እንዳ ዝማም - ክፋል 241 - Enda Zmam (Part 241), March 31, 2024 - ERi-TV Comedy Series

  Рет қаралды 74,464

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

(Audio/video synch issue fixed) እንዳ ዝማም - ክፋል 241 - Enda Zmam (Part 241), March 31, 2024 - ERi-TV Comedy Series - #Eritrea, #ERi-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To
Follow us on facebook: / dendenmedia
To watch previous episodes click here • Enda Zmam (እንዳ ዝማም)
subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
To access ERi-TV Official KZbin Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official KZbin Chanel visit: / @dimtsihafash-official...

Пікірлер: 55
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 6 ай бұрын
Selame Merehba Eritrea 🇪🇷 kulumo Kulusalasabia ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@TeklitNatnail
@TeklitNatnail 6 ай бұрын
Welcome enda zimamm❤
@wedigermen2776
@wedigermen2776 6 ай бұрын
እንዳ ዝማም ኑቦሩልና I love you❤
@IsraelAbraham-ib4uc
@IsraelAbraham-ib4uc 6 ай бұрын
Very informative video ❤❤❤❤❤❤❤
@tesfahanstsegay621
@tesfahanstsegay621 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ጽቡቃት አንዳ ዝማም እፍካ ዘይተክድኑ
@lemlm644
@lemlm644 6 ай бұрын
ከምዚኣ ፊሊሚ እዚኣ ሲ ትስሕበኒ ሪኤ ኣይፈልጥን እያ ብጣዕሚ እያ መሳጢትን ማሃሪትን ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😍😍🙏
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 6 ай бұрын
Raheley shikor shikorina ❤❤
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday 6 ай бұрын
God job
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 6 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 5 ай бұрын
Welcome deq eri
@kidanedebrezion5431
@kidanedebrezion5431 6 ай бұрын
❤❤❤ እንዳ ዝማም ኩሉ እትገብርዋ ሰሓብን መሃርንዩ ብዛዕባ ሓንጣል ግን ናይ ዓይኑ ነገር ከም መምሃሪ መንገዲ ተጠቂምኩም መብጣሕቲ ጌሩ ኣዔርይዋ ተትብሉ ካብቲ ፈገር መስፍን ጓጥያን ዘለፋን ምደሓነሞ እቶም ዝጉጦዩ ሰባት ከኣ ዝኾነ ምፈተኑ❤❤❤
@nohsemon9161
@nohsemon9161 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ZewdiBelay-kl3du
@ZewdiBelay-kl3du 6 ай бұрын
..❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@lemlm644
@lemlm644 6 ай бұрын
መርሓባ ደቂ ሪመይ እንኳዕ ድሓን መጻእኩም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@AmanelHayle
@AmanelHayle 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KifleHabtay
@KifleHabtay 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ከመይ ከ አንዳ ዝማም መሸም በደብኩም ጹቡቅ ሙኻኑ ኩሉ ሰብ ኢዩ ዚምስኪር ናይ ቢሓኪ አና ነመስግን ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላቲኒ ኣብዚኣ ናይ ሎሚ ፍሊም ተባዓታይ ኣዲጊ ምስ ኣንሰይቲ ፈረስ በቅሊ ትወልድ ተባዓታይ ፈረስ ምስ ኣንሰይቲ ኣድጊ ምስ ተዋሰበት ፈሪሞ ይወልዱ ኢልኩምና ስለዚ ፈርሞ አንታይ ማለት ኢዩ። የመስግነኩም የቀነልና ፍጹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 6 ай бұрын
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m 6 ай бұрын
End zemam habyb❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@eriangelino7800
@eriangelino7800 6 ай бұрын
Hantal is my favorite!
@WediBlae-py4qf
@WediBlae-py4qf 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
@AmanuelBelay-u7w
@AmanuelBelay-u7w 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍👍👍👍
@AmanAmanuielMulue
@AmanAmanuielMulue 6 ай бұрын
Welcome ❤❤❤❤
@Tsagay7Tekea
@Tsagay7Tekea 6 ай бұрын
🥶🥶🥶🙏🙏
@SelamFishehation
@SelamFishehation 6 ай бұрын
❤❤❤🎉❤
@FurtunaRazane
@FurtunaRazane 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 6 ай бұрын
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@AdinaaVictor
@AdinaaVictor 6 ай бұрын
ዓሕ🙈ቅድሚ ሎሚ፡ ንመምህር ጠዓመ ተመሳሳሊ መአረምታ ከም ዝጸሓፍኩ እዝክር፣ ሕጂ ኸኣ ደራሲ ሳሙኤል ኣልመደ ጌጋ ሕክምናዊ ሓበሬታ ብምትሕልላፍ ተመሳሳሊ ጌጋ ደጊምካ። መጽናዕቲ ምስ ገበርኩም፡ ንሰብ ሞያ ሕልፍ በለለይ ግዳ ምባል እንታይ ክሳራ ኣለዎ? እቲ ቫይረስ ዘለዎ ሰብሲ፡ ንምንታይ እዩ ክኽተብ (እዚ ዝኾነ ሰብ ክግምግሞ ዝኽእል እዩ)። ሕዱር-ሕማም ጸላም ከብዲ (Chronic Liver Disease)ን እቲ ቫይረስን ሕውስውስ ኣቢልካዮ እኮ። እቲ ቫይረስ፡ ጠንቒ ናይቲ ሕማም ጸላምከብዲ ደኣ እምበር፣ ከምቲ ዝተባህለ ብኣልኮላዊ መስተ ዶ ብብዝሒ መድሃኒት ዝመጽእ ኣይኮነን (ኩሉ መተሓላለፊ ነገሩ ከም ኤች ኣይ ቪ ሕሰቦ)። እቲ መስተ ዶ ገለመለ፡ ካልእ ጠንቕታት ናይ ሕማም ጸላምከብዲ እዩ። ወይቦ ድማ ኻልእ ክእረም ዘለዎ ግጕይ ኣበሃህላ እዩ። ወይቦ፡ ምብጫው ኣዒንቲ ማለት ጥራይ እዩ፣ ከም ምልክት ናይ ብዙሕ ሕማማት ኮይኑ፡ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ከኣ ሕማም ጸላምከብዲ እዩ። ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ Tenofovir ዝበሃል ከኒና ንተሓከምቲ ይወሃብ ከም ዝነበረ እፈልጥ፣ እንተ እቲ ክታበት ግና ንህጻናት ደኣ'ምበር ንዓበይቲ ይወሃብ ዘሎ ኣይመስለኒን። ስለዚ፡ ዝኾነ ስነጥበባዊ ስራሕ፡ ትሕተ-ውኖኣዊ ጎስጓሳዊ ዕማም እውን ከምዘለዎ ተረዲእኩም ጌጋታት ኣይትደጋግሙ በጃኹም።
@TekleSim
@TekleSim 6 ай бұрын
ሓፈሻዊ ዝሃብካዮ ር አቶኻ ጽቡቕ ኣለኻ ፡ቕሩብ ግን ክውስኸልካ። 1፥ Hepatiris B ቫይረስ ብፍኑው ጸታዊ ርክብን ብ ዝተበከለ ደምን ክመሓላለፍ ዝኽእል ሓደ ካብ ጠንቒ hepatits(ነድሪ ጸላም ከብዲ) አዩ። 2፥ ኣብ ዝኮነ ክሊ ዕድመ ዘለዉ አቲ ቫይልረስ ዘይተለኽፉ ሰባት ከኣ ክታበት ክወስዱ ይኽአሉ አዮም፡ ን ኣብነት ነርሳት፡ሓካይም ምስ ደም ዝተተሓሓዘ ስራሕ ስለ ዘለዎም ክታበት ይወስዱ አዮም። ካልኦት ውን ከም ኣረጋውያንን ፡ብ HIV ቫይረስ ዝተለኽፉ ፡ እዚ ቫይረስ Hepatitis B ዘይብሎምን፡ከምኡ መጻምድቶም ዝተለኸፈ ክታበት ይወስዱ እዮም።
@AdinaaVictor
@AdinaaVictor 6 ай бұрын
@@TekleSim ዘካፈልካክ/ና ሕክምናዊ ሓበሬታ ትኽክል እዩ፣ አመስግነካ/ኪ ድማ። ብዛዕባ ክታበት ግና፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብመልክዕ Pentavalent (ማለት፣ ምስ ካልኦት 4 ክታበታት ተሓዊሱ) ንህጻናት ጥራይ እዩ ዝወሃብ ዘሎ እሞ እቲ ኣብዚ ተዋስኦ ዝተሓበረ (ኣቶ ሓንጣል ክታበት ክንህበካ) ዝተባህለ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ (ወይ ብግልጺ ትሕስዉና ኣለኹም) ክብል ስለ ዝደለኹ እየ። እቶም ኣብ ቁጽሪ 2፡ ክታበት ክወስዱ ይኽእሉ እዮም ዝበልካዮም ኣካላት ሕብረተሰብ፡ ትሕዝቶ ኣብ ግምት ብምእታው ቀዳምነት ይግበኦም እዩ እንተኾነ፣ ካልእ ሰብ እውን ንህይወት ዘስግእ ኣለርጂ ገለ እንተዘይብሉ ክወስዱ ከም ዝኽእሉ ርዱእ እዩ። ከመሓላልፎ ዝደለኹ ግና፡ “እዞም ዝዘርዘርካዮም ኣካላት ሕብረተሰብና (ህጻናት ከይሓወስካ ማለተይ እዩ)፡ ክሳብ 2021 እዚ ዝተጠቕሰ ክታበት ይወስዱ ኣይነበሩን፡” ጀሚሩ እንተኾይኑ ግና ዲንቒ እዩ እሞ ኲኖ ይመልኣልና እንታይ ክብል። ሰራሕቲ እዚ ዕዮ ድማ ንሓሳብካ ጽን ክብልዎ ተስፋ እገብር፡ ደጊመ ኸኣ የንብረልና።
@zaidghebreyesus5201
@zaidghebreyesus5201 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏
@SelamM-x9w
@SelamM-x9w 6 ай бұрын
Kkkkkkkkk 👏👏👏💕❤️
@Tsagay7Tekea
@Tsagay7Tekea 6 ай бұрын
🥶🥶🥶🙏❤️😁🙏🙏
@lemlm644
@lemlm644 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😍😍😍
@tsigeabreha3374
@tsigeabreha3374 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@keshiFitihawi
@keshiFitihawi 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tesfayhabtemariam1831
@tesfayhabtemariam1831 6 ай бұрын
❤😂❤😂
@nugusearey3923
@nugusearey3923 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Haymanoteabew92
@Haymanoteabew92 6 ай бұрын
ሰላም ከመይ ቀኒኹም የሕዋት ክሳብ ኩሎም ዝኣትው ኢና ወለሓንቲ ዘይበልናኩም ክሳብ ኩሎም ዝኣትው ግና ኩላትና ኣስማትና እንተ ተላለና ሰናይ ዩ ሞ ኣነ ዲያቆን ኣናንያ ይበሃል እንቋዕ ናብዚ መንፈሳዊ ዕብየት መደብ ብሰላም ኣራኸበና ሓሳብናን መደብናን እግዚኣብሔር የስምረልና
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 6 ай бұрын
ደንጒኹም ሎሚስ ደይኣመልኩም
@mihretkfle8059
@mihretkfle8059 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomdc9757
@nahomdc9757 6 ай бұрын
ምረቃ ደስ ኢልኒ ኣሎ ዝመረቀኒ ሳብስክራይብ ክገብረሉ እየ
@naodentertainment3173
@naodentertainment3173 6 ай бұрын
Welcome enda zmam❤ ያ ጃምዓ ሓቢርና እስከ ንዕበ ንተሓጋገዝ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ጠውቑ የቐንየለይ🙏🙏🙏
@mitswamassawina
@mitswamassawina 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yewedia5680
@yewedia5680 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YohanaBeyene
@YohanaBeyene 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@nyathabtab8748
@nyathabtab8748 6 ай бұрын
Rz and a good one team the day and I hope that 🙏 will help you
@Tsagay7Tekea
@Tsagay7Tekea 6 ай бұрын
🥶🥶🥶🙏🙏
@michaeleberhan1768
@michaeleberhan1768 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@aduadu7632
@aduadu7632 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@nahomberhane4811
@nahomberhane4811 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@selamawittesfazgi9632
@selamawittesfazgi9632 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@mihretkfle8059
@mihretkfle8059 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Ablelsekel
@Ablelsekel 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 7 МЛН
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 62 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 30  ( BY BRUNO )
41:54
Awra Tube
Рет қаралды 157 М.
Beyond the Debate | Dr. Zakir Naik | 142
3:14:33
بودكاست بدون ورق
Рет қаралды 1,2 МЛН
سورة البقرة كاملة رقية للبيت, علاج للسحر - القارئ علاء عقل Sourate Al-Baqara
3:52:00
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47