"ንበይንኻ ምንባር'ውን ሓዳር እዩ" ገዲም ስነጥበበኛ ኣልማዝ ዮሃንስ / PART 2 / Eritrean Interview 2023 With Almaz Yohannes

  Рет қаралды 145,045

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 828
@Eritreyaos
@Eritreyaos Жыл бұрын
እዞም ናኣሽቱ ወለዶ ኩላትና ደቅኺ ኢና ❤ 👑
@fokirmua1035
@fokirmua1035 Жыл бұрын
አሰይ ማዓር አፉ ጡዑም እናራአካ ንበር
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 Жыл бұрын
ሽኮር ናይ ብሐቂ❤
@Hello-hj6kg
@Hello-hj6kg Жыл бұрын
Amen 🙏
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Жыл бұрын
Amlak zekbrekan zmezezekan wlad yhabka bruk namely iyu buruk amlak brkkk yeblka
@petrostesfu8140
@petrostesfu8140 Жыл бұрын
👍🙏❤❤❤
@hannazecarias5297
@hannazecarias5297 Жыл бұрын
ኣልማዝ ናይባሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ከማኪ ዘይወለድና ጽቡቅ ኣተባቢዕክና ዕድመን ጥዕናን ኣኣብዘለናዮ🙏🙏🙏❤🇪🇷
@meronkifle6812
@meronkifle6812 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ሰብ ምኻናን እቲ ርእሰ ተኣማንነታን ብግልጺ ምዝራባን ብልጽቲ ሰብ ያ ሞ ንኩሉ ኣብነት ያ
@fetawidka5685
@fetawidka5685 Жыл бұрын
Ajokun yhwatey etom nay hij weledo deqikin ena etom dekina kea dekikin eyom so just happy!!!!❤️🫶🙏🏾🙏🏾
@sarazeray3586
@sarazeray3586 Жыл бұрын
Yeah she give us courage
@matanarel9857
@matanarel9857 Жыл бұрын
ዋውውው ብርእሰተኣማንነትኪ ብጣዕሚ ተመሲጠ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏 ዝዓበና የሕዋትኪ ዝነኣስና ክ ኣ ደቅኺ ኢና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@michaelyohannes4255
@michaelyohannes4255 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣልማዚኖ ኣምላክ ጥዕና ይሃብኪ፡ ኩሎም ኤርትራውያን ከኣ ደቂኺ ኢዮም። ኣጆኺ!!
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 Жыл бұрын
❤ኣልማዝ ስነ - ጥበባዊት ጥራይ ዘይኮነት ጅግና ውን ኢያ፡ ምኽንያቱ ሓንቲ ኣንጻር ኤርትራ ዝኾነት ሰብ እንተዘይተጋግየ ሰናይት ኢያ ይመስለኒ ሽማ ኣንጻር ገድልን ተጋደልትናን ቤት ትምህርቲ ሰውራን ዝጸሓፈታ መጽሓፍ ናይ ኣልማዝ ሽም ከይተረፈ እውን ጠቒሳ ውጹእ ጸለመን ኣነዋርን ጽሑፍ ጽሒፋ፡ እቲ መጽሓፍ እውን ካብ ትግርኛ ሓሊፉ ብቋንቋ ጀርመንን ካልኦትን ክሕተም ተጌሩ ኔሩ ኣልማዝ ዋዕሮ ግን ውጹእ ጸለመ ምዃኑ ተኻቲዓ ብሓቅነታ ስዒራ እቲ ዝተኻሕሰቶ ገንዘብ እውን ናብ ሃገራ ኢያ ኣውዒላቶ❤ ኣልማዝ ሕብንቲ ኤርትራዊት ዋዕሮ ኢያ❤ ኣራራት በጃኻ ንኣልማዝ ነዛ ሕቶ እዚኣ ኸኣ ሕተተልና፡ ወሲኸላ ወይ ኣጉዲለላ ከይህሉ❤ 🇪🇷♥️ ኣልማዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ♥️🇪🇷
@mehretnegusse8569
@mehretnegusse8569 Жыл бұрын
Every one is different, wedding, children is not for everyone. If she happy that is the main thing. ❤
@Surviver-e2o
@Surviver-e2o Жыл бұрын
Indeed!
@mheretogbazghi7491
@mheretogbazghi7491 Жыл бұрын
Yes she is
@sarazeray3586
@sarazeray3586 Жыл бұрын
Yeah true
@petrostesfu8140
@petrostesfu8140 Жыл бұрын
👍
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Жыл бұрын
ስዲ ሕቶታት፡ ትሕትና ኣልቦ ጋዜጤኛ። ብዛዕባ ስነጥበባዊ ሸነኽ ክንዲ ምጽቃጥ ኣብቲ ውልቃዊ ጉዳያት !! ፡ መቸም ኣልማዝ ጂግና ስለ ዝኾነት ብዙሕ ሚሂራትና እምበር ጋዜጠኛ ዘይብሱል።
@fishtesfay7084
@fishtesfay7084 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብልጽቲ ሓፍትና 🎉
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@whbet
@whbet Жыл бұрын
Her laugh is contagious and her charisma and humor is on another level and she’s so humble. Love u Almaz ❤
@SENAITGEBREKIDAN-p4n
@SENAITGEBREKIDAN-p4n Жыл бұрын
ኣልሚዝ ሃፍተይ ጽብቅቲ፡ ሕደ ነገር ተማህረ ካባኺ positive mind እለኪ ።ተባረኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 Жыл бұрын
ንግስቲ መድረኽ ኣልማዝ ተፈጥራዊ መልክዕ ብዘይ መክእብ ምቕራብኪ ኣድኒቐኪ ፡ ፈታዊት ሃገርኪ❤ጽቡቕ ዕላላት❤
@berketpeace2021
@berketpeace2021 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ክብሉኻስ ከምዚ እዩ ኣተሓትታ ጽብቅ ዘይኮልፍ ኸኣ ኣልማዝ ብልጽቲ ኣርቲስት ይበል ፍሽክታ ርእስ ምትእምማን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን 🎉❤💚
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
ኖ ዜሮ ምሃብክዎ ከምዚ ዓይነት ውልቃዊ ሕቶ ብከምዚ ሓለፍት ዝጎደሎ መንገዲ ምሕታት ዜሮ ብቅዓት እዩ😂😂😂
@yosberaki340
@yosberaki340 Жыл бұрын
ንርእሰ ምትእምማን ናይ ኣልማዝ ዘሎዋ ተመኩሮን ብስለት ኣብ ግምት ዘእተወ ትምህርቲ ኣብነታት ክተተሓላልፍ ኢያ ኢሉ እዩ ተረርቲ ሕቶታት ዝሓተታ። ዋዕሮ ድማ ኣይሰነፈትን በቲ ዘለዋ ውህሉል ተሞክሮ ብዘዔግብ ብብቅዓት መልስታት መሊሳንዓቢ ኣስተምህሮ ኣመሓላሊፋ ኢለ ይኣምን። ዓቢ ግንዖ ሞሳ ንኣልማዚኖ
@noamihabtmariam1502
@noamihabtmariam1502 Жыл бұрын
Every time Eritrean girls is strong i respect 🫡 Eritrean women’s forever ❤
@Eritreaforeritreans_4131.
@Eritreaforeritreans_4131. Жыл бұрын
ኣርቲስት ኣልማዝ የውሃንስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ መኽበሪት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@mussiedemoz
@mussiedemoz Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ድምጻዊት ኣልማዝ የውሃንስ❤
@mesfinghebremedhin8782
@mesfinghebremedhin8782 Жыл бұрын
ሰላም ጋዜጠኛ ኣብራሃም ሚኪኤል ኣብ እተቕርቦ መደባት ዘለኒ ኣድናቖት ንኽገልጸልካ ምስቲ ልቦና ዝዓብለሎ ምቑሉሉን ትሕትና ዝዓሰሎ ኣቅራርባኻ ባህታ ይስማዓኒ። ን ገዲም ድምጻዊት ኣልማዝ ዮውሃን ድማ ርሑስ ቅንያት ዮውሃንስን መስቀልን ይግበረልኪ ክብላ ደስ ይብለኒ። ዝኸበርካ ኣብራሃም ሚካኣል ዝካኣል ኣንተኹይኑ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ነታ ብኽእለት ኣወሳስኣኣ ሰማይ ዓሪጉ ዘሎ ምጭውቲ መንእሰይ ኣርቲስት / ተዋሳኢት ሸዊት ሰረቀ ከትቅርብልና ተስፋ ንገብር። ንኣብነት ብምኽንያት ብዓል መስቀል ጌርካ ጀባ በለና። ኣርቲስት ሸዊት ሰረቀ ድማ ፍቃድ ኣምላኽን ሰናይ ፍቃድኽን ክከውን ተስፋ ይገብር/ ይምነ ድማ ። ርሑስ ቅንያት ቁዱስ ዩውሃንስ መስቀልን ይግበረልና!!!
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 Жыл бұрын
ናይ ብሓዊ ❤
@hiritihaile4068
@hiritihaile4068 Жыл бұрын
ጽብቕትን ዕይንትን ኣይኮንክን ኣምልሚዛ ስጋብ ሕጂ ጽብቕቲ ኢኺ ኣይትዓየንክን ክብሪ ን ኣምላኽ ብጥዕና ዘንብረኪ
@kidanesemerab483
@kidanesemerab483 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኪብርቲ ሐብትና አልማዝ ናይ ብሐቅ ሐቅኺ አጆኺ አብ ጥቓኺ ድማ አለና ኪንመጻኪ እና❤❤❤❤❤❤❤❤
@mirafokbatsion904
@mirafokbatsion904 Жыл бұрын
ዋውውውው ኣሊማዘይ ኒዲሒሪት መሊስኪና እዝጋብህር ኣምላክ ይባሪኪ ትሕቲናኪ ኣዘራሪባኪ ደስ ዘብል
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Жыл бұрын
አልሙ ህዝቢ ኤርትራ አብ ጎንኺ እዩ እድመን ጥእናን ይሐብኪ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏👍
@samiraosman2142
@samiraosman2142 Жыл бұрын
ኣልማዝ ኣጆኺ ውሊድካ ኣይውሊድካ ኩሉ ሓድ ዩ እዛ ምሰ ሞትካ መዘከርታ ይኸነካ ውለድ ዝብልዎ ኣይኣምነላን የ ኣነ ምኸንያቱ መን ኣሎ ሳልሳይ ኣባሓጉኡ ዝዝከር ሰለዚ ዊዒልካ ሓዲርካ ከትርሳዕ ኢኻ😆
@alexalujichanel7241
@alexalujichanel7241 Жыл бұрын
ዋውውው ኣልሙዝይ ሺኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ። ኣብሪሂሞ ተኪዉ ንኣልማዝ ዘራከብካና ።አብሪሽ በጃካ ናይ ኣልማዝ ቴሌ ጽሃፈለይ
@mesfinghebremedhin8782
@mesfinghebremedhin8782 Жыл бұрын
ሰላም ጋዜጠኛ ኣብራሃም ሚኪኤል ኣብ እተቕርቦ መደባት ዘለኒ ኣድናቖት ንኽገልጸልካ ምስቲ ልቦና ዝዓብለሎ ምቑሉሉን ትሕትና ዝዓሰሎ ኣቅራርባኻ ባህታ ይስማዓኒ። ን ገዲም ድምጻዊት ኣልማዝ ዮውሃን ድማ ርሑስ ቅንያት ዮውሃንስን መስቀልን ይግበረልኪ ክብላ ደስ ይብለኒ። ዝኸበርካ ኣብራሃም ሚካኣል ዝካኣል ኣንተኹይኑ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ነታ ብኽእለት ኣወሳስኣኣ ሰማይ ዓሪጉ ዘሎ ምጭውቲ መንእሰይ ኣርቲስት / ተዋሳኢት ሸዊት ሰረቀ ( ኣብ ሽምዓ ለይቲ ከም "መለይ "ኣብ ሎውሃት ድማ " ሎውሃት" ኩይና ትዋሳእ ዘላ )ከትቅርብልና ተስፋ ንገብር። ንኣብነት ብምኽንያት ብዓል መስቀል ጌርካ ጀባ በለና። ኣርቲስት ሸዊት ሰረቀ ድማ ፍቃድ ኣምላኽን ሰናይ ፍቃድኽን ክከውን ተስፋ ይገብር/ ይምነ ድማ ። ርሑስ ቅንያት ቁዱስ ዩውሃንስ መስቀልን ይግበረልና!!!
@TesfalemAron
@TesfalemAron Жыл бұрын
ገዲም ስነጥበባዊት ብልጽቲን ሃፍትና ናይ ብሓቂ ብዘይ ቀልዓለም ኣገላልጻኪ ዝሓለፈ ረሲዕኪ ብዘለክዮ ተሓጒስኪ ንቅድሚት ምጥማትኪ ክሳብ ሂጂ ገና ከምስምኪ ኣልማዝ ኢኺ ዘለኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈታሪ።
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 Жыл бұрын
ኣልማዝ ቆንጆ ኣርቲስት ሃገርና በቲ ዘለካ ንክትዓግብ ምሂርክና ክብረት ይሃብኪ ጅግና ሓብትና❤❤❤❤❤❤
@kibrombeyene4259
@kibrombeyene4259 Жыл бұрын
ውላድ ብዘይ ምውላድኪ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ ግን ትዕድልቲ ፈጣሪ እዩ ግና ደርፍታትኪ ክንዲ ውላድኪ እዮም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ውላዲኪ ኢና
@senaitzeremaryim4225
@senaitzeremaryim4225 Жыл бұрын
Bhaki nay zweledka aykonen nebari Tarif aleki
@danielg.162
@danielg.162 Жыл бұрын
ኣልማዝ የቐንየልና ከም ጀብሃ ነበር ሕብንቲ ሃገራዊት ኤርትራን🇪🇷ኤርትራውነትን ዘቀደምቅን ብሓቂ ሕቡንየ ሰላምን ጥዕናን ኣሳልጦ ድማ ኣብስራሕኪ
@eriangelino7800
@eriangelino7800 Жыл бұрын
I like her optimism & confidence.
@bggebreyesus6179
@bggebreyesus6179 Жыл бұрын
ናይ ዕድመ ነገሪ ደይ እንቛቅሖ’ዩ🥚 ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ❤ ናብ ቡሩኩ መስቀሉ ብጥዕናን ፊቅሪ ብሰላም የብጽሐና ደቂ ሪመይ🇪🇷💙💞
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ Жыл бұрын
ኣልማዝ ብሓቂ ለባም ዓባይ ሰብ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ንመንእሰይ ኣብርሃም ድማ ብጣዕሚ የመስግነካ ነዛ ዓባይ ስነጥበበና ዘቕረብካልና❤❤
@GodsMercy123
@GodsMercy123 Жыл бұрын
Abrihimo you really crossed the line !!! You don’t have to dig her personal life luckily she is so matured and have an answer but definitely this is way beyond the line
@htht5893
@htht5893 Жыл бұрын
You are right He is so annoying
@lilberhane3233
@lilberhane3233 Жыл бұрын
He doesn't know better hawey you should know privacy doesn't mean ppl have to know her private life ewaaa hibushey dihitet n deyhitet niflet she's very kind and gentle bhaki .May God bless you amazing haftna.
@frMokat2067
@frMokat2067 Жыл бұрын
The thing about Abraham always is, he delivers his questions in an unattractive and immature way. Systematic aykonen so it appears annoying. I wish he could watch and learn from more professionals in the business.
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
Yes you are right Abrham is rude!!!
@Eritrea4G-c7n
@Eritrea4G-c7n Жыл бұрын
As my own view he didn’t do anything. She could have said no am not going to answer. As long as she is answering that means she is fine with it. So Abraham doesn’t do any thing rude.
@miraftesfasion8859
@miraftesfasion8859 Жыл бұрын
Almaznia its so great to see you after a long time. ዘድንቃ ናይ ተፈጥሮአ ጵባቀ ሒዛ ትደርፍ ኣብ ቅድሚ ካሜራ አንኮ ደራፊት ሃገርና ምክንያቱ ናይ ሎሚ ግዜ ደርፍትና ከትለልየን ዉን እይትከልን አኻ ካብ መጠኑ ዝሓለፍ ማከኣብ ሓዊ ዝነደዳ ይመስላ. ኣልማዝ ግን very national, very simpl not exaggerated she is the most beautiful with her natural beauty god bless you almaznia
@sabanesredin6375
@sabanesredin6375 Жыл бұрын
ብሓኪ ማርያም. ኣልማዝ ሹኮር.❤❤❤
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 Жыл бұрын
ኣልማዝ ብልጽቲ ካብተን ኣለዋና ኢልና ንምክሓላ ብቕራብካ ኣብሪህሞ ነመስግነካ። ብምቕጻ ኣብዝሓጸረ ን ብርኽቲ ታንኪ ከተቕርበርልና ይምሕጸነካ ኣብሪህሞ ዓቢ ሰብ ሓደራ😊
@russommehreteab3861
@russommehreteab3861 Жыл бұрын
ዘመድካ ዲያ ኮይና ( ታንኪ ) ክክክክክክክክክክክ
@alemgebremeskel5894
@alemgebremeskel5894 11 ай бұрын
ኣልማዝ ካብ ግዜ ቁልዕነትና ኣትሒዝና ሰሚዕና ዘይንመንዎ ምስጢር ዜማኺ ስለ ዘካፈልክና ነመስግነኪ።
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 Жыл бұрын
ኣልማዝ ከም ሽማ ቃላትኪ ተስፋን ምልኣት ንውሽጥኻ ዝመልእ ❤ ደርፍታትኪ ዘይሃስስ ከም መልክዕኪ ❤💕💕💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለኽዮ ጽብቕቲ ❤
@hagerkahsay6631
@hagerkahsay6631 Жыл бұрын
Exfi axefieta eti zeftweki zenberku melise fetiyeki aziki hayal belah seb iki zemenki yebarek Abe kulu negerki aweten asaleton ayfeleyki 🇪🇷❤️🇪🇷
@ንጥበብመንዩጥበቡ
@ንጥበብመንዩጥበቡ Жыл бұрын
ኣልማዝ ዮሃነስ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ እንኳዕ ገጽኪ ርኣና ።እዝክሮ ደርፊ ኣልማዝ እናሰማዕና ኢና ዓቢና ጥዑም ኔሩ ግዜ ንእስነት
@medhanesalva5105
@medhanesalva5105 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣልማዝ ከም ስምኪ ኣብርሃም ብዙሕኣወንታዊ ደስ ዘብል ኣለካ : ግን ከምቲ ዝረኸብካዮ ዘይብላዕ ኩሉ ሰብ ዝበልካ ከም ዘለዎ ኣይተቅርብ
@neneyentertainment8353
@neneyentertainment8353 Жыл бұрын
ብመጀመርታ ኣብርሃም ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኣለሙዛ ሓፍትና ድማ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ ኣብ ዝመጽእ ግን ሓደ ዕብይ ዝበለ መደብ ተትገብሩላ ደስ ምበለና ማለት ሲ ኣብ ሞንጎ ሞንጎ ናይ Live ደርፍታት እንዳገበርኩም ማለት እዩ ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ የቐንየልና።
@tesfutesfagabir201
@tesfutesfagabir201 Жыл бұрын
I'm proud of you ALMUZA, You are closs and smart, Absolute Legend. God bless you all the time.
@OkbatsionDesale-w2l
@OkbatsionDesale-w2l Жыл бұрын
ርሰ ታኣማንነት ይበል ዕድመን ጥዕናን።
@henokabrham8782
@henokabrham8782 Жыл бұрын
ኣልማዘይ ፈትየኪ ኩሉ ነገርኪ ዓባይ ሓፍትና ኢኺ'ሞ GBU............... MA LOVELY SIS❤❤❤❤❤❤
@tesfiteklu6239
@tesfiteklu6239 Жыл бұрын
Time going and time came and the icon one is always there never change "classical " never old
@sabaembaye5575
@sabaembaye5575 Жыл бұрын
ኣልሙዛ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
@merryyosef9348
@merryyosef9348 Жыл бұрын
Thanks for inviting her❤she is strongest ❤ she was coming every year to congratulate her family because he was prize winner in our school every one was amazed...all in all she is beyond perfect 👌
@nomisnede4532
@nomisnede4532 Жыл бұрын
I used to listen to her music since I was a teenager I love her, she is my favourite one honestly I always listen to her music and it was my dream to see her in person and finally I found out that she is one of my great work colleague and friend of mine aunt. She is the best aunt and she has very decent and talented nephews.
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Жыл бұрын
ሰላም ንኹላትኩም ዋዕሮ ጅግና ደምፂዊት ኣልማዝ ዮውሃን : ንፈትዋን ነፍቅራን ሓፍትና ..... ብዝኸነ ኣልማዝ ሓፍትና ውላድ ከም ዘለዋ ንሰምዕ ነርና ብዝኸነ : ሓድጊ ዝኸና ንወሎዶታት ትግርኛ ደርፍታት ሰራሓትልና ኣላ :: ከም ኣዴና ፀሃይቱ በራኺ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኺ ....!! ጋዜጠኛ ኣብረሃም የቀነልና 💙💙💙💙💙🇮🇱🇮🇱😍
@michaelmebrahtomm7936
@michaelmebrahtomm7936 Жыл бұрын
ጽብቕቲን ዕይንትን! ብዘይ ምውላድኪ ሕማቕ ተሰሚዑና፣ካብ ኮነ ግን ንመን ንሀቦ፡
@semra5955
@semra5955 Жыл бұрын
You are loved by all eritrean almuza thank you for being open and shared your story❤
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Жыл бұрын
ኣልማዝ ሓውተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉
@gobromm9662
@gobromm9662 Жыл бұрын
ኣልመዛይ ንበሪሊና ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 Жыл бұрын
Almaz shioker nice to see you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@silvanamama4246
@silvanamama4246 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ስነጥበባዊት ኣልሙዛ ❤❤❤
@selam696
@selam696 Жыл бұрын
Abrihmo thank you for having a legend Artist ❤❤❤❤
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤Absolutely Eritrean 💯 ❤️ wonderful explanation based on your experiences😂❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 👏
@YonasDesbele
@YonasDesbele Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርትን ዉቅብትን ኣዴና so l love you Queen
@AlemAsmorom
@AlemAsmorom Жыл бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelmichael5251
@michaelmichael5251 9 ай бұрын
እንታይ ዘኩርዕ አለካ ኤርትራ 400 ማሕዩር ዘለዋ ህዝባ አብ ስደት ዝነብረላን ናፅነት ከምፅኡ ዝተጋደሉ አብ ጉድጓድ ተንብር ሃገር እያ
@kirosghebrewold7080
@kirosghebrewold7080 Жыл бұрын
ደስ ትብል ፍጥረት ,ሽኮር
@bekiambesa9200
@bekiambesa9200 Жыл бұрын
ዋው ኣልማዝ ጽብቅት ብታኣሚ ጅግና ኣርትስቲ ኢኪ🎉🎉🎉🎉 ንበርልና።
@yordanostesfaldet2633
@yordanostesfaldet2633 Жыл бұрын
ኣልመዘይ ጽብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 Жыл бұрын
ኤሪ ቲቪ መደብ ቀስተደመና ምስቲ ጥዑም ድምጻ ተዳልዎ ዝነበረት ጽገሃና ኣልማዚኖ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ proud of you ጋል Eri🇪🇷 patriot Hero በለስ ሳንጀርጆ ኣዘኪርክና
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
አልማዝ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሰብ እዪ ኣዝዩ ኣገዳሲ artist ( ሃገርና ኤርትራ እዪ እዚ ጽቡቕ ታሪኽ ዘለዉ Artist ስነ-ጥበባዊ እያ እሞ ባህርያዊ እዩ ናይ ሂወት ተስፋ ጽባሕ አና ማዕደኻ እዩ እሞ አልማዝ ካብዚ እዩ ዚመስለ ሂወታ ተስፋ እዪ, ተስፋ ኣሎኪ ካብ ፈጣረ ሰማይ አልማዝ ❤.
@efremhaile3632
@efremhaile3632 Жыл бұрын
ኣጋ ወጋሕታ ድቕድቕዩ ጸልማት መሪርዩ ቃልሲ ጥቓምዕዋት ድፍረት ተዓጠቕ ዘክር ስዉኣት ትብል ደርፍኺ ኣብጀብሃ ከለና ዝደረፍክያ ትዝከረኪዶ ታይ ማለት መቓልስትኺ ረሲዕክና ብጃኺ ኣብሓቀኛ ታሪኽኪ ተመለሲ ሓደራኺ
@tabetumenghistu7802
@tabetumenghistu7802 Жыл бұрын
ኣልማዝ ሹኮር ለባም ዘይ ንኣሰት ካብ ቆልዓ ከላ ኣባይ ተጋዳሊት ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🥰
@tamrat7
@tamrat7 Жыл бұрын
ቅድሚ 3 ዓመት ይኸውን ኣብ ቤት መግቢ ናይ ኣልማዝ ተመሲሕና ። ብዘይ ምግናን ስጋብ ሕጂ ከም ናታ ዝጥዕም መግቢ ኣይበላዕኩን (ኣይረኸብኩን) ድሕርኡ ኣብ ዝተፋላለያ ቤት መግቢ በሊዔ እየ ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
@היברהקואטמרה
@היברהקואטמרה Жыл бұрын
ኣልመዘይ ጽብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤
@michaelid9914
@michaelid9914 Жыл бұрын
ሓው ኣብርሃም፡ መደባትካ ኩሉ ግዜ ዝከታተሎን ዝፈትዎን እንድዩ፡ ኣብዛ ናይ ሎሚ መደብካ ግን ኣብ ጉዳይ ሓዳር ኣልማዝ ግን እቲ ሕቶ ቁሩብ ካብ ንቡር ውጽእ ኢሉኒ። ምናልባት ኣልማዝ ንቕሕቲ ምስ ምዃና መረዳእትእን መልስን ክህልዋ ይኽእል እዩ። እዚ መደብካ ግን ኩሉ ሰብ ስለዝከታተሎ፡ እቲ ሰብ ዝብሎ ብኣኻ ኣብ ዝሰምዖዖ ኣሓዳር ዘይብለን ወይውን ዘይወለዳ እንተኾይነን ጽቡቕ ከምዘይስምዐን ርዱእዩሞ ኣብ ቀጻሊ ቁሩብ ምሕሳብ ከድልዩ ይመስለኒ።
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 Жыл бұрын
እቲ ሓሳብካ ርዱእ እዩ።ጋዘጠኛ ማለት ግን ኩሉ እቲ ኣብ public ዝባሃልን ዝውረን እዩ ዝሓትት ስለዚ ኩሉ ኣብራሃም ዝሓተታ 100% ቁኑዕ እዪ።ዳሓር ሳላ ተቢዑ ዝሓተታ እኮ ንኻሎኦት ዝጠቕም ሓሳብ ተዛሪባ።
@elfazmulugeta2079
@elfazmulugeta2079 Жыл бұрын
​@@mebrahtomgebremeskel5307exactly neten ab kwun neger nzemarra nzestemasla mkri ewn hiba ya so ktqyro nzeytkel nzeleka mfqar wn ktgber zelewo u so nktebaba u ti hasab
@ועח
@ועח Жыл бұрын
​@@mebrahtomgebremeskel5307🙏🙏🙏❤❤🇪🇷
@weyniissac2053
@weyniissac2053 Жыл бұрын
ብሰንኪ ህግደፍ ኢያ ትኸውን ምስኽነይቲ ኣደ😢😢😢
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 Жыл бұрын
@@weyniissac2053 yeah .
@samiramir6719
@samiramir6719 11 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@habtomhadish2662
@habtomhadish2662 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣልማዝ ለባም ሰብ
@Meanddabear
@Meanddabear Жыл бұрын
N almaz ane ymskrelkum xgra iyu kab bneshtota iya zfelta ❤❤❤
@almazabraham7802
@almazabraham7802 Жыл бұрын
I am so proud off you!!!! Almaz can't be anyone but Almaz💞💞💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 This societal pressure must stop🙏
@SF_KNG
@SF_KNG Жыл бұрын
Almaz you are a legend and your songs are ageless and Abraham wow amazing journalists ur question, ur timing, ur kindness...just wow keep it up great work.
@macruz7366
@macruz7366 Жыл бұрын
Her mind-set is heaven ❤❤❤ab kebabika kthlu des tbleka aynet seb koyna tsmeaka....feteya kmewt
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ክብርቲ ሐፍተይ ውሕሉል መልሲ ኢኺ መሊሰኪ
@emunabrhane2198
@emunabrhane2198 Жыл бұрын
We love you almuza ❤❤❤ seb kekem xhfto nay amlak eyu znber slezi beta zelatki hgusti konki mhlafki abi lbona eyu qexlyo long life for you❤
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Жыл бұрын
ኣልማዝ ጅግና ኢኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mussie5
@Mussie5 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣልሚ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤
@teklenara9386
@teklenara9386 Жыл бұрын
ኣልማዝ የውሀንስ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣነ ኣብ1978_1979 ኣብ ማይድማ ሰፍኣ ምስ ውነሽ ___ኣለይቲ ዝነበሩ ገብረዝጊ ኣብቲ ጽንኩር ግዜ ሐልፉ ብነፈርቲ ይኩን ብኩሉ ሽግር ሐልፍኪ ብጥዕናኪ ምህላውኪ ጽቡቅ እዩ እቲ ካልእ ከምታ ዝበልክያ እያ ነናትካ ትዕድልቲ እካ ተልዕል ጥራሕ ተሐጉስካ ንበር እሞ ደግመ ጥዕና ይሀብኪ ኣምላክ ይብል።
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 Жыл бұрын
I am so proud of you Almaz shioker 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍❤️✅✅✅✅
@HenokHk-oq1ft
@HenokHk-oq1ft Ай бұрын
ቃለ መሕትትካ ኣይፈተኹዎን ። ማለትስ ልምዲ ዘለካ ኣይትመስልን ። ኩሉ እቲ ሕቶካስ ንሚድያ ዝምጥን ኣይኮነን። ክብራ ኣይሓለኻላን ዝንጥል ኢኻ ኣቢልካያ።
@tseattekie4858
@tseattekie4858 Жыл бұрын
Wow...beutiful,mature,amazing....don't have words.Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 🙏 🤲
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 Жыл бұрын
ኣልሙዛ ጽብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ስደት እያ ዘላ ተመርዒኺ ዶ ቬሎ ጊርኪ ዶ ኣብ ስደት ንዝነብር ወዲ ይኹን ጋል ኣይባሃልን እዩ ወሊድና ኣለና ከይተመርዓና ውላድና ኣይኮኑን ናይታ ሃገር እዬም ! ኣልማዝ ኣይተቀየረትን መልካዓ ኣካዳዳንኣ ሕጉስቲ ኣላ ከምዛ ዘለኽያ ቀጽልያ ኣልሙዛ ጽብቅቲ ! ሕብረተሰብና ስለጸዘይነቀሐ ንኹሉ ብውላድ ይልክዖ ዘይምንቃሕ እዩ ንመሃር ሕብረተሰብ❤
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 Жыл бұрын
Please don't ask deep personal questions that is crossing line specialy for women,.people have their own reasons why they don't choose that life beside marriage is not for everyone it is harsh & unnecessary question to ask that kind of question she is artist ask her about her experience in art & what is her next move.she is successful and happy in her life .
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
Ja you are right
@dngleyadegoyta
@dngleyadegoyta Жыл бұрын
She is very honest person i like you❤ numa kea super journalist
@michaelyohannes8920
@michaelyohannes8920 Жыл бұрын
I have always admired and loved her and now you have added more I promise I will visit Frankfurt African Q Restaurant. Proud Eritrean
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 Жыл бұрын
Thank you Almazino shikor for your contribution for our beloved country, and for the art. Abrish brother I always admire you and your team. Keep it up 🇪🇷🐪💪❤️🙏👍🌹🌺🎸🇪🇷
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf Жыл бұрын
ኣልማዝ ሽኮር፡ Nicely ኣይተሰምዐን እምበር ትብል ደርፊ ብጣዕሚ ጥዕምቲ እያ፡
@yakobequbamicael-vq3ti
@yakobequbamicael-vq3ti Жыл бұрын
waw almaz you are so energitic and iconic
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 Жыл бұрын
Good to see her and she is very descent and kind.God bless you Almazino❤❤.Abrihimo most of ur questions were good but "ጽብቕትን ዕይንትን " was hurting her emotionally .I wish u did not bring that gossip here.
@ምንባርጥዑም-ኈ6ፀ
@ምንባርጥዑም-ኈ6ፀ Жыл бұрын
ኣብርሂሞ ዓቢ ሰብ ናይ ባሓቂ ዓባይ ስነጥበባዊ ኣምጽእካልና ኮሙኡ ገይርካ ዳኣ ሃሰስ በሎም ❤❤❤❤❤❤
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እታ ናይ ቀደም ገዲም ሓፍትና ኣልማዝ ስለዘቅረብካልና ❤❤❤ኣብርሂሞ በርትዕ ኣጆኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
Yes, I'm proud of you Almi beautiful as long as you are happy, that's the main important thing merrage and having kids maight mot make you happy so everthing is the gift of God so blessed lady love u ❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@MrEre4ever
@MrEre4ever Жыл бұрын
Everyone that is born, not necessarily has a chance to live long life, and everyone that is married no guarantee will have a child. I love you Almaz, I hope to meet with you soon .
@sarazeray3586
@sarazeray3586 Жыл бұрын
Yeah she made my day
@danielhabte6514
@danielhabte6514 Жыл бұрын
Thank you Abrihimo, And Almaz For Such Outstanding Talk waw 👌👌👌🙏🙏🙏
@mamamyhero6455
@mamamyhero6455 Жыл бұрын
Wawwwww Bisilti rezan hiditi smart kibirti kibret nay seb ziridia engera ezgi zibelet. God bless you 🙏 our legen diamond .
@sabatemanumesgina378
@sabatemanumesgina378 Жыл бұрын
Teaweti Almaz haftey, nai bhaki mibilti kemo gerkiske nezi hibretsebna meharyo nay bhaki amlak zfetwo zerba btimi ie zednikeki ❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 Жыл бұрын
Adnkiti almuza ❤ alekumdo bezom derftata fikiri zijemrka zijemrki❤ Ambesit ajoki fetri enaty yseano would kihbeki kemzi nay abina abrham vsaran Thanks Abraham hawey ❤
@gherghishtadeseshagu9608
@gherghishtadeseshagu9608 Жыл бұрын
Abrish thanks for having our legend.
@sarazeray3586
@sarazeray3586 Жыл бұрын
What a legend am proud of you u are so calm beautiful intelligent please keep your confidence ❤❤❤
@aelunawedey5088
@aelunawedey5088 Жыл бұрын
Well spoken konjt! Especially I loved the conclusion! Generally the interview was Awesome. Much Love and respect Almye.
@sam4237
@sam4237 Жыл бұрын
Proud of you Almazino, Abraham and your coworkers did an amazing job as well!! God bless you all!! Almazino we are all your sons and daughters, and you left a profound memories in our hearts and minds, we wish you success and good health, God bless you!!
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 7 МЛН
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 4,1 МЛН
Almaz Yohannes Nafike'ye ኣልማዝ ዮውሃንስ (ናፊቐ'የ)
7:44
Luna Entertainment
Рет қаралды 376 М.
New Eritrean music wata Dawit ዳዊት
23:51
Sefu wedi nashih(ሴፉ ወዲ ናሽሕ)
Рет қаралды 4,3 М.
Aynin Hamedin  ዓይኒን ሓመድን   Full Eritrean Movie
1:25:21
Denden Entertainment
Рет қаралды 541 М.
"ውድባዊ መንፈስ ንትግራዋይነት ቀቲልዎ እዩ!"
56:51
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 7 МЛН