Рет қаралды 8,461
ንምክትታልኩም ካብ ልቢ ነመስግን SUBSCRIBE, LIKE, COMMENT AND SHARE ምግባር እውን ከይትርስዑ የቐንየልና!ቻነልና ኣብዞም ዝስዕቡ መማረፅታት ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
ዩትዩብ ቻነል / / @galery5936
ፌስቡክ ፔጅ/ / mizangalery
ቴሌግራም ቻነል/t.me/mizan_galery
ኢሜል/theworldvideos88@gmail.com
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተኸታተልትን ተሳተፍትን #ሚዛን_GALERY ሚድያ ፈለማ ንምክትታልኩምን ተገዳስነትኩምን ካብ ልቢ እናመስገንና እዚ ዕሸል ቻነል ክዓቢ ዝኽእል ብናትኩም ምትሕብባርን ቅንዕናን ምዃኑ ተረዲእኹም ኣድላይ ምትሕብባር ክትገብሩልና ብትሕትና ንሓትት።
እዚ ቻነል እዚ ከዐውቶም ተላዒሉሎም ካብ ዘለው ዕላማታት እቶም ቀንዲ እዞም ዝስዕቡ እዮም።
1,ናይ ወድሰብ ዓቕሚ ኣተሓሳስባ ከዕብዩን ከስተኻኽሉን ዝኽእሉ ስልጠናታትን ምኽርታትን፣
2,መማረፅታትን ዕድላትን ኢንተርኔት/Internet ተጠቒምካ ዝግበር ንግዲ ወይ'ውን ስራሕ፣
3,ሓበሬታን መዘናግዕን፣
4,እንታይነትን ዕድላትን ናይ ደገ ዕድላት ትምህርቲ ከምኡ ድማ
5,ቋንቋን ካልኦት ፍሉያት ስራሕትን እዮም።
ነዚ ተረዲእኹም/ኽን ሳብስክራይብ፣ላይክ፣ኮመንትንሼርን ብምግባር ነዚ ንእሽቶ ቻነል ከተተባብዑልና/ዓልና ሐዝውን ብትሕትና ንሓትት።
የቐንየልና!!!
First and for most we would like to thanks for your attention.
Next our main objectives are the following points.
1.Addressing brain building trainings and advices,
2,viewing options and chances of online business,
3,broadcasting news and entertainment,
4,All about scholarships and
5,Language and others.