KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ዋውውው ዝጎደለ የለን ኣቑሑት ቡናን ሙሉእ ኣስቤዛን ገዚእና👍👈
9:12
ሰራተኛዬ የባሌን ጉድ ዘርዝራ ነገረችኝ! የሁለት ጠላቶቼን ልጅ ለማሳደግ ተገድጃለሁ Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
46:45
КОТЁНОК МНОГО ПОЁТ #cat
00:21
ماذا لو كانت الفواكه حية 🥥🍸😜 #قابل_للتعلق
00:42
ПОДРИФТИЛ С БАБУЛЕЙ #shorts
00:22
Виселица Hangman #boardgames #настольныеигры #games #игры #настолки #настольные_игры
00:38
ሙሉእ ገዛኺ ወይ ግብኺ ከመይ እዩ(2) ክፋል
Рет қаралды 15,035
Facebook
Twitter
Жүктеу
2100
Жазылу 13 М.
ado haben youtbe
Күн бұрын
Пікірлер: 192
@መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ
15 күн бұрын
ጅግና እኺ❤❤❤❤
@tsegagualtgray-ll7xo
11 ай бұрын
ጅግና ንፍዕቲ ኢኺ ዛሓፍተይ ትወልድሉ ትዝምድሉ ቤት ኣምበሳ ይግበረልኺ ማዓረይ ኣነስ ኣብ ስደት ዝነበራ ከምዚ ጠንካራት ኮይነን መፅለሊአን ዝሓዛ ብጣዕሚ እየን ዘሐጉሳኒ ጠንካራታት ኣሕዋተይ እንኳዕ ፈረ ፃማኽን ረኽብክን ፅቡቓተይ ናዓናለ ንዓኽን የምስለና ፈጣሪ💙😘🙏
@FgFg-b6i
3 ай бұрын
አስይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fugytfvstxgg5219
9 ай бұрын
ዕድመ ጥዕና የሃብኪ❤❤❤
@Gfdd-rt1il
10 ай бұрын
❤
@ዓቅሊ
9 ай бұрын
ጠንክሪ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
7 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤
@MdBabull-m3h
7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
@ganathakoes247
10 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
@ኩሉከምፍቃድካይኩንኣምላኬ
6 ай бұрын
ዝሓፍተይ ክብረተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምሰ ሰድራኪ ሓደ ነገር ተገዲሰኪ መልሰለይ ከቦርታ ናይ ቁልፋት ኖም እና ዓይዲ ኮቦርታሰ ሓደ እዩ ዋላ ኣብ ዓድና ንገዝእ ይብል መብዛሕቲኡ ሰብሲ ከመይ.እየ ኣበይ ይበልፅ ኣብ ሱዑዲ ዶ ኣብ ዓዲ መልሰለይ ተገዲሰኪ ዞሓፍተይ
@selameyytube
11 ай бұрын
ዛሓፍተይ ኩሉ ትለቅዮ ነገር ናዓና ጠንኪርና ክንሰርሕ ይገብረና እዩ የቀንየልና ናኣኪ ደማ የምስለና ኣጉላዕ ቦታ ጠይቅኪ ኣምፅልና በጃኪ ዛሓፍተይ ከይትሓልፍኒ❤🙏
@merrytube8231
10 ай бұрын
Kendey amet gyra gn adi areb besmab jegna eya❤
@ህወ
10 ай бұрын
10
@titttitt2114
6 ай бұрын
❤❤❤ንፍዕቲ ሓፍተይ❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወለላይ❤❤❤
@tekaykahsu1338
11 ай бұрын
Wawwww❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@hhghg9693
10 ай бұрын
አምበሳ ጅግና ኢኪ ❤❤❤❤
@mesiGere-dp9hy
10 ай бұрын
ማርያምን ማዓረይ ክፈትወኪ ትሕትን ቅንዕትን ንዓኪ የምስለና❤❤❤
@hymiyoutubechanel6651
11 ай бұрын
እሰይ ጅግናየይ ❤❤
@FccXch
10 ай бұрын
Gabez❤❤
@BanchiAlem
3 ай бұрын
ደምራኒ አህዋተይ ሓዳሽ ጀማሪት እየ❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
8 ай бұрын
ብጣዓሙ ደስ መሃል ዛሓፍተይ ጅግና ኢኪ ብሓቂ❤❤ በት አንበሳ ትወልድሉ ተዝምድሉ ገዛ ይኩን❤ ክንደይ ካሪየ እዩ መላስለይ ማዓረይ
@ህወ
10 ай бұрын
አነሰ ክፈትወኪ ፅጋበይ የኔ ጠንካራ ጓልሰ ሰደት ተሰድታ ዕላማአ ተፈለጠት እዩ ንሰኪ ደሞ ካብተን ዕላመአን ዝፈልጣ ሓንቲ እኪ ጠንኪሪ አይዞኪ ሳብሰክራይብ ንግበረላ ሰሰትና ነዐቢ
@GoAsd-u9p
10 ай бұрын
ጀግና
@gsas4971
11 ай бұрын
ምቅረተይ😊አበይ እዩ ሕጋዊ ደዩ ከ ዋውውውው ደስ ክብል ባዓል እንጀራኺ ይኹን ዛሓፍተይ ቤት አንበሳ ንዓኺ የምስለና 🙏🙏🙏💝💝💝
@ndjs6045
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ደምራኒ❤
@tgray2416
11 ай бұрын
ኣጉላዖ እዩ
@እመብርሃንመራሒትመንገደይ
11 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የምኒኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤❤
@GoAsd-u9p
10 ай бұрын
ንፍዕቲ ኢኺ ግን ካባኺ ብልበለፀ ግን እቶም ለስረሑልኪ ሰባት እዮም ንፉዓትን ለባማትን .ምክንያቱ መብዛሕትኤና አብ ስደት ዘለና ደቂ አንስትዮ ንፉዓት ኢና ግን ሰአን ጥዑይ ሰብ ገንዘብና አብ ጥቕሚ ዘይብሉ ውዒሉ ሕጂ'ውን አብ ስደት አለና 😢
@ethiopiaislovelove9620
10 ай бұрын
ብጣዓሚ ሰብ ኣብ ኣዲ ወሳኒ እዩ ኣለና ንካራተት ግን ተመስገን
@Sara-v3u2d
11 ай бұрын
ልኣኪ የማስለና ❤❤
@nurahayatihayati8390
9 ай бұрын
መዓረይ ኣነስ ክፈትወኪ ኣብ ደንጎሎ ቦታ ኣምጽእለይ ተገዲስኪ
@Galtgray846
10 ай бұрын
ርጋእታኪ ደስክትብሊ ምቅርቲ
@trhasAlemat-y5s
10 ай бұрын
ዓዲ ጥዒናኪ ይኩን ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@yyghhu9146
11 ай бұрын
ታዓድልኪ ማዓረይ ኣነሰ ኩሉ ግዜ እየ ዝርእኪ ናዕኪ ይምሰልና🙏🙏🙏❤❤❤
@ajibajib7989
10 ай бұрын
Amen 3❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
7 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ❤
@yyghhu9146
7 ай бұрын
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ እሺ ወለላይ❤🥰
@almazeyasu7388
11 ай бұрын
Kenday wedki? Abay bota eyu ke ? Tegdski melslna 😊
@deradubai1754
11 ай бұрын
ክንደይ ዓመት ተቀሚጥኪ ኣብ ስደት ክብረተይ ተገዲስኪ መልስልና መስርሒ ከ ብዙሕ ይበልዕ ድዩ ንገርኒ ክብረተይ ብዝተረፈ ገዛኪ ብጣዕሚ እዩ ቆንጆ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ውለዲ ክበዲ ዛምበይተይ ጅግና ንዓኪ የምስለና
@AwAw-m1y
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@samrtss9936
10 ай бұрын
ናይ ገዛ ቀለም ናይ ኣፊደገ ሓርፋፊ ዶ ፁቡቁ ወይስ ሉሙፁ መለስለይ❤❤❤❤❤
@titinotitino2910
11 ай бұрын
ፅፍፍ ምጥን ልበለ ደስ ክብል ናይ ደቅኪ ብርሃን ትርኢሉ ይግበርኪ ሐፍተይ አብ ሂወተይ ከምዙይ እየ ዝምነ የቀንየልና 🥰
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ንዳማመር ተጋሩዋይ❤
@ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ
10 ай бұрын
አሰይ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኪ የምሰለና ዛሓፈተይ ክሉኩን ደቂ መዳመይ እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብልብና አሰምሩ ሰደትና የሕፅሰልና ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና ደቂ ናዋ
@nuratbintali2755
11 ай бұрын
መሽኣለሀ ደስ ባሃልይ
@Abieyou
10 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኸልኺ ቤትኺ ቤተ ኣብርሃም ይኹን 🙏ደስ ክብል 😍
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
10 ай бұрын
ቀፅልዮ ማዓረይ ክንዴይ ከም ዝወደኤክ ፅወይና
@ሓበሻhabeshatube
10 ай бұрын
❤❤❤❤ ምርጋዕኪ ምቅርቲ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ
@AaKk-v5b
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤🥰
@rahwakahano2506
11 ай бұрын
👌👍👍👍
@MazenHawet
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ድግና,ዛሓፈተይ
@uvvv3820
11 ай бұрын
ቀፂረኪ ለአክለይ
@hiwilove19
10 ай бұрын
ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ተጋሩዋኒ🎉❤
@titttitt2114
6 ай бұрын
ናዓይ እውን ኣሕዋተይ ከግበርልኪ እየ አነ እወን ገጨይኒ
@BirhanAbraha
11 ай бұрын
ኣሰይ ነባር ትሕዝቶ እዩ ልመስል ምዕራፍ ፃድቃናት ልትወልድሉ ልትዝምድሉ ይግበርኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሳብስክራይብ እስቲ በሉለይ ሓላላተይ ኣጆና ደቂ መዳም ሰጥ ኢልና ተሰሪሕና ለይንልወጠሉ ታኣምር የለይ
@eeee4739
10 ай бұрын
ዓዲ ሓጎስኪ ይግበሮ ሠዓረይ ንዓኪ የምስለና ንአናለ❤❤❤🙏🙏🙏
@ማኣዛ
10 ай бұрын
ኣበይ ዓዲ እዩ
@hiwettsegay1616
11 ай бұрын
አነ አግላዕ እየ አበይ ከባቢ እዩ ገዛኺ ንማንኛዋ በጣም ነው እምወድሽ 🌹🌹🌹
@BirhanAbraha
11 ай бұрын
ጓል ዓደይ ሳብስክራይብ እስቲ ግበርኒ ደቂ ኣጉላዕ ንዕነስቲ ንላለ መላምንቲ ሓዊ ተኮናስ🎉❤
@hiwettsegay1616
11 ай бұрын
@@BirhanAbraha እሺ ዛናተይ 👏😘😘
@TeyFtu-yw1oy
11 ай бұрын
ኣጉላዕ ድያ ዘላ
@hiwettsegay1616
11 ай бұрын
@@TeyFtu-yw1oy እዋ
@ARSEMAArsama
10 ай бұрын
❤❤❤ክብርቲ❤❤
@hiwettesfay2557
11 ай бұрын
ክንደይ ወዲኡኪ ገንዘብ መስርሒ ኩሉ ገዛኪ ሓፍተይ❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
7 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤
@sadn7855
11 ай бұрын
ጎቦዝ ማዓረይ ናዓኪ የማሰለና ኣንሕና ለ❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ደምራኒ❤
@sadn7855
11 ай бұрын
እሺ ገይረልኩም ንኩለኩም😍😍
@ጎልራያኩኩፉቶ
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉ዋውውው ጅግና
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@titttitt2114
6 ай бұрын
ኣሕዋተይ ሰበራይብ በሊኒ❤🙏
@SelamGeramy
11 ай бұрын
ዋውውውውው የኔ ጀግና ዳኣኽ ያምስለና ሓዳሽ የአማ ስብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ ❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ንዳማመር ተጋሩዋይ❤
@UskvskSkvdkv
10 ай бұрын
እሰይ ምቅርቲ ንዓኪ የምስለና ❤❤❤
@trhasAlemat-y5s
10 ай бұрын
ኣበይ ዲዩ ዓዲኪ
@tgray2416
11 ай бұрын
በስትዒ ዛሓፍተይ❤
@aaaall7364
11 ай бұрын
አሰይ ደሰ ክብለካ 💖💖💖💖💖💖💘
@ንግሰቲTube
11 ай бұрын
ቆርቆሮ ድዩ ላዕለይ ከመይ አዩ ክንደይከ ወዲአኪ መወደኢ ካብ መጀመርታ መልሰልና አሰኪ ምዓረይ❤❤❤
@ተቲየጋልተዋህዶ
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ደምሪኒ❤❤
@Grmachnal
11 ай бұрын
ኣነስ ትሕትናኺ ክፈትወልኪ ማዓረይ ❤
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ደምራኒ❤
@Grmachnal
11 ай бұрын
ላዕላዩ ግን ቆርቆሮ ድዩ ዋላስ ህዱም እዩ ዘሎ ማዓረይ ጠቅላላ ከ ክንደይ ወድእኺ
@ኣደይኣደይyoutube
11 ай бұрын
ኣበይ እዩ ዝዓዲ ዘለክዮ ሕንቂቆት እዩ😂😂 ሰለ ዝፈትወኪ እየ❤❤
@BirhanAbraha
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልኒ ማዓረይ❤🎉
@tgray2416
11 ай бұрын
ኣጉልዕ እያ😊
@naseemasaif1945
10 ай бұрын
Iji na,ebisa afan jaratain
@deradubai1754
11 ай бұрын
ዋውውውውው በእውነት ደስስስስስ ክብልልልል ❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@tsegshTube5kk3g
11 ай бұрын
ስላም እግዚአብሔር አምላክ ይብዝሐለይ ክብረተይ ማዕፆ ናይ በሪይ ክንደይ ሚትሮ እዪ ክንደይ ከ ይውድእ ንገርኒይ ዚያዳይ ከይትሓልፍኒይ? ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላክ መዕረፊይ ቅዱሳን ይግበረልኪይ ቆንጆ ገዛ ስሪሒኪይ ጅግና❤❤
@galtigray1733
11 ай бұрын
ዋው ደስ ብሃሊ ማዓረይ ዘረባኺ ክጥዕም❤
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
11 ай бұрын
ኣቁሑ ዋጉኡ ግን ምኽባሩ እስቶብ ኣዲስ ኣበባ 1000 እዩ ዋግኡ ትገዝእኽዮ ዘለኺ
@Akusumawit
11 ай бұрын
እንኮዕ ደስ በለኪ ፍረ ፃማኪ እንኮዕ ረከብኪ ❤
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@Akusumawit
11 ай бұрын
@@GenetChannel-uo3rv እሺ ንአይለ በልኒ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
11 ай бұрын
እዝውቲ ሕንፍተይ💚😍
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ደምራኒ❤❤
@albadralbadr3948
10 ай бұрын
ክንደይ ዓመት ወሲድክልኪ ከትስርሕዮ
@ዮዳሄዩቱብYodaheYutub
11 ай бұрын
❤❤❤❤😍😘😘
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
11 ай бұрын
ገብዝ እኪ ጠንካራ ጓል ሂዋን ክፍቲ
@ji8m012
11 ай бұрын
ሃፍተየ ስል ትግሃትኪ ቡዙህ ነምስግን ❤❤
@marmar-vh2og
11 ай бұрын
አድዎይ ሸር ጌርከሰማ ኣፍልጥለይ እሰካዕዓደይ መቀለና መፅእ ክሰርሕ ባዕለይ😊🎉😍😍😍😍👌🙏👍በርትዕይ ኣድየ
@samuelgenet5542
11 ай бұрын
Good luck ❤❤❤❤.
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ስብስክራይብ ማ ግበራለይ ብርሃነይ ኣበይ እኪ ትቅመጢ ዘለኪ ሮሞዳን ምስ ወዳኣኩ ክኣቲ እየ ዋ ካብዙይ ዘድሊ ኣብ ዓዲ ታይ እዩ❤❤
@genetberhechanal
11 ай бұрын
ንፍዕቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@tewehadohaymanotie918
11 ай бұрын
ንፍዕቲ ❤❤❤❤❤
@GenetBerhe-yp5jx
11 ай бұрын
ክንደይ ካርየ ድዩ
@ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ
11 ай бұрын
ቤት አምበሳ ዝናፍተይ ፈረ ፃማኪ እዩ ዝኩሉ ንዓኪ የማሰለና❤❤❤❤
@BirhanAbraha
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ እስቲ በልኒ❤🎉
@kbromhadgu3497
11 ай бұрын
ኣሰራርሕኡ ደስ ክብል
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@rsjv415
11 ай бұрын
እቲ ሶፎ አበይ ገዛእኪዮ ብጣዕሚ ደሰ ይብለ
@ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
11 ай бұрын
ብሓቂ ጎበዝ ኢኺ ግን ክንደይ ጌርኪ ኣብ ስዑዲንገርና እባ
@HewetNebelet
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ምቅርቲ ክፈትወኪ ለበመይ
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@zefengorhawaria8526
11 ай бұрын
❤❤❤
@HdjdosgenziHdjdysb
11 ай бұрын
ለባምይይ❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ደምሪኒ❤
@SelamSelam-p3m
11 ай бұрын
ጎቦዝ ዛሓፍተይ❤
@እግዚአብሔርእረኛዬነ-ጠ9ጀ
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤ጎበዝ❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
11 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️❤❤
@Tigray_Hagerey
10 ай бұрын
አረ ከምድላይኪ ፈጨጭ በሊ ኣይኮነን ብሩር ዳይመንድ ተገበርኪ ዝበለጸ የሕጉሰና እንበር ንምታይ ንቃወም
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
11 ай бұрын
ኣሰይ ኣነስ ካብ ስደት ተመሊሳ ኸምዚ ክርእ ከለኹ ዝስምዐኒ ደስታ ወሰን የብሉን ንዓኺ የምስለና ዛምበይተይ የምንይኺ
@maduabasamuelweldeselama5377
11 ай бұрын
ኣሰተይ ደሰ ባሃልቲ🥰🥰🥰
@ሩፍታልበይ-ዐ6ዀ
11 ай бұрын
Asey des bhali mearey
@HamiTigrweyti-do2mi
11 ай бұрын
ክንደይ ካሬ እዩ 140 ካሬ እዩ ዝመስል ግን ሓቀይ ድየ ተጋግየ
@ክብሪንወላዲትኣምላክይኩን
10 ай бұрын
175ኢላ
@EdYg-d4g
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@hayatabi2173
11 ай бұрын
መልስለይ ዝሓፍተይ ናይ ፌስቡክ ንገርኒ ውይ ስልክኪ
@gsas4971
11 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@brhanmahari6031
11 ай бұрын
ዋጋ ቀለም ባ ንገርና ፅጋበይ❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
11 ай бұрын
ደምሪኒ❤
@GenetBerhe-yp5jx
11 ай бұрын
ናተይን ናትክን ቅርፂ ናይ ደገ ማዕረ ምስ ናተይ
@FhhDgg-o2d
11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
9:12
ዋውውው ዝጎደለ የለን ኣቑሑት ቡናን ሙሉእ ኣስቤዛን ገዚእና👍👈
ado haben youtbe
Рет қаралды 1,7 М.
46:45
ሰራተኛዬ የባሌን ጉድ ዘርዝራ ነገረችኝ! የሁለት ጠላቶቼን ልጅ ለማሳደግ ተገድጃለሁ Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
Eyoha Media
Рет қаралды 41 М.
00:21
КОТЁНОК МНОГО ПОЁТ #cat
Лайки Like
Рет қаралды 2,8 МЛН
00:42
ماذا لو كانت الفواكه حية 🥥🍸😜 #قابل_للتعلق
Chill TheSoul Out Arabic
Рет қаралды 29 МЛН
00:22
ПОДРИФТИЛ С БАБУЛЕЙ #shorts
Паша Осадчий
Рет қаралды 2,5 МЛН
00:38
Виселица Hangman #boardgames #настольныеигры #games #игры #настолки #настольные_игры
Двое играют | Наташа и Вова
Рет қаралды 3,9 МЛН
18:05
ሰብኣየይ ብዓዲ ክውደአልኪ ኢሉንስ ዝጠራጠሮ ነገር ስለ ኣለኒ ልበይ ተሃዊኸዋ ከመይ ክገብር😂😂😂👈
ado haben youtbe
Рет қаралды 6 М.
5:14
ሃገረይ ዝበለ - ሄለን መለስ | ቃልኣብ ተወልደመድህን | hagerey zibele - Helen Meles and Kaleab Teweldemedhin
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 675
6:48
ንምሕረት ሓፍተይ ዝገርም ፖራንክ ገይረያ🙉
Mahi Tube (ማሂ ይቱብ)
Рет қаралды 144
8:18
ብዙሕ ገንዘብ ሒዘ ገዛ ዘይብለይዶ ዶ? ገዛ ገዚአስ ውሑድ ገንዘብ ሒዘ ዓዲ ክኣቱ? ንሕቶኽን መልሲ abi habeshawit tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ
abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ
Рет қаралды 4,2 М.
28:40
ኤርትራዊት ንትግራወይቲ ዓብይ ውህብቶ ካብ ጀርመን
ENDA BABU ENTREITMENT(እንዳ ባቡ)
Рет қаралды 40 М.
2:09:41
"መሬትና ጎቢጡ ሒዙ ዘሎ ኦሮሞ ብልፅግና 'ዩ!" ቃለ ምርሕትት ምስ መም ኣብርሃ ተኽሉ
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 1,7 М.
16:03
ጓል 10 ዓመት እናሃለወት ገዲፈያ ከይደ😓ውላድን ውሉድን💔Refrigerators at reasonable prices
Rigat Assefa
Рет қаралды 27 М.
8:08
🛑ዋጋ በጃጅ ኣብ ትግራይ ክንድይ ኣሎ ?/how much price of tvs bajaje
Hayet Vision ሓየት ቪዥን
Рет қаралды 6 М.
13:15
ኣጉላዕ ከመይ ኣላ ኣብ ማዕዶ ዓዲ ኸ ክንደይ ኣሎ ኣብዙ ኸዚ ዘሎ ሰዓት?👌👈
ado haben youtbe
Рет қаралды 7 М.
8:00
ለይንኽእሎ ኣይትቕረፅና ኢሎም ተድሂሎም😄
ado haben youtbe
Рет қаралды 1,9 М.
00:21
КОТЁНОК МНОГО ПОЁТ #cat
Лайки Like
Рет қаралды 2,8 МЛН