Must watch Talent - "ወዲ ዛግር ምስ ኩሉ ማዕረ ናይ ትግራይ ፍረ!!"

  Рет қаралды 60,206

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

/ @wushatenamedia
ኣርሒቕካ ኣምት ብተስፋ ተጎዓዝ፣
ከይተሓለልካ ፀዓር ደረጃ ንምትሓዝ፣
ወዲቅካ ተሲእኻ ይመፅእ ምዕባለ፣
ፀገሙ ኣይቑፀር ክዕወት ዝበለ።
"ሂወትኩም ንኽትልውጡ እንተደሊኹም እዛ ግጥሚ ስንቂ ትኹንኩም" ይብለኩም ኣሎ ወናኒ 456 ግጥምን ዜማን (ደጀን ወዲ ዛግር - +251962288399)

Пікірлер: 261
@ጓልገባርፃዕዳ
@ጓልገባርፃዕዳ 4 жыл бұрын
መምህረይ ናብ ቤተ ክርስትያን ቅርብ ተዝብል እሞ መዝሙር ተትማሃር ዝበለፀ ከይኑ ይስማዓኒ እግዝኣብሄር ዝሳኣኖ ነገር የለን ምሕረት ከውርደሉ እዩ ንመምህር እውን ሙሉእ ጥዕና ዕድመ እግዝኣብሄር ይሃብካ ዓስብካ ካብ ኣምላክ እዩ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 жыл бұрын
ውይ መዓረይ አጆኻ ፈጣሪ አምላኽ ዓይንኻ የብረሃልካ 🙏መምህረይ መዓረይ እመቤቴ ምሳኻ ትኹን 🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
@ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ 4 жыл бұрын
አይዞካ በርትዕ ተስፋ ከይትቆርፅ ዝሐወይ ኩሉ ናይ አግዚአብሔር እዩ እሞ ብዘለካ ናመስገንካ ቀፅለሉ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ጅግና ትግራይና
@ሸዊትመዝገበሸዊትመዝገበ
@ሸዊትመዝገበሸዊትመዝገበ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኩሉ ይካኣሎ እዩሞ ምሕረቱ ይልኣከልካ መምህር ሙሉ ድማ ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር ርከቦ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abadigebru1833
@abadigebru1833 4 жыл бұрын
ወዲ ዛግር ፣ ተስፋ ብዘይ ምቁራፅ ኣብዙይ ብምብፃሕካ 2013 ክትዕወት ኢኻ በርትዕ
@wediabraham4656
@wediabraham4656 4 жыл бұрын
Wawww ajoka hawey mareyy I am from Eritrea 🇪🇷
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ 4 жыл бұрын
ናይ ብርሃን አምላክ ብርሃን ዓይንካ ይክፈተልካ ዝሓወይ ፍሉይ ተክእሎ እዩ ዘለካ ድምፁ ፍልይ ዝበለ የንበዐካ ኣጆካ በርትዕ ተስፋ ዘይሙቁራፅ ዝሓወይ
@ብርኽቲብርኽቲ
@ብርኽቲብርኽቲ 4 жыл бұрын
ጎቦዝ ኢካ ዝሃወይ ጎቡዝ ተስፋ ዘለካ ሐው ኢካ ❤ መምህረይ ሙሉየ እንካአ absehena ንሐዱሽ ዓመት አቦ ዉጻት ሰላምካ ይብዛሕ
@abrhayobeyene3440
@abrhayobeyene3440 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ዓይንካ ይክፈተልካ
@frefer7772
@frefer7772 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@zaiabza1686
@zaiabza1686 4 жыл бұрын
ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏
@samuelmedhinassefa5407
@samuelmedhinassefa5407 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብተፈጥሮ ዝተዓደለ ፀጋ አለዎ ዚ ሓውና በጃኩም ዓቅሚ ዘለኩም ተጋሩ ሓግዝዎ ዚ ጥበቡ ገራሚ እዩ። በጃካ መምህር ምሰ ያፒ ማፒ ምሰ ዘመን አለምሰገድ ቶም ፍሉጣት አቀናበርቲ አራክቦ እሞ ክሕግዝዎ። ፈጣሪ ከዓ ይሓግዞ ዚ ሓውና።
@ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ
@ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤️❤️❤️❤️😢
@selamselam6193
@selamselam6193 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ክብር ሓወይ መምህረይ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣባ ፅጉማት ሰናይ ቅንያት ሓዱሽ ዐመት ይግበረልና እግዚአብሔር ሰላምን ምሕረትን የውርደልና
@shssjjs3090
@shssjjs3090 4 жыл бұрын
ኣግዛብሕር.. ዓይንኻ ብርሃን. ይሃብካ.. ጽቡቅ. ድምጺ. ኣለካ... ኣቲ ሙዚቃ... ናብ. መዙሙር. ምስጋና. ኣግዛብሕር... ኣተመስግነሉ. ቀረባ. ኣዩ. ኣይዞካ.. ኣነስ. ዓይንኻ. በሪሁ. ተመስገንካ. ብርሃንካ. ሂብካና.. ኣነስ ክዝምር ኣየ. ከምስግኖ. ጎይታ.. ኣናበልካ.... ksemaka. ትሓንጥየ
@user-hb3gd3sr8g
@user-hb3gd3sr8g 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዓይንካ የብረሀልካ ሓወይ ማዐረይ
@mulugetawoldu1679
@mulugetawoldu1679 4 жыл бұрын
He is really talented. He needs a help. Let's try our best to help him.
@selamselam3986
@selamselam3986 4 жыл бұрын
እወይ ከምዚ እውን ኣሎ ወይኔ ኣምላኬ ሆይ ንዓይነ ስውራን ኣብረሀሎም መ/ር ሙሉ ካብ ኣምላክ ርከቦ ኣምሕና እውን ንሓስቦን ዲና ግን ኣምላክ ምስፈቀዶ ኣብ መደብካ ክሳተፍ እየ
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይንካ የብረሀልካ ፍትወይ ኣጀካ ኢድ እግዚአብሔር ሰፊሕ እዩ. መምህር መሉ ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ
@ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ
@ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘገርም ከአለት ኣምላክ፡ምሳካ ይኩን ካብ ሓውካ አሪትራዊ
@mercygher4773
@mercygher4773 4 жыл бұрын
ዝገርም ብቅዓት እመብርሃን ብርሃን ዓይንኻ ትክፈተልካ ኣጆኻ ዝሓወይ
@tirhasesgedom2248
@tirhasesgedom2248 3 жыл бұрын
Good job 👏 I proud of you 🥰😍😘 god bless you I am from Eritrea 🇪🇷 good like
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 жыл бұрын
ከመይ ድየ ፍትው ዘብለካ ሙሌ ጀግና ሓውና። ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ይኹን።
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐና ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ሰናይ ሰላም ፍቅሪ ይሃበና ኣብ ደገ ዘለናን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለናን እግዚአብሔር ይኣክበና ኣሜንን ግዚአብሔር እንታይ ይሳኣኖ ሙሉእ ምሕረት ይውርደልካ ዝሓወይ መምህር ሙሉ ሓውና ብጣዕሚ እና ነምስግን
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
አጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ዓይነ ብርሃካ ይክፈተልካ መምህርይ ክብረት ይሃብልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ
@getahagos
@getahagos 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ናይ ባእሉ ጥበባት ይግበርልካ አነ ሀሳብ ናይመንፈሳዊ መዝሙር በገና ብታገለግል ፅቡቅ ይመስለኒ:: ሀውና መምህር ሙሉ እነዊህ እድመ ያድለካ!
@toremember8793
@toremember8793 4 жыл бұрын
ጡዑም ድምጺ ኣለኻ ኣጀኻ ኑፉዕ መንእሰይ
@mashomm4963
@mashomm4963 3 жыл бұрын
ኣምላከይ ኣምላከይ እሰከ ኩሉ ይካ ኣለካ እዩ ወኣይ ዓይኑ ኣብረሀሉ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@temesgen1378
@temesgen1378 4 жыл бұрын
Selam deki tigray 🙏🙏🙏🙏
@amenweldemariam8951
@amenweldemariam8951 4 жыл бұрын
Kbret yhsbrlna memhr mulu kulu tgnzeb beli aemro👍👍👍
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 4 жыл бұрын
የቀንየልና መምህር ብትገብሮ መደብ ብዘይኣፋላለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብራቮ ኣጆካ በርትዕ ጥዑም ድንጺ
@cfdd2762
@cfdd2762 5 ай бұрын
ልብካ ልነክእ እዩ እዚስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ዝሓወይ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ማዓረይ💞💞💞💞💞
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንሓውና እውን አዛካ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዘሓወይ
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 4 жыл бұрын
በርታ በርታ እግዚአብሔር ያግዝህ ዘመኑ የፍቅር የጤና የሰላም የፍሰሀ ይሁንላችሁ 🎉🙏🏻💐🌺🌸❤️
@ቲጂየውቕሮልጅ
@ቲጂየውቕሮልጅ 4 жыл бұрын
ኣይዞኻ ሓዊተይ ኣምላኽ ታይ ይሰኣኖ ዓይንኻውን ከብርሀልካ ይኸውን 🙏🙏🙏
@ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም
@ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም 4 жыл бұрын
ናይ ብርሃን አምላክ ብርሃን ስጋዊ ዓይንካ ይክፈተልካ አምላክ ዝሓወይ አጆካ ብሩከይ አሜን አሜን አሜን:: መምህር ሙሉ ድማ ፍረ ፃማካ ካብ አምላኽ ርከቦ አሜን አሜን አሜን አሰይ እዚ ለምለም ዓድና ክፅብቅ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 4 жыл бұрын
አጆካ በርትዕ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዘካ
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 жыл бұрын
ኣቤት ሓቦ ዝሓወይ ማዓረይ እመቤቴ ሆይ ዋላ ሓንቲ ዓይኑ ኣብርህሉ ብዝተረፈ ኣጆካ ኩልና ኣብ ጎብካ ኣለና እዚ ኩሉ ክእለትን ድምፅን ሒዝካዶ ኣብ ገዛ ምትዓፀካ ክንደይ ጋዕገልጠም ኣእዛና ከፅሙሙና ናወዓሉ ንቀፃሊ ኣብ ዓብይ ደረጃ በፂሒካ ኣልበም እውን ሰሪሒካ ኣብ ከተማ ከምእትነብር ባዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ ንዋሃብቲ የሕዋተይ እውን እግዚአብሄር ይሃብክን መምህር ሙለይ እውን ግርማ ታዓደል
@mebratbelay6966
@mebratbelay6966 4 жыл бұрын
Rehus awde Amet yegberelekoum Aman ❤️❤️❤️ god bless you and your beautiful family Memher
@sosommoo9143
@sosommoo9143 4 жыл бұрын
አድመ ይሃብካ
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 9 ай бұрын
Such an amazing artist may God bless him abundantly ❤❤❤❤❤❤ Memhir mulue brhan ab hiwet dejen kizrae abi astewatso tgebir....Abo wutsie amlak edmen tienann yhabka. Ajoka dejen hawey
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n 10 ай бұрын
Ezgabihir aynka ykfetelka memhr Mulu wn edmen tsenan yhabka fetsar❤❤❤
@GhTy-o7v
@GhTy-o7v 9 ай бұрын
ፈጣረ ዓይኒኻ የብሪሀሊኻ ማዓሪይ❤❤❤
@user-qz2fb2kl1n
@user-qz2fb2kl1n 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርድልካ ኣሜን ኣሜኔ ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@albadralbadr2168
@albadralbadr2168 4 жыл бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ኣይሰኣኖን ዓይንኻ ክከፍተልካ እዩ ፈጣሪ ዝሓወይ ኣጆኻ ተስፋ ከይትቆርፅ ስራሕካ ኸዓ ገቦዝ ኢኻ መምህር ሙሉ ሓወይ ናትካ ፕሮግራም ክሪኢ ከለኹ ይህንጦ ክርኦ ግን ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ናፀናሕኩ ኩሉ ጊዜ መጨረሻ ኮመንት ክህብ ከለኹ የናድደኒ ንባዕለይ ሙለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ቲቲነኝየማርያምልጅ
@ቲቲነኝየማርያምልጅ 4 жыл бұрын
አብ ውሻጠና ምድይ ብዙሕ ትምህርት አሎ ብዙሕ መሐዘኒ እውን አሎ ምሉእ ዓነብርኪ ዝሃበኒ እግዚአብሔር ተመስገንኳ ንበል መምህር ሙሉ ዝከድኳዮ ኩሉ ለምለም ይፅናሕኳ እግዚአብሔር ምስኳ ይኹን
@goitomgerzgiher2006
@goitomgerzgiher2006 3 жыл бұрын
ዋው ዝገርም ድምፅን ክእለት ደጀን ሓወይ ትግራይ ካብዚ ገጢሙዋ ዘሎ ፀበባ ሓራ ምስወፀት እዛ ናይ ባህላዊ ገጠር ጥልመት መርዓ ተዘኻኽር ደርፍኻ ሙልእ ወፃኢ ሸፊነ ከስረሓልካ ብሽም ኣቦ ውፅዓት ዝኾነ ክቡር ሓው መም ሙሉ ሃይለስላሰ ቃል ይኣቱ
@ዕንበባይያ
@ዕንበባይያ 4 жыл бұрын
ትርሓሰይ ትርሓሰይ ከመይ ኣለኪ ከመይ ትኮኒ ክሳብ ትመጺ ተስፋ ሃብኒ ብናፍቆትኪ ማሲነ ኣነ ዓዲ ጸሪፉ ምስማዕ ሲኢነ ትርሓሰይ ትርሓሰይ ተሰኒፈ የ ብናፍቆትኪ እንታይ ካብሰለይ ደሃይ ብስልኪ ድሰደድኪዮ ባንኪ መሊኡ ኣነ ዝደሊ ሑቅፊ ናትኪ ዩ ኣይበልዕ እንጀራ ማይ ውን ኣይሰቲ እስኪ ዘይብሉ ትርሓሰይ ምቅርቲ ድሰኣንኩ ዘይብለይ ነብሰይ ሳዕሪ ጸሪያ ኩሉ ከሎ ኣብ ገዛይ ሙሉእ ዘይጎደለ ናፍቆትኪ ባ ዝሓየለ ናፍቆትኪ ባ ዝሓየለ ቁርሲ እንዳ በላዕና ኣብ እንዳ መሓዛ ነዓኪ ዘኪረ ትርሓሰይ ከም ዋዛ ኣነ ዘለኩዎ ኣይ ደገ ኣይ ገዛ ኩላሶ ኮሊሰ ምውራድ ዩ ኣቢኒ ራህርህለይ ምጽኒ ራህርህለይ ምጽኒ ናፍቆትኪ ከቢዱኒ ናፍቆትኪ ከቢዱኒ ደሃይኪ ክፈልት ደዊለ ትርሃሰይ ዓይነይ ዩ ዝነብዕ ቅድምቲ መልሓሰይ ሕተቲ ጎሮቤት ዘለኩዎ ነብሰይ እንታይ ክዓብሰለይ ደሓን የ ብስልኪ ነኣኪ ዶ ተፌኢኪ ከቢዱኒ ናፍቆትኪ ርህርህለይ ናፊቀኪ
@ዕንበባይያ
@ዕንበባይያ 4 жыл бұрын
ዝገርም ግትሚ ጅግና ዩ ብሃቂ
@sosommoo9143
@sosommoo9143 4 жыл бұрын
ቤጣዒሚ ዚገረም አዩ.አግዚአብሔረ .ንማሓሮ
@michaelabraha2783
@michaelabraha2783 3 жыл бұрын
አዛ ደርፊ ናይ ደጀን ትርሓሰይ ትብል ኣበይ ክረክባ ይክእል ፍሉይ ዝኮነ ድምጺ እዩ ዘለዎ ።
@ዕንበባይያ
@ዕንበባይያ 3 жыл бұрын
@@michaelabraha2783 ygerm u lbka ztnkf bdmxi u zelewo bro ane abzia tray eye semiaya
@isaaktimuzgi3982
@isaaktimuzgi3982 4 жыл бұрын
መምህር ሓውና መደብካ፡ ማሕረ ጌረ'የ ዘድንቆ፡ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ተስፋ ይገብር፡ኣብ ቀጻሊ ን ወገናትና ኣብ ምሕጋዝ ክነጥፍ።
@temesgenfisshya1875
@temesgenfisshya1875 4 жыл бұрын
እንጅራ ዓለም ብላዕ መምህረይ
@dv6927
@dv6927 4 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ኣጆካ ሓደ ማዓልቲ ብገለ ኣጋጣሚ ከምቲ እትደልዮን እትብህጎን ክትከውን ኢኻ።
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
በዓል ብሩህ ሕልና ጎይታ ጥበብ እቲ ግጥሙ ክረዝን ኣጆኻ ዝሓወይ መፃኢኻ ብሩህ እዩ😘 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝብና💗💛💗
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 3 жыл бұрын
wow ajoka hawey mearey ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@user-cz3jc3un4o
@user-cz3jc3un4o 4 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷 ❤❤❤❤❤❤❤❤ 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@olimohamed8397
@olimohamed8397 3 жыл бұрын
እህህህህህህ ብጥዕሚ ደጋግመ ሪእየዮ ግጥሚ ብጥዕሚ ነውሕ ይሕሲብ
@teshememehari4485
@teshememehari4485 4 жыл бұрын
From Eritrea I I listen more than 30 times feresyeferes fkrey amsaya
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 жыл бұрын
He has good ability in writing poetry
@dekisebina73
@dekisebina73 4 жыл бұрын
Such a talented young man! So proud of you! 🙏🏽🙏🏽
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 4 жыл бұрын
Ajoka dejen hawna kulu khalf eyu Egzabiher brhan aynka ykfetelka. Thanks more m/mhr mulu 🥰😍
@ይኣቢክብራለማርያምእምኩሉ
@ይኣቢክብራለማርያምእምኩሉ 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ ዛሓወይ እዚ ዝመስል ድምጺ ኣምላኽካ ተተምስግመሉ ተትዝምረሉ ይምረጽ ዓለማዊ ነገር ኩሉ ሓላፋይ እዩ ኣምላኽ ብርሃን ዓይንኻ ያብረሀልካ 👏👏
@haileandebrhan11
@haileandebrhan11 4 жыл бұрын
ኣጆኻ በርትዕ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወይ ጡዑም ድምጹ
@betremussie4973
@betremussie4973 4 жыл бұрын
Nice artist!!! We hope the best to him!!
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 4 жыл бұрын
ዋውውው የኔ ጀጋኑ አይዞህ ኣምላኽ ብርራሃን ይገበረልካ ሓወይ ናተይ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 4 жыл бұрын
ብርሃን ዓይንኻ ይክፈተልካ ልዑል ፈጣሪ ደጁዋይ
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 3 жыл бұрын
Sey zahawey btami azka xbuki Raei aleka Dejen Qexloski Btami des zbil derfi aleka
@gagssggs6452
@gagssggs6452 4 жыл бұрын
ኩሉ ነገር ኣይሳኣኖን ፈጣሪ ክከፍተልካ እዩ ኣይዞይካ ንመ/ርይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እና ሩሑስ ሓድሽ ዓመት
@sarbean4827
@sarbean4827 4 жыл бұрын
ኣሰይ ጥዕም ድም ፀኣምላላክ ባሃይለ ጥበቡ የብራሃልካ ፈጣሪ ምስካይኩን
@dejenamaha484
@dejenamaha484 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝተባባዕ ድምፃዊ እንተ መምህር መሉ ሃይለሰላሰ እሞ ክብረትናን ምሰግናን ወሰን የብሉን። ፈጣሪ ይሓግዝካ ብዝኸድካዮ
@Fekarkun
@Fekarkun 3 жыл бұрын
Eway des kbleka eti zeyhilel xaerun moralun bhaki ewe hakika gize zeyblu yelen emo awet ymineyelka zhawey 🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍
@teamealem3824
@teamealem3824 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉእ ኣምልካ ነዊሕ ዕድመን ሰፊሕ እንጀራን ይሃብካ ንክንደይ ዝተጸገሙ ብመገድካ መፍትሒ ይረክቡ ስለዘለው ደኪመ ከይበልካ ናብራካ ገዲፍ ንዝተጸገሙ እትሕግዝ
@አስኳለማርያም
@አስኳለማርያም 4 жыл бұрын
💕💕🙏🙏🙏😘😘
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 жыл бұрын
Amennnnn wowowwww😍😍😍😍💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 жыл бұрын
መምህረይ አንካዕ በስላም መፅአካ ሓወይ ናተይ አይዛካ በርቱዕ እግዚአብሔር አምላክ ጥንካሬ ይሃብካ
@ymharalobabeluley5980
@ymharalobabeluley5980 4 жыл бұрын
❤️🙏👈
@ezrahaile3349
@ezrahaile3349 4 жыл бұрын
እዋይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ሰብ ኣምሲሉ መልኣክ ሰዲዱልና እግዚኣብሄር ኣጆካ ሓወና ድማ እግዚኣብሄር ብርሃን ይፍጠረልካ
@user-bv9cl4lp9f
@user-bv9cl4lp9f 4 жыл бұрын
እግዜብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ማዕረይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እመብርሃን ምሳኻ ይኹን
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልካ ሓወይ
@ኣሉጎልትግራይ
@ኣሉጎልትግራይ 4 жыл бұрын
ርሕስ ኣዉደኣመት ይግበርልና ኣጆካ ሓዉይ ናተይ
@melesmeasho2814
@melesmeasho2814 4 жыл бұрын
ንፉዕ ወዲ ዓደይ ምዓረይ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@germayybarken43
@germayybarken43 4 жыл бұрын
God bless u men 🙏🏽
@mattscordslabs2673
@mattscordslabs2673 4 жыл бұрын
ቀፅለሉ ዝሓወይ አምላክ ከዓ ይሓግዝካ
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዓይንካ ይክፈተልካ ሓወይ ንመምህር ሙሉ ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@hannatesfaye7298
@hannatesfaye7298 3 жыл бұрын
This is very nice song 🙏🙏🙏🇪🇹🇪🇷❤️
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ 4 жыл бұрын
እጆካ ብጣዕሚ ንፉዕ
@samuelafewerki5650
@samuelafewerki5650 4 жыл бұрын
Eway Nay alem nger fetari mhret yhabka memher ka fetari zemnka hiwetka sedrka edmn tenan yhabka fetari balu xamka yhabka fetari ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@mizanassfaw4074
@mizanassfaw4074 4 жыл бұрын
Beautiful thank you 🙏 god bless you stay strong 💪 you will get to your dreams I love you 💕❤️ song thank you 🙏
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምፂ ኣለካ ቀፅለሉ ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብርሃን ዓይንኻ ይመልሰልካ ፈጣሪ🙏🙏🙏😘😘😘😘
@natankiflay9193
@natankiflay9193 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ኣመላኽ መሕረት የወርደልካ
@gtgttg407
@gtgttg407 4 жыл бұрын
ኣምላክ እንይ ዓይኑ ክፈተሉ ኣዘካ ኣምላክ ሓያል ዩ ክከፈተልካዩ
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 10 ай бұрын
Btaemi gerami dmtsi❤🎉
@lave9644
@lave9644 4 жыл бұрын
ኣጆካ ደጅየ ኣምላክ ኣብ ጎንካ ይኩን ሙልየ ዕድመን ጥዕናን ይሃንካ ለለ እንካዕ ኣብፀሐኵም
@temesgen1378
@temesgen1378 4 жыл бұрын
Wawww shikur 😍😍😍😍
@سارهالخالدي-ر5م
@سارهالخالدي-ر5م 3 жыл бұрын
እወይይይይይ ሓወይ አምላክ ይሓግዝካ
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 4 жыл бұрын
ENKUWAE ABTSEHAKUM NKDUS YOWHANS BRUKATE M R MULU EWN ABZIHU YBARKEKA TSEDFI ENTHLU MEDEYAYBO YFETR TGRAY DARKA FERKI HZBI KAB AZEKTI AWTSIEKAYO EKA MULUYE KAB KFUE YSEWRKA DEJEN NFUE 🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌸🌸🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤
@lmlmhou2187
@lmlmhou2187 4 жыл бұрын
Edemen tenane yihabeka hawey natey tuem dimets aleka egzabehr yihagezeka ab lilale derja betehika knerieyeka yebekeana ❤❤❤
@habibajaortahk362
@habibajaortahk362 4 жыл бұрын
Edmey tenay yhabka zhwey
@salam3709
@salam3709 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ማሕረት ይውርዳልካ ሓወይ ማዓረይ
@alemyoubube
@alemyoubube 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝካ ዘሓወይ
@ghirmayabraha8807
@ghirmayabraha8807 4 жыл бұрын
Azyu gobez Eyu zemari entetkewn goyta baelu bteamr menbereka neru.
@user-zx4mf8yo1y
@user-zx4mf8yo1y 4 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ
@agaazyanmedia9794
@agaazyanmedia9794 4 жыл бұрын
ዋወው ኩቡራት ኣሕዋት ኩላትና ንሓግዞ በጃኹም ካብ ኤርትራ 🙏😍 ሰላም
@misghinaabraham6022
@misghinaabraham6022 3 жыл бұрын
ደጃን wedi ዛግር ቴሌፎኑ ደልየ ኣሎኹ
@semerehaileicall2305
@semerehaileicall2305 4 жыл бұрын
God bless and You are the best
@ezratesfom9350
@ezratesfom9350 4 жыл бұрын
ሓጎል ኣይዕወር እንበር ኣጆኻ።
@user-xq3ep3tu1k
@user-xq3ep3tu1k 4 жыл бұрын
ውይ ምሕረቱ ይለኣከልካ ሓወይ መኣረይ መ-ር ሙሉ አሸግዚ ኣብሄር ምሴካ ይኩን
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 47 МЛН
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 98 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 8 МЛН
መጠንቀቕታ ዘርኦም ቀለተ ወዲ ዛግር
11:19
Hordata Media
Рет қаралды 79 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 794 М.
እያሱ በርሀ በኣካል ክረክቦ ይደልይ ነይረ!
41:13
Tuwfit Media - ትውፊት ሚድያ
Рет қаралды 150 М.
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН