ሚድያ ኣብ ምዕዋት ቃልስናን ምስላጥ ማሕበራዊ ሰውራን

  Рет қаралды 4,037

Merho Media

Merho Media

Күн бұрын

ናይ ሎሚ ዛዕባና ሚድያ ከም መዘርግሒ ሓበሬታ፡ ኣብ ምፍጣር ንጽረትን ኣብ ምምእዛን ቃልስን ተራኡ እንታይ ይመስል? ማሕበራዊ፣ ፖለቲካውን ቁጠባውን ለውጢ ኣብ ምርግጋጽ ከ? ዝብል ክኸውን እዩ።
ኣጋይሽና፡
ደጀን ከሰተ
ተመስገን ተወልደ
ሰናይ ኣስገዶም እዮም።
#eritrea #eritrean #bluerevolution #ፖለቲካ #ኤርትራ #politics #tigray #MerhoMedia
#Merho #YonasAshebr #habesha #eritrean #merho #eritreanmusic #eritreanews #eritreanmusic #eritreanmovie #habeshatiktok #habeshaculture

Пікірлер: 40
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 3 ай бұрын
ጽቡቕ ናይ ምብህሃል መደብ እዩ፡ ጽቡቕ ምጅማር ካኣ ይግበረልካ። ርእይቶ ንኣዳላዊ ፥ ነቶም ኣኽቢርካ ንዝዓድምካዮም ጋሻታትካ ዝብዘሐ ግዜ ግዜ ሃቦም - ባዕልኻ ቢሕትካዮ።
@asliruessom3573
@asliruessom3573 Ай бұрын
ሰላም፡ዮኑ፡ኢኒካዕ፡ገጺካ፡ራአና፡ዎሊካም፡አቢዐይነታ፡፡ተኻታትለ፡ነይረ፡፡ወሊካም፡ዩኑ፡አሸቢር።ተቃላ፡ሰላም፡ጸጋ፡ገይታና፡ኢየሱስ፡ይቢዛሕ፡አታሐዳስ፡ኤርቲራና፡የራሒበና፡አምየን፡ፍቲሒ፡ይንገስ፡፡ቢሪገዳ፡ኔገሩ፡ይዕወት፡።።❤😂😢😮😅
@geretesfa1304
@geretesfa1304 3 ай бұрын
ኣብዛ ምክእኣል እትብል ኣርእስትኹም ጽብቕቲ ኣርእስቲ ኢያ ኣብዚ ኣነ ዝነብረሉ ሃገር ኣመሪካ ኣብ ዓለም ዘሎ ቤሀርሰብ ኢዩ ዝነብር ሕሰብዎ ናይ ዓለም ምሉእ ቢሀረሰብ ዝነብረላ ክፍለዓለም እቲ ዝበለጸ ዲሞክራስን ሰላምን ዘለዋ ኣህጉር ኢያ ከምዚ ንኽትኮን ዘኽኣላ ድማ ንኩሉ ዘማእከለ ሕጊ ስለ ዝሃነጸት ኢያ ስለዚ ሕጊ ኢዩ ማዕረ ዝገብረካ እምበር ማዕረ ኣትሓሳስባ ክህሉ ኣይክእልን እሞ ብምክእኣል ሕጋዊት ብቑዋም እትምእዘዝ ሃገር ክትህልወና ንቃለስ።
@Meron-h5g
@Meron-h5g 3 ай бұрын
1:41:41 ዮናስ ኣብዚ 2:39:36 ዝነበረ ጻኒሒት 2 ሳዓት ይኸውን ባዓልኻ ተዛሪብካዮ
@Anina-3
@Anina-3 3 ай бұрын
ጽቡቅ ትሕዝቶን ኣቀራርባን። እዛ ሚድያ ክትተባባዕ ኣለዋ። ኣሕዋት subscribe share ብምግባር ንመርሆ ሚድያ ንደግፍ።
@MerhawiDestalem-jr3uw
@MerhawiDestalem-jr3uw 3 ай бұрын
መንእሰይት ክዛራረቡ ኣልወም❤
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 3 ай бұрын
እዛ ኤርትራ ተስፋ ኣለዋ ብደቃ ክጋናጹፋ ሓርነታ፥ wow ክንደይ ደስ ትብሉ ክንደይ ከ ትበልሑ ብፍላይ ዮናስ ኣሽብር።ሰሙናዊ ተትላዘቡ ብከምዚ መንእሰይ ከባኩም ቡዙሑ ይጽበ
@merho-media
@merho-media 3 ай бұрын
Subscribe, Like, Share ኣይትረስዑ ክቡራት 🙏
@merho-media
@merho-media 2 ай бұрын
ሃናጺ ርእይቶኽምን ደገፍኩምን ንዝሃብኩም ኩልኹም አመስግን። 🙏 Subscribe ብምግባር ስድራ መርሆ ኩኑ። ምድላዋትና ናብ ካልኦት ምእንቲ ክበጽሕ Share, Like ክትገብሩ ብትሕትና እላቦ። ሓድሽ ምድላውና በዚ ሊንክ ረኣዩ kzbin.info/www/bejne/eIGVoKRma86DqpIsi=gYAqXohcb6PvxYNp
@ermiastesfayohannes6436
@ermiastesfayohannes6436 3 ай бұрын
ጹቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም። ነዚ መንእሰይ ካብ ተፈታዊ ቶክ ሜድያ ክትገላግልዎ ተስፋ ይገብር።
@geretesfa1304
@geretesfa1304 3 ай бұрын
ጽቡቕ ፕሮግራም ዮናስ ተኻታተልቲ መርሆ ሚድያ ድማ ነዛ ሚድያ ንምዕባይ ለይክ ሸር ሳብስክራይብ ንግበረሉ
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 3 ай бұрын
Ajokum kab 60 nilaali Nay miftar tekiliu dukum iyu Meniisey ghin fetari iyu Kab kulu kia Hakegna iyu
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 3 ай бұрын
ጽቡቕ ምጅማር ኣገደስቲ ሰባት ከምዚ ኣብ ጣውላ ምዝርራብን ገምጋም ምግባርን ዝናኣድዩ ቀጽልዎ
@merho-media
@merho-media 2 ай бұрын
እንሆ ሓድሽ ምድላው 👇 kzbin.info/www/bejne/eIGVoKRma86DqpIsi=gYAqXohcb6PvxYNp
@belomyemane2815
@belomyemane2815 3 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ዮኒ ምስ ብሉጻት ኣጋይሽካ።
@gebregziabherpetros5213
@gebregziabherpetros5213 2 ай бұрын
ንኤርትራ ንምድሓንን ክብርታታ ንምምላስን ተስፋ ዘለዎም መንእሰያት ከም ዘለዉዋ ዘርኢ ዝርርብ ኢዩ'ሞ፡ ብብስለትኩም እሕበን። ጽቡቕ መደብ ❤
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ደቂ ሃገረ መለይይይ💙🌿💙🌿💙🌿🌿
@ruftaentertainment2848
@ruftaentertainment2848 2 ай бұрын
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዮኒ ጅግና
@Titi-g2h
@Titi-g2h 3 ай бұрын
Great job deki meley mearey well said 🙏🏽I’m so proud of guys. Keep it up 👍 😘🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿
@merho-media
@merho-media 3 ай бұрын
Thank you so much 🤗
@Majthegreat560
@Majthegreat560 3 ай бұрын
Good keep it up
@success-qd1yd
@success-qd1yd 3 ай бұрын
እታ መሪጽካያ ዘለኻ ሽም media gn plagiarism eya!!! Merho zbehal kali'e teqalasay alo. Natka teteqem.
@AbedomWeldab-fi1jv
@AbedomWeldab-fi1jv 3 ай бұрын
Mtaemi des zbl abqexali ❤❤❤
@abelabi6782
@abelabi6782 3 ай бұрын
Des zbl medeb ahwat 💙💙💙💙💙
@ghenetyemane8468
@ghenetyemane8468 3 ай бұрын
ክብራት ካባክም ንጽበይ ንመጻኢ ፖለቲካ ምዝታይ ካብ ኣልታውያን ሃይማኖታውያን ብዙህ ቦታ ዘይምሃብ
@ametetensay212
@ametetensay212 3 ай бұрын
ጽቡቅ ደስ ዝብል ምይይጥ ኩቡራት የሕዋት ቀጽልሉ wow
@rigatkifle342
@rigatkifle342 3 ай бұрын
🦋🌿✅🩵
@Meron-h5g
@Meron-h5g 3 ай бұрын
32:34 😂 ዮኒ ነጋይሽካ ግዜ ሃብ ሃደራ
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 3 ай бұрын
Ajona knewet ena 💎😘❤️❤️❤️❤️
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 3 ай бұрын
Yoni hawey ❤🎉
@yoditmicael4928
@yoditmicael4928 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 3 ай бұрын
😘😘😘😘💎❤️❤️❤️❤️
@Tesfa177
@Tesfa177 3 ай бұрын
Please ካብ ናይ Tefetawi Talk Show ዘይትካላዊ ኣሳራርሓ ኣገላጉሉና።
@merrylove4134
@merrylove4134 3 ай бұрын
This is nice Merho Media we needed this we was in need of new faces and new ideas
@ruthh1755
@ruthh1755 3 ай бұрын
Great 👍 💙🌿💙🙏
@Lubak.
@Lubak. 3 ай бұрын
Like, share and subscribe guys. Let's support this media
🍉😋 #shorts
00:24
Денис Кукояка
Рет қаралды 3,6 МЛН
БЕЛКА СЬЕЛА КОТЕНКА?#cat
00:13
Лайки Like
Рет қаралды 2,8 МЛН
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 12) - One Day With Alena Walta Hager
1:15:29
ዕድለኛ ኢሰያስ
46:51
ADMAS FORUM
Рет қаралды 21 М.