Muler Entertainment Live performance ድምፃዊ ተጋ.ደስታ ገ /ገርግስ

  Рет қаралды 302

Muler Entertainment

Muler Entertainment

11 ай бұрын

🔔@Muler Entertainment - ሙሉር ኢንተርተይመንት
ዩቲብ ቻነል!
🔔On this channel.you'll find musics,Live performances,new music
videos,social media tips videos,i upload three videos evrey week.
እንኳዕ ናብ ሙሉር ብሰላም መፃእኹም። ኣብዚ ቻናል ደስ ዝብሉ ናይ መድረኽ ስራሕቲ;ድኩመኒትሪ፡ፍልምን፡ሓፂር ኮሞዲ፡ሓደሽቲ ትግርኛ ቪድዮ ደርፍታትን ንምርኣይ ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ደወል ምልክት ብምንኻእን ቤተሰብ ሙሉር ኢንተርተይመንት ይኹኑ ስለ ዝመፃእኹም የመስግን::🔔
🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔
🔔social media_ንምክትታል እትደልዩ🔔
1️⃣facebook=Muler Entertainment
2️⃣WhatsApp =Muler Entertainment
3️⃣Tik tok=Muler Entertainment
4️⃣Telegram = Muler Entertainment
5️⃣ lnstagram =Muler Entertainment
6️⃣Gmail =mulugetamuruts12@gmail .com
🔔ስራሕቲ ጉዳይት ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ዝሰርሕ መሓውር ምዝርጋሕ&
ንጥፈታት ፖለቲካዊ ህንፀት& ስፖርታዊ ምንቅስቃስ& ወታደራዊ ታዕሊም& ወታደራዊ ሰልፊ& ፕሮግራማት ተሃድሶን መዘናግዒታትን ካልኦት ተግባራትን ብኣግባቡ ምስናድ& ሚስጥራት ሰነዳት እቲ ማእከል ምሕላው&
ከም ኣድላይነቱ ወነን ሓቦን ተዓላማይ ሓፍ ንምባል ዘክእሉ ናይ ኮሚኒኬሽን ስራሕቲ ምክያድ&
ስልጠና ማእከል ምስ ካሊእ ማእከል& ሓደ ቦጦሎኒ ምስ ካሊእ በጦሎኒ& ተዓላማይ ምስ ከባቢ ሕብረተሰብ ዘሎ ምትእስሳር ከዕብዩ ዝክእሉ ፕሮግራማትን ዕማማትን ምክያድ&
ትኩስ ሓበሬታን ሓደሽቲ ፍፃመታትን ተዓለምቲ ክፈልጥዎ ብሚኒ ሚድያ ፕሮግራማተ ምቅራብ&
ብሮሸራትን በረርቲ ፅሑፋትን ፅሒፍካ ብምብታን ተዓላማይ ርድኢቱ ክዓቢ ምግባር&
ናይ ባህልን ስነ ፅሑፍን ኪነትን ፕሮግራማት ብምድላው ሓቦን ሞራልን ተዓለምቲ ምዕባይ&
ሙዚቃዊ ትርኢትን ድራማን ምድላው&
ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሑ በደልን ጨፍጫፍን ተዓለምቲ ብዕሊ ክርድኡ ንምግባር ብዝተፈላለዩ ሚድያታት ምስርጫው&
ናይቲ ማእከል ዋናዋና ንጥፈታት ዝሕብር መፅሄት ምድላው &ንከይዲ ሓገዝትን ክለባት ምጥያሽ"
ክለብ ኣካላዊ ብቅዓት&
ክለብ ሚኒሚድያ
ክለብ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን
ክለብ ዲስፕሊንን ፀጥታን
ክለብ ኪነት (ድራማ& ባህልን ስነ ፅሑፍን)
ክለብ ደቂ ኣነስትዮ
ክለብ ከባቢያዊ ፅሬትን ጥዕናን
ክለብ ምትሕግጋዝን ምትሕብባርን
🔔ኪንዮ ምንቃሕ
ሞተር ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ፤ ሰዓባይ ወለዶ ስነ ልቦናውን ማሕበራዊን ዓብሉ ከይሰሓተ ብጅማት ኣያታቱ ዝተተትዐ ገመድ ታሪኽን ጅግንነትን ወለዱ ከይልሕልሕ ሓደራ ዘሰክሙ ረዘንትን ጥዑማትን ዜማታት ገድሊ ሕጂ እውን ኣብ ደም ኩሉ ፈታዊ ትግራይ ብረስኒ ይገናፈሉ፡፡
ውህደት ዜማን ቃልን ሙዚቃ ገድሊ ኣብ ልቢ ትግራዋይ ዝፈጥሮ ሙቐት ኣብ ትሕቲ እዛ “ሙዚ-ቃል” እትብል ርእሰዓንዲ ቀለማዊ ዳህሳስ ክንገብር ስዓቡኒ (ብቋንቋ ጉዕዞ መስርዕ ኣሲርኩም ስሓቡ)፡፡
ወለዶ ትግራይ መፋርቕ 19 60 ታት ዓ.ም እቲ ኣብ እንግድዓ ዜጋታት ዝተዳዕነነ መዲድ ፋሺስታዊ ስርዓት የውርዶ ብዝነበረ ግፍዒ ብምንፅርፃር ፦
“ሰኣን ኣያ ሰኣን ኣያ ትግራይ ዓደይ ኣማዕዲወ ርእየያ”
ኢሉ እግሩ ናብ ዝመርሖ ምፍላስ ገዲፉ ፣ባዕሉ ኣያ ክኾን ፤ ባዕሉ ክውንና ፤ ኣማዕዲው ዝጥምታ እንከይኮነስ ኣብ መረባኣ ብነፃነት ክሕምብጥ... “ትግራይ ዝዓደይ፣ ኣይትብከይለይ ኣይትንብዕለየ ነዊሕ ምንሽር፣ በቲ ደጎል ደርብይለየ፤ ኣሃይ ላልማይ...” ኢሉ ንብዓት ኣዲኡ ብእርሳስ ምንሽር ክሕብስ ናብ መሮር እዩ ዝወፀ፡፡ ካብኡ ደሃይ እቲ ምልኪ ተፀይፉ እምቢ ኢሉ
ንበረኻ ዝወፈረ ኣያኡ ዝደንጎዮ በፅሒ፦
“... ንገርንንዶ ሓለፋይ ሓቁ ክፈልጦ ንዳሕራይ ኣያይ ናበይ ኸይዱ ኣብሻይ ኣያይ ናበይ ኸይዱ ኣብሻይ...”
እናበለ ይሓትት፡፡ ኣይኡ መእንተ እታ ብዙሓት ዝምክሑላ ፣ ምእንተ እታ ብዓንድን ታኼላን ፣ ብቓስታን ማእገርን ደቃ ደው ዝበለት ዓዱ ጎበጥታ ሓመድ ድበ ከእቱ ናብ ቃልሲ ከምዝወፈረ ካብ ልሳን ኣብሻዩ ቁርፁ ሰሚዑሎ፡፡ ደኒኑ ኣይነበዐን፣ ኽሳዱ ለውዩ ተኾርምዩ ኣየስተማሰለን፡፡ የግዳስ ፦
“ትግራይዶ ሓሊፎም ፣ብዚ ገይሮምየ፤ ሃበኒ ሓምባረይ ፣ ክኽተሎም ባዕለይ ክኽተሎምየ”
እናበለ ኣሰር ኣያታቱ ፣ኣሕዋቱን መሳቱኡን ድኣ ሰዓበ፡፡ ዳሕራይ ኣብ መንገዲ ዕማሙ ፣ ኣብ መትከል ቅዋሙ ልጓም ኣፅኒዑ እንትግስግስ ኣብ ደምበ ሕልንኡ ቅዝል ዝብልዎ ምስልታት እውን ነበሩ፡፡ ካብኣቶም፦
“ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ፣ ትውይ እናበልኪ ለይቲ ብሕልመይ ፣እናተመለስኪ፤ ደሃይ መድረኽ ስምዒ ፣ኣብ ማዕበል ሓምብሲ ቃልሲ ህይወት እዩ ፣ህይወት እውን ቃልሲ ፍቕሪ ህይወት እዩ ፣ህይወት እውን ቃልሲ”
እናበለ ፍቕርን ዝኽርን የዝምር፡፡ ግን ከኣ ነዛ ስምዒቱ ናብታ ዝኣመነላ መትረብ ቃልሲ ህዝቢ ክትፅምበር ደኣ እምበር፤ ካብታ ብስም ብፆቱ እናመሓለ ዝፈስሰላ ዋሕዚ እምነቱ ክተናጥቦ ኣየፍቀደን፡፡
“ኣነን ንስኽን ኣብ ከይዲ ማዕበልና ፣ብሓባር ክንገጥም ኣብ ኣፃድፍ ኣግዳል ፣ጥውይዋይ ኩርባታት ብሓባር ክንተምም፤ ኢድኪ ምስ ኣእዳወይ ፣ሽኻል ምስዓተረ ክምስታ ሓዊስና ትሰምዒዶለኺ ደሃይ ናይዚ መድረኽ፣ ደወል ናይ ማዕበልና፤...”
ኣቢሉ እዩ ብፍቕሪ ዝተደለኸ ኣዋዘ ቃልሲ ዘበን ንወለዶ ዘስገረ፡፡
“ውፈር ተበገስ ከምዚ ሐዚ ሳይንሳዊ መብረቅኻ ኣውርደሎም ውግእ ብሱል ክእለት ኣማዕቢልኻ ብስልትታትኻማ ኣርዕዶም...”
እናተባህለ ዕርዲ ምኩሓት ደርዒሙ ኣብ ድፋዖም ክዕልልን ፀላእቱ መልሓሶም ክሓይኩን ምርኣይ ድማ ልሙድ ናይ ወርትግ ተግባሩ ኮነ፡፡ በዚ እውን ፦
“ተጋዳላይ ተጋዳላየ...ተጋዳላይ ኢኻ ተጋዳላየ ብምንታይ ንግለፅኻሞ ፣ካብዚ ንላዕላየ”
ዘብል ኣብ ሕደማ ግጥሚ ደርፊ ውዕልኡ ንምኽታብ እውን ቃላት ዝተሰነፉሉ ልዕለ -ሰባዊ ፅንዓት ተወለደ፡፡ ካብቲ ማዕዶ ጎደቦ ኣብ ደጀን ካብ ዘለው ኣያታቱ ይሰምዖ ዘሎ ብስራት እውን ወነ እዩ ዘሰስን ፡፡ ሓደ ኢዶም ዕርፊ ሓደ ኢዶም
ማሕፀ ሒዞም ኣብ ገርሁ እንትውዕሉ፤ ንእግረ መንገዶም ብደንጎላ ምርኮ ዝማልኡ ሰብ ድርብ ዕማም ወለዱ ልቡ እናሞቕዎ እዮም፡፡
“በዓል ወነ ሕንጊድ በዓል ኣመል በዓል ዋልታ በዓል ድርብ ሾተል ብከላሻን’ማቱ ኣንጉዕ መምከኺ ብደንጎላ ኮለኔል ማራኺ”
እናበሉ ክልተ ምህርቲ ክሓፍሱ ተራእዩ፡፡
“ለካቲት ኣዴና ረመፅ ድጉል ቃልሲ ተባሪዑ ፤ ገዋሕታ ናይ ለካቲት ማዕበል ረመፅ እዩ እሳተ ጎመራ ፤ ሽግ ደደቢት ወርቃዊ ነበልባል”
ዘበለ ለካቲት ዝተወለዐ ሽግ ሓርነት፤ ድሕሪ 17 ዓማውቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት ዓብይ ኩምሪ ደመራ ከብርህ ዓለም ኣፋ ከፊታ ረኣየት፡፡
“ሰገን ወያነ ወለድኻ ፈደይቲ ሕነ”
እናተባህሉ ብጅግንነት ወለዶም ደረቶም ነፊሖም እግሪ ዝተኸሉ ሰገናት እውን፤ ነቲ ኣብ እንግድዕኦም ዝወደቐ ሕድሪ ሰማእታት ሓመድ ከይትንክፎ ፤ ክብሩ ከይጎድል ኣብ ማህደሩ ክሕዙ ፦
“ኣያይ ዝሓደገለይ ገምባለይ ዝናረይ ጌረ ዝናረይ ሒዘለኹ ንሓዋረይ”
ዝብል ቃል ሰኒቖም፡፡ ገዲሊ ሕሉፍ ወለዶ ኣብ ልቦም ዝወቀጡ ሓደሽቲ ቦቕልታት ነተን ብደም ዝተሰርነቓ ጎቦታት ዓዶም ሓምለዋይ ግምጃ ከልብሱ ቆረፁ፡፡
“ኣድማስ ዘሎ ድምፂ፣ ‘ቲ ጅግና መስለኒ ሰሚዐዶ ዘይሃሰሰ ምስሊ ፣ ‘ታዋዕሮ መስለኒ ሪአያዶ፤ ክቕንጥጡ ፀልማት ፣ኣየወ እቲ ድነ ዝሓለፉ ሰማእታት ባይታ ዘንፀፉ ኢድ ንኢድ ንጣመር ምእንተ ክድበሱ ስለ ልምዓት ንዘምር ኣብ ሓደ መስመር...”
እናበሉ ዝናርን ገንባለን ጀጋኑ ወለዶም ኣብ ምፅናዕ ኣንቢሮም ፤ዕርፍን ብርዕን ብምጭባጥ ኣብ ፅሕፈትን ስበትን ወዓሉ ፡፡ ኣብ መትረብ ሙዚቃ ዝፈስስ ተመጋጋቢ ታሪኽ ወለዶታት እናዳህሰስና ኢና፡፡ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ንልዕሊ ፍርቂ ክፍለ ዘበን ብዜማ ዝተኸተበ ገድሉ ዘተሐዘና ጥራዝ እናቀላዕና ክንቅፅል፡፡ እቲ መዓቱ ቀንጢጡ ኣብ ተመሳሳሊ ዓዘቕቲ ዝነበሩ ህዘብታት ሓራ ኣውፂኡ ንቡር ዘፍተነ በዓል ውዕለታ ፤ እተን ዘኾለሳ ኣእዳው ዝነኽሱ ፅሒራታታት ከካብ
ዝተሓብኡለን ጎዳጉዲ ክቕልቀሉ ጀሚሮም፡፡
“...ይኣኽለካ ህዝበይ ንዝነኽሰካ ኣይተኾልስ፤ ይኣኽለካ ህዝበይ ኣብ ዘይዓውድኻ ኣይትኾልስስ...”
ኢሉ በትሪ ጥልመት ሕቑኡ ንዘሰምበሮ ህዝቡ
“ባሕርና እቲ ሓፋሽ ህዝብና ስንቅና ወያናይ ሓቦና ዕርድና ጎቦታት ዓድና ዕጥቅና ካብ ፀላእትና “
ኣብ ዘየማትእ ናይ ውሳነ ምዕራፍ ምብፅሑ ብድፍረት የንጉሐሉሎ፡፡ “ኣዮኻ ናይና” ኢለን ንናተን ዘኽብራ ድምፅታት ብርኽ ኢለን ምስማዕ ካብ ዝጅምራ እውን ኣይቀለለን፡፡ እኒሀተ ድማ ህዝበይ - ናተይ ስሑል ወለዶ ናቱን ዘይናቱን መምዩ ፤ መባልዕቱን መናብዕቱን ለልዩ ፤ኣብ ልዕሊ ግፍዓውያን ወረርቱ ከም ንህቢ ከቲቱ ፦
“ኣይውዕላ ኣይሓድራ ህዝቢ ትግራይ እንትኹሪ ረመፅ እያ ‘ዛምድሪ”
እናበለ ንፀላእቱ ክልተ ጊዜ የዛርቦም ፡፡
🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴

Пікірлер: 1
@zantamedia14
@zantamedia14 6 ай бұрын
ደስትሸይ ጎይታ ባህሊ
The Legend Yemane Barya   1 Hour   2003 Album
1:31:15
Heru Tewelde
Рет қаралды 1,4 МЛН
ROCK PAPER SCISSOR! (55 MLN SUBS!) feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
ሞኒካ ካብ ኣስመራ ፈጨጭ እዩ በይ
11:12
Awita ፍቅር
Рет қаралды 20 М.
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 205 М.
BABYMONSTER - ‘FOREVER’ M/V
3:54
BABYMONSTER
Рет қаралды 51 МЛН
Sardor Tairov - Sen meni yeding (Official Music Video)
5:02
Sardor Tairov Official
Рет қаралды 4 МЛН