ደቂ ተባዕትዮ ዘይፈትውወን ባህርያት ናይ ደቂ ኣንስትዮ

  Рет қаралды 39,515

Meley Media

Meley Media

3 ай бұрын

#Logbiba #habesha #habeshatiktok
#Logbiba #habesha #habeshatiktok #eritrea #eritreanfilm #eritrean #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanmusic #eritreanews #tigrinya #ሓበሻ #eritreanbestguayla #eritreanwedding

Пікірлер: 461
@selamawittemesgen3887
@selamawittemesgen3887 3 ай бұрын
ቢኒ ብጣሚ ጽቡቅ ምኽሪ የቀኒየልና።ናይ ደቂ ተባዕትዮ ድማ ከምኣ ግበር።
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 3 ай бұрын
እዋይ ክንደይ ከ ትመርጹ በቃ ልክዕ ከም ንጉስ ቀይሕ ምንጻፍ ምንጻፍ ዩ😂😂😂 ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ኣገዳሲ ዩ ከምዚ እንዳ ገበርና ኢና ንተኣራረም ኣምላኽ ይባርኽካ
@user-pv2ez8fm1m
@user-pv2ez8fm1m 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@sarinatube5630
@sarinatube5630 2 ай бұрын
😂😂😂
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 3 ай бұрын
_ጽቡቅ ምኽሪ ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክነውዕሎ ምስትውዓሉ ይሃበና ብሓቂ💖_
@user-dm6ox8vb2r
@user-dm6ox8vb2r 3 ай бұрын
😁😁
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 3 ай бұрын
@@user-dm6ox8vb2r ኤህ🤣
@kidan.gebregzabher4962
@kidan.gebregzabher4962 3 ай бұрын
ተመስገን እዚ ኩሉ ባህርያት ክውነን ዝገበረኒ ጎይታይ ዋ ናብ ቤት ኣምላኽ ዝመርሐኒ ወዲ ኣዳመ ይፈጠረልይ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 ай бұрын
🙏🕊❤️
@aleenlale6998
@aleenlale6998 16 күн бұрын
🙏♥️
@user-un4fv5py4d
@user-un4fv5py4d 3 ай бұрын
ፅቡቅ ምኽሪ የቀንየልና አብ ተግባር ክነዉዕሎ እግዚአብሔር ይደግፈና❤😘
@ZafuGery-rr3md
@ZafuGery-rr3md 3 ай бұрын
ብሓቂ የቀንየልና ሰሚዐና ክነተግበር እግዚአብሄር አምላኽ ይሓግዘና ❤🙏
@user-lh1vg5os1z
@user-lh1vg5os1z 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ጀግና ቀፅለለ ዘሓወይ🙏
@MaryamKk-zs1ml
@MaryamKk-zs1ml 2 ай бұрын
Amen🙏🥰
@fhhgggv6367
@fhhgggv6367 3 ай бұрын
ወይኔ ብሓቂ ዳይመንድ ዝኾነ ምኽሪ እንካዕ ሰማዕኽዋ 👌💗
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@BiniMsgena
@BiniMsgena 3 ай бұрын
ሓደ ኣቦ ንጓሉ ቅድሚ ምምርዓዋ ዛሃባ ምኽርታት።☺☺ 1) ፍጹም ዝኾነ ሰብ የለን ፉጹምነት ናዓና ንደቂ ሰባት ኣይተዋህበናን✅ 2) ደቂ ተባዕትዮ ምስታ ዘፍቅርዋ ሄዋን ከም ቆልዑ እዮም ። ስለዚ ንሰብኣይኪ ከም ኣዲኡ ኩንሉ።✅ 3) ቀልጢፍካ ምስማዕ፤ ቀስ ኢልካ ምዝራብ ተላመዲ።✅ 4) ምስ ባዓል ቤትኪ ፈጺምኪ ኣይትወዳደሪ።✅ 5) ምስኡ ማዕረ ክትኮኒ ፈጺምኪ ኣይትፈትኒ።✅ 6) ከምዝተጋገኺ ምስ ፈለጥኪ ይቕረታ ንምሕታት ቅልጥፍቲ ኩኒ።✅ 7) ፈጺምኪ ኣይትቕንኢ። እዚ ንሰላም ኣእምሮኺ ጽቡቕ እዩ። 😎 እንተደሊኺ ኣብ ቴለፎኑ ክትፍትሺ ትኽእሊ ኢኺ ግን ከምኡ ኣድላዪ ኣይኮነን።✅ 9) ከም በዓልቲ ቤት መጠን ኩሉ ግዜ ሓቀኛ ኩኒ።✅ 10) ብዘይ ፍቓዱ ካብ ገዛኺ ንነዊሕ ርሕቀት ፈጺምኪ ኣይትውጽኢ።✅ 11) ዝፈትዎ መግቢ ብዝተኻእለኪ ክትሰርሕሉ ፈትኒ፡ እንተተኻኢሉን 2 ግዜ ኣብ ሰሙን። 12) ሰብኣይኪ ንስኺ ገዛ እንዳሃለኺ ናይ ደገ መግቢ ሒዙ ንኸይመጽእ ብዝተካእለኪ ስርሒ።✅ 13) ብሓባር ኣስቤዛ ንኽትገብሩ ተወከስዮ።✅ 14) ኣማኻሪቱ እምበር ነቓፊ ኣይትኹኒ።✅ 15) ሰበይቲ ሓጋዚት ሰብኣይ ምዃና ፈጺምኪ ኣይትረስዒ።✅ 16) ካብ ኣዴኺ ጽቡቕ ነገራት ተማሃሪ።✅ 17) እግዚኣብሄር ብውላድ ክባርኸኹም ከሎ ንደቅኺ ኣቓልቦ ሃብዮም ካብ ሰብኣይኪ ንላዕሊ ግን ንኸይከውን ይምከ።✅ 18)ኣብ ቅድሚ ሰብኣይኪ ብዝተኻኣለኪ መጠን ፍሽኽ በሊ ፍሕሹው ገጽ ውን ይሃልኺ።✅ 19) ካብ ስራሕ ካኣቱ ከሎ ምፍሕሹው ገጽ ተቐበልዮ እንተተኻኢሉ ሕቚፍዮ።✅ 20) ሰብኣይኪ ከይበልዐ ካብ ገዛ ከይወእ። እዚ ማለት መግቢ ኣዳልዊ "ብላዕ"ብላዕ"ን ምባል ዘይኮነትስ ዝብላዕ ምድላው ክኸውን ይኽእል።✅ 21) ሰብኣይኪ ኣብዛሓርቀሉን ዝቑጣዓሉን ኣፍኣፉ ምዝራብ ኣቓርጺ።✅ 22) ኩሉ ግዜ መደቀሲ ክፍሊ ጽሩይ ይኹን።✅ 23) ኣብ ዓራት ጨርቀመርቂ ፈጺምኪ ኣይተቐምጢ። ገለ ሰባት ከምኡ ይጸልእዎ እዮም።✅ 24) ንጽህቲ ሰበይቲ ኩኒ ካቡኡ ወጻኢ ካልእ ወዲ ተባዕታይ ማሓዛ ተዘይ ሓዝኪ ይምረጽ።✅ 25) ፍቕሪ ለግስሉ ።✅ 26) ኩሉ ግዜ ሰበይቲ ክትገብሮ ዝግበኣ ክትገብሪ ኣለኪ። ንስኺ ሓፍቱ ኣይኮንኪን።✅ 27) ኣብ ስድራኽን ስድሩኡን ዘለኪ ኣጣማምታ ሓደ ይኹን።✅ 28) ሕልፍ ኢልኪ ኣዝማዱ ከመይ ከምዘለዉ ሕተትዮ።✅ 29) ብሓባር ናብ ቤተ ክርስቲያን ኪዱ።✅ 30) ንሰብኣይኪ ይኹን ንቤትኪ ምስ ናይ ካልእ ፈጺምኪ ኣይተነጻጽሪ።✅ ምንጪ ካብ ፈይስቡክ @highlight
@aseghedecberhane8600
@aseghedecberhane8600 3 ай бұрын
❤😂🎉😢😮😅😮😅😅😊
@sabasabina5346
@sabasabina5346 3 ай бұрын
ኣቦኣ ሰብኣይ ስለ ዝኾነ ናይ ሰብኡት ዝምችኦም ኢዩ ክመኽራ።ወላ እቲ ቃል ኣምላኽ ውን ጠውዮም ጠዋውዮም ኣብ ጥቅሞም ከውዕልዎ ኢዮም ዝፍትኑ ።ኣይትወዳደሪ ትብል ብጣዕሚ ገሪማትኒ ልዕሊ ሰብኣያ ንፍዕቲ ሰበይቲ የላንድያ፧😅ኣብ መንጎ ኣንስተይትን ተባዕታይን ፍልልይ የለን ኢዩ ዝብል ቃል ኣምላኽ።
@amdemariamyohannes704
@amdemariamyohannes704 3 ай бұрын
ትክክለኛን ጽቡቅ መልእኽቲ እዩ ዝሰምዕ እዝንን ልብን ይሂበን እተን ኣሓትናን ደቅናን ቀጽሎ ጽቡቅ ምክሪ እዩ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@UabBdj
@UabBdj 3 ай бұрын
ተባረክ ቢኒየ ፅቡቅ ት/ቲ እዩ ብዙሕ ተማሂርና ኢና❤❤❤
@user-xb9kz5ze7g
@user-xb9kz5ze7g 3 ай бұрын
እወ ቢኒ ሃወይ ተባረክ ሃናጺ መሃሪ ዝኮነ ትምህርት ዝሃብካና Thanks
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@hiruthailu7354
@hiruthailu7354 3 ай бұрын
ብዘይምክንያት ደቀንስትዪ አይቆየቆን እየን
@yeden5000
@yeden5000 3 ай бұрын
ካብ ኩሉና ኢዩ ቢኒየ ቆየቃ ዝጅምሩ ሰብኡትከ የለውንዶ፣ ዎይስ ንሕና ጥራሕ ኢና ቆየቃ ንጅምር፣ ከምዛ ቢሂል ተዘይትንውንወኒሲ መን መጽደፈኒ፣ ከይትከውን ፈረህኩ፣ ናእዳ ውን ካብ ክሉና ክብገስ ኣሎዎ እምነትና ኣብ ሰብኡትና ስለነውድቅሲ ከም ኣዴታትና ብፍርሂን ብክብሮትን ክንፍትን ንውዕል መስለኒ ናእዳሲ ዳርጋ ንጅምር ንሕና መስለኒ፣ ኩሉ ግርም መብርሂ ኢካ ሂብካሉ ብሐፈሻዊ ተባረክ
@sofiatzegai3834
@sofiatzegai3834 3 ай бұрын
Thank you so much brother
@TeberhKiros
@TeberhKiros 10 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቡዙሕ ተማሂረ ኣነ እግዚኣብሔር ይመስገን ተባረኽ
@user-rj7id4qw4m
@user-rj7id4qw4m 3 ай бұрын
Thank You so much for all your advice! Keep it up please goyta aazizu ybarka
@Go_play_video_games_1234
@Go_play_video_games_1234 3 ай бұрын
Thank you Benie hawna, i have learnt a lot!! God bless you and your family ❤❤
@mihrethagos8021
@mihrethagos8021 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ማዕዳ የቀንየልና ዕዲመን ጥዕና ይሃብካ🙏🏽👍❤
@ksaksa9236
@ksaksa9236 3 ай бұрын
ጽቡቅ ምክሪ እዪ ሰምዕና "ነስተካክል👏😊
@HelenGebremaryam
@HelenGebremaryam 3 ай бұрын
ዝገርመንስ ኩሉ ክንሰምዖ ምእንታን ድዩ በተለይ ታናይመወዳእታ ትብልዎ ነገርስ😂😊thank you so much ❤
@MsgnaHaile-rh5kr
@MsgnaHaile-rh5kr 3 ай бұрын
waw buruk aemro aziu des zebl mkri.adniqeka goyta ybarkka.thank'u
@godislove2166
@godislove2166 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ ጎይታ ይባርኽካ
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb Ай бұрын
ዋው ደሰ ዝብል ትምህርት ክቡር ሓውና ቀፅለሉ🎉❤
@thshdesta1221
@thshdesta1221 3 ай бұрын
ጹቡቅ ት/ቲ🥰 እግዚአብሔር ጥዑይመጻምዲ ይሃበና ስንግላትለ😅
@user-ol9lf8rx5b
@user-ol9lf8rx5b 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ምክሪ ሰሚዒና ኣብተግባር ንክነዉእል እግዚኣብሄር ኣምላኽ መስተዋኣሊይ ልቦና ይኣዲለና፡፡
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@johnbuab4646
@johnbuab4646 3 ай бұрын
Wawww thank you so much My teacher good luck ❤❤❤❤
@user-nu8qz1wm6v
@user-nu8qz1wm6v Ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ ቀፅለሉ ፅብቅ ምክሪ እዩ👏✅
@tedroskiflezghi2518
@tedroskiflezghi2518 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ድንቂ ትምህርቲ። ንኹሉ ኣገዳሲ ስነ ልቦናዊ ትምህርቲ ኢዩ። ንፋዕ መምህር ኢኻ ቀጽሎ። ንኣሓቴና ድማ ልቦና ይሃበን።
@user-rf6wl8of6q
@user-rf6wl8of6q 3 ай бұрын
ዘይወድቅ ዘረባ ብጣዕሚ ሓሪፍ ምክሪ👌✅✅😍🥰🥰🥰
@ShamEyob
@ShamEyob 21 күн бұрын
Wowww goyta ybarka btaemi zegerm mkri ms kulu mkrka tesemamia aleku 👍👍
@aziebnaizghi8797
@aziebnaizghi8797 3 ай бұрын
Very wonderful and amazing work Good job Keep it up. God bless you richly.
@user-lp3zk4hs3s
@user-lp3zk4hs3s 3 ай бұрын
የቀኔልና ክብር ሓዉና ዋላ ሓንቲ ጉደለት ዘይብለን ቃላት ❤❤❤❤
@selu4911
@selu4911 3 ай бұрын
thank you for your awesome advice, We learnt a lot.
@tsegatdf6961
@tsegatdf6961 29 күн бұрын
ብሓቂ የቐነየለይ ሰሚዐና ክነተግብር እግዚአብሔር ይመስገን ይሓግዘና❤❤❤❤
@selamgereziharr8400
@selamgereziharr8400 Ай бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ ኣብ ልብና የሕድሮ❤🎉
@RuthiHabeshaHair
@RuthiHabeshaHair 3 ай бұрын
Facts to the point!!!! Bless you Bini
@abebatesafay1274
@abebatesafay1274 3 ай бұрын
የቅንየልና ዝሓወይ ጽብቅ ማእድካና!❤❤❤
@yordanosberhe1055
@yordanosberhe1055 3 ай бұрын
You have delivered very good advise thank you for being so kind ❤
@beliYouTube
@beliYouTube Ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ኣገደስቲ ምኽሪ ሰምዕና ክነተግብረን አምላኽ ያሓግዘና❤❤❤❤❤
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ስለቲ ሰናይ ምክርካ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@Helen.k566
@Helen.k566 2 ай бұрын
Thank you bini God bless you.keep it up the good work
@merrygt1956
@merrygt1956 3 ай бұрын
❤የቀንየልና ብንያም ሓወይ እዝ ማዕዳን ምኽሪን ትምህርትን ኩሉ ዘፍሰስካልና ተቀብልናዮ ኣለና ን ኽንገብሮ ኻኣ ኩላትና ተስፋ ይገብሪ ኽብረት ይሃበልና ኣምላኽ ይባርኽኻ ስለት ኸበቀቅካ እት ትፈልጦን ትኣምነሉን ምኽሪ ዝለገስኻል ደግመ ኽብረት ይሃበልና ተመለሰና ኸምዝእታት ምኽሪን ማኢዳን ሕዝካ ክትመጸና ንቀጻል ተስፋ ንገብሪ❤ Thanks Bless u❤
@sratasrata5383
@sratasrata5383 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ምክሪ እዩ ። የቀንየልና 🙏🙏🙏
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 3 ай бұрын
Thank you Hawei for your valuable advice
@WetGsefc
@WetGsefc Ай бұрын
ደስ ኢሉኒ ምክርካ ብሓቂ ኩለን ከተግብረን እየ ኣብ ስዓቱ የቀኒየልና ኩቡር ሓው🙏❤️ ዝተመቸየክን ካማይ👍
@tiegestiteame6610
@tiegestiteame6610 3 ай бұрын
Thank you so much kubur hawey
@semirajesus5522
@semirajesus5522 3 ай бұрын
Thank you bini ሓወይ ኩሉ ቅቡል ዩ ኣምላኽ ይባርኽካ ኣብዚ ግዜ ዚ ንሰብ ሓዳር ከምዚ ዓይነት ማዕዳ ብጣዕሚዩ ዘድሌና
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@Al-be8tk
@Al-be8tk 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ realy thank u brother ny deki tebaiotyo kinxebyeka ena
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣገላልፃ ክቡር ሓውና ደስ እናበለና ሰሚዕናዮ ኣለና ዕድመ ይሃብካ ቀፅሎ🙏🥰
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ኣነ እዚ ዝበልካዮ ኩሉ ኣብ ሂወተይ ረኪበዮ
@abigael7333
@abigael7333 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይባርካ ብጣዕሚ ጽቡክ ምኽሪ
@erilove2627
@erilove2627 3 ай бұрын
Yeqenyelna kbur hawu❤ xbuk hasabn meredaetan eu🙏 Hanti neqedeta alatni, zbezh gize sebay aleuln tahtn eleu betu kem znabi ktnegrena xenihka. Lomesi bflay ab Europa gele zelenasi maeure deki tebaeutyo ena nay dege srah nserh. Qir eluni zerebaka. Ane ab hadarey zewxee wexaeitat 70% ane eye zshfnooo imo, gele belena ika kemzi kemay deqenstyo iwun alewa eye. ❤❤❤❤❤❤ yemesgn
@shalom7161
@shalom7161 2 ай бұрын
Thank you for your advice.
@kissmatt3467
@kissmatt3467 3 ай бұрын
Tebareki beruk hawey, betami xibuk mkeri tesmamila ey.
@user-pd5nc3wb3k
@user-pd5nc3wb3k Ай бұрын
ብቡዙሕ ተባረኽ
@erusquickkitchen5160
@erusquickkitchen5160 3 ай бұрын
ተባረክ ጥሩ ምክር ነው🙏❤️
@user-pd5nc3wb3k
@user-pd5nc3wb3k Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽቡቅ ተባረኽ
@merhawitmehari7988
@merhawitmehari7988 3 ай бұрын
Thank you God bless you.
@marigaltigray5529
@marigaltigray5529 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ፅቡቅ ምክሪ ሰሚዒና ኣብተግባር ንክነወእሎ ኣምላክ ይሓግዘና ❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@Rahelabraham
@Rahelabraham 3 ай бұрын
Very true. God bless you, brother 🙏
@natsnetteame5256
@natsnetteame5256 3 ай бұрын
Xbuk mkri u kbur hawna blc nselam hadarna senay mnyot sle zkone l really appreciate ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jacobsplayz1807
@jacobsplayz1807 3 ай бұрын
Hanaxi zikonu mkritat. Thank you dear for sharing your knowledge.🙏❤
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ምክሪ የቀንየልና❤❤❤🎉😊
@mihretsolomon1696
@mihretsolomon1696 Ай бұрын
Wwww, ane eka btaemi fetyeyo thank you.
@user-hb3bz3zl1l
@user-hb3bz3zl1l 3 ай бұрын
ጽቡቅ ሓሳብዩ
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 3 ай бұрын
Wawwww Thanks so much God bless you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👌✅️👍🏻👏
@user-jc2jd9ft2t
@user-jc2jd9ft2t 3 ай бұрын
Please next video about women we have to know the same thing as you approach a woman very deep behaviour 💙💙💙thank meley median don't forget next video we can't waiting
@abrahamfiory8978
@abrahamfiory8978 3 ай бұрын
Goyta ybarke Bruke🎉🎉🎉🎉🎉
@merhawimehari4224
@merhawimehari4224 3 ай бұрын
Apriciate thank you
@geryeteklemichael8593
@geryeteklemichael8593 3 ай бұрын
Thank you great Advice and I will wait abut men!!
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@asteramanuel1382
@asteramanuel1382 3 ай бұрын
Thanks brother so much ❤❤❤🙏
@salemaraya9182
@salemaraya9182 3 ай бұрын
Takk❤ Bini hawey kulu xibuk aleka tebareklna mearey🎉🎉🎉🎉🎉
@muluabraha9506
@muluabraha9506 3 ай бұрын
❤everything is true good keep going on to teach this topic
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 3 ай бұрын
Ajokaaa zahawey buzuh atsekef kebret yehabka kexelewo aziuyu dess eluna thanks again
@selamasweet7680
@selamasweet7680 3 ай бұрын
ዋውውውው ገለ ዓይነት ስራሕ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤😊😊😊❤❤❤
@teyyey8625
@teyyey8625 3 ай бұрын
ዋዉ ድሰ ዝብል ምክሪ የክንየልና ቡሩከይ❤❤❤❤❤
@saraberaki3916
@saraberaki3916 3 ай бұрын
Bhaki eti zbelkayo ab LBI kula yesfro❤❤❤ Thanks
@maryjk6116
@maryjk6116 3 ай бұрын
ኣይ ፀላእናካይ ሓወይ የቀንየልና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-su3ml8gy8n
@user-su3ml8gy8n 3 ай бұрын
very true brother❤❤❤ i appreciate...
@user-iv2fy5so7y
@user-iv2fy5so7y 3 ай бұрын
ዋው ደስ ልብል ሓሳብ l hope ልስብኣየይ ከምዚ ክኾነሉ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@meditationminutes985
@meditationminutes985 3 ай бұрын
Number 15 love it. Please tell our Eritrean women especially when they go to Hazen with their Nexela and smelling like Xebhi 😂
@briktikidane5100
@briktikidane5100 3 ай бұрын
Binnen hawey blus Tmhrti Amlak semay ybarka❤❤❤❤❤
@user-hu8kf7je2o
@user-hu8kf7je2o 3 ай бұрын
Waww gele ayenet sereba eyu kelu kebule eyo tak for din rigtig godt besked ❤❤
@tsegeredatsegay4329
@tsegeredatsegay4329 3 ай бұрын
It was very interesting points. Thank you for your advice I hope all of us we start to apply it in our mirage!!
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@zufanamera8795
@zufanamera8795 3 ай бұрын
ኩሉ ፅሩይ ሓቂ እዩ የቐንየልና❤
@user-bf5wf7jc9y
@user-bf5wf7jc9y 2 ай бұрын
Tebarek ❤
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 3 ай бұрын
Wow btaami des zbl mkri yekenyelna bor😍
@user-yw5mq6ci9u
@user-yw5mq6ci9u 3 ай бұрын
Waawww tebarek hawey xbuk tmhrti
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 3 ай бұрын
ፅብቅ ሓሳብ
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 3 ай бұрын
Thanks brother may Allah bless you 🙏 wow 👌 keep it up
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 3 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅለሉ ክቡር ሓውና ❤❤ ሕቶይ ንኽትምልሰለይ ብትሕትና ይላቦ አነሲ ብዙሓት አወዳት ይቀራረብ እየ ንሱም እውን ብጣዕሚ ናይ ምቐራቦም ዝለዓለዩ ብቴሌፎን ብዙሕ ናዕልል ኩሎም ዝቐረብክዎም ግን መጀመርታ ንራኸብ ይብሉኒ አነ ግን ከምኡክገብር አይደልን በዚ ድማ ንፈላለይ ከመይ ክገብር አለኒ ተገዲስኻ መልሰለይ 🙏
@shewitbrhane98
@shewitbrhane98 17 күн бұрын
Good, Thanks more
@SnitMebrahtom
@SnitMebrahtom 3 ай бұрын
It's a great lesson thank you bini hawey ❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@manawoldemichael7026
@manawoldemichael7026 3 ай бұрын
Ok yes it is tru.
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 3 ай бұрын
Thank you for this
@abrehalaytsegay8433
@abrehalaytsegay8433 3 ай бұрын
Bini hawey Egziabiher ybarkka xbuq astemhro u dekenstiyo ahwatina kea mstiwalen ykefet. Kexilo bertie
@fevenabraham417
@fevenabraham417 3 ай бұрын
Nay behaki Bini hawena abeyti mikri eyu ab lebna yehdro Eg/her ybarka 🙏🙏🙏thanks❤❤❤❤ sleti kulu gize tihbena mikri.
@simonberhane6450
@simonberhane6450 3 ай бұрын
I like the you are explaining & ur politeness 👍 nezi kulu semien 50% ketegbro entezifitina xibuk hadar mimeriha!!! Anyway Thank you Bini ❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበረለይ❤🎉🎉
@simonberhane6450
@simonberhane6450 29 күн бұрын
Do you mean subscribe gbereley ?
@filititi6264
@filititi6264 3 ай бұрын
Enjera Alem Blea, Ezia dae Ms sebeytka speaker 🔊 aw abilka ketsemea zelwa ya.😂
@senumikal6198
@senumikal6198 3 ай бұрын
😂😂
@MerhawitMerhawit-rh7kd
@MerhawitMerhawit-rh7kd 3 ай бұрын
ብሓቂ ጥዑም ምክሪ የቀንየልና
@user-ku4sx5pk2s
@user-ku4sx5pk2s 3 ай бұрын
Nay bhaki zblae tmhrti kbret yhabelna hawuna Bini ❤❤❤❤
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
КОМПОТ В СОЛО
00:16
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 31 МЛН
ጥበብ ኣተሓሕዛ ሓደር  - መጋቢ ዑቕባስላሴ ሃይለ
43:32
ወዲን ጓልን ስለምንታይ’ዮም ዘይሰማምዑ
29:18
Aklilu H.michael
Рет қаралды 13 М.
ሐሙሽተ ባህርያት ንፉዓት ሰባት።
14:59
Meley Media
Рет қаралды 19 М.
Eritrean audio book እጉሂ እምበር ተስፋ ኣይቆርጽን እየ.
3:02:31
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН