ን ኣእምሮና ዝቕይሩ 10 ነጥብታት 10 Items that can change your life.

  Рет қаралды 15,056

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Жыл бұрын

ተርጓሚ ኣንገሶም ተስፋሚካኤል

Пікірлер: 64
@Yohannesmahray19855
@Yohannesmahray19855 11 ай бұрын
ትመስገን ልዕሊ ኹሉ ካሊእ ኩሉ ይትረፍ ሙሉእ ጥዕና ብምርካበይ ተመስገንካ መድሃኒኣለም ብርግጽ ብጥዕና ምስትንፋስ ተኣምር ከማኹም የብዛሓዮ ብርዕኹም ይሰስን !
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k Жыл бұрын
ኣነ እኽእል እየ ኣነ ሓያል እየ ኣነ ኣመስጋኒ እየ የቀንየልና መም ኣነቃቓሒ ጽሑፋት
@natnael746
@natnael746 Жыл бұрын
1፡ መራሒ ሂወተ ባዕለይ እየ 2፡ ተመስገን 3፡ ኣነ እክእል እየ 4፡ ኩሉ ሓድሽ እዩ 5፡ ንነብሰይ እፈትዋ እየ 6፡ ኣነ እምነተይ ጽኑዕ እዩ 7፡ ኣነ ናይ ተግባር ሰብ እየ 8፡ ኣነ ምሳከ እየ 9፡ እድለኛን ጽኑዕን እየ 10፡ ኩሉ ብምክንያት እዩ ንኣእምሮና ዝቅይሩ 10 ቃላት
@Fqri_amlak7
@Fqri_amlak7 Жыл бұрын
❤❤❤
@user-pi2kw1kd8b
@user-pi2kw1kd8b 11 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው ኩለን ዘይባላለጻ ብሉጽትየን ንኹለን ክጥርንፋአንን ከስርሐአንን ዝኽእላ ፡ እምነትን ተመስገንንየን እምነት ሞቶር ኮይና ሓይሊ ክትህበን ከላ ምምስጋን ድማ ነቲ ዘሎ ጸግአን ተቀቢለን ከምዝነብራኦ ትገብር ፍልጠትኩም የብዝሓዮ❤❤❤❤
@habenweldegergis3346
@habenweldegergis3346 Жыл бұрын
ኣነ ብሓይሊ ፈጣሪ ጅግና እየ ኣነ ዕዉት እየ ኣነ ተባዕ ወሳኒ እየ ኣነ ኩሉ እክእል ኣነ ፈታሒ ናይ ብዙሓት ሰባት ሽግር እየ ኣነ በዓል ራኢ እየ ኣነ ኣብ ራእየይ ይነብር ተመስገንካ ፈጣሪ ኩሉ ድሌታተይ ኩውን ዝገበርካለይ 🙏🙏🙏
@user-zm4pv4eu3f
@user-zm4pv4eu3f 6 күн бұрын
ሰላም ኩቡር ሓውና ቪዴዮታትካ ይካታቶሎ እዬ ማሃርቲ እዮም ቀፅለሉ ❤
@haben760
@haben760 Жыл бұрын
ኩለን ካብ ነንሕደን ዘይተሓማመቃ ቃላት እየን ቡሉጻት ቃላት 100% ይቀኔልና ኩቡር ሓውና
@merhawiokubay8186
@merhawiokubay8186 Жыл бұрын
1 ተመስገን 2 ኩሉ ንጽቡቀይ እዩ ካብዚ ንላዕሊ እዩ ዝግባኣኒ ኣብ ሂወተይ ብዙሕ መዓልቲ እዩ ኣጋጢምኒ እቲ ዝበለጸ ከኣ ረኺበ 3 ነብስኻ ምፍታው
@wedigirmay5534
@wedigirmay5534 Жыл бұрын
ኣነ እክእል ኢየ ተምስገን መራሒ ሂወተይ ባዕለይ እየ
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 Жыл бұрын
Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome kexiliwo Bertiuuu 🇪🇷✌️🙏🏆
@savasava4871
@savasava4871 25 күн бұрын
ተመሰገን ኣምላኬ
@user-vc6mf6su7c
@user-vc6mf6su7c 2 ай бұрын
Waw! Golden words thanks so much.. exactly everything is happen for a reason
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Жыл бұрын
የቐንየልና ክቡራት ኣሕዋት
@godislove6221
@godislove6221 Жыл бұрын
Selam naka ykun Memhir Moke kem kulu gze blux kibrin misganan ab thti Amlak naka ykun Memhir kalat yhaxreni nikgelxo kemka aynet eritrawi yelen deykones kab kulu alem hade kabtom bluxat ewutat nayza alemna ekamo Fetari edmen tenan yhabka genet ykun hiwetka edlena ye bwulkey kemaka Memhir bmrkabey you are the greatest one Long lives you and your Family 👪 💙🙏💙🙏💙🙏
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
የቀንየልና መ/ም መኮንን ። ኣነ እዛ ኩሉ ብመኽንያት እዩ ትብል ቃል ደስ ኢላትኒ መኽንያቱ ኣብ ሃገረ ጀርመን እየ ዝነብር ዘለኩ ኣብ 2021 3 መምርሂ ፍቃድ ናይ ማኪና እንዳ ገበርኩ ተሪፈ እዚ ማለተይ ከኣ እዝጋብሔር ንጽቡቀይ ኢሉ እዩ ዝያዳ ክመሃር ስለ ዝነበረኒ እዩ። ሕጂ ግን ሒዘያ ኣለኩ ኣምላኽ ይመስገን ብድጋመ የቀንየልና መምህር መኮንን።
@user-cy5eu1ln3l
@user-cy5eu1ln3l Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኩሉ 1. ተመስገን 2. ዕድለኛ ኢዩ ግን ዝያዳ ተወሰክቲ ድማ 1. የቀንየለይ 2. ይቅሬታ ኣይትሓዘለይ
@samiteygasawi8143
@samiteygasawi8143 Жыл бұрын
Just waww. Megbi yeEmro zkone behaki behaki😊
@meharydebesay5080
@meharydebesay5080 Жыл бұрын
Kbret yhabelna edme tenan yhabka kulu blux hasb eu
@DaniDani-km1kw
@DaniDani-km1kw 6 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ኣነ ይኽእል ኢየ ትብል ካብ ሎሚ ክገብራ ኢየ የቀንየልና ሓወይ።
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 Жыл бұрын
مرحبا بك يا غالي ربنا يحفظك حبيبي انا 🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆
@mussieakale6796
@mussieakale6796 Жыл бұрын
መም መኮነን ቡኡነት ከምዚ ከማካ ለባማትን ሙህራትን ዝወለዳልና ኣዴታት ኤርትራ እግዛኣብሄር ይመስገን ብኩሉ ጥበባዊ ስራሓትካ የድንቀካን ይድግፈካን
@tekulutekulu7035
@tekulutekulu7035 Жыл бұрын
btami xbuk tmhrti
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
Moke hawey kulu tgebro aberkto yemesgn sesnelna 🙏
@azebgebrezghi5622
@azebgebrezghi5622 Жыл бұрын
ተመስገን ኣነ ጀግና ኢየ ኣነ ይክእል ኢየ
@Wedieritrea323
@Wedieritrea323 Жыл бұрын
ዋው ! ነየናይ ወሲድና ነየናይ ክንገድፍ ! ሂወት ዝቕይር ወርቃዊ ቃላት ! ቃላት ጥራይ ዘይኮነ ከኣ ናብ ተግባር ዝወስድ ሓይሊ ዘለዎ ቃላት ! ኣድናቒኹም'የ !
@johnbuab4646
@johnbuab4646 7 ай бұрын
Thank you Taechr ❤❤❤❤❤❤
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 Жыл бұрын
Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro 🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆
@tesfteklehannshanes8629
@tesfteklehannshanes8629 Жыл бұрын
🙏
@tesfteklehannshanes8629
@tesfteklehannshanes8629 Жыл бұрын
ተስፉ🙏
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 Жыл бұрын
10q teacher, I love the word”all together working for you good “ as Romans 8:32
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g Жыл бұрын
ኣነ ይክእል እየ፥ ኣነ ተመስገን ብምባል ንዝፈጸምክዎ ጌጋ ሓላፍነት ብምስካም ሓዱሽ ነገር ንምስራሕ ይክእል እየ። መምህር ከምወወትሩ ኣዝየ እየ ዘመስግን
@sinodos313
@sinodos313 Жыл бұрын
ምስ ኩለን ይሰማማዕ እየ ኣዝየን ደስ በሃልቲ ክብረት ይሃበለይ
@user-sx6bl1jh4y
@user-sx6bl1jh4y Жыл бұрын
5 months ago 1፡ መራሒ ሂወተ ባዕለይ እየ 2፡ ተመስገን 3፡ ኣነ እክእል እየ 4፡ ኩሉ ሓድሽ እዩ 5፡ ንነብሰይ እፈትዋ እየ 6፡ ኣነ እምነተይ ጽኑዕ እዩ 7፡ ኣነ ናይ ተግባር ሰብ እየ 8፡ ኣነ ምሳከ እየ 9፡ እድለኛን ጽኑዕን እየ 10፡ ኩሉ ብምክንያት እዩ ንኣእምሮና ዝቅይሩ 10 ቃላት ናይ ብሓቂ
@danialves7515
@danialves7515 Жыл бұрын
Thanks dear teacher God bless you.
@flyx1078
@flyx1078 Жыл бұрын
Hiwet tzerieulna alekum neay nkemzi kemayn menieseyat kuburat memharan amlak kbri yhabkum bfilay nay jim ron eten 2 videotat muluu bmulluu eka ente zeybelku frku gn telabiseyo eye ❤
@tumuzghimuzghi4807
@tumuzghimuzghi4807 Жыл бұрын
Thanks memhr Mokonen kulen dma nhiwet agedesti eyen
@niatmebrahtu6872
@niatmebrahtu6872 Жыл бұрын
Btaemi hangolka zhds yu keep going hawna angosom
@merhawiteshim
@merhawiteshim Жыл бұрын
Ane mis fetariyey
@ariamdaneil6607
@ariamdaneil6607 Жыл бұрын
1. Temesgen 🙏 2. Ane bi hajli Amlak kulo Ekeel iye. 3. Ane tebae iye
@alenadodekihagermera4080
@alenadodekihagermera4080 Жыл бұрын
10 ዓሰርቲኢ ኣይባላጽን ንሂወት ኣገደስቲ እየም 100%
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 Жыл бұрын
ብሕልና'የ ዝነብር ካኣ ምወሰኽኩላ
@user-eb1nq4xo6u
@user-eb1nq4xo6u Жыл бұрын
Thanks teacher 🤙
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Жыл бұрын
Btamii Agedasii Mdeb 🙌🏻👌🏻🤝🏻
@nezz2025
@nezz2025 Жыл бұрын
❤Thanks mokie
@tiegstigyohans1672
@tiegstigyohans1672 Жыл бұрын
Ane ykal eye Temesgen
@danielkesete8372
@danielkesete8372 Жыл бұрын
Thanks
@brhanetekle7659
@brhanetekle7659 Жыл бұрын
thanks
@Fqri_amlak7
@Fqri_amlak7 Жыл бұрын
❤❤❤
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi Жыл бұрын
👌👌🥰
@solomunnegash4707
@solomunnegash4707 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍❤️
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn Жыл бұрын
መምህረይ ኣነ እታ ቀንዲ ዝኣምነላ ቃል፡ ኣብ ሂወተይ ኣነ መራሒ እየ። ኣነ ኣውቲስታ ናይ ገዛእ ርእሰይ እየ እትብል ሓይለ ቃል እየ ዝመርጽ። ኩላተን ካኣ ኣብ ውሽጢ እዛ ቃል ከም ዝጠቃለላ ኮይነን እየን ዝስማዓኒ። መክንያቱ ወናኒ ናይ ገዛእ ርእስኻ ምኳን ንኩሉ ነቲ ኣብ ሂወትካ ዘጋጥም ሓላፍነት ንክትወስድ ስለ እትቅስበካ። ብዓብኡ እዛ ቃል ኣብ ሂወተይ ፍሉይ ቦታ ዝክሪ ዘለዋ`ያ። ኣብ ከባቢ 2000 ኣብ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ፍጻመ ክዕልለካ። ቀሊል ዘይኮነ ስቓይ ኣሕልፈ ዝኣከብኩዎ ገንዘብ፡ ንሓደ መዓላ ከውዕሎ ኣብ ዝዳለወሉ ዝነበርኩ ግዜ እዩ፡ እቲ ገንዘብ ካብ ጁባይ መሉቑ ይጠፍእ`ሞ፡ ኣብ የምሮይ ዘይፈልጦ ነውጺ ይፍጠር። ንዝዘረቦ ይኩን ንዝጥይቆ የብለን። በቃ ትም ሕትም ኮይኑ ምጽእ-ኪድ እንዳበለ ኣብ የእምሮይ ምርባሽን ምግምዳሕን ከምኡ ውን ናይ እሮማይ ዝብል ተስፋ ምቁራጽ ኣብ የእምሮይ ይፍጠር። ገንዘብ እምበር ሞት ንወዲ ሰብ ከም ዘየጸልሎ ዝተማሃርኩሉ እዋን እዩ። ዳርጋ ናብ ነብሰ ምስሓት ገጸ እንዳተረዳኣኒ ብክቋጻጸሮ ዘጸግመኒ ኩነት እንዳተፈጥረ መጽኡ። ልበይ በታ ሓንቲ ግዜ ሃሰስ ኢለ ዝሰኣንኩላ ሁሞት ዝውር ትብል። ከምዚ ዝኮነ መክደን ምሽ ኣላካ ግጥም ኢሉ ዝክደን ልበይ ከምኡ ጌራ ልኩት ትብል። ብድሕሪ እዚ ስድራ ማጨሎት ሕክምና ንከይብሉኒ ሃፈጽታ ናይቲ ሓዊ ስለዘይጠፈኤ ስድራይ ብዙሕ ተሽገሩ። በሰላ ናይቲ ኩናት ዝሕል ምስ በለ ናብ ከረን ሓይሊ ምድሪ ይከይድ እሞ ዶ/ር ጎይትኦም ዝበሃል ሓኪም ኣብኡ ይጸንሓኒ። ብዙሕ ሕቶታት ክሓተኒ ይዝክር። ገለ ካብኡ ኣብቲ ኩናት ካብ ዝረኣኩዎ፡ ኣሰቃቒ ትርኢታት፡ ሞት ካብ ስድራቤተይ፡ ፈተውተይ ገንዘብ ወዘተ ይሓተኒ፡ ኣነ ድማ ፈጽመ ነቲ ጉዳይ ሓባእኩሉ። ብድሕሪ እዚ ነገራት ይኩውሎም ከም ዘለኹ ይርዳእ እሞ ከምዚ እሉ ይመክረኒ “ስማዕ ንስኻ መንእሰይ ኢኻ፡ ናይ ጹሉላት መድሃኒት ኣንኳይ ኣብ ከም ኤርትራ ኣብ ዓለም ምሉእ`ውን ንጹሉላት ዝፍውስ መድሃኒት የለን። ናይ የእምሮ መደንዘዚ ክህበካ ይክእል እየ፡ እዚ ግን ትርጉም የብሉን፡ እቲ ኩነታት ምስ ዝሓለ ከም ብሓዱሽ ክመጻካ እዩ። ንስኻ ናይ የእምሮ ፍወሳ ኢዩ ዘድልየካ ዘሎ፡ ንሱ ድማ ምሳኻ እዩ ዘሎ። ኣነ ኣበይ በጽሖዮ በል። ኣነ መጻኢየይ ቡሩህ እዩ በል። ኣነ ዕድለይ ብሕጂ እዩ ዘሎ ኢልካ እመን። ኣነ ካብቶም ብዙሓት ብሂወት ነዚ ክርእዩ ዘይበቑዑ ይበልጽ በል። ኣነ ዕድለኛ እየ በል። ኮታ ኩሉ ነቲ ሓንጎልካ ጎቲቱ ዘምጽኣልካ ንሓንጎልካ ዝርብሽ ሓብእካለይ ዘለካ ፍጻመ ብሓንቲ ቃል (በዕለዲኡ-ይፈልጥ )ኢልካ መልሲ ሃቦ። እዛ ቃል ጽቡቕ ጌርካ ሓዘኒ ነታ ፍጻመ ኣብ እትዝክረሉ ዓው እልካ ብውሽጥካ በዕሉ ይፈልጥ በል። ንኩሉ ይርክበሉ እየ ከምሓይሾ ይክእል እየ፡ ክዕርዮ ዓቅሚ ኣለለኒ፡ ከመልሶ ዓቅሚ ኣለኒ ዝብል ወኒ ይሃልካ ብድሕርኡ ክጭንቀካ ዝክእል ሓሳብ ምሕሳብ ክተቋርጾ ኢኻ። ንስኻ ናይ ሂወትኻ ኣውቲስታ ኢኻ። ልክዕ ከምቲ ኣውቲስታ ንማኪና ክጽድፋን ክኣልያን ዝክእል ንስኻ ውን ንሂወትካ ክተጽድፋን ናብ ውሑስ መንገዲን ክትመርሓን ሓላፍነት ኣለካ። ንስኻ ብምጽላልካ ዋላ ሓደ ዝሓዝን ይኩን ዝሕጎስ የለን። ስድራካ ውን ይኩኑ ድሕሪ ቁሩብ ክርስዑኻ እዮም። ዋላ ውን እንተሞትካ ዓለም ኣይጎድላ ኣይውሰኻ ንስኻ ብትገብሮ ንዋላ ሓደ ዝጎድእ ወይ ዝጥቐም የልቦን። ካባኻ ንላዕሊ ንሂወትካ ዝሓልየላ የልቦን። ዓለም ትኩን ኤርትራ ብድሕሬኻ ከም ዘለወኦ ክቅጽላ እየን። ንስኻ ብዘይ የጭንቅ ትጭነቕ ከም ዘለኻ ይፈልጥ እየ። ንሕና ግን ካብዚ ንላዕሊ ክንብለካ እንክእል ምክሪ የብልናን”። ኢሉ ኣፋነወኒ ሽዑ ንሽዑ እቲ ኩሉ ክስወጠኒ ጀምረ። ብፍላይ እታ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ዝኮነት ፍጻመ ክዝክር ከለኹ “እታ ባዕሉ ይፈልጥ በል” ዝበለኒ ሓይለ ቃል ምናልባት ንክልተ ማዓልቲ ክብላ ምስ ከኣልኹ እቲ ምስ ደቀስኩ ዘህተፍትፎን ዝብህርሮን ዝነበርኩ ክቋርጾ ከኣልኩ። ሂወት ከም በሓዱሽ ጀምሩ፡ ክብለካ ይክእል። ብሩህ መጻኢ ከም ዘለኒ ተረድኢኒ። ፈጽመ ክመሓየሽ ጀምርኩ፡ እመን ኣይትእመን ስድራይ በቲ ቅጽበታዊ ለውጢ ፈጽሞም ተገረሙ። ምሳይ ስለዘይነበሩ ኣብቲ ካውንስሊን ድማ እንታይ ዓይነት ምክሪን ፍወሳን ከም ዝተገብረለይ ኣይፈልጡን ነበሩ። ብዝኮነ ሓሳበይ ከጠቓልል ሓውየ ፈጽመ ጡዑይ ምስ ከንኩ፡ ኣቦይ ነቲ ኣብ ትሕቲ ዓራተይ ወዱቑ ዝረከቦ ጥማር ገንዘብ ሰሎሙን ወደይ እዚ ገንዘብ ወዱቁ ስለዝጻናሓኒ ክሳብ ትሓዊ ኣቀምጠልካ ጸንሔ ሕጂ ግን ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ስለዘለካ ተኣማሚነ ኣለኹ እንከ ዝወደይ ኣብ ጽቡቕ ኣምብሮ ኢሉ ሃበኒ። ብዝኮነ ብዛዕባ እዚ ኣቀድመ ብከምዚ ዝበልኩኻ ተፈውሰ ስለዝጸናሕኩ ስምዒት ኣይፈጠረለይን። ንስድራይ ነቲ ኩነታት ምንጋር ውን ስቃይ ኮይኑ ስለዝተሰማዓኒ ክሳብ እዚ ቁሩብ ግዜ ኣይነገርኩዎምን። ብዝኮነ ኮይኑ ኣብ ሂወተይ ብድሕርኡ ዘጋጠመኒ ብዶሆ ይዛይድ ካብ ናይ ሽዑ ጀምረ እታ ናይ ዶ/ር ጎይትኦም ምክሪ ክሳብ ሎሚ ኣይትርሳዓንን እያ። ዋላ ምንቅጥቃጥ ምድሪ መጽኡ በይነይ እንተዝተርፍ ውን ፈጽማ ስንቂ ኮይናትኒ ኣላ`ሞ በዚ እየ ፍሉይ ጦብላሕታ ከም ዘለኒ ክጽሕፈልካ ዝተገደድኩ። እዛ ተምኩሮ ናይ ሂወተይ ንቡዙሓት የዕልሎም እየ። እወ ሕጂ ውን ዘጋጠመ የጋጥም ኣነ ኣውቲስታ ናይ ገዛእ ርእሰይ እየ...........
@sanaitairo8565
@sanaitairo8565 Жыл бұрын
hanks
@No-pain-No-gain1991
@No-pain-No-gain1991 Жыл бұрын
This is miracle. If there is no enemy within the enemy outside can do us no harm.
@JsgxhdXhxccec
@JsgxhdXhxccec 7 ай бұрын
ብሓፈሻ ኩሉ ማሃሪ እዩ
@wedimamapeace6832
@wedimamapeace6832 Жыл бұрын
1 Ane burtu texawatay eye 2 ane tigestejea eye 3 xebah nigho kihalfeley eyu 4 degree keskel eye 5 I love my family 6 I am Christian 7 If there is a well there is a way 8 aberkuto ni Selma Alem kebrekt eye 9 next year hadar kigber eye 10 bezikone neger ahgremen eye Wedhankum
@user-fo8gy3oe2w
@user-fo8gy3oe2w 4 ай бұрын
Temsgan ana jegna eya
@meashobereketeab9634
@meashobereketeab9634 Жыл бұрын
qedamy ab hewetka temsgen mbal abi qsanet yftrlka.slet hanaxi mkrkum kab lbi ymsgnekum.qexlwo
@mogoskelati9285
@mogoskelati9285 Жыл бұрын
ክቡር ሓውና ኩሉ ብሉጽ እዩ
@yohannestesema6374
@yohannestesema6374 Жыл бұрын
ነብስኻ ፍተው ትብል ቃል ኣገዳስትን ልክዕ ኮይና ረኺበያ ይኹን አምበር ምሒር ልግስን ምሕር ብቅን ሓልዮትን ብዘመናዊ ይኹን ናይ ጥንቲ ሕክምና ክድህስሶ ወይ ክሕክሞ ዘይተኸኣለ ሕማም ኮይኑ አየ ረኺበዮ ገለ ሰባት ንባዕሎም ገዲፎም ንኻልእ ክሓልእዮ ክልግሱን ግዜ ይሃልፎም በንጻሩ ድማ ገለሰባት ድማ ንካልእ ይትረፍ ዘለዎም ጸጋ ንነብሶም አውን ይጭቁኑዋ አዚ ድማ ምስ ሕማም አየ ዝግምቶ.
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 Жыл бұрын
ኹሉ ብሉፆ እዩ ካብ ልቢ ነመስግን
@luela4890
@luela4890 Жыл бұрын
Megemry.temsgni.Ninebska.Aenekulye Nikki.Mbal Kamtzblkayo.Hewna. yakleni.Mbab.Btsayka.zeymtlam Bhesot .sebzymkfai.kulugz Thelma.Efoy.Elu.Aeydqsniy Aekidanika.mtsni.Ritonatey Ka.Ezini
@user-yp7bc3kh3c
@user-yp7bc3kh3c Жыл бұрын
Temesgen mbal
СҰЛТАН СҮЛЕЙМАНДАР | bayGUYS
24:46
bayGUYS
Рет қаралды 550 М.
FOOTBALL WITH PLAY BUTTONS ▶️ #roadto100m
00:29
Celine Dept
Рет қаралды 71 МЛН
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 6 М.
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
nab wishtika temeles 11 kfal
20:52
Mosaic Bahli
Рет қаралды 736
狼来了的故事你们听过吗?#天使 #小丑 #超人不会飞
0:42
超人不会飞
Рет қаралды 18 МЛН
зеленое яйцо #shorts #животные #shortsvideo #страус
0:35
Тайные Истории
Рет қаралды 7 МЛН
Что случиться с парнем ? 😱
0:21
Pacan233
Рет қаралды 1,8 МЛН
Try not to Laugh ❗️ | 220
0:41
Panda Shorts
Рет қаралды 27 МЛН
Is he smart?👇👇
0:13
Stella Power
Рет қаралды 17 МЛН
😱 Никогда НЕ ДЕЛАЙ это в КОЛИЗЕЕ
0:25
Настя, это где?
Рет қаралды 5 МЛН