Mestyat Betna | ጀርመን ኣብ ቀራና መንገዲ | ስደተኛታትን ወጻእተኛታትን ኣብ ፍርሂ

  Рет қаралды 53,953

Mestyat Betna

Mestyat Betna

Күн бұрын

Пікірлер: 120
@peaceandLove-r2k
@peaceandLove-r2k 14 күн бұрын
እዛ ሰበይቲ ክፍኣታ ሪኡ እግዚኣብሄር ናብ ስልጣን ኣይምጻኣን እዩ። ኣይትዕወትን እያ። እግዚኣብሄር ንስደተኛታት ኣዕቁብ ዝብል ቃሉ ሰለ ዘክብር ። እዛ ሰበይቲ ድማ ጸረ ሰደተኛታት ሰለ ዝኮነትን ከም፡ዘይትዕወት ብቃንዋ ጀርመን ተሩጉምኩም ኣብጽሑለይ መስትያት ቤትና።
@As22611
@As22611 14 күн бұрын
Hakom eyom sdetena do aykonen sdetena zgebreka beti zgeberwo sebawinet kimisgenou eyu zgbiom.
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 14 күн бұрын
ኣይክመጽኡን እዮም ካልኣይ ግን ክወጹ እዮም ምስ እዞም ኣክረርት ክሰርሕ ጽደል ፖርት የለን ።
@solomonliza
@solomonliza 14 күн бұрын
ዓለምና ትቃያየር ኣላ ። ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃበና።
@YonasTeklemariam-tq2rq
@YonasTeklemariam-tq2rq 13 күн бұрын
Welcome zaki brother God Bless you thank ❤❤❤
@smi0717
@smi0717 14 күн бұрын
Adna ndhn nhna wn 💙💙💙💙💙✊
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 14 күн бұрын
Thank you....
@SamsonRussomKidane
@SamsonRussomKidane 14 күн бұрын
ኣይትዕወትን እያ ገጻ ትከወል ቅርሕቲ
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 13 күн бұрын
Eway ktzarb kla eko jemauta getra ksada anuha eya tzarb egzabihr mlki ayhaba ember wana rasesti eya
@samsomtekle8270
@samsomtekle8270 14 күн бұрын
Danke sehr Zaki hawena,
@Fnan-rg5wj
@Fnan-rg5wj 9 күн бұрын
ጉዳይ ጀርመን ከቢድ ኢዩ ዘሎ ኢዛ ጋል ንፍዕቲ መዳሪትን ይእማኒትን ኢያ ናይ በሓቂ ክትዕወት ትክእል ኢያ ግን ክትመርሕ ኣይትክእልን ኢያ ኩለን ፓርታይ ነጺገናኣ ኢየን
@merhawitesfu427
@merhawitesfu427 13 күн бұрын
እቲ ዝገርመኒ ሻዕሎት ደቂ ዓድና'ዩ። ሓደ ክፍለጥ ዘለዎ ነገር፡ ጀርመን ብዘይ ወጻእተኛ ክትነብር ኣይትኽእልን'ያ። ምኽንያቱ ካብ ስደተኛታት ዝርከብ እቶትን ሒዘሞ ዘለዉ ስራሕን ቀሊል ኣይኮነን። እቲ ከፈርሕ ዘለዎ እቲ ብዘይ ስራሕ ኮለል ክብል ዝውዕልን፡ ዘይሕጋዊ ተግባራት ክፍጽም ዝውዕልን'ዩ። ካብኡ ሓሊፉ ነቲ ሰሪሑን ንባህልን ሕግን ሃገረ ጀርመን ኣኺቡሩ ዝኸይድን እታ ዝበለጸት ሰበይቲ ክትከውን'ያ። ስለዚ ካብ ገበንን ቱሩፋ ሙዃንን ነጻ ዝኾነ ሰብ ክሰግእ የበሉን። ልዕሊ ኩሉ ግን ነቲ ንሳን ውድባን ዝምርሕሉ ናይ ፖለቲካ መርሖ ኣንብብዎ። ብኢለሞ ዝጭነቕ ሰብ ክህሉ ኣይግባእን። ሜድያ ብፍላይ ከኣ እዚ ብኤርትራውን ዝውነን ቻነላት ንረብሓ ክብሉ ዘየለ ምውራይን ሓሶት ምንዛሕን ስርሖም'ዩ።
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ 6 күн бұрын
Fetari ahlifu ayhaba ,rgmti ,kemey ela dea traump tdgf anxara do aykonen ,
@ghirmaitekie3709
@ghirmaitekie3709 10 күн бұрын
💙💙💙🙏
@eru5343
@eru5343 11 күн бұрын
Eway yekdenena werqet keman zeyblna beana ketjmer mesgag😢
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 14 күн бұрын
Welcome Mestyat Betan
@abrahamsolomon4999
@abrahamsolomon4999 12 күн бұрын
❤❤❤
@edentsegai5801
@edentsegai5801 14 күн бұрын
ሓቃ ዶ ትከውን ክትምረጽ ኢላ ከይትከዉን አምበር🤔 ሂትለር ካብ ኣመስገነት ደኣ ተፍረሓካ ❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 12 күн бұрын
ከተማ ባይሮይት መጀመርታ ናብ ጀርመን ምስ አተኹ ዝፀናሕኩላ ከተማ እያ ብዙሕ እውን ዓባይ ከተማ አይኮነትን እዛ መርዛም ደላይት መሪሕነት ድማ ዓዲ ክትሕምሳ እያ
@Peace07Love-o2n
@Peace07Love-o2n 13 күн бұрын
እሞ እዚኣ ጓል ናዚ:ኣቡኣ ገበነኛ ዝነበረ ሕጂ ድማ ንሳ ገበን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ክትፍጽም ትደሊ ኣላ:: ከይመጸት ክትጠፍእ ኣለዋ::
@eyobbokretsin2884
@eyobbokretsin2884 14 күн бұрын
ዛኪ ሓወይ ኣይትምረጽን እባ ትከዉን ኣምላክ ኣበይ ምስከደ
@HiwetMilash
@HiwetMilash 14 күн бұрын
Kulu nab xubuk zekeyr amelk teray eyu emo beayne fatare selam ykayro 🙏🙏🙏
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 14 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 13 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@RastaRasta-eo6fg
@RastaRasta-eo6fg 14 күн бұрын
እዞም AFD ዝብሃሉ ሓደ ካብቶም ንስደተኛታት ክቕበሉ ወይ ዝመስረቱ ዮም ሕጂ ስደተኛታት ምስጋግ ክትገብር ትሓስብ ታይ ክትገብር ተቐቢላቶም ዝብል ሕቶ መጺዋ መልሲ የብላን።ብዙሕ ዝዕወቱ ኣይመስለንን
@mohamedalihassen1963
@mohamedalihassen1963 14 күн бұрын
Well come back Zaki
@maraedimontonedimonton
@maraedimontonedimonton 14 күн бұрын
ልርሚደዮ ኣነስ ኣብ israel ከለኹ ብንያምን ናታንያሆ ካብ ዝኣቱ ስጋብ ዝወጽእ መውጺኢት ኣፉ ክጥርዝዮም ጥራሕ ያ ኔራ ስለዚ ኣጀኹም መሳርሒ ፖሎቲካ ዩ
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 14 күн бұрын
ካብ ልቢ ነመሰግን ኩቡር ሐውና 👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@M.pet.
@M.pet. 14 күн бұрын
ዛኪ ብዛዕባ ኢሎን ማስክ ምስዞም ናይ የማን ፖለቲሻንስ ናይ UK and German ዝገብሮ ዘሎ ምትሕግጋዝ ካብ ዓሌትነት ዝብገስ ድዩ ወላስ ኣይኮነን ዝብል መደብ እባ ኣቅርበልና።
@Layne-u6j
@Layne-u6j 14 күн бұрын
Lielna xeadu eyu dletom
@M.pet.
@M.pet. 14 күн бұрын
@Layne-u6j ኣብ ደቡብ ኣፍሪቓ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ዝለመዶ ልዕልንቅ አዩ መስለኒ ሓቅኻ
@Humanbing-z5o
@Humanbing-z5o 12 күн бұрын
ግን ሕቶ ኮይኑኒ ዘሎ ሲ ምስ ከምኣ ሰብይቲ ሓዳር ጌራ ሕራይ ቆልዑ ትዕቢ ዝብል ግን ከመይ እዮ ኢሉ ይኽውን ካብ ሰብይቲ ቆልዑ ወሊዳ ?
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 14 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@NigistiTesfay-c6f
@NigistiTesfay-c6f 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mohammedibrahim5412
@mohammedibrahim5412 10 күн бұрын
😊
@JhonAdhanom-z7f
@JhonAdhanom-z7f 12 күн бұрын
Kindey kemou zeybelu nmrcha nata kitbil eya tliflif zela ajekum deki erey
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 14 күн бұрын
ዓዲ ደለዎምሲ ይምለሱ ይኮኑ ዓዲ ዘይብልናከ እንታይ ንኩን? ብጣዕሚዩ ዘሕዝን ናይ ሰብ ነገር ብዘይ ዓዲ ክብረት የለን ።
@XasanKaaran
@XasanKaaran 14 күн бұрын
ትግራይኪ ትምለሲ😂 ኤርትራ ዓዲ ተዘይ ሓሲብክዮ ተጓር ኤርትራ ኸ ዓዲ ኣይኮነትን
@peaceandLove-r2k
@peaceandLove-r2k 14 күн бұрын
@@alganeshassefaw1670 ኣጆኪ እቲ ሰማይን ምድሪን ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ኣሎ።እዛ ሰበይቲ ትሓልሞ ዘላ ሰይጣናዊ ኣጂንዳ ክብሪዕን እዩ፡ኣይሰልጣን እዩ mark my point.
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 14 күн бұрын
​@@XasanKaaran gex karaan wahid
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 14 күн бұрын
​@@truthalwaysprevails6669😅😅😅😅 እቲ ሽም ፕሮፋየረሉ ብልክዕ ይገልጾ ክርኣን እወ ሓቅኻ።
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 13 күн бұрын
​@@truthalwaysprevails6669😂😂
@simi118
@simi118 14 күн бұрын
እዚ እንተ ሓሲብናዮ ግን አብ ገዛ ዓድካ ስደተኛ ኮይኑ አትዮ ንህዝቢ ሃገርካን ከበሳጭውን ክቀትልን ክትርእይ ከለካ እንታይ ይስምዓካ ፍሉጥ እዩ. ንጥዑያት ስደተኛታት ደኣ ትልክም ኮይንካ
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs 14 күн бұрын
AFD ብፍጹን ኣይክዕወቱን ኢዮም
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 12 күн бұрын
አቦሓጎኣ አልጋሊ ዓማፂ መራሒ ሂተለር እንተ ኮይኑ ዳአ እዛ ሰበይቲ እውን ፀረ ድኻታት እያ ክትከውን
@MuluAbhara
@MuluAbhara 14 күн бұрын
ገጻ ትከወል ርግምቲ ማዕረ ክንድዚ ጽልኣት ስደተኛታት የሕድራ
@Sinksar605
@Sinksar605 14 күн бұрын
🔵↪AFD↩✔👍
@Fesshaye-p8k
@Fesshaye-p8k 14 күн бұрын
ኩሉ ወጻእተኛ ናይ ጀርመን ዘለና ናብ ምርጫ ንሳተፍ
@ሓቡወዲኣከለ
@ሓቡወዲኣከለ 14 күн бұрын
ንጀርመን ጸሊም ታሪኽ ክትገድፈላ ኢያ ዛጽንግሊል
@ezgeamnfasil3909
@ezgeamnfasil3909 14 күн бұрын
Aytawetn eya awet nay amlak u
@shamlatsegai
@shamlatsegai 14 күн бұрын
Copy paste እዩ ናይዛ ጓል ዕላማ፤ ዳሕር ከኣ ንምንታይ ኩሎም ፖለቲካውን ናይ ስደተኛታት ጉዳይ ከም መሳርሒ ንብረት ዝጥቐሙሉ። ብዙሕ ኣጀንዳ ዘይፈጥሩ። ብዙሕ ማዓት ዕዮ ኣለዎም፣ ንሱ ይግበሩ
@echoeri2160
@echoeri2160 14 күн бұрын
ተረዲኡካ ኣሎ ጸወትኦም ። ኮነ ኢሎም ዝገብሩዎ እዩ ።
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 14 күн бұрын
ኩሉ ግዜ ታርጌት ይገብሩና፡ እዚ ከኣ ኣብቲ ህዝቢ ጸረ ስደተኛታት ስምዒት ክዓቢይ ይጉስጉሱ ምህላዎም'ዩ፡ ስደተኛ ክንሰጉግ ምባል ዓቢይ ፖለቲካ ኤሮጳ ኮይኑ 😢
@shamlatsegai
@shamlatsegai 14 күн бұрын
@@echoeri2160 ኣጀንዳ ስደተኛታት ከም መሳርሒ ይጥቐሙሉ እምበር። ብዙሕ ስራሕ ዕዮ ገዛ ኣለዎም ንሱ ቅድም የቀድሙ። ኣብ ውሽጦም ዘለዎም ጸገማት ንሱ ቀዳምነት ይሃብዎ።
@shamlatsegai
@shamlatsegai 14 күн бұрын
@ቀንዴልሓርነት ዝብሃል ማዓት"ኮዩ፣ ግን ሓደ ሰብ ከምኡ ኢሉ ኢልካ ከም ፖፖጋሎ ኩሉ ሰብ ነቲ ሓሳብ ምድጋሙ"ዩ ዘሕዘነካ። ካልእ ፍሉይ ሃናጺ ሓሳብ ዘይሓስቡ። ንባዕሎም ኣብ ሞንጐም ስኒት ዘይለ ተተፋኒኖም እንዳ ነበሩ ሓደ ህዝቢ ክነሶም። ግርምቢጥ"ዩ ነገሮም
@echoeri2160
@echoeri2160 14 күн бұрын
@@shamlatsegai ማን መስተውዓሊ ኢኻ ብሮየ ብሓቂ ። ንሶም ኣብ ውሽጦም ሱር ዝሰደደ ጥንታዊ ፍሕፍሕ ኣሎዎም ናይ ዞባ ። ሓደ ኣብ ገዝኡ ባዕሉ ብረት ክሰርሕ ዝረኸብናዮ ጀርመናዊ እንታይ ኢሉና መስለካ ፡ ሓደ መዓልቲ ናይ ቦእርገር ክሪግ ( ክልላዊ ኲናት ) ምልዓሉ ኣይተርፍን እዩ ፡ እዞም ድኻታት ( ከም ኣበሃህልኡ እዞም ሸቃሎ ኣብ ትሕቲ ሰብ ንሰርሕ ) ኢና ተሃሰይቲ ። ስለዚ ንዓይን ንደቀይን መከላኸሊ ዝኸውን ብረት እየ ዝሰርሕ ዘለኹ ኢሉና ። እዚ ናይ ስደተኛ ፖለቲካ ካብ ውሽጣዊ ሽግሮም መህደሚ ወይ ከኣ መደወኒ እዮም ዝጥቀሙሉ እዚ ፖለቲከኛታት ።
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 14 күн бұрын
ሞሳድ ክበታትኖም እዩ ! ኣሊሰ ቫይደል ኣይክትዕወትን እያ።
@mebrahtomGebreselassie
@mebrahtomGebreselassie 14 күн бұрын
ኣይትዕውውትን
@Bee-c9d1j
@Bee-c9d1j 14 күн бұрын
Adgi ne hamedu kulum nahagerom tigray
@michaelberihu3286
@michaelberihu3286 14 күн бұрын
Afd 👍👍👍👍👍
@efyabrha9839
@efyabrha9839 14 күн бұрын
ከም ኣቢ ኣሕማአድ ብመልሓሳ ኢያ ትፍክር ዘላ እበር ነዚ ትብሎ ዘላ ከተተግብር ዓቅሚ የብልና መኽንያቱ ኣውሮጳውያን ነንሕድሕደን ዝተተሓሓዘ እኮኖምን ዶምክራሳዊ፡ምሕደራ ዘለወን ሃገር ስለ ዝኾነ ናይ ሆላድ ውን ከምዚ ኣጋጢሙ ነይሩ ንኹሎም ሞስሊም፡ክሰጉጎም ኢየ ኢሉ ንሱ ስለ ዘይትዓወተ ከኣ መንግስቲ ክኸውን ኣይካኣለን ሕጂ ናይ ሃባር መንግስቲ ኣቁሞም ሚንስተር ፈይናንስ ዝነበረ ኣብ ስልጣን ኣደይቦሞ ኣለዉ ስለዚ ንሃልኪ ፖሎቲካ ኢዩ እበር በዚ ትብሎ ዘላ ንጀርመን ክትሃንጻ ኣይትኽእልን ኢያ ❤❤❤❤❤
@Good100.
@Good100. 14 күн бұрын
እዚ ዘመን፡ ዘመነ ሂትለርን ውበን እዩ ዝመስል።ፈጣሪ ደኣ ሰላም ሙ ስይስደደልና እምበር
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 14 күн бұрын
Zemene Hitler da ab Eritrea gedifkayo zeymxakan
@ygttv1576
@ygttv1576 9 күн бұрын
AFD❤❤❤💪💪💪
@tesfaldet-g2494
@tesfaldet-g2494 11 күн бұрын
ኣዛ ሰበይቲ ናዓይ በጀካ ሸይጣን ኮይና ካልእ ኣይትራኣየንን ኢያ እቲ ሸይጣን ዝባሃል ውን እዚኣ ኮይኑ ኢኑ ዝስማዓኒ
@fituikifle5629
@fituikifle5629 14 күн бұрын
ዘካርያስ ዓለምና ሕማቕ ንፋስ እዩ ዝነፍስ ዘሎ ሕሉፍ የመናውያን ናብ ስልጣን ዝሕዝሉ ዲሞክራሲ ዘንቆልቂለሉ እዋን እዩ ዘሎ
@BerihuMehari-e4u
@BerihuMehari-e4u 14 күн бұрын
Xubuk german n germenawian
@solomongebrehiwet3425
@solomongebrehiwet3425 14 күн бұрын
What makes it more ironic, she is lesbian and has an immigrant (Non German) wife.
@hiwetmilash604
@hiwetmilash604 14 күн бұрын
Willkommen Zake
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 14 күн бұрын
እዛ ለዝብያን ሰበይቲ መን ክመርጻ እያ ትሓስብ ዘላ፣
@ynwaliverpool37
@ynwaliverpool37 14 күн бұрын
ካብዞም ግናያት ደይ
@amanuelgebremeskel2450
@amanuelgebremeskel2450 14 күн бұрын
Ata hiji ke wedey nabey ena kinkeyd bafankulu zikone hiwet
@michaeletsfaldet1625
@michaeletsfaldet1625 14 күн бұрын
ኩሎም እዞም ናይ ዓለምናን ኣብ ዓድና ደለዉ ገበነኛታት ጨካናት ውልቀ መለኽት ብቻይናን ራሻን ኢዮም ድስልጥኑን ድጭጭሑን ። ራሻን ቻይናን ብውክልና ዲክታቶራ ኣቢለኦም ዓለምና ሰላም የስእንዋ ኣሎዉ። ብራሻን ቻይናን ደይሕገዝ የለን። እዛ ሰበይቲዚእ ከኣ ኮምኡ ኢያ።
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 14 күн бұрын
Hamburg ን AFD ቦታ የይብሎምን ብጣዕም ምዕቡላት እዮም ንኣፍድ ዝድግፍ ዝዓበደ እዩ እዞም ሰባት ብከመይ እዮም ንዓድ ክመርሑ የግርመለይ እዩ ።
@TesfahiwetYohannes-iq9fq
@TesfahiwetYohannes-iq9fq 11 күн бұрын
😂😂😂😂
@Meron-x5u
@Meron-x5u 14 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@michaeletsfaldet1625
@michaeletsfaldet1625 14 күн бұрын
ራሻን ቻይናን ካብ ቀድሞም ዲክታቶራት ጥራይ ኢዮም ደሰልጥኑ። ኣብ ራሻን ቻይናን ሰልጢኑ ድመጽእ ኩሉ ዲክታቶር ኢዩ።
@BiniamGirmay-b5t
@BiniamGirmay-b5t 13 күн бұрын
ጽርግርግ አቢላ ናብ ኢሱ ዓይነይ ትሰደና ትከውን አብ ጎንኪ አለና ዝሓፍተይ ቅጭን ❤
@metkelsesu4748
@metkelsesu4748 14 күн бұрын
እዛ ግበረ ሰዶም ሰበይቲ ርክስቲ ናይ ሩኩሰን መናፍስቲ ዘለዋ ። እመነኒ ወላ ሓንቲ ሓይሊ የብላን። ዘረባ ተበዝሓ ፋይዳ ትርጉም የብሉን ። ዓፉሪት ዓፍራ በለለይ ኢካ ። ሰይ ትማሊ መራሒት AFD ኮይና ቦሮቅሮቅ ትብል ሲ መን ኢያ ንሳ ። ከልቢ ዋሒድ ኢያ
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 14 күн бұрын
Zaki beal helena
@habesha6883
@habesha6883 14 күн бұрын
ኩሉኹም ዜግነት ዘሎኩም ሓበሻ ወጺኹም ክትመርጹ ኣሎኩም:: ሓደ ድምጺ ቡዙሕ ኢዩ
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 13 күн бұрын
Entay kiblu emo zegnet zlwom habsha eko uhudat eyum zkonu bhafsha egzabihr kfata reu nab seltan syhaba
@arontekle4936
@arontekle4936 14 күн бұрын
N Tranp tdgif entekoyna da, Tranp gin antsara eyu telaelu zelo eti tsubuq negeru. gbresedamawit mis kemia gal temereya ka tbl nska tgedd. Ezia bailrge Amlak ayeiwta chenawit
@RussomAmanial
@RussomAmanial 14 күн бұрын
etom 2 kolue ke nay sara dom weysi nay kltiaen u way gudi zeynsemo zeyblna akeri zeben ezi kulu tmhrti si sebeyti kema haqufa thadiri alo effffffffff
@habeng9468
@habeng9468 14 күн бұрын
Elon musk ko humanrobot bekmyyy yeshyettt eu zehasebbb
@Sealilanelane
@Sealilanelane 14 күн бұрын
Vidal trump every politician in this time are following trump ideology.
@muluehaile9405
@muluehaile9405 14 күн бұрын
First comment like please 😅
@መሰረትሲስ
@መሰረትሲስ 14 күн бұрын
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yonibereket8899
@yonibereket8899 13 күн бұрын
Aymeslenn tmrex,mknyatu wela dea german bzhi sdetena entexlom,n AFD gn bzuh aydgfwomn eyom.bhafesha gn ab europa mlue eyom ezom yemanawyan bbzhi ymexu lew
@HappydayHappyday-zp2ic
@HappydayHappyday-zp2ic 14 күн бұрын
ኣነስ ኣዝየ እየ ዝግምት ኣልያን ማስ ናዓይ እቲ ጸረክርስቶስ እዩ።ንሱ እዩ እቲ ሕቡእ ቀታሊ እዛዓለም ኣስተውዕሉ።
@SelamShishay-fw2ht
@SelamShishay-fw2ht 14 күн бұрын
ኣብ ሓሳብኪ/ካ ይሳማማዕየ
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 14 күн бұрын
ሓወይ መጽሓፍ ቕዱስ ኣይተንብብን ዲኻ ኣንብቦ ዝሓወይ እቲ ጽረ ክርስቶስ ካብ ዘርኢ ጎግ ማጎ ካብ ወሰን ሰሜን ሩስያ 'ዩ ዝመጽእ ካልእ ክትፈልጦ ትደሊ እንተሎ ጽሓፈለይ
@HappydayHappyday-zp2ic
@HappydayHappyday-zp2ic 14 күн бұрын
እንታይ ይመስልካ ሓዊ፡ስለምንታይ ጸረ ክርስቶስ ይብል ኣለኹ።3ዓመትን ፈረቃን ምስ ትራምፕ ክሰርሕ እዩ።ንምድሪ ኻኣ ናብ ሰላም ከምጽእ ተስፋ ከንብረላ ክፍትን እዩ።ብድሕሪኡ እቲ ኣንጻር እግዛቤር ኣምላኽ ዘዳለዎ ናይቲ እኩይ ስርሑ ዕላማ ኣብ ጀርመን ፈቲንዎ ኔሩ መንፈስን፡ነብስን ዘይብሎም ፍጡራት ምምዕባል እዚ ድማ ቀዳማይ ጸረክርስቶስን ጸረ እግዛቤር ኣምላኽን፡ዝትንስእ ሰብ ዝመስል ሕቡእ ቀታሊ።
@sirakokbamichael95
@sirakokbamichael95 14 күн бұрын
​@@HappydayHappyday-zp2icwela ane msaka aleku even n trump teqlile ayamenkuwon zeleku kabtom degafi christian mesilu anti christ koynu iyu zsmeani zelo
@Solomo-r6t
@Solomo-r6t 14 күн бұрын
Kab lazbyan da entay kinxbe
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 14 күн бұрын
Deswegen 🩵 🩵 🩵
@danielmikael9823
@danielmikael9823 14 күн бұрын
Kla zye kwen yu
@altabob150
@altabob150 14 күн бұрын
Nur noch AfD 💙💙💙💙
@g-erobel7953
@g-erobel7953 14 күн бұрын
Nur noch Hgdef😂 Bruder was schreibt du da ? Die werden dich als erstes abschieben oder samuna ksrehka eyom enda hitler 😂
@beconfident7292
@beconfident7292 11 күн бұрын
Niemals AFD ! Nie wieder 33
@GabrielHayl
@GabrielHayl 14 күн бұрын
German lazbyan no problem 😤🤧
@Layne-u6j
@Layne-u6j 14 күн бұрын
Eti xegem msgag zeykone,ezom AFD sebeawnet ayfeltun eyom,men ekuba ygbio ygbion,
@Mohammed-wf4ix
@Mohammed-wf4ix 14 күн бұрын
Abey emo titmrex
@Wediketema90
@Wediketema90 14 күн бұрын
Hopefully this evil will be not a leader
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 14 күн бұрын
Nska ewun ktguhaf eka eko.ab Eritrea kea bota yeblkan nhgdef alina, sltan knhz ena.abey eka ktkeyd
@Layne-u6j
@Layne-u6j 14 күн бұрын
Mo nsu KE ab Eritrea knebr aykieln dyu
@WediWeldish
@WediWeldish 14 күн бұрын
Eza Hager mefrarihit aytgbra
@eyobbokretsin2884
@eyobbokretsin2884 14 күн бұрын
ረሳሕ ህግደፍ ኤርትራ ንክሉ ማዕረ ኢያ ዝኮነ ስርዓት ክኣ ነባሪ ኣይኮነን ክትፈልጥ
Mestyat Betna | ካብ ቦታ ባርዕ ካሊፎርንያ
8:31
Mestyat Betna
Рет қаралды 38 М.
Mestyat Betna | መቕጻዕቲ ህግደፍ ንደገፍቱ
8:10
Mestyat Betna
Рет қаралды 52 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #39
18:46
Logbiba Tv
Рет қаралды 38 М.