"ንሕና ንሓቂ እምበር ፡ምስ ሓቂ ዝጻረር ገለ እኳ ክንገብር ኣይከኣለናን እዩ"(2ቆሮ፡13፥8)።|ብመም/ዕንባቆም ገብረሚካኤል።

  Рет қаралды 6,377

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 83
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐና ክብር መምህርና❤❤❤❤❤❤
@asmeromghide2574
@asmeromghide2574 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamteklekidane9720
@selamteklekidane9720 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና።
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲😢
@LouatLouat-n9v
@LouatLouat-n9v 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃሌ ሂወት የስማዓልና በዕድሜ ናጥዕና ያሃበልና አቦና
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ አንባቖም ዕድመን ጥዕናን ይሃብቡም❤❤
@hadishberhane2661
@hadishberhane2661 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ገላጺ ዝኾነ ትምህርቲ ኣቦና ቓለሂውት የስመዐልና
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 5 ай бұрын
Bhaki kal hiwet yesmealna egziabher xegue yebzehelkum 👏🏼🙏🏻👏🏼🙏🏻⛪️⛪️⛪️
@DrarTumuzghi
@DrarTumuzghi 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ክቡር ምምህርና
@girmayteame5327
@girmayteame5327 5 ай бұрын
Kale hi what yesmalna abne NY agolglat hewt Amlk ybark
@nahomwedi5148
@nahomwedi5148 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ፡ህዝቢ ንኽመሃረሉ ኩልና ሼር ክንግብሮ ኣሎና
@user-bj8ix9zl7m
@user-bj8ix9zl7m 5 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ንነብሰይ ዘጸናንዓሉ፣ ብናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ታሪኽ ጥራሕ እዩ፣፣
@freweiniyowhans8074
@freweiniyowhans8074 5 ай бұрын
Kal hiwet yesmaelna abona
@TesfalemAblelom-uj4qj
@TesfalemAblelom-uj4qj 5 ай бұрын
Kemzeo abotstna ybzhalna Kemzeom eyom abotat sieina zelena Yekenelna memhrna
@semharfetwi3866
@semharfetwi3866 5 ай бұрын
bteami des zbel tmhrti amlak asbi yhabkum 💝
@weynikifle5455
@weynikifle5455 5 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna kbur hawna Amen and Amlak zebenka ybark Amen
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 5 ай бұрын
Qale hiwet yesmaalna
@fiyorizeresenay7185
@fiyorizeresenay7185 5 ай бұрын
Egziabiher nay agelglot zemenkum ybarkelkum
@fanuelamare2116
@fanuelamare2116 5 ай бұрын
😢
@tabormedia111
@tabormedia111 5 ай бұрын
ድንቂ ስብከት መምህር እንባቆም ቃለ ህይወት ያሰማልን ለፍሬ ያድርገው የአገልግሎት ዘመንህን ፈጣሪ ይባርክ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 5 ай бұрын
ቃለ ሰናይ መምህር ዓይነ ኩሉ ነዓኩም ዘሃበና እግዚኣብሄር ይክበር ይመስገን፥ በጃኩም መደብ ግበርሉና ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ዘድልየና ዘሎ ኣብዚ ግዜ ህዝቢና ጆሆ ኣትሕዞሞ ብዛዕባ ሰማያዊ ከሓስብ ዝግቦኦ ምድራዊ ከምዝሓስብ ብዛዕባ ሬስኡ ኣበይ ከምዝቅበር ብፍርሒ ሞራሉ በቲኮሞ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ክትነብር እያ ።
@Sesen2000
@Sesen2000 5 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna
@WegahtaKidane-wb8hb
@WegahtaKidane-wb8hb 5 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlak xega yebzhalkum
@haragozana3340
@haragozana3340 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰብከተ ወንጌል ናይ አገልግሎት ዘመንኩም አምላክ ይባርከልኩም ኩቡር አቦና
@alenaaytefaena12
@alenaaytefaena12 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ካብ ጸባ ዝጽዕዱ ካብ መዓር ወለላ እወ ካብ መዓር ወለላ ዝምቅር ቃል ኣምላኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ሎሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንሕናኻኣ ኣብታ ጥንታዊት ዝኾነት ቤተክርስትያንና ንሓቂ ተኸቲልና ክሳብ ሞት ንጎይታና መድሓኒና ኢዮሱስ ተኸቲና ክንከይድ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣይፈለየልና ከምቲ ንሃወርያት መንፈስ ቅዱሱ ሰሲዱ ኣንደበቶም ዝኸፈተሎም ንዓና ኻኣ ኣንደበትና ይኽፈተልና ።
@filmonamanuel1684
@filmonamanuel1684 5 ай бұрын
ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ኣዕጽምትኻ ዘጥልል ስብከት እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘምንኩም ይባርኸልኩም።❤❤❤
@merhawitandehaymanot797
@merhawitandehaymanot797 5 ай бұрын
Kalehiwet yesmealna mergita enbakom edmen tenan yhabkum egzabher amlak nay agelglot edmekum yenwuhalna🙏❤✝️💒❤️🙏
@frewoinimehary4405
@frewoinimehary4405 5 ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna abona
@BiniamMeasho
@BiniamMeasho 5 ай бұрын
Tebarek qal hiwet yesmalna memhr embaqom hawna bruk
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 5 ай бұрын
ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይጽገብ ቃል ሓቂ ✝️✝️✝️👂👈🙏
@abebagabriel1436
@abebagabriel1436 5 ай бұрын
Kale Hiwot Yesmaelna!! Profound Sibket
@ህያብኣምላኽ-ጠ8ዀ
@ህያብኣምላኽ-ጠ8ዀ 5 ай бұрын
መምህረይ ንዓኹም ዝሃብና ኣምላኽ ይባረክ
@ariam5070
@ariam5070 5 ай бұрын
Qale hiwet yesmealna memhr nay agelglotkum zemen hiwetkum ybark goyta.
@MelatAberha
@MelatAberha 5 ай бұрын
Amen Amen Amen
@TesfitStudio
@TesfitStudio 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ገላጺ ዝኾነ ቃል እግዚኣብሄር ዘንቅሕ
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 5 ай бұрын
Behaki kalehewt yesmalna aboe kesch 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤💐💐💐
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ክብራት ኣቦታት❤❤❤
@shewitgush8865
@shewitgush8865 5 ай бұрын
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmelna xega berktu yebzhlkum fetri aboy kesh ❤
@akberetmahari5875
@akberetmahari5875 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ ኣብርሲ ጸጋ ይዓድልኩም ኩቡራት ኣቦታት
@AronDebesay-n9s
@AronDebesay-n9s 5 ай бұрын
qal hiwet yesmalna aboy ቀሽ ጽብቅ ትምርቲ ተማሂርና ቀጽልልና። እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፣❤❤❤
@mituwiti999
@mituwiti999 5 ай бұрын
Amlak yebark kebur abona❤❤❤❤
@tekleabbrhane9529
@tekleabbrhane9529 5 ай бұрын
amen amen amen qlwet yesmalna abo kihs
@seleku1373
@seleku1373 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የመዓልና።
@mihrettesfamichael9451
@mihrettesfamichael9451 5 ай бұрын
🙏🙏🙏kale hiwet yesmalna
@ኣምላክሰላም
@ኣምላክሰላም 5 ай бұрын
Amen kale hiwet yesmalna nay agelglot zemenkum ybarkelkum egeziabhier
@Lifetime1987
@Lifetime1987 5 ай бұрын
Amlak abzihu ybarka mergeta hawey
@ZEWDIGAYM
@ZEWDIGAYM 5 ай бұрын
Kale hiwet ysmalena kibur abona.
@tirhaskeshi2502
@tirhaskeshi2502 5 ай бұрын
Kale hewet yesmalna kubur abona 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hadishberhane2661
@hadishberhane2661 5 ай бұрын
Amien amien amien
@RahelFesaha
@RahelFesaha 5 ай бұрын
Kal hiwet yesmana abona ❤❤❤❤
@weldeab9707
@weldeab9707 5 ай бұрын
መምህርና ኣብ ስደት ፍኖት ሓቂ ኮይንኩም ንተስፋ መሪሕኩምና ። ቃለ ሂወት ።
@tsegaabrham2087
@tsegaabrham2087 5 ай бұрын
Kalehiwet yesmalna abona.
@GIRMAYYOHANS
@GIRMAYYOHANS 5 ай бұрын
ከይረኣካ ምምስካር ሓጥያት እዩ ስለዚ ህዝቢ ኣይነታልል ንሕና ናይ ማንም ኣይኾናን ናይ ክርስቶስ ኢና ስለዚ ዘረባ ብምጥዓም ሰብ ኣይንሸውድ
@wegenhaqixelaiamex
@wegenhaqixelaiamex 5 ай бұрын
Qale hywet Memhr haqi
@fanuelamare2116
@fanuelamare2116 5 ай бұрын
ወደስመራ ተማዕበለስ ብኢዱ ፊጥ ምባል ነይ ገድፍ ዝበሃልስ ለካሓቂ እዩ 😢
@nahomwedi5148
@nahomwedi5148 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ተደንግጹ ኣብ ሓቂ ዘየለ ሰብ እኮ ፡ሓቂ ክንገር እንከሎ የዕገርግሮ እዩ። ሻዕብያ ህግደፍ እንተዝብል ግና ሰማይ ምሰቐልክሞ ኔርኩም ።
@eyabtsegay6874
@eyabtsegay6874 5 ай бұрын
Qal amelk mmher mes hsekum nayer kab htfetf se
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 5 ай бұрын
ብኸመይ ጉባኤ ከልቔዴን ምስ ዝቕበሉ ተሃፍሱ እኒ ዲያቆን በዓል ጆን ፡ሓቢርኩም ኣለኹም መርጌታ? ብመልሓስ ጨለ ሙኻን ዘይነቃርጽ ኣብ ሓቂ ደው ዘይንብል ? ከመይ ኢልኩም ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ኣይትበሃልን ምስ ዝብሉ እኒ በዓል ዲያቆን ጸጉ ሓቢርኩም ኣለኹም ? ከመይ ኢልኩም ሓቢርኩም ኣለኹም ምስ ኣቡነ መቃርስ ፡እቶም ለንቅነ ተኣምረ ኢየሱስ ኢልካ ዶ ይጸሓፍ እናበሉ ንተኣማራትን ገድላትን ዝቃልሉ ሓቢርኩም ? መን ኢዩ ጠላም ኮይኑዋ ዘሎ ንቤተክርስትያን እንተኣስተምህሮኹም ሰናይ ኢዩ ኣብ ግብሪ ግን የለኹምን ምእመናን ሒዝና ናበይ ንኸይድ ኣለና ።
@Isel-lh9cl9iq60
@Isel-lh9cl9iq60 5 ай бұрын
ንስካ ከ ሓቄናን ጻድቅን ዲካ ኮንካ መርሓትካ ዝብሉካ ስማዕ ነነብስና ሓሓጢያትና ንጠምት ስቅ ኢልና ከኣ ኣይሓበርናን ብፌርማን ብማሕተምን ዘለዎ ኢዩ
@FkroyKidane
@FkroyKidane 5 ай бұрын
መን እሞ ክምልሰልካ እዩ ነዚ ሕቶ ( ፧) እቶም መእመን ከነድንግጽ መዓት ኢና ክሕደቶምን ምሕባር ምስ ተሃድሶን እንዳረኣዩን እንዳሰሙዑን ወዲ ዓደይ ወዲጎደቦይ ዘመደይ እንዳበልና ደድሕሪኦም ንዓርብ ምህላዉና እዩ ደጉህየካ እንበር እዚኦም ደኣ ክዉልዉል ደይብሉ ብቃልዕ ወጺኦም እኮ ሕበረቶምን ክሕደቶም ንርእዮ ኣለና።
@Isel-lh9cl9iq60
@Isel-lh9cl9iq60 5 ай бұрын
@@FkroyKidane ኣይትመጻደቂ በጃኪ ተሰተሪ ሓንቲ ሕቶ ባዛዕባ እምነትኪ ተሓቲትኪ ክትምልሲ ኣይትክልእን ኢኪ ብፍልጠት ዘይኮነስ ብስሚዒት ትዛረቢ ዘለኪ
@FkroyKidane
@FkroyKidane 5 ай бұрын
​@@Isel-lh9cl9iq60ሃየ ሕተት ከም ደስ ድብለካ ፧ ኣብ ወልድ ዋሒድ ምምጽዳቅ የለን። ቅዱሳን ኣቦታት ኣስናኖም ድረገፉላ መንገዲ ክርስቶስ ብእልፊ ስጋዉያን ኣይትጽረፍን እያ።
@Isel-lh9cl9iq60
@Isel-lh9cl9iq60 5 ай бұрын
@@FkroyKidane ሕጂ ሕጂ ከማን ትማጻደቅ ኣለካ ንስካ ከ ሰጋዊ ኣኮንካን ማሌት ዲዩ ኣስናኖም እንተ ኣርገፉላስ ነዓካ ጥራሕ ዲዩ ዝምልከተካ ህድእ ኢልካ ኣስተዉዕል
@FkroyKidane
@FkroyKidane 5 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ኣይትከተሉ ክብል ጸኒሑ ሲ ን ኣቡነ እንጥንዮስ ምኽታልና ከኣ ሽግር ረኺብና ይብል። ንስኻን ኣባ እንጥንዮስን ሰብ ደይኮንኩምን እንታይ ዩ ፍልልይ ፧
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ኀ9ሰ
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ኀ9ሰ 5 ай бұрын
እዚ ፖሊከተዊ ስብከት እንበር መንፈሳዊ ስብከት ኣይከነን ምስትውዓል ይሃበና:: ብምስላ ኣድጊ ገርኩም ንርእስኹም ተጋልጹ ኣለኹም ንዘስተውዕል ነዚ ህዝቢ ኣብ ፖሎቲካ ተሰክሲኪም መንፈሳውያን ክትመስሉ ንዝምርምር ናይ መንፈስ ዝበሃል የብልኩምን ድሕነት ንህዝቢ እንተ ሓሲብኩም መከራን ስደትን ተዓጊስካ እዩ ኣይኮነን ስደት ወጺኻ ሓዱሽ ኣዳራሽ ፈሊኻ ካብ ሲኖዶስ ወጺኻ ናበይ ንምብጻሕ እዩ? እግዚኣብሔር እኮ ሓደዩ ብምፍልላይ ዝርከብ ኣይ ኮነን ኣቦታትኩም ኣሪጎም ክትክእዎም እዳ ተጸበይኹም ንስኹም ከኣ ብፍቕሪ ዓለም ተሰኒፍኩም ህዝቢ ትፈላለዩ ደሕራይ ተገራጫ ዝኾነ ትዛረቡ ኣለኹም ዓለም ንክርስቶስ ኣይተቐበለቶን ትብሉ ንክርስቶስ ዘይተቀበሎቶ ኣየነይቲ ዓለም ደኣላ ክትቅበለና ደሊኹም ብዝኾነ መጠምጠምያ ገርኩም እንበር ሓያል ፖሎቲካዊ ካድረ ኢኹም::
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 5 ай бұрын
ሰላም ፍቁር ሓው ካበይ ተበጊስካ ኢካ መንፈሳዊ ስብከት ኣይኮነን ትብል ዘለካ ወይስ ከምቲ ንስካ ተሓስቦ እዮም ዘይተዛረቡ |-- ብዛዕባ ምስላ ዝበልካዮ ከኣ ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብምስላ ገሩ ይምህሮምን የረዶኦምን ከም ዝነበረ ኢና ንምልከት እዚ ለባም ለባም ምጽዋት ከኣ ግደፍዎ ንሰባት እንዳ ዘንጥልካ ቅኑዕ ክትመስል ኣይትጸዓር ሓቂ ምስ መን ከምዘላ ከኣ እግዚኣብሄር ይርኢና ኣሎ ስለዚ ተቀዳድምና ፍርዲ ኣይንፍረድ፥π
@nahomwedi5148
@nahomwedi5148 5 ай бұрын
ንሕግደፍ ምምላኽ ድዩ ቅኑዕ ? ህዝቢ ተበደለ ፡ ቤ/ክ ተበዝበዘት ኣገልገልታ ይህሰዩ ኣለው ምባል ድዩ ፖለቲካ ኣቱም ኣምሰልቲ ፈሪሳውያንን ። ንህዝቢ ሬሳኹም ኣይቅበርን ዳበልኩም ክተፈራርሑ ትውዕሉ ፖለቲካ ዘይበልኩሞስ ንዚ ትምህርቲ ፖለቲካ ኢልኩሞ ። ኣንቱም ገጽ ሰብ ሪእኹም ተዳልው ኣቕሽሽቲ ብረት ሒዞም ከገልግሉ ኣንዳተገደዱ ኣፍ ዘይኮንኩም ሓቂ ክንገር ከሎ ዶ ጸላዕላዕ ኢልኩም
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 264 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 55 МЛН
|ጎይታ ክትንስእ ንሕና ከይንመውት ንጠንቀቕ!|ብቀሺ በረከት ቅዱስ።
29:39
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 586
oct 3/2024 ይቅሬታ ሓቲቱ ንመን ? እንቋዕ ሓጎሰና ኤርትራውያን
25:25
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 15 М.
"ቡን ከምዘይስተ ድንግል ማርያም ተገሊጻ ነጊራትና"
21:31
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 20 М.