ай бұрын
Sami hawey btami admikeka
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 29 күн бұрын
ኦ ርቶዶርስ ቶዋህዶ ድዘንአለም ትንበር
@RuthaZeweldi
@RuthaZeweldi Ай бұрын
Asey brukat deqey xbuq through tebarek melon wedey
@johanneshabte883
@johanneshabte883 29 күн бұрын
ሳይሞን ኣብ ኣተራጉማ ቓል ኣምላኽ ትጋገ ኣለኻ:: ንኣፈወርቂ ስምዓዮ::
ሐረግ ( ክፍል 26)
39:36
ለዛ
Рет қаралды 40 М.
Чистка воды совком от денег
00:32
FD Vasya
Рет қаралды 3,5 МЛН
Из какого города смотришь? 😃
00:34
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 2,7 МЛН
How many people are in the changing room? #devil #lilith #funny #shorts
00:39
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 45 МЛН
ሜሮን ጎይታ ክትቅበል ኣለካ ይብል ኣፎርቂ ሓውና
45:46
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 30 М.
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 36 ( BY BRUNO )
42:38
Awra Tube
Рет қаралды 10 М.
ብርቱዕ ክትዕ ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስን ፔንጠን
46:08
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 46 М.
Чистка воды совком от денег
00:32
FD Vasya
Рет қаралды 3,5 МЛН