Рет қаралды 15,567
Wushatena Media
ኣደይ ኣዳነ ሃይለኪሮስ ነባሪት ከተገማ ሒዋነ እየ። ጓለን ዝኾነት ፃርቃን ብዘጋጠማ ኣካላዊን ስነኣእምሮኣውን ፀገም ን17 ዓማውቲ ዝኣክል ተኾርሚያ ስለእትነብር ሂወተን የመና ከቢድወን ኣሎ።