Mestyat Betna | "ኣብይ መጽዩ ብሰማይ: ወይ'ዚ ሕያዋይ"

  Рет қаралды 36,137

Mestyat Betna

Mestyat Betna

Күн бұрын

Пікірлер: 254
@Sharon.91
@Sharon.91 Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ፡ እዘን ኣዴታት ናይ ሓቂ ሰላም ዝመጸ መሲልወን እዩ፡ ምጽራፍ ጌጋ ይመስለኒ ። ዛኪ ሓወይ ግን ሓቅኻ ኣለኻ ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ'ዩ ዝብለና ፡ ስለዚ ብሕጂ ብዙሕ ከርእየና'ዩ !!!"!
@robelmehari6009
@robelmehari6009 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ መስትያት ቤትና ፍልይቲ መደብ እያ
@b4gednhamedu
@b4gednhamedu Ай бұрын
ኡይ በል ኤርትራዊ እዋይ ሕፍረት ሰብ መልሓሱ ሓይኩ ይብልዓ ሎ ግዜ ብዙሕ ከርእየና እዩ ምቅናይ thanks zaki❤
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ሓቂ
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ካብ ምድማር ኣብ 1993 ብሪፈረንደም ጎዲልና:: ኣብ 2018 ከኣ ተደሚርና:: ሕጂ ከኣ ንጎድል ኣለና:: ጠቕልኣሉ ከኣ ክንጠፍእ ኢና::
@AbiTecle-i6g
@AbiTecle-i6g Ай бұрын
"ዝነገሰ ንጉስና ዝበረቐ ጸሓይና" ካብ ቀደም ክሳብ ሎሚ፣ ንመጻኢ'ውን ቀጻሊ! ምስላ ኣበው ዘይሃስስ ሓቂ ኢዩ
@awetbereket3570
@awetbereket3570 Ай бұрын
"ኩሉ ንምርኣይ ጥራይ ምቕናይ"ድዩ ዝበለ ኪሮስ ኣለማዮ!!!ንቐኒሞ ብዙሕ ክንርእን ክንሰምዕን ኢና።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
እዋይ ናህና ነገርርርርርርር ዘገርም'ዩ ብጣዕሚ ነሕዝን😢😢 ከምዚ ንከዉን ዘለና ኩሉ ነገር ብጉቡእ ሰለ ዘይምፍላጥዩ።
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 Ай бұрын
ኣብ ሃገረሰብ ዝነብር ሕብረተስብና ካብዚ ምጥቓዕን ምውዳስን ነጻ ኢዩ።
@xaka5505
@xaka5505 Ай бұрын
ልክዕ
@mohamedzenabdulmejid2468
@mohamedzenabdulmejid2468 Ай бұрын
ኣቡኡ ኮንኩም ተኻታተሉ ተባሂሎም ይኾኑ
@mikifsahaye9950
@mikifsahaye9950 Ай бұрын
Kkkk
@Wedihagereseb-q3h
@Wedihagereseb-q3h Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣይምልክተናን ኢዩ ኢዚ ምጥቃዕ ኣብ ግዳይ ሃገር ግን ቀዳሞት ኢዩ
@abihangi9223
@abihangi9223 Ай бұрын
ኣቡኡ ዘሎ ካብ ኩሉ ናጻ አዩ ናይ ባሓቂ
@imissmama3978
@imissmama3978 Ай бұрын
ኣየ ህዝቢ ኤርትራ😢 መስትያት-ቤትና ግን💙💙💙😇👌
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
አንቕዕ መልሓሶም ዘሕይኽ መዛግብ አሎ የቐንየልና ዛኪ።
@Seluala
@Seluala Ай бұрын
Zaki kuluo gezi nehaki eka tekrbe , Hantine belxten channel Mestiyat betina 🎉🎉🎉❤❤❤
@robiye3496
@robiye3496 Ай бұрын
ብልኪዕ 100❤
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ዓስርተ ሞት አብ ማአከል ከተማ አሰመራ !
@meteratv8866
@meteratv8866 Ай бұрын
ሕጂ'ውን ኣብ መስመርና ደው ንበል💙💙💙💙💙
@nk-yp5yw
@nk-yp5yw Ай бұрын
ወይ ግዜ ናትና ነገርስ ንበዪ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ወይ ሃገረ ኤርትራ ትገብርዮ ዞሎኪእንተትፈልጥስ ክምዚ ከምዚ አይምገብርክን እሞ ንመወዳእትኡከ አበይ ኢና ክንወድቅ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ዎዮ ስውእ / ስውእቲ ዋላ ንሓንቲ ሰከንዲ ተመሊሶም እንተዝርእዩና እንታይኮን ምበልና😭😭😭😭😭😭😭
@wedihaile6474
@wedihaile6474 Ай бұрын
ሓፊርና!!
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
2020ተደምረናል😮 2024ተባረናል😂😂 ወይ ተደመሩ ወይ ተመርመሩ😂ዋዋዋ
@amanuelkibreab3025
@amanuelkibreab3025 Ай бұрын
Brilliant as usual Zaki
@ermilewedikeshi9988
@ermilewedikeshi9988 Ай бұрын
Thank you zaki kbur haw 💙✌🏾
@tumzgigebremichael1205
@tumzgigebremichael1205 Ай бұрын
Ezen adetatna kemzi mbalen. Gega ayrakenen u mknyatu nselam eyen zzmra zelewa mknyatu selam sle znafeqa Haqi mesilwen eti erqi
@heri3588
@heri3588 Ай бұрын
ኣብዚ ማእኸል ኣዴታት ኔረ እንተዝኸውን ሎሚ ብሕፍረት ኣብ ጽፍረይ ምኣተኹ ኔረ😂😂
@abrahamtewelde6434
@abrahamtewelde6434 Ай бұрын
ዓሕ ድቃስ ዝሰኣነ ዓለም ብድቁሳ ሳላሳ የሕሊፉ ክድገም ሳላሳ ይኣኽሎ ዝህዝቢ
@habtemariamtekle3851
@habtemariamtekle3851 Ай бұрын
ኩሉ ብጣቕዒት ህዝቢ ኤርትራ ዘይሓልፈሉ።
@zeriesenaibeyene3518
@zeriesenaibeyene3518 Ай бұрын
ዕሽነት!
@wedihagos2024
@wedihagos2024 Ай бұрын
❤❤❤❤
@Aglglberhane
@Aglglberhane Ай бұрын
እቲ ምስጢር " ኤርትራን ህዝባን" ዓጺኻ ጅሆ ሕዝካ" ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ዝብል ኣማራጺ ዘይብሉ መንገዲ ወይ ስልቲ ናይዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት እዩ። ግና ንኹሉ ገግዜኡ ስለዘለዎ ከምዚ ኢሉ ዝነበር ኣይኮነን። God bless!
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 Ай бұрын
Thanks Zaki hawna xbuq medeb🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@user-pv3fr7sf5u
@user-pv3fr7sf5u Ай бұрын
Aye hzbi asmera barya zkone hzbi
@SaraTube10
@SaraTube10 Ай бұрын
ኩልና ደሪፍና ቤተ ክርስቲያን ውን ዘሚራ ነይራ ብዙሕ እልና ተዘፋዝፍና ተፃልእናዮም ዝነበርና friend boyና ውን ብሓጎስ ሰኺርና ደውልናሎም ነይርና ግን ድራማ ምኻኑ ክሳብ ዝርድአና ማዓዝ ንሱ ጥራይ ብአየራቶም ክሳብ ዝድብድቡና ምእማን አበይና አበይሞ😅ብዝኾነ ካብ ትግራይ እየ😂😂አይትፍረዱ😊
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b Ай бұрын
ኣዴታትና ደኣ ሰላም የን ዝደልያ አንታይ ሞ ይገበር❤
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq Ай бұрын
ሕጂ ክኣ ናይ ኣቢይ ድሮን መጽያ ብ ሰማይ ወይ እዚ ወዲ በሻሻ ጠላም እንዳበላ ጥራሕ ከይመጻና።😂😂
@temesgntsagay6222
@temesgntsagay6222 Ай бұрын
😅
@amangebru1057
@amangebru1057 Ай бұрын
ኾሸምሸም በዚሑ እኾ ኢልና ነርና ዛኪ ጅግና
@lanteTV1
@lanteTV1 Ай бұрын
ኾሸም ኾሸምሸም 😂
@ErmiyasKidane-x9e
@ErmiyasKidane-x9e Ай бұрын
Zaki❤❤❤
@kedishmikael4143
@kedishmikael4143 Ай бұрын
Azekrom dea Zakiye nezom xemamat berayu. Mkal qalom kaxfu hfr ayblon iyom
@mebrahtomtemanu659
@mebrahtomtemanu659 Ай бұрын
zaki the great 🎉🎉🎉bravo🎉🎉🎉
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 Ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Ninotes17
@Ninotes17 Ай бұрын
ኣየወ ግዘ ወይ ተደመር ወይ ተመርመር ዝብል ግዘ ውን ሓሊፉ ዝገርም ዕብዳን ሪእና
@ጆጋር_ንሓመዱ
@ጆጋር_ንሓመዱ Ай бұрын
Zaki you are brilliant 💙🦁
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq Ай бұрын
💙💙💙💙
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 Ай бұрын
እዚ ህዝቢ ኣስመራ ዝበሃል ንዝመጻ መንግስቲ ከጣቅዕ መጀመርዮኡ ኣይኮነንን (መጣቃዕቲ ።
@atakltibeletse
@atakltibeletse Ай бұрын
First comnt and like❤❤❤❤
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 Ай бұрын
Eway wurdet!!!!!!!
@kedishmikael4143
@kedishmikael4143 Ай бұрын
Way izi weyal hzbi mehferiæ. Zelalem zeztebahlo kgebr😥
@teklitasmelash6103
@teklitasmelash6103 Ай бұрын
Eee adetatna dea entay zeygebera 😊😊
@Good100.
@Good100. Ай бұрын
ምቅናይ ጥራይ እወ ፡ገና ገለ ክንርኢ ኢና
@yosefkemalemey124
@yosefkemalemey124 Ай бұрын
Zekey hawena ❤nay libina ❤❤❤
@habtomhidru186
@habtomhidru186 Ай бұрын
ኣቢ መጺኡ ብሰማይ ወይዙ ኣስላማይ ማለተን ከይኮና
@ramiferej7689
@ramiferej7689 Ай бұрын
ኣቢ ኣስላማይ ዲዩ ?
@sebilomo2510
@sebilomo2510 Ай бұрын
ኣንፈቱ ኣይትቀይሮ ካብ መኣስ እዩ ኣቢ ኣስላማይ ዝኾነ ኣዴታት ዝረሃወ መሲልወን ዝበለኦ ናብ ካልእ ሓሸውየ ኣይተሽርፎ
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@abibajo2396
@abibajo2396 Ай бұрын
😂😂abe mexyu bsemaye wezihiyaway 😂😂
@semeretsegay2249
@semeretsegay2249 Ай бұрын
Wellcome zaki
@sababberaki-gm4ij
@sababberaki-gm4ij Ай бұрын
👍👍👍👌👌👌🎄🎄
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 Ай бұрын
ህዝብና ጥራይዶ ይኸውን ወላስ ኣብኩሉ ህዝብታትዩ ንኹሉ ጥራይ ጣቕዒትን ስሓቕን ወላውን ኣብዚ ደንበ ፍትሒ ዝተረድኦ ዝመስል ማዕበል ንደግሞ ዘለና ሕቶ ይፈጥረልካ ብዝኾነ ለም ወትሩ ነመስግን ዛኪ
@ዶክተርX
@ዶክተርX Ай бұрын
Wel come
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal Ай бұрын
ዛኬ እዝን አዴታት እኩ ሰላም ብጣዕሜ ሰላዝናፈቃ ሕለፈ ተማሐላለፈ ኩነለን ደሌን ለዉጤ ደሌን እየንእምበር ገድሌ ዝፈጠረ ገደል ይእቶ እንዳበላ ሕርር ዝበላ እየን።ብርግጹ ዉሉድ ዘወፍየ ሰጋብ እታ ሐመደ አዳም ዝለብሰ እዛ ጓለይ ወደይ እንተዝህሉ ከምዚ አይምኩንነ እዩም ዝብሉ። 🙏🏾💕
@elsakidane1177
@elsakidane1177 Ай бұрын
Ewo do
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
Welcome Mestyat Betan
@SolomunAregay
@SolomunAregay Ай бұрын
ኣብይ እዛ ዝሰሞዓ ዓሰብ ከይምጽኣ ኣይዓርፍን ሕጂ ዳኣ ንህዝቢ ዋጋ ከይኸፍል የሰክፍ
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 Ай бұрын
*ማሕበሮሙ ለእኩያን *ናይ ዘመነ 21ክ.ዘ መራሕትይ. ጎይታ ናይ እቶም ውሑዳት ጸሎት ሰሚዑ ምሕረት የውርደልና
@solomonhadera8928
@solomonhadera8928 Ай бұрын
Akatariwoch
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 Ай бұрын
እዋይ ድራማ
@HabtomTesfay-m1r
@HabtomTesfay-m1r Ай бұрын
"ኣቢ መጽዩ ብሰማየ ወይዚ ሕያዋይ!!"😂😂😂!! የቀኔልና ዛኪ
@ሸባብ
@ሸባብ Ай бұрын
Ayyyy
@Merison1
@Merison1 Ай бұрын
እሞ እዘን ኣንስቲ እንታይ ፖለቲካ ይፈልጣ ናይ ሓቂ ሰላም ዝኮነ መሲልወን ደሪፈን ነዚአን ኣደታት ክንጸርፈን ኣይግባእን ነቲ ረሳሕ ህግደፍ ድኣ እምበር
@elsakidane1177
@elsakidane1177 Ай бұрын
Yzrefa enber aklabat
@dawitgurja5009
@dawitgurja5009 Ай бұрын
ዘሕፍር ዩ ደቀን መጺና ከምዚ ኣይስዕስዓን ባርያ ዝከነ ህዝቢ
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SirakISAAK
@SirakISAAK Ай бұрын
Medakerti
@mehari6360
@mehari6360 Ай бұрын
መስሓቅ ዓለም ዝኮነ ህዝቢ
@Amen-g7h
@Amen-g7h Ай бұрын
Higi nmntay amxiekayo.nsensi selam mesilwen nean kefiewen lieli kulu.anes ms men eu xilekum ms hzbi diu.😢
@elsakidane1177
@elsakidane1177 Ай бұрын
😅
@Amen-g7h
@Amen-g7h Ай бұрын
@elsakidane1177 🤣🤣🤣🤣😭😭😭
@elsakidane1177
@elsakidane1177 Ай бұрын
@@Amen-g7henssa Eko fetawin selean tfelt emo hji do yhayshi ab berhale ztefu kolwut nbur ayrkebun
@dawithaile1314
@dawithaile1314 Ай бұрын
እዘን በላዕቲ ደቀን የሕዝና
@kebirates5125
@kebirates5125 Ай бұрын
ኢሰያስ ከም አብይ አህመድ ጌሩ ዝተጻወተሉ ሰብ የለን:: መደልደሊ ስልጣኑ ጌሩ: ሓይልን ዓቅምን ኢሰያስ መዚኑ ጉሕፍ:: ሕጂ ከ ቃለመሕተቱ ብምንታይ ይጅምራ ይኸውን ብተሸውደናል😂😂😂
@abieteffrimekta2344
@abieteffrimekta2344 Ай бұрын
ቃሉን ያልጠበቀ እንግዲህ ማን እንደሆነ ህሊና ያለዉ ያመዛዝን መጀመሪያ ቦርደሩን የዘጋ ማነዉ አየር መንገድን የወነጀለ ማነዉ ቀነቀጠሮ የያዘ ለኢትዮጵያ አየር መንገድ እንዲያቆም ቀን የሰጠ ኢሳያስ ሰዉ እንደጎርፍ ወደ ኢትዮጵያ ሲጎርፍ መቆጣጠር ሲያቅተዉ የኔን ለራሴ የናንተን ለጋራ ከሚል እሳቤ ለተፈጠረ የፅዋ ማህበር የተንኮለኞች ስብስብ ምን ሊጠበቅ ነዉ ከስር መሰረቱ ካልተፈነገለ ኤርትራዉያን መልሱ በእጃችሁ ነዉ❤🇪🇹❤🇪🇷
@SelamawitFessehaysion
@SelamawitFessehaysion Ай бұрын
Tselot aygbra kulgze mes derfa
@solomonfishaye8658
@solomonfishaye8658 Ай бұрын
🤔🤔🤔
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 Ай бұрын
ዓቢዶም ፣ዘዕበደዎ ፣ህዝቢ !!!
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Ай бұрын
እሞ ኻኣ ነዚ ክሳብ ባረንቱ መጽዩ ንዝተዋግኣና የሕዝን
@HiwetMilash
@HiwetMilash Ай бұрын
Zaki 🎉🎉
@filmonlove5754
@filmonlove5754 Ай бұрын
እንታይ ይብላ ይኮና ሕጂ ክሰምዕኦ ከለዋ ነዚ ሕጂ
@GideyTesfay-r3b
@GideyTesfay-r3b Ай бұрын
,አዠሐጂ😮ኸ ደአ እንተሠይወለደ መደመርሳየስ
@tadeseteklebrhan
@tadeseteklebrhan Ай бұрын
ኣብዚኣ እታ ተገርም ኣብ መግለጺ ኣቢ "ውክልና ወጻኢ ጉዳይ ተዋሂበ" ኣብ ዝበለሉ ፡ ኢሰያስ ዘርኣዮ ተኣምር ዝኾነ ልባዊ ሰሓቕ ኢዩ ። ሕጅ'ኸ እንታይ ክበሃል ኢዩ ፧
@hailetek49
@hailetek49 Ай бұрын
ቀደም እወን ንንጉስ ሃይለ ስላሴ ከምዚ ኢለን ኔርን ሃይለየ ኣንታ በዓል ጸሎትየ ስላኻ ወጊሓ መሬት ኢለን ይደርፋ ኔርን
@lanteTV1
@lanteTV1 Ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣
@Meko86
@Meko86 Ай бұрын
ካብ ቦሌ ናብ መጋነኛ ዝውስድ መስመር ብምልኡ ናይ ማክሮን ስእልን ባንዴራ ፈረንሳን መሊኡ ኣሎ። ዘገርም እዩ።
@FacheAkk
@FacheAkk Ай бұрын
Bro, kemey lo adis abeba kunetat erefti kab dege kmexe ybl aleku, kemey trio?
@Meko86
@Meko86 Ай бұрын
@FacheAkk ኣነ ሎሚ ንጉሆ እየ ካብ ጀርመን መጽየ ብ/ን እየ የሩኽተይ ኣብዚ ኣለዉ። ሰላም እዩ ዘሎ። ምጻእ።እንጆይ ግበሮ።
@FacheAkk
@FacheAkk Ай бұрын
@@Meko86 wow mein lieber, ich bin auch aus Deutschland, ich überlege auch i komme im Januar. Wenn du sagst alles ok ist.
@Meko86
@Meko86 Ай бұрын
@FacheAkk mach keine Gedanken, es ist alles wunderschön, komm und genieß es, Mann lebt ein Mal
@maraedimontonedimonton
@maraedimontonedimonton Ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕብረተ ሰብ ሓቤሬታ ስለ ዘይብሉ ክትከስዎ በፍጹም ኣይግባእን
@BabuurTafla
@BabuurTafla Ай бұрын
ከም ናህና መራሕትን ህዝብን ኣብ ዓለም ዝዑሹ የለን ክበሃል ይከኣል። ሕጂ አውን ኢሳያስ ምስ ዓቢ ተዓርቅና ኢና አንተትብል ከይሓፈሩ ባንደራ ኢትዮፕያ ሒዞም በዘይ ሕፍረት ምስ ሳዕስዑ ነሮም.
@Neverforget2020
@Neverforget2020 Ай бұрын
😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray Ай бұрын
ኣይ ባራዩ 😁😁😁
@Tomas-y8y
@Tomas-y8y Ай бұрын
Entay yetiki sle eritrawi
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray Ай бұрын
@Tomas-y8y ጊስ ረሳሕ ክልል ኤርትራ ሻዕማራ ዝወሰድካዮ ኣጽዋር ህዝቢ ትግራይ ዝጨወካዮም መንእሰያት ትግራይ ዝወስደካዮ ንብረት ካብ ውልቀ ሰባት ክሳብ ናይ መንግስቲ ትግራይ ንብረት መልስ
@Hermela-md3ez
@Hermela-md3ez Ай бұрын
Abi mexiu weyzi hiyawayyyyyyyy😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@Befreedaily
@Befreedaily Ай бұрын
ኣዴኻ ሓንቲ ካብዘን ኣንስቲ ዘይምኻና ኣምላኽካ ኣመስግን 😂
@agnesmeskel1399
@agnesmeskel1399 Ай бұрын
ውይ ግድ
@warrihabesha
@warrihabesha Ай бұрын
ኤርትራውነት ሓንሳብን ንሓዋሩን ተሳዒሩ ኢዩ። ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ሲዒሩና ኢዩ።ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ምስ ኢትዮጲያ እንተዘይደሚሩና፣ካልኣይቲ ዕጫ ንኤርትራውነት ትጽበየና ዘላ ሞትን ኲናት ስደትን ሓሳረ መከራ ኢዩ።እዚ ብምን ኮይኑ እንተኢልና፣ ብሰንኪ ደገፍቲ ህግደፍ ኢዩ።እንተዘይድግፍዎ ነይሮም ኤርትራውነት ንዘልኣለም ምቀጸለ ነይሩ።ግና ፈሺሉ ኢዩ።ህዝቢ ኤርትራ ተሳዒሩ ኢዩ።
@warrihabesha
@warrihabesha Ай бұрын
​@Canert-j8tንህግደፍ ምድጋፍ እንተዘይገዲፍኩሞ፣ኤርትራ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ልእላውነታ ከብቅዕ ይኽእል ኢዩ።
@SeMe-g7j
@SeMe-g7j Ай бұрын
ኣቢ መጺኡ ብሰማይ የ ወይ ዚ ሕያዋይ ተመን ምኻኑ ረሲዖሞ ኣዴታትና ኮ መግለጺ ኢኻ ትስእነለን ናብ ዝዓመረ ዛኪ,, ኣዴታትና ከምቲ ንእሰያስ ዘምልኽኦ ንፈጣሪ እንተዘምልኽኦ ኤርትራ መንግስተሰማይ ምኾነት 😢😢😢 ዘሕዝን ዩ
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo Ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@Divora80
@Divora80 Ай бұрын
Medekar bezihu ezi keman
@semharhabtom520
@semharhabtom520 Ай бұрын
Zgerim eka eu
@selamkidane8066
@selamkidane8066 Ай бұрын
Ezi Hzbina ko Ebud ayu.
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot Ай бұрын
Still the solution for us Eritreans is to re-join Ethiopia.
@HabeshaICT
@HabeshaICT Ай бұрын
😂
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 Ай бұрын
I support your Opinion.you are right.EPLF should not have separated Eritrea from Ethiopia.
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot Ай бұрын
@ thank you dear , imagine how evil and deceitful to secede people , who were citizens of a massive country Ethiopia, and get them locked in a small dried area and tell them they are liberated. We the Eritrean people need to wake up this wasn’t done in our interest, it was instead done in the interest of somebody else .In the first point we Eritreans never had issues from the Ethiopian people. Our people was living as citizens of Ethiopia like any other Ethiopians peacefully and harmoniously . There might had been some minor political issues like being ruled by a monarchy and followed by a communist party and this was not a big deal; and this could have been changed with time . For instance during the middle age UK had been in the same situation and the people to changed this slowly and gradually into a parliamentary system, a system of the current government. Let’s ask our selves just simple and easy question that what have we gained by seceding ourselves from Ethiopia? The answer is obviously the fact we are living in . We the people became a slave of few individual leaders and as a people we are in the verge of extinction. We the people are not even considered citizen of Eritrea, the leaders and the party who are in control everything even denied us the basic passport.
@MESERET-FLTET
@MESERET-FLTET Ай бұрын
"ኣቢ መጽዩ ብሰማይ ፡ወይዚ ሕያዋይ😂😂"
@Wedi.afie2025
@Wedi.afie2025 Ай бұрын
Eway ezi metaqi zhbi uyy Moyte 😂😂😂😂😂
@selambahta145
@selambahta145 Ай бұрын
ኢሰያሰ መጀም ህዝቢ ኤርትራ ናቱ ሙኻኑ ዕድላኛ ኢዩ ኣሕሕሕሕ።
@takitachanel7722
@takitachanel7722 Ай бұрын
Adetatikm xrefu dika tibl deleka abaq😂😂😂
@lanteTV1
@lanteTV1 Ай бұрын
😂😂😂
@danhaile8603
@danhaile8603 Ай бұрын
መሕፈር ዝኮነ ህዝቢ።
@salehsaeedebrahim6010
@salehsaeedebrahim6010 Ай бұрын
RIP OUR HERO
@smi0717
@smi0717 Ай бұрын
They are not our heroes but they are our brothers and sisters
@meriali9709
@meriali9709 Ай бұрын
0:44 ጎሮቤትና ግን ማሽቃበጥ ክትኩኡሉሉ😂😂😂😂
@michealmehari577
@michealmehari577 Ай бұрын
ጽቡቅ ገሊጽካዮ ኣለኻ ዛኪ ሓወይ እቲ ቅድሚ 2018 ኣይፍለጡን እዮም ዘልካዮ ግን ካብ ዝኽርታተይ ኣቢ ሰላም ንግበር ኢሉ ይጉስጉሰሉ ኣብ ዝነበረ ግዜ ሓደ ካብ ተቃወምቲ ኣምሓራ ኣቢ "ኮ" እቲ ቀንዲ መሳርሕትና እዩ ኢሉ ንኢሰያስ ድሕሪ ምሕባራ ኣብ ናይ 20 ሰነ መደረ ጌም ኦቨር ትብል ሓረግ ተጠቂሙ ከም ነቲ ነገር ዝተቀበሎ ብድሕሪ እዚ ኣብ ትሕቲ ሕወሓት ከሎ ኣቢ ኣብ ናይ ስለላ ጉዳይ ይተሓጋገዞም ምንባሩ ከኣ "ባ" ግልጺ ኮይኑ ኔሩ።
Mestyat Betna | ንሓመዱ: ብሽወደን'ውን ሰዊዱ
28:52
Жездуха 41-серия
36:26
Million Show
Рет қаралды 5 МЛН
진짜✅ 아님 가짜❌???
0:21
승비니 Seungbini
Рет қаралды 10 МЛН
Who is More Stupid? #tiktok #sigmagirl #funny
0:27
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 10 МЛН
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
Mestyat Betna | መቕጻዕቲ ህግደፍ ንደገፍቱ
8:10
Mestyat Betna
Рет қаралды 55 М.
Mestyat Betna | ካብ ቦታ ባርዕ ካሊፎርንያ
8:31
Mestyat Betna
Рет қаралды 45 М.
መደብ ኣፍልጦን ምስገናን ሰልጠነ ግርማይ ኣብ መቐለ)
37:30
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 61 М.
ATV: እዋናዊ ዜና
7:45
ATV asena
Рет қаралды 2,3 М.
ምቅይያር ቃላት ኣብ ዘመና
24:16
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 24 М.
Жездуха 41-серия
36:26
Million Show
Рет қаралды 5 МЛН