Mestyat Betna | ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ቱርኪ ስምምዕ ሰላም ፈሪመን

  Рет қаралды 22,013

Mestyat Betna

Mestyat Betna

Күн бұрын

Пікірлер: 57
@Afriloto3
@Afriloto3 2 сағат бұрын
ሰላም መወዳድርቲ የብሉን።
@hailegebrelibanos2181
@hailegebrelibanos2181 23 сағат бұрын
Eta kbas eba nab eseyas temelisa❤🎉
@solomonliza
@solomonliza 23 сағат бұрын
በርትዕ ዛኪ 🙏
@habesha6883
@habesha6883 23 сағат бұрын
ከይደቀስ ክሓድር ኢዩ ሰላም ዘይናቱ ኢሰያስ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 21 сағат бұрын
Esseyas dea hrr elu.ezi chenawi Esseyas n hzbi eritrea draru axiyulu.btaemi yehzneka.assab kem kedemu kadiru knebr eyu
@Gira1995
@Gira1995 23 сағат бұрын
እዚ ናይ ሰላም ስምሚዕ ብጣዕሚ ዘሕጉስ እዩ። ቱርኪ ን ዲክታቱር ኣሳድ ኣልያ ካብ ሱርያ ሕጂ ኸኣ ታራ ናይ ውልቀመላኺ ኢስያስ እዩ። congratulations to Somali and Etiopien people
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 17 сағат бұрын
እሞ ኤርዶጋን ንባዕሉ ሲ ዉልቀ መላኺ እንድዮ
@berhane815
@berhane815 13 сағат бұрын
ብሓቂ ንተቃወምቲ ባይታ ሂቡ ኢዩ ኣቢ ተራ ኣለዋ ቱርኪ ንሶርያ ።
@ROHATE-p4o
@ROHATE-p4o 3 сағат бұрын
ሰመያዊ ማዕል ሕጂ እዩ ኣብ ኢቴዮጵያ ካኣቱ ዘለዎ።
@ezgahariateklom9896
@ezgahariateklom9896 21 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@amanuel-.
@amanuel-. 22 сағат бұрын
ብዛዕባ መግለጺ ህወሓት ደኣ መደብ ዘይሰራሕካ። ኣብ ኣዲስ ቀንዮም።
@HarenaKesete
@HarenaKesete 12 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤
@jontekle-c8w
@jontekle-c8w 22 сағат бұрын
🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 20 сағат бұрын
Thx bro
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 23 сағат бұрын
እዛ ት ኣቱ ዘላ ሓዳስ ዓመት ን ኢሰያስ ኣብ ዘይወጾ ፈተና ከተእትዎ ኢያ ።
@FiliWedi
@FiliWedi 22 сағат бұрын
Sedi
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 21 сағат бұрын
Nshalah anew new ybl ykewun ezi setayi nuxuh dem hzbi eritrea.b flay b akal thuzo kemzi nay daesh geyrka thardo
@simi118
@simi118 21 сағат бұрын
እቲ ሓደ ቤንጠ ዝበላ ክትከውን እያ ግዲ 2024 ኢሰያስ ክውድእ እዩ ኢሉ ኔሩ
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 21 сағат бұрын
@@simi118 ልክዕ ኣለኻ ፡ 2025 ካብ ስርዓት ኢሰያስ ነጻ ዝኾነት ሃገር ክንር ኢ ኢና ። ክሳብ ክንደይ ሕሱም ፍጥረት ምንባሩ ድማ ዕንወት ኤርትራን ጥሙይን ኣብ ትሕቲ ጉድጓድ ዝማሰነን ህዝቢ ክንር ኢ ኢና ። ዝሓጎስን ሓዘንን ድማ ክፈራተቑና ኢዮም ። ኣሳእል ኢሰያስ ኣብ ፎቖድ ኡ ክርገጽን ክቅደድን ኢዩ ። ሽዑ ብዙሓት መዳኽርቲ ነበር ናብ ሱዳን ክሃድሙ ኢዮም ። ናይ ታሕጓስ ጠያይቲ ንላዕሊ ከም ዝቁሎ ዘሎ ዕምባባ ጠራዕራዕ ክብሉ ኢዮም ። ዝተሰደ ህዝቢ ና ኤርትራ ክውሕዝ ኢዩ ። ዓዲ ኣበይቶ ክፈርስ ኢዩ ። ሰላም ክሰግን ክጅምር ድማ ኢዩ ።
@simi118
@simi118 2 сағат бұрын
@@alemsegedabraham8851 ይበሎ እግዚኣብሔር
@YonasTeklemariam-tq2rq
@YonasTeklemariam-tq2rq 22 сағат бұрын
xubku good luck 👍
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 23 сағат бұрын
ዕቡድ ከልቢ በይነይ ኮይነ ጾሚኒ ትብል ደርፊ እንዳሰምዐ ተኮልፍና ክንለና እዩ😂
@fiory25
@fiory25 23 сағат бұрын
❤❤❤
@meronyemane5507
@meronyemane5507 22 сағат бұрын
Ganin Adi halo k entay kebel eyu. Xehatari selam
@bereketnew6657
@bereketnew6657 23 сағат бұрын
Abi ahimed xubku gere yixawetelu alo nezi ebudu kelib😮
@xhakaggfvhh
@xhakaggfvhh 22 сағат бұрын
ዐቡድ ከልቢ አቅሉፀቢብዎ abiy isn't Tplf he's smart ህንቃቀ አልሚዶሞ ኔሮም ህወሀት😂😂😢
@TsgabTeklom-mj9us
@TsgabTeklom-mj9us 23 сағат бұрын
🕶️
@DestaTsadik-v7t
@DestaTsadik-v7t 19 сағат бұрын
2025 dictator isayas will remain alone and overthrown😂. What a moment specially near Syria , Turkey. ዓባይ ጽፊዒት ን ሃሎታይ😢😢
@Eriboy22
@Eriboy22 22 сағат бұрын
Way wrdet iseya aregit kelbi kulu niqwo ezi gorbab aregit
@kesetegeresus3121
@kesetegeresus3121 23 сағат бұрын
Diktatur Essays ezi wadi sharmuta fah elato gezena akilu ne Diktatur kesadu nekorxalu ich hoffe
@haileandebrhan11
@haileandebrhan11 20 сағат бұрын
ወዲ በረድ ተኾልፋ ሕጂ ካኣ 😂😂😂
@eyobkesete1198
@eyobkesete1198 21 сағат бұрын
እቲ ፍንፉን ዕቡድ ከልቢ ከ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ 21 сағат бұрын
እዚ ኩርኩር ደላላይ ኣርዱጋን እንታዲኡ እዩ ይውይውይ ዝብል ዘሎ እዚ ዕሰ ሰብኣይ ውሽማ ነዚሲ ቢናምንነታናሁ ይርከቦ ቱርኪ ብድብድ እንታይ እያ ኣብ ኣፍርቃ ሕልክስኽስ ትብል
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 20 сағат бұрын
ቱርኪ መሐከሊት ጀበርቲ ኢያ ድሕሪ ኢሰያስ ንጀበርቲ ኣሰልጢና ክትሰደልና ዓረብ ኢልኩም በጽብጽዎም ክትብሎም ኢያ ብኦኦም ጌራ ክትርብሸና ኢያ ጎሪሕና ተጸኒሕና ንጀበርቲ ንጽይ ንጽይ ምባሎም ኢዩ።
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ 19 сағат бұрын
@semharkahsay1946 ንትርኪ ክትሓንቃ እንተደሊካ እስራኤል እካ ኣብ ባብ መንደል ተምጽኣ ትርኪ እንታይ ዓቅሚ ኣለዋ ዘይእዞም ሊሕቲ መራሕቲ ኤርትራን እትዮጵያን ንንሕድሕዶም ህዝቢ ከባእሱ ንስልጣኖም ክብሉ ህዝቦም ዝህልቁ ዘለዉ ደቂ መኣምን
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 19 сағат бұрын
@@ሻዕብያጸረሓረስታይ ጽቡቕ ኣለኻ ዕድል ኣይገበርና ለባም ተጸጊዑ ደናቆሮ ይመርሕ ግምጥልሽ ዩ ዘበኑ።ግን ናይቱርኪ ዝበልካያ ጽቡቅ ኣለኻ እንዶ ግን ልዕሊኣ ጸለምቲ ዓረብ ደቂዓድና ክንጎርሓሎም ኣለና ዝተደጎለ ሓዊ ኢዬም ።ኣቦታትና ንዓረባውነት ብብረት ዘይተምበርከኹ ብስም ዲመኩራሲ ዝብል ጉልባብ ከእትውዎ ክፍትኑ ኢዬም ነቂሕካ ጽናሕ።
@lanteTV1
@lanteTV1 22 сағат бұрын
ኢሰያስ አፈጨርቂ 🤣🤣🤣🤣 ኣብ ግብጺ ከይድካ በሊዕካ፡ ኣብዚ ውን ሓሲኻ በሊዕካ፡ ንከብድኻ ግን ኣይመልእካ፡ እንሆ ድማ ሰብ ተዓዚቡካ:
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 19 сағат бұрын
ባራ ኣይሳያስ😂
@ROHATE-p4o
@ROHATE-p4o 3 сағат бұрын
እስያስ ማይ ሓቂኑ ተሪፉ. ኩሉ ግዜ ቁጦባ እንተዘይብልካ ውዱቕ ኢኻ. ክሳብ ማዓስ ኢና ባሓወላ ክነናብሮም ሕሰብዎ እሞ. እሰያስ ወዲኡ እዩ እታ እንኮ ዝገብራ ሕጂ ምስ ህዋሓት ተላፊንካ ኒኢቴጵያ ምጉስቃል ጥራይ እያ. ብልክዕ እዛ ናይ ተሳፋጼን ስራሕ ክትመጽእ እያ ሕጂ😊 ንሕና ሓንቲ ኢና ዝፈልየና እኮ የለን. ክምታ ኣብ 70ታት ምስመለስ ተማሻጢሪም ንጆባሃ ዘጥፍእዋ ንሳ ክትመጽእ እያ.ተጸበዩ ኣያ ዝቢኢ ቓለመሕተት ክገብር ክመጽእ ውን ቶኽእሎታት ኣሎ😊።
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 23 сағат бұрын
እሞ ሕጂ እቲ ኣቢይ ኣሕመድ ኣትይዎ፡ዝነበረ ስምምዕ ምስ ሶማሊላንድ ክስርዞ ማለት ድዩ?
@davrecords7852
@davrecords7852 21 сағат бұрын
Ja yisrzo etay do zisemamue zelewu
@mikaelgebrehaweryat4885
@mikaelgebrehaweryat4885 8 сағат бұрын
Ayefrson nsu kem zelewo koynu ezi kea kale bahri ktrekb eya kab somal
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 22 сағат бұрын
ኣብይኣሕመድ ምስ ሑሰን ሸኽ ናይ ሶማልያ ባሕሪ ኣጣቓቕማ ካብ ዝፋራረም እቲ ምስ ሶማሊላንድ ዝካየድ ዝጸነሐ ውዕል ኣጣቓቕማ ባሕሪ ናይ ሶማሊላንድ ፈሪሱ ማለት ኢዩ :: እንተዳኣ እዚ ኣብይ ኣሕመድን ሑሰን ሸኽን ተፋራሪመሙሉ ዘለዉ ስምምዕ ፈሪሱ ኣብይ ኣሕመድ ተመሊሱ ንሶማሊላንድ ክሓታ ከምዘይክእል ዘጣራጥር ኣይኮነን :: ኣብይ ኣሕመድን ሶማሊላንድን ድሕሪ ሕጂ ብዛዕባ ኣጣቓቕማ ባሕሪ ናይ ሶማሊላንድ ዝርርብ ዝባሃል ኣይክህሉን ኢዩ :: ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሓደጋ ዝወደቐ ይመስል :: ሑሰን ሸኽ ነቲ ውዕል እንተ አፍሪሱዎ ኣብይ ኣሕመድ እንታይ ምርጫ ክህልዎ ኢዩ ?
@munameroawi1777
@munameroawi1777 22 сағат бұрын
ጎቦ ኹን ወይ ምስ ጎቦ ተጸጋዕ እዩ ግዚኡ ኣብይ መንእስይ ክሳብ ዝኾነ ሐድሽ ሐሳብ ወሊዱ ይሐድር ጽባሕ ካኣ ጽቡቅ ነገር ክህልዎ እዩ ።
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ 21 сағат бұрын
ኣቢ ኣብ ሓደጋ ኣሎ ንበሎ እሰያስ ኣብ ጋይላ ኣሎ ማለትካ ድዩ😂😂😂😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 20 сағат бұрын
እዚ ኮ ፖለቲካ ኢዩ ሶማሊላንድ እንደገና ምስ ኣቢ ክትዛራረብ ትኽእል ኢያ ፖለቲካ ብኢሰያስ ተቀያሚ ኣይትለክዕዎ ሶማሊ ላንድ ናይገዛእ ርእሳ ዓቢ ቁጠባን ከምሃገር ንክትፍለጥ ስለዝሕግዛ ኩሉ ግዜ ምስ ኣቢ ክትዛረብ ቅርብቲ ኢያ ካብ ቂምታ ረበሓኣ ኢዩ ዘገድሳ።ኢሰያስ ዝመሃረኩም ፖለቲካ ዝመስለኩም ኣይትሽክዑ
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 18 сағат бұрын
@semharkahsay1946 ካብዚ ዝዓቢ ጥልመት የለን :: ኣብይ ኣሕመድ ንሶማሊላንድ ጠሊሙዋ ኢዩ :: ድሕሪ ሕጂ ሶማሊላንድ ንኣብይ ኣሕመድ ኣሚና ምስ ኣብይ ኣሕመድ ትገብሮ ዝርርብ ኣይክህሉን ኢዩ :: ኣብቲ ጽንኩር ብጣዕሚ ዝኣምኖ መራሒ ደገፉ ክህበቦ ዘድልዮ ግዜ ክኽሕዶ ከሎ ዳሕራይ ንሱ ተመሊሱ ሓገዝ ክሓቶ እቲ ዝተጠልመ ነቲ ዝጠለመ ካላይ ዕድል ክህቦ እቲ ተኽእሎ ብጣዕሚ ጸቢብ ኢዩ ::
@YohannesSenay-q6y
@YohannesSenay-q6y 13 сағат бұрын
ዓበይቲ ሰበር ዜናታት ️ ኢሳያስ ኣፈወኪ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ኣሎ። ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሆስፒታል ስነ-ኣእምሮ ኣትዩ። ቀልጢፉ ክሓዊ ይምነየሉ።
@MohammedSultan-h5h
@MohammedSultan-h5h 23 сағат бұрын
Ahhhhhh 😂😂😂 Ethoipa ktfers alewa 😢😢😢😢😅
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 21 сағат бұрын
Entay bedilomuka.esseyas kfers alewo bel.selamn ksanetn n hzbi eritrea, Ethiopia
@simi118
@simi118 21 сағат бұрын
ቱፍ በሎ. ፈሪስና ዘለና ከመይ ንዕርያ ሃገርና ደኣ ሕሰብ ጽቡቕ ተመነይ ከምቲ ሓላይ dictator አይትኩን
@MESETAY1
@MESETAY1 19 сағат бұрын
የሕዋተይ በታ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም ክልምነኩም Subscribe ግበሩለይ ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏
@rigiatbieidurigiatbieidu4143
@rigiatbieidurigiatbieidu4143 21 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 38 ( BY BRUNO )
39:44
Awra Tube
Рет қаралды 23 М.
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 15 МЛН
Turn Off the Vacum And Sit Back and Laugh 🤣
00:34
SKITSFUL
Рет қаралды 11 МЛН
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
የጌታቸው ረዳ ጎምዛዛ ቀልድ፤ መርዝ ይዘው የሚዞሩ|ETHIO FORUM
17:32
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 15 МЛН