#ንኣቦይን

  Рет қаралды 471

𝐑𝐎𝐌𝐀 𝐆𝐀𝐋 𝐊𝐄𝐒𝐇𝐈 𝐘𝐎𝐔 𝐓𝐔𝐁𝐄

𝐑𝐎𝐌𝐀 𝐆𝐀𝐋 𝐊𝐄𝐒𝐇𝐈 𝐘𝐎𝐔 𝐓𝐔𝐁𝐄

Күн бұрын

Пікірлер: 119
@መሲዕባይውቅሮ-ዠ8ዘ
@መሲዕባይውቅሮ-ዠ8ዘ 18 күн бұрын
ሮሚተይ ሕርርቲ ብስድርኣ እግዚአብሔር ብሰላም የራክብኩም ሃፍቲ የኮነይ ዝዓቢ ሃይማኖት እዩ ዝዓቢ ሃፍቲ ፅባሕ ገዲፍናዮ ከየድቲ ኢና ሓቆም ኣቦና ❤
@ፀጋጓልተጋዳላይ
@ፀጋጓልተጋዳላይ 18 күн бұрын
ደምሪኒ ምዓረይ❤
@youtubechanel7328
@youtubechanel7328 16 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ብሃይማኖትካ ድርድር የሎን ፅባሕ ከየድቲ ኢና ኢሎም ኣቦዋይ ማዓረይ 😢❤❤❤
@GalkashatTube
@GalkashatTube 18 күн бұрын
ሮሚየይ ረባሺት እንካዕ ዳሕና መፃኪ ብሰላም ምስቶም ትፈትውዮም ስድራኪ ብሰላም ዓይኒ ልዓይኒ የራኢኩም ዛናተይ🥰🥰🥰🥰😂😂
@ዓብዩሕልሚኣሎኒኦአምላኬኣ
@ዓብዩሕልሚኣሎኒኦአምላኬኣ 16 күн бұрын
እስኪ ኩላትና ተኣካኺብና እንስሕቀሉ ግዜ የምፅአልና ስደትና የሕፅረልና ወገናተይ❤💚💙
@አሊዕባይአፅቢ
@አሊዕባይአፅቢ 16 күн бұрын
ደስ ክትብሉ እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ንዓይኒ የሪኢኩም ሮሚተይ❤
@ሃኒጓልመቀለ
@ሃኒጓልመቀለ 18 күн бұрын
ኣሰይይይይይ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ሮማነይ ኣኮዊተይ ሓዳሰይ ኢትዮየይ እግዚአብሔር ብሰላም የራክበና ሮማነይ ኩሉ ግዜ ናሰሓቅኪ ንበርለይ የዋሀይ❤
@mesretWelday
@mesretWelday 18 күн бұрын
ስድራና ናፍቅና ከም ናፍቅናስ ከመይ ኣለና ንፍቅ ነብለኩም ብቻ ኣቦንእሰዋይ ሓዳስዋይ ኢትየዋይ ብሰላም የራክበና ሮሚተይ ስሒቀለ ናፊቀለ😢
@ሮማየንስድራይ
@ሮማየንስድራይ 18 күн бұрын
ኣይዞሽ የኔ ማር ዓድና ንከደሉ ቀረባ እዩ 🥰
@ነፃነትገረመድህን
@ነፃነትገረመድህን 18 күн бұрын
ሮሚተይ ንፍቅ ኣቢለዮም ሓትነይ ለዋህ ካብደይ ከም ገለ ኢሉኒ 😢ልምንታ ኢኪ ብሽምና ትፅውዕዮ መዝገበ ሮማን ገለ ናበልኪ ትፅውዕዮም ሮሚ ፀይቂ😂የቁስልኪ ኢትዮየይ ደርጉሕዮ😂ስጋ ከ ጠበቅ ኣንጭዋ ከልቢ ድዮም ክቅርቡልና ብዕራይ ባ ኣቦቃሽዋይ😂እግዚአብሔር እዩ ወሃቢ ሃፍቲ ሒዙ ዝከድ የለን ሃይማኖት እዩ ዝቅድም ኣቦቃሽዋይ ምሂሮምናለ ኣስሒቆምናለ እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ብሰላም የራክበና ስድራና❤
@MeryHakami
@MeryHakami 18 күн бұрын
አስይይ ክቡራት ስድራና ሳሓቅኩም ይብዛሐ ብስላም የራክብኪ ሮሚየይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZikriHiwet
@ZikriHiwet 17 күн бұрын
ሮሚተይ ሓላለይ እንኳዓ ዳሓን መፃእኪ ኣስይይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክቡራት ስድራ ፈጣሪ ብሰላም የረክብኩም❤🎉
@Haben_yemane-zu6jp
@Haben_yemane-zu6jp 17 күн бұрын
ኣሰይይ ጡዑማተይ ናሳሓቅኩም የንብርኩም ብሰላም የራክብኩም ሮሚተይ 🙏💚🥰 ኣቲ ጨጉራ ግደፊ ግን ኣይትረብሺ 🤣
@youtubechanel7328
@youtubechanel7328 16 күн бұрын
kkkkkkkk ቶም ሾሞንተ ዝበልዑ ቶም ከልቢ ዝበልዑ የበሉን ኣቦዋይ😂😂😅😅😅
@ZufanZM
@ZufanZM 18 күн бұрын
😂😅😂😅😂😅😂 አንጭዋ ን ጠበቀን ድዮም ኽቅርቡልና ምግበ ኸ ይ አይተሲአኑ ጥዑማት❤
@ፀጋጓልተጋዳላይ
@ፀጋጓልተጋዳላይ 18 күн бұрын
ደምሪኒ ምዓረይ❤
@AduChannl
@AduChannl 18 күн бұрын
ንቻይና ያ ክምርዐ እየ ሓፍትነይ ሳሓቅ መይተ እየ ጋል ሓፍትነይ😅😅😅😅 ብሰላም የራክበና ክቡራት ወለደይ❤❤
@Tsega-x5v
@Tsega-x5v 16 күн бұрын
ሰላም ሰላም ሮሚተይ አንካዕ ብሰላም መፃኪ ዛናተይ ከመይ እንየኪ ደስ ባሃሊቲ ስደራ ዓዬኒ ልዓይኒ ልምርአይ የብቁዑኩም❤❤❤❤❤🎉
@liliTsegay-o9t
@liliTsegay-o9t 14 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራት ወለዲ ብስላም ይራክብኩም ሮሚተየይ ❤❤
@ሄሪዩቱብHeRiYouTub2
@ሄሪዩቱብHeRiYouTub2 16 күн бұрын
ንባዕልኺ ንስብኣይኪ ከምኡ ጌርኪ ኣቃባጥሪ ወያል😂😂😂
@TekianDeres
@TekianDeres 17 күн бұрын
ሞይተ እየ ኡፍፍፍፍፍ😅😅😅አክልብቲ ዝበልዑ🤣🤣🤣
@tsgeBerhe-z8n
@tsgeBerhe-z8n 18 күн бұрын
ኣሰይይ ኩቡራት ስድራ ብሰላም የራኩቡኩም ረማነይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@youtubechanel7328
@youtubechanel7328 16 күн бұрын
ዋይ ኣብርህሸይ ትብልዮም ያ የበለትን😅😂😂😂
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 16 күн бұрын
@@youtubechanel7328 ሄሪተይ ምሽ ህያበይ ትብልዮለኪ ንስክቶ
@liliTsegay-o9t
@liliTsegay-o9t 14 күн бұрын
ኣይ ሮሚተይይ ስሓቅ ሞይተ 😂😂😂❤
@MareMolla-re8hc
@MareMolla-re8hc 18 күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ይብዛ ውዴ እንኳን በሰላም መጣሽ አሪፍ ቆይታ ነበር በርችህ 🤣🤣🤣🤣
@ፀጋጓልተጋዳላይ
@ፀጋጓልተጋዳላይ 18 күн бұрын
ደምሪኒ ምዓረይ❤
@TselalomGere
@TselalomGere 18 күн бұрын
እንካዕ ሰላም መፃእኪ ሮሚየይይ ቻይና ዘም አክልባት ዝበልዑ😂😂😂
@Shewit2112
@Shewit2112 14 күн бұрын
ደስ ዝብሉ ወለዲ እግዚአብሔር ብሰላም የራክብኩም🎉❤
@ሰሉLl
@ሰሉLl 16 күн бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኪ ሮሚተይ❤🎉
@ወዲዓጋመ-ፀ9አ
@ወዲዓጋመ-ፀ9አ 18 күн бұрын
ንዛምንኣስኪ ኣመርዕውኒ ሮሚ ረባሺት 😂
@zafutewahdo706
@zafutewahdo706 16 күн бұрын
ሮሚተይ ኮዕ ብሰላም መፃኪ ብእወነት ተመሲጠ ሰሚዐ ከምዚ ምስ ሰድራይ ዘዕልለለኩ ኮይኑ ተሰሚዑኒ እና በሰላም የራክብኩም ዛቤተይ🎉🎉
@Desta-wn8wi
@Desta-wn8wi 18 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መልአከ ርሚተይይይ😂😂😂😂😂
@TekianDeres
@TekianDeres 17 күн бұрын
እንካእ ብሰላም መፃእኪ ሮሚተይ🌹🕊ታይ ገበሩኪ ጋለይ ከምዚአ ትገብርዮም🤣🤣🤣🤗ጥዑማት ስድራ
@ፈቃርእየስሓቅዝኣመላ
@ፈቃርእየስሓቅዝኣመላ 16 күн бұрын
በሊ ስሓቅ ቅተልና😂😂😂😂😂
@ሕልፊኩለን1
@ሕልፊኩለን1 16 күн бұрын
ሮሚተይ ምቅርቲ እንኳዓ ዳሓን መፃእኪ❤🎉
@ንግስቲፍቅሪ9
@ንግስቲፍቅሪ9 16 күн бұрын
እንኳዓ ዳሓን መፃእኪ ዛእምቤተይ 🥰💜
@MargteklayiY
@MargteklayiY 18 күн бұрын
አሰይ ገዘና ተናፈቅቲ ለሰሓቅከም ንብርለይ 😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ
@አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ 16 күн бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኪ ዛናተይ ሮሚተይ❤❤❤❤❤
@ንግስቲፍቅሪ9
@ንግስቲፍቅሪ9 16 күн бұрын
ፈጣሪ ምስ ክቡራት ስድራክን ብሰላም የራክብክን💜🥰
@kidan5256
@kidan5256 17 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምኪካ ይብዛሕ እንኮዕ ብሰላም መፃእኪ ሮሚተይይይይይይ እሰይይይይይይይይይይ ክንደይይይይይይይይ ደስ ትብሉ ስድራካ ጥዕሙ ብሰላም የራክብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@youtubechanel7328
@youtubechanel7328 16 күн бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሮሚጠይ እንኳዕ ብሰላም መፃእክይ❤❤
@AlemShewafera
@AlemShewafera 16 күн бұрын
ሰላም ጤና ይስጥልኝ ውድየዋ በርርር ሰብ ላይክ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 በርችልኝ🎉🎉🎉
@ኣቢጥኣቢጥ
@ኣቢጥኣቢጥ 16 күн бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኪ ዛናተይ ሮሚተይ
@ሄሪጋልተዋህዶ
@ሄሪጋልተዋህዶ 16 күн бұрын
ንጉሰይ ዘይትብልዮም የበለቲ😂😂
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 16 күн бұрын
@@ሄሪጋልተዋህዶ ሓቀይ ክንደይ ግዜ ማ ብሽምና ትፅውዖም ባች 😋
@tigraytdf6518
@tigraytdf6518 18 күн бұрын
ዋይ ቶም ኣከሉባት ዝብሉዑ ያ አይ ሓወባይ 😂😂😂
@12kah
@12kah 16 күн бұрын
ደሰ ክትብሉ ሮሚተይ ዓይኒ ልዓይኒ የርክብኩም ❤❤❤❤❤
@Shewit2112
@Shewit2112 14 күн бұрын
ኻ ክርእዩ ዝኽእሉ ሰባት ምስ ተኸበብካ ክሳብ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃንካ ክትግንዘብ ኢኻ። ከምኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ካብቲ ስቕታ ዝመልኦ ውግኣትካ ክትሓዊ ክሕግዙኻ እዮም። ከም ሰብ ክትዓቢ ክሕግዙኻ እዮም፣ ንነብስኻ ብኸመይ ዝያዳ ከም እተፍቅራ ድማ ክምህሩኻ እዮም።❤️‍🩹ምስቶም ንሕውየትካ ብሓቂ ሱር ዝሰደዱ ሰባት ግዜኻ ኣሕልፎ። ንኽትነብር ምኽንያት ዝህቡኻ ዓይነት ሰባት እዮም። ተስፋ ክትቆርጽ ምስ ቀረብካ ሓይሊ ዝህቡኻ እዮም። እመኑኒ ምስ ትኽክለኛታት ሰባት ግዜ ብዘሕለፍካ መጠን፡ ኣብ ዓለም ዝበለጸ ነገራት ከም ዝግብኣካ ዝያዳ ክትግንዘብ
@askalMezgebe-z5n
@askalMezgebe-z5n 18 күн бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሮሚተይ እንካዕ ብሰላም መፃኽለይ ዛናተይ ብስሓቅ ጀሚረ ብሳሓቅ ወዲኤያ😂😂😂 ቶም ኣክልባት ዝበልዑ ያ ካብደይ ቆሲለ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ስድራና ጥዑማት❤❤😂🎉
@12kah
@12kah 16 күн бұрын
ሰላም ብለይክ ሮሚተይ አንካዕ ብሰላም መፃኪ
@حنانحنو-ع7ق
@حنانحنو-ع7ق 18 күн бұрын
ኣሰይይይይይይይይ ኩቡራት ስድራ ብሰላም የራኩቡኩሙ ሮሚየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ZufanZM
@ZufanZM 18 күн бұрын
እንኳዓ ዳሓን መጻእኺ ሮሚተይ😂😅😂😅😂😅
@باقيسللاتصالات
@باقيسللاتصالات 18 күн бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ስላምክን ይብዛሕ ኣናሳሓቅኩም ይንብረኩም ስድራይ❤
@TekianDeres
@TekianDeres 17 күн бұрын
ነገረኛ አብርሸይ ትብልዮም የበለቲ🤣🤣🤣ሞጥማጥ😊
@LEMLEM3
@LEMLEM3 16 күн бұрын
ዛናተይ ሓላል🎉❤ እንኳዓ ሰላም መፃእኪ🎉
@NebyatSelmun
@NebyatSelmun 18 күн бұрын
ቻይና ዞም ኣክልብቲ ዝበልዑ ሮሚተይ ስሓቅ ቀቲልክኒ😂እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም የራክብኩም ሮሚተይ 😂❤ ኢትዮ ሽኮር ዕርክነት ብቅርሺ ኣበየኪ ግዲ ምስ ቻይና ገንዘብ እንበር ሓውነት የለን😂
@ፍረጓልሃይሉሸ
@ፍረጓልሃይሉሸ 18 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@ከምዘገጠመኒይገጥሞንምንባ
@ከምዘገጠመኒይገጥሞንምንባ 18 күн бұрын
ሓወቦይ መዓረይ ኩሉ ግዜ ቀልዲ ዘይውድኦም ሓዳስዋይ ኢትዮዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም የራክበና ኣናፊቅክኒ ሮሙ ሓፍተይ
@selamTesfay-i5q
@selamTesfay-i5q 18 күн бұрын
ብሰላም የራክብኩም ሮሚተይ ናሰሓቅኩም ንበሩ
@FreweyniTesfay-y6d
@FreweyniTesfay-y6d 17 күн бұрын
😂😂ዛምናተይ ሳሓቅኩም የብዛሓዮ
@ፈቃርእየስሓቅዝኣመላ
@ፈቃርእየስሓቅዝኣመላ 16 күн бұрын
😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅
@youtubechanel7328
@youtubechanel7328 16 күн бұрын
ናስሓቅኩም ንበሩ ክብራት ስድራይ💚💜💙
@youtubechanel7328
@youtubechanel7328 16 күн бұрын
ኣሰይይይ ስድራይ ተናፋቅቲ😢❤❤
@mekerettube7242
@mekerettube7242 18 күн бұрын
Ewiy romitey marey amlak edmen tienann yhabelkiy fetariy kbretey des tbulu family 👪 ♥️ bselam yakakbkum zyaday
@youtubechanel7328
@youtubechanel7328 16 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@AleYouTube-y7d
@AleYouTube-y7d 16 күн бұрын
ብሓቂ ክቡር ወላዲና❤
@jarjarTube
@jarjarTube 18 күн бұрын
ኣቦቃሽዋይ ማዓረይ
@user-vd8uz6up6x
@user-vd8uz6up6x 16 күн бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኪ❤❤
@FffsssSsss
@FffsssSsss 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@mbrakTeklay-r8x
@mbrakTeklay-r8x 18 күн бұрын
ኣይሺ ላቭዩ ታይ ማለት እዩ😂
@ሄሪዩቱብHeRiYouTub2
@ሄሪዩቱብHeRiYouTub2 16 күн бұрын
ዛናዬ ሓፍቲ ናስሓቅኩም ንበሩለይ እማ❤💙💚
@ፊሊሞንግርማይ
@ፊሊሞንግርማይ 17 күн бұрын
ሰላም ሰላም ሰላምኪ ይብዛሕ ዛናተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዛናተይ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ፃኒሐት ነይሩ ብሉፅ ብሓቂ ሃይማኖት መተካእታ የብላን ኩሉ ይርከብ እዩ ሃይማኖት ግን ንሳ እታ ዝጣዕመት ሂወት ተመስገንንን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ፀጋጓልተጋዳላይ
@ፀጋጓልተጋዳላይ 18 күн бұрын
ደሙሩኒ የሕዋተይ ክምልስ እየ❤❤❤
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 18 күн бұрын
ቻይና ቶም 8ተ ዝወልዱ ቶም ካልቢ ዝበልዑ ድዮም ሓቆም እዮም ኮ😂
@AluFkr
@AluFkr 18 күн бұрын
❤❤❤❤😂😂ሳሓኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይ❤
@ZufanMahari
@ZufanMahari 16 күн бұрын
ሮሚተይ ሑቢ አይተሳአኒ ሲሒቅኩም አስሒቅኩሙኒ ጥዑማት ስድራ
@ሄሪዩቱብHeRiYouTub2
@ሄሪዩቱብHeRiYouTub2 16 күн бұрын
ሮሚጠይ ብፅብፅ😂😂
@TekianDeres
@TekianDeres 17 күн бұрын
ዋውውውውው ሃይማኖትከ አሕየወትከ👌አቦዋይ ሐቕኩም
@jarjarTube
@jarjarTube 18 күн бұрын
ሓፍቶቦዋይ ማዓረይ ዝፈትወኪ
@mbrakTeklay-r8x
@mbrakTeklay-r8x 18 күн бұрын
ኣታ ቦሉባ ኣቦቃሽዋይ ኩሉ ግዜ ወካዕካዕ ቻይና ቶም ሸሞንተ ልወልዱ ኣክልባት ልበልዑ ያ ይሞችዮም😂ሓትነይ ሽኮር ኣይ ዛጓለይ ኢለን ክስሕቃ ከለዋስ መመሊሰ ንፍቅ😌
@ሰሉLl
@ሰሉLl 16 күн бұрын
ዛናተይ❤❤🎉
@ዓብዩሕልሚኣሎኒኦአምላኬኣ
@ዓብዩሕልሚኣሎኒኦአምላኬኣ 16 күн бұрын
እፍፍፍ እዞም ስድራና ናፊቆምና እምበር😢😔
@ሄሪጋልተዋህዶ
@ሄሪጋልተዋህዶ 16 күн бұрын
Romitey😂😂😂😂
@AluFkr
@AluFkr 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@ZufanMahari
@ZufanMahari 16 күн бұрын
Beauty is not what you see with the eye Beauty is that of the soul not of the body The goodness in the body withers it when time And goodness in the soul remains forever Good morning 💗
@Shewit2112
@Shewit2112 14 күн бұрын
በርርርርርር🎉❤
@ወርቂተካ
@ወርቂተካ 18 күн бұрын
ቆልዓ ንስኪ ግን ጥዕና ኣኪ ድዩ ቅተልና በሊ ቻይና ቶም ኣክልብቲ ልበልዑ ያ ያውይይይይይ😂ኣየ ኣዶ ብርሃን ገዛ ወለድና ኮ ይፍለያ እየን ምህረይ ኣብራሃ ኢለ ዲየሞ ክፅዉዖም ያ ይሞችየን🤣
@ሄሪጋልተዋህዶ
@ሄሪጋልተዋህዶ 16 күн бұрын
አረ ንስኺ ትፍለዪ ኢኺ😂
@ፈቃርእየስሓቅዝኣመላ
@ፈቃርእየስሓቅዝኣመላ 16 күн бұрын
ነገረኛ ዝኾንኪ ቆልዓ😂😂
@Mili14tube
@Mili14tube 10 күн бұрын
ተጋሩዋኒ ንደማምር🎉
@መኣርግወዲሓይቆ
@መኣርግወዲሓይቆ 18 күн бұрын
Romitey😂
@Zufan-y
@Zufan-y 16 күн бұрын
🍓✴✳ "#ኣቦ_ማለት" 🍓✳✴ ንኣቦኻ 1000 ቅርሺ ሓቲትካዮ ንበል ንሱ ድማ ንጎሆ ቅድሚ ስራሕ ምኻደይ ክህበካ እየ ይብለካ። ኣቦኻ ምሸት ክሓስብ ድሕሪ ምሕዳር ከይደቀሰ ይሓድር እሞ ንጎሆ ቅርሺ ቅድሚ ምሃቡ ሓደ ሓደ ሕቶታት ይሓተካ" እዚ ኩሉ ግንዘብ ንምንታይ ኢልካዮ ኢኻ? ክንድዚ ዝኣክል ገንዘብ ዳኣ ኣይበዘሐን እንዳበለ ዘሕርቅ ሕቶታት ይሓተካ እሞ 100 ኣጉዲሉ 900 ይህበካ። 100 ብምጉዳላ ኣይትዋሓጠልካን ግን የቀንየለይ ኢልካ እንዳ ኣጉረምረምካ መደቀሲኻ ኬድካ ገንዘብካ እንዳቆጸርካ ኮለኻ ፡ኣዴኻ ክትዕዘብ ድሕሪ ምጽንሓ ዳሓን እዚ ወደይ ብናይ ኣቦኻ ተግባራት ኣይትሕረቅ እንካ 200 እቲ ዝተረፈካ በዚ መላኣዮ ኢላ ትህበካ።ንስኻ ድማ ኣብ facebook ኣቲኻ " ኣደይ ፍልይቲ እያ ንዓይ" ኣብ ዓለም ከም ኣደይ ኣይተፈጥረን ኢልካ ኣሻፈረኝ ትብል። ኣቦኻ ግን ብናትካ ምኽንያት ናይ መጋዓዝያ ሲኢኑ ብእግሩ እዩ ንስራሕ ከይዱ።ንምሳሕ ዉን ንገዛ ኣይተመልሰን ምኽንያቱ ብእግሩ ንስራሕ ከይዱ ብእግሩ ክምለስ ኣይካኣለን ብድኻም ምኽንያት።ካብ ስራሕ ኣምስዩ ክመጽእ ኮሎ እታ ንእሽቶ ጋሉ " ባባ ንዓና ኣይትፈትወናን ዲኻ ምሳና ምውዓል ኣይቲደልን ዲኻ ? ናብ መጻወቲ ቦታ እኮ ማማ ጥራሕ እያ ትወስደና "ትብሎ።እዚ ኩሉ ሽግር ዝሓልፎ ዞሎ ኣቦ ግን ዋላ ሓደ ክፍለጠሉ ኣይደልን እዩ ምኽንያቱ ኣቦ ስለ ዝኾነ ። ንውላዶም ኢሎም ብዙሓት ኣቦታት ክንደይ ዓቀብ ቁልቁለት ደይቦም ወሪዶም ዘዕበዩና ግዜ ከይሓለፈ ብሂወት ኮሎዉ ከነመስግኖም ይግባኣና።ኣብ ጥቃኻ ኣይዋዓለን ማለት ኣብ ጎንኻ የለን ማለት ኣይኮነን ንወለድና ማዕረ ፍቅሪ ክህልወና ይግባእ።ናብ ሓደ ዝዘንበለ [one sided love ] ክህልወና የብሉን ምኽንያቱ ሓደገኛ ስለ ዝኾነ ። ኣደ ምስ ደቃ ኣጉል ፍቅሪ ንምርካብ ክትብል ምስ ደቃ ምስጢራዊ ርክብ ክትገብር የብላን፡ኣቦ ዘይፈልጦ ገንዘብ ብሕቡእ ምሃብ ተመራጺ ኣይኮነን።ምኽንያቱ ኮሙኡ ምግባር ንወላዲ ኣቦ ኣብ ርእሲ ደቁ ከምዘይግደሰሎም ምሕሳብ ስለ ዝቁጸር። ክብሪ ነቶም ከየዕረፉ ደኺምና ከይበሉ ዘዕበዩና ይኹን ። ካብ ዘንበብክዎ #ነንብብ
@AduChannl
@AduChannl 18 күн бұрын
ክቡራት ስድራይ ኣናፍቅክኒ ኮ ጋል ሓፍትነይ❤
@kahsaBrhan-l1j
@kahsaBrhan-l1j 18 күн бұрын
ኢትዮ ሓፍታ ኢኪ ብነፃ ዕረክላ ኣይተደርዒ ሕደጊ😂
@ፍረጓልሃይሉሸ
@ፍረጓልሃይሉሸ 18 күн бұрын
ሰላም ሮማተይ አንኳዕ ብሰላም መፀለይ አኪ ከቡራት ሰድራይ ዕድመንጥዕናንይሃብለይ ይሃብል🎉🎉
@ፍረቲዩብfretube
@ፍረቲዩብfretube 16 күн бұрын
ሰላማት ክብራት ወለድ ጥዑምት ሰድራ ሮማተይ ማዓራይ አንኳዕ ብሰላም መፃአኪ አግዚአብሔር ይመሰገን ህያብይ ናተይ ዋውውው ብሓቂ ምቅራት አየም🎉በርርርር🎉ላይክ
@ፍረፍረ-ኰ4ኈ
@ፍረፍረ-ኰ4ኈ 14 күн бұрын
ብሰላም ይረክብኩም ሮማተይ ማዓራይ ዋውውው ክንደይ ደሰ ይብለኪ ክብራት ወለድ ዕድመንጥዕናንይሃብለይ
@አቢሃይለይ
@አቢሃይለይ 14 күн бұрын
ሰላም አግዚአብሔር ይመሰገንን ክብረተይ አንኳዕ ብሰላም መፃአኪ ናተይይይ🎉🎉🎉🎉
@ፍሬታየቱብ
@ፍሬታየቱብ 14 күн бұрын
😂😂😂😂😂ሮማተይ በርርርር🎉ላይክ 🎉🎉
@ፍሬታየቱብ
@ፍሬታየቱብ 14 күн бұрын
ምዕራፈ ቅዱሳን: የወንጌል ገበሬ: አባታችን አቡነ ተክለሃይማኖት: ተወለዱልን ዛሬ:🤍 #24
@selamTesfay-i5q
@selamTesfay-i5q 18 күн бұрын
ቅተልኒ 😂ኢትዮ ኣብዙይ ዘላ ይመስለኒ ኔሩ ረዲኡኪ ዓዳ ኮፍ ልበለት
@አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ
@አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ 16 күн бұрын
በርትዕለይ
@Asawittube
@Asawittube 18 күн бұрын
ktelna beli 🙆🏾😅
@መሲዕባይውቅሮ-ዠ8ዘ
@መሲዕባይውቅሮ-ዠ8ዘ 18 күн бұрын
ቅተልና ትላዎ😂
@Zufan-y
@Zufan-y 16 күн бұрын
በርርርርርር
@አሌፍቅር-ነ4ፐ
@አሌፍቅር-ነ4ፐ 17 күн бұрын
ሮሚተይ
@zafuTube
@zafuTube 16 күн бұрын
ጋልነይይይ🎉
@ሄሪጋልተዋህዶ
@ሄሪጋልተዋህዶ 16 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂
@Mesisol-q9x
@Mesisol-q9x 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@AleYouTube-y7d
@AleYouTube-y7d 16 күн бұрын
ሮሚተይ
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
ካባይ #ተምሃራ #ተጠንቀቃ #ደቅመዳመይ እግረይ #ዘጋጠመኒ ሎምቅነ #ንፀላኢካ #ኣይሃቦ #ስደትን ሕማምን😢
27:47
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН