#እንዳቦይ

  Рет қаралды 6,548

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 962
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ 2 сағат бұрын
😂😂😂መጀመሪያ እየ ኣነ ከይትረጉፁኑ ❤❤❤❤ዕልልልልልል ተመስገን ፈጣር ኩሉ ዓለም🎉🎉❤
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 2 сағат бұрын
እዚ ውፅኢት ኣብትሕቲ እግዚኣብሄር ናትካ እዩ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በእውነት ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት ስኢነ❤🎉
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ Сағат бұрын
ብሓቂ❤
@kindhaftigirmay2569
@kindhaftigirmay2569 Сағат бұрын
ተመሰገን ፈጣረ
@ZeradawitweldeslaseaGbreab
@ZeradawitweldeslaseaGbreab 2 сағат бұрын
ክብርቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ እምነት ተኸታሊ ምዃነይ እግዚኣብሄር ይመስገን እስመ ኣልቦ ነገር እይሰኣኖ ለእግዚኣብሄር። ጨሪሱ ይማሓርኩም ብርሃን መዓልቲ እያ።
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ Сағат бұрын
እግዚኣብሔር❤ይመስገን❤ቅድስቲ❤ኦርቶዶክስ❤ተዋህዶ❤ሃይማኖት❤ንዘልኣለም❤ትንበር❤
@ድግልማርያምኣደይ
@ድግልማርያምኣደይ 2 сағат бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ኣብሂወት ዝተሓጎስኩሉ ማዓልቲ ብታሕጋስ ነብዐ እግዚአብሔር ይመስን እግዚአብሔር ይመስገን እግዚብሔር ይመስገን ❤❤❤ኣቦ እንድርያስ ክብር ይብፅሓካ
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc 2 сағат бұрын
ፀጋይ ፀጋ ብርሃን እግዚአብሔር ይዓድልካ ዝተባረክካ ዝተዓደልካ ቡሩክ ሰብ ኢካ ተመስገን ንኣካ ዝፈጠረሎም እዞም ኣሕዋትና ብታሕጓስ ነቢዕና😥 ተሓጊስና❤❤✝️✝️✝️
@joniermi
@joniermi 56 минут бұрын
እልልልልልል ትአመስገን መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ኣሰይ ጸሎተይ ሰመረ ኣሰይይይ ጸሎተይ ሰመረ ምሉእ ጥዕና እዞም የሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏
@haftomkidane
@haftomkidane 2 сағат бұрын
ኣሰይ ፈጣሪ ዝኣመነ ታይ ሰኣነ ድንግል ማርያም ዝኣመነ ታይ ሰኣነ ተመስገን 🙏
@sas7080
@sas7080 2 сағат бұрын
ኣታ ተስገን እልልልልልልል አብ ፈጣሪኡ ዝተመርኮስ እንታይ ሰኣነ ተመስገን ተመስገን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 2 сағат бұрын
መምህር ፀጋይ ሓዉና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትካ ብዉላድካ ታሓጎስ ❤❤❤❤
@ሁሉምለበጎነዉ-ሰ1ቐ
@ሁሉምለበጎነዉ-ሰ1ቐ 27 минут бұрын
እሰይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልል ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Welete.Maryam.21
@Welete.Maryam.21 2 сағат бұрын
ኣቡነ እንድርያስ ኣቦና ከዚ እውን ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም ፡፣ ክቡራት ስድራ ብስሞም ዕለት ሓደ ጉንበት ምስ እመ ብርሃን ኣዴና ልደቶም ዝውዕል ፀበሎም ግበሩ በረከቶም ይሕደርኩም/ና ኣሜን፫❤❤❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 2 сағат бұрын
ናይ ኣምላክ ምሕረትስ ክጥዕም ብሓቂ ሙሉእ ይኩነልኩም
@destakonjo2505
@destakonjo2505 2 сағат бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ እግዚአብሔር እንታይ ይሳኣኖ ብታሓጓስ ነቢዐ መ/ር ፀጋይ ብርሃን ይኹን ናብራኻ ቃላት የብለይን ግን ኸዝዉን ማይ ፆሎት ከየቋርፁ ብዝተኻኣሎም ፈጣሪ ሚሒርዎም እዩ ዛሳዓት ዚኣ ንምርኣይ እንኳዓ ኣብቀዖም ወላዲናለ❤❤❤
@Sss-zs7he
@Sss-zs7he 19 минут бұрын
ብሓቂ ተመስገን አብ እግዚአብሔር ንውከል ተኮይንና ዘይሐፍር ኣምላክ እዩ ዘለና ኦርቶዶክስ ምካን ትዕድልቲ እዩ ሞ ተመስገን ምሉኡ ምሕረት ይግብረልኩም ደክተር እውን ናብ ሙሉእ ጥዕኑኡ ተመሊሱ ስርሑ ክጅምር ሙሉእ ተስፍ አለኒ ለከ ብታሕጋስ እውን ትነብዕ ኢካ መ/ር ፀጋይ እውን ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
@yashikonju8805
@yashikonju8805 Сағат бұрын
እረ በስማም አታ ዕልልልልልልል አታ ዕልልልልል አታ ዕልልልልልል ኦርቶዶክስ እምነተይ ናተይ ወርቅ ሓቀኛ እምነት ተመስገን አብ ትሕት ፈጣር ሰላ አኹም እዩ እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ያሃብኩም አሕዋትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@jvh580
@jvh580 2 сағат бұрын
ዕ,ልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ኣቦ ምሕረት ንኩሉ ኣብ መላእ ዓለም ዞሎ ምሕረቱ ላኣከሉ❤❤❤
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 2 сағат бұрын
ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ❤🎉
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 2 сағат бұрын
እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ሓጎሰና መምህር ጸጋይን ስድራቤትን ብጣዕሚ ተሓጊስና
@ፈቃርዩልበይንጽልኢቦታየብ
@ፈቃርዩልበይንጽልኢቦታየብ 2 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ድንቂ እዩ፣ ንዓኹም ድማ መምህር ጸጋይ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 2 сағат бұрын
ተመስገን እስሞ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር ❤❤❤ሙሉኡ ምሕረት ይገበረልኩም ፈጣሪ
@liyateam9120
@liyateam9120 2 сағат бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ዝኣመነ ኣይሓፍርን ብሓቂ ካብ መጀመርያ እዞም ኣቦና ትሕትናኦም እምነቶም ምስ ረኣኹ እዛ መዓልቲ ከምትመጽእ ይኣምን ነይረ እግዚአብሔር ንዝፈትዎ ይፍትንሞ ይምሕር ከዓ ሀዚ እውን መሊኡ ምሕረት የውርደልኩም ኣብ እምነትኩም የጽንዕኩም ዞምሕዋተይ
@KiratAbdulqader
@KiratAbdulqader Сағат бұрын
ዉይ ዉይ የተመሰገነ ፈጣሪ አቦይ ነዚይ ለርአካና ፈጣሪእበም ተመስገን ማርያምን ሓጎሰይ. ወሰን የብሉይ ከመይ ይህልዉ ላበልኩ ኩሉጊዜ ይሓስብ ኔረ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Vcinlv23
@Vcinlv23 2 сағат бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ተመስገን ኣምላኽ ኽብር ምስጋና ይግባዓካ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏እንቋዕ ንዚ ኣብቃዓኹም 😍😍😍😍
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 39 минут бұрын
አሰይይ ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ደስ በለካ መምህር ፀጋይ ክብርን ምስጋናን ልእግዚአብሔር አምላክ ይኩን ታይ ይሳኣኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanamasho3158
@hanamasho3158 2 сағат бұрын
Edmen tenann yebzahlka Gedam Media🙏🏾🙏🏾💐🙏🏾
@T8Gz-rq9st
@T8Gz-rq9st 4 минут бұрын
ኣቤቱ ጎይታ ሰራዊት ልኡል እግዚኣብሔር ሆይ ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ዘለኣለም ንዓካ ይኩን እመ ኣምላከይ ቅዱስተ ቅድሳን ንፅህተ ንፅሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ክብርን ምስጋናን ንዓኪ ይኩን ቅዱሳን መላእክቲ ሓወርያት ሰማእታት ፃርቃናት ነብያት በበይ ክብርኩም ክብርን ምስጋናን ንዓኩም ይኩን 🙏💜😢
@ጋልወጀራት20ዓድ
@ጋልወጀራት20ዓድ 2 сағат бұрын
ዕልልልልልል🎉🎉❤❤❤እግዜአብሕር ይመስገን❤❤❤❤🎉🎉🎉
@googelnet7486
@googelnet7486 42 минут бұрын
እልልልልልልልልልል ኣምስገን መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ኣሰይ ጸሎተይ ሰመረ ኣሰይይይይ ጸሎተይ ሰመረ ምሉእ ጥዕነ አዘም የአሕዋተይማዓረይ❤❤❤❤❤
@Fortnitetips879
@Fortnitetips879 2 сағат бұрын
ተመሰገን አምላከይ ፀጋ ሐፈተይ መ/ር ፀጋይ ፈረ ፃማኩም እንካእ ረአይልኩም ፈጣረመ
@SultanSultan-rm1vz
@SultanSultan-rm1vz 9 минут бұрын
እሰይ ፈጣራ ታይ ይሰአኖ ድንግል ማርያም ተመስገን አምላክ እልልል
@salamb9556
@salamb9556 2 сағат бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን🌹🌺❤️🙏🏽❤️
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 58 минут бұрын
መምህረይ እዛ ናይ አእምሮ መድሓኒት ዝብላ ዘሎስ እስከ ፀሓፈለይ አብዚ ዓዲ ከሀልዩስ ክጥይቅ🎉
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 2 сағат бұрын
እስመ አልቦ ነገር ዘአይስአኖ ለእግዚአብሔር
@edenzer8597
@edenzer8597 2 сағат бұрын
ኣብዚ ሓገዝ ዝተሳተፍኩም ግን ዕድሌናታትት ኢኹም ኣምላኽ ዓስብኹም ይሃብኩም
@KebatTekle
@KebatTekle 2 сағат бұрын
ለእግዚአብሔር የሚሳነው ነገር የለም ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
@HdSd-dd2yn
@HdSd-dd2yn 13 минут бұрын
እሰይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚኣብሄር ተመስገንንንንን ሓጎሰይ ወሰን ስኢነሉ ንኣምላኽ ነኸመስግኖ ቃላት ሓፂሩኒ ተመስገንንንን💙💙💙💙 መ/ር ፀጋይ ግርማ ተዓደል ብር ናበልካ ተሓጎስ ሂወትካ ኩሉ ብዓይኒ እግዚኣብሄር ዝተርኣየ ይኹን ❤❤❤❤❤
@KidanBruk
@KidanBruk 2 сағат бұрын
ተመስገን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 50 минут бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ መምህር ፀጋይ ምስጋና ይግበኣካ ኣምላኽ ይመስገን🙏❤
@NatnaelDesta868
@NatnaelDesta868 2 сағат бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ከምቲ ዝበልክምዎ መምህረይ ነዚ ዝገልፅ አንደቤት የብልናን እሞ እግዚአብሔር አምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም❤
@AsgeAdhg
@AsgeAdhg 2 сағат бұрын
ተመስገን🙏
@ኣቢየድንግልማርያምልጅ
@ኣቢየድንግልማርያምልጅ 2 сағат бұрын
እልልልልልልልል ተመስገን አምላክ ኣቡነ እንድርያስ❤🎉🎉🎉
@biriktiatsebha4561
@biriktiatsebha4561 2 сағат бұрын
❤️❤️❤️Thank you Thank you, God እልልልልልል❤🙏
@aaaabbbb3894
@aaaabbbb3894 2 сағат бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል እንቋዕ ምሕረት ኣውረደሎም ፈጣሪ ግብርኹም ብፈጣሪ ርከብዎ ኣቱም ገበርቲ ሰናይ ንኩልኹም🙏❤❤❤❤
@MerryGbretsadik
@MerryGbretsadik Сағат бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመሰገን🙏🙏🙏
@shewitguish979
@shewitguish979 2 сағат бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ተመስገን እግዚአብሔር ታይ ይሳኣኖ መምህር ፅጋይ ሓውና ዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@aadd8069
@aadd8069 41 минут бұрын
መምህር ፀጋይ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ ደኪምኒ ከይበልካ ትገብሮዘለካ ብደቅካ ተሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤ ጉልበትካ ይባረክ
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr 2 сағат бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ተመሰገን 👏👏👏👏🙏🙏🙏💙💙🕊🕊💝😥👏👏👏
@Mama-nu7it
@Mama-nu7it Сағат бұрын
Egzahare mulue mhrate yegbralkum wladi habti enkhgoskum Memher Tsagaye Thank you Kulu abrkto zwafkum Egzabhare Edkum yebareke
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 сағат бұрын
እሰይ ተመስገን ፈጣሪ ኹሉ ዓለም መምህረይ እኳዕ ፃማ ድኻምካ ረኸብካ ቅዱስ አቦና አውነ እንድርያስ በረከቶም ፀሎቶም አይፈለየና ዕልልልልልልልልልል ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏
@aadd8069
@aadd8069 44 минут бұрын
ዕልልልልልልልል ኣታ ኣምላክ ኩሉ ይካኣሎ ብታሕጓስ ነቢዐ ተመስገን ከመይ ኢሎም ይኮኑ ይብል ነይረ❤❤❤❤
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 2 сағат бұрын
እእእእእእእልልልልል ስለ ማይ ነገር ስጣታው እግዚአብሔር ይመስገን
@RihaniT-mx6ey
@RihaniT-mx6ey 54 минут бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን
@ghgvh9785
@ghgvh9785 2 сағат бұрын
እሰይ እሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክ እንታይ ይሳኣኖ አምላክ ኣቦይ🥰🥰🥰🥰
@Samira-o5z
@Samira-o5z 23 минут бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰን ተመሰን ተመሰን ጌታየዋ አነሰ ብተሕጎሰ ንቢዕ ምሊኡ ምሕርት ይወርደልኹም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@nebyatgebretiensae9421
@nebyatgebretiensae9421 2 сағат бұрын
አሰይ እልልልልል አምላከ እድርያስ ይመስገን ህጅውን ክከየቃርፅ ፀበል እደገና ሳይካትሪ ከአ ውስክ እተዘብለላ
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን 19 минут бұрын
ተመሰገንካ አምላኬይ አቦይ ተመሰገን ተመሰገን እፍፍ😢🙏🙏🙏
@milonmilon6338
@milonmilon6338 2 сағат бұрын
ክብሪ ምስጋና ይብፃሓዮ አምላክ ናብዚ ዘብቃዓኩም አቱም አብዚ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ብፀሎት ብገንንዘብ ብዝተፈለለየ አብዚ ዝሓበርኩም አምላክ ወሲኩ ወሳሲኩ ይባርኩም ብሩካተይ❤❤
@fidleytube
@fidleytube Сағат бұрын
ተመስገን ክብሪ ልመዲሃኒአለም ይኹን አሜን🙏
@MedhinSolomoun
@MedhinSolomoun 2 сағат бұрын
ብጣዓሚ ደስኢልኒ ሙሉኡ ምሕረት ዮውርዶኮም የሕዋተይ
@ናፂዩቱብ
@ናፂዩቱብ Сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 2 сағат бұрын
ኣሰይ ተመስገን ኣምላክ ኣሰይ ዕልልልልልልል ኣሰይ ዕልልልልልልልል ኣሰይ ዕልልልልልልልልልል እንኻዕ ደስ በለኩም ኩቡራት ስድራ❤❤❤❤
@cjbcj1888
@cjbcj1888 14 минут бұрын
እልልልልልልልል መምህረይ አምላክ ባዕሉ ፅቡቅ ይሃብኻ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏ተመስገን አምላክ
@ugh6249
@ugh6249 2 сағат бұрын
ተመስገን አምላክ ሙሉእ ምህረት ይግበረልኩም ትህቡለ አምላክ ሙሉእ ይሀብኩም
@ጓልወየንቲ-መ4በ
@ጓልወየንቲ-መ4በ 42 минут бұрын
እሰይይይይ ተመሰገን🙏🙏መምህር ፀጋይ እግዛቢሄር ፀጉኡ የብዘሖልካ ፈጣሪ🙏🙏👏👏
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 2 сағат бұрын
እግዚአብሔር እንታይ ይስኣኖ ተመስገን ኣምላኽ እንቋዕ ከምዚ ኢልኩም ብሰላም ተመለስኩም መምህር ጸጋይ ሓዉና ኣብ ዝኸድካዮ መንገዲ ፈጣሪ ይሓልኻ❤❤❤🎉🎉🎉
@fhfg6051
@fhfg6051 24 минут бұрын
ኣስይ እልልልልልልልልል እንድዒ ኣነስ ቀላት ሲእነልኩም መግለፂ መምህር ፀጋይ ሓወይ ተመስገን እስቲ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ኣሕዋተይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamGuesh-w2b
@SelamGuesh-w2b Сағат бұрын
አሰይ አግዚአብሔር ዝኣመነ ታይ ይሰኣነ ድንግል ማርያም ዝኣመነ ታይ ይሰኣነ ተመሰገን ፍጣር 👏👏👏
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ Сағат бұрын
ብሓቂ❤❤❤
@sara-r2o5b
@sara-r2o5b 30 минут бұрын
መ ፣ር ፀጋይ ፀጋጥዕናኻ ሙሉእ ይኹን ብጣዕም ተሓጉስና ላታሓጎስካ ንበር ጎታዋ
@FurtunaUkbasion
@FurtunaUkbasion 2 сағат бұрын
Aseyyy ellllll egziabher ymesgen ewe nabzi zebxehakum yehwatey mearey mlue mhret ygberelom.
@AbeGalEmbrhen
@AbeGalEmbrhen 49 минут бұрын
እስመ አልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዚአብሔር ተመስገን አምላክ ታይሳኣኖ ፈጣሪ ዓለማት እንኳዕ ዳብዝ አብቀዐኩም አሕዋተይ መምህረይ ንዓኻውን እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 2 сағат бұрын
ዋውውውው ኣምላክ ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብሓቂ😮
@edenlij5965
@edenlij5965 Сағат бұрын
ናይቲ ልዑል አምላክና ድንቅ ስርሁ አሪኡኩምና እግዚአብሔር ይመስገን ❤
@Welete.Maryam.21
@Welete.Maryam.21 2 сағат бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ተመስገን እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም 😢❤❤❤❤❤❤❤ መጀመርታ ሓዚነ ነቢዐ ከዚ ከዓ ብሓጎስ ነቢዐ ሲሒቀ ተሓጊሰ ❤❤😂ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር ኣምላከ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ይባረክ ኣሜን፫
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ Сағат бұрын
ተመስገንካ❤ፈጣሪ❤ኩሉ❤ኣለም❤❤❤
@Welete.Maryam.21
@Welete.Maryam.21 23 минут бұрын
@@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ ኣሜን፫
@GuDg-v8i
@GuDg-v8i Сағат бұрын
አሰይ ተመስገን አምላክ ዕልልልልልልልልልልልል አብ እግዚአብሔር ዝተወከለ ኣይሓፍርይ ❤❤❤ መምህር ፀጋይ እውን ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ፈጣሪ❤
@MebartMehari
@MebartMehari 2 сағат бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመዳሃኒኣለም ኣቦይ ንኩሉ ወዲ ሰብ ምሕረት ይላኣከልና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ተመስገን ተመስገን
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Сағат бұрын
Kibrn misganan ybxahayo NEGZIABHER Amlak
@ZozoZozo-vj8mn
@ZozoZozo-vj8mn 10 минут бұрын
ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን እንኳዕ ደሰ ብለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ መሉኡ ምሕረት ይሃብኹም🙏🙏🙏
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 2 сағат бұрын
ተመስገን ዕልልልልል በተለይ ዙንኡሽተይ አብ ፅቡቅ ጥዕና እዩ ዘሎ
@mmn9000
@mmn9000 Сағат бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይተመሰገን እግዚብሔር ታይ ይሳኣኖ መምህር ፅጋይ ሓዉይ ዉናዕድመን ጥዕናን ይሁን ሃብካ ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@تالينتالين-د6ي
@تالينتالين-د6ي 2 сағат бұрын
ተመስገን ኣምላኬየ❤❤❤
@Solyana12
@Solyana12 Сағат бұрын
ዕልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ሰለኩሉ ውዕለታቱ እንኳዕ ናብዙይ አብቀዓኩም ክቡራተይ ምሉእ ምሕረት ይግበርኩም አምላክ ጥዑም
@ናሆምሓጎስ
@ናሆምሓጎስ 2 сағат бұрын
ኣነካ ኣይሓገዝኩን ግን ኣብ ዝሓለፈ እቲ ቢድዮ ሪኤዮ ሰለ ዝነበርኩ ኣብ ከመይ ኩነታት ኮን ይህልዉ ይብል ነይረ እሞ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ 🙏❤
@FjdyFdttt
@FjdyFdttt 2 сағат бұрын
ተመሰገን ❤❤❤
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 2 сағат бұрын
መምህር ጸጋይ ሓወይ ኣብ ምንታይ ቦታ እዩ እዚ ማጮሎት ኣነ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዝሓመመት ንእሽተይ ሓፍተይ ኣላትኒ እሞ ኣብኡ ምፈተናላ ሓፍትኻ ካብ ዓዲ ዓረብ😢😢😢
@Haregte
@Haregte 55 минут бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደላ ብርግፅ ነጊሩና ነይሩ ኣብ ቀዳማይ መደብ ረሲዐዮ ግን ኣብ ኣክሱም ከባቢ እዩ ጠይቆም ይውሰዱዋ🙏
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 45 минут бұрын
@@Haregte ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሓፍተይ ኣፍቲ መጀመርታ ተኾይኑ ተኻታቲለዮ እየ ተመሊሰ ክሪኦ እየ 😍😍😍
@ተመስገንኣምላክ-የ9ጐ
@ተመስገንኣምላክ-የ9ጐ 26 минут бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህር ሓውና ድማ ዓስበ ድካምካ ይክፈልካ ፈጣሪ አሜን፫❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰
@fyu7tt457
@fyu7tt457 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 40 минут бұрын
ዕልልልልልልልል ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ አቡነ እንድርያስ ይኹኖ ኣሰይይይይይይ ተመስገን ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም ጎተተይ❤❤❤❤
@YeshargAbrha-q3o
@YeshargAbrha-q3o 6 минут бұрын
እግዚአብሔርን ይመስገን ክብሪን ምስጋናን ይኩኖ እቲ ሉዕሉ ባሃሪ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ መምህረይ አብ ቲሕቲ ፈጣሪ ብሓቂ ቡኡነት ትሰረሑ ዘለኻ ስራሕ ብጣዓ ፅቡቁ እዩ ዝሓወይ ብጣዓሚ እና ነኪብረኻ ዝሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስበኻ ይሃበኻ ይኪፈልኻ❤❤❤
@selamburuk
@selamburuk 12 минут бұрын
ኣሰይይይይይ እንኳን ከምዚ ኢልኩም አርኣየና ክቡራት ወለዲና ዎ ኣሕዋትና❤ንኩሉ አብ ሕማም ዘሎ ሰብና በታ ናይ ምሕረት ኢዱ ፈዉስን ምሕረትን ይልኣከሉ🥺በጃካ እታ ማየ ጾሎት ቦታ ተሓባበረኒ መምህር ጸጋይ ሓወይ️🙏
@salamaaa905
@salamaaa905 54 минут бұрын
እስመ ኣልቦ ዘይሳኣኖ ተመስገን መድሓኒኣለም መምህር ፀጋይ ዕድመካ ይንዋሕ❤❤
@sarahali9429
@sarahali9429 20 минут бұрын
እልልልልልልልልልልል ❤❤❤ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 🙏🙏❤️❤️እግዚአብሔር አምላክ እንታየ ይሳኣኖ
@latlatailatlatai-4806
@latlatailatlatai-4806 55 минут бұрын
ክብርን ምሰጋና ልእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኹን ኣሜን🤲
@SffFgu-jj1xe
@SffFgu-jj1xe 2 сағат бұрын
እልልልልል ተመስገን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ምስ ሙሉእ መሳርሕትኻ❤❤❤
@SelamZeTewahdo
@SelamZeTewahdo 26 минут бұрын
ተመስገን እስመ ኣልቦ ነገር ለይሳኣኖ ልእግዚአብሔር መምህር ጸጋይ ሓዉና ኣብ ኩሉ ጉዕዞካ እመብርሃን ትኩን ምሳካ ብጣዕሚ ደስስስስ ኢሉና
@meharitgebremariam3616
@meharitgebremariam3616 Сағат бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን መምህር ፀጋይ ተባረኽ እንዃን ደስ አላችሁ
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 2 сағат бұрын
እሰይይይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ለከ ብታሕጓስ እውን ትብሎ ይጠፍአኻ
@tmesegenthreaten1249
@tmesegenthreaten1249 Сағат бұрын
እስመ ዘይሰኦኖ እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ተመስገን አምላኬ ምልእ ምሕረት ይግበረለኩም አሕዋተይ አግዚአብሔር ይመስገን ናብዚ ዘብቀዓኩም ❤❤❤
@meksebey2554
@meksebey2554 38 минут бұрын
Amen Amen Amen
@Mikaelhalawuyey
@Mikaelhalawuyey 4 минут бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ኣታ ሓያል ኣምላኽ ድንቂ እዩ ፀግሸይ ብሩኽ ኢኻ ኣምላኽ ካዓ ምሳኻ እዩ ከም ዝኾነዉን ንሪኢ ለና ኣምላይ ምሉእ ይግበሮ ተባረኽ ፀግሸይ🙏🙏🙏💗💗💐💐💐💐💐
@Fortnitetips879
@Fortnitetips879 53 минут бұрын
ናይ ባሐቂ ተመኒናያ ዘምሐተይ እንካእ ናበዙይ አበቃአኩም
@MiyaDag
@MiyaDag Сағат бұрын
ዕልልል እግዛብሔር ይመሰገን
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 48 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 40 МЛН
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 55 МЛН
ወለላይ ሕክምና ተዘይከድና ኢላ ኣብያ 😳😳
17:25
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 4,6 М.
ዮአዳን (ክፍል 33 )
33:44
ለዛ
Рет қаралды 314 М.
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 48 МЛН