Mestyat Betna | Equatorial Guinea ዝሙት: ብልሽውናን ምልካዊ ምሕደራን

  Рет қаралды 17,811

Mestyat Betna

Mestyat Betna

Күн бұрын

Пікірлер: 47
@HenokHabtom-ev5vd
@HenokHabtom-ev5vd 5 сағат бұрын
ወይ ማማ Afrika ጨካናት ስልጣን ስልጣን ዘይጸግቡ መራሕቲ ትገላገልሉ ግዜ የምጻልኪ ዛኪ ጸቡቅ መብርሂ ገርካልና, ጽቡቅ ስራሕ ከም ጉሉግዜ💙💙💙💙💙💙💙💙
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 6 сағат бұрын
መለኽቲ ዝሙትን፡ ብልሽውናን፡ ኢዩ ስርሖም
@tedrosberhane7073
@tedrosberhane7073 5 сағат бұрын
ኣጓቢሑ ጣጥጥ የብለን ኔሩ ቀባጽ ወዲ 😂😂
@kuduskiflay-fd9nn
@kuduskiflay-fd9nn 6 сағат бұрын
Thanks very much Jornalist zekarias
@searetesfahiwet8620
@searetesfahiwet8620 3 сағат бұрын
Thank you zarkey hawey b.xmona zteketatelkwa ab medebka bzaeba wedu n Eqotoryal Giuni gerimuni"
@mihreteabtesfamichael5380
@mihreteabtesfamichael5380 2 сағат бұрын
Thanks Zaki ❤
@hailetsegai3965
@hailetsegai3965 5 сағат бұрын
ዛኪ ኣባሃህላኻ ኣይተርደኣንን ካባና ዝገድድ መግዛእቲ እውን እኮ ኣሎ እዩ ተስምዕ: ኣገልግሎትካ ንህዝቢ ቀጽሎ ጽቡቕ ስራሕ የቐንየለይ:
@robiye3496
@robiye3496 3 сағат бұрын
ባዕልካ እካ ከሙኡ ትቡል ዘለካ ሓወይ
@mmsaed4630
@mmsaed4630 2 сағат бұрын
Zaky you're very smart. ነዞም ዲክተተርስ ጉንዲ አዝኖም ትወቅዖም ኣለኻ፡
@lulyabereke7848
@lulyabereke7848 5 сағат бұрын
Thankyu zaki
@Grmay-h8b
@Grmay-h8b 4 сағат бұрын
ሰላም ዛክ ክብር ሓው
@diallosamrawit6996
@diallosamrawit6996 6 сағат бұрын
Danke Zaki
@teklitrussom
@teklitrussom 7 сағат бұрын
Wey gud Mama Afrika 😢
@samihayle
@samihayle 6 сағат бұрын
Thanks zaki🥰
@tesfabrhanhagos7899
@tesfabrhanhagos7899 Сағат бұрын
ናይዞም ባራዩ ናትና ውን ካብ ናቶም ይኸፍእ፡ ኣብ ደገ ስለዘይወጸ እንበር
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 5 сағат бұрын
ይገርም እዩ ነዚ ረሳሓ ኢሰያስ ዝድግፉ ዘለው ረሳሓት ዜጋታት ምህላዎም ድማ የስደምም እዩ ስዕረትን ዕንወትን ንኢሰያስ ዝድጉፉ ዘለዉ ሕልና ኣልቦ ዜጋታት ፎ ፉንፉናት ደቂ ኣራዊት
@teameema9832
@teameema9832 4 сағат бұрын
💙💙💙
@Eritreanam
@Eritreanam Сағат бұрын
እዚ ዝተፈለጠ ጉድ ኢዩ ዘይተፈልጠ ከ?
@blackstar7660
@blackstar7660 6 сағат бұрын
ይበል ውሕሉል ኣገላልጻ ዛኪ
@quatt.w3141
@quatt.w3141 6 сағат бұрын
❤❤❤
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 сағат бұрын
ISAYAS gual alato ADIA ab Nairobi zemotet.
@yibrah5309
@yibrah5309 3 сағат бұрын
ትግዛእ ኣላ እምበር ፡ትምራዝሕ ወይ ትምሓደር ኣይብሃልን ዩ እዚ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 5 сағат бұрын
ብሽርሒ ከም ዝኮነ ርዱእ'ዩ፡ ነዚ ወዲ ጠቢሰሞ ኢዮም፡ ብህዝቢ ይፍቶ ስለ ዝነበረ እዮም ኣሲሮምሉ እነሀለ ከኣ ካብ ጸወታ ኣውጼሞ 😂
@samuelfissahaye2242
@samuelfissahaye2242 6 сағат бұрын
Btaemi eu zegerm?
@tesfagabergebreselasie6433
@tesfagabergebreselasie6433 2 сағат бұрын
ኢሰያስ ሓደ ካብዚኦም ዕልል ገበነኛ ኢዩ ምስ ምምጻኢ ትራምፕ ካኣ ናብ ጻዓዳ ገዛ ክንኣቱ ኢና ኢሉ ኣብዚ ኢዋን ኢዚ ምስምስ የብዝሕ ኣሎ ከምዚኦም ዛኣምሰኡ ውልቃውያን ረብሖኦም ጥራይ ኢዩ ዘገዲሶም ሕጊ የለን ኣብ ዓለም ኢምበር ሕጊ ኢንተዚሁሉ ከምዚኦም ብሕጊ ኣብ ቅዲሚ ዓለም ኪሳዶም ገምዲ ኣኢትካ ጠልጠል ኢንዶ ትብሎም የለካን ዓለም ሰላም ትወርዳ
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 2 сағат бұрын
Eritereans how about Abraham Isayas Afeworki????
@በለስ-ጨ1ጐ
@በለስ-ጨ1ጐ 6 сағат бұрын
ወይ ኣፍሪቃ
@JemalKemal-uq1eu
@JemalKemal-uq1eu 6 сағат бұрын
ሕብረት አፍሪካ ዲዩ ድርጅት ትብሉዎ አብ አፍሪካ እንታይ ኡዩ ክሳርህ ዘሎ ንዚኩሉ ህመቃት ምትአክብ ኮይነ አፍሪከ
@Bitew12
@Bitew12 3 сағат бұрын
wilke melaki iseyas ewin genzeb hizbi ab swizz bank ab Russa alo genzebu
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 5 сағат бұрын
Zaki our future president
@amanuel-.
@amanuel-. 2 сағат бұрын
ብቑዕ ጋዜጠኛ ማለት ብቑዕ መራሒ ሃገር ማለት ኣይኮነን።
@habeshapage755
@habeshapage755 Сағат бұрын
​@@amanuel-.Exactly, hbretesebna ksab hji zeytemahrelu neger ente halyu n sebat idolise mgbar eyu
@filimongebre8553
@filimongebre8553 7 сағат бұрын
ዛኪ እዛ ብዕጽፊ ካብ ኤርትራ ትንእስ ዘረባ ተብዝሓ ኣለኻ ካይትደግማ ድሕሪ ሕጂ ኤርትራ ዓባይ ሃገር ኢያ ብዙሕ መረት ዝተጨረመ መሬት ኣለና እሰያስ ንመቃመሪ ዝገብሮ ንኣብነት ከሰላ ባድመን ከባቢኡን ከምኡ ውን ደሰታት ሓንሽ ኤርትራ ዓባይ ሃገር ኢያ ብናእሽቱ ኣራእስ ዘለዎም መራሕቲ ስለ ዝተታሕዘት ኢያ ።
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 7 сағат бұрын
ኤርትራ ዓባይ ሃገር እያ??😮 አየነይቲ ኤርትራ?😳 እታ ወድ መድህን በራድ ዝፈረስት ድስቲ ዘምስላ ኤርትራ?🧐አይ ህግደፋውያን እስክ አስህቁና😂 ድሁላት ደቅዛ ተደመርቲ አስክት😾
@yohanesteklay1897
@yohanesteklay1897 7 сағат бұрын
ፋራ ዲኻ? ንስፍሓት መሬት ከም ኣብነት አንተ ተጠቐመሉ አንታይ አዩ አቲ ሽግር? አስከ ገምጋም ስፍሓት መሬት ኤርትራ ክንደይ ትርብዒት ኪሎ ሜተር አዩ ንገረና?
@SimonFidel-x8n
@SimonFidel-x8n 6 сағат бұрын
ስቅ በል
@yodaheamen2718
@yodaheamen2718 6 сағат бұрын
Anta hji ka abzey tedelye qunay ketetwena 😂ms sudann Djibouti yaklena qunat
@RastaRasta-eo6fg
@RastaRasta-eo6fg 4 сағат бұрын
ኣንታ ክቡር ብዓለም ካርታ ዝተሓንጸጸ ድዩ ከመሓላልፍ ዘለዎ ዶስ ነቲ ዘየለ መሬት ናትና ዩ ሉ ከቕርብ ክሕሱ ዝግብኦ? ኢሰያስ ኣብ 1946 ዩ ተወሊዱ እዚ ባድመ ድማ ጥልያን ብ 1885 ዝሓንጸጾ ዩ ት ናይ ከሰላ ተኾነ ኢንግሊዛውያን 1941 ንጥልያን ስዒሩ ዝቖራረጾ ዩ ኣብዚ ሰዓት ድማ ኢሰያስ ኣይተወልደን።ግን ኢሰያስ ስለ ዝደገፍኩ ኣይኮንኩን ነቲ ሓቂ ሓቂ ምባል ዩ ጽቡቕ።ኢሰያስ ዝሸጦ ህዝቢ ጥራይ ዩ
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 сағат бұрын
💙💙💙💙
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 5 сағат бұрын
❤❤
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 2,9 МЛН
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 31 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН
My MEAN sister annoys me! 😡 Use this gadget #hack
00:24
JOON
Рет қаралды 2,8 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 33 ( BY BRUNO )
44:28
Awra Tube
Рет қаралды 97 М.
Mestyat Betna | ሓያላን መርበባት ስለያ ዓለምና
15:25
ግድን'ዶ እዩ፧ Is It a Must?  Part 2
36:19
Fre Productions
Рет қаралды 1,6 М.
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 2,9 МЛН