ን ብሬ ብድቅሱ ጠስሚ ለኽየዮ ተናዲዱ ፀፊዑኒ

  Рет қаралды 12,672

Bire mak react

Bire mak react

Жыл бұрын

ሰላም ብሬማክ ንበሃል.ኣብዚ ቻናል ብዙሃት ትሕዝቶታት ሂዝናልኩም ክንቀርብ ኢና.ፕራንክ,vlog,ሕቶታትን ዝተፈላለዩ ነገራት ሂዝናልኩም ክንቀርብ ኢና. ላይክ,ሳብስክራይቭ,ሼር ብምግባር ኣበረታትዑና.----------- selam bre&mak nbehal abzi channel bzuhat thztotat hiznalkum knkerb ena. prank,htotat ztefelaleyu negerat hiznalkum knkerb ena. nskum ewn like,share,subscribe bmgbar aberetatiuna TIkToK tiktok.com/@bremakvlog
#tigrinyaprank#tigrigna vlogs#prank

Пікірлер: 143
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
ብሬ ጠሰሚ ፅቡቅ እዩ አይትፅላኣ ዶ 😁🤗 ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይባርክልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤😍
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@user-vb9ew5dh2p
@user-vb9ew5dh2p Жыл бұрын
ጠስሚ ፅብቕ እዩ ኣይታጋፉዑዋ በተለይ ብራያ ኽቡር ይኡ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
ጠስሚ አይትፅልኡ ሐዝስ ንዓይ ምኮነ ነይሩ ብሰላም ስደትና የሕፅሩ ዳግም ንጥሰሞ ይግበረና ኩሉ የኮነይ ዝረክቦ❤❤❤
@r7vvg997
@r7vvg997 Жыл бұрын
ጠስሚ ፅብቅ እየ ንምንታይ ተጋፍዕወ ነዉሪ
@helugeltigrey2457
@helugeltigrey2457 Жыл бұрын
ስምዕንዶ ማኪ ሓፍተይ ደሪቅኻ ኢልኺ እናገበርኽሉስ ንምንታይ ድ ይዕዕዕ ትብሊንብዓልኺ ምኽንያቱ ንስኺ ብፅቡቅ ትምልስሉ ነይርኪ እምበር ዘይፈቱ እዉን እናሰከፍክዮ እዉን እወ ይሕፀቦ እንታይ ድአ ንስኺ እናተሰከፍኺ ንሱ ፀጥ ክብል ተፀቢኽዮ የኔ ሃዛዉ so Lave you bre .mak
@fwerdwrt7054
@fwerdwrt7054 Жыл бұрын
ኸማየይ ጠስሚ ቃሕ እልኒ ይብል እሞ ምስ ተገዘአ አብ ርእሰይ ምስ ገበርክዎ ተመልሰ ይፆሎኦ ይሕፀብ🤣🤣 ፍቅርክም የብዘሐዮ ምቅራተይ♥️❤️❤️🥰🥰
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@dearmom2633
@dearmom2633 Жыл бұрын
ንእሽተን ሓወይ ኣሎ ከምዚ ከም ገበርክዎ ኣድራሻይ ኣይምተረኸበን በጨቕ ከብለኒ ኔሩ😂😁
@rayarayuma9683
@rayarayuma9683 Жыл бұрын
ጠስሚ ኣይትፅልኡ ኣሕዋተይ መዓረይ ጠስሚኮ ኹሉ ኣያግንዮይ ብዝተረፈ ሰላምኹም ያብዝሐለይ🙏😘😘😘
@tadelumeresu9689
@tadelumeresu9689 Жыл бұрын
ጠስሚ ኣይትፅላእ ብሬ ግን ሓደ ሓደ ደቂ ተባዕትዮ ንምንታይ ኢኩም ጠስሚ ዘይትፈትዉ
@user-vl9cc8bd3n
@user-vl9cc8bd3n Жыл бұрын
_ፍቅርኩም የብዘሓዮ እግዚኣብሔር ሙቁራተይ_ 🥰🥰 _ግንሲ ብሬ ጠስሚ ኣየፈቱን ትብለኪ እምበር ንስክም ተሰኪፍክዮ ኢኪ ዘለኪ ናይ ገንዘብ ሰለዝኮነ ብዙሕ ምግፋዕ ኣየድልን መስለኒ ጽሩያት_ 🥰✅
@ugyugyytgty9690
@ugyugyytgty9690 Жыл бұрын
የጀመር ጠሰሚ ፀቡቅ ዩ ግን ልምንታይ ከምዚ ትኮን ብሬዬ በእዉነት ከተክብራ ዩ ነይረካ ግን በእዉነት ብጣሚ የ ሓዚነ አነ እግዚአብሔር አምላከ ዕድመን ጥዕና ይሀብኪ ዛሓፍተይ ክብረቲ ጋል እቶም ክብራት ግን ሐንቲ ተሪፋትኪ ንሳ ደማ ማይ ባዓልኪ ብደንቢ ክትሓፀቢዮ ነይረኪ ዝያዳይ
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w Жыл бұрын
ኣቤት ጋዶ አብ ስደት ዘለናለ ሃረር ንብሎ😢 ኣለና ስዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@lidyatadele5345
@lidyatadele5345 Жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይ 🥰🥰
@user-wh6di9kd7w
@user-wh6di9kd7w Жыл бұрын
ይገርም እዩ ጥስም እከ ፅብቅ እየ ዋይ ጉድ
@fevenmehari8574
@fevenmehari8574 Жыл бұрын
ብመጀመርያ ግዜ እንካዕ ዳሓና መፃእኩም ክብራት አሕዋተይ ታይ ደየ ክብለኩም ደለየ አሕዋተይ ብጣዓሚ ኢኩም ትሕዙኑ ማለት ለጣስሚስ ዑዑዑዑ ኢለኩም ትፅየፈወ ኣበየ ድኩም ዓብኩም ኣብ ገጠረ የኮንኩም ድኩም ዓብኩም ። ወለድናስ ላሕሚ ከም ገዛኣናያ ይብሉ ነበሩ ። ምእንቲ ጠስሚ ዓውሶ ክሰትዮ ክጠሰሙ ናይ ሐዚ እንኩም ወለደስ ብጣዓሚ ኢኩም ትፃሉኡ ። ጠስሚ ኩሉ ሰብ ኣይረክቡየ። እና ሓወይ ማዓረይ ጠስሚ ንነብስና ፅቡቅ እዩ ናዓይኒና ለ ፅቡቅ መተርከስ እዩ። ኩምኡ ኣይትበሉ። ከይርገምኩም ትጠስሚ አሕዋተይ። ነውሪ እዩ ዑዑ ኣይባሃሊ ኣነስ ማዓዝ ዓድይ ኣትየስ ናይ ወላድትየ ጠስሚ ዝረክቡ ኢለ እየ ዝህጦው ዝለኩ ።
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Жыл бұрын
ብሓቂ ክብረተይ ሕሜቅ ትዉልደሠ በፂሕና😭😭😭
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ትክል ክሕርፍ ይሕርፍ ታይ ኣምፆ ዑዑ ማለትከ ትሓብኡ
@kahnkhan4451
@kahnkhan4451 Жыл бұрын
😘😘😘😘😘😘
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w Жыл бұрын
ማቃዳያይ ፀሞ እያ ኳ ልኡሙ ሓፍተና ሞሲ ጋላ ትጣሲምያ ነይርኪ ሓራሲ ክትበፂሑዋ ብሓደ ኳይንኩም ክንሪእኩሞ ተሰፍ ነገብሪ
@user-ih3ks1iz4j
@user-ih3ks1iz4j Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩሙ ደቂ ዓደይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰😘😘🥰
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
amen የርዱ ❤❤
@fyorigaltigray8279
@fyorigaltigray8279 Жыл бұрын
ክክክክ ደሪቅካ ነይርካ ማካ ፈሪሐ ፀኒሐ ከይወቅዐኪ ግርም ገበርክዮ 😜💞💊❤
@IkramIkram-gr9il
@IkramIkram-gr9il Ай бұрын
ኣይትኮሪ ብሬ ኣክብራ እካሰ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w Жыл бұрын
ዳሓን እጆካ ቢራ ሓዳ ማዓልቲ ክትዊዓለላ ኢካ ግን ንኢሺተይ ተፂኖሓ ነይርካ ፅብቁ እያ ኳ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ፍቁራተይ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብኩም
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@YoDaha
@YoDaha Жыл бұрын
ብርየይ ኣትኮሪ ጭዋታን ድዩ ወድነዋ ኣጆካ
@salama9542
@salama9542 Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም
@solwedisolwedi1603
@solwedisolwedi1603 Жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኩም ግን ነውሪ እዩ ጠስሚ ኣይድብረን
@user-um6lv9nr4j
@user-um6lv9nr4j Жыл бұрын
ብሬየ ጠስም ፅቡቅ እዩ
@user-rc5zf7dx8x
@user-rc5zf7dx8x Жыл бұрын
ታዓድልኩም ደስ ክትብሉ❤🥰🥰
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Жыл бұрын
ሓባይብ ደቅኖዋ ብሬዋኒ ፁቡቅ እዩ ኮ ጠስሚ ኣነያ ተትረክን ሶ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቁራተይ💋💕💕💞💞💞💎
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 Жыл бұрын
ገና ሎሚ ኣሕጊስክኒ ንቶም ለይ ፈትው ከምኣያ ፅብቅቲ ኣነ ለ ክጥቀመላያ 😃😃
@user-js7yz2yl6r
@user-js7yz2yl6r Жыл бұрын
Kkkkkkk rekibkyo gobezi ajoka bere habibi
@sara2110
@sara2110 Жыл бұрын
እንኮዕ ገበርኪ 🤣🤣
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 Жыл бұрын
ቡኡነት ማራ ኣሕዚኑኒ ብርየዋይ ምስኪን
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 Жыл бұрын
ፅሩያተይ💞😍
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Жыл бұрын
ከምአያ ልምንታይ ገድፍካያ ትድቅስ 😄😄so ፅቡቃት
@user-vb9iu1fk2r
@user-vb9iu1fk2r Жыл бұрын
ቆንጆ ገረኪ🤣🤣🥰🥰🥰
@yorsalemali9527
@yorsalemali9527 Жыл бұрын
Bure aytkori kkkk tena alewo abey emo kedem telekinayo ente Nkewn xbuk neru tena mrekebe kulu seb
@user-xs9ln5cr1j
@user-xs9ln5cr1j Жыл бұрын
ሙቁራት አሕዋተይ😘
@mahdergerezihr3811
@mahdergerezihr3811 Жыл бұрын
ብሬየይ /ማኪተይ💋🌹
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r Жыл бұрын
መይተ ብሬየ አሕዙንን እና ጠስሚ ቆንጆ እዩ አትፅላአዮ ብሬ ሶፍቅሩኹም ይብዛሕ ምቅራተይ ደቅርመይ
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 Жыл бұрын
Makiye ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ብፍላይ ንማኪ♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
@guanatguanat7590
@guanatguanat7590 Жыл бұрын
ዓዘራ ብዝኮነ ኣይፈላሊኩም
@mrem1024
@mrem1024 Жыл бұрын
ሙቱራተይ ዕድ መን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ💟💟💟💋💋💋💟💟
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
amen
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 Жыл бұрын
ኣነስ ክፈትወኩም♥️♥️♥️
@salamasa3794
@salamasa3794 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኹም የብዘሐዮ ሙቁራት💘💘💘💘💘💘💖💖💖💗💗💗💞💞💞💝💝💝
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@tigistimesel2743
@tigistimesel2743 Жыл бұрын
Selamkum yebzhayo fetari
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j Жыл бұрын
ውይ ኣታዮ ቀስ በል ጠስሚ ለኽያትኒ ኢልካስ እዙኹላይ ገፍገፍ ክትብል በስመኣም
@user-ke6hq2fg8y
@user-ke6hq2fg8y Жыл бұрын
ዋይ ንኤኪ መሕረር ኣሕዙንኒ ግን ጠስሚ ኮሞ ራሕሲ እዩ ኣይ ፃላእን
@user-mg1zy9wt7r
@user-mg1zy9wt7r Жыл бұрын
ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
amen
@hiwetdesta9048
@hiwetdesta9048 Жыл бұрын
እውይ ካመይ እዩ ዝበለ ክክክክክ
@goodsrv
@goodsrv Жыл бұрын
ነርማል እዩ ጠስሚ ብርየ ሓወይ
@ffgf6142
@ffgf6142 Жыл бұрын
😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘 ደስ ባሃሎ
@user-wk8yl7fo9v
@user-wk8yl7fo9v Жыл бұрын
ሽኮራት💊
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r Жыл бұрын
ብሬየ ጠሰሚ ፅቡቕ እዩ ኣይትፅለዮ ነውሪ እና ፍቅርኩም የብዛሓዮ ደቂ ሪመይ🙏🥰🥰🥰
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
እዃዕሰይ እዄዕ ገበርኺ ግን ኣነለ ኣይፎትን
@brhanaime5006
@brhanaime5006 Жыл бұрын
ሙቁራተይ ናተይ 🥰🥰❤️
@mokonengebrekiros3232
@mokonengebrekiros3232 9 ай бұрын
ባዝልን ላትቃባእኻስ ጠስሚ እንኣኻ ቦሽባሽ ,ትርቡዕ,ቃዳዳ
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын
ጥስሚስ ራያ ዳኣም ኣይይይ ግዜየ ግን ሓቆም ድዩ ጥስሚ ዝስከፉ ሰባት ??? መዳሓንቲ ኮእዩ በትን ዓይንካ ከይቃፀል እንታይ እዩ ትኾን ዘለኻ ግን ብሬ
@user-rh6zq2ty4s
@user-rh6zq2ty4s Жыл бұрын
ራያዶ ልበይኑ ኣብ መላእ ትግራይ ኣሎ እዩ ኣይትፈላልይ ሓሻዊት🙄🙄😣😏
@user-us5sf1ik8d
@user-us5sf1ik8d Жыл бұрын
አሐጉስክኒ 😂
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 Жыл бұрын
ሙቁራተይ እንኻዕ መፃኩም ።
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i Жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ሸኮራት
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Жыл бұрын
ነዓ ባ ተመለስ በቃ ምስ ኮረካ ትከይድ ህጂ ህጂ ክስሕቅ እየ ገለ ናበልኩስ
@user-qb8uo8ub7l
@user-qb8uo8ub7l Жыл бұрын
እንዳ ብሬ ሽኮራት💕💕
@simongide3671
@simongide3671 Жыл бұрын
ሕራይ ገበርክዮ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ታማ ኮይንካ እትኩርለካ ብሬየ ልምንታይ ትኩርይ
@weynibahram2833
@weynibahram2833 Жыл бұрын
Wwwww mukuratey btaemi zfetwekium fkrkum ybzahayo
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@user-qg6se6cs1b
@user-qg6se6cs1b 22 күн бұрын
des behalti😅😅😅😅
@goodplaza795
@goodplaza795 Жыл бұрын
በሪየ ዓይነይ😁😁😁😁😁😁😁
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Жыл бұрын
ክቲ ሓስሚ ጠስሚ ትለከዮ ፎኦ ዋላ ኣነ ኣይፈቶን እየ🙈🙄
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
😁
@bfjtjfggh2583
@bfjtjfggh2583 Жыл бұрын
ሙቁራተይይ😂😂💞💞💞
@selamukbazgi1854
@selamukbazgi1854 Жыл бұрын
ጃና ኢኪ ግን
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w Жыл бұрын
እነሲ ኢዛን 25 ቅራሺኩሞ እሕዚነንኒ
@mareykiros3371
@mareykiros3371 Жыл бұрын
ሽኮራት ፈጣሪ ፍቅሩ ያብዘሐልኩም
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 Жыл бұрын
ፍቅርኩም የብዘሓዮ ሙቁራተይ🥰❤
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 Жыл бұрын
Amen
@tigrayadey5959
@tigrayadey5959 Жыл бұрын
ግን ካርና ኣይትሃልኪ ማኪ ብርየለ ጠስሚ ፅቡቅ እዩ ክብላእ የቡልን ግን ማኪ ከርና ህልከኛ ኮይንኪ::
@goodplaza795
@goodplaza795 Жыл бұрын
ሙቁራተይይ❤❤❤😍😍❤😍
@berihatesfay1964
@berihatesfay1964 Жыл бұрын
ወይ ጉድ ንሱስ ሕራይ ንስኽኸ ልምንታይ ፎእእ ትብሊ
@awethadish6643
@awethadish6643 Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላከይ ሓደ ከማይ ዘይፈቱ ረኪበ ክክክክክ
@cff2176
@cff2176 Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@slamslam8991
@slamslam8991 Жыл бұрын
@@cff2176 🤣🤣🤣🤣ኣነለ ሞይተ
@user-oi9rx1gq9l
@user-oi9rx1gq9l Жыл бұрын
ሙቁራት 🥰🥰🥰
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Жыл бұрын
ናይ ብሬክስ ዘይኾነ ናትኺ ታይ እዩ ፎእ ማለት አይፍቀድን
@user-bf7lt6fj5y
@user-bf7lt6fj5y Жыл бұрын
እንታይ እኹም እባ መብዛሕትኦም አወዳት ጠስሚ ዘይፈትዉ😁😍
@user-bm2dm5ys2h
@user-bm2dm5ys2h 10 ай бұрын
ሙቁራተይ ፍቅርኹም ይብዘሐልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤
@biremakvlogs9675
@biremakvlogs9675 10 ай бұрын
Amen
@siemamanuel-nl5ro
@siemamanuel-nl5ro 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@HHh-qq7rl
@HHh-qq7rl Жыл бұрын
Mikorteyyyyyyyyyy💊💊💊💊
@atranos2198
@atranos2198 6 ай бұрын
ልኻይኮ ነውሪ ኣይኮነን እንታይ ዪኣ ኣሲድ ክርምዝፈሰሰካ ሰንቢድካ።
@user-qb8uo8ub7l
@user-qb8uo8ub7l Жыл бұрын
ብሬ ተናዲዱ ❤❤😁
@user-iv1dl5zh5b
@user-iv1dl5zh5b 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@hbialemey4348
@hbialemey4348 Жыл бұрын
Mara eye zfetwekum neyre lemi gn mara aehrqkumni edi ntssmc zklay mtsyaf 😒
@user-pu5ny4yl3v
@user-pu5ny4yl3v Жыл бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️🦋🦋
@fyorigaltigray8279
@fyorigaltigray8279 Жыл бұрын
ፀጉርኪ ተሸፊንኪ ሕደሪ ከይቆርፀልኪ
@galeraya1795
@galeraya1795 Жыл бұрын
😍😍😍
@sesw9632
@sesw9632 Жыл бұрын
💖💖❤❤
@user-ds8gd6sz9c
@user-ds8gd6sz9c 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@selamukbazgi1854
@selamukbazgi1854 Жыл бұрын
ክንደይ ትሰድዲ ክሰቲ እንተ ዘይሰተ ከ ብሓይሊ ብን ሰተ ሓንኳል
@Sssss-fc6ps
@Sssss-fc6ps Жыл бұрын
ዋይ ፀዊዕካ ፀርፊ እንድሕር ዘይሰቲ እዉን ኮፍ ኢሉ የዉግዓ
@NicePhone-fg2cb
@NicePhone-fg2cb 2 ай бұрын
😂😂❤❤❤❤
@user-zu3nc7xy3r
@user-zu3nc7xy3r 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kahnkhan4451
@kahnkhan4451 Жыл бұрын
😘😘😘😘😘
@user-rj8sg6sx7k
@user-rj8sg6sx7k Жыл бұрын
❤❤❤❤😁😁
@user-dg7ej1js2m
@user-dg7ej1js2m Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@derbaaleen1954
@derbaaleen1954 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰💊💊
@user-rs8wt4wr9d
@user-rs8wt4wr9d Жыл бұрын
❤️❤😘😘😘😘
@rtgh9245
@rtgh9245 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 197 МЛН
БИМ БАМ БУМ💥
00:14
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 3,8 МЛН
የሳኡዲ ሴቶች ጉዳችንን ስሙ
19:25
ሰሚር ቲዩብ
Рет қаралды 439
НАЛЕТЕЛ НА БРАТА САНИ🧨
0:36
RFC Fighting Championship
Рет қаралды 174 М.