እሞ 'ኸ እንታይ 'ዩ ዝብሃል ዘሎ / መልሲ ንኹሉ !!!

  Рет қаралды 47,542

Mana Records

Mana Records

Күн бұрын

Пікірлер: 869
@AbrahamAsfaha-y6p
@AbrahamAsfaha-y6p 12 күн бұрын
ተሚ ሰበይቲ ከይሓዝካ ከይትወጽእ ደቂ መቀል ይበል መልክዕ ❤❤❤❤❤❤❤ ጽቡቃት ደቂ ትግራይ love you❤❤❤❤
@HntsaGslasse-q9s
@HntsaGslasse-q9s 12 күн бұрын
አነ ኣለኩሉ 😂💙💚
@mariamdngl-d8i
@mariamdngl-d8i 12 күн бұрын
ብፍላይ ንዓኻ ከይትገድፋ, ተሜ , ጽብቕቲ ጓል ያ። 10 ወርሒ ብላሽ ከይትገብረን ኣታ ወዲ, 😂😂😂❤❤
@DMA-f1z
@DMA-f1z 12 күн бұрын
@@HntsaGslasse-q9s Ezi medenageri yitrefeki kkkkkkkkkkkkkkk Hansab Tigraway hansab Ertrawi.
@Ted_wolf_1
@Ted_wolf_1 12 күн бұрын
Kab Canada n Tigray ybges aleku I'm from Eritrea but Tigray people took my heart!❤❤❤
@HntsaGslasse-q9s
@HntsaGslasse-q9s 12 күн бұрын
@@Ted_wolf_1 ❤💙💗🙏
@medeber0077
@medeber0077 12 күн бұрын
ተሜ ጂግና አንበሳ ነብስካ ሐሉ ንፈትወካ ኢና ትግራወይቲ ድማ ተመርዖ ግዜ አይትውስድ 👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 12 күн бұрын
ውሕልና ዝመልኦ መደብ.. ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ ተጋሩ ኣሕዋትና ኣብ ኤርትራ ዝወርዶም ዝነበረ ስዉር መስርሕ እቲ ስርዓት ግዳይ ጌርዎም እዩ፡ እዚ ወለዶና ከኣ ክፍውሶ እዩ
@weldeabgebretnsae5813
@weldeabgebretnsae5813 12 күн бұрын
እዛ ጎርዞ ብጣዕሚ ደስ ትብለካ ሳሓቓን ድምጻን ተመቺኽኒ ማዓረይ❤
@Footyfanny
@Footyfanny 12 күн бұрын
ቴሜ ኩሩዕ ትግራዋይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ🎉🎉❤❤
@Wedi.Matheru
@Wedi.Matheru 12 күн бұрын
ተጋርዋኒ ኣሕዋተይ አዚ ጅግና ሓወይ ሓልዉለይ ሓልዉለይ በዓል ጽቡቕ ራኢ ከይዕንቀፍ ውይ ውይ ሓወይ ነዓይ 💙🌿💙♥️💛♥️
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 12 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🌿🙏🙏🙏🌿✍️
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
🩵🩵🌹👍
@nebiatomichael556
@nebiatomichael556 12 күн бұрын
ተዓወቱ ደስ ዝብል መደብ ብዙሕ አስሕቁምና እቲ ፍቅሪ ዝፈልጥ ፍቅሪ ይዘርእ እሞ ፍቅሪ ከአ ይዓጽድ ተሜዋ በቴዋ ተባረኹ ንበረኸትና ኢኩም ፍቅሪ ና መመሊሳ ትዓብብ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🤗😘
@genet3442
@genet3442 9 күн бұрын
ተመሰገን በሊሕ መንእሰይ ❤ እካ ማራእና ንፈትየካ ዝሓወይ ማዓረይ❤💜👑ንጉሰ ፍቅሪ እካ ጎታዋይ
@DydgdKgxg
@DydgdKgxg 6 күн бұрын
ብሓቂ ፁሩይ ዓለም ኢካ ወድነይ ፈታዊ ፍቅሪ ኢካሞ ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@mengegerami7124
@mengegerami7124 12 күн бұрын
ተሜዋ ዋላ እቲ ቁምነገሩ እዩ ዘስሕቀኒ ተባዕ ተቃላሳይ💪💪💪
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 12 күн бұрын
ቶሚ ብሉፅ ተባዕ ብሕልናኡ ዝጋዓዝ ዝነብር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ምስ ዓብይ ሓውኻ ወለድኹም ካድወልድኹም ብሉፃትን ሕልናውያን እኹም 💙💙👏🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 12 күн бұрын
ተሜዋ ክብረት ይሀበልና ንፈትወካ እና
@awetnasr3229
@awetnasr3229 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ'ዩ ነዚ ኣብ ሞንጎ ክልተ ህዝቢ ዘሎ ጽልኢ ክንበትኮ ኢና💙💙💙
@MklMkl-v4z
@MklMkl-v4z 10 күн бұрын
Yes yes yes yes yes true
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
ተሜ ንኡሰይ ካበዲኣስ ትሓይሽ ጓላ ትብዓት 💯👌 🩵⭐️ ቀጽሎ እቶም ብፍርሒ ዝሽገሩ ዝሓሰሩ ምስ ተጋሩ ብምስረሖም ተሸቆሪሮም ይቅሬታ ዝሓቱ ( ታ ) ምሂርካዮም ኣታ በሊሕ ርግቢት ሰላም ኢለካ ከምኡዉን ቤቲ ከማኹም ይብዙሑልና 🩵🌹🩵🌹
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት 4 күн бұрын
ዝገርም ልቦና ፍቅሪ ዝመሎኦ ይበል ኣጋላልፃ ብቁዕ ወዲ ንሕና ለ ብጣዓሚ ነክብረካ ንፈትወካ😊❤❤❤
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners 12 күн бұрын
እዚ እዪ ስነጥበብ ስኢናዬ ዝነበርና። well done Temie Abi Seb💙💙💙💙💙
@Ninotes17
@Ninotes17 12 күн бұрын
እዛ ቆልዓ ክትምቅር 😍 ጊዳ ደጋጊምካ ኣምጻያ
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 күн бұрын
😂😂❤
@abelhaile3782
@abelhaile3782 12 күн бұрын
ተመስገን ዘለካ ጸጋታት ኣብ ቁምነገር ኣሕልፎ፡፡ ሃለውለው ገዲፍካ ዘለካ ናይ ቃልሲ ትብዓት ኣብ መፈጸምትኡ ኣብጽሓዮ፡፡ 💙💙💙
@aborineberay7341
@aborineberay7341 12 күн бұрын
ተሜ ምስ ዛ ሽኮር ቆልዓ ጽቡቅ ጻኒሒት ናይባሓቂ
@hagoshaile9436
@hagoshaile9436 12 күн бұрын
ተሜ ጅግና፡ ናይ ልበይ ኩሉ ተዛሪብካዮ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 12 күн бұрын
ናተይ ከማን
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 күн бұрын
ኣብዝወድዝ ዘሎ ናፅነትን ኮንፍደንስን 😂 ቴሜ ካብ ከይብለን ነፃ ዝኾነሰብ 🎉 ኣብ ፍቅር ዘሎ ደስታ❤❤
@Bibi--ebi
@Bibi--ebi 12 күн бұрын
ተሚየ ጅግና ናይ ባሓቂ መምህር መንእሰይ ኢካ እቲ ዘይነቀሐ ህዝባና ብዘይ ህዝቢ ሃገረይ ዝብል ዝሎ ክተረድእ 100 ዓመት ክወስደልካ ዩ ምክንያቱ ጭቃ ዝኮነ ሓንጎል እዮም ሕዞም ሃገር ሃገር ዝብሉ ኣቱም ዓያሹ ህዝቢ ደገፍቲ ህግደፍ ህዝቢ እንበር ሽም ሃገር ኣይተታዓባብዩ ሰብ ዩ ሃገር
@ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
@ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ 9 күн бұрын
ተመስገን ሓዉና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ብኑእሱ ዝበሰለ መንእሰይ ኩሉግዜየ ንፍቅሪ ትዝምር ሰብ ኢኻሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ ካብ ሓፍትኻ ትግራወይቲ💊💊💊💊💊💊💊💊💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💊💊💊💊💊💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 12 күн бұрын
ኩሉ ትምኒትካን ሓሳብካን የፈጽምካ ተሜ ሓውና🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@fdesff2463
@fdesff2463 9 күн бұрын
ብግዝኡ ዝነቀሐ ቡሉፅ መንእሰይ
@FiረlሰiDoከmozytr
@FiረlሰiDoከmozytr 12 күн бұрын
ኣታ ናይ ብሓቂ ቓንቓ ናይ ተጋሩ ጌርዎ ቅርሺ ወግዒ ይብል ኣሎ 💙💙💙💙💊💊💊🌿
@sololove2588
@sololove2588 6 күн бұрын
ተሜስ እዚኣ ትምስል ቆልዓ ስንግል ከለካ ትም ኢልካ ክትሓልፋ ምጭውቲ ያ ተዘይኮይኑ ኣማሓላልፈና ክንፍትን😅😅😅😅
@fhyytt7050
@fhyytt7050 10 күн бұрын
ተሜ ኣቦ ፍቅሪ💙
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 7 күн бұрын
ተሜ ሰብኣይ ኢኻ ኣኩሪካና ፍቅሪ እዩ ጥዑም ተሜ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ንኹሉ ክነርክበሉ
@hafta8059
@hafta8059 12 күн бұрын
ናይዛ ጓል ላህጃ እስከ ደገመልና ቴመ እነ ማራ እያ ኬፍ እያ ትህበኒ ማራ ጽብቅት ጓል እያ መሻላህ
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 11 күн бұрын
ቴሜ ተባዕ መንእሰይ ናይ ብሓቂ ደላይ ሓቅን ፍትሕን ኢኻ ቀጽሎ ብሉጽ ሓሳብ ብሉጽ ኣገላልጻ ሕብረተሰብ ኣብ ምንቃሕ ትገብሮ ዘለኻ ዓቢ ኣበርክቶ እዩ ቀጽለሉ❤❤❤🎉🎉
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 9 күн бұрын
Tomi ባዓል ራኢ ዝተፈለየ ስነ ልቦና አዩ ዘለካ ❤❤
@abebakasa349
@abebakasa349 12 күн бұрын
ብጣዓሚ ብስል እካ ቶሚየይ
@jhonocbay693
@jhonocbay693 12 күн бұрын
😁😁😁🇻🇳
@mazayt5611
@mazayt5611 12 күн бұрын
ብንኡሱ ዝበሰለ ንፍቕሪ ኣህዛብ ዝቃለስ ለባም ትባረኽ።
@ወዲየማነ
@ወዲየማነ 12 күн бұрын
💙ተሜ ዓርከይ ከመይ ድየ ብኣኻ ሕጉስ "ብፍላይ ብፍላይ " ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ናጽነት ዋዋ ብልቢ ኣነ ካባኻ { ትብዓት }{ሓቂ }{ናጽነት ድሌትካ ናይ ምዝራብ መሰል } ኢየ ክመሃር ዝደሊ ። ↗ቀጽል ቀጽል ኣይትትዓንቀፍ መምህረይ 🙌 ↔ ናይታ ሓወልቲ ግን ኣብ ኣስመራ ጥራሕ ኣይኮነትን ዋላ ኣብ ዓደይ ምስ ናይ ኣሉላ ሓዊሰ ክሰርሐን ኢየ 💯
@matyas9926
@matyas9926 12 күн бұрын
ለኽባጥ ንለኽባጥ የድንቕ
@jhonocbay693
@jhonocbay693 12 күн бұрын
Fara wiogen kululaw meninet memhdar Fedral Ethiopia kelele 🇪🇹
@TekleBerhe-s4e
@TekleBerhe-s4e 8 күн бұрын
ተሜ ናይ ብሐቂ ዚነበርናዮ
@abebadrar5489
@abebadrar5489 10 күн бұрын
ንሕና ኣብ ክልተ ሃገር ንነበር ሓደ ህዝቢ ኢና ኢዞም ዘለነ ወሎዶ ኢድ ንድ ጥራይ ንተሓሓዝ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯💯
@Wedi.Matheru
@Wedi.Matheru 12 күн бұрын
ቶሚ ሓወይ ጫፍ ብልሒ ኣምላኽ ይሓልወካ 🙏 ዕድሜ ይሃብካ ጅግና 💙🌿💙
@liyu_Tube12
@liyu_Tube12 10 күн бұрын
ናዝወዲ ዘረባ ንስቂሉ ሰማዒ ዘይኳነ ሕልናዊ ሰብ ረዚን ዘረባ ዩ ተዛሪቡ ህዝብና ስዲ ከይድ ብሓቂ❤
@ወዲሃለቃ
@ወዲሃለቃ 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ። እወ ንሕና ተጋሩ ኢና ኣብ ሰሜንን ደቡብን ተመቂልና እምበር፡ ናይ ግዜ ሕቶ እዩ እምበር ሓንቲ ዓባይ ምድረግእዝ/Geezland ክትህልወና እያ። እዚ ክኸውን ሕተት ምድረግእዝ ብደምቢ ኢና ንቃለሰሉ ዘለና።❤❤❤❤❤❤
@JonasMehari-f5z
@JonasMehari-f5z 11 күн бұрын
ቆማል ትግራዋይ እሞ የለን ኣይንፈትውካን ጎራባብቲ ኢና
@ወዲትግርኛ
@ወዲትግርኛ 10 күн бұрын
ጹሉል ነብሱ ተዘይጸልእዶ ኣብ እንዳጎሓፍ ዝሓድር jon ማጮሎት ኪድ
@Fesshaye-p8k
@Fesshaye-p8k 12 күн бұрын
የዉሃንሰ ጆን አንታይ አየ ፍልልዮ ሻዕብያ አነ ጆን አንበር ዮዉሃንሰ አይኩንኩን። አዛ ናይ መቀለ ዘረባ ለለ ትብል ቃል ደሰ አያ ትብለኒ ። ተመሰገን ዕጉመይ ኩሉ ዘረባ ትምህረቲ አየ አብ ትገራይ መጸኤ ነይረ ዓዲገራት በጸሔ ተመሊሰ ብጣዕሚ አየ ተመቸኡኒ አየ መጸኤ አብ ኤርትራ ዘለኩ አየ ተሰሚዑኒ ዝገርም ሕዝቢ አየ ሕዝቢ ትግራይ ተገሪመ መጸኤ መለሰ ብሓቂ ወርቂ ሕዝቢ አነ ደያመንዲ ወሲከላ አለኩ። ተመሰገን ሓወይ በጃካ አብዚ ዝመጸእ ሰለማዊ ሰልፍ ነቲ ሕዝቢ ገንዘብ አዋጸእና ነቲ ዝተፈናቀለ ናይ ሓደ መዓልቲ መገቢ ከነዋጸአሉ ጸቡቅ ነይሩ አዛ ሰራሕ ከመይ ይመሰለካ። ተሙ ከተራከብና ምምጸአይ ብጣሚ ይሓዝን። ቢትዋ ተሙዋ ነመሰገን
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 12 күн бұрын
ደስ ክትብሉ ፅቡቃት ኣሕዋተይ❤🥰
@mengegerami7124
@mengegerami7124 12 күн бұрын
ተሜ ማለት መቅሰን ምንም ዘይዕጅቦ👌💙💊👌
@jhonocbay693
@jhonocbay693 12 күн бұрын
Game is Over 😁😁😁
@robel10_
@robel10_ 11 күн бұрын
ብከምዚ እዩ ዝርድኦ እዚ ህዝቢ ኢልኻ ዲኻ ተሜ😂😍 ብዝኾነ ጽቡቕ ኣቀራርባ ዋዛ ምስ ቑም-ነገር
@AsgGd-j6p
@AsgGd-j6p 12 күн бұрын
ኣሰይ ናተይ ጅግና💛❤️💙🌿🌿🌿💙❤️❤️💛🥰🥰
@DMA-f1z
@DMA-f1z 12 күн бұрын
Jigna lay zereba????
@sultanmengs9424
@sultanmengs9424 12 күн бұрын
ዓረት ብረት ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ
@galdigsa3394
@galdigsa3394 8 күн бұрын
Aret diu ❤
@sultanmengs9424
@sultanmengs9424 8 күн бұрын
@galdigsa3394 ja man ሓላይ ጻዕዳ
@ዚዱኣብርሃ
@ዚዱኣብርሃ 9 күн бұрын
ቶሚ ብሉፅ ተባዕ ብሕልናኡ ዝነብር ዕድመይ❤ጥዕናይ ❤ ይሃብካ❤🙏🙏
@TirhasTiti-h7x
@TirhasTiti-h7x 11 күн бұрын
ሎማዓንቲ ተስፋ ገሬ ምኽንያቱ ከብ ኤርትራዊ እየ ወልደ ሽዑ አብ ዓጋመ ንምንታይ ወልዲኻ አለምን እዬም እሉ ገዲፉን ኾይዱ አነዉን ወደ ንአደይ ገዲፈላ እየ አዲስ አበባ እየ ዘለኹ
@SimonFidel-x8n
@SimonFidel-x8n 12 күн бұрын
ተሜ ኣንበሳ ዓዲ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ክበር ኣብ ዘለካዮ ሓታቲት ውን ድምቅቲ ኮኾብ!
@abrahamhabtom862
@abrahamhabtom862 11 күн бұрын
ፓርቲ ገርኩም እባ ቀጽልዎ ዘረባኽም ምምናው ኣቢኒ ደስ ባሃልቲ❤
@kibromdebessay5502
@kibromdebessay5502 12 күн бұрын
ሽኮሪና ጓል። ትውሚየ ከኣ ኣተባበዓያ ንፍዕቲ ጎልዓ ያ
@selambahta145
@selambahta145 10 күн бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ሰራሕ ተሜ ኣንበሳ💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Bahgi_
@Bahgi_ 11 күн бұрын
ደስ ይብል። 💙💛🤍❤💚 የቐንየልና ክቡራት ተጋሩ መረብለኻዊያን (trans-mereb Tigrayans)!
@Solomon-j3n
@Solomon-j3n 12 күн бұрын
ተሜ ብጣዕሚ ደስስስ በሃሊ መደብ ቀፅልዎ ብሓደ ክአ ስርሑ ጎበዝ ቆልዓ እያ አምህራ
@mekonenbelay9405
@mekonenbelay9405 12 күн бұрын
ፈጣሪ መሳኻ ይኹን ተሜዋ
@AsgGd-j6p
@AsgGd-j6p 12 күн бұрын
ከሰትየካ እየ ቢራ ኣብ ውቕሮ 😀🌿💙❤️💛✍️💪💪💪
@YordanosTsehaye-e9d
@YordanosTsehaye-e9d 12 күн бұрын
እዚ ወደይ ብሩኽን ንፉዑን ከማኻ የብዝሐልና አምላክ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሐልካ🙏🏾💙🙏🏾
@samiwedihabesha7175
@samiwedihabesha7175 12 күн бұрын
ናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ይሰምዑ ኣታ እዞም ተጋሩስ ናይ ብሓቂ ደቂ ኣምላኽ ሰባት እዮም 💙💙💙
@ትግራወይቲ143
@ትግራወይቲ143 11 күн бұрын
ናይ ወዲ ትኩል ሙዚቃ ምስማዕ እሞ እንታይ ፀገም ኣለዎ ድዩ ?😂
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 11 күн бұрын
ኪናት ደስ የብለካ 😂​@@ትግራወይቲ143
@NFx-d4h
@NFx-d4h 11 күн бұрын
ቅድሚ ጦርነት መብዛሕትኡ መንአሰይ ትግራይ ምሰ ኤርትራ ታይ እዩ ተፈጢሩ ነይሩ ኣይፈልጥይ ነይሩ ሚድያታት ትግራይ በዛዕባ ሻዕበያ ኾነ ኤርትራ ዶኩመንተሪ ኾነ ፅልኢ ብዙሕ ኣየሰርሓይ ነይረን ።
@samiwedihabesha7175
@samiwedihabesha7175 11 күн бұрын
@@ትግራወይቲ143 ሰብ ዶ ናይ ወዲ ትኹል ይሰምዕ እዩ ብዘይካ ናይ ኩናት ናይ ፍቅሪ የብሉን እዩ ኣይኮነን ንስኹምስ ንሕና ኤርትራውያን ከማን ክንሰምዖ ኣይንደልን ኢና
@eritreanrome5085
@eritreanrome5085 5 күн бұрын
Temiti u r soo funny bro 🤜 😂
@samiboytube2975
@samiboytube2975 11 күн бұрын
ተሙዋይ ተመችኻኒ ዛሓወይ ፍቅር ዝመለኦ ህይዎት ኣለካ ሕልመይ ኣባኻ ሪአዮ ግን ዘየመዛዚን ስብ ኮይነ ኣይኮንኩን ቀፅለሉ ፍቅር ኣብ ዘሎ ኣምላኽ ኣሎ ፍቅሪ ካብ ምስባኽ ንዲሕሪት ኣይትበል
@mestewalie6479
@mestewalie6479 12 күн бұрын
ተጋሩ ሽኮራት ቱሑታት ሙዃኖም አዝየ እየ ዘመስግኖም መድሀኒአለም ይባርኮም ሻዕብያ አመንዝራ የርሕቐሎም ሓሳድ ሻዕብያ ሓራዲ ስርዐት
@Abiyayu
@Abiyayu 12 күн бұрын
ተጋሩ ክትፈትው ናይ ግድን ሻዕብያ ክትጻረፋ አለካ
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 12 күн бұрын
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 11 күн бұрын
ቶሚ ለባም ስብ ጋዜጠኛ ክትፀብቅ ደስ ክትብልካ 💖💖🧡❤️🧡❤️🧡❤️🧡💙💙💙💙💙💙
@YonasMussieKidane
@YonasMussieKidane 12 күн бұрын
ቶሚ ጅግና ኢካ ብሓቂ❤❤❤
@DameraTvዳሜራ
@DameraTvዳሜራ 10 күн бұрын
ተጋሩ ዝጸልአ ሰብ እኮ የለን ፡ ዓባይ ትግራይ እምበር ያ ጀምዓ ፡ ብሰነ-ስርዓት ኢየ ን ህግደፍ ዝጸልኦም ኣነ ሕጂ ፡ እዚ ማለት ትግራዋይ ክኸውን ኢየ ማለት ኣይኮነን ፡ ኣነ ህግደፍ ዘይብላ ኤርትራ ጥራይ ኢየ ዝደልን ዝቃለስን ። እስኪ ምሳይ ትሰማማዕ like ርገጽ ።
@MulueTadese-k4c
@MulueTadese-k4c 11 күн бұрын
ዝወድስ ኣይከኣሎን ብሓቒ ፈኺሱ ባእ ማዕረ ኽንድዚ።ቤቲ ሓፍተይ ይፈትወኪየ በርትዒ።I love you tigray
@gezenatips
@gezenatips 12 күн бұрын
ከይትገደፋ ነዛ ምጨውቲ ሓፍተና ኣታ ወዲ ። ተጋሩ ክብሪን መን ኢሊዎ።💙🌿💙
@TESFAYHABTEAB
@TESFAYHABTEAB 12 күн бұрын
ቴሜ ናይ ልበይ ዩ ኮ ኩሉ ኤርትራዊ ክምዚ ተዝኽውን ኣበይ በጺሒና ማሃለና ክንገብሮና ግድን መጻኢና ቡሩህ ዩ🎉🎉🎉
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ 11 күн бұрын
ቴሚየይ ብሉጽ ምርኣያ መንእሰያት ❤😂
@dawitlove
@dawitlove 8 күн бұрын
ተመ ንፉዕ ሰብ ሓደ መዓልቲ ኣብ ዶብ ሰርሓን ዛላንበሳን ዩኒቨርሲቲ ክንሰርሕ ኢና 💙💙🩵🩵💙💙
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 10 күн бұрын
Nay bahaki tomi gnbarey Zeyti samni btami kem gele gieruni bejakum b ayni fkri nreaeae selam u zmhrelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏amlak aboy mhretka selamka habena wuhud ayte qatelnan wuhud aynebanan 😢 Tomi ka ezi tgebro zeleka qelil key mesleka hawelti selam ksrahalka u abta nay selam eri and Tigray 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
@TESFAEnt
@TESFAEnt 8 күн бұрын
Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@Shewatehgum9526
@Shewatehgum9526 12 күн бұрын
ተሜ ምስ ዛ ጓልና ቐፅላ ብሓደ ወይ ገለ መደባት ሸው ክልቴኹም ድፍእሉ ጎበዝ ናይ መድላው ልምዲ ኣለዋ ትመስል ግርም ቃለ መሕተት ከይትለቃ ሂብናካ ኢና 😅
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 12 күн бұрын
Temway! Ewuy eza kolia michiwti ❤❤❤ Teme btaemi mehari, funny, des zibl interview ❤❤❤
@MeryemNoorhusein
@MeryemNoorhusein 12 күн бұрын
ተሚ ሓብቢ ቀንእካ ዶ ቅዱስ ቅንኢ ከምዚ ንሕና ንቐንኦ ብኹንትራት ይመጻ ኣብክልተ ዓመት ገዛ ይሰርሓ ኣርባዓ ዓመት ተሰድድና መርየት ክትዋሃቡ ተባህልና እዛ ሰፋራ ሰብ መልኣ ፍሩም ምልኡ ዓቢ ትደልዩ በለሶ ትደልዩ እሎምና ዝበሉና ጽሕፍና ሰልዲ ክፈሉ ክንጽዋዓኩም እና ብላን ምስ ወጸ እሎምና 30 ቀርቡ ድሕሪ ዓመታት ጸውዖምና 400 300 ሽሕ ዶላር እሎምና ካበይ ከነምጾ እልና ረስዕናዮ ሕጂ ኻኣ ናይ ቅድም ገንዘብና ኣብ ባንኪ ድዩ ደሎ ወላ ተበልዑ ካይፈለጥና ዓዲ እተዉ ገዛ ኣስርሑ ምስተሰረሐ ከፍርስዎ ኣየይ
@hiwetokbay7121
@hiwetokbay7121 11 күн бұрын
Aytqteln God is with you❤❤❤
@millmandeme3892
@millmandeme3892 10 күн бұрын
You are more than politician more than comedian ❤
@Mehari-x7s
@Mehari-x7s 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ💙🌿💊🌿💙🌿💊
@kidanetesfamariam7453
@kidanetesfamariam7453 12 күн бұрын
ሻዕብያ ነቶም ኣዝዮም ዝንዕቅዎ ህዝቢ እዮም ዘመሓድርዎ ዘለዉ ህዝቢ ኤርትራ ኣይንታዮምን እዩ። ኣብ ዝሓለፈ 33 ዓመት ድሕሪ መዓልቲ ባርነት ሻዕብያ ዝገበርዎ ኣሎ እንተኾይኑ ኩሉ ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ ኣፍሪሶም ካብ ሰብ ምኻን ኣውጺኦም ናብ ሃገራዊ ህግደፋዊ እዮም ቀይሮም።ሰብ ብሕልና ብሕጊ ብስነ ምግባር ብባህሊን ብሃይማኖትን ብእምነትን እዩ ዝምራሕ ።ህግደፋዊ ማለት ግን ሕልንኡ ዝሸጠ ብሓንጎሉ ዘይምራሕ ብእኩብ ዝሓስብ ንሓቒ ሓሶት ንሓሶት ሓቒ ዝብል ማለት እዩ ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 12 күн бұрын
100% ሓቂ
@DMA-f1z
@DMA-f1z 12 күн бұрын
Weyane serekti megbi serekti werki ke????? Entay tibil bizaeba Weyane?
@JemalAbdu-vo2sp
@JemalAbdu-vo2sp 12 күн бұрын
ኣይንስካ ሕጉስ ክትብል ምእንቲ ወያነ ትግራይ ተተፀሪፍ ንዓካ ዕግበት ዩ እምበር ንኣብነት ገጣሚ ዉቅያኖስ ጉዕሽ ካብ ዝተዛረቦ ዝ ክልተ ህዝቢ ሰላም ክገብር ተኮይኑስ ህዉሓትን ህግደፍን ክእለዩ ኣለዎሞ ኣበይ ኵይኑ 👉መቀለ ኮይኑ ዩ። መን ኮርዩ ቶም ዓዶም ገዲፎም ዝተሰደዱ ኤርትራዉያን ህዝብና ፀሪፍልና ዓድና ፀሪፍልና ኢሎም ጫዉጫዉ ኢሎም ይገርም ዩ ዓዶም ዝፀረፉ ባዕሎም ድሕሪ ዓድካ ጠንጢንካ ምዉፃእ ልዕሊኡ የለን ኮ
@Aklilu-f5h
@Aklilu-f5h 8 күн бұрын
ተሜ ሓቀኛ ሰብ❤❤❤
@tekaliwelday
@tekaliwelday 12 күн бұрын
ቶሚ ሓወይ ኣታ ጅግና መዘናይ ኣባሰርካ ኢና ሰብ ዘይብልካ ከይመስለካ dayyy
@kidutesfay2114
@kidutesfay2114 10 күн бұрын
እቲ ናይ ኩሉ ጌዜ ሕልመይ እዞም ክልተ ግን ሓደ ህዝቢ ብሓደ ናይ ምዃን ተስፋይ ኣብዚ ቃለ መሕትት ለምሊሙ ሪአዮ! ይከኣል እኮ እዩ ኽዓ ፅልኢ እኳ ብናይ ሓሶት ትርኽት ተሰቢኹ ነጊሱስ እት ሓቃዊ ፍቕሪ ደኣ ከመይ ዘይዕንብብ!
@YemaneMebrahtom
@YemaneMebrahtom 8 күн бұрын
ተሜ ሰብ ናይ ብሓቂ❤
@aselin7015
@aselin7015 10 күн бұрын
የኔ ኩሩ ትግራዋይ❤💛🦁
@AbelAtaklti-g3v
@AbelAtaklti-g3v 12 күн бұрын
ኣታ ዛወዲ ሓያል ሰብያ 😂😂😂
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 11 күн бұрын
Zestewaalela seb alo do? Eza michiwti alem kolias BETI GETACHEW ASEFA, gual Getachew Asefa diya? welas agatami eyu?! Des zibl interview! Just so you know, you are making a great impact in our people TEMEWAY ❤❤❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 12 күн бұрын
ተምየ በዓል መሪር ሓምት❤❤❤❤❤
@jhonocbay693
@jhonocbay693 12 күн бұрын
😁😁😁🍬
@UmrakubaMsfch
@UmrakubaMsfch 8 күн бұрын
ዓሚውቕ ፖለቲካዊ ትንታነ ብዋዛ ዘሕልፍ ብሉፅ መንእሰይ።
@Solomon-j3n
@Solomon-j3n 12 күн бұрын
ሚኢቲ ሽሕ እንዶ ነብፀሓያ እዛ ቻነል የሕዋት??
@GergeraTube
@GergeraTube 11 күн бұрын
ተሜ ለለ ምባል ጀሚሩ😂👏
@DelaySelam-j3d
@DelaySelam-j3d 11 күн бұрын
Temie jgna ajoka ab haki regixka ksab zeleka yekuraka ember ayehfrekan eu, btami adnikeka❤
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi 8 күн бұрын
ጥፍጫ ወደ ደላይ ሰላም ፍጣር ምሰካ ይኩነ❤❤❤❤🎉🙏
@FithiNeusrat
@FithiNeusrat 12 күн бұрын
ተምየ ወዲ ሓላይ ሓቀኛ ተቃላሳይ ክፉእ ኣይትርከብ ጥራይ
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 12 күн бұрын
ንዓኻ'ውን ሕማቅ አይትርከብ
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 12 күн бұрын
ተሚየ በዓል ራኢ
@galweyenti8890
@galweyenti8890 5 күн бұрын
ዋይ ኣብ መቀለ ነፃነት በዚሑ ኢንተርኔት ኣኣብ ገዛካ ያ ፅቡቅ አይኮነን ድዩ ዝበለ 😂😂😂😂😂በቃ ከም ኤርትራ ኢንተርኔት ኣብ ሓንቲ ገዛ ክንጥቀም ድዩ ደልዩ በስመአብ 😂😂😂😂😊
@AregawiEyasu-t7b
@AregawiEyasu-t7b 11 күн бұрын
አብ ቃለ መሕትት ኮመዲ እንታይ ኣምፅኦ ? አይትቀይዕ ተሜ
@desalexegay2634
@desalexegay2634 12 күн бұрын
ተጋሩ ሓላላት ፡ከክቡሩኒ ኢሎምስ ናይ ሄለን ይውልዑለይ😅😅😅😅😅
@JosiHadgu
@JosiHadgu 12 күн бұрын
ፎእ ኣብዚኣ ዘሎ ምግሊ ኣንጭዋ ዝኮነ ፍጥረት
@TooToo-bg4ch
@TooToo-bg4ch 11 күн бұрын
ሓሰዲ
@ruthh1755
@ruthh1755 12 күн бұрын
Temuwa hawey I love it 💙💙 ni Betty ginbara tisiema ember ginibara tiharima nay bihaqi Temuwa hawey nisika fuluy eka💙💙 niberelina kiberilina Temuwa hizibina kihawi💙🙏💙 Betty kea shikor eki💙 selamin fiqirin yewridelina ni wuxue hizibi Eritran Tigrayin🙏🙏
@MuluAbhara
@MuluAbhara 12 күн бұрын
ድማ ናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ይሰምዑ ?እዋይ ዞም ተጋሩ የሕዋትናስ እንታይ ዓይነት ልቦና እዩ ዘለዎም ኣነ ኤርትራዊት ክንሰይ ንሰከንድ ውን ትኹን ናይ ህግደፍ ደርፊ ፈጺመ ክሰምዖ ኣይደልን::
@AngesomAnde-n6i
@AngesomAnde-n6i 12 күн бұрын
ኣየ ቦረቁሮቅ ናይ መንደላይ ወልዕካ እባ ትዘልል ትኸውን ጠራቲ 🤣🤣🤣🤣
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 12 күн бұрын
መን ኤርትራዊት ጌርኪ ደኣ ናይ ኤርትራ ደርፊ ክትሰምዒ እንዳ ኩዕንትስ በይንኹም ኢኹም በሓይሊ ኤርትራውያን 😂😂😂
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 12 күн бұрын
ጽልኢ እንታይ ክትሰምዑሉ
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 12 күн бұрын
​@@mihretyemane7301እንዳ ኹዑንቲ ዶ' በልኪ ጥልያን ቅድሚ 123 ዓመት ሰው አቢሉዋ ከይዱ ቆብ አቢልኩማ ጉዳማት ~ ሕማቅ ጽልኢ ትለውሲ ትስንክቲ
@DMA-f1z
@DMA-f1z 12 күн бұрын
@MuluAbhara, Lokmats hasawi !
@tsehaye9438
@tsehaye9438 12 күн бұрын
Love you guys Temiewa & Betiwa 💙💙💙
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 143 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር ምስ Heavenzaid (Part - 1)
40:21