ን 25 ዓመት ተአሲሩ ፉሉይ ታሪክ ዝሰረሐ ፉሉይ ተወዳዳሪ አብ tigray idol

  Рет қаралды 168,660

Tigray idol ትግራይ ኣይዶል

Tigray idol ትግራይ ኣይዶል

Күн бұрын

Пікірлер: 655
@hanibalgebar9535
@hanibalgebar9535 4 жыл бұрын
ናይዚ ሰባኣይ ታሪክ ብጣዕሚ ከብደይ በሊዑኒ አርትራዊ የ ግን ምስ ተጋሩ የሕዋተይይ ፍሉይ ፍቅሪ ኣለና ኣምላክ ሰላም የውርደልና ገባሪ ኢከይ ድማ ንፋስ ይሰዶ ሓወይ ሓፍተይ ንብሃል ተጋሩ የሕዋተይ ሓውኩም ሃኒባል ካብ ሃገረ አውሮፓ
@rahwalove3281
@rahwalove3281 4 жыл бұрын
Thank you zyaday
@የድንግልማርያምልጅነንF
@የድንግልማርያምልጅነንF 4 жыл бұрын
የቀንየልና ዝያዳይይይ
@የድንግልማርያምልጅነንF
@የድንግልማርያምልጅነንF 4 жыл бұрын
ከይ ኣመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ብዘለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ዝያዳይይ so Thank you
@ካፕሪኖካፕሪኖ
@ካፕሪኖካፕሪኖ 4 жыл бұрын
ደፋር ኤርትራዊ የ ክትብል ኣይትሓፍርን ወዲ ቆማል። ብጀካ ትግራዋይ ዳኣ መን ጸላኢ ኣለና
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
tanxs bro
@subscribe3082
@subscribe3082 4 жыл бұрын
ዓሽ ጽቡቕ ግበር ንመን ንማን፡ ብሓቂ ማራ ደስ ኢሉኒ ሓበን ተሰሚዕኒ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ።
@GalaxyA-eb7oh
@GalaxyA-eb7oh 4 жыл бұрын
ዝገርም ታሪክዩ ካብ ሓደ ንላዕሊ like እንተዝህሉ ብዙሕ ምሃብኩኩም ግን !!!
@habashhabash9702
@habashhabash9702 4 жыл бұрын
ዕድመጥዕንይሃበለይፋጣሪዘሓወይ
@ጋልትግራይጋልእዞምጀጋኑ
@ጋልትግራይጋልእዞምጀጋኑ 4 жыл бұрын
ዕድመይ ጢዒናይ ይሃብኩም ሓዱሸይ እቲ ፅቡቅ ተግባርኩም እውን ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል እሞ ቀፅልሉ ንሕና እውን ካባኩም ክንማሃር ኢና ናይ እቲ ፅቡቅ ምግባርኩም ከዓ ብፈጣሪ ርከብዎ
@hayelomchannel4153
@hayelomchannel4153 4 жыл бұрын
ዝብሎ እኮ የብለይን ግን እዚ መለእክቲ ሕልናይ ብደንቢ ክፍትሾ ገይርኒ♥️🇪🇹❤️♥️🇪🇷♥️♥️I love you ❤️♥️❤️♥️ንህዝቢ ኤሪ and ትግ♥️ ብፍላይ ከዓ ነዛ ሓፍተይን ኣቦይን❤️♥️ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልና ንመላእ ዓለም🙏🏼
@okubamichaelmichael4317
@okubamichaelmichael4317 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ሰቢኣይ ይርዶኦም እንተኾይኑ እታ ሓቂ ተዛሪብዋ ኢዩ ናይ ቀደም ሰብ ኢዩ ብቅንዕኑኡ ይፍለጥ ።
@menberebeyene6368
@menberebeyene6368 4 жыл бұрын
ፅብቅ መርኤያ እዩ ቀፅለሉ አጆካ ሓዱሽ ግርማይ ፣ሓሳብ ልብካ ይስምረልካ
@weditigray113
@weditigray113 4 жыл бұрын
ጄግና ትግራዋይ ፅብቅ ተግባር ምስ ፅቡቅ ስርሕ!!!! ኣይዞካ💪💪
@ኣኽሱምጽዮን
@ኣኽሱምጽዮን 4 жыл бұрын
ጅግና ትግራዋይይይይይይይይ ኣብ ጸገም ኮይኑ ጸግሙኒ ከይ በለ ጸገም፡ሰብ ዝፈትሕ ስጋይ እምበር ኣእሙረይ ኣይትኣሰረን
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@tadelove9425
@tadelove9425 4 жыл бұрын
እዞም ዶያኑስ ከፅልኡ ኝኝኝኝኝ አጆካ ዝሓወይ አብ ጎንካ አለና
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሐጉስ ስራሕ ኣዝዩ ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ ትምህርታ ብዝግባእ ክትማሃር ኣለዋ ኣነ እውን ዓቅመይ ዘፍቅዶ ክሕግዛ እየ ተሌፎና ስደዱለይ እንተሃሉኩም ንክብርቲ ወላዲትኪ ጥዕና ይምነየልኪ ንዓኺ ከኣ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበፅሒ ባዓል ምሉእ ተስፋ እዩ ዝኮነ ነገር ከይትሽገሪ ክሕገዘኪ እየ ብዝከኣለኒ ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም ዝነብረሉ ሃገረ ጀርመን
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 4 жыл бұрын
ሕድሪ ትምህርታ ከይተቃርፅ በጃኹም በጃኹም በጃኹም ክቡር ኣቦና ንምሕጋዛ፣ደው ኢልኩም ዘለኩም ሕጂ እውን ከይተቃርፅዎ ኣነ ዝካኣለኒ ክሕግዘኩም ኣብ ጎድንኹም ኣለኹ ኣጆኹም ትምህርታ ከይተቃርፅ ሓደራ ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም ካብ ሃገረ ጀርመን
@Single-mama-2022
@Single-mama-2022 4 жыл бұрын
Hiiii
@RstiAbotatey19
@RstiAbotatey19 4 жыл бұрын
@@Single-mama-2022 selam do mihret haftey kemey alekiane xbuk aleku
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@ሚልካናጓልትግራይ
@ሚልካናጓልትግራይ 4 жыл бұрын
ሓድሾም ብስሩውን ተወዳዳሪ እየ ከይትብል ንስኻ ዓብዪ አርቲስት ኢኻ ናይሎሚ ኣርቲስታት ንባዕሎም እምበር ማዓዝ ንወገኖም ይኾኑ ድዮም ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@azmeragbrmkiall7551
@azmeragbrmkiall7551 4 жыл бұрын
Betam
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@lemlembrhane8126
@lemlembrhane8126 4 жыл бұрын
እንኳዕ እ/ር ኣዉፀአካ ሓወይ ደሞ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሙከራ እዩ ቀፅለሉ
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 4 жыл бұрын
ኣርትስት ሓዱሽ ጅግና ኢኻ እዞም ዲያኑ ኝኝኝኝ እዮም ዝብሉ ለማሳት ብዘይ ጠርጣራዉን ኣታ ተጋዳሊት ዳኛን ብዝኾነ ሓዱሸይ ብጣዕሚ ኢኻ መርኣያ ተስፋ ዘይትቆርፅ ናዕና ጅግናና በዓል ሕልና ኢኻ መፃኢ ዘመንካ ይባረኽ ምስ ጓልካ ፅቡቕ ይምነየልካ
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ
@ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ 4 жыл бұрын
ብመደርታ ክብርን ምስገናን ንግዚኣብሄር ይኩን ብምቅፃል ን ሓድሽ ክድነቅን ክሕገዝን ይግብኦ ብምቅፃል ከዓ ንዕብየት ትግርኛ ትገብርዋ ዘለኩም ብጣዕሚ ዝድነቅ እዮ ብሓቂ ከማካ ዝበሉ የብዘሓልና ናብ ዝበለፀ ደረጃ ክትበፅሕ ድማ ቲምኒተይ እዮ ኣጆኻ ንቶም ኣቦ ትግርኛ ኩቡራት ደረፍትና ዝትክእ ድሚፂ ኣለካ እሞ ኣጆኻ 👉 ብሓቂ ንፍረድ ንሓቂ ንንበር ታሪክ እዮ ነባሪይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣብ ጎኑ ብሙዃን ኣለናካ ንበሎ። ካብ ፊሊ ወዲ ዓጋመ
@chapiema4529
@chapiema4529 4 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ጽቡቅ ስራሕ አዩ ቀጽሎ ኣጀካ ካ ተማህርካ አንበር ኣይታሰርካን ዝሓወይ ናተይይ
@mohamedawel5633
@mohamedawel5633 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጅግና ተባዕ ናዓኻ ዝኣሰሩ እቶም ኣእምሮኦም ዝተኣሰሩ ጠላማት ህዝብ ዓበይቲ ከብዲ እዮም ። ምኽንያቱ እታ ህፃን ጓልቲጂግና ንኣቶም ኪቢል ንሀገሩ ዝተሰወአ ጓሉ ረሲዖማ ። ሰብ ክዕዘበና ዘይቲብሉ አብ ትግራይ ዘሎ ዓቢይ ፀገም ሓደ ጅግና ተተሰዊኡ ውሉዱ ይኹን ወላዲኡ መናዕ ዝብሎ የለን ።
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@adonaiadonaihaile644gmailc2
@adonaiadonaihaile644gmailc2 4 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ እቲ ዕሸል ንእስነት ኣብ እስርቤት ኣምላኽ እንኳዕ ብርሃን ለኣኸልካ
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝሓወይ ብኸምዝን ክንድዝን እኮ ኢና ትግራዋይ ማለት ዝኹርዕ መንነት ንብል እዛ ሓፍተይ እስኺ ድማ ትኽሕስዮ ይግበርኪ ኤርትራውያን የሕዋትና ድማ ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ ናይ ሕልና ሰባት ኢኹም ፍጣሪ ፍቕሪ ኤሪ ኢትዮ ይባርኽ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@maekelemengstab3458
@maekelemengstab3458 4 жыл бұрын
ኤርትራውያን ሐጂ ጥራያ ኣይ ኮኑን ሓገዘምኹም ክሳብ እታ ዘይትድገም ሂወቶም ከፈሎምሎኩም እዬም ንተጋሩ ኣነ ዝገርመኒ ግን ትግራይ ምስ ሓለፈሉ ንኤራዉይን ቀጠፍእ ለይትን ቀትርን ከይ ደቀሰ ዝሓድር ኣብ ዝሓለፈ ናይ 100 ዓመተ ታርኺና ከምኡ እዩ ነሩ
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 4 жыл бұрын
@@maekelemengstab3458 asmirlka alku hji aykonen yehwatna mebal agame melhasom eyom ember lebom ne eritrawn ketfu eyom zehasbu still now
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
maekele mengstab ሃተፍተፍ እስኪ ኣይትበል ትግራዋይ ን ኤርትራዊ ከጥፍእ ሃቂኑ ኣይፈልጥን'ዩ .
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
Metkel tesfay እዋይ እስኻ'ኮ ሕጂ ሓደ ክልተ ከምኡ ኢሎም ይዛረቡን ይጽሕፉን እዮም ኢልካ ኢኻምበር ዋላሕንቲ እኮ ኢኻ ዘይትፈልጥ ኮፒ ስራሕኩምያ መቸም ክክክክክ
@jonimssawagodfirst8700
@jonimssawagodfirst8700 4 жыл бұрын
ስጋይ እንበር ሕልናይ ኣይተኣሰረን ። ኣብ እዋን ሃጎስኩም ካኣ ሑሙማትን ኡሱራትን ኣይትረስዑ ኣብየት ዘረባ ትክ ኢላ ኣብ ርእስካ አድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣያኒ::
@segensegen4242
@segensegen4242 4 жыл бұрын
Ango Angosom Behaki Abay Melekti eya
@semiradawit5639
@semiradawit5639 4 жыл бұрын
I'm yfh
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 жыл бұрын
አዞም ኣርትራውያን ኣሑዋትና ግን ዘለዎም ርህራሄን ሓልዮትን betami አዩ zgermeni ኣቡዝሕ eye ዝሰምዕ ዉህብቶአም ብፍላይ ኣብ ናይ መምህር ሙሉ አና betami እና ነምስግን ኣሑዋት bzigziabern እንካ ብዓብዩ ኣሎ እና ኣምላኽ ብዘለኩምዎ yhalkum🙏🙏🙏🙏🙏
@mengsteabhabtu7717
@mengsteabhabtu7717 4 жыл бұрын
Yewat ena eko Italy felina ember
@newyear1949
@newyear1949 4 жыл бұрын
Zifelyenna yellen akhilu gizie dagmay hiwinnetna niqixil.
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 жыл бұрын
Betami የመስግን ahuwat
@WhatsUp-z3b
@WhatsUp-z3b 4 жыл бұрын
@@nukulukalolebey8989 senafe akalegozay ena nibehal tarikna kea mis tegaru eyu zelo anhna mis tegaru ena kinkewn nideli gin hamasen zibehalu alewu tigray ketifieu zidelyu tetenkekulom...
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 жыл бұрын
@@WhatsUp-z3b ናይ ግዝየ ጉዳይ በር ሎሚ ከነ ጽባሕ ኣሑዋት እና
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወጻኻ ናይ ብሓቂ ጅግና እኻ ዋላ ኣዘራርባን ኣወዳድቓ ቃላትን ኣካላተይ እዩ ትኣስሩ እምበር ሕልናይ ኣይተኣሰረን ያ ናይ ብሓቂ ብዓል ዓብዩ ተስፋን ሞራልን ለጋስ ብኹሉ ብገንዘብ ይኹን ብሓሳብ ምሕጋዝ ውን እኹል እዩ እሞ ንስኻ ኩሉ ዘማላእኻ ስብኣይ እኻ ምስ ዜማ ዝሰርሑ ስነ ጥበባዊያን ጥራሕ ተቐራረብ እምበር እኹል ዝኾነ ክእለት ክራር ኣለካ በሊሕ ርእሲ ኣለካ ሓያል ግጥምታት ዘፈልፍል ርእሲ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣጆኻ ።
@abrahitabrahit7259
@abrahitabrahit7259 4 жыл бұрын
ከብደይ በሊዑኒ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም ወጻካ
@destameseledesta7148
@destameseledesta7148 4 жыл бұрын
I’m proud you!!!!God be with you ከምዚ ዓይነት ሰባት ዮም ዘድልዩ።ናይ ስነ ልቦና ምሁራት ።ክላስ ስለ ዝቆጸርካ ኣይኮነን ትምህርቲ ።።ኣጆካ ኣብ ጎድኒ የሕዋትናን ኣብ ጎድኒ ዓባይ ትግራይን ኣለና ።።ኤርትራዊ ኮይነ ካብ ኤመሪካ።።
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
tanxs bro
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@kirossberhae3832
@kirossberhae3832 4 жыл бұрын
መርአተያ አብ ዛምድሪ ንደቅሰባት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ::
@luky5790
@luky5790 4 жыл бұрын
Thanks Tigray Idol. I always follow you. I’m eritrean and I love Tigray people. As a same of eritrean
@habtegebrielkidane865
@habtegebrielkidane865 4 жыл бұрын
I am from Eritrean but I like that man be strong father i hope you be fine with health and safety life to you now you was at the hard life now for you that's semple to you all people with you don't think for them
@luky5790
@luky5790 4 жыл бұрын
Habtegebriel Kidane Thanks My dear Brother. I’m fine and safe! Thanks for your wishes. I hope the same to you and your family too. And for all our people.
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
ጀግና ሓወና እደሙን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ
@nardosgerye8902
@nardosgerye8902 4 жыл бұрын
ዋዋው ደስ ዝብል ጽቡቅ ተግባር ናይዚ ኣቦና ሓድሽ ዝሰማዕናዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ናይዚ ኣቦና ብዝተካእለ ቁጽሪ ተሌፎኑ ጽሓፍለይ ብዓቅመይ ክሕግዞ እየ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
00251953180070
@nardosgerye8902
@nardosgerye8902 4 жыл бұрын
@@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ የቀንየለይ
@ዕባይሃዞሞ-አ8ደ
@ዕባይሃዞሞ-አ8ደ 4 жыл бұрын
@@nardosgerye8902 haftey kem mkri quxri aragagixi siqilki genzebki aytsdedi malet mszi zelenayogize ye sorry Tele sedidka zeleka ka🙏🙏🙏
@nardosgerye8902
@nardosgerye8902 4 жыл бұрын
@@ዕባይሃዞሞ-አ8ደ ጽቡቅ ኣለካ ብዙሕ ኣይትሰከፍ ኢሞ ገረ ብቪዶ ረኪበዮ ኣለኩ ስለ እቲ ምክርካ ከኣ የቀንየለይ
@tesfafqri8289
@tesfafqri8289 4 жыл бұрын
Egziabhier Amlak Aezuzu ybarkum ane wn
@tesfiegerie7439
@tesfiegerie7439 4 жыл бұрын
ብመጀመርያ እንኳዕ ብሰላም ወጻእኻ እንኳዕ ብርሃን ዓለም ራኣኻ፡ ኣብነታዊ መንእሰይ ኢኻ፡ ተጋሩ ኣሕዋትና ኣባና ኤርትራውያን ዘለኩም ኣክብሮት ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ፡ ኣነ ክኣ ኣባኹም ዘለኒ ኣክብሮት ክገልጸልኩም እፈቱ ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና፡ ሓዉኹም ተስፌ የ ካብ ኤርትራ።
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
tanxs bro
@ወይንወይነይ
@ወይንወይነይ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@almazabraham5252
@almazabraham5252 4 жыл бұрын
Ane Eritrawit ye gn bezi lbona nay ezi hawna azye lbey tenkifuni emo sbuk gber nmen nmanm yu zbahal emo selamn fkrn yewrdelna Amlac semay. Habirna bselamn fthn kem gorebet haget tekebabirna knebr nay wetru tmnitey yu. 🙏🙏
@rezeneweldegebreal9337
@rezeneweldegebreal9337 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ክድነቅ ዝግበኦ ጀግና ለባም መስተወዓሊ ሰብ እዩ እ/ሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@geregebre2742
@geregebre2742 4 жыл бұрын
ኣጀኩም ኣነ ውን ኤርትራዊ የ ዓቅመይ ዘፍቅዶ ክሕግዝ ምካነይ በዚ ኣጋጣሚ ከመሓላልፍ ይፈቱ!!!
@harerta20088
@harerta20088 4 жыл бұрын
ኤርትራዊ እንተ ኮንካ ብሓቂ በሰላ ናይታ ቦክርን ሕሳስልደን ዝከፈለት ኤርትራት ትጎድእ ኣይብልን። መቃብር ናይቲ ጅግና መምህሮም ፡ ብረት ኣኦጢቁ ተቃለሱ ናጻ ውጹ ዝበሎም ዘፍርሱን ንቲ የዕጽምቱ ዘቃጸሉን ኣረሚናውያን ምካኖም ትፈልጥ ዶ ትከውን። ተጋሩ ንኩለን ቢሄራት ኢትዮጵያ ወላ ነቲ ብሃባር ዝቀበርናዮ ደርግ ወዲቦም ንምንባርር ናይቲ መምህሮም ሓንሳብን፡ንሓዋሩን ናብ ጸልማት ኪመልሲ ዝመጹ ኣትማን ምካኖም ትፈልጥ ዶ ትከውን? እታ ካብ ደቃ ፈልያ ዘይረኣየቶም ኤርትራዊት ኣደ ፡ ከምዝተጋሰስዋ ትዝክር ዶ? እምበኣር ከስ ንሕና ኤርትራውያን ምስ ተጋሩ ምስቶም መቃብር ኣቦይ ዝፈሓሩ ማዕዶ ማዕዶ ደኣ እምበር ከምዚ ናትካ ወኣሰለክለክ ንምክቶ ኢና። ኤርትራዊ ሓሞት ከኣ ኣፍሪቃ ዘኮነት ዓለም ትፈልጦ ያ።
@geregebre2742
@geregebre2742 4 жыл бұрын
ታይ ደኣ ወሪዱካ ጎነይ ማዕረ ክንድዚ ሓሪቅካ፡ክሕግዝ ምባል ምስ ምንታይ ፖሎቲካ ወሲድካዮ።ርግእ በል ክብሪ ሰብ ሓሉ ኤርትራዊ ክብሪ ይሃልካ።ወሽለክለክ ኣይበልኩን ኤርትራዊ'የ ደመይን ረሃጸይን ዘፍሰስኩ።ይትረፍ ንተጸገመ ምሕጋዝ ምባለይ፡ፊት ንፊት ክትዋጋእ ጸኒሕካ ዝማረኽካዮ ከማን ኣይቀተልናን ስለዚ ክብሪ ሃገረይ የሕሊፈ ኣይህብን ግን ንጽጉም ዋላ ወዲ ካልእ ሃገር ተሕገዝካ ጸገም የብሉን።ኣብ ስምዒት ምእታው ግን ጽቡቅ ኣይኮነን።ነቶም ተጋሩ የሕዋት ኢና ዝብሉ ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ነዐኦም ዩ ዝግብኦም ዚ ጽሒፍካለይ ዘለካ።ስለ ሓበረታካ ከም ሓወይ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ።ስለቲ ሓሽሎክሎክ ምባልካ ከኣ ከም ሓወይ ተኣረመሉ ኣብ መስመርካ የ ዘለኩ ንሃገረይ ክሳብ ዕለተ ሞተይ ዝክሕዶ የብለይን ታሪክ የ ባዕለይ።ዘውጻክዎ ምስጢር'ውን የብለይን ኣጆካ ዝሓወይ!!!!!!
@danielarsenal4952
@danielarsenal4952 4 жыл бұрын
Gere gebre gele kenbl hasibna nerna emo get eti xihifkayo zeleka ka nay behaki ertreawi azerareba? Gen cab neziom genzeb bezihika tehgzom semi gezieka tetsedelom bela neru? Teref teleka ka buzuhat deki eri alewu shugurat
@geregebre2742
@geregebre2742 4 жыл бұрын
@@danielarsenal4952 kubur haw bmejemerta selam nkulu ab alem xebibwo tedefiu znebie zelon ab chinqet lomi do xbah endabele znebr zelo hzbi, sle ti haberetaka btaemi ye zemesgneka wedi erey maerey,gn ane genzeb bezihuni khgz aybelkun,bmqxal n Eritrawyan yehwatey kea bzeleni aqmi kseb hiwetey wn entekone dlw ye,bzkone ezi wlqe seb yu.bezi zelenayo gzye smi do gele ayedln yu zxehafkwa nay senay neger ya neyra gn nqababelela alena mo xexbuqu dea nhseb!!!grhnetna yu zeewtena brukey!!kabaka nlaeli tezey koynu kabaka ntahti ayhasbelan ye hagerey!!!!hmaq qal xihifelka tehalye ms senay yqretue deqi adey shewit lemlem wedahanka!!!!!!!!!!!
@feventesfaye5795
@feventesfaye5795 4 жыл бұрын
@@geregebre2742 keberet yehbeka labame zereba abyeti eika tezareb delka ane ewen eritreawit hafteka eya mehgeza nexegume amlek defetwo sereh eyu mese politics detehaheze nager yabelune terey helenaka deazazaka gebar
@tesfawelde7171
@tesfawelde7171 4 жыл бұрын
ኣታ እዛ ዳንኛ ጛል ዘይተጥፍእዋ ፡ባእ !! ብዝተረፈ ፡ኩቡር ሓውና እቲ ዝተረፈ ግዜኻ እ/ሄር ኣምላኽ ይባርከልኻ ፡ኣጆኻ በርትዕ ፡ንፋዕ (ሓውኩም ኤርትራዊ ጀርመን እየ )
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@danechannel4602
@danechannel4602 4 жыл бұрын
ዕደመይ ጥዕና ይሃቡካ ተባዕ ትግራዋይ።ተረበሸ አነስ አይ ግዘ።
@fishalefutsum2696
@fishalefutsum2696 4 жыл бұрын
አዋይ ብዓል ንስካ ዶ ሚታኣሰርካ ሃገር ሚመርሓካ ኢንበር ብዝኮነ ኢንክዕ ሰላም ወጻካ ዝትረፈ ዕድመካ ዝተባረክ ይኩን ሕጂ ዉን ህዝቢ አርትራን ትግራዪን ንጣማመር ሓደ ኢና ሓደ ንኩን ።
@سعيداحمد-ز3ظ
@سعيداحمد-ز3ظ 4 жыл бұрын
እንካዕ ኣብዚ ኣብፀሐካ ሓወይ ማረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ
@Eritreanintertment
@Eritreanintertment 4 жыл бұрын
አግዛብሄር ኣምልኽ ፍቕርን ሰላምን ይሃበና
@ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ
@ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ 4 жыл бұрын
ወይ ይይ ሓባኛ ተባዕ ወዲ ትግራይይይይይ እኮ እቲ ጀግንነት የደንቀልካ እበር ክንድዘይ ዓመት ተኣስርስ ምስ ሕልሙ ሓሳባትን ከይረሰዕ ብትብዓት ሕዝወም ወፅኡ ነወሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ብርክ ሓውና ኣጀካ በል
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@metanxbhakhayshkablomierie8299
@metanxbhakhayshkablomierie8299 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕልናዊ ትምርቲ ኢዩ ሓውኩም ኤፍሬ ካብ ኤርትራ ኢየ ኣምላክ ፍቅርና የብዝሓዮ ኤርትራን ትግራይን ድማ ሓደ ሄይማኖት ሓደ ቆንቃ ኢዩ ዘለና የሕዋት ኢና ኣጆኩም በርቱዑ የቀንየለይ።
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
tanxs bro
@rahwalove3281
@rahwalove3281 4 жыл бұрын
Thank you zyaday
@oscaryahoo1292
@oscaryahoo1292 4 жыл бұрын
ቤት ማእሰርቲ ከም ይኒቨርሲትይ ምሂራትካ ትሕትና ኮታስ ኩሉ ጎበዝ ኢካ ብሓቂ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ብፖለቲካ እዩ ተኣሲሩ ተጋዳላይ ዩ ኸኣ ምንም ዝፈፀሞ ገበን የብሉን
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@እግዚአብሔርያቃል
@እግዚአብሔርያቃል 4 жыл бұрын
ጅግና
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 4 жыл бұрын
ሙሉእ ብቕዓት ኣለካ ኣጆካ መጻኢካ ብርሃን ዩ ብዝገበርካዮ ጽቡቅ ካብ ፈጣሪ ርከቦ ኣንበሳ።
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 жыл бұрын
እዞም ዳያኑ ብጣዕሚ እየ ልፀልኦም ልቶም መናእሰይ ጨማልቅ ደናቁር ንኽብሪ ልግበኦ ኽብሪ ለይቡ ናብዚ ሓደ ዘሎ መወዳደሪ ኪዱ ናብዚኦም ኣይትምፀኡ ዓሕ ኣጆኻ ጅግና ኣቦ ኹሉ ኢካ ተባዕ ናይቀደም ትግራዋይ ማለት ንስኻ ኢካ ምስ ሕራነኻ ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ኣብ ማእከል ዓድኻስ 25 ዓመት ዝባሃል ማእሰርቲ ወይ ጣጣ ድሓን እስኺ😍😘😘
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር
@መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር 4 жыл бұрын
ዉይ አታ ናዙይስ ልበይናዓይነቱ እዩ ❤❤❤ ተቀኒካስ ብዙሕ እዩ ዝረእ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ሐወይ መዓረይ 👍👍👍👍👍👍
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
ጅግና ኢኻ ኣያኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣካለይ እምበር ሕልናይ ኣይተኣሰረን 👈 ሓቦ ስንቁ 😘
@denaytgereli9848
@denaytgereli9848 4 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም ኣዉፀአካ ኣጀኳ ኣታ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ሕድሪ ኣበታቱ ዘይጠለመ ክብሪ ይግበአካ እዩ ኩቡሪ ሓዉና።
@genetzerihun5658
@genetzerihun5658 4 жыл бұрын
Wow wow wow ፈጣሪ ይሃግዝካ ጎበዝ ሃድሽ ዘይመስል ቀፅለሉ : no comment
@ariyameru4335
@ariyameru4335 4 жыл бұрын
Aseyyyy enkae mewaxo feterlka Fetari kab haftukum Eritreawit 🇪🇷❤️🇪🇹❤️💯
@mossmeskin4151
@mossmeskin4151 4 жыл бұрын
I love tigray and I am also tigrina man it means i AM tigray too I love you guys ❤️
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 жыл бұрын
ኣክክክክክክክ kmzuy mzuka ክሰምዕ ከለኹ ewuyyyyy በሊ አዩ zmeseni ብዚ ናይ ሎሚ ኩነታትት ኣናረኹ እና በሊሕ muhur habona ትግራዋይ eka ሞ ኤደመ ይሃብካ ተመሰገን ኣንካአ ትግረወይቲ ኮንኩ effffffff🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤾‍♂️🤾‍♂️
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 жыл бұрын
ትግራዋይነት ኣበይ ይርከብ tnx to God.
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 жыл бұрын
@@tsiontesfay3632 ya😍😍
@ኸርተትኮይኑኒሂወት
@ኸርተትኮይኑኒሂወት 4 жыл бұрын
ነቢዐ ብሓቂ ኣሕሕሕሕሕሕ ኑበሩለይ ደቂ ዓደይ
@noreyyaibrahim7190
@noreyyaibrahim7190 4 жыл бұрын
አጆኻ ዛሓወይ ነዊሕ ዕድመይ ጢዕናይ ያሀብካ
@yawhanesermias8630
@yawhanesermias8630 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና 🙏🙏🙏🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 4 жыл бұрын
አሰይይይይ አጆካካ
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 жыл бұрын
ኣነስ ኣይክኣልኩን ናይ ብሓቂ ጀግና ወዲ ጀግና::
@moshemoshe6311
@moshemoshe6311 4 жыл бұрын
Wawww nay behaki kbur seb amlak ybarka zhawey
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@livewithhope9586
@livewithhope9586 4 жыл бұрын
Wawww no words. Hilna... zeberabir n,2 hizbitat..🇪🇷🇪🇹
@tesfomgebremedhin6515
@tesfomgebremedhin6515 4 жыл бұрын
ብጣእሚ ሃቦኛ ሰብኣይ 25 ዓመት ቀሊል ኣይ ኮነን ግን ክክእሎ የ ተልካ ዘይክኣል የልን ካልአይ መወድእታ ዝሃብካዮ መልእክቲ ነእምሮ ዘለዎ ስብ እኩል እዩ ኣጆካ ቀጽለሉ ጥበብካ ዝሃወይ
@amankidane6105
@amankidane6105 4 жыл бұрын
ተጋሩ ሓንቲ ክትፈልጥዎ ዘለኩም፡ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኑኹም እዩ። እዚ ብውሑዳት "ሮቦትስ" ኣብ መድያ ዝስማዕ ገልጠምጠም ሓቂ ከይመስለኩም። "ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረቡ" እዩ። ኤርትራ ክነው ህግደፍ እያ፡ ትግራይ'ውን ክነው ሕውሓት እያ። ከምእንደገና ታሪኽ ከምንሰርሕ ከይትጠራረጠሩ።
@destagebrecherkos5942
@destagebrecherkos5942 4 жыл бұрын
ብሓደ ሓደ ኤርትራውያን ተስፋ ይቆርፅ እሞ ከምዚ ከማካ ለባማት ክረክብ ከለኩ ድማ ካብ ልበይ ይሕጉሰ
@juudjlggoomkhykgjlk1211
@juudjlggoomkhykgjlk1211 4 жыл бұрын
Aman you are right l am on ur side!
@lave9644
@lave9644 4 жыл бұрын
ሓዱሽ ሓወይ እንካን ብሰላም ወፃካ
@Seb15
@Seb15 4 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም ወጻካ ክቡር ውጽኢታዊ ጥበበኛ ኢካ ሰላም ጥዕናን ይሃበለልና👍🙏
@artentertainment2536
@artentertainment2536 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀዮ ,ንምሕጋዝ ሰብ ምካን እኩል እዩ, ኩኩ ነገሩ ጥበብ እዩ ,ድምጹ ውን ብጣዕሚ እዩ ጥዑም ,ምናልባት ምስቲ ዝነበሮ ሃዋህው ናይ ስምዒት ጉዳይ ጸቕጢ ነርዎ ክከውን ይክእል ዩ,ኣፍቶም ደያኑ ሪእቶ ኣላትኒ ንሱ ብድምጺ ክወጋደር እንበር ናይ ዜማ ክዋዳደር ኣይመጸን ምስትውዓል ዘድልዮ ጉዳይዩ እንበር ሰብኣይ ካናሪ ድምጹ። ተወሳኪ ፍቅሪ ትግራይን ኤትራን ዘለዎ በሊሕ ሰብ ዩ ,ሓግዝዎ ሞራል ሃብዎ. ንዓይ ከኣ ሳብስክራይ ጽቀጡኒ /ንክእ ኣብሉኒ
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@tommychakour3079
@tommychakour3079 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዱሽ👍
@galltigray4496
@galltigray4496 3 жыл бұрын
ሓዱሸይ ናትካ ታሪክ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝነኒ ግን ድማ ዘለካ ተስፋ ብሩህ ኣእምሮ ካባካ ብዙሕ ምምሃር ይከኣል
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 4 жыл бұрын
ሓዱሽ በርትዕ ዕድመጥዕና ይሃብኻ ሰላም
@yalemgebremeskel5213
@yalemgebremeskel5213 4 жыл бұрын
ኣዝዩ ጡዑሚን ሃያል መልእክት ቁምነገር ዝሓዘ ደርፍ ኣስሚዕኻና አንታ ተባዕ ትግራዋይ ቀፅለሉ
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@ጓልዘርኣብሩኽዓይነይጓልት
@ጓልዘርኣብሩኽዓይነይጓልት 4 жыл бұрын
እይ ትግራይ ዓድይ ዓድዞም ጅጋኑ አየኩም ናትና
@abadieri8870
@abadieri8870 4 жыл бұрын
ሓያል ፖለቲካውን ምዚቀኛን ከሙ ውን ሕልናዊ ኢካ'ሞ ኣጆካ በርትዕ
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 4 жыл бұрын
😆
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
ኡፍ ደስክብል ንበረልና ፈጣሪ ይከተልካ ንሕና እወ ንሕና
@goitomhaileslase9557
@goitomhaileslase9557 4 жыл бұрын
ጠንካራ ባዓል ስነልቦና ኢካ መምህር ኩሉ ቀፅለሉ
@ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ
@ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ 4 жыл бұрын
Ane Eriretawi eye ane nayzi sebay tarik kdbdey btaemi beliuni endegena neza mskin xbkti haftna abo siena abo koynuwa ezi seb nay bhaki fluy bal hlna amlak edmen tenan yhabo tegaru yehwatna amlak selamn fkrn yhabena
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 4 жыл бұрын
Tgiray aidol ግኑፋት ጀልፋፋት ክብሪ ንዝግበኦ ክብሪ ሃብዎ ካሊእ እንተተረፈ ተስፋ ዘይቆርጽ ብሉጽ ጥበበኛ እልኩም ምስ ሽሙ ኣሰኒኩም ዘይትሰድዎ tgiray aidol ኢልኩም ትሰድዎ። ኣይኮነን ሰብስክራይፕ ክብለኩም ድስላይክ እዉን ይግባእኩም እዩ ነይሩ ጥበበኛታት ከይንሃሲ ፈሪሕና እንበር ንዓኩምስ ካሊእ እዩ ነይሩ። ብዝኮነ ኣርቲስት ሓዱሽ ኣጆካ ካብዚ ንላዕሊ ዝበለጸ ስራሕ ከምትሰርሕ ኣይጠራጠርን እየ ኣጆካ በርትዕ ምስ ክብርቲ ጋልካ። የቀኔልይ ይቅረታ ብምጽራፈይ ድማ
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 4 жыл бұрын
ጽቡቅ መእረምታ ትግራይ ኣይዶል ኣዚዘኩም ዝሰማዕኩምኒ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ካብ ልቢ የመስግን፡ ይቅረታ ድማ ኣቀዲመ ብስሚዒት ዘሊፍርኩምን ጸሪፈኩምን።
@yorisalemhagereselam7586
@yorisalemhagereselam7586 4 жыл бұрын
Nay behaki adey mearey adniqeka neta gal emo bika guhifema
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@Tesfa206
@Tesfa206 4 жыл бұрын
So nice voice and go to ahead
@ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ
@ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ 4 жыл бұрын
ሓድሽ ኣብየት ድምፂይ ከመይ ድካ ኣጆኻ ዛሓወይ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ኣለና ኣብ ጎንካ ሓወይ ናተይ
@muluokabuy3775
@muluokabuy3775 4 жыл бұрын
ናይባሓቂ ክንዲ 10 ሰቡኡት ኢካ ጀግና
@kahsaybahta1950
@kahsaybahta1950 4 жыл бұрын
Betami hlena zalwo seba eu edmen tenan yahbka fetari
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@ngfgfhfh412
@ngfgfhfh412 4 жыл бұрын
አሰይ ባቢየይ ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ ቀፅለሉ💋💋💋🌷👍👍👍👍👍👍
@nardosdubai5768
@nardosdubai5768 4 жыл бұрын
God bless tigray and Eritrea
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ከም ዘሎ ብናትካ ሓቦ ሰኒቀ ኣንታ ጅግና
@Zakiadmas1219
@Zakiadmas1219 4 жыл бұрын
ኣብነታዊ ኣቦ ሕልና ሃለቃ ጽንዓት ኢለካ ለኹ። ካብ ሓውቃን ኣድናቒቕና ኤርትራዊ። God bless you!
@ዝምታይሻላል-ቸ7ጠ
@ዝምታይሻላል-ቸ7ጠ 4 жыл бұрын
፫ እንኳዕ ብርሃን ዓለም ርኣኻ ጀግና ከማኻ ዝበለስ የብዝሓዮ።
@abtk2945
@abtk2945 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምፂ በርትዕ
@ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ
@ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ 4 жыл бұрын
ሓቦኛ ወዲ ትግራይ ቀፅለሉ
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
*ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ልካ ምፍልላይ ውን ኣይክህሉን'ዩ ንሕና ህዝቢ ትግርኛ ኢና ቋንቋና : ሃይማኖትና : ባህልናን ምስልናን ሓደ'ዩ ስለዚ ንስኹም ናትና ንሕና ናትኩም ኢና*
@lilisereke1044
@lilisereke1044 4 жыл бұрын
Nebska wekilka tezareb meneseyatna resekayom mesleni
@lilisereke1044
@lilisereke1044 4 жыл бұрын
Hede koyna aynfeltn knkewn wn ayndeln
@aymwwsbambam5783
@aymwwsbambam5783 4 жыл бұрын
Kid tedelika eskan msti abti profalka zelo ayaka diu welas hawuka konkum hade kunu ember msziom hade koyna aynfeltn ena hade knewunn kea ayndeln hwunet msziom kino haxur yderbe heray do
@Eritreanloveshow
@Eritreanloveshow 4 жыл бұрын
ክክክ ንዓይ ዘስሕቅ ኣይሳኣንን ኢዩ
@weiniberihu225
@weiniberihu225 4 жыл бұрын
@@Eritreanloveshow kkkk
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
ክገርመኩም ዘረብኦም ሰሜዐ ብኹርዓት ብሓጎስ እዛ ቪዶ ከይወደአት ኮመንት ጽሒፍ ብዝያዳ ድማ ስርሑ ምስራኣኹ ዝያዳ ዝያዳ ኣድኒቐዮ !!!!❤️♥️💖
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
Tigray Idol Thanks
@tesfagh354
@tesfagh354 4 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ሓውኩም ኤርትራዊ።እዚ ዛንታ ናይዚ ኣያና ከብድኻ ዝበልዕን ሞራልካ ዘበርትዕን እዩ።ንዝተጸገመ ምሕጋዝ ዓሌት ሃይማኖት ዓዲ ሃገር ብሄር ኣይፈልን ።ግን ከኣ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ኣብ ዝኮነ ኩነት ክተሓጋገዝን ክተሓላለን ዘለዎን ህዝቢ እዩ'ሞ ኩልና መንእሰያት ተረከብቲ ሕድሪ ካብ ኮና ፍቕሪ ንሕብረተ ሰብና ንዝርኣሉ ፍቕሪ ክንሓፍስ፡ሓደ ክልተ ሰባት ኣብዚ ማስ መድያ ዘየድሊ ጸርፍታት ነዚ ሕብረተ ሰብና ዘይውክሉ ዝጻረፉ ኩልና ዓገብ ክንብል ይግበኣና።
@erina6917
@erina6917 4 жыл бұрын
Dess zibil Amlak misaka yikon 👃👃👃💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eubi1926
@eubi1926 4 жыл бұрын
ትግራዋይ ጃጋና🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 4 жыл бұрын
እንኻዕ ኣብዚ ኣርኣየካ ዝሓወይ፡ ናትካ chanell ክትከፊ ዲማ ንጽበየካ።
@filihagos1615
@filihagos1615 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ከም ልብኻ ይግበረልካ ዛሓዎይ ማዓረይ
@shishaygebrelibanos3340
@shishaygebrelibanos3340 4 жыл бұрын
ጀግና ። ምውላድ ኩሉ ቋንቋ አዪ። ኩልና ኣሕዋት አና።✊💓
@ጓል70እንደርታ
@ጓል70እንደርታ 3 жыл бұрын
እሰይ ይበል ሓቦ ትግራዋይ ፍቕርን ሰላምን ይዓድለና
@hagosembeh850
@hagosembeh850 4 жыл бұрын
Waaawwww betame dxabuk sebe edemene xaenane yehabeka
@tesfatesfa6003
@tesfatesfa6003 4 жыл бұрын
በጃኹም ናይዚኦም ሰባይ ቴሌፎን ደሊኹም ስደዱለይ አነውን ኤርትራዊ እየ ግን ክሕግዞም ይደልይ ስደዱለይ ሃደራ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
00251953180070
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናይ ሓዱሽ ስልኪ እዩይቕሬታ ስለዝደንጎና
@kebrontube2196
@kebrontube2196 4 жыл бұрын
@@tigraivoice7656 ፀገም የለን ክብረት ይሃበልና ተተኻኢሉ ምስራሕ ይኣብየና ኣሎ እሞ ደጊምኩም ሕቶቱልና ትምህርቲ ምስ ጀመረት ንሓደ ዓመት ዓቅመይ ክሕግዛ፣እየ ፀገም ዘለዎ ኣይኮነን ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ዲያቆን ወጊሑ ይባሃል
@brtukantube7096
@brtukantube7096 4 жыл бұрын
@@kebrontube2196 ክብር ሓውና ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️🙏 ተስፋ ምሃብ ውን ዓብይ ነገር እዩ እምቤት ቅድስት ቅድሳን ድንግል ማርያም ትሓልውካ ድያቆን ሓውና 🇻🇳❤️🇪🇷🙏
@abrahamalemayo3657
@abrahamalemayo3657 4 жыл бұрын
Ab xebeba koynu nkaleot ahwatu brhan zebrih jigna tigraway. Beautiful mind, we have missed his legacy for 25 yrs. Anyway God is mercy
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናይሓዱሽ ስልኪ እዩ
@kidanegirmay7558
@kidanegirmay7558 4 жыл бұрын
ምንባር ማለት ንሕልና እዩ። ምንባር ማለት ዘይምብርካኽ እዩ ምንባር ማለት ፍንፅሕ ኣቢልካ ምውፃእ እዩ። ምንባር ማለት ስረኻ ኒሕ ጃኬትካ ሓቦ እዩ። ምንባር ማለት ፀልማት ምጭዳድ ማለት እዩ። ምንባር ማለት ንፀገምን ፀበባን ትርብዕ ኣቢልካ ምውፃእ እዩ። ምንባር ንጅግንነት ምንባር ማለት እዩ። ምንባር ፅንዓት እዩ።
@tdfy5827
@tdfy5827 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ በቃ ዶ በለናን ናብቲ የዋህ ህዝብና ናብቲ ብርክቲ ሃገረና ክንምለሰ 💊💔🙏🙏🙏
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 Жыл бұрын
የቐንየልና : ባህልና ንዓለም ንክላለ እዙ ቪድዬ እዚ ሼር ብምግባር ንኻሊእ ንክባፃሕ በይዝኦም ወገናዊ ግድኦም የበርክቱ
@tesfaalemabraha642
@tesfaalemabraha642 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ 25 ዓመት ኣብ ደገ እንተ ዝነብር ካልእ ታርኽ ምሰረሐ ግና ኩሉ ግዜ ኣብዙኮነ ዓለም ተስፋ ዘለዎ ሰብ ሙድቃሱ እዩ ዝብሉ ኣሎዉ ምክንያቱ ከምዚኦም ዝበሉ ሰብ ተስፋ ነቲ ንመርሖ ከዕንቁፉና እዮም ኢሎም ስለዝሓስቡ ንድሕሪት ይመልሱዎም ኣይ ንላዕሊ ኣይንታሕቲ ገሮም ኺድ ይብሉዎም ወረ እታ ብሂወቱ ዝወጸ ዕድለኛ እዩ ዝተረፈ ግዜኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ ሓወይ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ
@ሂዊጋልዞምጀጋኑ-ፐ8ዐ 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@ሓያሎናትግራይ
@ሓያሎናትግራይ 3 жыл бұрын
እንኳዕ ፅሓይ ርአኻ ዓብ ሓውና ካብ ቃልብላዕል ጡዑም ድምፅ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 жыл бұрын
ሓዱሽ ተወዳዳሪ ከይኮነስ ኮኾብ ጥበበኛ ኣርቲስት ኢዩ።ናይ ባዕሉ ዜማ፣ግጥሚ፣ክራር ዝፃወት፣መረዋሕ ድምፂ ዘለዎ ምሩፅ ክኢላ ኢዩ።ከም ሓዱሽ ዝበለ ናይ ትግርኛ ከየንቲ ብጣዕሚ ውሑዳት ኢዮም።ስለዚ ነተባባዓዮ።ኣንቱም ደያኑ ኣይትፀይቑ።ከይፀየቅካ ምስራሕ ዘይከኣል ከይመስለኩም፣ካብ ልብኹም ስርሑ።
@tigraivoice7656
@tigraivoice7656 4 жыл бұрын
0953180070 ናየሸ ሓዱሽ ስልኪ እዩ ደዊልኩም አበረታትዑዎ
@qweq6893
@qweq6893 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃበካ ፈጣሪ ዝሓወይ
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 123 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 37 МЛН
ናይእያሱ በርሐ ዜማ ዘዜመ ብሉፅ ተወዳዳሪ አብ tigray idol
14:28
Tigray idol ትግራይ ኣይዶል
Рет қаралды 116 М.
ቃል ገባልኝ በድጋሚ ተበረከከልኝ❤
29:53
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29